ሳይዳ - ኣብ ሜዳ ዝተወልዳ ደቂ ተጋደልቲ ሰሚራ ፋሲልን ራሄል ኢሰያስን | Sayda - Rahel & Semira who were born in the field

  Рет қаралды 51,725

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

2 жыл бұрын

ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ - ኣብ ሜዳ ዝተወልዳ ደቂ ተጋደልቲ ሰሚራ ፋሲልን ራሄል ኢሰያስን | Sayda - Rahel Isaias and Semira Fasil who were born in the field during Eritrea's Struggle for Independence

Пікірлер: 131
@EriCoralo
@EriCoralo 2 жыл бұрын
ናይ ዓለምና ኣናብስ ወላ እንተበልናክን ካብ ሓቂ ዝራሓቐ ኣይኮነን። መግለጺ ጀግንነትክን ቃላት የብልይን ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዬ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ 🏆🥇🏆🥇🏆🥇🏆🥇🏆🥇🏆
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 2 жыл бұрын
ኤርትራዊት ኣደ ኣርማ ጽንዓት ፍቕሪ ጅግንነት ሓቦ 🇪🇷🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 2 жыл бұрын
The legendary heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️the best Eritrean generation ever
@mathewosghebeye768
@mathewosghebeye768 2 жыл бұрын
ዘስደምም ታሪኽ ኤርትራውያን ደቂ- ኣንስትዮ ተጋደልቲ: ኣናብስ!!! ቃላት የብለይን ንኽገልጸክን::
@mmomma1737
@mmomma1737 2 жыл бұрын
This is our history 🇪🇷🇪🇷- no matter what negative opinion you are presenting here, it does not change the heroism of our mothers! The sacrifices they made is unbelievable 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Ajokin yehwatay Eritrawean, zereba waga yebilun! 🇪🇷🇪🇷
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 2 жыл бұрын
ማና ሓፍተይ ብጣዕሚ ይሓጽር ኣሎ እዚ ታሩኽና ከይተስነደ ከይተርፍ በጃኹም እዞም ጀጋኑናን ሓፋሽ ውድብና ዋርሳይ ርኸብዎም በጃኹም
@samitihabte34
@samitihabte34 2 жыл бұрын
Semira haftey glad to see you gual zurey Eritrean 🇪🇷.gual jeganu 🥰😍🤩🤩
@AmanTekle1
@AmanTekle1 2 жыл бұрын
@EriTV, @Manna Kidane, thank you for this 🙏...my comments always is appreciate historical documentaries!!!! The amazing deki haras nebri, Rahel & Semira nailed it!!!! Their history has to be written before we lose Yekkalo's memories!!!! All of you need to write it so coming researchers have reference!!!! 🙏 🙏 🙏 🙏
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 2 жыл бұрын
ክብሪ ሃብኪ ተ፡ጋ ማና እቲ ዝተቀብረ ታሪክና ንክወጽእ ትግብርዮ ዘለኪ ጻዕሪ ቡዙሑዩሞ አምላክ ይሓግዝኪ።
@user-wb7ud5lr9h
@user-wb7ud5lr9h 2 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ንቅድሚት።
@saratec8742
@saratec8742 2 жыл бұрын
Jeganu deki Erei tegadilen degadla ainkai Eritrawit konku yekenielna Mana Kidane viva Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🐪🐪🐪🐪😘😘
@bicherzere6312
@bicherzere6312 2 жыл бұрын
So so proud of you JIGANUNA 👏 🥲 🥰 ✌ thank you so much 💖 💗 😘 bitami kitsemieu zigerimin Zkurieun eu so proud to be Eritreaean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏 🙏🙏
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 2 жыл бұрын
መጀመርታ ሰላምን ጥዕና ማና ኪዳነ ይምነየልኪ መደብ ሳይዳ ታሪኻዊ ጀጋኑ ተጋደልትን ጅግንነት አሕዋትና አደታትና ምስ ደቀን ሰንሰለታዊ ምውራስ ኤርትራዊ ሰራውር ቀጻሊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sesenggtube6473
@sesenggtube6473 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ንዛ ፅሕፍ እተንብቡ ክዓ ብር ክተብሉ ተሓጎሱ አሕዋተይ የቀንየለይ
@bqse6142
@bqse6142 2 жыл бұрын
መርሓባ መደብ ሳይዳ ክብርቲ ማራ ነፍቅረኪ ተጋዳሊት ሓያል ጋዜጠኛ ማና ኪዳነ ንኸነመስግኒኪ ቃላት ይሓጽረና እቲ ከምዚ ጌርኪ ታሪኽና በርቢርኪ ክትምግብና በዘን ሰራሕቲ ቅያ ኣዴታት ተጋደልቲ ክብርን ሞጎስን ይኹነን ተሓበና ኩርዓ ኩሩዓት ኢና ብኣኽን ክብርቲ ማና ሓፍቲ ኹሉ ኤርትራዊ ቀጽልዮ መደብኪ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበዮ ዓወት ንሓፋሽ !!! ✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷💯
@familynetwork700
@familynetwork700 2 жыл бұрын
Eritrean women patriotism never forgettable from we all Eritreans!!!
@danieltewelde9900
@danieltewelde9900 2 жыл бұрын
Eidmen tienan yhabkn Eritrea tegadelti adietatna we love you!
@wediwedomneboybahta539
@wediwedomneboybahta539 2 жыл бұрын
Semira gal hawu n yemane barya eiya eza shukor gal 🥰
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmaraeritrea9243
@asmaraeritrea9243 2 жыл бұрын
ናይ ባሐቂ ጀጋኑ 👍❤️❤️❤️
@gebrielabayre4483
@gebrielabayre4483 2 жыл бұрын
ኣብ ህዝባዊ ግንባር ዘይተነግረ እበር ዘይተሰርሐ የለን 🤔፡ እዛ መደብ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበያ በጃኩም🤲 ኣይተሕጹሩና ንብምሉእክን ኣዴታትናን🇪🇷🇪🇷 ኣሕዋትናን ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልክን🤲🇪🇷💞💕
@user-rt6ob7jr9q
@user-rt6ob7jr9q 2 жыл бұрын
እቲ ኣብ ጉዕዞ ምዝላቕ ባረንቱ ንነፍሲ ወከፍ ዝደኸመ ተጋዳላይ ኣብዚ ኣይንገድፎን ኢና ኣብ ገመል ጽዒንና ዲና ዋላ ተሰኪምና ከነብጽሖ ኢና ዝበለ ስዉእ ገዲም ተጋዳላይ ሜጀር ጀነራል ስዒድ ፈረጅ እዩ፡ ስለዚ ሳልሕ ሕሩይ ኣብ ጉዕዞ ኣይኣከበናን ኣይበለን እውን፡፡
@eritrea.n.t9218
@eritrea.n.t9218 2 жыл бұрын
Eritreawit ade!!!👑🇪🇷❤️
@selamteklehaimanot7679
@selamteklehaimanot7679 2 жыл бұрын
Edmen tenan yehabkne deki erey ❤❤💪💪💯💯✔✔
@samrawitrussom8548
@samrawitrussom8548 2 жыл бұрын
Semira haftey meteabitey i am glad to see you like this after long time am so proud of you keep going.
@sarazeray3586
@sarazeray3586 2 жыл бұрын
Jeganu adetat eritrea 🇪🇷 ♥ ❤ 😍 💖 ✨ 🇪🇷 ♥ ❤ 😍 💖 ✨ long live
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 2 жыл бұрын
My faviourte program.
@asteryakob3027
@asteryakob3027 2 жыл бұрын
ኣዚ ታሪኽ እዚ ቀጥታዊ ኣ ነ ኢልካ ኣብ መድረኽ ወጺእካ ክትገልጾ ከለኻ ካብ ጭቡጥ ኩነታትካ ተበጊስካ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ብዘይ ምግናንን ብዘይ ምጉዳልን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሰውራ ዘጋጥም ዝነበረ ኩነተት ኢዩ። መን ይንገር ዝወዓለ!!! የቀንየልና መደብ ሳይዳ። ጽቡቕ መደብ።
@ghideykahssay9473
@ghideykahssay9473 2 жыл бұрын
🇪🇷 Heroes 💓🙏
@hanateckie6451
@hanateckie6451 2 жыл бұрын
THANKS
@sabazeru6665
@sabazeru6665 2 жыл бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@user-qy4od9fs4u
@user-qy4od9fs4u 2 жыл бұрын
ደቂ ህዝባዊ ግምባር ፍቅሪ ጽንዓት ጅግንነት ጀጋኑ ቡቅሊ ጀጋኑ
@semret978
@semret978 2 жыл бұрын
አናብስ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ዘበንክን ይባረክ
@mrkudusgebrenugus2032
@mrkudusgebrenugus2032 2 жыл бұрын
Semert gahaf derbay hgedef teray ketblu meneseyat ab kinat detokumos hegedf tebeli neges
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
ብፍላይ ላዕላዋይ መንግስታዊ ሓላፍነታት፡ ብደቂ ዋርሳይ ይከኣሎ ወለዶ ምስዝትካእ፡ ግቡእን ኣድላይን ይመስለኒ
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 2 жыл бұрын
ሰሚራ ፋሲል ገ/ሚካኤል ጋል ሓው ንየማነ ገ/ሚካኤል ባርያ መትዓቢተይ ዕድመን ጥዕናን ❤️🙏🏿
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 2 жыл бұрын
ERITRAWI mukan ezi eyu trgum 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@awethaile8522
@awethaile8522 2 жыл бұрын
ናይ ሓቂ ጅጋኑ
@gobromm9662
@gobromm9662 2 жыл бұрын
Eritreawit ade edmen tienan yhabike🇪🇷💪
@almazfikadu823
@almazfikadu823 2 жыл бұрын
Aywe xenAt jegnenet eritrawenet tewfynet kebren mesganan mogosn naken naqum yqun jeganuna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kahsayaraya4320
@kahsayaraya4320 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ። ጂግና ጀጋኑ ወሊዱ ዝብሃል ከምዚ ምስ ርኣካን ምስ ሰማዓክስን ኢዩ ትቀስን ። ኩሉካ ኤርትራዊ ካብ ብዓል ሓሰና ስልጣንያ ሕማም ውሺጦም ዝሳቅዮም ምስማዒ ንዝኦም ነዚኤን ጀጋኑ ምስማዒ ኢዩ ዝበልጽ ።
@hanateckie6451
@hanateckie6451 2 жыл бұрын
GOD bless you
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 2 жыл бұрын
Enshu Haftey Edmien Tienan Ms gualki 👋👍
@teklit3568
@teklit3568 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ፡እዚ ግን ናብ ኩሉ ኑኡሳን ዞባታት ብካሴት ተቀዲሑ ደዲዝርጋሕ ብዝያዳ ህዝብና ምተማህረሉ፡ የቀንየልና ነዚ ረዚን ታሪኽ ምዝንታውኩም
@shamsuleman4427
@shamsuleman4427 2 жыл бұрын
ኣብ ኤሪ ቲቪ ይማሓላለፍ እዩ ሶሙናዊ
@teklit3568
@teklit3568 2 жыл бұрын
@@shamsuleman4427 እወ ግን ነቲ ኤለትርክ ዘይ ኣተዎ ቦታታት ማለተይ ኢየ
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 2 жыл бұрын
Ezi tarik ketsmo kelka eti zehalfwo meret jegnnet yerayka🇪🇷❤💪
@abrahamhabte802
@abrahamhabte802 2 жыл бұрын
Hi 👋 From. Debden 🇪🇷✌️
@elsatekie4756
@elsatekie4756 2 жыл бұрын
Eritrawyan deki Anstyo mekeeni kulu aynet jigninet nayza Alem yen!
@whdesta4655
@whdesta4655 2 жыл бұрын
Good jobb. God bleased you.
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 2 жыл бұрын
Julia Haftey Edmien Tienan. Fasil Arkey & Julia Yizkereni ewe kulu👋👍
@Nevergiveup-ph5wu
@Nevergiveup-ph5wu 2 жыл бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 2 жыл бұрын
🇪🇷❤👋🕊⛪️📖🕌🕊👋❤🇪🇷selam hakeki gatgdely wedi tegdely abhizbina kem kokob eyom dktgdeti tebat yufyat nhizbom nhagorom warisay wrki tarek weldena eyom dektgdti 🕊👋🇪🇷❤🕊🇪🇷
@birktyeri3832
@birktyeri3832 2 жыл бұрын
🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 2 жыл бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🙏🙏🙏
@nakfamountain2724
@nakfamountain2724 2 жыл бұрын
AYEWE-AYEWE - AYEWE HIZBAWI GINBAR'🇪🇷🐪
@smanfitsum7838
@smanfitsum7838 2 жыл бұрын
🇪🇷👍🇪🇷🙏🇪🇷👍🇪🇷🙏🇪🇷👍🇪🇷
@makeeritreagreenagain9683
@makeeritreagreenagain9683 2 жыл бұрын
Xbuk medeb, gn kemzi zblwo zelewu zbezih tarikna teabitu eyu zelo, kemzi kab zbhal darga 30 amet koynu meas eyu dea kznto tarikna. Medeb sayda weykea mwrras tarik natu medeb felyu natu website kefitu ekul gzie hibu nseb tarik amxiekum awrusuna, gdn dyu abta eri-tv zhabetkum gzie texebikum korarixkum ketemxuulna. Zrebhun zeyrebhun keman natom KZfaq kefitom walewlew dabelus nskum narkum mkfat sienkum. Please gzie kelekum gzie aytxebeyu
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 2 жыл бұрын
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET ERITREA RESILIENT EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lilimehari1751
@lilimehari1751 2 жыл бұрын
👏👏😍🇪🇷♥️👌
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 2 жыл бұрын
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🙏💖
@senaithailemariam5731
@senaithailemariam5731 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ሰባት ስለምንታይ ምስ ዝፈልጥዎን ምስ ደቂ ዓዱን ኣሕዋቱን ኣብ ዘይጠቅም ነገር ይሕሱን ይሰርቕን፧ ናይ'ዚ ከምዚ ናይ ደቂ ሰባት ተመራመርቲ ክገልጽዎ ከለዉ ከምዚ ይብሉ፣ 1} ኣብ ሓንጎልና ናይ ኩሉ ሕማቕን ጽቡቕን ከተግብሩ ዝኽእሉ ብዙሓት ናይዚ ዋናታት ነገራት ኣለዉ። 2} ካብዚኦም እቲ ናይ ሓሶትን ስርቅን ኣብ ዘይግባኣካ ኢድካ ምእታውን ካልእ ናይ ሕማቕ ተግባርን ከይግበር ዝከላኸሉ ኣካላት እንተዳኣ ተተንኪፎምን ጉድለት ኣርእዮምን፣ ናብ ስርቂ ናብ ሓሶት ናብ ሕማቕ ሕመይታ ዘይንስኻ ምምሳልን፣ ንሰባት ምጽላእን ምንዓቕን ወ.ዘ.ተ. ንሰብ የእትውዎ። 3} እቶም ኣጸቢቖም ዘይተተንከፉ ካኣ ገለን ንጌጎኦም ይቕበሉን ይቕረታ ይሓቱን፣ እቶም ህሱያት ግን ንኹሉ ብኣሉታን ነቲ ሓሶትን ካልእን ሓቂ ከምስሉ እዮም ዝከራኸሩን፣ ተመሳሰልትን ደገፍትን ክረኽቡ ካኣ ዝጽዕሩን። እዚ ካኣ ኣብ ብዓቕምን ፍልጠትን ዝላዓሉ ሰባትን'ውን ስለ ዘጓንፍ ካብቲ ንዓለም ናብ ግርጭትን ምስሕሓብን ዘእቱ ኮይኑ ንዓለም ሰላም ከሊእዋ ዘሎን እዩ ኢሎም ክተናኽፍዎን ኣብ ሓንጎል ገለ ጉድለት ዝፈጥሮ ምኹኑን ዝገልጹን። እዚ ካኣ ንኣብቶም ዓበይቲ ክንርዮ ከለና ብዓብይኡ ኣብ ወያነን ሳዓብቶምን ደገፍቶምን ክጋሃድ ዝጸንሓን ንርእዪ ዘለናን እዩ። 4} ከም ተወሳኺ ካኣ ገንዘብን ሃብትን ምዕብልናን እንተልዩካ ካኣ እንዳፈለጥካ ናብ ከምዚ የእትወካ እዩ። ናይ ወያነ ካኣ ካብቲ ዝነበሮም ዝዘመትዎ ገንዘብን፣ ዘይተኣደነ ብረትን፣ ናይታ ናይ ዓለምና ዓባይን ዋናን ኮይና ትቕጽል ዘላ ዓመጸኛ መንግስቲ ኣመሪካ ዝነበሮም ተስፋን'ውን ከም ተወሳኺ ነቲ ዝነበሮም ናይ ሓንጎል ጉድለት ኮይንዎም ይኽእል እዩ። ኣመሪካ ግን ክሳብ ሕጂ ህውከትን ዘይጠፍእ ኲናትን ወሊዕካ ምህዳም እምበር ክሳብ ሕጂ ተዓዊታን ሰላም ዝገበረትላ ሃገርስ ፍጹም የለን። ውጽኢት ኣመሪካ ካኣ ኩሉ ግዜ ከምዚ እዩ።
@tadessekidane720
@tadessekidane720 2 жыл бұрын
ማና ታሪኽ ብጾትና በብተራ ምምጻእኪ ኣዝዩ ዘሕብን ኢዩ። ደጋጊመ ጽሒፈልኪ። ቁዱሳን ኪዳነን (ጓል ኪዳነ) ጽላት ተፈሪ (ጓል ቀሺ) ክልቲኤን ናይ ብርገድ 51 ከተቕርብየን ሓቲተኪ ነይረ። Please ክልቲኤን ኣቕርብየን። ጽላት ክዳውንቲ ናይ ሓይልና ኣብ ምስፋይ፡ ባህሊ ክግበር ከሎ ትገብሮ ናይ ኣደ ስራሕ ዓቢ ስራሕ ኢዩ'ሞ ኣቕርብየን።
@metkeltesfay7308
@metkeltesfay7308 2 жыл бұрын
Hezbi Eritrea kulu tegdali
@yok6559
@yok6559 2 жыл бұрын
Eway Julia ms gal. Nice to see you. Kgermekum. N (Yemane barya) seyti hawu eya.
@mbrakgigi2922
@mbrakgigi2922 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾💐
@lettyabrha9491
@lettyabrha9491 2 жыл бұрын
TAMAT TARIC / ZANTA
@gezamandinoasmerino8044
@gezamandinoasmerino8044 2 жыл бұрын
Semira haftey metabyti gezamandino
@latinamb9248
@latinamb9248 2 жыл бұрын
Deqi Ereyyjeganu
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 2 жыл бұрын
መርሓባ 💖🇪🇷🐪💖🇪🇷🇪🇷💖🐪🐪💖
@mebrattewelde9576
@mebrattewelde9576 2 жыл бұрын
ኣሰይይይ ዘን ደቀይ ደቂ ጀጋኒ እዲኽን ናይ መን ድኣ ኽትወስዳ ጀጋኑ ክም ኣደታትን።
@user-bc2tw1dv4c
@user-bc2tw1dv4c 2 жыл бұрын
👍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🌹😍❤️🐪
@temporary995
@temporary995 2 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ዝተፈጸመ ጅግንነት መዳርግቲ የብሉን ንሕበንን ንኮርዕን ግን ኣብ መወዳእታ ማና ክትሓትያ ዘለኪ ሕቶ ኣላ ንሳ ከአ 1)እዞም ዓዶም ረመጽ ኮይናቶም መጻኢ ኦም ተሰፋ ሲኢኖምሉ እግሮም ናብ ዝመርሖም ኣብ ፈቀዶ ሰሃራን ምድረበዳን ማእከላይ ባሕርን ዝጠፍኡ ደቂ ጀጋኑን ደቂ ስውኣትንከ? 2)እተን ኣርካናት ገድሊ ብዓል ሰናይት ደበሳይ በዓል ኣስቴር ዮሃንስ ኣስቴር ፍስሃጼንከ? 3)ብዛዕባ ጅግንነት ክንዛረብ እንከለና እቶም ኣብ ዒራዒሮ ኣብ ጉድጋድ ዝበልዩ ዘለዉ መራሕትኸ ንዝክሮምዶ?
@segenm950
@segenm950 2 жыл бұрын
Eza hetokasi abe eritrea yemelese do ilka tehsebe mana kulu iya tefelte
@lulu-bt1nq
@lulu-bt1nq 2 жыл бұрын
Hasewtiii
@Hzbawit
@Hzbawit 2 жыл бұрын
Tarikh Eritrean zemlketka aymeslenen🤔🤔 afka tsaeka kamu'win dekmetka gelitska
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ምስ ወያነ እቲ ዝበዝሐ ሳዓቢኦም ብጥቕምን መኽሰብን ክኸውን ከሎ፣ እቲ ዝበዝሐ ሓፋሽ ካኣ ኣብ'ቲ ገድሊ ናይ ትግራይ ተብሂሉ ዝተበገሰ ኣሚኑን ንኹሉ ዝነበረ ጸገማት ክፈትሓልና እዩ ኢሉ ስለ ዝኣመነን ደቂን ነብሱን ስለ ዝኸፈለን ዘወፈየን፣ ዳሓር ድሕሪ ደርጊ ምውዳቑ ካኣ ሎሚ'ዶ ጽባሕ ይሓይሽ ይኸውን ኢሉን እዩ ስዒብዎን ተጸብይዎን ነይሩን ዘሎን። እቲ ጥቓ ፍርቂ ናይዚ ካኣ ፈሪሑ እንዳተበደለን እንዳ ተጨፍጨፈን፣ ኩላ ባዓል ስልጣን ወያነ ካኣ ነዚ ከም መፍትሒ ሒዛን እያ ትቕጽል ነይራ። እታ ውጽኢታ ካኣ ሕጂ ብጀካ ደቂ'ቶም ሰበስልጣን ካብ ዓዳቶም ኣቐዲሞም ዝወጹ ንኹሉ ማዕረ ዝኾነ በደል ትወርዶም ኣላ። እሞ ሕጂ'ኸ ህዝቢ ትግራይ ይርደኦ'ዶ ኣሎ፧ ኩልና ንርእዮን ንሰምዖን ዘለና እዩ። ኣደ ንዘይግቦኦን ንዘይበጽሖን ውላደይ ናብ ኲናት ኣይሰድድን እየ ኢላን ብውላዳ ክፉእ ከይትርእን ኢላን ምስ ግዕዘን ፋሽሽትን ወያነ ጥምጥም እንዳገጠመት ቅድሚ ውላዳ ትሓልፍ ኣላ። ወያነ ግን ሓቁ እዩ ምኽንያቱ ነታ ዝወላዓ ሓዊ ምጥፋኣ ስለ ዝሳኣነን፣ ተንድዶ ካኣ ስለ ዘላን፣ ነዛ ዘቃጸላ ሓዊ የጣፍኡኒ ዶኾን ኢሉ ካኣ እዩ ህጻናት ናብ ዘግቦኦም ኲናት እንዳኣእተው ዝፍትን ዘሎ፤ ካልእ ምርጫ ካኣ ስለ ዘይብሉን። ሕጂ ግን ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ትረዲእዎ ኣሎ ግዲ ይኸውን።
@zerumarco7578
@zerumarco7578 2 жыл бұрын
ኤርትራዊት ኣደ
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ኣብ ሓምሳታት እንትኾነ'ውን እቲ ዝበዝሐ ህዝብን ናይ ሽዑ ዝነበራ ሰልፍታት ኤርትራን'ሲ ብጀካ ማሕበር ሓድነት እቲ ካልእስ ኩሉ ምሕዋስ ምስ ኢትዮጵያ ፍጹም ኣትይድግፍን እዩ ነይሩ። እቶም ከዳዓት ማሕበር ሓድነት ካኣ ብግንዘብን ብስልጣንን እዮም ተደሊሎምን ተገዚኦምን እምበር፡ ተታሊሎምስ ኣይኮኑን። ከዳዓት ካኣ ሕጂ'ውን'ኮ ንርእዮም ኣለና፤ እዚኦም'ከ ተታሊሎም ማለት ድዩ፧ ከዳዕ ኩሉ ግዜ ዘርጠብጠብ እንዳበለ እዩ ዝነብር። ኣብ'ቲ እዋን'ቲ ዳላስ እመሪካዊ'ኮ፡ ከም ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ናጽነይ ይግቦኦም ነይሩ፣ ግን ንስትራተጂካዊ ረብሓና ክንብል ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ንቖርና ኣለና ዝበሎ' ኮ ሱቕ ኢሉ ኣይኮነን።
@sabahbtzgi9545
@sabahbtzgi9545 2 жыл бұрын
Nay hizibi eritera tachi Ab bahri bemanka eyu.
@solomonseyoum9909
@solomonseyoum9909 2 жыл бұрын
Mana your tiv show is great but go to burka sahl and dankel in generally zura mo hagerka
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
እዚ ከምዚ ታሪኻዊ ወታሃደራዊ ናይ ባሕርን መሬትን ስርሒት'ዚ ብጀካ ኤርትራዊ መን ይሰርሖ፧ እቲ ኣብ መንጎ'ዚ ክልተ ሓይሊ'ዚ ዝነበረ ናይ ዕቤት ፍልልይ ካኣ ኣዝዩ ገጂፍ እዩ ነይሩ። ኤርትራዊ ግን ንኹሉ ስዒሩ ክትኣምኖ ብዘጸግም ስርሒትን ትብዓትን ዝተዓወትን።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
እወ ዕድል እዩ፣ ብሰንኪ ስአንካም ወያነ ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ብጥሜትን፣ መንእሰያትን ህጻናትን ደቁ ካኣ ኣብ ዘይግባእ ኲናትን ይጠፍኡ ኣለዉ። እንታይ'ሞ ይገበር፧ ን'16 ዓመት ዝተኸፍለ መስዋእቲ መንእሰይ ትግራይን ህዝብን ከይኣክል፡ ሕጂ ካኣ ርጉም ወያነ ንህዝቢ ትግራይ ርጉም ናብ ዘየድሊ ኲናት የእትዩ የጥፍኦ ኣሎ። ሓደ ህዝቢ ነቲ ጌጋ ኣለልዩ ብሓባር ኣንጻር'ቲ ዝግበር ዘሎ ጌጋ እንተተሲኡ ማንም ዝኽእሎ ስለ ዘየለ፡ ህዝቢ ትግራይ ካኣ ነዚ ኣለልዩን ፈሊጡን ብትብዓትን ምእንቲ ነብሱን ዝፈትዎም/ወን ደቁን ጠጠው ክብል ኣለዎ።
@zerayhabtu3193
@zerayhabtu3193 2 жыл бұрын
ዘኩርዕ ታሪክ ንበራ ክበራ
@darklovelife6771
@darklovelife6771 2 жыл бұрын
እንታይ ሞ ምስ ህግደፍ ።ጽቡቃተይ ንማዓስ እዩ እቲ ለውጢ ንርኢ 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ሓቂ እንዳሓደረ ይኹላዕ ከም ወርቂ፣ ሓሶት ካኣ እንዳሓደረ ይፈኩስ ከም ስንቂ፣ ሓሶት ካኣ ይጓሓፍ ከም ኣረጊት ጨርቂ፣
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ኣብዛ እዋን እዚኣ ከምዚ ኣብ ከም ባዓል ሶማል፥ ባዓል ዒራቕ፥ ባዓል ልብያ፥ ባዓል ሶርያ ወ.ዘ.ተ. ዝወረደንን ጌና ዝወርድ ዘሎን ንርእዮ ኣለናን። እዚ ካኣ ኩሉ ብኣመሪካን ሳዓብታን እዩ ዝፍጸም ዘሎ። ሕጂ ካኣ ኣመሪካን ሳዓብታን ናይ ወያነ ደገፍቲ ኮይኖም ናብ ኤርትራን ናብ ኢትዮጵያን ዝግበር ዘሎ ካኣ ንርእዮ ኣለና። ነዚ ብኸመይ ኢኹም ትርእይዎ፧ እዚ እንዳኣንጸላለወና ከሎን፣ ከም'ዘን ኣብ ላዕሊ ጠቑሰየን ዘለኹ ብኣመሪካን ሳዓብታንን ዝተፈጸመንን ጌና ዝፍጸመን ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ንስኻትኩም ካኣ ንኤርትራ ከምዚ ክወርዳ ኣፍደገ'ዶ ትኸፍቱለን ኣለኹም፧ ከምዚ ከይወርደና'ኸ እንታይ ውሕስነት ኣሎ ትብሉ፧ ምኽንያቱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጀሚሮሞ ስለ ዝነበሩን፣ ሕጂ ካኣ ብዓብይኡ ይፍክሩሉን እገዳታት ይደጋግሙን ስለ ዘለውን። ከምዚ ንርእየኩም ዘለና ነዚ ሸለል ኢልኩም ንስልጣን ኢኹም ተማዕድዉ ዘለኹም። ስለዚ ነዚ ዘንጽላልወና ዘሎ ሓደጋ ንቐደም'ዶ ብሓደ ኮይንካ ምቅላስ ኣይምሓሸን።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
,እዚ ተጻሒፉ ዘሎ ዝተገብረን ኣብ ልዕሊ ለዋህ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸመን እንድዩ፤ እዚ ግን ብምልኡ ህዝቢ ትግራይ ዝገበሮ እዩ ኢልካ ንምሉእ ህዝቢ ብዓይኒ ጽልኢ ክትርእዮ ጌጋ እዩ። እዞም ከምዚ ዝገበሩ ካብ ህዝቢ ክንደይ ሚእታዊት ይኾኑ እንተዳኣ ኢልና ካኣ 10%'ዶ ይኾኑ፧ መለስ'ሲ ንሓደ ህዝቢ ከም ህዝቢ ከም ጸላኢ ምርኣይ ፋሽሽትነት እዩ ይብል ነይሩ። ዳሓር'ከ ጀርመናዊ ጃፓናዊ ይኹን ኤርትራዊ ሕብሪ ዓይኑ ደስ እንተዘይኢሉና ክንሰጎ መሰል ኣለና ኢሉ ልዕሊ 70-80 ሺሕ ኤርትራውያንን ትውልዲ ኤርትራውያንን፡ ከም መወለድ ኤርትራውይን እምበር ኢትዮጵያውያን ዝኾኑ፡ ንልዕሊ ወለዶታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዝነበሩ፡ ዕዉር ተመሪሑ፡ ስንኩል ብዓረብያ ተደፊኡ፡ ወላዲት ውላዳ ኣብ ገዛ ገዲፋ ኣስቤዛ ክትገዝእ ምስ ወጸት፡ ደቂሶም ዝነበሩ ክዳኖም ከይቀየሩ፡ ሓኪም ኣብ ስርሑ ዝኽደኖ ክዳን ከይቀየረ ጉሕፍ ኣቢሉ ሰጒጉዎም ንብረቶም ካኣ ዘሚትዎም፤ ቅሉዕ ዝኾነ ፋሽሽታዊ ስራሕ ሰሪሑን። እዚ ካኣ ነቲ ክሽቅጠሉ ዝብሎ ዝነበረ ረሲዕዎ ኣይኮነን ንባዕሉ ፋሽሽቲ ስለዝኾነ እምበር። ስለዚ ዋላ'ኳ ብዙሓት ተጋሩ ከምዚ ተጻሒፉ ዘሎ ይግበሩ እምበር፡ ህዝቢ ኤርትራ ክጓሓፍ ከሎ'ውን ኣብ ብዙሕ ቦታታት ትግራይ፡ እንታይ ተሪኡና ኣለኹም ህዝቢ ኤርትራ'ኮ ምስ ጠመና ተሰዲድና ንዕንገለሉን ጸገምና ነሕልፈሉን እዩ ኢሉ ዝተቓወመ ካኣ ነሩ እዩ። ስለዚ ጥዕያትን ሕሙማትን ፈላሊኻ እዩ ክረአ ዘለዎ።
@Tobar757
@Tobar757 2 жыл бұрын
ደቂ ስውኣት ኣብ ሜዳ ዝተወለዱ ካብ ዞባ ማእከል ወጻኢ ኣብ ካልኦት ዞባታት ኣብ ጽቡቕ ትምህርትን ደረጃን ዝበጽሑ እስኪ ርኸብለይ
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 2 жыл бұрын
Denkoro nesa eya akmka senfe.
@Tobar757
@Tobar757 2 жыл бұрын
@@user-ml9jg7ot3e ባሃም ፊደላት ውን ብግቡእ ክትጽሕፍ ኣይካኣልካን ትግራዋይ ውዒጊን
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 2 жыл бұрын
@@Tobar757 enka teray eti zexhfkwo terdaka. Ember agame nabka yezezu.
@metkeltesfay7308
@metkeltesfay7308 2 жыл бұрын
@@Tobar757 keyqedematki habal belya eya ezas
@Tobar757
@Tobar757 2 жыл бұрын
@@metkeltesfay7308 ሓቂ መሪራትካ ወሓጣ። ርኸበለይ እስኪ
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ሰብ ቅያ ናትኩም ፍረ ምዃነይ ኩርዓት ይስምዓኒ። እዚ ሃብታም ታሪኽኩም ካኣ ኩሎም ደቅኹም መታን ክፈልጥዎ ኣብ ካሴት መሊእኩም ኣብ ኩለን ንኡሳን ዞባታት ክርአ ምእንቲ ዝካኣለኩም ጻዕሪ ኣካይዱ።
@biniamtesfay5235
@biniamtesfay5235 2 жыл бұрын
ኤርትራዊት ኣደ ጻማኣ ዘይተከፍለት ኣይ ብደቃ ኣይ ብሃገራ ሃገር ፈጢራ ሂወታ ከፊላ ግን ደቃ ከመሊሳ ሲእና ኣበይ ኣለው ደቅና መቃልስትና እንተጀሚሩ እታ ንደልያ ሃገርና ክንነብራ ኢና
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 2 жыл бұрын
Sey adedatey mukurat kurat haben hager aytdgeman ekin Eritrea nay Eritreawyan ya ::
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ወያነ ሰላማዊ ህዝቢ እንዳጨፍጨፉን፣ ህጻናትን ጥኑሳትን ብሓይሊ እንዳተጋሰሱን እንታይ እዮም ከምጽኡ ዝደልዩ ዘለዉ፧ ናበይ እዩ'ዚ ጉዕዞ ሰብ እንዳ ሓረድካ፡ እንታይ እዮም ከምጽኡ ጥኑሳት እንዳተጋሰስካ፡ ኣበይ እዩ ክብጻሕ ዘዝረኸብካዮ ሰብ እንዳቐተልካ። እንታይ እዩ ሕልምኹም፧ ናበይ እዩ ጉዕዘኹም፡ ኣጥፊእና ንጥፋእ ድዩ ኮይኑ ሕልምኹም፧ ወይስ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ክትውድእዎ እዩ ሓሳብኩም፧ ህዝቢ በዲልካ ንህጻናት ኣዋልድ ደፊርካ፡ ንዓብን ንእሽቶይን ህዝብን እንዳቀተልካ፡ ኣበይ እዩ ክብጻሕ ወያነ ተደናጊርካ ኣለኻ። ዓመጽን ቅትለት ሰብን ድዩ ኮይኑ ሕልምኻ፧ ካብ ኩሉ ምስ ቀበጽካስ እዚኣ ኮይና ጻኢርኻ፧ በዚ'ሞ ኣበይ ከትዕወት ግን ሰብ ትልክም ኣለኻ። ከዳዕ ወያነ ንህዝብኻ ካብ ጠለምካ፡ ክትቀትሎን ንኣዋልዱ ክትደፍረን ካብ ጀመርካ፡ ሕጂ ግን ህዝቢ ጽቡቕ ገይሩ ስለ ዝፈለጠካ፡ ነዊሕ ኣይጸንሕን እዩ ተወዲኡ እዩ ዕድሜኻ፡ ዝቕተል ምስ ቀተልካ ዝልከም ምስ ለከምካ፡ ግትጓሓፍ ኢኻ ኣብቲ ሎምስ እንታይ'ሞ ተሪፍካ፧ ቻው ክንብለካ ኢና ቀሪባ እያ ማዓልትኻ፡ ሽዑ ዓቢ ፈስታ ክግበር እዩ ኣብ ኣዲስኣበባ፡ ከምኡ ካኣ ኣብ ኤርትራ ኣስመራ፡ ኣምላኽ ካኣ መፈጸምትኡ የርእየና ኣ.ሜ.ን !!!!!
@hiwanadri7197
@hiwanadri7197 2 жыл бұрын
Mane hftine nay behaki xbok medab kbzen warsey ka enta tmxilne
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
እዚ ኣርቲስይ ሳሙኤል፡ ንወያነ ናይ ኣፈጣጥረኦምን ክሳብ ኣብ ስልጣን ን 20 ታት ዓመታት ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ስልጣን ኮፍ ዘበሎም መን ምዃኑ ዝገልጽ ዝበሎን፣ ከዳዕ ወያነ ግን ድሌቱን ሕቡእ ኣጀንድኡ ካልእ ስለ ዝነበረ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዝገበሮ በደል ይቕረ ዘይባሃሎ ገበን ስለ ዝኾነ፣ ነቶም ገለ ከዳዓት ኤርትራውያን ፎእ ኢልና ከም ቀዳናይ ጉዳይ ሃገር ብቐዳምነት ሰሪዕና፣ ኣንጻር'ዚ ከዳዕ ውያነን ሳዓብቱን ብትብዓትን ብቖራጽነትን ብሓድነትን ክንምክት ድልዋት ንኹን። ወያነ ካኣ ድሕሪ ገዛእቲ ኢትዮጵያ'ቲ ዝላዓለ ጸላኢ ንህዝቢ ኤርትራን ንመሬታን ስለ ዝኾነ።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ነዞም ኣብ ስእሊ ኣውጺእኩሞም ዘለኹም ካብ ክሊቶን ክሳብ ባይደን መራሕቲ ኣመሪካ ዝነበሩን ዘሎን ማለትኩም'ሲ ካብ ናጽነት ንዳሓር ኢኹም ርኢኹም። እቲ ካብ 40 ታት ዝጀመረ ገጂፍ ጥልመት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን፣ ክሳብ 1974 ንኹለን ሳዓብታ ኣኸቲላ ንሃይለስላሴ ብኹሉ ሸነኹ እንዳሓገዘት መስፈሪ ዘይርከቦ ዘውረደትልና በደል'ከ፧ ጅግና ህዝቢ ኤርትራ ግን ነዚኦምን ንድሌቶምን ኮላይ እዩ ስዒሩ። ሕጂ ካኣ እንደገና ኣመሪካን ሳዓብታን ናይ ወያነ ተላኣኣኽቲ ኮይኖም ገና ካብ ርእስና ምውራድ እዮም ኣብዮም ዘለዉ። ህዝቢ ኤርትራ ግን ሕጂ'ውን ከም ቀደሙ ከም ዘፍሽሎም ጥርጥር የልቦን። እቶም ከዳዓት ምሰኦም ኮይኖም ዘንቃላውጥ ዘሎ ካኣ ጽባሕ ከምቶም ዝሓለፉ ሰብ ጓሓፍ ታሪኽ ኣብ ናይ ታሪኽ ጓሓፉ ክጓሓፉ እዮም። እዚ ካኣ ህዝቢ ኤርትራ ዝተመኮረሉ ሓቀኛ ታሪኹ እዩ።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ናብ ኩሉኹም ተቓወምቲ ኮይንኩም ብዛዕባ ኤርትራ ትዛረቡ ዘለኹም፤ በዚ ኣብ ዓለም ዝረአ ዘሎ፡ ማለት ከም ኣብ ሶማል፡ ኣብ ዒራቕ፡ ኣብ ሶርያን ሊብያን ቅድሚኡ'ውን ኣብ ኣፍጋኒስታን ዝተጀመረን ዝተወለዐ ፍጹም ክጠፍእ ዘይክእል እሳተጎሞራን፣ እዚ ካኣ ካብ 40 ታት ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጌና ዝቕጽል ዘሎ ጸቕጥን እገዳታትን፣ ሕጂ ካኣ ኣብ ኢትዮጵያ'ውን ኢድ ናይዚ ኣትዩ ዘሎን፣ ነዚ ብምንታይን ምስ መንን ኮይንኩም ኢኹም ፖለቲካዊ ምፍትታን ተካይዱ ዘለኹም፧ እዚ ኣብዘን ዝጠቐስኩወን ሃገራት ወሩዱ ዘሎ ጸገም'ከ ብምንታይ ኢኹም ትርእይዎ ዘለኹም፧ ንወያነ'ኸ ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ኣረኣእያን ሕቡእ ኣጀንዳኣን'ከ ከመይ ኢኹም ትርእይዎ፧ ኣመሪካ ኣብ ዓለም ትገብሮ ዘላን፣ ኣብ ኤርትራ ዝገበረቶን ጌና ትቕጽሎ ዘላን'ከ ከመይ ኢኹም ትርእይዎን፧ እዚ ካብ 30 ዓመታት ንላዕሊ ዝጀመርኩሞ ተቓውሞታት ካኣ ቀስ እንዳበለስ ልዕሊ ቁጽሪ ህዝቢ ኤርትራን ናይ ገዛ-ገዛ ተቓወምትን ኢኹም ትኾኑ ዘለኹም፤ እዚ'ኸ ይራኣየኩም'ዶ ኣሎ፧ ሕጂ'ቲ ዘገርም ዝበልካዮ ካኣ ነቲ ሓሳዊ ኣማኒኤል ናይ ኣሰናን ናይ ሓሶት ተላኣኣኽን ቁጹር ወያነን ክትንእዶ ምዝራብካን እዩ። ስለዚ ንስኻትኩም'ውን ንሃገርን ንህዝብን ኤርትራ ብግቡእን ንረብሓኣን ትቃለሱ ዘይኮንኩምስ ንኤርትራን ህዝባን ከምዘን ሕማቕ ብጽሒት በጺሕወን ዘልዋ ሃገራት ከይበጽሓ ከይሓሰብኩም፡ ንፖለቲካዊ ስልጣን ጥራሕ ኢኹም ትሓስቡ ዘለኹም። እዚ ካኣ ከምቲ ስብሓት ነጋ ብ1997 ዓ.ም እዩ ዝመስለኒ፡ ወያነ ዘይትመርሓ ኢትዮጵያ ዋላ ፋሕ-ብትን ትበል ዝበሎ፣ ንስኻትኩም ካኣ፡ ኣነ ኣብ'ቲ ስልጣን እንተዘይ ሃልየስ ኤርትራ ዋላ ህልም ትበል ዝብል መርሓ ሒዝኩም ኢኹም ትጓዓዙ ዘለኹም። ሳላ ከምዚ ኢኹም ካኣ ኣብ ዓሰርተታት ጉጅለታት ክትከፋፈሉ ዝነበርኩምን ዘለኹምን። ብኸምዚ ካኣ ፍታሕ ከተምጽኡ ዘይኮንኩምስ ነዛ ሃገር ከፋፊልኩም ከምተን ሕማቕ ብጽሒት በጺሕወን ዘሎ ሃገራት ከተእትውዋ ኢኹም ትጓዓዙ ዘለኹም። ስለዚ ጌጋኹም ኣርሙ፡ ንነዊሕ ካኣ ጠምቱን።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ዘይቅየ መርገጺ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኩሉ ግዜ ንጹር እዩ መንገድና፡ ዋላ ሓዊ እንተተቓጸለ ኣብ ቅድሜና፡ ብትብዓት ንሓልፎ ዘዘሊልና፡ ንጸላእትና ካኣ ናብኡ ነእትዎም ሓሓኒቕና፡ ታሪኽና ንሱ እዩ ከምኡ ኢና ሓሊፍና፡ ምስ ኩሎም ዘራያት ብዕጥቂ ዝሳዓርና፡ ንሕና ኤርትራውያን'ኮ ኢና። መን ኣሎ ናዓና ዘይፈልጥ፧ ዘይንዳሃል ብብዝሒ ናይ ጸላኢ ሰራዊት፡ ወዲቕና ንትስእ፡ መመሊሽና ንሕይል፡ ኣትሪርና ንረግጽ ካብ መርገጽና ፍልከት ዘይንብል፡ ብቑጽሪ ውሑዳት ግን ብዝኾነ ዘይንዳሃል። እንተ ጸሊእና ጨካናት፡ እንተፈቲና ለዋሃት፡ ንውጹ ንሕግዝ ብኹሉ ክእለት፡ ንኸዳዓት ዝይንምሕር ነእትዎም ኣብ ደልሃመት፡ ንሕና ኤርትራውያን ኢና፡ ኣለና ከምኣ ኢልና፡ ክንነብር ኢና እንዳተወራረስና፡ ምእንቲ ህዝብን ሃገርን ነወፊ ሂወትና፡ ከምኣ ኢልና ነይርና፡ ከምኣ ኢልና ካኣ ክንነብር ኢና፡ ኣጆና ኣጆኹም ኩልና ሓደ ኢና፡ ኣይቅየርን እዩ ሓደ እዩ መርገጽና፡ ዓወትና ርግጽ እዩ ንሱ እዩ ትልምና። ዘይሓልፍ ሂወት የለን፡ ታሪኽ ግን ነባሪ እዩ'ሞ በቢ ዓቕምና ኣብ ዝሓለፈ ናይ ቃልስና ታሪኽና ቀጥ ንበል።
@user-ep4ok8qf8s
@user-ep4ok8qf8s 2 жыл бұрын
Entay emo tegaru yeatwkum alewi neana deqkum ab sedet derbkum
@weinighebrehiwot7718
@weinighebrehiwot7718 2 жыл бұрын
ተለፎን ኣልጋነሽ ዕንሹ ስ ይህልወኩም ዶ ይኸውን ማና please.
@kibromtsigeyohannes4008
@kibromtsigeyohannes4008 2 жыл бұрын
Naxnet nimimxa zitekfle meswati mengsti qurub shelel zibolo eyu zimesil miknyatu natina jeganu kelwina nay Russia jeganu kembeal Pushkin hawelti zitekil slezi atum geganu tegadeltina tarikum sendwo nanan nimexae weledotat wesani eyu
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ታምራት ነገራ፡ ጽሉል ኢኻ እምበር ኣብዛ እዋን እዚኣ ከመዛ ኢትዮጵያ ዘላታን ርጉም ጸላኢ ወያነ ተላዒልዋ ዘሎ እዋን ከምዚ ክትዛረብ ፍጹም ኣይግባእን እዩ ነይሩ ግን፡ ጽላለ እዩ ናብ ከምዚ ሃለውልው ዘእትወካ ዘሎ። ወይ ካኣ ከምቶም ካለኦት ከዳዓትን ቁጹራት ወያነን ኢኻ ማለት እዩ። ካብ ክልቲኡ ሓዲኡ ዘይኮነ ሰብ ካኣ ኣብዛ ከምዛ ኢትዮጵያ ዘላታ እዋን ከም ኢትዮጵያዊ ከምዚ ክትዛረብ ኣይግባኣካን እዩ ነይሩ። ኣብ ከምዚ ኩነታት ካኣ መንግስቲ'ውን ፍጹም ይጋገ እዩ ዘሎ፣ ምኽንያቱ ንኣዓኻን ንኸማኻ ዝኣመሰሉ ከጥፋኣኩም እንዳተገበኦ ሱቕ ኢሉ ይርእየኩም ስለ ዘሎ። ከም ተወሳኺ ካኣ እቶም ናዓኻን ዝኸማኻን ቃለ' መሐትት ዝገብርልኩም ዘለዉ'ውን ኣብ ክንዲ ዘዋስንኹምን ካብ ህዝቢ ዝግልልኹምን ከምዚ ጌሮም ቃለ'መሐትት ይገብርልኩም ስለ ዘለዉን።
@Ourvision971
@Ourvision971 2 жыл бұрын
እዋይ እዚ ገድሊ ናጽነት ዝሓለፈ መድረክ ብዙህ እዩ ገና ኣይተፈተሸን ኣይተነገረን ገና ብዙሕ ክንሰርሓሉ ይግባእ።
@gmanyem1057
@gmanyem1057 2 жыл бұрын
ታሪኽ ኤርትራዊ ሲ ብ ኤርትራዊ ዝተገብረ እምበር እዩ ዘብል እዩ፡ ሎሚ ዘሎ ኤርትራዊ ግን ጥምዙሕ ይበዝሖ ኣሎ።
@yayaydebnatey9252
@yayaydebnatey9252 2 жыл бұрын
Nisika eka timizuh
DO YOU HAVE FRIENDS LIKE THIS?
00:17
dednahype
Рет қаралды 115 МЛН
Cat Corn?! 🙀 #cat #cute #catlover
00:54
Stocat
Рет қаралды 15 МЛН
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 16 МЛН
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, July 20, 2024
39:47
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 10 М.
Ты же девочка 2 👧🏻🤣😋 #comedy
0:26
Fast Family LIFE
Рет қаралды 2,1 МЛН
Парень рассекретил измену своей жены😳
0:57
The FAST and FURIOUS Table Hack 😱
0:29
LosWagners ENG
Рет қаралды 15 МЛН
Alex hid in the closet #shorts
0:14
Mihdens
Рет қаралды 6 МЛН
القطة الشجاعة 😭😭🐱 #shorts
0:35
7amoda Gaming
Рет қаралды 28 МЛН