ስለምንታይ ብሕታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ተነጣጠፍቲ?

  Рет қаралды 22,178

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

9 ай бұрын

ስለምንታይ ብሕታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ተነጣጠፍቲ?
#aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan #russia #china #africa

Пікірлер: 79
@er-uq6we
@er-uq6we 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ ኩርናዕ ጠመተ ዪ ን ጆርጆ ብ ውዱብ መጥቃዕቲ ይካየደሉ ስለ ዘሎ ኩላትና🇪🇷🇪🇷 ኤርትራውያን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣብ ጎኑ ክንከውን ኣሎና።
@genettesfay1731
@genettesfay1731 9 ай бұрын
Kolu Eritrawi kolu mas G Drar knkewon alena❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@KTHB516
@KTHB516 9 ай бұрын
Yeah!, Georgio is speaking 🔊the reality ❤.
@efremteklemariam7974
@efremteklemariam7974 9 ай бұрын
WE SUPPORT G DIRAR ❤❤❤❤❤❤❤❤
@teklubahlbi2835
@teklubahlbi2835 9 ай бұрын
በሎም ዲኣ ነዞም ደቂ ሓጻቢት ድስቲ እዞም ዕሱባት ኣኽላባት ጎደና።
@Hzbawit
@Hzbawit 9 ай бұрын
We will protect & support our Country & our Nation🤝🇪🇷🤝⏰📚📝🐪🏗️👁
@mihretabtesfamihret
@mihretabtesfamihret 9 ай бұрын
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ይብሉ አቦታት ክምርቁ እንጀራ እዝጊ ብላዕ
@rahelsium3523
@rahelsium3523 9 ай бұрын
Bravo Nassir! It needed this comment 🇪🇷🙏🏻
@-justicewithtruth
@-justicewithtruth 9 ай бұрын
Perfectly explained! Aytehamel deki Ere. Nkid tray!
@cityeyob3169
@cityeyob3169 9 ай бұрын
Yes yes, we stand with Eritreawi Georgio Drar, and love him and his family 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@ak4ever818
@ak4ever818 9 ай бұрын
I agree with you 💯. Keep up the good work. God bless Eritrea 🇪🇷.
@bfbhd9616
@bfbhd9616 9 ай бұрын
Great content and informative thank you Ann media!!
@jRedsea
@jRedsea 9 ай бұрын
Goarg D the best Eritrean man i like Goarg hi is hero
@estifanosgebremedihin9231
@estifanosgebremedihin9231 9 ай бұрын
Good job AAN media, keep up.❤
@sabatesfaledet3856
@sabatesfaledet3856 9 ай бұрын
You are right brother thank you guys 🙏🙏🙏🙏
@yordaethan652
@yordaethan652 9 ай бұрын
Viva beloved Eritreans❤❤🇪🇷🇪🇷 Viva zemach
@nselamnzemr8692
@nselamnzemr8692 9 ай бұрын
Gorjo nay mexae mengsti Eritrea ❤❤❤
@sultanibrahim2179
@sultanibrahim2179 9 ай бұрын
Welcome AAN 💯 🇪🇷
@smertadam6503
@smertadam6503 9 ай бұрын
Jorjo Jorjo jigna ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑👑✅️✅️💯💯💯💪💪
@makimaki3399
@makimaki3399 9 ай бұрын
Indeed 💯 💯 💯
@putin5933
@putin5933 9 ай бұрын
Small correction: Netefti and not tenetatefti Miktal sibeena and not miktal sebeawinet. Keep it up and keep in lane.
@naomimillion7323
@naomimillion7323 9 ай бұрын
Kemaka ybzhu
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 9 ай бұрын
Thank you brothers
@fthawi2218
@fthawi2218 9 ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ggtiv4325
@ggtiv4325 9 ай бұрын
aan Media drar lbi great Job U sayed ze truth
@edenpawlos6066
@edenpawlos6066 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 9 ай бұрын
N’ wedo geba kersimen n’ wedo geba Arieden iba ❤Ann media and Georgio hawna I see genuine eritrea in you guys keep it up🇪🇷
@Available-tj3zz
@Available-tj3zz 9 ай бұрын
Gorgo jgnaa ❤
@jsogt8786
@jsogt8786 9 ай бұрын
Great aan
@kidanemahta8762
@kidanemahta8762 9 ай бұрын
Hsdna u Jorjo ety zbelexe KZfaqr belih mhur sele zkonu keniom😂🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️♥️
@sarajoh313
@sarajoh313 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🙏🙏🙏
@nejahnejah14
@nejahnejah14 9 ай бұрын
Zemache 😅 nwelde geba qersemen eba👍🇪🇷😃👍🇪🇷🧡
@ghirmayabay9999
@ghirmayabay9999 5 ай бұрын
❤❤
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq 9 ай бұрын
G Drar the best
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 9 ай бұрын
👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@eyobgezai243
@eyobgezai243 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 9 ай бұрын
Jorjo hawna wedi hzbi yu,eritrawi sne lbona zelewo kndey menasiat zmahare abo haki yu,kab zgermekum a eritrea zrakwo kulom menasiat nay Jorjo ab mobilom kab enda internet geziom kisemeu buzahat eka tray,btami yom zfetwuwo,ente bal wedi adgi seltene gn hzbi eritrea ab xelim mezgeb zekemetom amenzra adwa mkanom kola ms sebeyti yu zfeltom,yhxer ynwah Kea nay edom kiwahabu Yom, eritrawinet kubur meninet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 9 ай бұрын
welcome
@mumenchenpower6501
@mumenchenpower6501 9 ай бұрын
Jorgo jigna eritrawi eyu
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 9 ай бұрын
مرحبا يا عسل 🌹🌹🌹❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@girmawit0548
@girmawit0548 9 ай бұрын
Ajokum tray deqi halal meret
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 9 ай бұрын
ኣቶ ወልዳኣብ ኣብ 1989 ኣብ ሳግም ትባሃል መጽሔት ህግሓኤ ዝጻሓፍዎ እያ።ጸላኢ ጸለሎ ቀባኢ ብዛዕባ ኣብ 1988 ንስካንዳቪያን ሃገራት ተዓዲሞም ምስ መጹ ምስ ሓንቲ ናይ ዴንማርክ ፖሎቲኮ ትባሃል ጌዜጣ ቃለ ምሕተት ኣካይዶም ንዑዕ ንምእራም እዬም ነቲ ዛኣምንሉ ዕላማ ድሕሪት ናይ 40ቲት ቃልሶም ዘኪሮም።መማክርቶም ኩሎም ኣስላም ከምዝነበሩን ኣብ ኤርትራ ዘለዎም ትሪር መርገጺ ከቢድ ዋጋ ከምዝከፈለ ብዘደንቅ ጌሮም ዘርዝሮማ።ኣብ 1953 ንስደት ክከዱ ከለዉ ተጠኒሱ ዝነበረ ወዶም ንባዕልቲ ቤቶም ወይዞሮ ኣበራሽ እቲ ዝውለድ ቆልዓ ተኣምራት በልዬ ኢሎመን ንሰደትን ቀጻሊ ቃልሲ ንካይሮ ከይዶም፡ወዶም ድር ዓቢዩ ንገድሊ ኣብ ሕግሓኤ 1975 ተሰሊፉ ተመሊሱ።ክሳብ ቀረባ እዋን ኣብ ማዛጋጃቤት ግብእ ይግብር ኔሩ።።።
@hadishketema1545
@hadishketema1545 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@natnaelgym6985
@natnaelgym6985 9 ай бұрын
Eritrea for eritrawuyan
@wediasmera1263
@wediasmera1263 9 ай бұрын
What is AAN stand for
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 9 ай бұрын
Sied ezi da flute endyu eritrawyan down mgbar eyu 😮
@gmailahmed1482
@gmailahmed1482 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AmitTeklay
@AmitTeklay 9 ай бұрын
ኣባ ጥረግ
@hagerawiraye1552
@hagerawiraye1552 9 ай бұрын
ዓገብ ድሮን እዚ መሪጽካዮ ዘሎኻ ኣርእስቲ ምስቲ back ground ማለት ኣብዚ ተቀዲሑ ዘሎ ክሊፕ ኣብ ርእሰ ከተማና ኣስመራ ምኻኑ ፍሉጥ ኡካ እንተኾነ ፡ ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ምኻኑ ርዱእ እዩ፡ እቲ ከተማሓላልፎ ዝደለኻ መልእኽቲ ንጹር እዩ፡ ስለዚ ካልእ ክሊፕ እንተትመርጽ ጽቡቅ ነይሩ ንኣብነት ከም ናይ ሰልጠነ ይኹን ካልኦት ሰብ ዘጸልሙ ዘልው ጽቡቅ ምኾነ።
@MizanAmaniel
@MizanAmaniel 9 ай бұрын
Dogs are banking and Camels are keep going.
@keren7127
@keren7127 9 ай бұрын
100%❤❤❤❤
@gm5215
@gm5215 9 ай бұрын
መመሪጽካ ምጥባቕ እንታይ ይባሃል ግርም
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 9 ай бұрын
Men dyu meritsu zetke da 😮
@daveabrahale
@daveabrahale 9 ай бұрын
ሰልጠነ በዚ ከምዚ ድሮን ሓዉና ዝበሎ ኢድ ፈንጂ ተታሒዙ እዩ ስለዚ ኩሎም ስዕብቱ ናት ቅዳሕ እዮም
@lasksegid8926
@lasksegid8926 9 ай бұрын
Great😊😊🎉🎉🎉
@abrahamabay4056
@abrahamabay4056 9 ай бұрын
HIGAWI SGUMITI BIGELE MUHURAT NAY SINELIBONA KEMU UWUN TEBEKATAT KULU ITI MIFIRIHATIN SERFIN TAHDITATIN MIZINTALIN TERAKIKU KISI KIMISRETIN MAHIBERE KOMAT KULOM DEGEFTIN ABALATIN TEKAWETIN BIZEY AFELALAY NI KIBRETOMIN WUHSINETOMIN MESELOMIN NEZOM GIBRE SHIBERAWUYAN TGRAI TGRIJHI USUBAT NAY WEYANE TETEW KEBILUMOM GOSGASAT TECHAYDU HIGAWI SGUMITI INTEZIWUSED SUBUK WISIYT MITERECHEBO NEYRU
@Bitew12
@Bitew12 9 ай бұрын
Timbel barya ni shek mussa ni fithi zeytekaleska ezi business man jorjo seltene xerifuni elu barinet zimerexe seb diu.
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 9 ай бұрын
Merhaba. Duron. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷
@Peace21T
@Peace21T 9 ай бұрын
ሓደ ሰብ ድንቁርናን ዱሑሩነትን ርእሰ ተኣማምነትን ዝጎዶሎን ናይ ጸቢብ ኣእሙሮን ኣስፊሕካ ደይምሕሳብን ቅንኣትን ዝመልኦ ርእሰ ዕላማ ኣልቦን ንፉሉይ ረብሓን ናአሸቀልቶምን ዝሰሩሑን ስለዝኮኑ ኣንጻሮም ንዝብገስ ኩሉ ግዚ ናይምፍርራሕን ብሓሶት ምጥቃንን ኣመሎም ኢዩ ከም ባዓል ወዲ ሓኻሪ ኣድጊ, ሓኩሉዱሙ...
@danielghebre4511
@danielghebre4511 9 ай бұрын
እዚኣስ ኣብ ኩላቶም ፓሎቲከኛታት እያ ዘላ ሽጣራ እያ
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 9 ай бұрын
እዚ ሃገራዊ ምንቅቃሕ ንመንእሰያት ክበሃል ይከኣል። እዚ ምንቅቃሕ ቀጻሊ ክኸውን ነተባብዕ። ሃገራዊ መልእኽትኻ ሚዛኑ ዝሓለዉ እዩ። ካብ ካሊፎርኒያ።
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r 9 ай бұрын
ወራዙትን ናይ ሕልናን ስነልቦናን ሃብታማት ዚኾኑ ንጹሃት ራእሰንማላትና ፡ በቶም ልኡላውነትን ህልውና ኤርትራውነትን ንኬጥፍኡ ዚድለሉ ከዳዓት ኪጽመዱን ኪጥቅዑን ሓዲሽ ተርእዮ ኣይኮነን ። ኤርትራ ንኤርትራውያን ብዚብል ጽኑዕ መርገጺኦም ንሓልዮት ኤርትራን ህዝባን ደው ስለዚበሉ ፡ ከም እኒ ክቡር ኣቦና ወልደኣብ ወ/ማርያም ፡ ኣብ ልዕሊኦም ክሳዕ ተደጋጋሚ ናይ ቅትለት ፈተነ ከም እተፈጸመ ታሪኽ ዚምስክሮ ኢዩ ። እሞ ከም ክቡር ሓውና ጆርጆ ብዚኣመሰሉ ንጹሃትን ብሱላትን ኣሕዋትና ዚመጹና ቍንጣሮ ከዳዓት ኣብ ዚበጽሕዎ የለ ፡ ዜድምዕዎ ሸቶ የለ ።
@danielnatan6391
@danielnatan6391 9 ай бұрын
Belom dron arkry nezom qodafat
@thanksgod8398
@thanksgod8398 9 ай бұрын
ጆርጆ ምህር ኢየ ዝብል ንፍልስጠም ክድግፍ ንሕና ካብ ጎኒ እስራኤል ኣለና ንስካ እታ ምስልምና ከይትተሪፍ ሓሊካ ኣይኮንካን
@dontblameme596
@dontblameme596 9 ай бұрын
Eway anta entay weridka klu seb u bekltiom zelo knqawemo yegbae eu ilu so this humanity
@fakaryoulibay8813
@fakaryoulibay8813 9 ай бұрын
ኩቡር ሓወይ ንስኻ ሰብኣውነት ክህልወካ ኣለዎ ምናልባት ግን ናዓኻ ውን ካብ እስራኤል ፍልስጤማውያን ይቀርቡኻ ይኾኑ ብኸመይ እንተድኣ ኢልካ ፍልስጠማውያን እስልምናን ክርስትናን እዮም ዘይትፈልጥ ከይትኸውና ንብድሕሪ ሕጂ ንኣፍልጦ ክኾነካ እስራኤል ነቲ ኣምላኸይ እትብሎ እየሱስ ክርስቶስ መን ዲዩ ዘሳቀዮ ኣይሁድ ኣይኮኑን ዲዮም ዋላሲ ፈልስጠማውያን እዮም ዘሳቀይዎ ንእየሱስ መልስኻ ይጽበ
@genettesfay1731
@genettesfay1731 9 ай бұрын
Thanksgod8398 megemera kolu eti zbelu smiyo
@thanksgod8398
@thanksgod8398 9 ай бұрын
@@fakaryoulibay8813 ኣነ በዛ ሕጂ ዝራክዋ ፍልስጥም ሽበራ ገሮምብ
@fakaryoulibay8813
@fakaryoulibay8813 9 ай бұрын
@@thanksgod8398 ሓወይ ናተይ እዝኹሉ ዓመታት ፍልስጠማውያ መንእሰያት ዕሸላት ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ክኹለፉ ከለዉኸ ኣየሐዝንን ዶ መስለካ ኣቦን ኣደን ብሞት ደቃ ትጉሂ ወለዲ ኸ ኣይስማዓካን ዶ ኣብ 50 ዓመታ ሎሚ ተረኺባ እስራኤል ከሕምመና የብሉን እዝኹሉ ዓመታት ፍልስጠማውያ ኢዮም ኣገዛእ መሬቶም ዝሞቱ ነይሮም ስለዝ ስ ዛሓወይ ንሕና ኤረትራዊያን ጉዳይና ኣይኮነን ን ዖኦም ድማ ሰላም የውርደሎም ካብቲኦም ክመቱ ካብቲኦም ክሞቱ ኣይንደልን
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 9 ай бұрын
Naybahaki.yzom..yzom.uzubat..weane. gohafat..ertrawinet. Kubur.mininet. kibrin.misganan. nisematatna. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🐅🐅🐅🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hagosberhane5309
@hagosberhane5309 9 ай бұрын
Hasawi nay hasot welfi zelewom saebti enterekebka ketselo toshtash
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 9 ай бұрын
ንህዝቦምን ንሃገሮሙን ጠጠው ስለ ዝበሉ ትግራይ ትዕወት ኢሎም ህዝቦም ዘይከድዑ ባርያ ትግራይ ዘይገበርዎ ህዝብ ኢርትራ ኢዩ
@belae7107
@belae7107 9 ай бұрын
ጸለምቲ የዕራብ ሓቁ ኢዩ ነቢይ ማሕመድ ዓብድ ሑማር ክብለኩም። መኽንያቱ ኣይተጋገየን ውን ሶማል ናይጀርያ ልቢያ ኩርድሽታን ሱዳን የመን ኮታቡዙሓት ዛኣመሰላ እዘን ሃገራት ሰላም ንኽረኽባ ብ ኣስላምዊ ጥርናፈ ኣይተጻዐረለንን ሰላምውን ድሌትኩም ኣይኮነን። ሃገራት ሱዕድን ኢማራትን ቀጠር እንተ ተዓዚብና ናብ ውልቃዊ ረብሓ ዝሱጉማን ዜጋታተን ክቕይራ ላዕልን ታሕትን ዝብላ ሃገራት ኢየን እንተ ጸለምቲ የዕራብ ማዓስ ኢኹም ንሰላም ክትዝምሩ። ንሕናስ ናይሓደ ሞት ኣይንደልን ልዕሌኹም ሰላምን ብልጽግና ፍልስጤም ክንሪኢ ንምነ።
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 9 ай бұрын
እንዳ ንህዳ ስቕ ኢልኩም ሽም ሰብ ኣይተኽፉኡ እዚ እንዳ ንህዳ ትህብዎ ዘለኹም ሓብረታ ዉጹእ ሓሶት እዩ። ማንም ኤሪትራዊ ሃገሩ የሕሊፉ ዝህብ የለን። ንምንታይ ኤሪትራዊ ኣብትግራይ ከይዱ ዝስዋእ ኢልካ ስለ ዝተቓወምካ ትግራይ ትዕወት ኢልካ ማለት ኣይኮነን እሞ እንዳ ናህዳ ነቲ ተቓውሞ ጉጉይ ስእሊ ኣይትሃብዎ። ነቲ ስርዓት ስለ ዝተቓወምካ ትግራይ ትዕወት ኢልካ ማለት ኣይኮነን እንዳ ናህዳ ግን ብኸምዚ መልክዕ ኢኹም ከተትሕዝዎ ትደልዩ።
@G55.00M
@G55.00M 9 ай бұрын
Sq bel hasawi nska keman akaydaka amehaysh!! AAN tv
@fanuelyodit7219
@fanuelyodit7219 9 ай бұрын
ቀቢላ ስለ ዝኾነ ኣይትሸፍነሉ hasawi
@teklubahlbi2835
@teklubahlbi2835 9 ай бұрын
በሎም ዲኣ ነዞም ደቂ ሓጻቢት ድስቲ እዞም ዕሱባት ኣኽላባት ጎደና።
ከምዛ ናተይ ከይተጋጥመኩም ተጠንቀቑ  Josias denden
11:38
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 22 МЛН
DAD LEFT HIS OLD SOCKS ON THE COUCH…😱😂
00:24
JULI_PROETO
Рет қаралды 13 МЛН
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 23 МЛН
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 12 МЛН
5 ካብ ሂወትና ከነርሕቖም ዘለና ዓይነት ሰባት
18:33
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 22 МЛН