ምስጢር 120 ዓመት ብሂወት | THE SECRETS OF LONG LIVING | ERITREAN MAN CELEBRATES 120TH BIRTHDAY|

  Рет қаралды 120,143

Haylom Bereke Entertainment

Haylom Bereke Entertainment

3 жыл бұрын

ምስጢር 120 ዓመት ብሂወት|The secrets of long living| ''oldest man in the world''
''NEW ERITREAN SHOW 2020''
#eritreanmusic#eritreancomedy#Eritreanshow
Our NEW entertainment channel is pleased to present you "Eritrean comedy'' ''Eritrean music" Z"Eritrean documentaries" "Eritrean fashion shows" " Eritrean holiday celebrations" " Telephone pranks" "sports" " advice show" and many more. ONLY ON HBD ENTERTAINMENT!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" "Eritrean documentaries" are shared here.
''haylom bereke''
© HBD ENTERTAINMENT LLC 2020. All Rights Reserved.

Пікірлер: 282
@semerebrhane1978
@semerebrhane1978 3 жыл бұрын
ባሓቂ ባዓል ጸጋ ይእምሮኦም ምሉእ አቦ፡ ከምኦም ንኹሉ ይፍጠረሉ፡ሐይሎም በረቀ ኻአ ጽቡቅ ጌርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@mekonenghebrekidan156
@mekonenghebrekidan156 3 жыл бұрын
ሐየሎም ሕቶታት ፍኹስ ቀልል ይበል ሰበይትኹም አይበሀልን በዓልቲቤትኩም በዓልቲገዛኹም በዓልቲእንዳኹም ወዘተ
@eritreatebareki4750
@eritreatebareki4750 3 жыл бұрын
እግዚአቢሄር ይመስገን ስለዞም ብሩክ አቦናን አርትራናን . ሐይሎም በረቀ ክንድዞም አቦና ዕድመ ይሀብካ ተባረክ .ብሩክ አቦና በረከትኩምን ጸሎትኩምን ምስ ክሎም ዘርእኩምን ህዝቡኩምን ይኩን .ፈጣሪ ዘርእኩምን ዘመንኩም ይባርክ እንቃዕ ተወለድኩም
@user-zm3tq7ej9j
@user-zm3tq7ej9j 3 жыл бұрын
እዚኦም ዓዲ ነዊሕ ዕድመ ዘለዎም እዩ ዝመስል ናይ ባሓቂ ዕድለኛታት እዮም 🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@mluebrhanrobelmaasho9018
@mluebrhanrobelmaasho9018 3 жыл бұрын
ክቡር ኣቦና እቲ ጸጋን ዕድመን ናብ ድቅኩም ይሕለፍ
@user-gr3lz9hz3g
@user-gr3lz9hz3g 3 жыл бұрын
አሜንአሜንአሜን
@galeryyyyyy527
@galeryyyyyy527 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏼
@tesfebeyene94
@tesfebeyene94 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣቦታትና ጸለትኩም ኣይፈለየና
@gmekonnen397
@gmekonnen397 3 жыл бұрын
God Bless you father of Eritrea Your prayer will protect Eritrea
@sarajanjoy6710
@sarajanjoy6710 3 жыл бұрын
He is blessed and wise may his blessings and wisdom spread, for all of us for Eritrea to live in peace. May he continue to have long, happy and healthy life.
@ghdeyweldemichaeal4101
@ghdeyweldemichaeal4101 3 жыл бұрын
Aseyyyyyyyy አዘን ኣዴታትና ደስ ክብላካ amlak ምሳኹም ይኹን 🙏🙏🙏
@BrAbodo
@BrAbodo 3 жыл бұрын
Mara eske 😍🙏👍
@shunumii7214
@shunumii7214 3 жыл бұрын
ሓይሎም ጽቡቕ ስራሕ። እንተኾነ ነዞም ኣቦ ቅድሚ 100 ዓመት ናይ ዝነበረ ታሪኽ ብዛዕባ ኤርትራ ክትውከሶም ነይሩካ። በዓል ልደት ናይ ምኽባር ጥራሕ ምዝራብካ ኣይነኣድኩኻን። እንደገና ኣብ ቦትኦም ኬድካ ብዛዕባ ዘሕለፍዎ ህይወትን ታሪኽን ክትሓቶም ክንጽበየካ ኢና።
@henokgebree
@henokgebree 3 жыл бұрын
VERY INTERESTING STORY AND RICH CULTURE OF ERITREAN PEOPLE. THANK YOU FOR YOUR TIME AND WORK ❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷LOVE YOU ALL TRUE ERITREAN PEOPLE ❤❤❤
@tshayefadega8676
@tshayefadega8676 3 жыл бұрын
ዋው ናይ በሓቂ ነዊሕ ዕድመ ጸጋዩ እዞም ኣቦና ተባሪኾም እዮም
@user-dw5rw3gl7v
@user-dw5rw3gl7v 3 жыл бұрын
Eziom sebay kab 1995 ye zfeltom bruk sebay yom
@abebaghebreyonnes8581
@abebaghebreyonnes8581 3 жыл бұрын
Amen amen 🙏❤️💯
@bekitgirmay9953
@bekitgirmay9953 3 жыл бұрын
Adey weladitey mes haweboea lomi dehri newih gzie reya hayelom bererqe thanks adey zerekanie
@geryetewelde7347
@geryetewelde7347 3 жыл бұрын
Congratletion
@user-mi2zu4jg8j
@user-mi2zu4jg8j 3 жыл бұрын
እንቃዕ ደስበልካ 🙏
@abrahamhabte658
@abrahamhabte658 3 жыл бұрын
ዓቢ ሰብን ዓቢ ገረብን ብቐሊሉ ኣይርክብን ኢዩ።ኣቦውና ተኽሉ ቀለታ ድማ ካብቶም ነዊሕ ዕድመን ብዙሕ ጸጋን ዝተዓደልካን ሙሉእ ለውሃት ደሎካን ኢኻ።ጸሎትካን በረኸትካን ድማ ኣይጋደፈና።ኣብዚ ኣ ግና ንጋዘጠይና ሓየሎም በረቐ ክብሎ ድደለኹ ሓንቲ ነጥቢ ኣላትኒ።ኣብ ኣቦዋትን ኣቦታትን አኖዋትን ኣደታትን ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ ክትቀርብ ከሎኻ ሲ አቲ ክሕተት ደሎዎ ሕቶ ቀሊልን ርዱእን ዳኣ ኪከውን ኣለዎ አምበር ምስ ዕድመኦም ደይከይድ ሕቶ ዋአ።ን 120 ዓመታት ዝዕምኦም ኣቦው ሲ ክንዲዚ ክትጸንሑ ድገበረኩም ሲ ብ ሳይንሳዊ መንገዲ አንታይ ምበልኩምና አልካ ሕቶ ሲ ኦይ አዩ ደብል አሞ ኣስተብህል ኣቢልኩም ዳኣ ተዳለዉሉ።
@qiesarqiesar3270
@qiesarqiesar3270 3 жыл бұрын
መርሓባ ኣቦሓጎይ መዕረይ አንካዕ ኣብ መበል 120 በዓለ ልደትካ ኣብቀዓካ
@luwamisaak2231
@luwamisaak2231 3 жыл бұрын
Amen
@welderuphaelgruphael8070
@welderuphaelgruphael8070 3 жыл бұрын
NACATCUM CEA CEMAU ZEBELE EAME YHABCUM
@sebleteklut6918
@sebleteklut6918 3 жыл бұрын
Eyesus Christos Geta New
@sebleteklut6918
@sebleteklut6918 3 жыл бұрын
Eyesus chridtosvGetcnee
@zerezghimesghina3209
@zerezghimesghina3209 3 жыл бұрын
@@sebleteklut6918 qq¹
@toremember8793
@toremember8793 3 жыл бұрын
ኣቦና እንካዕ ናብ መበል 120 ዓመት ልደትኩም ኣብቃዓኩም💖💖🙏🙏🙏
@nebiatghebremariam51
@nebiatghebremariam51 3 жыл бұрын
መርሓባ ጅግና ሓየሎም ኤርትራ ዘይርኣናዮ ዓዲታት ኩሉ ብዕርቅታ ኮነ ተጣፍኦም ዝነበሩ ስድራቤት ምኻብ ከም ሞያካ ሒዝካ ትገሸሉ ስባት ብዕድመ ሰብ ጸጋታት እናበርበርኻ ደክመ ከበልካ ኣብ ዕዳጋ ከተማን ዓድን ኮታ ብዘድል ኣጋጣሚታት ኤርትራዊት ብቂ አላልካና። 🇪🇷🐪🇪🇷🙏🏻🌹💪🏻🌷👍🏻❤️👌🏻💐👋🏻🌻
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ መጻኩም🙏 ኩቡር ኣባ ሓጎና
@luultesfay5076
@luultesfay5076 3 жыл бұрын
ነቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ንኩላትኩም በተሰብን ዓበይቲ ዓድን ካኣ እንቃ ዕ ሓጎሰኩም ዕድመ ጸጋ
@hasebokalo
@hasebokalo 3 жыл бұрын
Danke viel mal ብጣሚ ብጣሚ ኢየ ዘመስግነካ ሃይሎም በረቀ ነዚ vido መሊካ ዘመሓላለፍካዮ (ich stoz auf dich )በኣካ ኮሪዐ ኢየ ኣባሓጎይ ተክሉ ከኣ ኣምላክ ጥዕና የሃብኩም ጸሎትኩም ከኣ ይርደኣና
@user-kz3yc5oi9b
@user-kz3yc5oi9b 3 жыл бұрын
ክክክክክ ካብዚ ንላዕሊ ዕድመ ዶ
@abieltesfabrhan4111
@abieltesfabrhan4111 3 жыл бұрын
ብመጀመርያ ነዞም ኣቦ እንቋዕ ብሰላም ኣብቀዓኩም ክብል ይፈቱ። ብድሕሪዚ ምስጢር ናይ ነዊሕ ዕድመ እንተዳ ክትፈልጡ ደሊኩም ንሕግታት እግዚኣብሄር ሓንቲ እኳ ከየጉደልኩም ፈጽምዎ ሽዑ እግዚኣብሄር ንሂወትኩም ንጸጋን ጥዕናን ፍቅርን ሰላምን ሓጎስን ከውርደልኩም ኢዩ ስለኢ እዚ ዝበጽሕዎ ዕድመ እግዚኣብሄር ስለ ዝፈቀደሎም ኢዩ እንበር ካልእ ምስጢር ዝበሃል የብሉን ከመይ ብዘይ ፍቃድ ኣምላክ ሓንቲ እኳ ዝኸውን የለን፡፡
@abrahamtekle3501
@abrahamtekle3501 3 жыл бұрын
"ንእግዚኣብሔር ዚፈርህ ፡ ብመገዱ ዝመላለስ ዘበለ ሰብ ብጹእ እዩ። ... ደቂ ደቅኻ'ውን ክትርኢ ኢኻ። (መዝ 128)
@medaestif5671
@medaestif5671 3 жыл бұрын
ኣቦና እንቃዕ ኣብዚ ዕድመ ኣብቕዓኩሞ ኣምላኽ ።
@yonasabraham7714
@yonasabraham7714 3 жыл бұрын
God bless you grandfather and happy birthday 🎂🎉🎈
@sofimsgna3665
@sofimsgna3665 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ባህልን ወግዕን ምርቃን ኣቦታትና ኣበይ ይርከብ።
@mehrtesfamicheal318
@mehrtesfamicheal318 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ኩሉ ሰሰናዩ ናዓኩም ይኩን ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@tuemzghibeyene5725
@tuemzghibeyene5725 3 жыл бұрын
ኣቢት ጸጋ ዘለዎም አዞም ኣቦና ምስ ስድራብቶም አንቃአ ኣብቃዓኩም ኣቦና ።
@dejendaynom281
@dejendaynom281 3 жыл бұрын
ኣየ ላዛ ቃላት ሓላል ወላዲ እግዚኣብህየር ጥዕና ያሃብኩም
@eelias3043
@eelias3043 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን "ትምህርቲ የብለይን ሓንጎል ግን ኣሎ"
@user-nw3qg6vq3c
@user-nw3qg6vq3c 3 жыл бұрын
እንታይ ኢካ ሓሲብካያ ራእያ እስከ ካላይ ግዜ እዛ ጹሑፍካ ብሮ
@segank3747
@segank3747 3 жыл бұрын
አዚኦም አዮም ኣቦታትና ጀጋኑ ስጋብ ክንደይ ንምሓራይ ከምንድይ ንደልዮ ኣወት ንሓፋሽ ኣቦይ ካ ዕድመ ጥዕናን ይህብኩም
@belisimatony3229
@belisimatony3229 3 жыл бұрын
Happy Birthday Father may God bless you with all the blessing that your family deserves 💞🥰 even though I don't know you I can see you are a great human being and I love you for that ❤ 🙏
@senait989
@senait989 3 жыл бұрын
Happay brithday abhagoy teklu amlka kab tsgakum yekaflena🙏🙏🙏❤❤❤🎂🍾🍾
@erifreeone8083
@erifreeone8083 3 жыл бұрын
Grandpa Father Teclu Keleta the Longest survivor Eritrean in the Planet earth.God Bless them.
@menkemaron1573
@menkemaron1573 3 жыл бұрын
Edmen tenan yihabkum Fetari Abona🙏💞💕💯💯💯
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 3 жыл бұрын
ኣየወ ብሩክ ሰባአይ ፡ ከምዚ ናትካ ዕደመ ንብምሉኡ ህዝቢ ኢሪትራ።
@mahzron
@mahzron 3 жыл бұрын
May God give you the strength and happy birthday 🎂
@Ronaldo77745
@Ronaldo77745 3 жыл бұрын
Wawww
@hermon-mulugeta4783
@hermon-mulugeta4783 3 жыл бұрын
I really surprised !I miss my village and my people thank you so much hayelom bereke
@lemlemselomon7824
@lemlemselomon7824 Жыл бұрын
Wow what a beautiful memories, my grandparents home was facing the church enda Michael deki dashim, God bless theirs soul my grandparents no longer alive 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏
@Maycherhi2808
@Maycherhi2808 3 жыл бұрын
Happy Birthday Aboy Teklu Keleta, ab 120 Amet Aemirom mulue mukanu ziyada yednqeka
@bisrattecle5640
@bisrattecle5640 3 жыл бұрын
Wow wow God bless long live wonderful Happy birthday 🎂🇪🇷
@michaelkiflegebreslase1943
@michaelkiflegebreslase1943 3 жыл бұрын
Beautiful family Eritreans are always love God bless you aboy teklu
@lemlemselomon7824
@lemlemselomon7824 Жыл бұрын
Happy birthday father may God bless you for many more years to come 🙏 ❤ 💛 💕 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖🙏🙏🙏🇪🇷
@angebangeb639
@angebangeb639 3 жыл бұрын
ሓይሎም በረቀ ኣገናዕ ኣቦይ ተኽሉ ከም ናትኩም አድመ ንደቅኹም አምነየሎም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ❤
@amlesetwelea9840
@amlesetwelea9840 3 жыл бұрын
እሰይይይይ ኩቡር ኣቦና ጸጋ ኢግዛብሀር ዘለዎም ኢዮም
@eritrawit7184
@eritrawit7184 3 жыл бұрын
ዓድ ጅጋኞ ብጣዕሚ ድስ ዝብል ኢዚ ናይ ኣቦና ባዓል ጽጋ ዕድመ ጥዕና ይሃበም
@halib-mentelhalibay1359
@halib-mentelhalibay1359 3 жыл бұрын
Great man 👌🙏👍 happy birthday abona. 💕
@gebrielabayre4483
@gebrielabayre4483 3 жыл бұрын
Thanks more 🙏🙏🙏 haylom bereke azye yemesgnaka abohagona zerakana 🙏🙏 Thanks more 💞💞💞💞
@frehaile6298
@frehaile6298 3 жыл бұрын
More long life’s for grand grandfather and god bless you and your grandchildren’s all, thanks for sharing 😍
@kesetexegu3882
@kesetexegu3882 3 жыл бұрын
👍👏👏👏👏🙏🙏🤲🤲
@user-dw5rw3gl7v
@user-dw5rw3gl7v 3 жыл бұрын
Thank you so much Hayelom bereqe nezom brukat abotatna zerakan
@ebemengsteab5194
@ebemengsteab5194 3 жыл бұрын
God bless you Father and Happy birthday 🎂 🥳 🎉 🎈 🎁 🎊 🎂
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 3 жыл бұрын
Beautiful family eritreans are always love🎂🍾🙏🎁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤thank you hayelom Berek great job.
@tirhassyum851
@tirhassyum851 3 жыл бұрын
🌿🌿🇪🇷🇪🇷🌷🌷
@gebshayonas3337
@gebshayonas3337 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ኣባሓጎይ ተኽሉ ንክሉኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።ኩርዓት ይስምዓኒ ካባኹም ምውላደይ
@user-up2bn3zb7o
@user-up2bn3zb7o 3 жыл бұрын
B fb hi beleni abgerger dye zfeltom neboy bokray?
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 3 жыл бұрын
ደስ ክብሉካ ስድራቤት!!
@huruyaregai2223
@huruyaregai2223 3 жыл бұрын
Waww edimen tenan yhabeka abehagoy Hayelom yekenlina adi bona zerakena❤❤❤
@ogbitkidane9237
@ogbitkidane9237 3 жыл бұрын
Happy birthday to you. You are blessed!!
@michaletkesete7179
@michaletkesete7179 2 жыл бұрын
Wowww. Bitami des zebel zanta eske belu antum. Wereja abo eti natkym zenead zehgus zantan tarinoin ezi dahay weledo yefredo.🇪🇷❤❤❤❤
@gideyberhane7109
@gideyberhane7109 3 жыл бұрын
Wow that’s great I love it congratulations 👌🎈🎈🎈🎈🎈🎈
@astu4145
@astu4145 3 жыл бұрын
www GBU abehagona egzabher yibarekhkum ❤️
@sarueri2351
@sarueri2351 3 жыл бұрын
እንቓዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም ኩቡር ኣቦ
@user-so4rq5nw9e
@user-so4rq5nw9e 3 жыл бұрын
እድሜ ያህብኩም ዝይዳ አቦና ካብ ጋልኩም ጋል ትግራይ እየ ብዝኮነ ናብ መልእክተይ ካአቱ እሞ ክብራት ትግርኝ ትስሙዕ የሕዋት ኣብ ትግራይን አርትራን ዘለኩም በዝ ሐጂ አጋጥሙዋ ዞሎ ኣብ ትግራይ ክትኩንንወ በክብር ይላበወኩም ስለ ንጽሃን ህጻናት ኢልኩም ግን ሓንት ነገር ክብለኩም እዞም አቦና ባአል ጸጋ ዝበልወ እንተ ሰሚእክምወም ኣብ ደርጊ ዓብይ ጽልኢ አለወም ክብረት ይሃበልና ባዓል ሓቂ ቅያ አቦና♥️🙏እሞ እንታይ ዳ ሐጂ ምስ ደርጊ ኮይንኩም አርትራዉያን አሕዋትና ህዝብ ትግራይ ይጽነት ትብሉ ልኩሉ አይኮንኩን 🙏 እዞም አቦና እኮ ደርጊ ልህዝብ ትግራይ ህዝብ አርትራ ጸላኢ ሙካኑ ወይ ሓራድና ከምዝነበረ እዮም ተናጊሮም ሓቂ ሕዝካ ኣብ መንገዲ ባቡሩ ደቅስ ከም ዝበሃል ♥️ ባሃባር ተቃሊሱ እንዶ አይኮነን ልደርጊ አጥፊእናዮ እዙ ርጉም ምንሊክ ወዲ ደርጊ ካአ መሊሱ ፈላሊዩ አባኢሱና እንተ ኮነ ግን ምንሊክ አጥፊእና ካዓ ሰላም ንነበር ነይርና ሐጂ ዳአሞ እንታይ ተረኪቡ ምስ ቆራጽ ጡቡ አደና ኮይንኩም ተንጨብጭቡ 😭
@user-ne6py7zo3n
@user-ne6py7zo3n 3 жыл бұрын
ብዙሕ ምበልኩ ኣነ ወዲ ኦምሓጀር እየ ካብ 1998 ክሳብ 2000 ዓመተ ምህረት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘውረድክሞ ከ ትዝክርዎ ዶ ሞቶር ናይ ማይ ምስ የዕኖኩማ ኣነን ሓንተይ ምስ ክልተ ምሳና ካብ በረካ ሕጂ ዲጋ ተሰሪሑ ዘሎ ኣብኡ ስለ ዝነበርና ካብኡ ናብ ተከዘ ክንወርድ ኢልና ምስቶም ክልተ ብጾትና ተመራሪሕና እናከድና ከለና ንሶም ቅድሜና ስለ ዝነበሩ ነታ ምስኡ ዝነበረት ብጸይትና ሓንቲ ከይገበረት ብጥይት ክሳዳ ሃሪሞም ካብ ኣድጋ ኣውዲቆሞ ከምዚ ምስ ኮነ ወታሃደራትና ኣብ ጥቅኦም ስለ ዝመበሩ ሽፋን ጌሮም ከውጽዋ በቂዖም ከምኡ ውን ኣኮይ ቀቅድሚ እቲ ወራራት ምክያዱ ኣብ ጀርዲን እዳሰረሐ እንከሎ ካብ ወደልሒለው ዝበሃ ጎቦታት ዝነበሩ ዝዓስከሩ ወተሃደራት ብጥይት ኢዱ ሃሪሞሞ ከምኡ ውን ሰብ ኣሓ ማለት ኣብ ጉስነት ዝነበሩ ካባይ ብዕድመ ዝዓብዩ ስማም ብዘይምጥቃስ ኤርትራውያን ጥራይ ብሙካኖም ተረሺኖም ደብዳም ጎልጅ፡ባረንቱ፡ኣስመራ፡ወዘተረፈ እዚ ኩሉ ኣብ ገባር እዩ ኔሩ ንስኩም ከ ዓገብ ኢልኩም ዶ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝተተኮሰ ሚሳይላ እንታይ ተማሂሉ ኣብ ባዓል መቀለ ጽቡቅ ጌረ ይፈልጥ እየ ዕልልል ደብሪጸይ ደብሪጸይ እናተባህለ ይዕለል ኔሩ ገሊአን ውን ኣብ ማዓልቲ ልደተይ ሚሳይል ጌታቸው ቶኪስለይ እናበላ ሓጎሰን ክገልጻ ርኢና ኢና ኣነ ብዙሕ እዚ ኢልካ ዘይውዳ ነገራ ኣነ ካብቶም ሓደ ውግእ ደው ይበል ዝሓለፈ እንትርፎ ክሳራ መክሳብ ትብሃል ኣይረኣናሉ እየ ዝብል ኔረ እንተ ሕጂ ግና ቀዳማይ ደጋፊ እየ ኮይነ ምስ ደርጊ ዶ በልኪ ንስኩም ውን እኮ ምስ ሓምሓሩ ኮንኩም ኢኩም ኣብቲ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመት ቃንዛና ንዘንትእለት ከምዘይንርስዕ ጌርኩምና ኣቀዲምኩም ንስኩ ካብቲ ቦታ ሒዝኩሞ ዝነበርኩ በቲ ብይን ኣልጀርስ እንተትሰማምዑ ኔርኩም እዚ ሕጂ ወሪዱኩም ዘለ ኣይምበጽሓን ኔሩ ኣብ 2018 2020 ዝነበረ ሓፍ ሓፍ ጽቡቅ ጌረ ተዓዚበዮ እየ ኣብ ምንታይ ከምዘውደቀኩም ግን ርኢናዮ ድማ ንምጥፈእና ዝተሓስበ ኣጽዋን ግን መጥፊኩም ኮይኑ ጽቡቅ ዝምነ ጽቡቅ ይረክብ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ዝነበረ ቤተሰበይ ዝተሰዉኡ እንተዝጠቅሰልኪ ምተገረምኪ ኔርኪ ኣብ ክንዲ ጾሎት ትግራይ ትዕወት እናበልካ ፈከራ ኣበይ ኣብጺሕኩም ካብዚ ተማሂርኩም ክትኮኑ ተስፋ ይገብር
@danielkahsay5038
@danielkahsay5038 3 жыл бұрын
@@user-ne6py7zo3n teawet Wedi erey🇪🇷🙏🏽 jegna eti dehgeseni nay eritreawi tarik senud mukanu ! Tegaru kab kedem tinti xelaitna enber fetewtena koynu ayifeltun eyom
@user-ne6py7zo3n
@user-ne6py7zo3n 3 жыл бұрын
@@danielkahsay5038 እወ ኩሉ ተሰኒዱ እዩ ኣነ ዝገርመኒ ጽልኢ ጸሊእና ስቅ እተበልና ኤርታራውያን ኢና በሃልቲ ተጋሩ ኣብ ሳልሳይ ወራር ኣብ ህዝቢ ወላሓንቲ ጉድኣት ኣየውረዱን ክብሉ ብዙሓት ሰሚዐ ኣነ ባዕለይ ንኩሉ ሰብ ብጭብጥታት መቅረብኩሎም ኔረ ኣብ ልዕሌላ ዝዓለበ ግፍዒ መለስ ብቀሊሉ ህዝቢ ኤርትራ ዝጠፍእ መሲልዎ እንታይ እንታይ ኣሊሙ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ ሕጂ ከ ናበይ ትግራይ ትብል መጽሓፍ እንተረኪብካያ ኣንብባ እሞ ኣብኡ ዘሎ ንጥፍኣትና ዝተፋሕሰ ፍሕሶ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ ንዓና ካብ ዓለም ነጺሎም ኣንበርኪኮም ወይ ሓንቲ ዓባይ ትግራይ ወይ ንዓዖም ዘገልግል ፕረዘደንት ከቀምጡልና እዩ ኔሩ ሕልሞም ግን ከ ኤርትራዊ ብቀሊል ዶ ይንብርከክ ርእዮምና እዮም ኣብዛ ሓጻር ግዜ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ ማዕረ ከምዚ ምካና እናፈለጡ ስቅ ኢሎም ላሎይ ላሎይ ምባሎም እዩ ዝገርም እዛ ዝጸሓፈት ክትምልሰለይ ተጸብየ ኔረ ብዙሕ ኣሎ ክንዛረበሉ ዘይንደሊ ኮይና እንበር
@zemichaelhagos6884
@zemichaelhagos6884 3 жыл бұрын
Happy birthday 🎂🎊🎁🎈🎉 congratulations 🍾🎉🎈🎊 grandfather and I wish you All the best. 👑 👑👑
@gmanyem1057
@gmanyem1057 3 жыл бұрын
ጌና ምስ ኣእምሮኦም ኣለዉ፡ ዝገርም እዩ ደቅቂ ሎሚ ካኣ 50 ዓመት ምስ ገበርና ንርስዕ። ጥዕና ይሃብኩም።
@tesfaytesfay6834
@tesfaytesfay6834 3 жыл бұрын
Ethiopian ✝️🇪🇹
@hadishgytub3833
@hadishgytub3833 3 жыл бұрын
ናይ ብሓኪ በኣል ጸጋ ኣቦ አዮም። አግዛ ኢሀር ከምዝም ኣኦታት አዞም ይፍተረልና።
@tesfaytesfay6834
@tesfaytesfay6834 3 жыл бұрын
Ertrean 🇪🇷🤲🤝🤲🇪🇷🎇🎇🎇🎂🎉🎉🎉. 🍷🍷☕🍷🎈🎈. Ertrean
@estifbatu1468
@estifbatu1468 3 жыл бұрын
Tebareku rhusat sdra
@user-dy7gv6hi2o
@user-dy7gv6hi2o 3 жыл бұрын
Kemzi kemay ezi adi des zbelo do yhlu Kubur abo edmen tenan Yhabka fetari 🙏
@dingleywahsey9318
@dingleywahsey9318 3 жыл бұрын
Thank you for sharing,happy birthday abhagoy.
@amhritube
@amhritube 3 жыл бұрын
Thxs Hayelom Adey Zekakirkani Debri
@azmeratsegay5956
@azmeratsegay5956 3 жыл бұрын
Wawwww kubur abona tena yhabkum 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🎂
@gebrehiwotkifle9122
@gebrehiwotkifle9122 3 жыл бұрын
መርሓባ ኣቦሓጎይ ሓላል በረክት ኩም ኣይፈለየና ኣምላኽ ትዐናይሓብካ
@awetmichael5425
@awetmichael5425 3 жыл бұрын
Kulukum betesebom nezi ktriu zebxhakum congrats
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 3 жыл бұрын
Amlak Netom knuat Sebat deki Egziabhier Edmen xegan kem Abona yebzhalom.📿🇪🇷📿🇪🇷📿🇪🇷📿🇪🇷📿🇪🇷📿🇪🇷📿📿🇪🇷📿🇪🇷📿🇪🇷
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 3 жыл бұрын
Aeyyyyy aboy halaleyyy edmen tenan yehbka 🥰❤️🙏
@noesnuit3854
@noesnuit3854 3 жыл бұрын
ምንም ምስጢር የብሉን እዚ ጽጋ ኣምላኽ ህያብ ፈጣሪ ኢዩ ።
@luwamisaak2231
@luwamisaak2231 3 жыл бұрын
Kemziom abotat abi hyab nay hbreteaeb Eyom abi seb mara eye zfetu des kbluka Amlak ybarkum abona 👏💪🌅 kemu win kulukum Abeyti sdrana
@kidaneabraha9245
@kidaneabraha9245 3 жыл бұрын
My beautiful people love you all long live.
@nevergiveup6333
@nevergiveup6333 3 жыл бұрын
Happy birthday abona 👑❣️🙌🤝
@black-ki1ng7
@black-ki1ng7 3 жыл бұрын
God bless you abhgoy tekilu kem natkum edme yhbena ❤️🙏
@berikfel5633
@berikfel5633 3 жыл бұрын
የተከበሩ ኣባት ጤናይስልች
@ghrmaytesfay7414
@ghrmaytesfay7414 3 жыл бұрын
ኣስይ ደስ ትብሉ ሰድራ
@robelabraham2874
@robelabraham2874 3 жыл бұрын
God bless you aboy teklu
@abrhaleytewolde5870
@abrhaleytewolde5870 3 жыл бұрын
ሓየሎም በረቀ ጽቡቕ ስራሕ ንኣቦና ድማ እግዚኣብሔር ብጥዕና ይሓልዎም ጸጋኦም ድማ ንሃገርና ይኽፈላ ንእሽተይ ግን ኣብ ኣቀራርባ ሕቶኻ እታ ቀዳመይቲ ሰበይቲ እታ ካላኣይቲ ሰበይቲ እናበልካ ካብ ምሕታት ናይ ፈለማ ብዓልቲ ቤትኩም ቀጺለን ዝነበራ ሰበይትኹም ወዘተ ኢልካ ተትሓቶም ዝያዳ ምጸበቀ
@mihrettewelde4975
@mihrettewelde4975 3 жыл бұрын
Edmen tienan Aboy yhabkum Neakumeyemaslena 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@gualshabiya3912
@gualshabiya3912 3 жыл бұрын
Kndakum yeblana aboy mearey 💞💞🙏🇪🇷 amlak hagerna ybarg
@meherethaile5233
@meherethaile5233 3 жыл бұрын
Happy birthday abouy Hailom 🙏🙏💗🌺🙏🙏
@hiwetwolderaphael6578
@hiwetwolderaphael6578 3 жыл бұрын
Amlak ybarkum aboy
@du_huchichawi
@du_huchichawi 3 жыл бұрын
Abhagoyy halal anes enquae kab zereeka konku.
@kubromabrahale2032
@kubromabrahale2032 3 жыл бұрын
Nay bhaki Amalak zebarekum abona tslotkum ayifeleyna
@starmedia1836
@starmedia1836 3 жыл бұрын
Age is the gift of the Creator, our Father
@galeryyyyyy527
@galeryyyyyy527 3 жыл бұрын
AESEY AESEY .THIS IS BLESSING BY GOD 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 KEM EYOB AB MEXHEF QUDUS💞💞💞💞💞💞💚💚💚💚💯🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@hopefully2958
@hopefully2958 3 жыл бұрын
Wow! Amazing
@tikuegoitom2183
@tikuegoitom2183 3 жыл бұрын
ብሩኻት ስድራቤት
@yordanosaraya9799
@yordanosaraya9799 3 жыл бұрын
Aseyy kubur abo 👏👏👏👏👏
@YourWorstNightmare525
@YourWorstNightmare525 3 жыл бұрын
God bless him 🙏 he's still strong and healthy
@kereri223
@kereri223 3 жыл бұрын
Edmen tenan nbona azia gn natey reto happy birthday to zeykons egzabihar ymesgen abzi zexhana tezblu mehashe ybl .
@uealarudjd
@uealarudjd 3 жыл бұрын
Abhgoy halaley 🌎⭐ edmen tenan yhabeley ftari kulu alem happy birthday 🎂 edlnay natka zeri bmkaney kulu gzey kemu zblka ab afka wala xelal adi germa kulu mkulul entay emo ele kglxkaye bek bkat u zserni smka kilal neberlna nana kitimna mglxi yelen.................
@shewittesfazghifisseha9794
@shewittesfazghifisseha9794 3 жыл бұрын
Aboye mearey enqae nab kbur beal ldetkum bselam abtsehakum 🙏 tselotkumn mrqakumn ayfeleyena 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sarateklemaryam5767
@sarateklemaryam5767 3 жыл бұрын
Hbd god bless abona
@sagysror3178
@sagysror3178 3 жыл бұрын
Amen Amen
버블티로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 105 МЛН
Lilo-Entertainment- Mazu Show Part 1-New Eritrean Stand-Up Comedy 2019
24:57
ᒪIᒪO EᑎTEᖇTᗩIᑎᗰEᑎT
Рет қаралды 255 М.
MENGSTEAB KIDANE INTERVIEW-2019-PART 2: መንግስተኣብ ኪዳነ ቀሺ
53:07
Wedding Miku and Haru (ጓል ዳዊት ሽላን) #Dawitshilan
39:01
MENGSTEAB KIDANE INTERVIEW-2019- PART 1: መንግስተኣብ ኪዳነ ቀሺ
49:50
Какая погода у тебя за окном? У нас вчера был ураган!
0:40
Happy 4th of July 😂
0:12
Pink Shirt Girl
Рет қаралды 13 МЛН
i respect girl #respectshorts #respect
0:32
Movie Copy
Рет қаралды 16 МЛН