ስዉእ ኢብራሂም ዓፋ፡ ገንሸል ታባ ዓጋመት!

  Рет қаралды 49,033

Alena Media TV

Alena Media TV

4 жыл бұрын

ኣብቲ ረዚን መዓልቲ ሰማእታትና፡ ዕለት 20 ሰነ 2020፡ ገጽና ንኸይድ ኣለና። ትሕዝቶ ኣለና ሚድያ ቲቪ ብፈነወ ሳትላይት ናብ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ኣብ ወጻኢን ንምትሕልላፍ ንዳሎ ኣለና። እዚ ተለቪዥን'ዚ ንብረት ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ንኩሉ ቋንቋታት ኤርትራ ማዕጾና ክፉት ኢዩ። ተኸታተሉና! ርእይቶኹም ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ ፍትሒ ኣብ ምምጻእን ንዝዓነወት ሃገርና ኣብ ምህናጽን ዝከኣለና ከነበርክት ኢና። For donation and more details, please visit our newly website: www.alenamedia.org, Follow us on social media: rediealena, Instagram, Twitter, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org . Please don't forget to Share, Subscribe & like our channel.
All the Best,
~-~~-~~~-~~-~
Please watch: "እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai"
• እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Al...
~-~~-~~~-~~-~

Пікірлер: 144
@ks4519
@ks4519 4 жыл бұрын
Thank you for Sharing this wonderful history of hour hero Martyr Ibrahim Afa. Glory to our Martyrs.
@beyangaim8691
@beyangaim8691 4 жыл бұрын
You are the best Redie Maharie.
@user-oz6zm1py3q
@user-oz6zm1py3q 4 жыл бұрын
ዝጀመረ ነቶም ኣብ ውሽጢ ህግሓኤ ዝነበሩ ክምክትዎ ዝኽእሉ ተባዓት ደቂባት ኤርትራውያን ሓደ ድሕሪ ሓደ ብምሕቃቅ ብልቦም ኣብ ደረቶም ዝኾኑ ጉሩሃት ኤርተራውያንን ብኤርትራ ዘይትብጽሖም ክምእከል ጀመረ‘ሞ ናብ ናጽነት ኤርትራ ተበጽሐ። እቶም ድርካቦም ውጻእ ማዓት ዝኾኑ ኣብ ናጽነት ዝበጽሑ ድማ ብምስምስ ውግእ እባድማ ዒራዒሮ ሰፊሮም ምስ ኤርትራ ትሃሉ ኣይትሃሉ ድምብርጽ ዘይብሎም ኣንድነታውያን ሒዙ ኣይከሰርናን እታ ትደልይዋ ኤርትራ እነሀትልኩም ናትኩም‘ያ ምርሑና ክብል ኣፉ ሃህ ኣቢሉ ነጊሩና ። ኤርትራውያን ግን ገና ምስ ሕልናና ኣለና ሎሚ‘ውን ከም ትማሊ ሓሞት ስውኣትና ኣይንሀስስን ኣይሞትናን ። ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና።
@mahmudshawesh4804
@mahmudshawesh4804 4 жыл бұрын
Thanks Kbur abona Redie Mahari
@nizihtipietros7347
@nizihtipietros7347 4 жыл бұрын
የቐንየልና ረድእ መሐሪ ጅግና፡
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 4 жыл бұрын
Glory to our Marty ! We Will never forgotten u patriot Ibrahim AFA !
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውኣትና። Rest in Peace gegna hawna
@jamaladam2058
@jamaladam2058 4 жыл бұрын
👍💯🌹 بعد التحية والتقدير نشكرك على توضيح تأريخ أبطال شهداء النضال الوطني إريتريا نتمنى لك التوفيق والنجاح ولك مني أجمل تحية
@yabb5740
@yabb5740 4 жыл бұрын
ኣቶ ረድኢ ስለእቲ ምስጢር ኮይኑ ንህዝቢ እናደናገረ ዝነብር ዘሎ ብምግላጽካ ብጣዕሚ ጽቡቕ፣ ኮይኑ ግን ሕጂ እውን ገና ዘይወጸ ምስጥር ዘሎ ኮይኑ ተሰሚዑኒ፣ ማለት ናይ መን መስርዕ ጋንታ ቀቲላቶ ነቶም ዝቐተልዎ እውን መን ቀቲልዎም ገና ህዝቢ ዝጽበዮ ጉዳይ እዩ፣ ልክዕ እዩ ኩሉ ብሓደ ግዜ ከተውጽኦ ከቢድ እዩ ግን ሓቂ ክሳብ ዝኾነ ክንጽበየካ እና ክቡር ኣለና መድያ ትቪ!!
@aronyonas2951
@aronyonas2951 4 жыл бұрын
Eritrean Hero! Ibrahim Afa R. I. P. for ever.
@kidanewoldeslassie7462
@kidanewoldeslassie7462 4 жыл бұрын
I am a father of three children, born and grown in the United states of America, finally able to confidently tell the heroism of their uncles, aunts, and all the precious Eritrean people who sacrificed their lives for us to have a bright future. Though I have known that growing up, now I have confidently been able to narrate the true history of the struggle for independence unspoiled, and as usual let them know they have a home. Thank you.
@thomast3649
@thomast3649 4 жыл бұрын
Kidane we must tell our children our struggle for independence and our heroes like Ibrahim Afa and the likes. This is a real history of unseen heroism and bravery. Because of our martyrs we got our independence. The current spineless group is our dark history of treason by one mad man and his few followers. But we shall overcome and all this will pass. Our children yes they have a home.
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 4 жыл бұрын
R.i.p hero fredom fighter Ibrahim AFA !
@tsegaytea
@tsegaytea 3 жыл бұрын
ረድኢ ሓውና እግዛእብሄር ይባርኽካ ነታ ሓቂ ደው ዝበልካ ሰብ። ኣዒንቲ ብዙሓት ሰባት ዝኸፈትካ ተባዕ ሓቀኛ ሃገራዊ ብኣኻ ልበይን ልቢ ብዙሓት ደለይቲ ፍትሒ ተሓጉሱ እዩ እሞ ይቀንየልና።
@ghenetwoldeiesusmenghistu923
@ghenetwoldeiesusmenghistu923 4 жыл бұрын
Welcome Alena Media TV Thank you very much.
@natsennetnagasi9115
@natsennetnagasi9115 4 жыл бұрын
Thank You redie hawna for the real history may God bles You for everything 🙏👍❤
@jemalino8882
@jemalino8882 4 жыл бұрын
Ibrahim Afa is one of our heroes eliminated by Issayas conspiracies.Our heroes shall never be forgotten.
@solomonghebreslassie7667
@solomonghebreslassie7667 4 жыл бұрын
አንቓዕ ብዳሓን መጻካ ጅግና እቶ ረዴኢ ማሓሪ ። በዚ ተመሓላልፎ ዘለካ ሓቀኛ ታሪኽ ፍጻመ ኣዚና ኢና ነመስግን።ዘላለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና ዕድመን ጥዕናን ከኣ ንዕኻን መሳርሕትኻን።
@ababayemane8746
@ababayemane8746 4 жыл бұрын
ጅግና ተጋዳላይን ተቃላሳይ አስቦና ረድኢ ማሐሪ በዚ ትገብሮ ዘለካ መዘና ዘይብሉ ሐበሬታ መቃለስትካ ዝነበሩ አስማቶም እንዳዘከርካ ብጣዕሚ ዘይሐስስ ዝክሪ እዩ እሞ ስዋአትና ኩልጊዜ እንተዘከርናዮም ከምቲ ዝበልካዮ እዚ አይዐብዮምን እዩ እሞ ቀጽሎ አጆካ አብ ጎንካ አለና። 🌹
@user-nj9zg9pu5q
@user-nj9zg9pu5q 4 жыл бұрын
History and politics are always going together;and you do it very well. We the young generation mast know the reality as it is. Thanks more for all what you doing.
@abdulkadirbakry5177
@abdulkadirbakry5177 4 жыл бұрын
Good to go.💐🌹💯
@mohammedsalih4995
@mohammedsalih4995 4 жыл бұрын
መስፍን ሓጎስ ገባናት ክሽፍን ኣቃታትላ ወዲዓፋ ሓሶት ክትዘርእ ተሰሚዕኻ ብጣማዒ ኢኻ ትሕዝን ብዝኾነ ግን ኩቡር ሓው ረድእ ብልቢ ዝመረግናካ ሓቀኛ ታሪኽ ምስናድካ ቀጽሎ ኣብ ወድ ህዝቢ እንተ መስፍን ሓጎስ ገበን ክሽፍን እንተሃወተትካ ኮንቶ እዩ ጅግና ወዲ ዓፋ ብጽላኢ ከመዘይታሃረመ ብኣንጽሩ ብቶም ናተይ ብጽቶይ ዝብሎም ተኸዲዑ ድብያ ጌሮም ገንሸል ኮይኑ ሰለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣት ወዲ ዓፋ ታሪካ ነባሪ እዩ
@meetboy1947
@meetboy1947 4 жыл бұрын
شكرا اخي المناضل رضيء علي فضيحت اسياس افورقي وشلت الكلاب ممها طال الزمن إذا لم يحاسب اسياس سوف نحاسب ولد لي اسياس ابراهم اسياس وبنته ومرة اسياس سنقتلهم جميعا عما قريب علي بكرت ابيهم حتي ولو هاجرو الي السماء سنلاحقهم أين ما وجد ونقتلهم وكل من وقف مع اسياس سيقتل عما قريب كون علي يغين
@selamwent9025
@selamwent9025 4 жыл бұрын
Hahiwi
@dawitmichaeldebushu7505
@dawitmichaeldebushu7505 2 ай бұрын
መስፍን እኮ ካብቶም ላክትን ወደብትን ብኢሰያስ እንዳ ተጸፍዐ ዝኣተወ ሙዉት ከልቢ ኢዩ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 жыл бұрын
ኣንታ ጅግና ብዓል ቁምነገር ብዘይምግናን ተባዕ ቆራጽ ብዘይካ ውሑዳት ከምዚ ከማኻ ብብጾቶም ዝሓሙ እንታይ ገደሰኒ ዘይብሉ ውሑዳት ከምባዓል ኣማኒኤል ኣሰና ዝኣመሰሉ እንተዘይኮኑ ከምቁርን ኣስሓይታን ዝፈርሕዎ ብዘይካ ብቲሒም ትሒም ናይዚ ጅግና ኣቦና ኢብራሂም ዓፋ ኣማውታ ታሪኹ ተቀቢሩ ከይተርፍ ብማለት ንዓና ከተማሓላልፎ መን ይፈልጥ ሓደ ካብ 5 million ፈዳይ ሕነ እንተተረኸበ ብማለት ብትብዓት ዝተዛረብካ ስለዝኾንካ ክትድነቅ ይግባኣካ እሞኸ ሕጂ ደኣ መን ብሒም ክብል በየናይ ኣእጋር ኣሰጋጋር ግን ዳርጋ ዘይሞተ እንቋዕ ምስጢር ኢሰያስን መሻርኽቱን ምስጢር ኣደባባይ ኮነ እንቋዕ ኤርትራ ጽባሕ ሕነ ዝፈድዩ ሃለውዋ ኣለና ኣለና ከምቲ ኩልግዜ ኣብመኽፈቲኻ ትብሎ ሽሕ ይሙት ሓው ሽሕ ኣይሙት ኣጆኻ ጎይታ ካብ ጸላእትኻ ይሓልኻ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና🙏🏽
@amanshuker106
@amanshuker106 4 жыл бұрын
Thank you Elena for the info keep it up
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 4 жыл бұрын
ካብ ምጽራፍሲ ነዚ በላዒ ሰብ ጥይት ምኹላስ መሐሸ ነይሩ ከይቀደሞ ምቅዳም ዓሕ ክንረኽቦም ዘይንኽኦል ብኽሉ እንትነኦም ጠፊኦምና በዚ ሐደ ዘይረብሕ ፍጥረት!!
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 4 жыл бұрын
ሓፋሽ ዉድባት ደቂ ዳምባ ሳሓርቲ ሽሙ ኣልዒሎሞ ኔሮም ምስ ዝኪር ናይ1981 ብደርግ ዝተረሸኑ ደቂ ዳምባ ስሓርቲ 33 ሰባት ኣላህ ይርሓሞ ጅግናና
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 4 жыл бұрын
Thank you. You are very intelligent person continue this kind of story.
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 4 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦ ረድኢ ነዚ ዓቢ ኣበርክቶ ምግባርካ ብልቢ ነመስግን ፡ ነዞም ኩሉም ሓላላት ድቀባት ዝኾኑ ተጋደልቲ ኣጥፊኡ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ገሊኡ ኣብ ጊላነት ኣእትዩ ገሊኡ ኣብ ጎዳጉዲ እስፊሩ ገሊኡ ከኣ ናብ ስደት በቲኑን ሕጂ ከኣ እንሄለካ ኣብ ሃገር ምጥፋእ ተዓጢቑ ኣሎ፡ ስራሕ መን ደኣ ክገብር ፡እዚ ዘይ ናትና ዝኾነ ኣረሜን ስራሕ ሃይለስላሴ " ኤርትራ መሬታን ባሕራን እምብር ህዝባ ኣየድልየንን ኢዩ" ዝበለ ፡ እንታይ ይጽበዩ ኣለዉ እዞም ደገፍቲ ከም ላም መዋእልኩም ትሕለቡሉ ዘለኹም ፡እንታይ ዓይነት ክታብ ኢዩ ከቲቡኩም ዘሎ ፡ መሳኪን ብደዎም ከለዉ ሞይቶም ። ንሕና ግን ኣለና ንዓድና ግዜ ንዕወተሉ ውን መጺኡ እዩ ❤️🇪🇷🤝💪✌️
@nitshitiogbazion3388
@nitshitiogbazion3388 4 жыл бұрын
መዓስ እያሞ ክቡር ሓው ደንጉያትና እንዶ እዚ ኹሉ ደም ንጹሃትሲ ውሕጅ ኮይኑ ከማን ናብ ሲኦሎም ኣይወስዶምን ብዘይመጠን ዘስካሕክሕ እዩ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልኩም ላህመት ሃገር ::
@Eritrea_Bella
@Eritrea_Bella 4 жыл бұрын
ክቡር ተጋዳላይ ሓርበኛ ሓቦኛ ደራሲ መምህር ረድኢ መሓሪ ኩሉ እቲ ኩሉ እቲ እትዝርዝሮ እትገልጾን ዘለኻ ካብ ተሞክሮኻ እዩ'ሞ ከም ታሪኽ ንመሃር ኣሎና ። ንዝመጽእ ወለዶ ከኣ ህያብ ኢዩ። ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 4 жыл бұрын
ኢሰያስን ኣምሰሉ ኣካይድኡ ሲስተሙ ናይ ቱርኪ ዝክተል ሓደ ስጉምቲ ካብ ዝኮነ ሰብ ንላዕሊ ሓሊፉ ዝጸንሕ ሰብ እዩ ልክዕ ከም ነፋሒቶ ንኣብርሃም ተወልደ ቀቲሉ ንወዱ ኣብርሃም ኢልዎ ንኡብራሂም ዓፋ ቀቲሉ ባዕሉ ንስድራቤቱ ኣርዲእዎም ከም ዝሓዘነ መሲሉ በየን ጀሚርካ በየን ክውዳእ ንሓዉ እኳ ንኣማንኤል ባዕሉ ኣብ ማይ ባውዛን ከምዝጠሓለ ዝተገብረ ምክንያቱ ብእዝነይ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ኣማንኤል ሓንቲ መዓልት ብሓዉ ኢሰያስ ጽቡቅ ከይተዛረበ ሞይቱ ኣማንኤል ዝተዛረቦ እዚ ብዱኳ ኣብ ገዛና ናተይ እያ እንዳበለ ምስፋር ከሊእና ዝነበረ ሓደኳ ካብ የሕዋተይ ዝፈትዎ ኣይነበረን ዋላ ኣደይ ክብል ብእዝነይ ሰሚዐዮ እዚ ክምርሓኩም ኣኪልኩም ጸጊብኩማ ይውስክ ኔሩ ሓቂ ይሓይሽ ኢሰያስ ኣታሊልና እንድዩ ንኣማንኤል ሓዉ ጸሊአዮ ኔረ ለከ ንሰብ ዝፈልጦ ቤተሰቡ ስድርኡ እዮም ይቅሬታ ኣማንኤል ኣየስተውዓልናሉን ኔርና እዚ መንደላይ ተመን ሓውካ ኣንቱም ኤርትራውያን የሕዋተይ ህዝበይ ደቂ ሃገረይ ወረ እንታይ ኢና ንጽበ ዘለና ?????????
@dawitmichaeldebushu7505
@dawitmichaeldebushu7505 2 ай бұрын
ወሪዱዎም ቱርኪ ንኢሰያስ ዝወዳደሮ የሎን።
@gamerashyt6128
@gamerashyt6128 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 жыл бұрын
Ewyy nezi kskr keleku zsmani hazennn fly zbele eu
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 жыл бұрын
Gze newihu resiei Keykewn 1986 - 1987abhadieu Barka ahadutat keyden N tesfamhret demsisenao ybhal neru
@marvj5627
@marvj5627 4 жыл бұрын
the villeins have turned into heroes, the heroes have turned into heals..... this is our agonizing history , rip our hero Ibrahim Afa ! thank you alena media
@unity5113
@unity5113 4 жыл бұрын
Thank you for the info RIP Ibrahim Jigna I’m wondering does his wife and daughter knows about this ?
@tesfalemnegash3528
@tesfalemnegash3528 4 жыл бұрын
Thank you so much Ato Redie God bless you
@user-yl6to4yo4q
@user-yl6to4yo4q 4 жыл бұрын
الله يرحمك
@mebrahtutekle4488
@mebrahtutekle4488 4 жыл бұрын
R.I.P Legende Harbena Abona Ibrahim😭
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 4 жыл бұрын
ናይዚ ተንኮላት ድሒሩ ኢዩ ዝርደኣካ ንሕና ኤርትራውያን ግርህነትና እነሄ ብተንኮለኛ ሰይጣን ዝገርም ኣብ ግዜ ቃልሲ ወላ ሓደ ወላዲ ወድኻ ጉዋልካ ተሰዊኡ ተባሂሉ ኣይተረዴኤን ኣብ 1986 ኣነ ነቦ ኢብራሂም ዓፋ ቡን ክንሰቲ ኣብ ገዞኦም ምስ ከድኩ ባዕሎም ኢሳያስ ባዕሉ መጺኡ ኣርዲኡኒ ኢሎምኒ ከመይ ተንኮሉ ንምሽፋን ድሮ ክቕተል ከምዝኾነ ምስ ተቐትለ ምሰረጋገጸ ኢዩ ኸኣ ነቡኡ ከይዱ ዘርዶኦም ስለምንታይ ንምሽፋን ተንኮሉ ልክዕ ነብርሃም ተዎልደ ብስሚ ኣቕቲሉ ንወዱ ኣብርሃም ኢሉዎ ተባሂሉ ስለዝፈትዎ ሕጂኸ ስም ኣባሕጉኡ ከምዝኾነ ሕጂ ኣግሂዱዎ
@Hashim-dh4vv
@Hashim-dh4vv 2 ай бұрын
thank you very much
@Ericom1
@Ericom1 3 жыл бұрын
Thank you ❤️
@jemalino8882
@jemalino8882 4 жыл бұрын
Betri haqi tiqatin ember ayetesiberin.Aya Redi,you have revealed the truth and justice will one day prevail.Thank you!
@faniealmera9360
@faniealmera9360 4 жыл бұрын
Eway Eri halal ezi kulu neaki😭
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 жыл бұрын
Gerimuna Eyu Zelo, Tselot Nigber nab Dihashe Kinsegager Behayl Egzabihar Kemz Anet resah Akayda kisret Hiwet Areanan ZELALEMAWI ZIKRI NI-SEMATATNA MIS KIBRIN MOGESIN Abona Ebrahim Shimka Nebar Eyu + Klom Jeganu Eritreawan
@faniealmera9360
@faniealmera9360 4 жыл бұрын
@@SS-ck9xp amen amlak bealu yihaliwena🙏🇪🇷🙏💓
@natigalla5465
@natigalla5465 4 жыл бұрын
Just a wonderful explanation; RIP nikullum siwatna.
@awatemehamud4115
@awatemehamud4115 4 жыл бұрын
Hero ebrahim afa
@bobmar6600
@bobmar6600 4 жыл бұрын
Nice redai ❤️🌷
@wedierihalal1591
@wedierihalal1591 4 жыл бұрын
Thank you
@Hashim-dh4vv
@Hashim-dh4vv 2 ай бұрын
Do you have a background on the martyr Mahmoud hasb
@osmanzean4573
@osmanzean4573 4 жыл бұрын
Thanks brother rede mehary well done it's good job we when heard the history of Ebrahim afa I can't believe that Ebrahim die normal death but nothing we could do in that time because of lack of knowledge and lack of information
@fiorytaeme3914
@fiorytaeme3914 4 жыл бұрын
ረድኢ ጅግና ንቅድምት👌
@SB-zk5su
@SB-zk5su 4 жыл бұрын
🥰😍
@aa.2059
@aa.2059 4 жыл бұрын
You are Great man
@abukamil7376
@abukamil7376 4 жыл бұрын
ናይ ወዲ ዓፋ ምቅታል ንምሽፋን ፥ ቡዙሓት ተጋደልቲ ፥ ነቲ ጉዳይ ዝዋዓሉዎን ብቀረባ ዝፈልጡን እዮም ተባሂሎም ፥ ከም እተቀትሉ ይውረ ። ስለምንታይ እዮም እቶም ኣገዳሲ ሓበረታ እንከለዎም ፥ ኣብ ወጻኢ ሃገራት እንዳ ተቀመጡ ፥ ብዛዕቡኡ ምዝራብ ዘይደልዩ ?
@debishgrimay683
@debishgrimay683 4 жыл бұрын
WeII come Haero wedi mehari .💪
@lutfisaleh955
@lutfisaleh955 4 жыл бұрын
ليك كل الحب والاحترام يا اسد و غيور وطني حفظك الله
@meetboy1947
@meetboy1947 4 жыл бұрын
نعم ليه كل الاحترام والتقدير كل ما قال رضيء مزبوط وصحيح نطلب منك المزيد ان تفضح لنا الخون الي مع اسياس لكي نحاسبهم ان لم نحاسبهم سنحاسب ابناهم بما فعله اباهم علي الشعب الارتري من قتل وسجن وتعذيب وتهجير ولذالك وكل من كان مع اسياس سيقتل عما قريب مهما طال الز من كون علي يغين
@aleksanderberhane2972
@aleksanderberhane2972 4 жыл бұрын
🇪🇷🏝🇪🇷🏝🇪🇷🏝🇪🇷❤
@yemanekahsai1031
@yemanekahsai1031 4 жыл бұрын
Selam ato Redie Mehari I like to thank you and commend to your contribution in exposing the crimes of the EPLF and now PFDJ (HGDEF) dictatorship. My condolences to the family of the Martyrs. I am extremely saddened their martyrdom brought poverty, distraction of family , society, nation, refuge, imprisonment of thousands without du processes of the law, no freedom of speech and the worst human right violations.There is no economic opportunity, there is no freedom of trade, no job opportunity with a decent wages, endless military service with no pay. I hope one day we will all have Memorial in Eritrea with our people in freedom and will tell them your Martyrdom was not in vain. Be safe from COVID-19
@Hashim-dh4vv
@Hashim-dh4vv 2 ай бұрын
This is an Eritrean caller, search his history and come to your channel
@Hashim-dh4vv
@Hashim-dh4vv 2 ай бұрын
Play his life story and add it to your channel
@shetu9785
@shetu9785 4 жыл бұрын
Wey guddddd
@hamidebrahim2518
@hamidebrahim2518 4 жыл бұрын
I do respect the time and energy but I wish to hear more truth behind his assassination!and his detailed contributions till his death!
@fiorytaeme3914
@fiorytaeme3914 4 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@ibrahimsiraj1975
@ibrahimsiraj1975 4 жыл бұрын
Selam Mahari Readi pls Bezaba Eza video be MAHDERE PRODUKTION BE ERITRAWENET TEBEL ZEHABO MEGLEXI ESKE RAYA MEBREHI HABELNA.
@os7134
@os7134 2 жыл бұрын
Ibrahim wedi Afa May God have mercy on him and forgive him and dwell in his vast paradise amen wede Gabarit
@lemlemgebresuss286
@lemlemgebresuss286 4 жыл бұрын
Thank you 🙏 Motte Guorega do beleka Guorega qunoe Sabe
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 жыл бұрын
Abriham afa 1977mes zebostem hawe mes wedi hagos danigishi steazega about adihabesha sihariti megedi dekemihare.4 kirimale arekib elini zebtum Hawley .
@yohannesdesta5829
@yohannesdesta5829 4 жыл бұрын
✊✊💝👊👊
@yohannesdesta5829
@yohannesdesta5829 4 жыл бұрын
Aweit Nehzbe Eritrea
@morechance5058
@morechance5058 4 жыл бұрын
ኣብ ሓዲሽ ዜና ትግርኛ ስምዕዎ
@user-td5kh1bz7l
@user-td5kh1bz7l 4 жыл бұрын
اح اح اح اح اح اح اح
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 жыл бұрын
4t karmale halefa ayetbelan kab bustetu higi koria menfesi hawoye yekuriani hawi semira gule Karen silezukone.
@senitatesf6713
@senitatesf6713 4 жыл бұрын
Yekeniyelna bmglazka ,
@user-jb6zk2bp8e
@user-jb6zk2bp8e 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 👍👍✌✌✌✌
@naemikahsay756
@naemikahsay756 4 жыл бұрын
Thanks wedi mehari ajoka gena mistrat iseyas kiklae eu
@user-vs5mq8gm6s
@user-vs5mq8gm6s 4 жыл бұрын
من الأفضل أن يكون أمامك أسد مفترس على أن يكون خلفك كلب كائن...... الله يرحمك ويجعل مثواك الجنه
@Hakee04
@Hakee04 4 жыл бұрын
Ibrahim Afa Allah Yierhamak Genet Ukun Seferka. Isaias Nkulu Geza Alewo.
@mebrahtutekie5418
@mebrahtutekie5418 4 жыл бұрын
Redi Mehari kab ALI ABDU bzuh bzuh.. .. mstirat ktrekb eka emo haye nkulu gedifka berbro wedhanka ..
@antihgdef
@antihgdef 4 жыл бұрын
ተብዓት ተዝኾኑ ን ምንታይ ዘይቀትልዎ ኣነ መኑ ዘረደኣኒ፡ኢሰያስ ብ ከመይ ዩ ን ኩሉ ዘጥፍኦ ዘሎ?
@eritreapapa6975
@eritreapapa6975 4 жыл бұрын
Daim zere egl shadana 🇪🇷🕌⛪🤘🤝🐪
@systemyouarethebestchecker6102
@systemyouarethebestchecker6102 4 жыл бұрын
It is not that Ibrahim Afa died, Eseyas is the one who is dead. Ibrahim Afa is always will be alive in heart. We will forget about ESEYAS AFEWERKI ONCE FOR ALL
@andomangosom9843
@andomangosom9843 4 жыл бұрын
እንታይ እሞ ክንብል ኣጥፊኡና እንድዩ
@aboredwan1870
@aboredwan1870 3 жыл бұрын
Kisamas ena Eseyas endabelna jach Kimble?
@user-io8ih1ur7s
@user-io8ih1ur7s 4 жыл бұрын
Tesfamhret tay yu neru elamu
@kiflaiasfaha1521
@kiflaiasfaha1521 4 жыл бұрын
ብጻይ ረድኢ፣ ኣብ ጽሑፍካ ይርእዮ ከም ዘለኹ እተን ይርእየን ዘለኹ ኣስማት ከኣ 'ኣለና'፣ 'ኤርትራ'፣ 'ኢትዮጵያ' ዝብላ ቃላት ኢየን። ስለምንታይ ኢያ እታ ኢትዮጵያ እትብል ቃል። እንታይ ጥቅሚ ኣለዋ፧
@mebrahtutekle4488
@mebrahtutekle4488 4 жыл бұрын
Baba Redea btami tsbuk medeb btekrbo medeb mara eye zhben tsbuk medebat mnada nayzom geganu Arkanatn gedaymn wufuyatn tegadelti enda amtsaka kalemeteyk entetigebr tsbuk neru nezi hadsh weledo ezi tarik azyu azyu tekami eyu alowu bal baba Mokenen ab Canada , baba Tewelde Habte ab Filand, azyom Tarik yfeltun neromon eyom👍
@eyobtes5588
@eyobtes5588 4 жыл бұрын
ኢብራሂም ዓፋ ንኩናትን ዋጋ ኩናትን ብቅድመ ኩነት ብካልኩሌሽን (ጅፒኤስ) ናይ ምፍላጥ ዓቅምታት ኔሩዎ ኢዩ ይበላል ከመይ ኢዩ ፧
@user-dp8hq2pv9j
@user-dp8hq2pv9j 3 жыл бұрын
Ja ane kaman komeuu semie neyre
@hadasyohanneskafela8939
@hadasyohanneskafela8939 4 жыл бұрын
Afagn!! 2013
@danielwater1321
@danielwater1321 4 жыл бұрын
Whudat kem,Mesfn Hagos,Petros Selemun,Auqbe Abrhe,Sbhat Efriemn zeameselu Whudat,Arti strategy qdi hanxexti kinat jigna sewra hzbi eritrea, Kabzkonu wuhudat arkanat gedlina tiray zs'ebwo,Jigna swue medargti zeyblu,hanxaxi qdi kinat sewra hzbi Eritrea zkone,abona arkan ftuwn Ibrahim Kbri ykunka,wetru ab lbi kulu hzbi eritrea aleka. Zfesese Demka ab leli eti bchwya zqeteleka,btenkol, ab sewra Eritrea texenbiru,seleya ethiopia koynu,njeganu sewra eritrea axnitu nhzbi eritrea zexnt zelo eseyas,ab abvl sheto kbexh qeribuyumo,wsen abti zwedeqkalu halal meriet.
@zerabrukdawit4082
@zerabrukdawit4082 4 жыл бұрын
Ewe yeakl
@berhaneburush7729
@berhaneburush7729 4 жыл бұрын
Kubur Hawini niSiwuu Ibrahim Afa Menghisti semay yewariso Nisu Halifu Ane yinebir Aleku Ghin Biakal Mis Weldenkiel Haile Ab Wughii Adi Habesha Rekibeyo Nere kemzi kibleni yifileteni kalsina merirn newihin iyu Keterkibelu ika.
@bltblt2473
@bltblt2473 4 жыл бұрын
ናይ ኤርትራ ቃልሲ ፈራሓት ጥራይ እዩ ኣፍርዩ. ነባራት ተጋደልቲ ሻዕብያ ከይተረፉ ኣብ ስደት ወጽዬም ኣንጻር ኢሰያስ ብጩቅ ዝበለ የለን.
@ahmeddirari7336
@ahmeddirari7336 4 жыл бұрын
dayim ziker egil shuhadana
@angosomsium7575
@angosomsium7575 3 жыл бұрын
Jigna zibehal ab political nay strategi Seb tray eyu
@yonastewolde1946
@yonastewolde1946 4 жыл бұрын
ጀነራል ረዲ ማሓሪ ንስካ ኢካ ኩሉ ክንፈልጥ ዘነቃሕካና እንታይ እሞ እዚ ኩሉ ሕጂ ዝፈለጥናዮስ ኣብቲ ውትህድርና ከሎና ክከውን ኔርዎ
@josimanyosefman1530
@josimanyosefman1530 4 жыл бұрын
Mesbesb .inda Hgdf ketsleo ikum
@kesetegeresus3020
@kesetegeresus3020 4 жыл бұрын
essyas kam sedam Hussein kehenak alewo
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 жыл бұрын
ABZEALEKA-ZEMA W.TKUL,JENDE.....
@abraabra2591
@abraabra2591 4 жыл бұрын
Zkeberka hawuna mentana nabzi knbzh ztesewakum kubur Teba tegadalay Ebrahim Afa bezi nay malti swuat ksenu hawna kemakatku tegadalay hawuna redei kulu tarikum bebhade eti haki gelizulna eyu ksenu
@aronwedieri
@aronwedieri 4 жыл бұрын
Mistir meklaka zeytrfeka neteom redat kimxeu kelewu temlesu zeblom zeytkleo ezia si nezmetu mehmay nezlewu mefrah koyna neti tarik keyemen yegbro eyu its mu coment and ya its ture you need say who is this person kedmi memamtu
@keflomseium6356
@keflomseium6356 4 жыл бұрын
ዝገርም እዩ ናይ ብሓቒ።
@user-oz6zm1py3q
@user-oz6zm1py3q 4 жыл бұрын
ለካ ዳኣ ምንስሓብ ህግሓኤ 1978 ካብ ሓራ ከተማታት ኤርትራ ነታ ዘይበሰለት እከይ ጋዓት ( ኣንድነት) ኢሰያስ ንምብሳል ዝተማህዘ ምንስሓብ ኢዩ ኔሩ። ኮነ ድማ ነታ ብጥርኑፍ ከም ውድብ ኮይና ክትምክቶን ትንፋስ ዕድል ኣንድነት ዘይትህቦ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
@yowhnsyowhans9888
@yowhnsyowhans9888 4 жыл бұрын
Eritrwan ayshu ena tarek zehalfe kenzekr ena nenber esyase sebay eu elmau geru alo agame yekun leauke yekun men tezarbu lekabet ezome G15 tegdlty deyom,nerom,haneyy teyet do ne,eseyase metfety abatom,maneta yelen mafa ne mafa eyom, kulome
@onelove3641
@onelove3641 4 жыл бұрын
Lefo zereba teray entay ketgeber reina? Show us , do something. Tarik entay kegbrelna u NeAna abzi heji gezie
@samueltsehaye930
@samueltsehaye930 4 жыл бұрын
ሕቶ ንባባ ረዲኢ ባባ ረዲኢ ንምንተይ ኢካ ስሙ ክንገልጾ ይጽናሃልና ገለ እንዳ በልካ እቲ ሃቂ ዘይትዛረብ ኩስቶ ወይ ከኣ እከለ ዘትብል ገና እቲ ናይ ሻዓብያ ኣካይዳ ኣይተረፈን ንምንታይ
@yowhnsyowhans9888
@yowhnsyowhans9888 4 жыл бұрын
afa sebay neru men rewo bejek betwo sebay yelen mesfun hagose kemskr yegbo neru aby alo hegy
@yordanoshaile7773
@yordanoshaile7773 4 жыл бұрын
Wedi oafa jgna kulgezie ab lbna aleka.jgna aynebrn eyu tariku eyu zwres.
@binikidu9741
@binikidu9741 4 жыл бұрын
አንበሳ እንተተሰወኤ ጀጋኑ ኤፋሬ ወዲ ዕፈ ሐደ ካብ እቶም ብሉፃት ንሞክሐሎም ጅግና ጐበዝ ነብሱ ዝተአማመን ሐርበና አናብስ ዘፈረየ እዩ ታሬ ነባሬ እዩ ሰብ አይነበረን አዩ መስፈን ሐጐስ ሐቂ ተዛዘብ ጉድ ነይ አዚ በዕዳዊ ኢሰያስ አቃላዕዬ ታሬከኻ ይቅረታ በል ታሬኽ ወዲ ዕፈ ነባሬ እዩ
LOVE LETTER - POPPY PLAYTIME CHAPTER 3 | GH'S ANIMATION
00:15
Cool Items! New Gadgets, Smart Appliances 🌟 By 123 GO! House
00:18
123 GO! HOUSE
Рет қаралды 16 МЛН
HOW DID HE WIN? 😱
00:33
Topper Guild
Рет қаралды 49 МЛН
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 15 МЛН
LOVE LETTER - POPPY PLAYTIME CHAPTER 3 | GH'S ANIMATION
00:15