ልገርም በዓል ኣፋሲካ ምስ ባባዋይ ድሕሪ ዝኹሉ ኣዋርሕ ምፍልላይ🥰

  Рет қаралды 33,256

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

3 ай бұрын

#smile #ethiopia #tigray #ትግራይ #habesha #music #tigrignamusic #video #video #youtuber #vlog

Пікірлер: 522
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 3 ай бұрын
እንኳዕ ንብርሃነ ትንሳኤ በዓል ኣፋሲካ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣብ ዝዘለኹሞ ሰናይ ኣዉደኣመት ይኹነልኩም ብሩኻተይ ኣነለ ሻላ ፀሎትኹም ፅቡቕ ኣለኹ🙏🙏🙏
@ራየተይት
@ራየተይት 2 ай бұрын
ኣሜን(3)ሓቡሩ ሰሉ ሸገ ዓይነት
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤
@user-ek9eo4mc3z
@user-ek9eo4mc3z 3 ай бұрын
ብሱም ጅግና ላይክ ለማዓቲ ብስሞም❤❤❤❤
@mariyamey555
@mariyamey555 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤
@ሳሌም
@ሳሌም 3 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ጸጋይ ነክብረካ ኢና 🫶😘
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@mariyamey555
@mariyamey555 3 ай бұрын
​@@user-uy4ek2zj3sደሚረኪ ማዓረይ መልስለይ ስሳትና ንዳማመር❤❤
@wegenemekonen4839
@wegenemekonen4839 2 ай бұрын
Jegna abo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Yaredtube23
@Yaredtube23 3 ай бұрын
ንኹልኹም ኣመንቲ ክርስትና ርሑስ ብዓል ፋሽጋ ይግበረልኹም በዚ ኣጋጣሚ 1000 ኣምልኡኒ ደቂ ዓደይ ሓብርና ንዕበ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምረኒ ዝሓወይ❤❤❤❤
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 3 ай бұрын
ያረድ ትብሉ ላይክ ውቀጡ😍
@mariyamey555
@mariyamey555 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 3 ай бұрын
​@@mariyamey555ገይረልክይ ማዓረይ
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 3 ай бұрын
ናዓይለ ተማላልእኒ ዝያዳይ​@@gamilahgamilah3329
@terhasgebra2894
@terhasgebra2894 2 ай бұрын
❤❤❤❤️💛❤️
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 2 ай бұрын
@@gamilahgamilah3329 ናዓይ ለትምልልእ ኣብልኒ ዛምበተይ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 3 ай бұрын
ሓቂ ይሃብኩም ክቡር ኣቦና ደቅኻ ፈላሊኻ ኣይትሪኦን ኣነ ተሞክሮ ስለ ለለኒ ኣምላኽ ይመስገን ክልተ ቖልዑ ኣብ ግዜ ቑልዕነተይ ሂቡኒ ፈቲነዮ እየ ውላድ እቲ ልዓበየ ፀጋ ናይዛ ዓለም ውላድ ዩ ልብና ኽኣ ብማዕረ ዩ ዝፈትዮም ሞ ውላድ ዘይወለድኩም ወሊድኩም ርኣዩ ስዓሙ ውላድ ዘለና ለ ኣምላኽ ኻብ ስደትና ኣብቂዑ ደቅና እናሓቑፈሉሉ ግዜ ይሃበና ብሓቂ ደቀይ ምዓረይ ናፊቐኩም ንብዓት ቁፅርፅር ናበለኒ የ ልፅሕፋለኹ ኦ ኣምላኸይ ምስ ደቀይ ሓዋውሰኒ ❤😢❤ ሰላም ንኹሉ ወድሰብ ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና ደቅዓደይ ምዓረይ ፍትውትው የ ዘብለኩም❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 3 ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3s ደሚረኪ የ ቕድሚ ሐዚ መቐረት ንስኺ ውን ደምርኒ ኢኺ ዋ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
@@AbushEtanbetL-veme ደምረኺ ማዓረይ😍🥰
@user-fw6bz8sq3v
@user-fw6bz8sq3v 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 3 ай бұрын
@@user-fw6bz8sq3v ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ
@user-oc4xb5wv2o
@user-oc4xb5wv2o 3 ай бұрын
እንኳዕ ሓብሩ ብሰላም አብፀሐና አባባ አሜን፫ ያሬድ ትቡሉ ላይክ👍
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 2 ай бұрын
ጅግና ተጋዳለይ ክብር ናዓኩም ይኩን👏♥️♥️♥️👑💊💊💊💊👍👍👊👊👊✊✊✊✊
@user-sl3cw1wy1s
@user-sl3cw1wy1s 3 ай бұрын
ጅጋኑ ተጋዳለይ ክብር ናዓክም ይክን🙏ርሑስ ሰናይ ፋስካ ይግበረና❤❤❤
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 3 ай бұрын
ባባዋይ እንካዕ ተረፍካ ❤ እንካዕ አብፀሐኩም
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ከምዚ ንዓመታ ንኣኺ የማስለና ሰሉየ ጅግና ኣያና ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ❤❤🤲
@shewithagos798
@shewithagos798 3 ай бұрын
ያሪድ ለቡኡ ይመስል እንካዓ ኣበጸሐኩም ካዓ 🎉🎉🎉🎉
@mariyamey555
@mariyamey555 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሸዊተይ❤❤
@user-vg6lo8nn2y
@user-vg6lo8nn2y 3 ай бұрын
ያዴድ ለቡኡ ይመስል❤❤❤🎉🎉🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-mh1rl3ho5y
@user-mh1rl3ho5y 3 ай бұрын
ያሬድ ንፋዘር ይመስል ኣፎም ከዓ ልማዘሩ እዩ ዝመስል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅቡቃት ስድራ❤
@user-tb5jb8vn1d
@user-tb5jb8vn1d 3 ай бұрын
ጅግናና ተጋዳላይ ፀጋይ እንካዕ ራኣኩኩም ዕድመ ይሃብኩም ምስ ደቅኩም ደስ ኢሉኑ በሓቂ ❤❤❤ሰሉዋ ላበይ ከይዶም ይብል ነይረ❤❤❤
@mariyamey555
@mariyamey555 3 ай бұрын
ሳብክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤❤
@brandbinientertainment4558
@brandbinientertainment4558 3 ай бұрын
ኩለኩም ኣመንቲ ክርስትና እንኳዕ ኣብፀሓኩም 🙏
@mariyamey555
@mariyamey555 3 ай бұрын
አሜን ደሚረካ መልሰለይ❤❤❤
@TsegaGhiwet-qv8fz
@TsegaGhiwet-qv8fz 3 ай бұрын
ኣሜን ❤❤❤❤
@brandbinientertainment4558
@brandbinientertainment4558 3 ай бұрын
@@mariyamey555meliselki marey❤
@brandbinientertainment4558
@brandbinientertainment4558 3 ай бұрын
@@TsegaGhiwet-qv8fz ❤🙏
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 3 ай бұрын
እንቋዕ ኣብፅሐኩም ቡሩካተይ ደስ ክትብሉ እድ ምን ጥዕናን ይሃብኩም ንባባ ለ መሊኡ ምሕረት የውርደሎም ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም ክብሪ ንጀጋኑ ተጋደልቲ ኣያታትና እና የሕዋትና ብስለኦም እዩ እዚ ሰላም ተረኪቡ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሳሌም
@ሳሌም 3 ай бұрын
My goodness ክትሽኩሩ ኣቦኺ ኹሉ ጊዜ ሕዝክዮ ምጺ ኢኺ ❤️🥰🥰🥰🥰
@genet1261
@genet1261 3 ай бұрын
ያሬድ ነቡኡ ይመስል ሰሉና ኣፎም ንማዓዚ ይመስሉ❤❤❤❤❤❤❤
@user-gr4mu7df2p
@user-gr4mu7df2p 3 ай бұрын
ኣይ ኣይተቅንኡና እስቲ❤❤❤❤
@user-dq5kv7bz2q
@user-dq5kv7bz2q 3 ай бұрын
ያሬድ ነብኡ ይመስል ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@mmn7636
@mmn7636 3 ай бұрын
ኣሰይ ደሰ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪይ🙏 ❤❤❤
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d 3 ай бұрын
ዊይ ሓሚቁ ፀጋይ ዋ ምሉእ ምሕረት የውርደሉ❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@lidyatadele5345
@lidyatadele5345 3 ай бұрын
እንኳዓ ኣብፀሐኩም ሰሉየይ❤❤❤
@Kudu118
@Kudu118 3 ай бұрын
Amlak edmen tienan yehabkum ❤❤❤ eritrawit haftkum
@ssll7812
@ssll7812 3 ай бұрын
ቡሩካት ሰድራ ፍቅርኩም ይብዛሕ ያሬድ ነብኡ ይመስል ቅምጥ ኢሉ ኣፊ ና ሰላም ልማዘርኩም ትመስሉ ሩሑስ ባዓል
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h 3 ай бұрын
አሜን ፫ እንካዕ አሕቢሩ አብፀሐና ፍትዋተይ🙏💕
@user-go9nr9qn1r
@user-go9nr9qn1r 3 ай бұрын
እሰይ ክንደይ ደስ ትብሉ እኳዕ ኣብፀሐኩም ግን ክሓተኪ ባዓል ገዛኺ ናበይ ኸይዱ ቡዙሕ ገይሩ ምሳኹም ካብዘመፀና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@user-ws7pk2sz2y
@user-ws7pk2sz2y 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ክትብሉ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብ ሰደት ዘለና ንዓኩም የምስለና❤
@helinasiyum4062
@helinasiyum4062 2 ай бұрын
ደስ ክትብሉ ምስ ጅግና አቦኩም 😍😍😍😍ደቂ ውቅሮ ዓደይ❤❤❤❤❤
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰አሜን ሰልዋይ አሕቢሩ ማዓረይ
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q 3 ай бұрын
ኣሰይይ ደሰ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪይ❤❤❤🙏🙏🙏🥰
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t 3 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ክንደይ ደስስስ ትብሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሙቁራተይ🙏❤❤❤❤❤
@user-kx8of7cd7n
@user-kx8of7cd7n 3 ай бұрын
ያረድ ላበኡ ይመስል❤❤❤
@user-pi7hj2ov5n
@user-pi7hj2ov5n 3 ай бұрын
ኣቦና ተጋዳላይ ነኽብረክም❤❤❤
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 3 ай бұрын
ክቡር አቦና ተጋዳላይ ፀጋይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን የሰሃብኩም ምሰ ደቅኹም እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም ያሬድ ልብኡ ይመሰል ❤❤❤❤
@hsgdggzhdgdg7830
@hsgdggzhdgdg7830 3 ай бұрын
ኣሰይ ቡሩኻተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃበኩም ፈጣሪ ግን ካብ ካልእ ዝዎሎዶም ይሑዋትኪ ኣለዉኺ ድየም ሰላመይ❤
@hgf6568
@hgf6568 3 ай бұрын
ያረድ ንባባ ሰሉ ንማአዛ አፈም ገና ንሰላም ❤️❤️❤️❤️
@UmArsulove
@UmArsulove 3 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ቡሉፃት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 😘😘😘😘😘😘
@arsemasis5738
@arsemasis5738 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e 3 ай бұрын
ኣሰይ ዙጫሕማይ ወዲ ሳሓቁ ክምስጥ ኣረ ሰሉየይ ሓደ ማዓልቲ መደብ ገይርኪ ኣምፅእልና 😂😂😂😂❤❤❤
@InnocentBakedBread-bo6lw
@InnocentBakedBread-bo6lw 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️🙏🌹🙏❤️🌹👏👏👍👍
@aedf4837
@aedf4837 3 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፅሐኩም ፊሽኽታ ዝዓሶሎ ስድራ❤❤❤
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 3 ай бұрын
Waww enko des belkum❤❤
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩለኩም ዓድካ ጥዑም❤❤❤ ዝቡና ብጨው ዘስተክዮ ዘኪረዮ😂
@rahelhagos7425
@rahelhagos7425 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ባባየ እውን እንኳዕ ብሰላም መፃካልና❤❤❤❤
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk 2 ай бұрын
ያሬድ ነቡኡ ይመስል እና ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 3 ай бұрын
ዋውውው እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምም❤❤❤❤❤❤
@user-ih6ih4tg4e
@user-ih6ih4tg4e 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ጅግና ኣቦ
@nfffdt931
@nfffdt931 3 ай бұрын
ጅግና አያና እንካዕ ኣብፅሐካ ❤❤❤
@ssseeeae7287
@ssseeeae7287 3 ай бұрын
ጅግና ኣቦና❤❤
@yyghhu9146
@yyghhu9146 3 ай бұрын
ሰሉ ልኣባኪ ትምሰሊ🥀🌿🥰🥰🥰
@user-nw1jw1wt6j
@user-nw1jw1wt6j 3 ай бұрын
ኣፈወርቂ ነበኡ ያርየድ ንዓባይኩም ሰሉ ንማዓዛ 🥰🥰🥰🥰🥰🌿🌿
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 3 ай бұрын
ሰላመይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ግን ዝያዳ እስኽ እኽ ዕደለኛ ኣፈወርቅ ሓዉክን ኣቦዋኽን ካብዝ ኹሉ ሞትን ሞቁሰልትን ካብ ኩናት ብሰላም ኣትዮምልኽ ስለዝ ወላድኻ ብህወት እናሃለየ ፊቕርኻ ፊትየትኻ ክትገልፀሎም ፁቡቑዩ ሰላመይ ኣሕና ዉን ብጣዕም ንፈትዎምን ነኽብሮምን እና ኣቦዋኽ ኹቡር ተጋዳላይ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@mulurom3315
@mulurom3315 3 ай бұрын
ኣሰይይይ ደሰ ክትብል ሰሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ 🙏❤❤❤❤❤
@tgitsge7636
@tgitsge7636 3 ай бұрын
❤❤❤🎉 አንካዕ አብፃሓና ሰሉየ
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 3 ай бұрын
ኣፈወርቂ ለቡኡ ሰላም ኣዴኣ ያሪድ እነ እምቤቱ😁
@user-sc2di1uv7s
@user-sc2di1uv7s 3 ай бұрын
ኣሰይይይ ታዓዲልኺ ሰሉዋይ ❤❤❤ እንኳዕ ብስላም ተራክብኹም ሰሉዋይ❤❤❤ ኣቦዋይ ትዝህልወለይ ህዝስ😢😢 ኣቦዋይ ናፍቆተይ ዓለም ግን😢😢😢😢😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 ай бұрын
ጀግና ኣጃዋኪ ዕደመን ጥዕናን የሃቦም❤❤❤
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤እንቃዕ ኣብጻሓኩሙ
@alemdesta454
@alemdesta454 3 ай бұрын
ውቅሮና😢🤗ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም😘💙
@efsf9587
@efsf9587 3 ай бұрын
ያሬድ ኣብኡ ይመሰል እሰኪ ኣዴኪ ትመሰሊ ኣፍወርቂለ ናይ ኣቡኡ ምሰሊ ብልእሸቶይ ኣለዎ
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 3 ай бұрын
Enikae ABITSIHANA deki adeyi ❤❤❤❤
@AaAs-ns7sx
@AaAs-ns7sx 3 ай бұрын
ኣኮዉተይ ዳቂ ኣኮዋይ S,A,Y ሃፍቱሸይ H
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 3 ай бұрын
ያሬድ ነቡኡ ይመስል ኣካይድኡ ውን ተይተረፈ❤❤❤🎉
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q 3 ай бұрын
ፍቅራተይ ደሰ ክትብሉ ኣበዋኒ ጀግና ብሰለኩም ሰላም ረክብና ኩሉ ገልፅኩምዎ ወልድካ ኣይፍለን ያረድ ንኣብኡ ይመሰል
@user-gq2hs8ev4q
@user-gq2hs8ev4q 3 ай бұрын
ኣሰይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ሸኮሪናታታታታ 🥰🥰🥰😘😘😘🥰🥰🥰💋💋🥰🥰🥰😘😘😘
@eeee4739
@eeee4739 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እንካዕ አብፀሐኩም ጅግና አቦና እንኳዕ ተረፍኩም❤❤❤❤❤
@amlesetshkor4490
@amlesetshkor4490 3 ай бұрын
ኣፍ ወርቂ ንቡኡ ይመስል ❤🎉
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 3 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ስላመይ❤🎉 ያሬድ ንፋዘር ይመስል ስላመይ ንማዘር ትመስሊ😅❤❤ዕድመን ጥእናን ይሃብካ ባባና ኣሜን❤
@user-in4hz6ew8oSelam
@user-in4hz6ew8oSelam 3 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣሕዋት👏👏👏♥️🥰😍😘🥀
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
እንኳዕ አብፀሐኩም ተጋሩዋይ ደምሩ ወይ🥰🥰🥰
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d 3 ай бұрын
እዙይ ዳኣ ፍሉጥ ያሩ ❤❤❤❤❤❤
@user-lt5rm4vj2s
@user-lt5rm4vj2s 3 ай бұрын
እካዕ ኣብፅሐኩም ፅሩያት ስድራ🙏🥰🥰🥰
@genetsereke-cm3pr
@genetsereke-cm3pr 3 ай бұрын
Ruhus tnsae yigberelkum Selamn Afwerkn ni Meaza iyom zmeslu Yared dma nebu iyu zmesl
@Hffs-zu1wj
@Hffs-zu1wj 3 ай бұрын
ብእውነት ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ ስድራ ቀፅልሉ
@sabiyasook782
@sabiyasook782 3 ай бұрын
ተዓዲልኩም ብሩኽ በዓል
@Selam-tu4tj
@Selam-tu4tj 2 ай бұрын
ደስ ዝብል አቦ😊
@aaggss8829
@aaggss8829 3 ай бұрын
ደስ ትብሉ ስድራ🎉
@Guhih-hi4up
@Guhih-hi4up 3 ай бұрын
ይሬድ ንአቡኡ ይመስል ፍጣሪ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ሙቁራተይ
@TigirayHaylu
@TigirayHaylu 3 ай бұрын
ፈጣሪ ሙሉእ ዕድመ ይሃብኩም
@lemlem1974
@lemlem1974 3 ай бұрын
ደስ ትብሉሁ ንሕበን ጀግና ኣቦሆ እዩ
@Ykgxu
@Ykgxu 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ደስ ትብሉ ሰሉ ፍሽክትኣ ንመዓዛ ትመስሊ ኣፈወርቂ ንፋዝሩ ይመስል ያሬድ ውን ንፋዝሩ ይመስል ሶ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣሕዋተይ መዓረይ🙏❤💛የዒስስስ ጅግና TDF ስብኣይ ግን ወሊዱ እዩ ዝወለደስ ይታሓጎስ ድኣ❤💛❤💛
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 3 ай бұрын
ፅብቃት ኣሰይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@GgG-zr5db
@GgG-zr5db 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ♥️🥰
@user-jv2by6fx2t
@user-jv2by6fx2t 3 ай бұрын
እኳዕ ኣብፀሐኩም ንበዓል ትሳኤ ንመላእ ክርስትያን❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሰሉዋይ ደስ ክብሉካ ምሽ❤❤❤😊😊😊😊😊🎉🎉🎉🎉
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 3 ай бұрын
አሜን አሕቢሩ ክብር ጅግና ወላዲና ወትራ አምፅእዩም❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-vv3qd3qc9y
@user-vv3qd3qc9y 3 ай бұрын
መጀመርያ ኮመንት እንኳዕ አብፀሐኩም ሰላመይ ቆንጆ
@amubrhanu
@amubrhanu 3 ай бұрын
Yared nebu ymesel 😘😘❤️🌹
@AAAAAA-ve2rs
@AAAAAA-ve2rs 3 ай бұрын
nski nmeaza yared nabeo afworki nkliteom ❤❤❤❤
@user-nd9ws5nv5i
@user-nd9ws5nv5i 3 ай бұрын
ያረድ ነቡኡ ይመሰል
@titimila6283
@titimila6283 3 ай бұрын
ያሬድ ነቡኡ ይመስል❤❤❤❤
@samirha5358
@samirha5358 3 ай бұрын
ባባዋይ እኻዕ ብሰላም ንብዝይ ክብር ብዓል እብፀሓክም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይይ
@user-ju4bk9jr9q
@user-ju4bk9jr9q 3 ай бұрын
ያረድ ኣዩ ነቡኡ ይመስል❤
@mariyamey555
@mariyamey555 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g 3 ай бұрын
ፅቡቃት❤🎉
@user-sv6ci9sr8l
@user-sv6ci9sr8l 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሕቢሩ እና ሃሰስ ኢልካ ዝፍለጥ ኡ ምስሊ ያሬድ ❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@user-ov3eo9ku9p
@user-ov3eo9ku9p 3 ай бұрын
እንኳዕ ኣብጸሐኩም ሰሉዋይ 💚
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-lw2gy3or7v
@user-lw2gy3or7v 3 ай бұрын
ያረድ😘
@tahesgabra2015
@tahesgabra2015 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤ 💛💛💛
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 3 ай бұрын
ጀግና ናይ ኩልና ወላዲ❤
ОБЯЗАТЕЛЬНО СОВЕРШАЙТЕ ДОБРО!❤❤❤
00:45
Agu 7/2024 ህዝቢ ገዛ ኣይኣተወን ቢኒ ብ ሰላም ኣትዩ ሓደስቲ ሓቤረታ
12:31