No video

ስድራይ ኣብ ሞጉሓፊ ቦታ'ዮም ደርብዮሙኒ ከይዶም Josias denden

  Рет қаралды 175,704

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

ስድራይ ኣብ ሞጉሓፊ ቦታ'ዮም ደርብዮሙኒ ከይዶም Josias denden
ንቃላኣብ ሰሎሙን ብገንዘብ ክትሕግዙ ምስ እትደልዩ ኣብዚኣ መለጋግቦ ተመልከቱ፥ ቴለ ናይ ቃልኣብ ዝደሊ ድማ +251 92 728 3544
gofund.me/bd16...
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josi...
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#kaleaberitrean#kaleabsolomon

Пікірлер: 745
@JosiasDenden
@JosiasDenden 3 ай бұрын
ንቃላኣብ ሰሎሙን ብገንዘብ ክትሕግዙ ምስ እትደልዩ ኣብዚኣ መለጋግቦ ተመልከቱ፥ ቴለ ናይ ቃልኣብ ዝደሊ ድማ +251 92 728 3544 gofund.me/bd167e46
@user-hj7ci7fq5l
@user-hj7ci7fq5l 3 ай бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@hailetekle6023
@hailetekle6023 3 ай бұрын
But he is already grown up.why he needs help?
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 3 ай бұрын
@@hailetekle6023 Ab Ethiopia Konka Bi Hawela Ahwatu Betesebu EYU Zinebri Neziy Seb Dima Nihna Kuluna Eritrewan Ena Ahiwatu Silemintay Kemiu Tible Ente Kielka Hab Egzabihar Yihabika Entezaykielka Dima Netom Zihbu Egizabah Yihabkum Elka Suk Bel Gega comment Eka Gerika
@GenetHaile-cx4nb
@GenetHaile-cx4nb 3 ай бұрын
Amlak msaka ykun zhawey Amen
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 3 ай бұрын
ገንዘብ ንምንታይ ማለት እዩ ን ዑ እንዶ እዚ ሰብ ካልኡ ይኣኽሎ ክንደይ ፈቀዶ ሕክምናታት ሃገራት ህጻውንቲ ብሕማም ካንሰር ዝሳቀ ዘሎ ይኣኽሎ ሓቂ ንግበር ኣምላክ ዝፈትዎ እዚ ሰብ ስንኩል ኣይኮነንን
@BereketAbraha-bc3kt
@BereketAbraha-bc3kt 3 ай бұрын
ቃሌ ሓወይ ከማና የማስልካ ድሕሪ 28 ዓመት እየ ረኺበዪም ኣነ ስድራይ ጥራይ ጥዕናን ተስፋ ዘይሙቅራጽን ኣጆኻ 😢
@kbratekie-mw9cd
@kbratekie-mw9cd 3 ай бұрын
enqae hagosekekum
@BereketAbraha-bc3kt
@BereketAbraha-bc3kt 3 ай бұрын
@@kbratekie-mw9cd ክብረት ይሃበለይ ሓወይ ንተይ🙏
@user-sq5ef3wh9c
@user-sq5ef3wh9c 3 ай бұрын
sory ድኣምበር ቤኪ ሓወይ ድሕሪ 28 ዓመት ታይ ይዓብሱልካ ኣነ ድሕሪ 16 ዓመት ኣደይ መፂኣ ኣይደልየክን ኢለያ ሕጂ ኣዶ ቆልዑት እየ ከመይ ጌሩ ኣኽኢልኪ ኣነ ንሰከንድ ካብ ደቀይ ኣይምተፈለኹን ኢለያ ስልኪ ከማን ኣይቅበላንዬ
@BereketAbraha-bc3kt
@BereketAbraha-bc3kt 3 ай бұрын
@@user-sq5ef3wh9c ትርጉም የብሉን ዝበዝሑ ወልሓንቲ ኣይጠቅሙን እዩም ስቅ ኢልካ መልሲ ይኾኑ ናይ ሕቶና መንእየ ንዝብል እንበር ንዓይ ዉን ተባኢሶሙኒ እዩም ከቅርቡኒ ኣይደለዩን😟😩
@darkmattermiddleeastern248
@darkmattermiddleeastern248 3 ай бұрын
@@user-sq5ef3wh9cሰላም ዚ ሓወይ እቅረ ደኣ ግበረለይ እንበር ተጋጊኻ ንሳ እንታይ ኣጋኒፉዋ ፍለጥ ዝኾንእ እንተኾነ ኣደ ኣደ ምኻና ኣይተርፋን ዩ ኣይትጋገ እቅረ ግበረላ ንቃልኣብ ካኣ ከምዚ ናትካ ኣዲኡ ረኺቡ የስማዓና
@user-yd3sf1of1d
@user-yd3sf1of1d 3 ай бұрын
ኣጆካ እግዚአብሔር ኣቦካ ድንግል ማርያም ኣዴካ መላእክቲ ኣሕዋትካ ክቡር ሓወይ እስመ ኣልቦ ነገር ዜይሰኣኖ ለእግዚአብሔር ምስ ናይ ስጋ ወለድካ የራክብካ
@semharkesete4870
@semharkesete4870 2 ай бұрын
❤❤❤
@ara6934
@ara6934 3 ай бұрын
ኩላትና ይሓዋትካ ኢና ኣጆኻ ትሕጎስሉ መዓልቲ ክመጸካ እዩ ❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስካ ይኩን
@asterghebrai517
@asterghebrai517 3 ай бұрын
እጆኻ። ከም ትንሳኤ የሱስ ትንሳኤ ስድራቤትካ ክትረክብ። እግዛብሄር ይሐግዝካ💔❤️‍🔥👏🙏🇪🇷
@luwamsamule9693
@luwamsamule9693 3 ай бұрын
😢😢😢😢
@user-ws2rs1er6f
@user-ws2rs1er6f 3 ай бұрын
ኤህ ዋይ ሓወይ ማዓረይ እንቃዕ ዓበኻ መሳኪን ስድራና ኣብቲ ሽዑ ግዝየ ጥምየት ስእነት ሕማቅ ግዝየ ኢዩ ነይሩ ዓቅላ ጸቢብዋ ይከውን።ዕድመ ይሃብካ ኣይሕሰምካ በርትዕ ትራይ ብሩክ ሃወይ
@kaleabsolomun4538
@kaleabsolomun4538 3 ай бұрын
@user-ez4ky4oc3g
@user-ez4ky4oc3g 3 ай бұрын
ንዝኾነ ይኹን ሺግር ኣብ ህዝብና ብዙሕ ኣየጋጥምን።ከምዚ ኣብ ነብሰን ምሻጥ ዝኣተዋ ብሓደጋ ጥንሲ ዘጋጠመ ንኹሉ ሂወተን ክጸልዎ ስለ ዝኽእል ካልእ ምርጫ ይወስዳ።
@user-ee4zt5cq7i
@user-ee4zt5cq7i 3 ай бұрын
እዚ ነብሰ ፍቶት እዩ:ኣረሜናት ኢኽን
@onelove6849
@onelove6849 3 ай бұрын
ብጸሎት ሱባኤ ኢቶ ኣምላክ ክምልሰልካ ዩ ኣበይ ከም ዘለዉ ብሱባኤ ግን ክትፈልቶም ትኪኤል አካ ኣምላክ ምሳካ ይኹን ❤
@kaleabsolomun4538
@kaleabsolomun4538 3 ай бұрын
Amen ms kuluna
@selaemnewxeu4738
@selaemnewxeu4738 3 ай бұрын
Hasoet gedef ortdox nay haqexea emnet eu sebuea eto elkea dhreay kereka eu elkea zeykwen aytzreb tebqulnea gedef
@user-ee4zt5cq7i
@user-ee4zt5cq7i 3 ай бұрын
ጥንቆላ😂
@user-ee4zt5cq7i
@user-ee4zt5cq7i 3 ай бұрын
ሱባኤኻ ኣይትሕሽ ዱሁል
@TiegstiTeklay
@TiegstiTeklay 3 ай бұрын
ሱባኤ ከ ታይ ኢዪ
@azebkidane-o3d
@azebkidane-o3d 20 күн бұрын
አሕ ✝️🙏
@Habesha-1942
@Habesha-1942 3 ай бұрын
ቃሌ ይፈልጦ እየ ኣብ ኣስመራ...ኣዝዩ ሓቦ ዘለዎ ሰብዩ...ምስዚ ኩሉ ሽግሩ ፍሽኽ ኢሉ እዩ ዝኸይድ ::በብዓቕምና ንሓግዞ የሕዋት ❤🙏
@abimass5642
@abimass5642 3 ай бұрын
ኣጆኻ ቃልኣብ ሓወይ ትብዓትን ጽንዓትን ኣባኻ ኣሎ ። እግ/ር ክረድኣድካ ኢዩ ። ኩሉ ንሰናይካ ኢዩ ። ❤🎉
@SofiaKeren
@SofiaKeren 3 ай бұрын
ኩላትና ይሕዋትካ ኢና ኣጆኻ ትሕጎሰሉ መዓልቲ ከመጸካ ኢዩ።❤
@user-ej5vy7hv5h
@user-ej5vy7hv5h 3 ай бұрын
ዋው ቃላብ ሃወይ ኢንቃዕ ነዚ ዕዲል ረኸንካ ጢዑም ሰብ ኣብ ኣዲሲ ሃዊና ነሩ ብጣዕሚ ሃገዝ ዘዲሊዮ ሰብ ኢዩ ኣጆኻ ቃሊኣብ ሃወይ
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 3 ай бұрын
Josiy this story is for many many kids back I time, 46years ago I'm one like him, grow up in orphan Cambonan College but by grace of God we find our father in 2017,i understand him very well how it feels but I'm still didn't find my mother yet. But God is great I'm a mother i just think how a parent can live his own child.... My mother she did the same left me with one old woman never get back in masswa in 1973 but God is always has his plan italiana nanny they take me to them home I grew up there in Asmara, even I find in 98 that I have others brother and sisters I find them in Ethiopia in 2017 so God has his way dear brother just keep it up ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Happy Easter 🎉🎉🎉🎉wishes for new life it will come by a grace of god
@sultanaziza9884
@sultanaziza9884 3 ай бұрын
Neza beqyqalo
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 3 ай бұрын
ኣጆዃ ፈጣሪ ምስ ስድራኻ የራክብካ ንስኻ ውላድ ደቀ ኣምሓረ ኢኻ ኣይቲ ሸቁረር ወለድኻ ዝርከቡ ይግበሮም
@yordanosmehari3470
@yordanosmehari3470 3 ай бұрын
ኣጆኻ መዓረይ ተስፋ ከይትቖርጽ ሓደራ ውላድ ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ እንቛዕ ጥራይ ብሰላም ኣብዚ ዕድመ እዝይ ኣብጻሓካ።
@maha5351
@maha5351 3 ай бұрын
Kalab Selomen Zeblo Shema kaby Amxekayo
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o 3 ай бұрын
Pain full💔 😭ኣምላኽ ታሪካ ይቀይሮ ናብ ሓጎስ ናብ ሳሓቅ ይቀይረልካ ሓወይ🙏 ኣይካኣልኩን ኣነስ🥹😭😭
@salamawitdaniel3006
@salamawitdaniel3006 3 ай бұрын
Kaleab hawey ajoka nsqa wlud amlak eika . Sdraqa WN bhayli amlak ktrekbom eika ajoka 🙏🙏🙏 😢❤.
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 3 ай бұрын
ከምዚኣ ታሪኽ እዚኣ ከብደይ ዝበለትኒ የላን እፍ እፍ እፍ. ኩሉ ኪኢልዎ ናይ በሓቂ ጽኑዕ ሰብ ኢዩ.ኣጀኻ ዝሓወይ እዛ ምድሪ ኩላትና ኢና ገዲፍኒያ ንኸይድ. ኣይትሸገር ኣምላኽ ይሓግዝካ እቲ ዝበርትዐ ሰጊርካዮ ኢኻ.
@eben_0309
@eben_0309 2 ай бұрын
Egzabher mesaka yekun hawey marey 🙏🙏❤️
@Footballyoutube12
@Footballyoutube12 Ай бұрын
አጆኻ ዝሓወይ ትባዕ እግዝኣብሄር ክስሕበልካ እዩ ወለድኻ ሽግር የዘዉርደልካ ነገር የለን
@febenmakonnen7596
@febenmakonnen7596 3 ай бұрын
ቃልአብ ወደይ❤ አነስ አደ አዋልድ ኔረ እንተ ዝኸውን😢 ትብጻሕካ ምበልኩኻ ❤🎉❤ ተ ባ ረ ኽ 🙏🙏🙏 ብስመ ስላሴ 🙏🌞🙏
@user-sz7jz6wp5j
@user-sz7jz6wp5j 3 ай бұрын
ሕድሩ ተስፈ ክይትቀርፅ ስድራ ይረክቡ አይረክቡ ሓደ ፈጣሪ አለካ ንኩልና ሓደ ፈጣሪ እዩ ፈጥርና ጎቦዝ ካዓ እዛራርባካ ዓርስ እምነትካ ደስ ክትብል ዝሓወይ❤❤
@fnanteklegergish324
@fnanteklegergish324 3 ай бұрын
ቃለ ሓወይ ኣምላክ ዘይሓሰብካዮ ይፍጠረልካ ሓደ ምዓልቲ ኩሉ ነገር ክሰምረልካ እዩ ኣጆካ ።
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 3 ай бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝካ 🙏ሓደ መዓልቲ ክትረኽባ ኢኻ ግን እታ ዝረኸበትካ ሰበይቲ ዘጥቦበትካ ኣዴኻ ከይትኸውን ብዝኾነ ኣምላኽ ይከኣሎ'ዩ 👈ሂወትካ ናብ ሓገስ ክቕየር'ዩ ተባዕ መንእሰይ🙏❤️❤
@darkmattermiddleeastern248
@darkmattermiddleeastern248 3 ай бұрын
ምሳኻ ይሰማማዕ ምናልባት ክኸውን ይኽእል ዩ
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 3 ай бұрын
ኣጆኻ ቃልኣብ ሓወይ! ኩሉ ንጽቡቕካ'ዩ! ፈጣሪ ነቲ ዝፈትዎ'ዩ ዝፍትኖ እሞ እቲ ብፈጣሪ ተሓሪኻ ዝተቐበልካዮ ጾር ፈጣሪ ባዕሉ ክቅንጥጠልካ'ዩ! ንብዓትካ ንብዓት ሓጎስ ክኸውን'ዩ ጥራይ በርትዕ ኣጆኻ ሓፍትና ድማ ዝሓለፈ ሓሊፉ'ዩ እሞ ብሂወት እንተሊኺ ድምጽኺ ኣስምዕዮ ሓደራ ሰማይ ሓደራ ምድሪ
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg 3 ай бұрын
አጀካ ዘሓውይ ኩሉ ይሓልፊ እዩ❤❤
@SmileRay2023
@SmileRay2023 3 ай бұрын
I am proud of my bro Kalie .I know oneday you will meet with your parents God love you❤❤❤❤❤❤❤
@user-nj7rj6bt3n
@user-nj7rj6bt3n 2 ай бұрын
አጆኻ እግዝአብሄር ይሐግዝካ
@febenmakonnen7596
@febenmakonnen7596 3 ай бұрын
josias.D. ወደይ ( ሃብታም ) ብዓል ሕልና 🙏ብር እና በልካ ትሓጎስ🙏🙏🙏
@solomonliza
@solomonliza 3 ай бұрын
ዘገርም ዛንታ ኢዩ ። ኣጆኻ ዝሓወይ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኩሉ ሰናይ ክኸውን ኢዩ ። ጆሲ ድማ ምስጋና ይኹንካ በርትዕ ። ርሑስ ኣውዳኣመት ንኹልና 🙏
@zewdibiny2544
@zewdibiny2544 11 күн бұрын
Ajoka zhawey amlak aleka❤❤❤
@makdanayab6601
@makdanayab6601 3 ай бұрын
Ewayy kalu hawey😢 ajoka eti semayn mdrn zfetere Amlak bzey elama ayfeterekan emo kulu halifu temesgnelu gze kereba yu🙏🙏🙌🙌
@bfhghfthfhfg5798
@bfhghfthfhfg5798 3 ай бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝካ ሓደ መዓሌቲ ክትረኽባ ❤❤
@natsnetmebrahtu3858
@natsnetmebrahtu3858 3 ай бұрын
Seb bmukanka tray ekul eu ajoka kulu seb ab adun ms sdrun aynebrn eu nkdmit endatemetka idka keyhabka nay gezae rieska sdra nmftar kab hji jemto ajoka❤❤❤
@medameda6295
@medameda6295 3 ай бұрын
ቃሉ ኣጆካ ። ሳዋ በሃሳብ ነርና ኣዚዩ ተኡም ሰብ ሰሃቅን ጸወታን
@user-xg7pd7pz2g
@user-xg7pd7pz2g 3 ай бұрын
ኣጆኻ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣሎ ድንግል ማርያም ምሳኻ ትኹን ❤❤❤❤
@LemlemTEWOLDE.
@LemlemTEWOLDE. 3 ай бұрын
ቃላኣብ ሐወይ ኣብ ኣስመራ ኣብ ታክሲ ይፈልጠካየ ኣውቲስታ ነይረ በሪሕካ ኣጆኻ አብ ጎንኻ ኢና።
@segank3747
@segank3747 3 ай бұрын
ተሌፎኑ ስደደልና ክንሕግዞ ንሐውና አጆካ❤
@mensurhassen3816
@mensurhassen3816 3 ай бұрын
Ab laeli komment gediflkum alo josias denden 🙏
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 3 ай бұрын
ኣምላክ ይሓዘካ❤
@rehaboth203
@rehaboth203 3 ай бұрын
There is a gofundme link on top of the comments.
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 3 ай бұрын
👍🩵💚🙏👈
@tesfagebrieltesfu5769
@tesfagebrieltesfu5769 3 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@kaleabsolomun4538
@kaleabsolomun4538 3 ай бұрын
Amen
@fireweinegebrezgabeher5218
@fireweinegebrezgabeher5218 3 ай бұрын
Aejuka hewya mareya laeli kulu Aemilki misaka yakuni Amen🎉🎉🎉🎉🎉
@terhassolomon2270
@terhassolomon2270 3 ай бұрын
እቲ ዝረክብትኻ ሐራስ ሰበይቲ አደኻ ከይትኸውን ክትረባ ፈትን አነ ብወገነ ይ ከም ኡ ኸምኡ ኸይን ይስማዓኒ
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 3 ай бұрын
ኣጆካ ሓወይ ናተይ ዘይምሕማቅ ጥራይ❤። ደናግል ናይ ካቶሊክ ግን ኣደ ፍቅሪ እየን የዕዚዙ ይባርከን ❤❤።
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 3 ай бұрын
ሕጂ ህግደፍ ዓጽዮሞ
@adiamberhane9848
@adiamberhane9848 3 ай бұрын
ቃል ሓወይ ኣምላክ ይሓግዝካ።
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 3 ай бұрын
ኣምላክ የራክብካ ❤👏👏👏
@hasansaid2059
@hasansaid2059 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብ ሳዋ ደብዳበ ዘይ መጾ ሰብ ብ ጣዕሚ የሕርቀካ እዩ ብዓይብኡ ኣጆኻ በርትዕ ምስድራኻ የራኽብካ
@fretsinatandom4746
@fretsinatandom4746 3 ай бұрын
Egziabiherr Msaka ykun ajoka emnetka Ab amlak ykun kulu kkyrelka u Egziabiherr!
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 3 ай бұрын
ውይ ጎይታዋይ ኰሓሳብ ናይልብካ የስምረልካ ምስስድራቤትካውን የራክብካ ቱርህሩህ መድሓኒአለም
@nehmiasolomon5148
@nehmiasolomon5148 2 ай бұрын
😭😭😭 be strong my brother God bless you
@senaitwoldu5284
@senaitwoldu5284 3 ай бұрын
Ajoka Carci please kidu eysus goyta yhbraka my brother ❤
@sawatube
@sawatube 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪክ ሐወይ ናተይ መድሃኒአለም ምሳካ ይኩን ❤ ግን ደቂ ኤረይ ካብዛ ታሪክ ሕዝብና ከመይ ሐላል ሙካኑ እዩ ዘርእየካ ሕጂ ከአ ደቂ ኤረይ ንሐግዞ
@user-ee4zt5cq7i
@user-ee4zt5cq7i 3 ай бұрын
ስቕ በል ጉራ ብቻ: ህጻን ምጉሓሲ የነይት:,የሕፍር እዩ እዚ ዛንታ
@geryeteklemichael8593
@geryeteklemichael8593 3 ай бұрын
አጆኻ ዝሓወይ አምላኽ አይገድፈካን ኢዩ።ልበይ ዝተንከፈት ሓበሬታ።
@teweldeteklemariam
@teweldeteklemariam 3 ай бұрын
ገንዘብ ዘይኮነስ ሰብ እዩ ዘድልዮ ኮይኑ ይስማዓኒ እሞ ኣምላኽ ምስ ናይ ስጋ ቤተሰቡ የራኽቦ። ልዕሊ ኩሉ ድማ ኒስኻ ሰብ ኢኻ ኣጆኻ በርትዕ
@elk5824
@elk5824 3 ай бұрын
ክቡር ሓወይ ኣጆኻ እግዚአቢሔር ኣይገድፈካን ዩ ንመን ኣለዎ እዝጊ ኣለዎ ብዓቢኡ ኣብዚ ደረጃ ክትበጽሕ ዝገበረካ ሉዑል እግዚአቢሔር ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኹን ኣሜን፡ቀላኣብ ሓወይ ንስኻ እግዚአቢሔር ዝመረጸጋካ ሰብ ኢኻ ዋላዃ ወልድኻ እንተዘይ የዕበዩኻ እግዚአቢሔር ግና ንሳኻ ዩ፡ኣጆኻ፡እግዚአቢሔር ኣባኻ፡ ናቱ ዝበልጸ ፕላን ኣለዎ።ንነምህር ተስፋይ ኣበራ ርኸቦ ንሱ ንቡዛሓት ከምዚ ናትካ ጸገም ዝበበሮም ብጸሊትን ብስባኤን ሓጊዝዎም ወለዶም ዝረኸቡ ቡዛሓት ርውየ ኣለኹ ሓደራ ርኸቦ።እግዚአቢሔር ምሳኻ ይኹን ወላዲት ኣንላኽ ትሓግዝካ።
@KesanetMahrie
@KesanetMahrie 3 ай бұрын
ቃልኣብሃወይ፡ኣጆካኩሉ፡ይሃልፍ፡አዩተስፍ፡ኣይትቁረስ
@BireyMenker
@BireyMenker 3 ай бұрын
ቃለአበይ ጎይታ እየሱስ ይርዳአኻ መዓረይ አጆኻ እግዚአብሔር እሙን እዩ ንሱይርዳአኻ አጆኻ ወለላይ
@kaleabsolomun4538
@kaleabsolomun4538 3 ай бұрын
Amen
@yoditnegassi4880
@yoditnegassi4880 3 ай бұрын
@@kaleabsolomun4538 ajoka brukey… natika mewdeta azu tsbok u …! bejika ente kelika mezmur nay ኣሎኒ ኣቦ ትብል ናይ ክብረት ዝብሀል ዘማሪ ባ ስምዐያ: ኣነ ብ ዐቅመይ ኣብ ጎንካ ኣለኩ... ፍቁር ሐወይ❤❤❤❤
@samiAlem-ih6lu
@samiAlem-ih6lu 3 ай бұрын
ኣምላክ ምስድራካ ገጽንገጽ የራክበኻ🙏🙏🙏
@user-sx9dt7gr3n
@user-sx9dt7gr3n 3 ай бұрын
Amlak msaka ykun hawi kiluna ka ajoka ab canada zelekum proses tetigebrilu xbuk neru ezi zekitam u bi cherichi nay catolic
@rahmamami3581
@rahmamami3581 3 ай бұрын
አብወፃ ዘለክን ወሰደኦ ጥአሉይ ሐዳር ይግበረልክን
@user-ti3iw3ev1f
@user-ti3iw3ev1f 3 ай бұрын
አጀካ ሓወይ እግዜብሂር ብሰላም የረክብካ ማዓረይ በጃክም አልሽሉ አበ ዓበይቲ
@meskelahiabu4645
@meskelahiabu4645 3 ай бұрын
Good BLESS you 🙏 ❤️ AMEN
@hiritytesfagaber3209
@hiritytesfagaber3209 3 ай бұрын
Weladit amlaki misaka ykuni hewey meary 🙏🙏🙏🙏
@Selamtesfazghi234
@Selamtesfazghi234 3 ай бұрын
አጀኻ ዛሓወይ አምላኽ ምሳኻ እዩ❤️🙏🏾
@steveokbu7617
@steveokbu7617 3 ай бұрын
ከብድኻ ዝበልዕ ታሪኽ ንእግዚኣብሔር ዝሰኣኖ የሎን።
@yosieftesfamariam8149
@yosieftesfamariam8149 3 ай бұрын
Hiwet malet yegerem eyu. Strong man eka keman mis z kulu shigirka. Life qalsi eyu ajoka hawey. God bless you . Thank you 🙏 josi bal hilna seb.
@user-ic9zh5xc6g
@user-ic9zh5xc6g 3 ай бұрын
ኣጆካ ብሩኽ ኢኻ እግዛቢሄር ኣምላኽ የፍቅረካ እዩ ❤
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ ዩ። ኣምላክ ይሓግዝካ ሓወይ ኣጆካ❤❤❤
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 3 ай бұрын
KLEAB! You are strong you don’t need your biological parents to be the person you are . Your parents are the ones who helped you from day one until now. Live your life to the fullest without any doubt. Forgive your parents and Selomon and the people who loved you are your parents.
@fitsumniguse8130
@fitsumniguse8130 3 ай бұрын
ኣምላኽ ሽግርካ የቅልልካ።
@user-df2nm7cg1f
@user-df2nm7cg1f 3 ай бұрын
አጆኻ ቃሉ ሐወይ ኩልና የሕዋትኻን ወለድካን ኢና አደ ምስ ትርከብ ግን ሰናይ ነይሩ
@adhanetzerehannes6937
@adhanetzerehannes6937 3 ай бұрын
Hebo wedi aday!! Ajoka EgziabhIer amlak yegizka
@Selamhaile1811
@Selamhaile1811 3 ай бұрын
Oh lord 🥲🥲🥲🥲 Amlak baeilu ab tihitieu yenibireka …. Brother Jos blessing you…
@user-tv4bd7vb5c
@user-tv4bd7vb5c 3 ай бұрын
ቃልኣብ ሓወይ ኣምላኽ ይሓግዝካ።
@enbabasemere4396
@enbabasemere4396 3 ай бұрын
Egzabhr amlak mes sdrka yerkibka zhawey ❤❤❤❤
@SmonAlazer
@SmonAlazer 3 ай бұрын
amelk bselam sedraky yrakbak
@user-ek5xk5xr4w
@user-ek5xk5xr4w 3 ай бұрын
አጆኻ ቃሌ ሓወይ አምላኽ ይሓግዝካ
@hailemehari4107
@hailemehari4107 3 ай бұрын
እግዘኣብሔር ምሳኻ ይኹን ሓወይ ኣጆኻ በዓል ተስፋ ጥራይ ኩን ክትዕወት ኢኻ❤
@SmretKiflu
@SmretKiflu 3 ай бұрын
Ajoka Kalie hawey Egziabher misaka eyu nikulu kea gzie alewo Amlak kiredaka eyu, eti zihalefkayo shigir yifelto eye ❤❤❤
@user-ml3lo3zg4g
@user-ml3lo3zg4g 3 ай бұрын
ሃወይ ናተይ ኣምላክ ናብ ሃጎስን ናብ ሰሃቅን ይቀይረልካ ኡፍፍፍ
@Mussieyohannes-du4op
@Mussieyohannes-du4op 3 ай бұрын
ቃላኣብ ሓውና ኣጆካ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን
@user-uh4cw7hg7p
@user-uh4cw7hg7p 3 ай бұрын
ዝገርም አጀካ ማዓረይ አምላክ ምሳካ ይኩን
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj 3 ай бұрын
Ajoka ze hawey amilak hizlka alo kulu senay 🙏🙏🙏
@freweynitesfamariam7162
@freweynitesfamariam7162 3 ай бұрын
Egziabher Amlak ms sdrabetka yerakbka 🙏
@Tigray122
@Tigray122 2 ай бұрын
ሓወይይይ ቃንዛካ ከቢድ እዩ 💔💔💔😭እቲ ዝበዝሕ ሓሊፍካዮ ኢካ ልዑል እግዚኣብሄር ምሳካ ይኩን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻የጋጥምካ ክኣ ብዓሉ ይሓግዝካ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@edenm0berhane347
@edenm0berhane347 3 ай бұрын
Eway qalab Abi Sawa eye zezkero❤ mara mes seab hewis eu xeba nay hekmna Sawa yedilena Nero tzkero eka
@mihretsolomon1696
@mihretsolomon1696 3 ай бұрын
Egziabher smaka yukun bitaemi Gobez ezia, sib mikan ekul eye bzuh aytisake zihawey
@user-oe4dh3pg9j
@user-oe4dh3pg9j 3 ай бұрын
Egzabhier msaka ykun mearey 🙏
@user-ec3sf4xw7k
@user-ec3sf4xw7k 3 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ዝበዘሐሽግርካ ሓሊፍካዮ ኢካ😊
@miletebeletse443
@miletebeletse443 3 ай бұрын
Ajoka hawey marey egzabher msaka ykin🙏
@merhawwit
@merhawwit 3 ай бұрын
Eway bzanta iko nfelto Ena ab Dekemhare .Egzaebiher hluwat ygberom ayne lbonoaom ykfet ❤❤❤❤❤❤❤
@sosiadsho1831
@sosiadsho1831 2 ай бұрын
ኣጆ ዝሓወይ ❤
@suzitsegay1897
@suzitsegay1897 3 ай бұрын
Kelaab Ajoka Egzabihier mistir eyu thgoselu maalti alo Ajoka zihawey kirr aybelka Amlak bielama eyu nabza ninebrelu Alem amxiuka Ajoka 🙏🙏🙏
@tirhashabtemariam
@tirhashabtemariam 3 ай бұрын
Egziabiher misakau we love you brother ❤and ente semiena kiniinegrekaeina
@fremuzchirom6965
@fremuzchirom6965 3 ай бұрын
Ajoka zehawey Amlak yehagzeka ❤
@habtomdebesay7229
@habtomdebesay7229 3 ай бұрын
Josi God bless you i can't stopping tears 😢
@veronikatiraj1256
@veronikatiraj1256 3 ай бұрын
eway Hawey ajoka meari betaemi hayal seeb eika ajoka kulu kehalf eyo ❤❤❤
@mrproman3228
@mrproman3228 3 ай бұрын
Amlak msak yukun aboyin adeyin eka enta darebuni egizabiher yeribani xehuf eu emo ajoke zehawey eti kulu zekiel amlak alo mesak goyta yberk hawey natey❤❤❤
@fioryhaile3936
@fioryhaile3936 3 ай бұрын
Ajoka zhawey egzbher mesha yhon🙏
@biniamalora1436
@biniamalora1436 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ኣጆኻ ፡ ሃብሮም-ሓወይ ሰብኣይ ❤
@millionemaha6333
@millionemaha6333 3 ай бұрын
Kalie haway ajoka egzabheir amlak mesaka yekun
@kibatokqbagergis2874
@kibatokqbagergis2874 3 ай бұрын
Gbu brother
ኤች ኣይቪ ተመሓላሊፉኒ ኢዩ josias denden
23:34
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 76 М.
Prank vs Prank #shorts
00:28
Mr DegrEE
Рет қаралды 10 МЛН
Мы сделали гигантские сухарики!  #большаяеда
00:44
SPONGEBOB POWER-UPS IN BRAWL STARS!!!
08:35
Brawl Stars
Рет қаралды 21 МЛН
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 22 МЛН
ለጀኔራል አዛዡ የተሰጠ መልስ !!
42:55
Melat tube ሜላት ቱዩብ
Рет қаралды 22 М.
Wedi Mobae 🦁💙💙💙 ወዲ ሞባእ
9:04
MB Entertainment
Рет қаралды 10 М.
ብናይ ሓሶት ሕጸ ገንዘበይ ወሲደንኦ
25:35
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 83 М.
ጉዳይና ኣብ መጽሄት ወጺኡ ኔሩዩ
31:54
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 116 М.
ናብ ኤደን ከሰተ ኣብጽሑለይ ።
18:53
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 104 М.
ኣነየ ኣቡኡ ንኣሌክሳንደር
30:51
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 230 М.
Prank vs Prank #shorts
00:28
Mr DegrEE
Рет қаралды 10 МЛН