ስላማዊ መንገዲ ዝዘርጉ ዘለው ኣዘዝቲ ሰራዊት/መራሕቲ ትግራይ ክምርመሩ/ ሚስጢራውነቱ ዝተቃለዐ ድርድር ተጀሚሩ!

  Рет қаралды 11,532

Tigray Horizon

Tigray Horizon

28 күн бұрын

#Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 9
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 26 күн бұрын
🌹🌹🌹🌹
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 26 күн бұрын
All energy shd go to repatriation. Keep the legal affairs aside!!!!
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 26 күн бұрын
kzfaq.infoUgkxESzpflMCTj7HSbC41sewEAeoWzcI22o7?si=Rm-BHomTPSIAAqlc
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 26 күн бұрын
Repatriation could have come as a deal for more wars the side of Somalia or Afar. That's why Afar & Somalia fighting r broadcasted no matter the size of the skirmishes
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 26 күн бұрын
ኢሱ ሓደ ሓደ ጸገም ስለዘጋጠሞ: ነኻልቡ ልኢኹ ከይከውን: እቲ ተበላሽዩ ዘሎ ጉዳያት አጽንዕዎ::
@haba11
@haba11 26 күн бұрын
ከም ውእል ፕሪቶርያ ተኾይኑ ጆኖሳይደር እጡቃት አምሃራ ካብዝወረርዎ መሬት ክወፁ እዩ ዝብል እምበር ሸምገልቲ ኸልኸልቲ ክኾኑ ኣይብልይ። አባላት መከላከያ ዝኾኑ አምሃሩ ናይ ደቡብ ትግራይ ውእል ንከይትግበር ዝነገብሮ ምትእንቃፍን ሽጣራን ፍሉጥ እዩ እሞ ካብዙይ ተመክሮ ብምውሳድ እንድህር ድኣ እዙ ስምምእ መሉእ ብሙለእ ተፈፃሚ ክኸውን ተደልዩ ብተመሳሳሊ መነገዲ አብ ምእራብ ዝርከቡ አምሃሩ መከላከሊ አባላት ገለል ክብሉ አለዎም።
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 26 күн бұрын
ዕንዝር ዝዃነ አመራርሓ ሚሕር ፍርሕ እንዳረአኻ ማንም ክቅበለካን ከኽበረካን አይኽእልን ክረግጸካን ክጻወተካ እምበር መሕዘኒ እዩ ብጀጋንኻ ዝረኸብካዬ ዓወት ክራኸስ ምፍቃድ
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 26 күн бұрын
ምልሻን ሰበይቲ ምልሻ በገዛ ዓዶም መን ይኽልክሎም: ናይ አምሓሩ ድርቅና እኮ ፍሉይ እዩ: ወሪሮም አፅኒቶም ገዛ እንዳማቶም አትዮምስ ንሶም ክውስኑ: ሕጊ ዘይገዝኦም ሸፋቱ ምዓስ እዮም ስርዓት ክሕዙ? ሀየ ድአ መራሕትና ምስ ትዕግስትኹም ዝበፅሕ ዘሎ ፀገም ብዝርዝር ነቶም መሸማገልቲ ይነገሮም: ድሕሪ ውግእ ናይ መሬት ካርታን መረዳእታን ናይ ንግዲ ፍቓድን ክስረዝ አለዋ: ናይ ንብረት መረጋገፂ ተወሰነ ዓማውቲ ቕድሚ ውግእ ንዝነበሮም አምሓሩ ጥራይ እዩ ተቐባልነት ክረክብ ዝግብኦ: ብኸምዚ እዩ ወረርቲ ክንሰጎም ንኽእል: ናይ አምሓራ መከላከያ ናብ ተወሪረን ነበራ መሬት ትግራይ ክአትው አይነበሮምን: ባዕሎም አፅኒቶምና ዶ ካብኦም ፍትሒ ክንረክብ ነይርና: እዝኮ ግልፂ እዩ: ንሓዋሩኸ ንሶም ድዮም አብመሬትና እተው አይትእተው ክብሉና? እት ቦታ ናብትግራይ ይመለስሞ ወንጀለኛታት ናብ ሕጊ ክቐርቡ ምግባር እዩ: ኮላይ ደመቀ ዘውዱ ትግራዋይ ተኾነውን ናብ ፍርዲ ይቕረብ: የቐንየልና TDFን መራሕትናን:
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu 26 күн бұрын
ጊታቸው ረዳ አዋዊርድና ንተግሩ። ካልኣይ ውረደት፣ ህዋህት ንባዕሉ ተዋሪዱ ህዝብና የዋርድ አሎ? ህዋህት አንፈት ጠፊእዎ ህዝብና ሂዚዎ ይመውት አሎ። እዚ መርሂነት እዝይ ተተውገደ ትግራይ ንቅድሚት ፊሂት አይትብልን። ጉጅለ ጊታችው ተጋሩ ከዋርድ ቴዓጢቁ ኢዩ ዘሎ። ንህዝቢ ህዚውን አይምስዕን ኢሉ ንህዝብና ዋጋ የክፍሎ አሎ። በደል፤ ዓመጽ፤ ገመጽ፣ ግፍዕ ብዚሁ አብ ልዕሊ ህዝብና። ጊታችው ረዳ ናይ ህዝብና ደም እናሰተይ ክነብር እምበር ንህብና ዝፍይዶ ነገር ይብሉን። እሞ ሃይሊ ትግራይ መርሒኔት ጊታቻው አውጊዱ፤ በትሪስ ስልጣን አብ ኢዱ ይጨብጥ ካብኡ ንድሃር ቀስ ኢልና ጹሩይ ምንግስቲ ንሓን6ጽ። ህዚ ግና ሃይሊ ምክልካል ትግራይ ንትይ ናይ ህዋህትን ናይ አቢይ ምስለኒ ጊታችውን አውጊዶ ትግራይ ብይ ሃይሊ ምክልካል (TDF) ንትግራይ ይህምራህ። ካልዕ ዓማሪጺ ይብልናን። ጊታችው ረዳ ህዝብናን እታ ውድብን አብ ምክፍፍል እዩ ቴጸሚዱ ዘሎ። ጊታቻውን ናቱ ጉጁለን ይወገዱ ብቁልጡፍ ምክንያቱም ጊዚይ መንግስቲ ናይ መን መንግስቲ ኢዩ? ትግረዋይ ዝመሬጾ ጊዝያዊ መንግስቲ የለን። እሞ አቢይ ብዝመረጾ ምስለኒ እንድህ ክንምራህ ንምታይ እዚ ኩሎ ደሚና? ጊዝያዊ መንግሥቲስ ስርሁ እንታይ ኢዩ? 1። ምድርና አይምልስ 2። ሕዝብና አይምልስ 3። ሕዝብና አይስምዕ 4። ናይ ህዝብና ድህንነት አይህሉ? እንታይ ኢና ክንገብሮ ? ጊታችው ረዳ ሃሪድና አይንበል ዖ? 5። ንክለተ ዓመት እታ ውዳብ እናክፍፈል ህዝብና እናክፍፈለ እንታይ ግይርሉና? ክልተ ዓመት አባኪኑ ነዲስ አባባ እናተመላለሰ እሞ ግስሩጥ መህረነት ህዋህትን ይወገድ ተወሳኪ ጉዳት እንተይ አብጽህ። እብ ልዕል ትግራይ ጉዳት ቀጺሉ አሎ ብስንኪ ስንኩል መሪህነት። ዝተካፍፈለ ውዳባን ህዝብና ህልውናኡ ኣብ ሕቶ ምእታው ኢዩ። ስሌ ዝኮነ በጃካም ሁማምት አመራርሃ አውግድዎም ቡዙህ ጉድአት እንተ አብጽሁ። 6። ሕዚ ሃይሊ ትግራይ እቲይ መሬት ትግራይ ብይ ጠመንጃ ናብ ኢዱ ይእትዎ። ብልመና ትግራይ ድሂና አይትፌልጥን። ዘየለ ስላም እናበልኩም ህዝብና አይተዘንግዕዎ። 7። ፕሪቶርያ እናበልኩም ህዝብና ወዲእኩምዎ። ህዋህት ናይ ህዋህትን አመራርሃ ምትዕጽጻፍ ዝበሃል ነገርይ አይሃስቦን። አብ ሃንቲ ነገር ይንቕጽ። እዚ ዝነቅጸ ናይ ሕዋህት አተሃሳስባ ንህዝብና ደም አብኪይዎ ይብክዮ አሎ። ህዋህት መርገም ትግራይ። ርኹሳት
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
00:23
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 15 МЛН
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 199 МЛН
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 182 МЛН
ሰበር     ዜነ  ኢሁዱ  ሀሚሌ    21/20/16
LayiLa shara ኡሙ ፈረሀ ።ቸነል
Рет қаралды 56
ሰበር  ዜና እሁድ  ሀምሌ//21//2016
@አልማዝ ይቱብ
Рет қаралды 54
እዋናዊ፡ "እዚ ናይ መወዳታ ሰልፍኹም'ዩ" መልሲ ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ || 23/06/2024
8:52
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 14 М.
ሰበር ዘዜና እሁድ ሀምሌ 21/2016
@Zed & murad
Рет қаралды 79
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
00:23
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 15 МЛН