ምስጢር ዓመታት ኣብ ዓላ

  Рет қаралды 34,821

Gize ግዜ Media

Gize ግዜ Media

3 жыл бұрын

News&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! eri embaba Sebhat Efrem #Asmara​#AsmaraERITRAN​#
GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here kzfaq.info/love/RkZ... theasmeraeritrea@gmail.com
© 2021 Copyright_Gize ግዜ Media

Пікірлер: 121
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 11 ай бұрын
Niserawiti hito akiribelu kitibilo misteghighiaka ..❤❤❤❤❤❤aya mesifuni esikawin teghaghika kabizaaba domozi shebiro duro riferonidom bialuyu abeghisiwo 4 mealiti misiterefo...❤❤❤❤❤.
@romodanezaz9145
@romodanezaz9145 3 жыл бұрын
ከም ደቂባት መጠን ዋላ ንስልጣንኩም፡ክትብሉ ክትገጥምዎ አይከአልኩምን። እዚ ኩሉ እንዳፈሌጥኩም ስጉምቲ ዘይ ምዉሳድኩም ብጣዕሚ ዝሕዝን እዩ።
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 3 жыл бұрын
ብሓቂ እተሐብን ረዚን ሰብ ኢኻ! እቶም ናትካን ናይ ከማኻ ዝበሉ ሰብ ሕልናን መጸዋዕታ ክቕበሉ ዘይደለዩ ግን ነዛ ሃገር ኣብዚ ሕጂ ዘላቶ ኵነታት ኣውዲቖምዋ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 11 ай бұрын
Ane ethiopiayawiye ebileka alo ..❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.kinig hayelessilase yibilekalo....❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.
@MrJohnabel
@MrJohnabel 3 жыл бұрын
ክትስዋእ ኢልካ ወፊርካ ካብ ውልቀ ሰብ ክትርዕድስ ይገርም እዩ
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 3 жыл бұрын
ጽቡቕ እታ ዘጋጠመት ጥራሕ ተዛረብ፣ ምቅማምን ምግፋሕን ዘይንፈልጦ ምዝራብን ልምድና ኣይኮነን።
@amanuelabraham4006
@amanuelabraham4006 3 жыл бұрын
ቢሓቂ ዘይ ቅየር ዳርጋ 100% ሓደ ዓይነት መልሲ ኣብ ዚተፈላለየ ዚቀረበሉ፡ ነዚኣ ዝምልከት ሕቶ ብሩህ ዝኾነ መግለጺ። ንጹር ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 11 ай бұрын
Bizaaba hagheri hizibi mighidasini zeyimighidasini ..❤❤❤❤❤❤.
@warroom5739
@warroom5739 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብልን መሳጥን ምዝርራብ ነይሩ! ጋዜጠኛ ንፉዕ ሓታቲ፡ መስፍን ከኣ መስተውዓልን ህዱእን መላሲ። ብዛዕባ ኣማውታ ኣብርሃም ግና፡ ነት ምስኡ ዝነበረ ወዲ ዓዱ ዝበልካዮ ከመይ ገይርና ንኣምኖ? ኢሰያስ ኣብ መንጎ ሰብኣይን ሰበይቲ ኣትዩ ክፈላሊ ዝኽእል ዘሪጋ እዶ ኣይኮነን? ስለዚ ብምኽሪ ኢሰያስ እቲ ወዲ ዓዱ ክቀትሎ ይኽእል እዩ፡ ዝብል ሓሳብ ኣሎኒ።
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 3 жыл бұрын
ኣየ ብዓል ኣቦና መስፍን ዝብኢ ምኻኑ እናፈለጥኩሞ ከይትቕድምዎ ንኹልና መስሓቒ ሸራፋት ገሩና።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
እተወስደ፥ ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ [ትግረ ትግርኛ] ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ። -- ማሊሻ --
@zewdibeyene5038
@zewdibeyene5038 3 жыл бұрын
Very interesting belies you Mr masfen .
@user-bz5or2wt5p
@user-bz5or2wt5p 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🙏❤️😍😇
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 11 ай бұрын
Halewi melowi zerebabayuru ❤❤❤❤.
@tesfaldetyohannes197
@tesfaldetyohannes197 3 жыл бұрын
Mesfen, Bzaiba Sodo Ela kemuwen Meswati Tukui Yehdego asfihka do megeleskalna.
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 3 жыл бұрын
ድሐን እቶ ካብ ወያነ ዝድሐንካና
@johngjide6067
@johngjide6067 3 жыл бұрын
Abey alo azi sebay
@senaytfshaye7905
@senaytfshaye7905 3 жыл бұрын
Edme yhabelna
@angebangeb639
@angebangeb639 3 жыл бұрын
ኣብ ሃተው ከተው ኮለል ካብ ትብሉ ካልእ ስራሕ የብልኩምን እንታይ አዩ አዚ ኩሉ ሸንኮለል
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 3 жыл бұрын
ክፉት ዘይኮነ ቃለ ማሕተት
@tesfaldetyohannes197
@tesfaldetyohannes197 3 жыл бұрын
Mesfen "Mistir Ala" aitfelton ika Abraham Tewelde wn aitfelton ika Iti Bota jerdin inda Grazmach Teklehaimanot Bokre iyu. Izi zfeltu Temaharo Decamere iyom hasot jefkus mquanu aitres i Btewesaki kogelso zeleka nai Sodo Ela 'n Tuku ayhdego ngerena
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 3 жыл бұрын
ሕጂስ ክጸልኡኻ እዮም ዓቢ ዕድል ሰርካሎም
@tesfaldetyohannes197
@tesfaldetyohannes197 3 жыл бұрын
Nai bhaki Mesfen n Abraham aifelton iyu abti bota aineberen.
@aronhidray69
@aronhidray69 3 жыл бұрын
Wdi hagos hero!
@bereokbas6594
@bereokbas6594 3 жыл бұрын
መስፍን ሓጎስ ኣብቲ እልፊ ቤት ማእሰርቲ ዝምስረተሉ ዝነበረ እዋን ኣብ ጎኒ ኢሰያስን መሳርሕቱን ኾይኑ ኹሉ እቲ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን የሕዋትና ዝወርድ ዝነበረ ስቃይ መኸራ ጥምየት መግረፍቲ ሓደ ካብኦም እዩ: ነሩ:: ሓቀኛ ነሩ ንተዝከዉን ቃልሱ ንምንታይ ከምዝነበረ ምፈለጠ:: ንኣብነት ብዓል ብተወዲድ ድሕሪ ናድነት ዕላምኦም ስለ ዘይወቅዑ ሓርነት ዝብል ኣምር ኣልዒሎም ክቃለሱ ፈቲኖም ብዓል መስፍን ግን ነዚ ሓቂ እዚ ኣይሳዓብዎን:: ዝኾነ ይኹን ዝገብሮ ዉን ኣይነበረን:: ስለዚ ነቲ ብ ኢሰያስን መሳርሕቱን ዝምራሕ ዝነበረ ዘይስነምግባራዊ ስርዓት ምስፍን ሓጎስ ሓደ ካብኦም (ቀታሊ. ዓማጺ. እዩ:: ኻብቶም ቀተልትና ህግደፍ ዘፍሊ ዋላ ሓደ የብሉን:: ታሪኩ ዉን ታሪክ ቀደም ኣይኮነን ባዕሉ የሕልፉ ሂብዎ እዩ:: ስለዚ ንመስፍን ብኸመይ ኣገባብ ጅግና ክንብሎ ንኽእል ድሕሪ ናጽነት ምስኦም ኾይኑ ህዝብና ዝዳሃከ!
@user-vs3eb1vi6x
@user-vs3eb1vi6x 3 жыл бұрын
Please Journalist kithatite koleka uuuu Aytibezhe
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 3 жыл бұрын
ሕጂ ትነግሮም ማዓንጦ ኦም ክሐሩ
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 3 жыл бұрын
Isaias Atsawidu eyu zgeysh eko tebahilu.
@lilytony3299
@lilytony3299 3 жыл бұрын
Never never never never neveeeeeeeeeer nkababer hzibi Ethiopia
@letsgo4323
@letsgo4323 3 жыл бұрын
Sekit guhaf
@lilytony3299
@lilytony3299 3 жыл бұрын
@@letsgo4323 eti smka ewn ab gedel zeetu eyu zmesil tigraway dika eritrawi ayfeletkun ember gahaf kemeka atahasasba zelewo sheyati adu eyu nab gahaf khwsa ztinbe nkbdu znebir dem siwat zrisie gahaf malet ( somone like you is the definition of gahaf)
@letsgo4323
@letsgo4323 3 жыл бұрын
@@lilytony3299 nay ethiopa ዘይኽበርኩ ዲኻ ጋዕጋዕ
@lilytony3299
@lilytony3299 3 жыл бұрын
@@letsgo4323 gaegae mis men wey kea bzaeba mentay yzarb alo zeyfelit si nska
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 11 ай бұрын
💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘🩵💘💘💘💘💘💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜
@jklmnk9596
@jklmnk9596 3 жыл бұрын
Neseb men neyreka zeykones heji abey alka heteto?
@tesfaldetyohannes197
@tesfaldetyohannes197 3 жыл бұрын
Hasawi abu aineberkan tekal
@warsayykalo3985
@warsayykalo3985 3 жыл бұрын
አሕዋት መጀመሪ አጻሓሕፋ ትግርኛኹም አጻፍፉ፡ [አይከምኡን ኢዩ] ዲዩ ወይስ አይከውንን ኢዩ፡፡ አንቶንዮ ተስፋይ ቡዙሕ ገጋታት ስለዘሎካ ወይ ውን ስለትገብር፡ ነብስኻ መርምር ተጋጊኻ አይተጋግየና፡ ትግርኛ አጻሓሕፋ ወሳኒ ኢዩ፡፡ ሕጂ ውን አርሞ ብፍላይ ነዚ መጻኢ ወሎዶ፡፡ እንተድአ ናይ ጣልያን ጹሑፍ ጥራሕ ትመልኽ ኮንካ ድማ ነቶም ትግርኛ ዝመልኩ ሃቦም፡፡ ሰላም ሰምበት፡፡
@kiflemariamtesfahawariat8461
@kiflemariamtesfahawariat8461 3 жыл бұрын
ክቡር ሓርበኛ ተገዳላይ መስፍን ሓጎስ ካብዛ ናይ ስውእ ኣብርሃም ተወልደ ምግላጽካ ቀጺለ ክሓተካ ዝደሊ፥ ንቶም ብ1994 ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣካለ ስንኩላን ብወዲ መምህር ዝተረሸኑ ከም ሓልፍነትኩም ስለምንታይ ተቐቲሎም መንዩ ተሓታቲ ኣይበልኩምን ምኽንያቱ ካብ መንካዕ ጀሚሩ ዘጥፍኦም ተጋደልቲ ትፈልጡ ኔርኩም፥ ስቕ ምባልኩም ድማ ነቶም ኣርካናት ጉጅለ 15 ላዕለዎት ሰበስልጣን ከምኡውን ጋዜጠኛታትን ካልኦት ብእምነት ሃይማኖቶም ንኽኣስሩ ንኸጥፍኦም መገዲ ሂብኩሞ ሕጂ ንስኻ መስፍን ሓጎስ እንታይ ትብል?
@lemlemberhe6316
@lemlemberhe6316 3 жыл бұрын
ኣንስስቲ እዮም
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 3 жыл бұрын
እሞ አዓጢልካዮም ንወያን ተቃዊምካዮ
@k.a3902
@k.a3902 3 жыл бұрын
Minalbat mis weyane koynu semiru ni abay Ethiopia nai mimrah hirfan kab kidem neruwo eyu malet eyu. Komu eyu kea zimesel zelo.
@samiezra824
@samiezra824 3 жыл бұрын
very humble my hero
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 3 жыл бұрын
Meswat Tewelde eyob aytwnegren amawutu kemey eyu ??
@jesushopeofglory
@jesushopeofglory 3 жыл бұрын
Nethawes wala esom yehushuna kab tigray xelatna
@abebaalazar7007
@abebaalazar7007 3 жыл бұрын
@sat4029
@sat4029 3 жыл бұрын
Entay daa bandiera wihidu abzi geza tesekife 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-bz5or2wt5p
@user-bz5or2wt5p 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🥰♥️🇪🇷
@nasirnasir9873
@nasirnasir9873 3 жыл бұрын
Do not trust him again
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 3 ай бұрын
ብመርዚ አብ ማይ ገሩ ከምዘቅተሎ ጠፊኡካ ድዩ ጎቦጎቦ ትኸይድ ንመቃብሩውን ብኮማንድስ ተፋሒሩ ነስመራ ከምዝቀተልዎ አምሲሎም እናጨደሩ ነስመራ ከእትውዎ ብኢሳያስ ተሐቢሩዎም ግን ውፈ ፉያት አቦታት ዓላ ብለይቲ አግዒዞሞ ከምቲ ዝተሐበሮም ብኢሳያሰ መጺኦም ክረኽቡዎ አይከአሉን እሞ ፈሺሉዎ ሐበረትኡ
@hannahnegasi6459
@hannahnegasi6459 2 жыл бұрын
ሰላም አምላኽ ንዓኹም ይኹን ምድሐን ካብ ሐጢያትና ብጆካ ብደም ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ብኻልእ የለን ኩልና ካብ አዳምን ሂዋንን ጀሚሩ ሰባት ሰባት ኩልና ሐጢእና ክብሪ አምላኽ ሲኢንና ሮሜ 3፡ 23 እግዚአብሔር አምላኽ ካብ ሐጥያትና ከድሕነና ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ ካብ ሐጥያትና ከድሕነና ሂቡና ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ሰማይን ምድርን ኩሉ ፉጥረት ዝፈጠረ ቃል አምላኽ እዩ ወንጌል ዮሐንስ ምዕራፍ 1 ፡ 1- 3 ከምኡ ዉን ወንጌል ዮሐንስ 1 ፡14 ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ምእንታና ክብል ሰብ ኮይኑ ፈጣሪና ሐጢያት ኩልና መርገም ኩልና ሕማምና ድኽነትና አብ ስጉኡ ጼሩ ምእንቲ ሐጢያትና አብ መስቀል ተሰቂሉልና ሞይቱልና ምእንቲ ጽድቅና አብ መበል 3ሳልሰይቲ ማዓልቲ ካብሞት ተንሲኡ ነቶም ናይ ሐጢያት ምንጪ ዝኾኑ ሰይጣንን አጋንንት ን ሲዒሩና ስለዚ ሐጢያተኛታት ከምዝኾንና ኩልና ንፈልጥ ኢና ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ሐጥያተይ ከምዝሞተለይ ምእንቲ ጽድቀይ ከምዝተሳካለ ይአምን አለኹ ኢልና ናብ እግዚአብሔር ክንቀርብ እግዚአብሔር ንኹልና ሰባት ይጽዉዓና አሎ ናቱ ጽድቂ ክህበና ዉሉዱ ክገብረና ናይ ዘልአለም ህወት ክህበና ንሰይጣንን ንፉልጠቱን ንባህሪኡን እኽሕዶ አለኹ እግዚአብሔር አምላክ ንዓኻ ይአምን ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ሐጢያተይ ከምዝሞተለይ ምእንቲ ጽድቀይ ከምዝተንስአለይ ይአምን አለኹ ዉሉድካ ክትገብረኒ ሽመይ አብ መዝገብ ሂይወት ክትጽፈኒ ናባኻ መጺኤ አለኹ እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረት ስለ ዝገበርካለይ ካብ ሐጢያተይ ስለ ዘድሐንካኒ የመስግነካ አለኹ ቁዱስ መንፈስካ ስለ ዝሃብካኒ የመስግነካ አለኹ ኢልና ካብ ልብና ናብ እግዚአብሔር ክንቀርብ ይጽዉዓና አሎ እታ ማዓልቲ ምድሐን ሕጂ እያ አሕዋተይን አሐተይን እግዚአብሔር አምላክ እዛ ማዓልቲ ዝሃበና ምእንቲ ካብ ሐጢያትና ከድሕነና እዮ ነዚአምላክ ዝሃበናኩቡር ዕድል ንጠቀመሉ ሻላ አይንበሎ ወንጌል ዮሐንስ 3፡18 - 19ብእኡ ንዝአምን አይፍረዶን ።ነቲ ዘይአምን ግና ብስም ሐደ ወዲ አምላኽ ስለ ዘይአመነ ድሮ ተፈሪድዎአሎ ተባረኹ አሜን ።
@rahwakidane2063
@rahwakidane2063 2 ай бұрын
ከመይ ገርካ ከይተወለድኩ ዝተገብረ ሓጥያት ተሰክመኒ❓ ኣዳምን ሂዋንን ንሶም ፡ ንሶም ጥራይ እዮም ተሓትቲ ‼️ ንሶም ዉን ተማሒሮም እዮም። 💝 ኣነ ወለደይ ዝገብሩዎ ሓጥያት ኣይሕተተሉን ❗️ ኣነ ዝገበርክዎ ሓጥያጥ ውን ውላደይ ኣይሕተተሉን ❗️ ከመይ ገረ ዓለም ክትፍጠር ኰላ ዝተገብረ ሓጥያት ነዓይ ተላግበለይ ⁉️ ብኽብሪ የሓትት 💖
@NA-bb9cb
@NA-bb9cb 3 жыл бұрын
Esyas merzi astyou ketilewo indegena miss resu yebeas alo Eritrea nay Eritreawiyan iya nay Esyas agama maikelay aliyet aykonenetin nesun dekun AB Eritrea mekaber yeblemon 😠😠🇪🇷
@embaderho4807
@embaderho4807 3 жыл бұрын
He is a masterful con artist. I don’t trust him .
@danydany6240
@danydany6240 3 жыл бұрын
Abraham eti kendi fqur arki isayas eyu neru ....isayas zeytigedfo zeyearf entebele ...erefti sle ztemeneyelu eyu....
@brahneftwi8222
@brahneftwi8222 3 жыл бұрын
አዋይ ጉዱ ሃገሪ መጽወቲ አስያስ ኳይና አባና መስፍን መስሕቅ ሽረፍት ገረክሙና አኩም
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 5 ай бұрын
ሸንኮለል ደጋጊምካ ሕቶ ናይ ሓባር ግንባር ምስ ወያነ ..ዶ ምስ ኢህዲግ ...፡ ንወያነ አግዚፍካ ናይ ምርአይ እዚ ቃንኡ ስሚዒታት ። ሕጅስ እታ ጭፍራ አብቂዓ እያ ፡ አብ "ታ ኢትዮጵያ እውን ሰላም ከተምጽእ አይከአለትን። አቶ መስፍን ከአ ዝነበረን ዝወዓለ ሓቅታት ከአ ዝፈልጥ እዩ ጽቡቕ ጌሩ ኸአ አብሪሁልካ ። ብዛዕባ እታ ሓላሚት ጭፍራ ኮነ ብዛዕባ ናይ አብርሀም መስዋእቲ እውን ዳርጋ አብሪህዋ እዩ ካብ ቤላ ቤለው ዝረሓቐ እውን ።
@omeribrahim7743
@omeribrahim7743 3 жыл бұрын
Anbesa wedi hezbi
@auntieyoutube5375
@auntieyoutube5375 3 жыл бұрын
OMORE IBRAHIM, u are absolutely right he is Ambesa jigna!! Eritreas Our problems is, we believe or we have true people !! & it is absolutely horrible wrong !!
@fsahaghebru8120
@fsahaghebru8120 3 жыл бұрын
This guy will never tell the truth guys. NEVER
@wedihalhale1802
@wedihalhale1802 3 жыл бұрын
ወኻሮ
@lalumba1678
@lalumba1678 3 жыл бұрын
እንታይ ተገሩ አብ91 አነ አይሕተተሉን እ የ:: ግርም መልሲ! ብኻልእ አዘራርባ አቶ መስፍን አነ የማናይ ኢድ ኢሰያስ ነረ ክብለኩም ከይትጽበዩ ግን ሸንኮለል ከብለኩም እየ ንለባም አምተሉ እዩ ዝብለና ዘሎ ሞ ዘይምሕታት ምሐሸ ::
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
መስፍን ምስ ኢሰያስ ክልተ ጫፋት ዘይራከቡ እዮም ካብ ሜዳ ኣትሒዙ ምስ ኢሰያስ ዝመላለስ ዝነበረ መስፍን እዪ
@tesfaldetyohannes197
@tesfaldetyohannes197 3 жыл бұрын
Aineberen hasawi aitfelton ika, Esfen nska nai Sodo Ela kab Aden ms mesaka bzaiba Tukui Ehdogo ktzareb ktzareb tkiel Menkai,wezete
@samsonm2011
@samsonm2011 3 жыл бұрын
መልእኽቲ ነዞም ኤርትራውያን ኢና ትብሉ እርይራያውያን እርይራይ ተኳናት፤ሃማማት ምስ ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ስሙር ግንባር ንፍጠርዶ ኣይንፍጠር እናዳተባህለ ከምዚ ስመሰለ ሙጉት ወጊሑ ይዓርብ ኣሎ ኣንቲም ለዘይቲ ንስኻትኩም ኣብ ባዶሽ ክትልዝዩን ክትዓፍሩን ከለኹም ንምኻኑ እንታይ ይካየድ ከምዘሎ ተሰቊርኩም ዶሎ ኣብይ ኣሕመድ ቅድሚ ዝኾነ ይኹን ናይ ቀይሕ ባሕሪ ጉዳይ ንኢትዮጵያ እዩ ዝምልከት ከምዝበለ ብወገን ኣፋር ክልል ናይ ኢትዮጵያ ሓይሊ ንናይ ኣፋር ሓይሊ ኣታሓባቢሩ ንሓይልታት ትግራይ ካብቲ ቦታ ኣርሒቑቑ ንዓሰብ ዝቆጻጸሪሉ ምድላዋት ምግባሩ እቲ ቦታ ካብ ሓይልታት ኤርትራ ንሓይሊ ኢትዮጵያ ከምዝምችእን ከም ዝቐርብን ትፈልጡ ዶ ትኾኑ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ግንቦት10 2021 ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ምክልኻል ሓይሊ ቲቪ ፕሮግራም ኢትዮጵያ ሕይሊ ባሕሪ ከምዘመረቐት ከ ሪኢኹም ዶ ኣለኹም ቀይሕ ባሕሪ ምስ ኣሕዋትና ትግራዎት ኮይና እንተዘይሓሊናዮ ፍርቁ የዕራብ ፍርቁ ኣምሓራ ከምዝወርዎ ሕጂውን ኣይተሰቆረኩምንዶ ሓደ ሓደ ጊዜ ክሓስብ ከሊኹ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣምሓራ ዘርኢን ኣምቸን ካብቲ ህዝቢ ይበዝሑ ከይከውን? ኣብ መሬት ዝረገዝጽካዮ ዘይብልካስ ገሌኽን ፕረዚዳንት ገሌኽን ቀዳማይ ሚኒስትር ክትኮና ናሓንሳብ ተምባሁቓ ናሓንሳብ ትናጻያ እንታይ ዝበለ ጋዶ ዩ ተረኺቡ!
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 3 ай бұрын
ገጋ ርእይቶ አይትሃብ ብመርዚ አብ ማይ ዝሰተዮ በታ ሰበይቲገሩ ከምዘቅተሎ ንሰራዊት ኢትዮጵያውነ ሐቢሩዎም አብታ ዝሃቦም ዝተቀብረላ ብዝሐበሮም መጺኦም ብለባት አቦታትውን ካብታ ዝተቀብረላ ናብ ካልእ አግዒዞም ኮማንድስ መጺኦም አይረኸቡዎን
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g 3 жыл бұрын
እታ ካልአይቲ ክፋል ዘይምዝርጋሕ ይሓይሽ ምክንያቱ ውላሓንቲ ሓቂ ዝባሃል ኣይሰማዕናሉን ካብዚ ቀዳማይ ክፋል።
@mommyforever7277
@mommyforever7277 3 жыл бұрын
ዋአ አሞ ኣብ ሳሕል ነርካ አኻ ክሉ ሓሶት አዩ አንተልካዮ ደኣ
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g 3 жыл бұрын
@@mommyforever7277 እዝኒ መሰታ ቀዳሞት ክባሃል ኣይሰማዕካን ዲካ
@lalumba1678
@lalumba1678 3 жыл бұрын
አቶ መስፍን ንኹሉ አሉ ምባልካስ ተረዲኡና እዩ ሞ ነቶም ዝሐቱኻ አይትሕተቱኒ ምባል ይሐይሽ ::
@warsayykalo3985
@warsayykalo3985 3 жыл бұрын
እቶም ሐተትቲ ኢዮም ዝጽይቁ ዘለው ጸማም ሐደ ደርፋ ኢዩ፡፡
@kibromzeru671
@kibromzeru671 3 жыл бұрын
ንኢሰይስኮ ከተመስግንዎዩ ዝግባኩም፡እታ ሽሙ ስራሕ ፈጢራትልኩም ዋላ ንሓሶት ይኹን።
@asterkidane2328
@asterkidane2328 3 жыл бұрын
ከምኡ ሰሪህ ይፍጥልካ
@etcetera3282
@etcetera3282 3 жыл бұрын
A lot of respect for Mesfin Hagos! Deki Akeleguzai usually blame deki Hamassien for anything that went wrong...but as in this case, the last person who was with Abraham Tewelde was wedi Akeleguzai. The same with Menka'E...first, it was not only deki Akeleguzai who were victims, as Ali Alkaisi said last time. But why not also equally blame Duru'e, or Nazgi Kiflu...etc? Of course, Isaias is to blame first & for most...but "zeh'muko aleni, bet'rey ha'buni" eu negeru. The same with Muslims who think they separately victimized...But as Alkaisi said in his interview last time, Ali Seid had more access to Isaias & new more
@embaderho4807
@embaderho4807 3 жыл бұрын
He is gojamey not from hamesen:
@dawitseyoum7463
@dawitseyoum7463 Жыл бұрын
እንታይሞ እንታይሞ እዛ ርትዓዊት ፍትሐዊት ዘይኮነት ዓለም፡ እብ ክንዲ ብኹሉ መዳያቱ ጀጋኑ፡ ንኤርትራን ህዝባን ክብሪ ዝኾኑ፡ ህልውነኣን ዕቤታን ብልጽግንኣን ኣብ ዓለም ኣመስኪሮም ክምሕ ዝኽእሉ ገለ እጸያፊ ዝኾነ ብዘይ ምኽኑይ ኩንነታት ህይውትም ከሐልፍ፡ ገለ ከኣ እብ ዓለም ተሰሚዑ ዘይፍለጥ ንሰማዒዑ ዘዘግንን ኩነታት ተሐይሮም ክበስኑ፡ ገለ ከኣ ከም በዓል ክቡር ጅንርል ምስፍን ሕግስን ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኣብ ስደት ክንብሩ፡ በቶም ውሑዳት ከዳዓት እሞኸኣ ሀገርን ህዝብን እናጽነቱ ነገር ግን ብብቅዓቶም ኮነ ብኽእለቶም ፍሹላት ከም እቲ ኣጽናቲ ዉልቀ መላኺን መተጋብርቱን ኣብ ስልጣን ክጸንሑ ፡ ካብዚ ዝዓቢ ግህሰት ርትዓዊነትን ፍትሓዊነትን ዝኾነ መምዘኒ ክህልው ኣይክእልን እዩ ።
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 жыл бұрын
ወዲ ሓጎስ ኮኮብ ናዶው ታሪኽካ ማራየ ዘድንቆ ምስቲ ኣርሓ ሰውራ ጴጥሮስ ሰለሙን
@yakobteferi3766
@yakobteferi3766 3 жыл бұрын
ካልአይ ጊዜ ሞይቱ አይትበል
@focus.15
@focus.15 3 жыл бұрын
በጃኹም አርእስቲ ክትመርጹ ንተአፋፍነቱ ድዩ ሳዕቤናቱ አብ ግምት የእትው! #ፌደረሽን ኤርትራ አብ 50ታት ሞይቱ አብ 1993 ዝተደብየ ሓለው ቀጠው አይትበሉ ከም አርእስቲ እውን ክቐርብ የብሉን!
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 3 жыл бұрын
Yeblun 💯👍just confusing
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ኢሰያስ ጠላም ሰላሊ ወዲ ሃይለስላሰ ተጻዊትልኩም እዪ !
@letsgo4323
@letsgo4323 3 жыл бұрын
Mara eske ረዊእዎም ከኣ እምበር
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
@@letsgo4323 ን ማዘርካ'ሞ ኣብርዮም ዘይትብላ ብሩከይ
@letsgo4323
@letsgo4323 3 жыл бұрын
@@user-of9fg7fi9e ማዘረካ ከ ጸፈፍትኣ ወዲኣ ዲያ
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣JUNTA👎👎👎
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 3 жыл бұрын
እንተዝህሉ ተሰፋንኪኤል ጆርጆ አቃትላ አብርሃም ተዎልደ ብኸመይ ከምዝተቀትለ አጸቢቁ መጋለጾ አነ ባዕለይ ተሰፋንኪኤል ብአሰራተ ካሳ እናተላእከ ዓላ አናኸደ ምሰ ኢሳያሰ ተዘራሪቡ ናብ አሰራተ ካሳ የብጽሕ ከምዝነበረ አሰራተ ካሳ ሃይለሰላሰ ናየቦይ ስልጣን ኢዩ ሒዙ እሞ ምሰ ኢሳያስ ውዑሎም አሰራት ናይ ኢትዮጵያ ኢሳያሰ ከአ ናይ ኤርትራ ክኸውን ኢዩ ምርድዳኦም ንህዝቢ ጽንዓደግለውን በታ ዘላቶም ባእሲ ምሰ ጦርዓ ወላ ብረት ኢትዮጵያ ዕጠቁ እዚኦም ጀብሃ ሒዞም ከጥፍኡኹም ኢዮም ኢሉ ሐሳቡ ቀንዓሉ ሽዑ ቀሲኑ አብዓላ ምጥፋእ ጀጋኑ ተታሐሖዞ
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 3 жыл бұрын
...ጓል.....እንታይ፡ ነደ፡ ክትምህር፡ ድዩ፡ ዝበሀል? Unnecessary question to start with Dear..interviewer ..By the way from the start of the interview ..You asked repeatedly and you tried to answer yourself ...by saying ..ተባሂሉ፡ ኔሩ፡ ዶ ? ቀሪቡ፡ ኔሩ፡ ተባሂሉ፡ እዩ፡ .ሐባራዊ፡ ..ምክልኻል ..etc...,but he answered the historical facts and repeatedly . EPLF for Eritrea and the others TPLF ,EPRDF ,EPRDP,...for their county Ethiopia Well done Dear Mesfn Hagos 👍 And nothing to do or to relate ,or to mix with the recent cooperation after weyane refused to accept the borders decision properly and to facilitate the implementation of The Hague decision . Please try to remove the picture on display behind the screen especially with old one ..we heard the story of he was he was went to do that this .for many years before 1991 or after and until ..2021....2030+ and for ever.. Ethiopia is may be not stable as its own. PLEASE I URGES /REFER you or for many to listen to the historical Eseyas speech 1991 :- ISAIAS AFWERKI SPEECH IN ADDIS ABABA 1991 . Anyway peace ,stability and progress for Eritrea .
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 3 жыл бұрын
እዋይ ጉዳም ሐታታይ ተልመደን ኢኻ ነርካ ነርካ አይተብዝሕ ጋዜጠኛ መሰታኻ አይኮነን አቶ እናሐወስካ ክብሪ ፍለጥ
@letsgo4323
@letsgo4323 3 жыл бұрын
ሱቕ በል ጋህታፍ መን ድዩ መስፍን ጋድያ
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 3 жыл бұрын
@@letsgo4323 👎😭👎😭👎😭👎😭👎
@solomonm.2127
@solomonm.2127 3 жыл бұрын
ሓንቲ ጦንቃሊት ን ኢሳያስ ኣብራሃም ወይ ኢብራሂም ዝበሃል ዓቢን ፍትውን መራሒ ክኸውን እዩ ስለዝበለቶ እዩ ኣጥፊእዎም ጥራይ ዘይኮነ ንወዱ ኣብራሃም ኣውጽዩሉ። በል ህዝበይ ተዳሎ ብ ኣብራሃም ኢሳያስ ክትግዛእ። (ツ)
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 3 ай бұрын
ዝወገፈ’ሞ እንታይ ዘይብል ኣቱም ዑሩቓት ፈለማ ሂወትኩም ምርሑ እምበር ኢሳይያስ ደኣ ፈጠሪ እንድዩ ተደለየ ይተክል ተደለየ ይነቅል። ምድረ ዓጋመ ሑሱራት
@yoseftsehay8640
@yoseftsehay8640 3 жыл бұрын
ገ አናበለካ ዶ ትጋገ ፥ አዚ ህቡአ ጥሙህ ተንኮል ዝነበሮ ሰላይ ኢትዮፕያ ሳዲስት ኢሳያስ፥ ይፍትነኩም ከምዝነበረን ፤አቲ ጥሙህ አላምኡ ንምትግባርን ተቃውሞ አንተኣጋጠሞ ነቲ ካልኣይ ፕላን B ነቲ ዝቃወሞ ኣካል ግዘ ሃልዩ ብቃጻ የጥፍኦ አሞ፥ ነዚ ድህሪ 30 ኣመታት ከትግብሮ ዝደሊ ምስ ኣቢይ ተፈራሪሙ ዝወደኣ ይመስል፥
@007dc7
@007dc7 3 жыл бұрын
አብዚ comment.. ሓደ.. ብግምት. ኣዝዩ ኩፉእ ጽሒፉ.., ብግምት ዶ.. ንሓደ ጅግና ስዉእ.. ከም ወዲ ፈንቅል... እቲ ወዲ ዓዱ ትብሎ ምስኡ ዝነበረ ቀትልዎ ዩከውን ኢሉ.... ወዲ ፈንቅል ማለት ቤተ ስቡ ን ኣብርሃም ተውልደ እዩ ወዲ ፈንቅል ኣኮይ እዩ ንኣደይ ወዲ ሓውባአ እዩ አብ ኣላ ኣባ ሓጎይ እንዳ መንገሻ ባይሩ.. ሕትነታተይ ኣለዋ... አብ ኣላ ብዙሓት ኣዝማድ ን ኣብርሃም ን ን በራኺ ፈንቅል ኣለዉ ኩሉ አብ ala.. ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ...ሓሚሙ ብናይ ቁማል ፈውሲ.. ከም ዓሶ ዓይነት ሓሚሙ... ወዲ ፈንቅል እውን ሓሚሙ.. ነይሩ... አብ ደቀምሓረ አነ እውን.. ቆልዓ ከለኹ ሰምዔ Infact.. ኢሰያስ ዝብሃል ሰምዔ ኣይፈልጥን... ኽሳብ 75... አብ ደቀምሓረ ዩኩን አብ ዓላ ኣብራሃም ትወልደ ን ሰሎሙንን አብ መጀምርያ 70 ታት ... ሽሞም gnun ነይሩ ኢሰያስ... ዝብሃል... አብ ጀርመን radio 75 ሰምዔ Infact... ገብሬላ. ሓንሶ.. ትለኣኮም ዝነበረት ዘመደይ. ንሳ... ጌጋ ፈውሲ ሂባ ቀትላቶ.. ጉኑን ሓሶት ይሰምዕ ነይረ.., እዚ...ግን ከመይ ኢላ ን ኣሕዋታ ትቀትል... እሞ... ንወዲ ፈንቅል ንጀጋኑ ሓሶት ታሪክ ኣምጽካ... ጌጋ እዩ ብጌጋ.. ፈውሲ ቁማል... ተጠቂሞም አነ ባዕለይ.. ቁማል ኣሸግሮሙን.. ላምባ ፈውሲ እዩ ኢሎሙኒ... Lmba.. ጸጉረይ ግይረ... ጥቃ ሓዊ ደቂሰ .. ጸጉረይ ክትክክ ጀሚሩ.. ጨና ገሩ. ቀልጢፋ... ኣትፌዮ...ስለዘይ ደቀስኩ
@fbljf9863
@fbljf9863 2 жыл бұрын
Yes.That is the best one.This was my dream since 1991.Tanganika and Zanzibar = became Tanzania. And Ethiopia and Eritrea= Ethio- Eritra.But East Africa will make the eigth's continent.So Eritrea will remain detached from Ethiopia.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ 2 ሚልዮን ህዝቢ መዓልታዊ ብቋንቋ ትግረ ይዛረብ፡ ይመሃር ናብራኡ የካይድ። ኤርትራ ብቋንቋታታ ብባህላ ብስርዓታ ኩርዕቲ እያ። ጀብሃ ብሰብዓታት ናይ ገዛእ ርእሳ መጽሓፍቲ ትግረ ትግርኛ ብሓዊ ኣንዲዳ፡ ብዓረብኛ ክትክእ ክንደይ ህርድግ ኢላ። ብራድዮ ናይ ጀብሃ መዓልታዊ በዚ ትሕቲ ሓደ ካብ ሚእቲ ጥራይ ዝሰምዖ ቋንቋ ዓረብኛ ዓንገረር ኢላ። ደሓር ኣብ ሙማታ ብቋንቋ ትግረ ክትፍኑው ፈቲና፡ ኣብ ክልተ ወርሓ ራድዮ ዓጽያ ፡ ከም ከልቢ ጭርኣ ደጕላ ሃዲማ። ምኽንያቱ ንህዝቢ ኤርትራ ባህሉን መንነቱን ስለዘትፈልጦ፡ መሪሕነት ጀብሃ ከም ኣምሓራ ንህዝቢ ኤርትራ ባዕዲ እዩ ኔሩ። ሎሚ ጀብሃን ባዕዳዊ ሕልምታታን ተቐቢሩ፡ ኣብ ኤርትራ ቅያዳ ኣል ጀብሃ ትበሃል ውን ሰሚዑ ኣይፈልጥን። ዝኾነ ሕብረተሰብ ቋንቋታቱ መንነቱ ስርዓቱ ንዕቕ ኣቢሉ ፤ ብናይ ክራይ መንነት ወድኽደኽ ዝብል ሓሳዊ ፡ ኣሽንኳይ መሪሕነት ክጭብጥ ፡ ዝረብሕ ዜጋ ውን ክኽዉን ኣይክእልን እዩ። እንትርፎ ኣብ ባዕዲ፡ ከዳሚ ናይ ካለኦት ባህሊ ኮይኑ ሰንፈላል ክኸውን። ኣብ ታሪኽን ቃልስን መንነቱ ዝፈንፈነ ዝነዓቐ፡ ብጀካ መልሓስን ዓዶኽዶኽን ቁምነገር የብሉን። ናታትኩም ዓዶኽዶኽ ውን ካብ ናይ ቅያዳ ኣል ዓማ ዓዘፈዘፍ ኣይሓይሽን እዩ። ካብቲ ዘገርም፡ ኩላትኩም ካብ ዓዲ ዓረብ፡ ዓረብ ምስ ፈንፈነኩም ሃዲምኩም፡ ኣውሮጳ መጺእኩም ደቂኹም ከምቶም ሃብታማት ደቂ ኢማራት ግብጺ ስዑድያ ኩወይት ኣልጀርያ ቱኒዝያ ሞሮኮ ብቋንቋታት እንሊዝኛን ፈረንሳይን እናኣምሃርኩም፡ ነቲ ድኻ ኤርትራዊ ግና፡ ብድሑር " ... ብዓረብ እንተዘይተማሂርኩም፡ ብቋንቋ ዓረብ ስምዑና..." እትብሉ ምስሉያት ሓሰውትን ፈሽኳላትን ኢኹም። ከምዚ ስለ ዝኾንኩም ኣብ ስደት ብከንቱ ክትበልዩ ኢኹም። ኤርትራ ውልቀመላኺ ይሃልዋ ኣይሃልዋ ብዘየገድስ፡ ብትግረን ትግርኛን ቋንቋታታ ኩሩዓት ህዝቢ ዘለዋ እያ።
@kbrabandu382
@kbrabandu382 3 жыл бұрын
ኣነ ወዲ ዓላ እየ መቃብር ኣብርሃም ተወልደ ዘልዓሎ ወዲ ጉላይ እዩ ኣብ 2003 ኣቤት ሓሶት በጀኩም ጌጋ ንሰብ ኣይትሓብርዎ እዚ ሰተዪ ደም ሓሳዊ በሎ ዳቦይ ዑቅባምኬል ገዛይ እዩ
@debesay6707
@debesay6707 3 жыл бұрын
እስኪ ጽላል ገዛና ኣደይ ፥ ደልየካ ነይረ ክረበካ
@kbrabandu382
@kbrabandu382 3 жыл бұрын
@@debesay6707 ጸመገም የለን ብሮ
@debesay6707
@debesay6707 3 жыл бұрын
@@kbrabandu382 ok Debesay Ghebredngl messenger facebok ክትረክበኒ ትክእል
@omeribrahim7743
@omeribrahim7743 3 жыл бұрын
Hassawi lokmast, ni Arkanat ketihsew, wedi gualey tebel zelekas, hade egrika ab goduad zeleka haki zeytezareb. Ayenay mekaber eyo kekeblka?????
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g 3 жыл бұрын
Omer ebraheim ትፈልጦ እንተለካ ብነጻ ብዘይ ጸርፊ ሓሳብካ ኣቀምጥ ፡እንተዘየለ ጸርፊ ናይዘሳዕሩ ምልክት እዩ።
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
ድህሪ 200፥000 መስዋአቲን መቁሰልትን ሃገርን ህዝብን ኣብ ሃንቲ ኣገልግል ጠቅሊልኩም ንሃደ ሃሱስ ሰላይ ኢትዮፕያ ዝኮነ ሳዲስት ኣህሊፍኩም ሂብኩሞ፥ንስካትኩም መራህቲ ግንባር ጀጋኑ ትመርሁ ነርኩም አምበር ጀጋኑ ኣይነበርኩሙን፥ሳዲስት ኢሳያስ ንኩሉኩም መራህቲ አትባሃሉ ብፍጹም ኣብ ምልኩ ኣአትዩ ተቆጻጺርኩም ስለዝነበረ ኣበይ ከይበጽሃ ብዝብል ረሳህ ባህሪያቱ ንሹኡ ንኣካትኩም አንታይ ከምትብሉ ንምግማት ናይቲ አዋን ተመን፥ከምቲ ዝበልካዮ ሳዲስት ኢሳያስ ዉሁዳት ሰባት ኣኪቡ ነዚ ጥሙህ ተግባሩ ክነግረኩም ከሎ አቶም ናይ ሺም መራህቲ ዝባሃሉ ብጪቅ ከይበሉ ኣጽቂጦም ኢልካ፥ስለዝኮነ ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ቦጅባጃት መራህቲ ነቲ ጂግና ከምዚኣቶም ርሙሳት ይመርህዎ ከምዘለዉ ይፈልጥ ኣይነበረን፥ድህሪ ማይ ኣብ ባኣቲ ፥
@segidsegid337
@segidsegid337 3 жыл бұрын
ስለምንታይ እዩ ኢሰያስ ንሳባ ተመርዕዋ ? መለስ ዜናዊ ንኣዜብ ስልምንታይ እዩ ተመርዕዋ ?
@teamegebrihiwet2353
@teamegebrihiwet2353 3 жыл бұрын
Nebat nebsu hteto entay felitna
@segidsegid337
@segidsegid337 3 жыл бұрын
@@teamegebrihiwet2353 ነብራሃም ሰለዝቆቶሎ ኢስያስ ነቲ ደም ንምድቃስ ብመውስቦ ኣድሓኖም ድሩዑ ዘለዎም ሽግር ንምፍታሕ ዝገበርዎ ይባሃል እቲ ናይ ለገሰ (መለስ) ዜናዊ ድማ መውስቦ ገርካ ነቲ መሬት ወልቃይት ካብ ጎንደር ናብ ትግራይ ንምእታው ብስፋሓት ነጋ ኣባይ ጸሃየ ብሞውስቦን ብቃንቃን ኣማኽንኻ ዝተገብረ እዩ ዝባሃል ናይ ኣባት ነብሲ ነገር ምስቲ ደሊ እቲ ሓቂ ዝባሃል ንሱ እዩ
@user-iy3mt7jr4k
@user-iy3mt7jr4k 3 жыл бұрын
@@segidsegid337 እሞ ሰይቲ ድሩዕ ሰራየ ኢያ እኮ
@segidsegid337
@segidsegid337 3 жыл бұрын
@@user-iy3mt7jr4k ናይ ወራርን መደቀሲ ገቦኖምን መለስ ዜናዊ ጉዳይ ወልቃይት ኢሰያስ ምስ ጉዳይ ተጋደላይ ኣብራሃም ተወልደ ምትእስሳር ንሓቂ ዝቀረበ ዛንታት ኣለዎ ብዛዕባ ዱርዑን ሞውስቦ ተጋደልቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝግበር ኣይኮነን እቲ ነገር መስፍን ሓጎስ ዝነቦሮ እምነት ብዛዓባ ፍሳሃየ ወልደገብረኤልን ኣብ ዓልገደ ከባቢ ዓዲ ሮሶ ዝነበረ መቃብሩን ብልክዕ የብርህን ሰለዝነበረን
@segidsegid337
@segidsegid337 3 жыл бұрын
@@teamegebrihiwet2353 ኢሰያስ ብወዲ ኣውራጅኡ ብበራኺ ንጉሰ ወዲ ፈንቅል ገይሩ ቆትልዎ ይባሃል
@sna6611
@sna6611 3 жыл бұрын
በጃኻ ቁሩብ ሕፈሪ በል ከዛብ ከዳዕ ንሲካ ዓጋመ እካ አብ ጉዳይ ኤርትራ አይየእትወካን እዩ
@letsgo4323
@letsgo4323 3 жыл бұрын
ሰክት ጀበርቲ ጋዕጋዕ
@sna6611
@sna6611 3 жыл бұрын
ንሳቶም ጉይቶትካ እዮም እሰቱቢድ
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН
تجربة أغرب توصيلة شحن ضد القطع تماما
00:56
صدام العزي
Рет қаралды 57 МЛН
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 124 МЛН
01 ሜላ ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ስደት
22:49
Daniel Habtey
Рет қаралды 1,9 М.
Zoho CEO Sridhar Vembu: Social Impact in Business | CXOTalk #842
1:05:42
Robert Greene: A Process for Finding & Achieving Your Unique Purpose
3:11:18
Andrew Huberman
Рет қаралды 10 МЛН
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН