ሰልጠነ፡ ነጠብጣብ ኣቺዶ ...!

  Рет қаралды 11,514

Alena Media TV

Alena Media TV

3 ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @alenamediatv7443
ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ይጓዕ ነይሩ። ዲያስፖራ ኤርትራውያን ቅድሚ ሒደት ዓመታት "ይአክል" ብዝብል ማዕበል ንምድረ ሰማይ ኣንቀጥቂጡዋ ነይሩ። ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንይአክል ተኪኡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣስፋሕፊሑኳ እንተጸንሐ፡ ብሰንኪ ዘይብሱል ኣከያይድኡን ዕንደራን ኣብ ኣፈፌት ሓድሽ ዓመት 2024፡ ካብ መጋርያ ናብ ሓዊ ለይቶ ተቐዪሩ ኣሎ። ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ ከም ዘይብሉ፡ ክንነግር ጸኒሕና ኢና። ኢሉ ኢሉ ከአ፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን መስሓቕ ሸራፋት ኮይኑ ኣሎ። ብዘይ ቃልዓለም፡ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን። ሕጂ ውን እዚ ደርማስ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ተመን መስከረም ዕፋፈቱ ሰዲዱ፡ ብሓድሽ መልክዕ ክውደብ የድሊ ኣሎ።
Alena Media TV is one of the most popular Eritrean KZfaq channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.com/f/hey8r
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org/product/menkae/
alenamedia.org/product/tlmi-n...
#TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | bbc tigrinya | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

Пікірлер: 297
@Habesha-1942
@Habesha-1942 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ክልተ ጀጋኑ ኣያታትና ❤❤ንዓኹም ዘየኽብር ገመድ ሰቒሉ ሸቀቕ ይበል ኣያኒ ❤❤❤❤❤ዓቢ ሰብን ዓቢ ገረብን ጽላል እዮም ዝኾኑኻ ❤❤❤❤
@gogohimbasa
@gogohimbasa 2 ай бұрын
ተጋዳላይ ይኣርግ እምበር ኣይልብምን እኮ ተባሂልኹም። ብርሃነ ክብረኣብ ኻብ ናይ ሓሶት ዜና ሓሊፍካ ዝገበርካዮ ኣይራናን፡ ሰራዊት ኢርትራ እዚ ኣብቲ ተደምሲሱ፡ ተደፊኡ፡ ኹላ እታ ዝነበርት ናይ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን፡ ድልየት መዝሚካ፡ ሓሶት ምልኻዕ ካልእ፡እንታይ ቑምነገር ኣሎካ።ረድእ ዳማ ካብ ኢርትራ ጀሚሩ እቲ ናይ ምትላል ፡ ኣመልካ ምዝጉብ'ዩ ኣብዚ ንሰልጠነ ምጽላምን ካብ ገበናትካ ነጻ ኣይገብረካን'ዩ። ቁሩብ ኣይትሓፍሩን፡ሕራይ ንሰልጠነ እሞ ጽልእዎ ኣብ ምንታይ'ኩም ዘወዓለ ህዝቢ'ዩ ተጸልምዎ፡ ብርሃነ መዘርባዕ ከኣ ብምጽላም፡ከምታ ዝበልካያ ህቡቡነት ክትረክብ ማለት ዘበት'ዩ።እዛ ማሕበር መስተማስልቲ ዝመርሑዎ ዘሎ፡ቀንጸልቲ 1፡ተመስገንን ካሓስይ 2።ሚኪኢለ ዕንዳይ 3፡ብርሃነ መዘርባዕ 4፡ረድእ መሓሪ
@selamgeber5688
@selamgeber5688 2 ай бұрын
መን ኤረትራዊያን ገሩክም ምስ ደቂ ባት ክትዋዳደሪ ደቂ ዝረጋብረ ዓባቅ አምሓሩን ተጋሩን ኢኩም 2 ኩም ስለጠነ ኣቃአ ተፈርሕ ረስሓት ዓባቃአት ሰልጠነ ቆልዓ ኣዩ ዝረኤልኩም ስብ የለን ሕረ በሉ ሓሳዳት
@Habesha-1942
@Habesha-1942 2 ай бұрын
@@selamgeber5688 ክክክክ ተገጥምኪ ፋራ...ኩርክር ገብራይ ስልጣንያ ኢኺ 🤣እዘን ኮራኹር ፍሉጣት ኢኽን ኣቦኽን ስልጣንያ ክጽረፍ ከሎ ዉሕ ዉሕ ኢኽን ትብላ 🤣🤣🤣
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Sektene​@@selamgeber5688seltene sheytan Radio Rwanda
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ደንቆሮ ዓበይይቲ ስለዝኾኑ ለባማት ማለት ኣይኮኑን ።ብፍላይ ዚ ኣለና ሜድያ ፎእ ኣረጊት መደናገሪ
@samsonsemere2145
@samsonsemere2145 2 ай бұрын
ኢዞም ኣቦይ ብርሃነ ትባሃሉ ከኣ ብሓሶት ኪትምስኪሩ መጺኩም ክሊተኹም ጸላእቲ ሰልጠነ ስለ ዝኮንኩም ተሳማሚዕኩም ትገርሙ ኢኩም ሓቃ ኢንድዩ ኢዛ ኤርትራ ሃገርና ከይሓልፈላ ከማኹም ስለ ዘለዎ ካባኹም ሰልጠነ ኣጸቢቁ ይሓይሽ ኣይፈልይን ኢዩ ከኣ ንመን ከተዳናግሩ ኢኩም መን ኢሞ ኪኣምነኩም ሓሰውቲ ዐበይቲ ሰብኡት ኣብዚ መጺኩም ሰብ ከተባእሱ ሕፈሩ ንባዕልኹም ሕማም ርእሲ ስሚ ጥማዕ ይግደፍ ኢኩም ኣቦይ ብርሃነ ከኣ ኪበሩ ነቦይ ረዲእ ከተሕጉሱ ኣይትዛረቡ ፕልስ ዕበዩ ስብ ኣፋቅሩ ማዐዱ ማሀሩ ኦስኹም ግን ተባአሱ ትፈላልዩ ኢዋይ ውርደት ኢቶም ዐበይቲ ገዲድኩም ኣቱም ሰባት
@abrahamhagos1938
@abrahamhagos1938 2 ай бұрын
It would have been beneficial if all of you seat and solve your problems as civilized people
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hadishyowhans7417
@hadishyowhans7417 2 ай бұрын
ኣጻሉኡና እዩ ነገሩ ጋሻ ምስ ኣቶ ብርሃነ ስለ ዘይተሰማምዑ ረድኢ ክኣ ኣጻልኣኒ እልካ ምዕዳም ዝሰየብኪም ዝኣረኩም ክትዓርቁ እንበር ክትፈላልዩ መጺኩም ንስኩምስ ምዓረቁም ሰልጠነ ንዓኩም ወድኩም እዩ ዝከውን የፍኣልና ዶ ይከውን እልኩም ሓሲብኩም ምመጻኩም ግን ከምቲ ዕድመኩም በጃኩም ሕሰቡ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
የቐንየለይ ክደልያ እየ ጸኒሐ።
@tsegaygebre7635
@tsegaygebre7635 2 ай бұрын
Lieli redie menagerie alo dyu
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 ай бұрын
Fight the dictator not seltena regardless
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 ай бұрын
Seltena don’t answer them carry on working against one enemy the dictator::
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Two of my favourite people ❤️ 💕 ♥️ 💙 💖 💜 ❤️ 💕 ♥️ 💙 💖 💜 ❤️ 💕 ♥️ 💙 💖 💜 ❤️ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@satelliteview4991
@satelliteview4991 2 ай бұрын
Ztefeshu Sheraton ekom nskum
@abrahatesfamicael2788
@abrahatesfamicael2788 2 ай бұрын
ደስ ዘቢል መደባት 2ኒኽሊጠኮም ኣገናዓ!👍👍
@davidDavid-kn2dq
@davidDavid-kn2dq 2 ай бұрын
Alena Kia tible aytehalu kedea
@kibromaraia3102
@kibromaraia3102 2 ай бұрын
ንሰልጠነ ንምሕማይ ፡ ተራኺብኩም፡ ተሕፍሩ። Shame on you!
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Shame on you Awragawian
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Awragawian
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
ሰልጠነ ሓደ ዕሱብ ሕብእቲ ሰልፊ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ እዩ፡ እዚኦም ጀጋኑ ኢዮም ቀደም ይጽሕፈሉ ነይረ ኣነ ምስኩለን ኣውራጃታት ተባኢስካ ኣብ ሓደጋ ክትኣቱ ኢኻ ኢለዮ ከም ወዲ ኣውራጅኡ። ንፌቨን ኣዋሪዱ ንጓል ኣንስተይቲ ዘይንሕፍ ኣዲኡ ዝደፍር ከምኡ ነቲ ዓቢ ሰብኣይ ኢንጀነር ፍጹምን መምህር ተመስገን ንፍናን ድማ ንምንታይ ንወዲ ዓንዳይ ተቕርቦ ይብሎ የነውሮ ነይሩ ፈላላይ ኣንጻር መሰል ደቂ ሰብ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ከም ኢሳያስ ወይ ባርያ ስለ ዝኾነ ኢዩ።
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
@@tsegaygebru9534 lebam zerba. Injera alem blae
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
ስኑፍ ባርኡ ኮንካ ጸቢብ ኣውራጃዊ ከምኡ እምበር እዚ ግሁድዩ ሕሜት ኣይኮነን።
@tsegaygebre7635
@tsegaygebre7635 2 ай бұрын
Ezi sebiay ksenf
@yohanneshaile8904
@yohanneshaile8904 2 ай бұрын
Gugile yuotob gugile tebelalae.
@dansen1965
@dansen1965 2 ай бұрын
Giega Mahari Redi 😮😮 Ageb ageb, mis idmiyecan mis harbgnatca zeykeyd aytigiber.
@alenamediatv7443
@alenamediatv7443 2 ай бұрын
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ ክንዲ እምባ ዝኸውን ሃገራዊ ጉዳይና ኣወንዚፍና ናብ ከምዚ ዝአመሰለ ቆይቊን ምጥቕቓዕን ክንአቱ ዘሕፍር ኢዩ። ክቡራት! ኣነ ካብ ነገር እሃድም፡ ንሱ ከአ ዘቑጸልጸለ ኣርእስቲ እና አምጽአ ንምጽላመይ ተዓጢቑ ኣሎ። ኣብ ፍጻሜ ናይዚ ኲናት እዚ፡ መን ኢዩ ክዕወት ግዜ ክምልሶ ኢዩ። ካብ ቲፎዞነት ወጺእኩም ሓቀኛታት ፈራዱ ኩኑ!! ንሽምግልና ወትሩ ድሉው እየ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ኣንቱም መሕፈራት ክልተ ጸጉሪ ኣቢቁክኩም ሲ ሰልጠነ ኮ ብዕድመ ውድኹም ኢዪ ዝኸውን ።ድኹማት ፍጥረት
@brhanehaile5997
@brhanehaile5997 2 ай бұрын
Anezigermeni kem Zerai Brhane Haile 3awraja tirah wesenti Eritra zikhonu ane aykibelon,haøowlow eyu.
@keleabtsehaye4480
@keleabtsehaye4480 2 ай бұрын
😂😂😂 ኣድጊ ሓርድካለይ ባዕልኻ ሓኔታ ነቲ ናታስ ንሓማታ 💚 ኣብ መንገዲ ከረን ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ ዝባሃል ባንጻሩ ኮይኑ ዲሕሪ ናጽነት ዝመጸ ባሕርታት ኡሱር ቤት የለን ተባህሉ ባንጻሩ ኮይኑ ኢኳድኣ ገድዱ ባህሪታት ተለምዱ 🌹👍👍👍
@MFish7980
@MFish7980 2 ай бұрын
Please keep this things behind door and focus on our common National problem, the brutal Higdef !!
@mestes4158
@mestes4158 2 ай бұрын
I don’t think Tefetawi only abut money ( he takes said with reset than hero Henok) all birget nihamedu stand with Henok and this guy
@solomonteklehaymanot8106
@solomonteklehaymanot8106 2 ай бұрын
2 Resahat serekti Hasawi men kesmaka
@zerayabrhahabtemichael
@zerayabrhahabtemichael 2 ай бұрын
ነዚ ህዝቢ ካብ ሸንኮለል ዘይተድሕንዎ
@brhanehaile5997
@brhanehaile5997 2 ай бұрын
Eritra nELF bhigi zgizio Christian Islam hade hizbi ❤❤
@zafuberhe4511
@zafuberhe4511 2 ай бұрын
Aregtot sebat xelekum ketruyuna ketmtsu mara tehznu
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 2 ай бұрын
btami ikum tehfru n Seltene kthamiyu mimxaekum abeyti tmeslu,, seb hangol alewo, nmen ketemunu ikum?hafirelkum. Natkum zeytgebru?
@bahri1415
@bahri1415 2 ай бұрын
ክልተኩም ሰረቅቲ ረዲኢ ማሓሪ 1000 ጊዘ ቀይሕ መሰመር ዘረገፀካ አለካ እነዶ ፈገር ሓሳዊ ከም ሰብ ንእሸተይ ሕልና ዘይብለካ ሙካን ሰብ አየትመሰለንን ደያበሎሰ ሸየጣን እካ ለክባጥ ነባሪ ታሪክ እነበር ነባሪ ሆወት የለን
@user-rk7sk2gd3e
@user-rk7sk2gd3e 2 ай бұрын
ሕልሚ እዩ !!100/100
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
Seltene ist the best hero
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Teftawi show Radio Rwanda
@tzehaitupaulos1438
@tzehaitupaulos1438 2 ай бұрын
እንኳዕ ገጸካ ርኤና አጆካ ዝሰርሕ ይጋገ እዚ ሰሑል ካራ ገይሩ የዉጽእካ ሰብ ብጽቡቅ ጊዜ አይዓብን እዩ አምላክ ጥራይ እዩ ፍጹም አጆካ እንኳዕ ብደሐን ተመለሰካ
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
Kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk
@samsonberhane1925
@samsonberhane1925 2 ай бұрын
shame on you boss, Seltene is a HERO try to be like him!!
@solomonteklehaymanot8106
@solomonteklehaymanot8106 2 ай бұрын
Lezeyti
@user-zi9kw9jg9o
@user-zi9kw9jg9o 2 ай бұрын
xere ertrawinetin serawit ertran zeikayedkumo kifat ainberen hizbi ertra ab libun ab senedun sendiwo u tehateti ekum ab zikone seat amsulutat asha keimeslekum ezi hizbi .
@mesfingebremedhin7922
@mesfingebremedhin7922 2 ай бұрын
Shameful, እንታይ ወሪድኩም? ንሓደ ሰብ ሚድያ ከም ጸላኢ ሰሪዕኩም ከተጸልሙ፡ ሓሲርኩም፡ ክብረትኩም መሬት ዘቢጡ፡ኣለና ናብ ከምዚ ምውራድካ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ።
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Kid Awragawi
@nataneley
@nataneley 2 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ብሓቂ ወዱቕ ህዝቢ
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
Awrajawyan ekum felaleyti 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 ай бұрын
ዑሱብ ንዑሱብ ፣ ዓፈል ንዓፈል ኢኹም ። ኩላ ንሳንቲምኩም ኢኹም ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
እስኻ ሓደ ጸቢብ ኣውራጃዊ ባርያ ሰልጠነ ስዲ ኢኻ ስዲ።
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
@@tsegaygebru9534 nay haki
@eritrea63
@eritrea63 2 ай бұрын
ኩሉኹም ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ኢኹም ኣይትሕሽዎ ኣይትሓምቁዎ።ሕጂ በኣኻትኩምን ከማኹምን ዝደናገር ኤርትራዊ ዘሎ ኣይመስከንን።
@brhanehaile5997
@brhanehaile5997 2 ай бұрын
Nmintay Sebhit Barka Sahil. Zeytikesi.
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
ሜሮን ድማ ካብ ካልእ ኣውራ ይኸውን ዝሕተት ዘሎ።
@teweldehabtesus9485
@teweldehabtesus9485 2 ай бұрын
Kulukum sheet
@mussielegese8072
@mussielegese8072 2 ай бұрын
ሓሳዳት ክክክ
@user-rh8fw1tf8i
@user-rh8fw1tf8i Ай бұрын
አይተ ብርሃነ ክብረአብ ሓሳባትካ አገዳሲን እዋናውን እዩ።
@simonmichael8489
@simonmichael8489 2 ай бұрын
Reda mahari what hapen with you men this is shame full and who this guy
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 ай бұрын
ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዝተጠቀመሉ መንግስቲ ኤርትራ ንህዝቢ ዝሃንጻ ሜዳታት ዓጽዩ ፥ንዑኡ ዝውድሳን ብሓሶት ንህዝቢ ከእምን ሰሪሑ ንትብሎ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ዝገርም ኣገላልጻ።
@mulugetahailay7604
@mulugetahailay7604 2 ай бұрын
MUSHMUSHAT MEDIA
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
Tewesaki wegenena aletena eu 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Lebamat Ayatena❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@weredelugano1015
@weredelugano1015 2 ай бұрын
Wedi mahri❤❤
@JhohnGere
@JhohnGere Ай бұрын
Ab qlesi wured deybe nay gden alo ajokum kulna n fethi nqales
@tesfalemtsaeda176
@tesfalemtsaeda176 2 ай бұрын
ትሕዙኑ ኢኩም ረድእን ብሪሃነን እታይ ወሪዱኩም ሰብ ክትሓምዩ መጺኩም ውድቀትኩም አቃላጥፍኩም ክድሪብዒ ሰልጠነ አትምጹኡን ሰልጠነ ጅግና ኢዩ ሰልጠነ አበሳ ኢዩ ብሪሃነ አበይ ዓዱ ዓዱ ዘይፍለጥ ድሪባይ ቀናት ኢኩም ነስኩም
@bdbhsyeh6246
@bdbhsyeh6246 2 ай бұрын
Nay behaki himaqeate sebate ekim bezaba hgdife mizerab aymehashen
@samsonsemere2145
@samsonsemere2145 2 ай бұрын
ንሰልጠነ ንምሕማይ ፡ ተራኺብኩም፡ ተሕፍሩ።
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Ayatatna jeganu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@khtt8663
@khtt8663 2 ай бұрын
Redei mahari beja ertra kid ertra aytfeltan eka aythalyelun eka
@teklzgiyosief7704
@teklzgiyosief7704 2 ай бұрын
መደናገርቲ ሃከር ቆጺርካ መድያ ከተዕኑ ናይ ሰልጠነ፡ ባዕሉ ሃከር ድማ ኣቃሊዑካ ሎቅማጽ ፡ ከምኡ ድማ ብርሃነ .
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 ай бұрын
The dictator is a lucky man denkoro hazbi
@eyobaman2604
@eyobaman2604 2 ай бұрын
Gudayu awadkana yibahal ezis.
@diwtesfalem2391
@diwtesfalem2391 2 ай бұрын
መጀመርያ ገንዘብ ሰብ እሞ ምለስ ብዛዕባ ካሊእ ክትዛረብ?
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
Wekaru sebut ymeslu sikbel medanageri eka 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
ናይ ሕጊ ሰባት ሓቲትኩም ክሰሱዎ ሓደራ ነብስኹም ጥራይ ዘይኮነ ህዝብናን ሃገርናን ሓራ ከተውጽኡ ዓቢ ቃልሲ ኢዩ እዚ ፈጣሪ ይሓግዝኩም፡ በጃኻትኩም ተሓባበሩ ነቲ ናይ ዓድና ጸላኢ ከም ንርስዕ ገይሩና ኢዩ ንቓልሲ ስለ ዘሳናኸለውን ክኽሰስ ኣሎዎ ዘበነ ደሞክራሲ ስለ ዝኾነ ኣጆኹም ክትዕወቱ ኢኹም። ሰልጠነን መሰልቱን ስርዓት ክሕዝ ኣሎዎ እዚ ዓለቕቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ሰብ ካብዛ መድያ ይተኣለ ወይ ይተኣረም።
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Lebam zerba
@yesno5335
@yesno5335 2 ай бұрын
ኣድዮ ክልተ ዓጥራሳት ከኣ ናብ ሰልጠነ ቱታ ክብላ መጽየን ረድኢ ቀዲምካ አተን ገንዘብ ምለሰን ኣፍካ ከፊትካ ክትዛረብ ኣቦይ ብርሃነ ከምታ ቀደምካ ትግራይ ትግርኛ በል ሓንካስ ብሙርኩስ መጺክን ንሰልጠነ ነቅ ከተብለኦ ኣይትኽእላን ሰልጠነ ጎቦ አዩ ነዓኽን አያ ረድኢ ከኣ አተን ገንዘብ እሞ ምለሰሉ ነዚ ሓውና ሎቅማጽ
@Habesha-1942
@Habesha-1942 2 ай бұрын
ተገምጠል እስከ ዓሌታዊ...ኩሉ ኣካይዳኩም ፈሊጥናዮ ኢና....ኣውራጃዉያን ስለ ዝኾንኩም ኢኹም ሰለጠነ ሰብ ከጸልም ስቕ ኢልኩም ትርይዎም....ዓሌታዉያን
@yesno5335
@yesno5335 2 ай бұрын
@@Habesha-1942 ሕጂ ውን ክደግመልካ ሓንካስ ብሙርኩስ ተጎቲቶም ንሰልጠነ ክንቅንቅዎ ኣይክእሉን ሰልጠነ እምባ አዩ ይብለካ ኣለኹ ሎሚ ምቅብጣር የለን በጃ ምልዮን ዝበሃል ቃልሲ የለን አያኻ ረድኢ አተን ገንዘብ ምለሰን በሎ ንሸያቦ ከኣ ከምታ ቀደምካ ትግራይ ትግርኛ በል በሎ ናይ ሓሶት ዜና ኣዳሉ በሎ ጌና ከነጽርየክን ኢና
@yesno5335
@yesno5335 2 ай бұрын
ታይ ማለት አዩ ዓሌታውያን ረድኢ መሓሪ ገንዘቡ ምለሰሉ ስለ ዝበልና ድዩ ዓሌታውያን ዘብለና ኣቱም ሰባት ገንዘብ ሰብ ሎቅሚጽካ ደላይ ፍትሒ አየ ዝበሃል ኣየድልየናን አዩ ንሕና ንዓመጽ ደይንቅበል ኢና ሕጂ ውን ኣፈቸለነት ግደፎ ረድኢ መሓሪ ምለሰን አዘን ገንዘብ ውጹዕ ሕጂ ውን ከም ፌስታል ክንድርብየካ ኢና ሎቅማጽ መን ምኻና ኣይፈለጥካናን
@Driver2724
@Driver2724 2 ай бұрын
Two flip flop entities. Looserss. Tail of society
@yesno5335
@yesno5335 2 ай бұрын
@@Habesha-1942 ክኽክክክክክክ ናይ ምንታይ ጸለመ ረድኢ መሓሪ ገንዘቡ ምለሰሉ ምባል ድዩ ጸለመ ጸለመ ከይትብሎ ረድኢ መሓሪ ውን ብቃሉ ኣሚንሉ አዩ ዶ ወላስ ደላይ ፍትሒ ስለ ዝኾነ ኣይትበልዎ አዩ ኣይትሕሰቦ ሕጂ ውን ከም ፌስታል ከነፍኩሶ ኢና ናይ መን ሎቅማጽ ምለሰን አዘን ገንዘብ ንፈልጥ ኢና ናብ እንዳ ህግደፍ መአከብ ጎሓፍ ኢኽን ክትሃድማ ዕሪብ በላ ነዓና ውን ይጥዕመና ኣልጊብና ንድስቀክን ረድኢ መዓሪ ካብቶም ዘኽብሮ ዝነበርኩ አዩ ገንዘብ ሰብ በሊዕካ ግን ሸለል የለን ሕጂ ውን ዝምረካ የለን ሎቅማጽ ኣብ ደምበ ፍትሒ ከምኡ ዝበሃል የለን
@ghebremariamogbasllssie8054
@ghebremariamogbasllssie8054 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@systemyouarethebestchecker6102
@systemyouarethebestchecker6102 2 ай бұрын
Sorry my brothers , why we don't spend all our energy on essays afewerki. Do not worry what Seltene would say
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Seltene is the cause of all divisions. Radio Rwanda
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
​@@selinaalena4453እንታዩ ጌሩ ኣጥሓነት ዘዝበለቶ ክትብሉ ሰልጠነ እንታይ ዓቅሚ ኣለዉ ክኸፋፍል ።ንሰልጠን ንህዝቢ ትግራይ ሰለዝሓገዘ ኢኹም ትጸልእዎ።እምበርከ ረድዬ ርዋንዳ ትፈልጣ ዲኻ 😅😅😅😅
@haleqadebtera4289
@haleqadebtera4289 2 ай бұрын
ሰላም ንኹሉ ኣነ ወዲ ሓማሴን ኢየ ንስለ ሓቅን ፍትሕን ድማ ሓቁ ሓቁ ክዛረብ ኢየ፣ ኣቶ ረድኢ ነዚ ሰልጠነ እንታይ ግበር ኢኻ ትብሎ ዘለኻ ናዓ እባ ነዚ ሰብ ኣስራሓዮ። ሰልጠነ ካብዘን ናይ ኤርትራውያን መራኸቢ ቡዙሓን እቲ ዘሐብን ዝበለጸ ሰብ ኢዩ ፍቶ ጽላእ፣ ሰልጠነ ቀሺ ግርማይ በሊሕ ተባዕ ፍትሓዊ ኣድማዒ መንእሰይ ኢዩ፣ ኣችዶ በል በረኪና በል ብብቕዓት ብተግባር ንሰልጠነ ዝወዳደር ኣብ መራኸቢ ቡዙሓን ኤርትራውያን የለን። ኣቶ ረድኢ መሓሪ ንስኻ ኣብ መራኸቢ ቡዙሓን ቅድሚ ሰልጠነ ጀሚርካ ሎሚ ግና ደረጃ ሰልጠነን ረድእን ማዕረ ዲዩ፣ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ካብቲ ኣቐዲምካ ዝፈጸምካዮ ቶንኮልን ሽርሕን ኣንጻር ሰልጠነ ዝገደደ ተጻቦኦ ትፍጽም ኣለኻ እዚ ድማ ኣዚኻ ቀናእ ሓንኳሊ ተጻባኢ ሙዃንካ ኢዩ ዝገልጽ። ኣቶ ረድኢ ክንደይ ፈላጣት ሙሁራት ሰብ ቶሞኩሮ ኤርትራውያን ዘሎው ኣይመስለካን ኢዩ ዝብል ግምት ኣለኒ፣ ንነብስኻ ከም ፉጹም ፈላጥ ተወዳዳሪ ዘይብሉ ጌርካ ኢኻ ትኣምነላ፣ ድሕሪ እቲ ምስሃከራት ውዕል ክትፍርም ዘነውር ዘሐፍር ዝበርዓነ ፈተነኻ ኣብዚ ዩትዩብ ክትምለስ ኣይነበረካን፣ ሰልጠነ መንእሰይ ኢዩ ታሪኽ ድማ ይሰርሕ ኣሎ ንዕዘበካ ኣለና ተብዝሖ ስለዘለኻ ህዝቢ ይፍንፍነካ ኣሎ። እዚ ሰባት ወወዲብካ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ዚሮ ባዶ ውጺኢት ኢኻ ከተመዝግብ። ኣቶ ብርሃነ ክብረኣብ ውን ሕማቕ ማዓልቲ ውዒልካ ኣነ ኣነ ኣነ ንሰልጠ እዚ ጌረሉ ሰልጠነ ናይ ዕላማ ኣይኮነን ዩትዩብ ምንጪ እቶቱ ኢዩ ምባል ዓይኑ ዘፍጠጠ ቅንኢ ኢዩ ሓሳዳት። ግርም እባ ሓታትን ተሓታትን ኣምሲልካ ንሰልጠነ ምውንጃል። ዝበልኩም እንተበልኩም ወደባቀሺ ፈጣሪኡን ሓቅን ቅንዕናን ትብዓትን ሒዙ ተዓዋቲ ኢዩ ኣብ ቅድሚኡ ደው ዝብል የለን ዓወትን ክብረትን ምስጋናን ንሰልጠነ ቀሺ ግርማይ።
@almazmehari4160
@almazmehari4160 2 ай бұрын
Ata xbuk hlna aleka kexilo iziom 2t kenat eyom😢😢
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America
@user-cz1zz2gk2g
@user-cz1zz2gk2g 2 ай бұрын
ሰልጠነ ሬድዬ ሩዋንዳ ኢዬ 🇪🇷🇪🇷
@brhanehaile5997
@brhanehaile5997 2 ай бұрын
Hawey Redie,ane Eritrawi eye nay Elf gedig tegadalay eye yekhbreka. Ginnekefeta hanazi ykibelo ane wedi metahit eye.
@legessenegusse5569
@legessenegusse5569 2 ай бұрын
ብሓቒ ብሓቂ ንስኩም ኢኩም ኣቺዶ ናይዛ ሃገር ንዕዘብ ኢና ኮ ዘለና ሓስውቲ ለኻብጥ ረዲኢ ዋላ ብርሃነ ኣጃውስ ዋሕድ
@EMH91
@EMH91 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ተሕፍሩ ናይብሓቒ ክልቲኩም ኣርጋቶት ስራሕ ድኹም ሲአንኩም
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
የቐንየልና ኣያታትና ጀጋኑ ቀጽሉ ብከምዚ ጌርካ ምእራምዩ ቃልስና ዝዕወት፡ በይነይ ምባልዩ ብኢሳያስ ኣጥፊኡና በይኑ ከም ዘይኮነስ ኣረድኡዎ ድኣ ምሃርዎ። ሓይልን ጥዕናን ዕድመን ይሃብኩም ኣጆኻ ህዝቢ ለቢሙ እዩ ምሳኹምዩ ዘሎ። ኮታስ ተመስገን ካሕሳይ ዘይምቕራቡ ባህ ኣይበለንን ጽቡቕ ገይሩ መረድኣና ምሓገዘኩም።
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@user-iy8mx4gh6r
@user-iy8mx4gh6r 2 ай бұрын
አቶ ብርሃነ (ዳሃይመናእሰይ)ቅድሚ6ዓመት ንአማኒኤ (አሰና)ብአሉታ ክሰምዮ ሰሚዐዮ ቀናእንሓ ሳድንሰብ እዩ::እዚባህርያ ትእዚድ ማፈፂሙ ክገድፎአ ይካአለን እሞምሕረት የውርደሉ::አለና ዓሩኪ አይረኸብካን???
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 ай бұрын
ፍትሒ ቀቢሩስ ዲሞክራስን ፍትሕን ይብል ዝገርም ኢዩ ፥ባዓልተፈታዊን ባዓል ሶሎ ሜዳን ድማ ወረስቲ ተተኪኦም ንናይ ኢሳያስ ኡኩይ ተግባር።
@user-rk7sk2gd3e
@user-rk7sk2gd3e 2 ай бұрын
ብርሂን ዊዒጊን ወድ ኽልል ትግራይ😂
@tesfalemtsaeda176
@tesfalemtsaeda176 2 ай бұрын
ሰልጠነ ሓቀኛ ሚድያ ኢዩ ንስኩም ኢኩም ሓሰውቲ ረድእ ገንዘብ ናይሰብ ምለስ ዓገብ ዓገብ ሓሰውቲ
@user-rk7sk2gd3e
@user-rk7sk2gd3e 2 ай бұрын
መለሳ ቆስጣ ሳላጣ !!!😂 ኣዮኹም ናይና !!!😂
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
መለሳ ቆሎ ጡጡቆ ዘይኮነን ደኣ😅😅😅😅
@AmanuelHagos-hl2gg
@AmanuelHagos-hl2gg 2 ай бұрын
Etom.2.tenkalo.hasewititefelitikum.birihane.koray.bidem.meniesey.telagets.tirah.kenae🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@yrgalemmekake6746
@yrgalemmekake6746 2 ай бұрын
Enty aynet zereba EU ? Kexlaka poletica yzarebu , hanxe aykonen tezarebuo zelekum .
@almazmehari4160
@almazmehari4160 2 ай бұрын
Seltene jigna eyu❤🎉
@efremteklemariam7974
@efremteklemariam7974 2 ай бұрын
SELTANA DONKEY RADIO RWANDA.
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America
@khtt8663
@khtt8663 2 ай бұрын
N Ertrawunet nmhram tefakirkum hiji ab baesi atikum mknay mknay tray
@dymendteklab9752
@dymendteklab9752 2 ай бұрын
አታ አይትሐፍሩንዲኹም ስብ 2 ጨጉሪ ንዚ ሒዝኩም ክትመፅኡ ይአክል ንተቃላሳይ ምቅላስ
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Awragawian reshat
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@muhurgebrehannes7651
@muhurgebrehannes7651 2 ай бұрын
ዋይይይይ ኣያና ረድኢ ኣብ ከምዚ ወዲቅኩም ቶባእእእ ብዉልቅኹም ዝጸላእኩሞ ሲ ብዉልቅኹም ብዉሽጢ ዘይትራዳድኡ ዋይ ፎኾስኮስ ክልተ ጽጉሪ ኣዉጺእኩምስ
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 Fechech embey
@zerayabrhahabtemichael
@zerayabrhahabtemichael 2 ай бұрын
ረድእስ መኣስ ኢካ ትልብም ኣይንስካ እንድካ ሕማም ርእሲ ህዝቢ ኤረትራ።
@almazmehari4160
@almazmehari4160 2 ай бұрын
2 t leba genze zwesedkayo mleselom😢😢
@arsemabiniam8900
@arsemabiniam8900 2 ай бұрын
ሓደ ዓይነት comment ናይ ሰልጠነ ልኡኻት 😂😂😂😂
@zewdikesete8509
@zewdikesete8509 2 ай бұрын
ንሕና ድአ ካብ ትግተሩ ዘይትስተሩ ንብለኩም ዕድሜኹም ተጠቀሙሉ
@user-ey4rj5fm7g
@user-ey4rj5fm7g 2 ай бұрын
ኩሉኹም ሰራቅት እኹም ዛኣምነኩም ሰብ የለን
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
achaysh kidu nab betekristyankum 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 ай бұрын
Tefetawi talk show radio Rwanda
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
Nskatkum awrajawyan ekin 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 ай бұрын
ጽቡቅ ትምህርቲ ምስ ኩሉ ጌጋኩም ጽቡቅ ትገልጽዎ ኣለኩም ቀጽልዎ ነብስኩም ድማ ኣርሙ እኩም።
@user-ul2dx3pb4q
@user-ul2dx3pb4q 2 ай бұрын
Aye nay scheqet poltika aya redi nabtinaykedmka ente temles memarglka
@legessenegusse5569
@legessenegusse5569 2 ай бұрын
ለኻብጥ ዋሕድ ተሕፍሩ በሓቂ ክልተ ጨጉሪ ኣብቑልኩም ትህስዉ ሓስውቲ ዘይውርዙያት
@genetasmerom
@genetasmerom 2 ай бұрын
🤮🤮🤮🤮🤥😭😭😭😭😭
@berhaneseyoum4170
@berhaneseyoum4170 2 ай бұрын
Shameful Talk on facts
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
Kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk Aboy Berhan emo Jalba endiya Tehilatkum Leke tefishka eka Kab gizeka eu 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
@furuikidane204
@furuikidane204 2 ай бұрын
Afafat serkti
@user-zm3jt5yo1t
@user-zm3jt5yo1t 2 ай бұрын
Huletachu. Tiru. Hilina. Alachu
⬅️🤔➡️
00:31
Celine Dept
Рет қаралды 50 МЛН
The joker's house has been invaded by a pseudo-human#joker #shorts
00:39
Untitled Joker
Рет қаралды 11 МЛН
Always be more smart #shorts
00:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 35 МЛН
Каха ограбил банк
01:00
К-Media
Рет қаралды 10 МЛН
⬅️🤔➡️
00:31
Celine Dept
Рет қаралды 50 МЛН