"ሰራሕን ወርቅን ብሩርን ብምዃነይ ምስ ስድራይ ዝበፅሐኒ ዘሎ ፀገምን መከራን"ፃንሒት ምስ ተጋዳላይ ኣባዲ ካብ ማ/ኢደ ጥበበኛታት ትግራይ /ብጥበብ ይብራህ/

  Рет қаралды 11,088

Tibeb Ybrah

Tibeb Ybrah

6 ай бұрын

GoFundMe link:
www.gofundme.com/f/j9bqgk?utm...
ጥበብ ይብራህ ሚድያ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእስታት ኣብ ሃይማኖት ኣብ ታሪኸን ባህሊ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዝነበርናዮልዕልናና ንምምላስ እጃሙ ዳወፈየ ዝርከብ ሚድያ 'ዩ::ንቕድሚት ክሰርሖም ዝደልዮም ብዙሓት ትልምታት ስለዘለውዎ ኣብ ሽትኡ ንምብፃ ናይ ኩልና ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ሰለዝኾነነ ናብ ኩሉ ብምብፃሕ ብሓሳ ብገንዘብ ብዝተፈላለዩ ዓቕሚ ብዝፈቕዶ ኣብ ፍፃሚኡ ንኽበፅሕ ንደጋገፍ::elcome to Tibeb Yibrah Media....
Please Like,Welcome to Tibeb Yibrah Media....
Please Like, Comment, Share And Subscribe to our channel...

Пікірлер: 155
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin 6 ай бұрын
እንዲህ አይነት መምህር ብዙ ተከታታይ መኖር አለበት : መምህር ይበርቱ
@Petruspetrus1
@Petruspetrus1 6 ай бұрын
ብጣዓሚ የሕዝን ፍትሒ ክረክቡ አለዎም እዝን ወድከምዝን ግፍዕታት እዩ እዝኹሉ መኸራ ምዉዳእ አብዮና ዘሎ😭😭😭☝☝☝☝
@user-id3xo1xs2v
@user-id3xo1xs2v 6 ай бұрын
Ewayyy😢😢😢😢😢
@God-db9vp
@God-db9vp 6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ደኣ መስጣ እዚኦም እንድዩ ንኽንቅጻዕ ሓዲግና፡ እዋይ መርገም ደቂቀ እስጢፋኖስ ኢልና ንሓዝን ደኣ እንለዉ እንዶ ባዕልና ነሳቕዮም ነዞም ጥበበኛታት ደቂቀ እስጢፋኖስ፡ ድሑራትን ድኻታትን ክንከውን ደኣ ግቡእን እንድዩ፡ መሳኪን ኣሕዋተይ፡ መንበረ ሰላማ ነዚ ጉዳይ ፍታሕ እንተዘይገይርሎም ከምዝሞተ እዩ። 😢😢😢
@muezgezahgn1000
@muezgezahgn1000 5 ай бұрын
ቀፅለሉ ይብራህ እዞም ሰባት ንዚ ድሕረት እዙይ ዋጋ እናኸፈሉሉ መፅዬም እዬም ከብቅዕ ይግባእ ንተጋሩ ዝምጥን ኣይኮነን.
@genetgenet4250
@genetgenet4250 5 ай бұрын
ብጣዓሚ መሓዘን😢😢😢😢😢😢
@gene6075
@gene6075 6 ай бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን 😢እዩ ዘይተነገረ እምበር ዘይተገበረ የለን ዝብሃል ከምዚ እዩ :: እቲ ደስ ዝብል ግን እንኳዕ ናብ ምድያ ወፃእኹም መፍትሒ ክረክብ እዩ::
@maharifutum3642
@maharifutum3642 6 ай бұрын
ኣትሙ ኣሕዋተይ እዝኹላይ ማዓት ዝመፅአና ዘሎ ብዘይ ሓደ ነገር ኣይኮነን ኣነ ዝብሎ ጠፊእኒ ብሓቂ ብዝኾነ ኣሕዋተይ ኣጆኹም ኣብዛ ዓለም ዝተገፈዐ ኣብ ሰማይ ዓሰቢ ኣለዋ እዩ። ኣነ ግን ዝገርመኒ ናይቶም መራሕቲ ሃይማኖት ኣቦታት እዩ። የቀንየልና ጥበብ ይብራሃ ❤❤❤
@God-db9vp
@God-db9vp 6 ай бұрын
ሓቅኻ፡ ብሓቂ እዩ መከራ ክወርደና።
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 6 ай бұрын
Way nab hegi zeykedu lomiwen kemzi alodeu
@YyYyy-kz6nf
@YyYyy-kz6nf 2 ай бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ghfugtuf7153
@ghfugtuf7153 5 ай бұрын
አነ ዝገርመኒሰ ዝበሉዑ ተዝኮኑስ እታይ ዓዶም ሓዲጎም አዋፀኦም ኑኩሉ በሊዖም ባዕልቶም ዘይምነበርዎ እቲ ዓዲ ብጣዓሚ የሕዝን
@hhhdgg628
@hhhdgg628 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤አምላኽ ልቦና ይሃቦም
@YyYyy-kz6nf
@YyYyy-kz6nf 2 ай бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን😢😢😢😢😢😢😢😢
@raqq577
@raqq577 6 ай бұрын
ናይብሐቃ ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬናዳሰዛብልኣገሉልፀ እይ ❤❤❤🎉
@abebaviard60
@abebaviard60 6 ай бұрын
እታ ባአዳዊት ሐገር ዘመፀአቶ ባሕሊ እዩ ንተጋሩ ሓድነቶም ኸየኽብሩ ንሰንሳቶም ኽፃልኡ መንነቶም ኽፀልኡ ሰራሕና ኢሎም ናብ ባሕልና ዘእተውዎ ተጋሩ ኽንልብም አለና ኹሉና ደቂ ሐደ አዲ ኢና ኹለሉና ተጋሩ ጠበበኛታት ኢና ካሊእ ተርጉም የለን አጆኩም አቱም ጄጋኑ ደቂ ትግራይ ኢኩም እግዚአብሔር ናይኢዶም የሐቦም ንቶም ሸምኹም ዘፅሎሙ ዘለው አብ ፍርዲ ቤት ብደንቢ ጌርካ ኸቅፁኡ አለዎም ;
@binyam1578
@binyam1578 6 ай бұрын
ኦ ጽዮን ኦ ጽዮን ተለዓሊ 😭😇😭🕊🕊🕊🕊🕊🕊⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️👑👑👑👑👑👑🔔🔔🔔🔔🔔🔔🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@user-ge6ws6uq3l
@user-ge6ws6uq3l 6 ай бұрын
አነ እኮ ዝገርመኒ ዘክእለኩም ተዝከውን ስልጣን ምሓዝኩም ነይርኩም አብዛ ዓለም ኮላይ በይንኩም ምነበርኩም ግን እቲ ሓቂ ድሑር ባህሊ ምዃኑ እዩ❤❤❤❤❤❤❤
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 5 ай бұрын
ብሐቂ እዚ ድሑር ባህልን ብጠንቕላ ዝግበር ክጠፍእ አለዎ እግዚአቢሄር ክዕረቀና ጽቡቅ ሐሳብ መጋቤ ጥበብ ሐውና ። እዚን ከም ዝን ሐሳብ ካብ ደቂ ሰብ ክጠፍእ አለዎ🙏
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 6 ай бұрын
በየሕድሕድ ገጠራት ትግራይ እዩ ኩቡር መምህርና መጋቤ ጥበባት 😢😢😢😢
@ngstik2kahsu699
@ngstik2kahsu699 6 ай бұрын
ብሓቂ ብአብዝሓ አብ ገጠር እዩ😢 መሕዘኒ
@frehiwetabrha
@frehiwetabrha 6 ай бұрын
ኣብ ኦ.ዘፀኣት ምዕራፍ, 31 ቁ,3-5 ዘሎ ቃል ድማ ብግልፂ ተቀሚጡ ኣሎ ። እግዚኣብሔር ንሙሴ ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ ንጥበብን ንምስትውዓልን ንፍልጠትን ንኩሉ ዓይነት ዕዩ ኣብ ወርቂን ብሩርን ኣስራዝን ንምዕያይ ጥበብ ክሓስብ ንምዝናቅ ዝከውን ኣእማን ክቐርፅ ዕንጨይቲ እውን ንምፅራብ ኩሉ ዕዮ ንምግባር መንፈሰ ኣምላክ መሊኤዮ ኣሎኩ ። ሰለዚ ኢደ ጥበበኛታት ምስዳድ ኣብ ልዕሊ ናይ እግዚኣብሔር ቃል ምዕማፅ ማለት እዩ ። ልቦና ኣምላክ ይሃቦም ሕዝበይ ሰኣን ፍልጠቱ ይጠፍእ ኣሎ ።
@lemlemmehari1500
@lemlemmehari1500 6 ай бұрын
Go ahead guys I love you. God bless you. God is God with us always thank you so much.
@abramazionwolde-selassie8110
@abramazionwolde-selassie8110 6 ай бұрын
ኩራአ ኣነ ብወገነይ ጓል ኣንተርና ሰራሂ ወርኪ ዘይ ምካነይ ዪሃዝን...።ወዲ ትበና ወዲ ለባማት .።ችሁዋ ኣንችዋ be proud
@merhawithaile7390
@merhawithaile7390 5 ай бұрын
እዋይ ትግራይ ናዞም ህዝቢ እዚኦም መ ርገም ይብጻሕኩም ኣምላኽ ኣይሕለፈ ልኩም ከም ቲ ሂወቶም ዝተመዛበሉ ሂወትኩም ይባላሾ ኣምላኽ ይክፈልኩም 😭😭😭😭😭😭😭😭
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 6 ай бұрын
ብሓቂ ፅብቅ ሰራሕ እዩ ብፅአን አቦታቲና ክምሪና ብደምብ ይግባእ አሕዋተት አጀኹሙ 😢❤❤❤
@meazamesele5733
@meazamesele5733 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም መምሃሪ ዝኮነ ሓሳብ እዩሞ ቀፅልሉ
@luzaluza7753
@luzaluza7753 6 ай бұрын
ኣጆኩም ኣሕዋትና ኣቦታትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስኩም ይኩን ። እዚ ድሑር ባህሊ ዙይ በየ ኣብያተ ክርስትያናት ኣስተምህሮ እናሃብካ ክቅረፍ ይግባእ።
@teklehaymanotKinfe
@teklehaymanotKinfe 6 ай бұрын
ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ገና ህዝብና ኣይሰልጠነን ዘሎ ይመስለኒ ነዚ ድሑር ኣተሓሳስባ እዚ ካብ ዓድና ክነወግዶ ኣለና በይዛኹም ንንቃሕ
@user-jw7de5pd9m
@user-jw7de5pd9m 5 ай бұрын
በ ብጣዕሚ ፅብቕ ስራሕ እዩ ዝጀመሪኪምዎ ኣምላኽ ይሓግዝኩም 🥺🥺👏👏❤️
@user-pc9sh7xt6k
@user-pc9sh7xt6k 6 ай бұрын
አሜን አሜን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 6 ай бұрын
Uaye.gud. Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. Uaye. ✝️😢🙏😢🙏😢😢🤔🙏
@hadastekle2644
@hadastekle2644 6 ай бұрын
Egziabiher niamin ena endabelu Fetari zfetero ftret belae Seb kibliwom! Tegadelti hiwet seb ketrfu ymotu ezom ekuy tegbar zelewom chekanat ab maekel adom yesakiyom! Egziabiher kferid eyu agoka bimaninetka kurae bi Egziabiher temekah tseletka yewdikelka Egziabiher Amen!
@tsegage6935
@tsegage6935 6 ай бұрын
ማንፀሎት ተሓፀቡታ ኣሕዋተይ
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 6 ай бұрын
😢😢😢ሓመድ የቡሉዕ ሩጉማት በሎሙ ዋእ
@nazrethmichael2332
@nazrethmichael2332 6 ай бұрын
Tebeb yebrh 👍👍👍👍xebuki serah
@ephremgeberegzibher96
@ephremgeberegzibher96 6 ай бұрын
God help tigray.
@tsehayeabay2982
@tsehayeabay2982 5 ай бұрын
ክቡር መጋቤ ጥበባት መምህርና ይብራህ ብትገበሮ ዘለኻ ኣስተምህሮ እግዚኣብሄር ይሓግዝካ።
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi 6 ай бұрын
Bihaqi dihir bahili hizibina tegasaqilu niakum kia kibiri yigibaekum qetsilulu❤
@AlburhanDekel-hw4db
@AlburhanDekel-hw4db 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ትግራይ ካብ ጌጋ እምነትን አስተምህሮን ተገላገሊ, ንቕሒ, ንቕድሚት። ከምዚ ዝበለ መንስፍናዊ ናይስንፍና ጨዋነትን ንጥበበኛ ቅንአት ዝሓደሮ ሽርሒን ተንኮልን ዘሳፍሑ ሰብኡት ብቅልጡፍ ናብ ፍርዲ ይቕረቡ
@binyam1578
@binyam1578 6 ай бұрын
አጆካ አባዲ ሐዉና 🕊🧸😇🔔🔔🔔🔔🔔🔔⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️👑👑👑👑👑👑✝️✝️✝️✝️✝️✝️☔️☔️☔️☔️☔️☔️🙏🏼🙏🏼💞ማርያም ጽዮን😢😢😢😢 መንግስቲ???????
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 6 ай бұрын
እደጥበብ ከዓቢ አለዎ ድሑር ዝኾነ አተሐሳስባ ካብ ማህበረሰብና ክእለይ ክውገድ አለዎ ዓለም ብደይ ጥበብ አይትመራሕይ ጥበብ ናይ ጎይታና ልዑል እግዚአብሔር እዩ።
@kesatebrhanhaileasressu4901
@kesatebrhanhaileasressu4901 6 ай бұрын
e/her edmen tienan yihabkum. Tibeb Yibrah Media, please continue such blessed awareness creation till the backward people wake-up.
@atsedegidey5991
@atsedegidey5991 5 ай бұрын
😢😢😢😢 የሕዚን ዋይ መርግም💔💔💔
@rozaoppo828
@rozaoppo828 6 ай бұрын
ፍት😢😢😢😢ሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ
@dammamksa1302
@dammamksa1302 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-td9fz8oy8l
@user-td9fz8oy8l 6 ай бұрын
ሰላም ጥበበ ልብ መጋቢ ጥበበ ይብራህ። ሕዝብና ክሰርህ አይክእል፣ ክመሃር አይክእል፤ክነግድ አይክል፤ ካህሳብ አይክል አብ ናይ ምድሪ ሾኦል ይነብር አሎ። እሞ ጥበበ ሃወይ እዝይ ሃደ ብሃደ እናገብርካ ዝፍትህ ጸገም አይኮነን። በቃ ሃዱሽ ስርዓተ ሰብ የድልየና ሰብ ወዲሰብ ዝክበረሉ፤ ዝሰርሃሉ ፤ዝሃስበሉ፤ዝማሃረሉ ዝነብረሉ ብሰላም። ሕዝብና ብኩሎ መዳይ ይጽንት አሎ። ብምጥየት፤ ብዕጽዋ ፤ብስደት ይጽነት አሎ። ህዋህት ዝብሃል ናይ ርጉማት ስብስብ ናይ ዝይ ሃለፈ ሃደ ዓመት ግምገማ እናበለ ንይ ሃደ ዓመት ሙሉ አብ ውሽጢ ገዛ ንድህሪት ተዓጽዮ ግምገብማ ዝበሃል ስራህ ይሰርህ አሎ። እሞ መራሂ የለ፤ ህግ የለ። እሞ እትይ ህዝቢ በተለይ መንበረ ሰላም እንታዩ ዝገብር ዘሎ? ሕዝቢ ትግራይ መሰሉ ፈልጡ መስሉ ይህተት። መርሂነት መንብረ ሰላም ንቅድሚት ይምጻ። ብተ ክርስትያን ፤ መንበረሰላም ዝህሉ ህዝቢ እንተሃሊዩ ጥራይ ኢዩ። መንበረሰላም ብድፍረት ንቅድሚት መጽዩ ንህዝቡ ክመርህ ፣ክድብስ አለዎ። ቤተ ክርስትያን ማህብረሰብ አብ ጸበባ ጊዝየ እንድህር ንህዝቡ ዝይመሪሁ እንታይ ዋጋ አለዎ? ንእስራኢሏውያን ካብ ግብጺ ዘውጽኦም እኮ ሃደ ሰብ ኢዩ ሞሰሰ? ንይ እስራኢላውያን ካብ ባብይሎን ሃራ ዘውጽዎም እኮ እዝርን፤ ናይማን፤ዘሩባበልን ኢዮም። እታ ሒዚ ዘላ እስራኢል ዘመለሳ እኮ ሃደ ስብ ኢዩ። እሞ መንበረ ሰላም እንታይ ዝገብረ ዘሎ? ሕዝቢ እኮ ንይ መንበረ ሰላም ኢዮ ዝጽበ ዘሎ። ንዋህት ድና ንጽበ ዘለና ? ዝሞተ ሰብ እኮ አይምለስን። ሕዋህት እኮ ሞይቱ ኢዩ። ስለ ዝሞተ ይኡ ንይ ሃደ ዓመት ሙሉእ አብ ገዘ ንድርሂት ቴዓጽዩ ዝውዕል ዘሎ። እንታይ ኢና ንጽበ ዘለና? ህዝብና ቀስ ብቀስ እስካብ ዝጸንት?
@user-ol1ie8hm4n
@user-ol1ie8hm4n 5 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
@lemlemmehari1500
@lemlemmehari1500 6 ай бұрын
❤😢
@tsehayeabay2982
@tsehayeabay2982 5 ай бұрын
ኣብ መበል 21 ክፍለዘመን እዙ ድሑርን ድንቁርናን ምሕሳብና ናይ ብሓቂ የጉህን የሕዝንን።እዙይ ናሓሰብናስ ምዕባለ ኣብ ዓድና ክመፅእ ማለት ዘበትን ሕልምን ኢዩ።
@amanfdaerllpl452
@amanfdaerllpl452 5 ай бұрын
Eway 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 abi hazen gefie way yehwatey mearey aflito yedliyo ezi hezbi mesakin ab lai selam kehibekum eyu enber abzi si gefie xegibkum akli zelekum seb ketilomilika zeytmelsilom were entay aynet akeli alekum keteltikum enda feletkum suk tebilu zgerim 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@geezgeez-up9dk
@geezgeez-up9dk 6 ай бұрын
ኣጋዕዝያን ብድጋፍ ቤተ ክህነትን ቤተ መንግስት ንናይ ስነ ሓሳብን ናይ ሙያ ጥበብኛታት ኣሕዋትና እንዳበሳበሰና መፃወቲ ድንቁርናን ድኽነትን ኮይንና ንነብር። ከምተጋሩ ኩሉ መፂኡ ምንባር ይከልአና?Am an entrepreurship consultant ready to support you!
@tgadosamri3947
@tgadosamri3947 6 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@elizabethamene323
@elizabethamene323 6 ай бұрын
አታ እንታይ እዩ ጉዱ?እዞም ሩጉማት ብዘይአተውና ነገር የለን።ብቀዳማይ ሐንቲ ሰበይቲ አብናይ ፔንጤ ከይዳ ክትልፍልፍ እብ ትግራይ ቡዳ በሊኡኪ ኢልዋ፥ዝገርመኩም ከማይ አዲስ አበባ ተወሊዳ ዝአበየት እያ፥ አነ ከአ ከመይ ኢሉ ናይትግራይ ቡዳ በሊኢዃ ኢለያ ብቤተሰበይ ዝተበልእዋ ይከውን በለትኒ፥ ናይትግራይ ልእእና ገና ብዙሕ ከስምአና እዩ።እግዛብሄር ይሀብኩ ሰብ ቡዙሕ ክማህር እዩ።
@alemshewitweldearegay2888
@alemshewitweldearegay2888 6 ай бұрын
Thank you Ybrah hawey! This a conversation that is long overdue. This ridiculous, inhumane and backward thinking needs to be discussed openly and condemned. We are in the 21st century and we need to be thinking like 21st century people if we are to ascend to the levels of the most advanced and civilized peoples of the world. It is such a shame that we still hold such barbaric and ancient views in this day and age.
@BirhaneKahsay-qq7rs
@BirhaneKahsay-qq7rs 6 ай бұрын
Really I appreciate your advice bro.
@zelalemmihretaab2477
@zelalemmihretaab2477 6 ай бұрын
ኣብዚ እዋን ማለት መበል 21 ክፍለ ዝርመን ክምዚ ዝበለ ድንቁርና ብ ቕንእን ሕስድና ዝተምርኮሰ። ዘሕዝን እዞም ምፍንቓል ኣጋጢሙዎም ዘሎ ዘጋታት፡እብ ዓዶም ብደቅዓዶም ካብ ዝፈትዉዎ መረበቶም ጓኖት ኮይኖም ክነብሩ ተገዲዶም።
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 6 ай бұрын
Gzyooooo mharena kabze adhanena fetari 🙏🙏🙏🤲🤲🤲💔😭
@hhhdgg628
@hhhdgg628 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@AlburhanDekel-hw4db
@AlburhanDekel-hw4db 6 ай бұрын
ቐሺ ከም ብሓድሽ ከምርመሩን ክፃረዩን አለዎም።
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 6 ай бұрын
I am Eritrea 😢😢very sad wela ab Eritrea komo alo very sad 😔 😟
@gsgs2241
@gsgs2241 5 ай бұрын
wala Ab Adukum alewu bkemey Ke Ynebru alewu😢😢
@selamtes1177
@selamtes1177 5 ай бұрын
Ab adina eritrea tihim tihmyu mengsti n kitharmom ayefqdnyu. Gn amlak aythrem xelaeka seytan enber seb aykonen ybilena. Ezgiabher gasayey yu kibehal kolo seb aykonen seytan aytfrhu ybiel. Gn zehznyu amlak yqreybelelna
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 5 ай бұрын
@@selamtes1177 ya ab Eritrea ewa sam mehram ayfkdan hawey gen gega mengadi eyo 😭
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 6 ай бұрын
አብ ቤተክርስትያን ትግራ ይ ሕጊ ከውጲአሉ ይግባእ ብደንብ አ
@yonasmihretab7972
@yonasmihretab7972 6 ай бұрын
ነዚ ክዉን ክከዉን እትጽዕሩ ዘለኹ ብልቢ የመስግን ቀጺለ ምስ ዞም ማሕበር ጥበባት ክራኸብ ደልየ ነረ ብዉልቂ ከተራኽቡኒ ይምሕጸን ሓደራ
@Fekar2020
@Fekar2020 5 ай бұрын
Ane keman kirekbom delye aleku tel habuni
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-mk6gv2dr7v
@user-mk6gv2dr7v 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉😢😢😢
@rahwara2651
@rahwara2651 6 ай бұрын
መምህር ኣን ቕድሚ ሕጂ በዚ ነገር ዚ ሓቲተ ኔረ መልሲ ግን ኣይረኽብኩን
@muludesta71
@muludesta71 6 ай бұрын
ዋይ አታ ታይ አይነት ድሁር አተሃሳስባ ኢዩ? እሞ አብሎሚ ጊዜ?አብ 21 ክፍለ ዘመን? መንግሥቲ ትግራይ ስጉምቲ ክወስድ አሎዎ አብዞም ግፍኢ ዝሰርሁ ሰባት ።ብአረአያ ሥላሤ ዝተፈጠሩ ሰባት ኽንዲዝይ ግፍኢ ምፍጻም በጣእሚ የህዝን ።
@uyuy6243
@uyuy6243 5 ай бұрын
ዋይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ሰብ ሩጉም እዩ ሰብ ብምኳነይ ሓዝነ ግን አጀኹም ናብ ሕጊ ተቅርብዎም አለኩም ብተኻታታሊ 😢😢😢
@musaomar7058
@musaomar7058 5 ай бұрын
Tigray ktibiten alowa tiray 44
@trhastekle2543
@trhastekle2543 6 ай бұрын
ዋይ ሰብ ረኺብዎ ደሎ መከራ እግዚአብሔር ፀግኢ ይኹንኹም እምበር አየናይ ህጊ ዮ😭😭
@user-do6zq6fg1s
@user-do6zq6fg1s 6 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤
@lemlemmehari1500
@lemlemmehari1500 6 ай бұрын
🙏😀👌
@solomonsolomon0272
@solomonsolomon0272 6 ай бұрын
ከመይ ገይራ ትግራይ ትዓብይ አረ ዝመከራ እዚለ ትንእሳ እዩ ጥበብ ይብራሕ ቀፅለሉ ብቅልጡፍ ፍትሒ ክረክቡ ኣለዋም
@frehiwetabrha
@frehiwetabrha 6 ай бұрын
ብ ጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ጥበብ ምስራሕ ሓጥያት ዝኮነሉ ግብረ ሃካይ ፅድቂ ዝኮነሉ ዘበን እዚ ኩሉ ኣንፃር ቃለ እግዚኣብሔር እዩ ። ሰለ ምንታይሲ ቀፂሎም ዘለዎ መፅሓፍ ቅዱሳዊ ጥቅሲ ንርእ ኣብ ኦ.ዘጸኣት ምዕራፍ, 28 ቁ, 3 እግዚኣብሔር ንሙሴ ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ ንስካ ድማ ነቶም መንፈሰ ጥበብ ዝመላእክዎም ብልቦም ፈላጣት ዝኾኑ ኩሎም ንኣሮን ካህነይ ንምኻን ክቅድስ ኣልባስ ክገብርሉ ንገሮም ።
@musaomar7058
@musaomar7058 5 ай бұрын
Tigray ab 4 ktimikel alowa:- -nab Amhara, -nab Eritrea - nab Sudan -nab Afar 44
@genetgetachew2150
@genetgetachew2150 6 ай бұрын
ብጣዕሚ መሕዘኒ ትግራዋይ ነንባዕሉ መቃተሊ በጃኻትኩም ነውሪ ንበል አብጎኖም ንኹን አነውን ማሕበር ኢደጥበብ እየ ንበል
@musaomar7058
@musaomar7058 5 ай бұрын
“Buda,Aslamay,Catholic , Amharay,Afar “wezete inda belu gaul dihretin gebenin,xilin ab mifray wuhud ay xebehun.hiji yeakil.Tigray tifres 44
@musaomar7058
@musaomar7058 5 ай бұрын
Tigray tifres::
@ajmaraajmara5125
@ajmaraajmara5125 6 ай бұрын
❤❤❤
@brktibereketeab6275
@brktibereketeab6275 5 ай бұрын
Neti desaddeka hzbi kedhn mkadka enkae aymetka zhawey
@teklehaymanotKinfe
@teklehaymanotKinfe 6 ай бұрын
እዚ ኹሉ ሽግር ግን ናይ ቤተክርስቲያንና ሽግር እዩ ። ምኽንያቱ ኩሉ ምሽጥራ ብሽዋውያን ስለ እትመሓደር እያ
@tsegshTube5kk3g
@tsegshTube5kk3g 5 ай бұрын
ብጣዕሚይ ዝገርም ዘሐዝን እዪ ማለት ስጣይን ድአ ካብዚይ ንላዕሊይ እንታይ ዶ ገይሩ እዪ ናይ ስጣን ስራሕ እናስርሑስ መሊሶም ስብ በሊዕኩም ኢሎም ስብ የሳድዱ? ንስብ ዘሳድድ ዝብድል ዝቀትል ዝፀርፍ እዪ ስጣይን ዝበሃል ቡዳ ዝበሃል።
@tsigefeseha5178
@tsigefeseha5178 6 ай бұрын
Ezi nay shwawian tenkol ena shrhi ab melae tigray nbzuh amait ametat seritsu tsnihu eyu slezi kulatna nnkah nabwunena nmeles bejaka hizbi tigray nay tselatna atahasasba ayn kebelo nlebm nlebm!!!
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 6 ай бұрын
tsbuk program
@binyam1578
@binyam1578 6 ай бұрын
😭ብወዲ ሃገር እዚ ኩሉ ግፍዒ ራሲስቲ።እቲ ዉግእ ዝመጸ ብዓዲ ሃሎን ብ4 ኪሎን ጥራይ አይኮነን😢 አብ ዉሽጢ ሃገር አጋንኒቲ እዋይ ዶናቁር 🌘💔😭
@rahwara2651
@rahwara2651 6 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ሃይማኖት የለይ ጠቕሊሉ
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 6 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@tsegaytekle5619
@tsegaytekle5619 5 ай бұрын
aziu zehzn u kem kulu seb beraya slasie ztefeterna fturat kab kemana sebat ezi kulu aderae zwerdena zelo amex amlak selamu yewrd kbl yfetu kexile kubur haw nab media zekalaekayo kbri yhabka ember natnas tezaribka aywdaen u ab mnkah hbrete seb abertieka ktserhalu dma ylaboweka kthasbo keleka gin amlak beyenay megedi u selam kewrdelna 😢
@TheCritic101
@TheCritic101 6 ай бұрын
ዘይልወጥ ፀማም ህዝቢ! ኣጀኹም ኣሕዋትና!! ዝተምሃረ ሰብ ምስ በዝሐ ክልወጥ እዩ:: መንግስቲ ድማ ክጣበቀሎም ይግባእ::
@nagstyhagosgoitom7613
@nagstyhagosgoitom7613 6 ай бұрын
Hamalka hamahaderka enteylka menfeska thgos
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 6 ай бұрын
አጆክም ናይ ድንቁርና ምልክት ናይ ሎሚ ትግራ ይ እዚ ድንቁርና መገዲ ጊዛዊ መንግስት ብሕጊ ክሐትም ይግባእ !
@God-db9vp
@God-db9vp 6 ай бұрын
እቲ መንግስቲ ባዕሉ ይብዶሎም እዩ ዘሎ
@rvhdfy6794
@rvhdfy6794 5 ай бұрын
እዋይይይይ ዱቁርና 😢😢😢😢😢
@NohMoss
@NohMoss 5 ай бұрын
Ati xegem kab haymanot eu. Antay zheberu sebat eyom aziom ab adom kndzi mekera.
@aasaas7284
@aasaas7284 6 ай бұрын
ዋይ መሕዘኒ ኣሕዋተይ ፍታሕ ክረክቡ ኣለዎም እቲ ህዝቢ እውን ካብ ከምዚ ክወፅእ ኣለዎ ኣቅሽቲ እውን ኣብ ቤተክርስትያን ክምህርዎ ኣለዎም ጠንቆልቲ እውን ኣለው ኣየድሉዩናን ደፍተራታት ኣለዉ ካብ ዓዲ ኣምሓራ ተማሂሮም ይመፁ ቖፅላመፅሊ ሱራሙር ይህብዎ ኮታስ ብዙሕ ነገር ኣሎ ኣብ መላእ ትግራይ ህዝቢ ሕተትዎ
@SalamahHakami
@SalamahHakami 5 ай бұрын
ብቶሎ ላብ መረበቶም ክምለሱ ኣለዎም ዞም ግፍዒ ሰሪሒም ካብ መረበቶም ዘፋነቐልዎም ውን ናብ ሕጊ ከቐርቡ ኣለዎም ኣነ ኣይካኣልኹን ማራ ነቢዐ ምሽክናት😭😭😭ኣብ ዓድና ኣለው ውቕሮ ኾይኑስ ኣብ ገጠር ግን ሃምኡ ዝብሃል የለን እንድዋም ማራ ኢና ንፋቐር 😢😢😢
@user-cl9ns8uv6t
@user-cl9ns8uv6t 5 ай бұрын
ዋና ዋና ችግሩ ዞሞ ኣቦነብሰታት ልህዝቦም ኣየምህሩን ህዝቢ ታይ ገይሩ ምክንያቱ ቢሂል ሰለ ዝፀነሖ አዩ ዝከድ
@azebdmtsu5179
@azebdmtsu5179 6 ай бұрын
እዋይ አሕዋተይ መገዛ ዓድምስ ክንድዚ መከራ ይወርድ??ከመይ ዓይነት ደንቆሮ ህዝቢ አዩ ብስሩ ናብ ሕጊ ክቀርቡ ይግባእ☝️☝️ክንደይ መራሒ ስድራ ሰረሑ ከይበልዕ ብሰንኪ ድሑር አታሓሳስባ😡😡😡
@HaderaGebreselasie-ih4cz
@HaderaGebreselasie-ih4cz 5 ай бұрын
ወርቅን ብሩርን ሰራሒ ዝፀልእ ህዝቢ ንምንታይ እዩ ወርቅን ብሩርን ዝአስር ድአ
@binyam1578
@binyam1578 6 ай бұрын
አቅሽሺቲ አይኮኑን አጋንኒቲ እዮም። ብአቦና ሰላማ ክዉገዙን ጠጦዉ ክብል አሎዎ እንተኪኢሎም😢
@belaineshtsadik1474
@belaineshtsadik1474 6 ай бұрын
What o my gosh no no no that’s right they are not normal came on now they have to go school
@rahwara2651
@rahwara2651 6 ай бұрын
ኣቦታት ትግራይ ህዝቦም ኣየምሀሩን ህዝቢ ብመናፍስቲ ተታሒዙ ዩ ኣብ ብምልኡ ህዝቢ ትግራይ ብቡዳ መናፍስት ተታሒዙ ስለ ዝኾነ ኣቦታት ትግራይ ሃይሞናት ኣይሰበኹን ስለዚ ታይ ምኻና ኣይንፈልጥን ኣነ ዝፈጦ ካብ ቤተሰበይ ውን ቡዳ ሰብ ከምዘሎ ብዙሕ ይብሉ ኔሮም ምስ ቡዳ ኣይንዋሰብንእናበሉ ኣነ ግን ኣብ ብዝተማሃርክዎ ቡዳ ሰብ ብሃይማኖት ከምዘየለ ዩ ቡዳ ሸይጣንኣሎ ሰብ ግን ቅዱስ ዩ እንተዝይ ፀልዩ ግን ቡዳ መንፈስ ከም ዝኣትዎ መፅሓፍ ቅዱስ የምህረና ኣዮኹም ህዝብኹም ካብ ድንቁርና ኣውፅእዎ ቀፅልሉ
@musaomar7058
@musaomar7058 5 ай бұрын
Siltane nay Axum nay “Hidaribin Afarin Sahon “ember nay Tigray koynu feximu ayfeletin 44 Hasot gidef:;
@kakamhari1433
@kakamhari1433 5 ай бұрын
Komu elka mitsa teltal men mukana keneryeka ena. Kemti nai weledina tarik ni amkak abotatna welde maharem kisadka bi mukrats kinhibom ena. Nugus ezana 50 teltal meswati ni maharem hibwom nihna dima 50 teltal saho kinhibo ena
@rgfdd8984
@rgfdd8984 5 ай бұрын
ቃደማይ ነገሪ ለይ ሓደ ኣምላኽ ጥበበኛ የለይ ከምኡ ኣትበሉ ንሳቶም ደማ ዓይኒ ጠላ እዩ እብ ዓይነም ከፉ እሉ የበሊዕ ካብ ወሎዶ ናብ ወሎዶ የማሓላለፊ ኣብ መምህር ተስፋይ ኣበራ ተኻታቱሉ ተካታተላ ኣሕዋተይ❤❤❤
@user-bz4wi8yv6n
@user-bz4wi8yv6n 5 ай бұрын
You ❤
@user-jw7de5pd9m
@user-jw7de5pd9m 5 ай бұрын
ግን አስተያየት ስትሰጥ ግን ህልክ ያለዉ ነዉ የሚመስለዉ የመምህር ተስፋይ ተማሪ አትመስይም ምስ ይቅሪታ
@frehiwetabrha
@frehiwetabrha 6 ай бұрын
መጋቤ ጥበባት ዲያቆን ይብራህ ቃለ ሂወት የስምዕልና ሚድያካ ንኩሉ ክፍቲ ኮይኑ ማንም ሰብ ሓሳቡ ብነፃነት ክግልፅ ዝተገብረሎካ ስራሕ ብታሪክ ክምዝገብ እዩ ። እዚ ማንም ናይ ህዝቢ ሚድያ እየ ዝብል ኮነ ካሊእ ናይ ግሊ ሚድያ ክደፍርዎ ኣይደልዩን እዚ ጉዳይ ግን ልዕሊ ህሊና እዩ ።
@dejenhadgu5288
@dejenhadgu5288 5 ай бұрын
Entay matu eu dekey ksab kindziy duqurina do alo eu
@kitkat710
@kitkat710 5 ай бұрын
Zehezen eyu
@user-re3zb7cn2v
@user-re3zb7cn2v 5 ай бұрын
እዛም ጥበበኛታት ንምታይ ቱሪዝም ዘይከታተለም እዚኦ ሀብቲ ሀገር ኢዮም
@samihalibay6286
@samihalibay6286 6 ай бұрын
አክንዲ መስቀል ሰሪሑ ምስ አምላክ ዘተዓረቆም እዚ ኩሉ ፀገም ክወርዶ ? የሕዝን😢 ግን አምላክ ተዝፈርሑ ዶ ከምዚ ጌሮም
@burnlies
@burnlies 6 ай бұрын
ነዚ ከምዚ ዝበሉ ድሑር ባህልታት ብሄር ትግርኛ ምቅልዖምን ህዝቢ ብምንቃሕ እዞም ድሑር ኣተሓስባታትን ኣንጻር ምዕባለ ማሕበረሰብን ዝኾኑ ነገራት ካብቲ ማሕበረሰብ ምንቃሎም ኣማራጺ ዘይብሉ ቅዱስ ስጉምቲ 'ዩ.
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 152 МЛН
Best father #shorts by Secret Vlog
00:18
Secret Vlog
Рет қаралды 22 МЛН
ኤርትራዊት ኣደ ብበዓል ቤታ ተቐቲላ
8:00
FaNus NetWork
Рет қаралды 14 М.
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 152 МЛН