No video

ሉል ቴድሮስ | New Eritrean Interview With Lul Tedros 2023 | SELEDA

  Рет қаралды 452,210

SELEDA ENTERTAINMENT

SELEDA ENTERTAINMENT

Күн бұрын

#interview #lul #tedros #eritreanmusic
Eritrean Interview 2023 With Artist Lul Tedros [ Luwam Tedros ]
💚 Like ✔️❤️ Share ✔️ 💛 Subscribe ✔️💜 Comment ✔️
Subscribe here:
/ seledaentertainment
Any unauthorized use or distribution or re-uploading of this video without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
℗©2023 SELEDA ENTERTAINMENT. All rights reserved.
**************************************************************
FOLLOW US ON:
Instagram | Seleda_Entertainment
Facebook | Seleda Entertainment
#Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #eritreanshow #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio #New #eritrean #music #ethiopianmusic #ethiopian #music
#eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecordsinc #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #tedyafroarmash #engagement

Пікірлер: 3 000
@tesfaaloni5098
@tesfaaloni5098 Жыл бұрын
ገጽ ንፈትዋ ተዋሳኢት ሃገርና ብምቕራብካ የቐንየልና ፡ሉል ተድሮስ ከምዚ ዓይነት ኮንፊደንስ ብምህላውኪ ከይ ኣድነቕኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን በርትዒ ቀጽልዮ ❤❤❤❤❤❤
@wintana5212
@wintana5212 Жыл бұрын
😊😊😊😊😊😊😅😅😊😅😅😅😅😊😅😅😅😊😊😊😊😊😊😊😅😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@semaiabraham4972
@semaiabraham4972 Жыл бұрын
😂❤
@khdg9783
@khdg9783 Жыл бұрын
ሉለይ ኣሕናዉን ንፎትወክ እና ፁቡቁትን ልባምን እኽ መግለፅ ቃላት የብለይን ሓፍትኽ ካብ ትግራይ❤❤❤
@user-jr8qh2og6y
@user-jr8qh2og6y Жыл бұрын
ሉለይ ምቅርት ❤️
@ta-sy6up
@ta-sy6up Жыл бұрын
ብሐቂ ለባም ሰላም ንኩሉ❤🎉❤🎉
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p Жыл бұрын
ተጋሩዋን ናተይ❤❤❤❤❤❤ ከመይ ድኹም ኣሐግሱኹምን ፅቡቅ ንዝገበረልኻ ኣብ ጥፍኣትኻ ንዘይወዓለ ክብር ምሃብ ኑቡር እዩ ሉለይ ከዓ ዘኽብረክ ስነ ጥበባዊት እኽ ኣብ ስራሕኽ ኣሳልጦ አብ ህይወትክ ቅሳነትን ሰላምን ይምነየልክ መቀረተይ ሓፍትኽ ካብ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@michealtewelde
@michealtewelde Жыл бұрын
ዋው ከምዚ ዓይነት ብሱል ዝኾነ መልስታት ርእሰ ታኣምንነት ዘልዋ ኤርትራዊት ኣይሰማዕኩን። ደስ ኢሉኒ ዝሰማዕክዋ ጓል ።
@user-wd4no3jh9q
@user-wd4no3jh9q Жыл бұрын
ተጋሩ ጥዑማት ንዘኽብረና ነኽብሮ ደስ ኢሉኒ ኮሜንት 🥰🥰
@adhanetadhanet693
@adhanetadhanet693 Жыл бұрын
ሉለይ ፃዕዳ ልባ ኩሉ ከማኪ ተዝኮን ደላይት ሰላም ፈጣሪ ሰላም የዉርደልና ንኩሉ ወዲ ሰብ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ ሉለይ ፅብቅቲ 💘💙
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 Жыл бұрын
Bhaqi mearey kab selamn fqrn z'tem yelen Emebetachn ms weda fqrn selamn yewrdelna zehaftey 🙏❤
@user-xn3ym7uh2s
@user-xn3ym7uh2s Жыл бұрын
ሰነ ጥበበዊ ማለት ከምዚ እዩ ንሕማቅ ዘይምድጋፍ ንፅቡቅ ምቅባል ኣድናቂትኪ እየ ካብ ትግራይ❤❤
@grumeyokubagebriel8069
@grumeyokubagebriel8069 Жыл бұрын
ስነ ጥበባዊ ጥራይ ዘይኮነ ኩልና ደቂ ሰባት ኣንጻር ኩሉ ሕማቅ ነገራት ተቃወምንቲ ክንከውን ኣለና ብፍላይ ኩናት
@user-xn3ym7uh2s
@user-xn3ym7uh2s Жыл бұрын
@@grumeyokubagebriel8069 ትክክል ኣለካ ወዲ ሰብ ዘበለ ኣንፃር ሕማቅ ደው ክብል ኣለዎ ብዝያዳ ከዓ ኣርቲስት ንህዝቢ ሞራል ስለ ዝኮነ እየ ከምኡ ክብል ኪኢለ ሰለ ዘይተፀበኩዋ እውን ደስ ኢሉኒ ኩሉ ነገራ ሥርዓት ኣለዎ😍
@user-ts6pv2jv5o
@user-ts6pv2jv5o Жыл бұрын
እሞ ደይ ንስኹም ኢኹም ኢሮፕ ካብ ኤርትራ ትዓቢ ኢልኩም ናይ 2018 ሰላምን ምርድዳእን ዘይደገፍክሞ፡ ሕጂ ምስ ተኾርመጅክን ንስኽን ጻድቃናት፡ እቲ ኣንጻርኩም ዘሎ ወገን ክኣ ሓጣጠኛ፡ ብዝኾነ ንሰላም ዘይድግፍ ሰይጣን ጥራይ ኢዩ፡ ስለዚ ንሰላም ዘይደሊ ነብሱ ይሕኸኽ።😂😂😂
@Wedi_Shabiya
@Wedi_Shabiya Жыл бұрын
ንስኻ ኢትዮጵያዊ 🇪🇹 ኢኻ ነዚ ቓለ-መጠይቕ እዚ ንፖለቲካዊ መደብካ ኽትጥቀመሉ ኣይትፈትን። ናብ ፓርቲ ኽትከይድን ክትሰክርን ከለኻ ሓደ ሚልዮን ኣእዱግ ምሉእ ብምሉእ እተደምሰሳሉ ቐንዲ ምኽንያት ንስኻትኩም ኢኹም።
@KdstiAtsbeha-nf5dr
@KdstiAtsbeha-nf5dr Жыл бұрын
Be haqi ❤
@selam9178
@selam9178 Жыл бұрын
ብምክንያት ኢና ንፈትወኪ ተጋሩ ሉለይ ምቅርቲ ፍጥረት ኣብ ስራሕኪ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትኪ ድማ ሰላምን ቅሳነትን ንምነየልኪ❤💛
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b Жыл бұрын
ግደፉ ተጋሩዋይ ኣድናቆት ኣይትብዝሑ ምክንያቱ ካብ ገለ ገለ ስለዝርከብ ሶ ጥንቅቅ
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 Жыл бұрын
ሉለይ ንፅህቲ ፍጥረት ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ💋💋💋💋💋💋
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z Жыл бұрын
ኩሉ ነገርኪ ሽኮር ዝኮንኪ ፍጥረት ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኪ ቅሳነት ይምነይኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ❤❤
@eriayramey5205
@eriayramey5205 Жыл бұрын
😂😂😂😂kidi sahashe ageme wehedi😅
@user-cj4kb2ss7i
@user-cj4kb2ss7i Жыл бұрын
​@@eriayramey5205እዋ ዓቱም ሕግደፍ ዘይ ፀርፊ ካልእ አይተፈልጡን ዲኩም ዘለዓለምኩም ዋይ ድንቁርና ወላ ውጪ ወፂኩም ዘይትቅየሩ ኣብዚ እንታይ ዘፅርፍ ኣለዎ ሀዚ
@filmonmokonen341
@filmonmokonen341 Жыл бұрын
​qomal tigraway
@ghgh2357
@ghgh2357 Жыл бұрын
አሰይይ ተጋሩዋይ ሓላላት ኣኩሩዒኩምኒ ዝበዘሐ ተካታላይ ኣደናቅቲ ናይ ሉል ሸኮሪና ምካኑኩም ተጋሩ ከምዚ እና ንዝክብረና ዕፅፊ እና ንምልስ አነሕና እዉን ብጣዓሚ እና ንፍትወኪ ንክብረኪ ፅብቅ ናይ ሰራሓ ንምነየለኪ ዕዱመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ናይ ብሓቂ ሰነጥበባዊት እኪ ሉልየይ ምቅረት ናይ ሰብ ፅብቅ ተመኒካ ሃገርካ ቀይረካ ማለት አይኮነን እዚ ጉዳይ ሕልና እዩ
@yohannesgebretinsae9712
@yohannesgebretinsae9712 Жыл бұрын
I have never seen an eritrean actress who express herself with much confidence as you. I even loveand respect you more when I watched the interview luli shikor keep shinning ❤🙏
@Ffrita2068
@Ffrita2068 Жыл бұрын
What ur talking about, sehayteu, afroshaft yeseracheu, Helen melse, milan haylu........
@user-sk8um3yc5f
@user-sk8um3yc5f Жыл бұрын
ባሓቂ ሰብአውነት ልስመዖ ሰብ ከም ሰብ ካሓሰብ ከሎ እዩ እሞ ሰብ ሰብ እዩ ዝብል አተሓሳስባ ሰለ ዘለኪ ታዓዲልኪ ፀግኡ የብዘሐልኪ ማዓረይ❤
@user-yl4rf1dt2h
@user-yl4rf1dt2h Жыл бұрын
Please part 2 ግበርልና ትብሉ like 👍 ሃቡኒ፡ ካብዛ ጎል ብዙሕ ክንመሃር ንክእል ኢና። ሕብእቲ ሕዛእቲ እያ፡
@temesgenamlak3339
@temesgenamlak3339 Жыл бұрын
👍👍
@Yotkk
@Yotkk Жыл бұрын
ብዙሕ ሓሶታት ወይ ጌጋትታ ክንሰምዕ ዶ
@user-yl4rf1dt2h
@user-yl4rf1dt2h Жыл бұрын
@@Yotkk ካብቶም ን ሓቂ ብሓሶት ዝግምጥልዎ ዲካ?
@Yotkk
@Yotkk Жыл бұрын
ነቶም ኣብ ኣዲስ ዝነብሩ ስደተኛታት ደይ ብገንዘብና ኢና ንነብር እዮም ዝብሉ ኢላ ኳ እያ ግዳይ ትገብሮም ዘላ እንተተረዲእካ ፣ ኣነ ግነ ከምኦም ኣይኮንኩን ኢላ ወላ ዝብሉ እንተለው ኣይብሃልን ብዛዕባ ነብሳ ዘይትዛረብ ሓደ ካብቲ ብዙሕ ዝበለቶ
@user-yl4rf1dt2h
@user-yl4rf1dt2h Жыл бұрын
@@Yotkk ሓወይ ናተይ? ዘይተጻሕፈ ኣይተንብብ ጽቡቕ ኣይኮንን ነዓካ።
@user-nz8bx9ui2n
@user-nz8bx9ui2n Жыл бұрын
ሉለይ ሽኮር ከየድነቅኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን ብጣዕሚ ዝፈትየኪ ሓፍትኺ ካብ ትግራይ ኣብ ሂወትኪ ጥዒና ኣብ ስራሕኺ ኣሳልጦ ይምነየልኪ 👸❤️❤️❤️
@aotali8812
@aotali8812 Жыл бұрын
ተጋሩ ፈቃራት ብሓቂ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉መን ከማኹም ገሪሙኒ ፍቕርኹም 😊
@rakiyoutub2221
@rakiyoutub2221 Жыл бұрын
ሉለይ ለባም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኺ❤❤❤❤❤ ሓፍትኺ ኻብ ትግራይ
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 Жыл бұрын
❤❤❤ መጀመርታ ጥበብ ፍርሃት እግዚኣቢሄር ኢዩ ምባልኪ ፍቅሪ ንኩሉ ትምነዪ ምካንኪ የረድእ ኣብ ትከድዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ጽቡቅ ዕድል ጋል ኤሪ ❤❤❤
@user-qb8eh4bg1e
@user-qb8eh4bg1e Жыл бұрын
ልሉይ መቀረት ዝፈትወኪ ለባም መስተወዐሊት ኢኪ ካብ ትግራይ እየ ዘኽብረኪ❤❤❤
@Hiwetshow
@Hiwetshow Жыл бұрын
ናይዛ ቆልዓ ዓርሰ እምነት ዝገርም እዩ። ዘለዋ ልቦና ዋውውውውውው❤❤❤thank u ሉለይይይይይይ ንሕና ተጋሩ ካብ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ፈሊና ኣይንሪኤክን ኣዚኪ ኢኪ ብልፅቲ ሄዋን
@ThtnaTv
@ThtnaTv Жыл бұрын
ተጋሩ ኣሕዋትና፡ ከምዚኣ ዓይነት ሰብ ሰብ ዝሽትታ ኤርትራውያን ከም ዘለዋ ድማ፡ ኣስተውዕሉ። ሉሊ ሓፍተይ፡ ንስኺ ሰብ ኢኺ በቃ፡ ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራውነት። ካብ ጽልእን ብድዐን ነጻን ጽሩይን ሕልናኺ፡ ከምቲ ተመን ን ሄዋን ዘስሓታ፡ ካብታ ክፍእቲ ፍረ ናይ ጽልእን ብድዐን ከይትበልዒ። ኣምላኽ፡ምሳኺ ኢዩ ክትደምቅን ክትዓቢን ምዃንኪ ፍሉጥ ኢዩ። In 4 days 315k Viewers. You Deserve. ኣምላኽ ሰላም ምሳና ኢዩ። ሰላምን ፍቕርን ክስዕራ ኢየን። God bless you Luli.
@yogo5140
@yogo5140 Жыл бұрын
Luli is very brilliant woman እያ......ኣብ ዝልዓለ ደረጃ በጺሕኪ ክሪአደኪ እየ ዝደሊ
@abrehaletesfay9007
@abrehaletesfay9007 Жыл бұрын
Wswwww❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hermonfitwi6276
@hermonfitwi6276 Жыл бұрын
Luli is my favourite actor she is smart girl i love you ❤❤
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 Жыл бұрын
ለ ከማን ዝለዓለ ደረጃ በፂሐክሪአ ይምነ ፍቅሪ ዝኮነት ዶና😘😘😘😘😘
@sahiyvms3191
@sahiyvms3191 Жыл бұрын
ለሉ ፅብቅቲ ኣድናቂትኪ እየ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ ብጣዕሚ እየ ካኣ ዝፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🥀❤🥰
@user-tc9zk2ih5t
@user-tc9zk2ih5t Жыл бұрын
ሉል ፃዕዳ ልባ ብምክንያት እየ ዝፈትወኪ 😍😍 ሓፍትኪ ካብ ትግራይ ክብረት ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤
@brhanehaile4339
@brhanehaile4339 Жыл бұрын
ሉሊ ጅግና ❤❤❤❤ ንግስቲ ሓቃኛ ስነጥበባዊት ካብዞም ኣብ ኢቶጵያ ዘለው ምስሉያት ፈራሓት ትብዓት ዘየብሎም ተባዕ ኢኪ ቀጽልዮ❤❤❤❤❤
@merigaltigray8904
@merigaltigray8904 Жыл бұрын
ዋውውው ሉሉ ሽኮር ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ ኣብ ስራሓኪ ኣሳልጦ ይምንየልኪ ❤❤❤ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ
@shewit15
@shewit15 Жыл бұрын
ሉልዬ ትግራወት እየ ብጣኣሚ እየ ዝፈትዎኪ ፍቅሪ እዩ ዝዎፅ ካብ ኣፍኺ አምላክ ንኩሉ ከማኪ ይግቦሮ 😢😢🛐👏ሳላም ቅሳነት ናዓኺ ይምነየልኺ
@kdks4342
@kdks4342 Жыл бұрын
ልል ሺኮር ብጣሚ የ ዝፍትወኪ❤❤❤❤❤❤
@amanuelh210
@amanuelh210 Жыл бұрын
እሺ ጽቡቕ ንኣርቲስት ሉል ብጣዕሚ ኢኹም ትፈትውዋ ን'ኤርትራ'ኸ ከመይ ዓይነት ኣራእያ ኣለኩም ተጋሩ ??
@lovemama7634
@lovemama7634 Жыл бұрын
​@@amanuelh210ክሳብ ተክብረና ነሕስራ ኣብ ዝተኮሰትልና ንትኩሰላ ኣብ ዝሓቆፈትና ግዜ ድማ ከ ንስወአላ!!
@amanuelh210
@amanuelh210 Жыл бұрын
@@lovemama7634 ኣብ ኤርትራ እተን ድሮናት ዱልዋት እየን ዘለዋ ኣብ 3ደቒቕ 2ሽሕ ኪሎ ሜትር ኢየን ዝበራ ክብረት ንዘይትፈልጡ ተጋሩ ብ3ደቒቕ ክብረት ክምህራኹም ኢየን
@user-cf4xo1kq3n
@user-cf4xo1kq3n Жыл бұрын
​​@@amanuelh210ቲ ዝምልሰልካ ዘሎ ኤርትራዊ እዩ። ትግራዋይ ኣይኮነን ንዘክበሮ ንፀላኢኡ ከማን የክብር እዩ።
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Жыл бұрын
ሉል ሽም ይመርሕ❤ ትበሃል ምስላ ኣባኺ ሰሪሓ ኮኾብ ኣዋልድ፡ ርእሲ ልቦና መልክዕ ጥበብ ኩሉ ኣኪቡ ኣረኪብኪ ተዓዲልክዮ ቅንዕቲ ሄዋን❤❤ እቲ ምሳኺ ዘሎሞ ጭቃ ዝተሰርሐ ሽክና መበልክዎ ግን...
@user-kp5lp4ch2c
@user-kp5lp4ch2c Жыл бұрын
ሉለይ ምቅርቲ ብልቢ እና ንፈትወኪ ክብረተይ ካብ ትግራይ ክብረት ይሃብኪ ስራሕኪ ቅሳነትን ኣሳልጦ ንምነየልኪ ከም ተጋሩ ኣባኺይ ዘለና ኣኽብረት ፍሊ እዩ ማራ እና ንፈትወክን ነኸብረክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ👏👏👏❤❤❤❤👌👌👌👌
@mebrhitm5810
@mebrhitm5810 Жыл бұрын
ውሽጣዊ ሓርነት ዝወነነት ሂዋን ከማኪ የብዝሓልና ሉል ሽኮር🌹❤ እንተ ዛ ጠባያስ ጊንጢ እያ ትብል ሕቶ ግን ሰብ ተሓተትካዮ ናፅነት ናይውሽጥካ ወኒንካ በቲ ንኣካ ዝመስለካ ተተጓዒዝካ ኮማኡ እዩ ዝብለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ነፃነትኪ ትብዓትኪ ሰብኣውነትኪ ካዓ ካባኪ ኣይፍለየን ፈጣሪ ካብ ትግራወይቲ ሓፍትኪ😊❤
@Marathon-pl1zt
@Marathon-pl1zt Жыл бұрын
Lul tedros kei naset zabeiet kulu negerki Lul eki snemgbarki azararbaki gulxnet entai igodleki kexlio
@merieropawit
@merieropawit Жыл бұрын
ሉለይ ኣነስ ክፈትወክ ማዓት'የ❤ ሓፊትክ ካብ ትግራይ ❣️😘
@BeriyGalmama
@BeriyGalmama 10 ай бұрын
ኣይይይ ሉል ሓፍተይ ንዓኺ ክርኢ ክንደይ ኽዳን ኣቃፂለ ብዝኾነ ኣብ ሰራሕኺ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኪ ፅቡቅ መርገፂ ኣለኪ❤❤
@aluserviver9085
@aluserviver9085 Жыл бұрын
I don’t have a word to describe her. She is what humanitarian means. Very smart and beautiful person. I am just happy to have an Eritrean artist like luliye and what is what we need more. It scary’s me when I see people in general and especially artist celebrating or acting proud when other people are going through pain, struggle and especially nay adeti nebat, which shows how delusional those artist are. If artist are delusional, unrealistic as they are meraya huzbi, this prevents the country from developing, improving which cause people to go through pain, lack of peace, freedom and live unfulfilled life and general it is dangerous to have those type of artist. That is one of the reason why our country is going though dictatorship. I hope there will be a days where Eritrean will have a peaceful freedom weladi mas wuladu ztehakakeflo. We need more artist like luliye who is real humanitarian. Politics and being humanitarian is too different thing. Humanitarian means not want people to go through paint and caring about people regardless who they are or where they are from. Just want to say love and respect u luliye.
@Speacefull
@Speacefull Жыл бұрын
Precisely that is what I thought thank you so much for standing by the truth ሓመድ ብርጊዳ ዓውትና ብቕልጽም regime chinge in Eritrean 🫵🏿🫵🏿🫵🏿🫵🏿🫵🏿🫵🏿
@medhanehaile349
@medhanehaile349 Жыл бұрын
ባዓልቲ ሕልና ምኻንኪ ደላይት ሰላምን ፍቕርን ምኻንኪ መንፈሰይ ዩ ዝነግረኒ ነይሩ ኣጆኪ ንፍቕሪ ዘምሪ ሉሊ ሽኮር 🙏
@khjmnvkvd
@khjmnvkvd Жыл бұрын
ሉለይ ማዓረይ ካብ ልበይ እየ ዝፎትየክ በተለይ ኣብ ደቅ ኣንእስትዬ ድነሀክ ኽብር 💚 ዕድመን ጥዕናን ያሃብኽ ካብ ሓፍትኽ ጋል ትግራይ🇻🇳😻
@asterghidey2625
@asterghidey2625 Жыл бұрын
Lula shikor edmen tenan yehabki fetari Betani Lebam
@asterghidey2625
@asterghidey2625 Жыл бұрын
♥️🙏🏽💯💯
@abelteklit4321
@abelteklit4321 Жыл бұрын
Kbret yhabki mchuwti ftret
@saeedalmalky5139
@saeedalmalky5139 Жыл бұрын
Qomal agame.resah teref areb nay areb teref axriyu qomal 🧐😏
@tedrosmahari6179
@tedrosmahari6179 Жыл бұрын
​@@saeedalmalky5139ata akar zeytseket agame fetarka.eyu
@HienokGebremedhn-pe4ml
@HienokGebremedhn-pe4ml Жыл бұрын
ኣቤት ልቦና ብሰላም ምፍልላይ ዩ ኣገዳሲ ሉሊ ሽኮር ኣድኒቀኪ ብሓቂ
@abionelove
@abionelove Жыл бұрын
ዋውው ሉል ሓፍና ኣድናቆተይ መለጺ የብሉን፡ኣምላክ ኣብ ትኸድዮ ጽላሉ የንብረልኪ ❤🤴
@adebass19
@adebass19 Жыл бұрын
ኣነ ብዛዕባ ሉል ንመጀመርታ ግዜይ ሎሚ ኢየ ዝፈልጥ ዘለኹ፡ ኣብዛ ቃለ መጠይቕ እዚኣ ሉል ብዛዕባ ነጻ ባዕላዊ ርእይቶኣ ዘለዋ ተሪር መርገጽ ኣድኒቐያ፡ ጓለይ እንተትኸውን ኢለ ተመንየያ፡ ንዝምድና ብዝምልከት ግን ቆልዓ እንተዘይብልኪ ዕድመ ከየርክበኪ ተጠንቀቒ ክብለኪ ደስ ይብለኪ፡
@kdsanaraya279
@kdsanaraya279 Жыл бұрын
ሉሉተይ ፃዕዳ ልባ ሰላም ንኩሉ ወድሰብ ብምክንያት እየ ዝፈትወኪ❤ ሐፍትኪ ካብ ትግራይ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏🙏🙏
@rrr6755
@rrr6755 Жыл бұрын
ሉሉይ ለባም ሰብ ብጣዕሚ ኣንሕና እውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ሓፍትኪ ከብ ትግራይ❤❤❤❤
@BiniamMeheri-bu5fn
@BiniamMeheri-bu5fn Жыл бұрын
ኣድኒቀ ምጽጋብ ሲኢነኪ ባዓልቲ መትከል። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 😍❤
@user-ei1mb1pi5w
@user-ei1mb1pi5w Жыл бұрын
ሉልየ ዝቀረየ ዘመንኪ ይባረክ ብጣዕሚ ለባም ኢኪ አድናቂትኪ እየ ካብ ትግራወይቲ ሓፍትኪ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@aroneyyyyy
@aroneyyyyy Жыл бұрын
ሉለይ ብጣዕሚ ብልፅቲ ስነጥበባዊት ሕልናዊት ኣዝየ እየ ልፍትወኪ ሓፍቲኪ ኻብ ትግራይ♥️🎆❣️
@habenafewerki9951
@habenafewerki9951 Жыл бұрын
Gal Manchester 😂❤
@eriayramey5205
@eriayramey5205 Жыл бұрын
Awela saede ke😂
@user-zh7bt5hu9u
@user-zh7bt5hu9u Жыл бұрын
ሉለይ ሽኮር ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኺ ❤ሓፍቲኺ ካብ ትግራይ❤
@ksanettekle1805
@ksanettekle1805 Жыл бұрын
ጽብቅትን ምልክዕትን ልዕሊ እቲ ጽብቃቀኺ ካኣ ልቦናኺ ይምስጠካ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዘለኪ ኽብሪ ካኣ ደስ ኢልኒ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ሙሉእ ቅሳነት ይፍጠረልኪ ሓላለይ ሓፍትኺ ካብ ትግራወይቲ❤❤❤
@Aaa-mj1id
@Aaa-mj1id Жыл бұрын
ሉሉ ሓፈተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪይ ናተይ ሞድየል ሓፈትኪይ ካብ ትግራይ.ብዓልቲይ ፅርዩቲይ ሕልና
@adiamba2574
@adiamba2574 Жыл бұрын
ሉለይ በላሕ ሕልናዊት ሰብኣውነት ዘለዋ ኣብ ነብሳ ትትኣማመን ለባም ኩሉ አኪ ❤keep going መዓረይ love u ❤
@user-zb1mo4io9b
@user-zb1mo4io9b Жыл бұрын
Abey riekiya eki helenawite gele tebile
@samaisam9871
@samaisam9871 Жыл бұрын
ሰነጥበባዊ ከምዙይ ክኮን አለዎ ሉል ሸኮር 💖 አድናቅኪ ካብ ትግራይ
@user-sm4hz6ll7g
@user-sm4hz6ll7g Жыл бұрын
Luleyyyyyyy ናይ ብሓቂ ዓባይ ሰብ። ኣነ ካብቶም ብዙሓት ዝፈትውኪ ሓደ ኢየ።ሕጂ ኣብዚ ቃለ መሕትት ምስ መጻኪ ብጣዕሚ ፈሪሐ ጸኒሐ፡ መኽንያቱ ከምዞም ኣብ interview ምስ መጹ ሚዛኖም ዝፈኽሱ ከይትኮንኒ ኢየ ፈሪሐ ጸኒሐ፡ግን ካብ'ቲ ዝግምተኪ ንላዕሊ ኮይንኪ ጸኒሕኪኒ።ጥበብኪ ይሰስን፡ኣብ ስራሕክን ሂወትክን ዓወት ይምነየልኪ። ልዕሊ ኩሉ ዝመሰጠትኒ ቃልኪ ከ ኣ ጠላም ዘይ ማኻን ዝበልክያ ቃል ናይ ብሓቂ ኣስሚረልኪ።ካብ ብልብን ናይ ልብን ዝፈትወኪ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Жыл бұрын
ሉል ምቅርቲ በዓልቲ ሕልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤ዝፎትወክን ዘድንቀክን ሉል ሽኮር
@meronangesom9414
@meronangesom9414 Жыл бұрын
ለካ ብምክንያት ኢየ ዝፈትወኪ ሉለይ በላሕ ሕልናዊት ሰብ ኣብ ነብሳ ትትኣማመን 🇪🇷💙❤❤ ካብኣ እስኪ ተማሃሩ ስነ ቅንጥብጣብ ናይ ኣዲስ
@user-bk8pe2hj7c
@user-bk8pe2hj7c Жыл бұрын
ብሓቀኛ ሕልና እትነብር ሂዋን ምሉእ ዕድመኺ ይባረኽ እድናቂኺ እየ ካብ ትግራይ።
@fisahaabraham2611
@fisahaabraham2611 Жыл бұрын
ጢኑ ድዮም ዝብሉኻ ኣንታ ለማጽ ንስኻን ከማኽን ዝበልኩም ናይ ሓሶት ስነጥበባውያን ላንባ ዝደፋእክምሉ ሓዊ! ከምባዓል ሉል ዓበይቲ ሰባት ማይ ደፊኣን ከዝሕልኦ ይጽዕራ ኣለዋ" tanks ሉሊ ከጽልዮ ከማኺ ዝበለ ሰብ ውሑድ እንተኾነ ግን ፍቅርን ሓቅን ይስዕራ
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t Жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ን ሉል ዝፎቱ ይህሊ ዶ ይኸውን ቡዙሓት ፈተውትን ኣድነቅትን ኣለውኪ ምቅርተይ ከምዚ ከማይ ዘፍቅረኪ ግን የለን ካብ ኩለን ኣጓላት በቃ ብጣዕሚ ኢኺ ትምቸውኒ ይፎትወኪ የ ሉለይ ሽኮርርርርር ♥️♥️♥️♥️♥️ቃል የብለይን ንዓኪ ዝገልጽ 🙏
@SELEDAENTERTAINMENT
@SELEDAENTERTAINMENT Жыл бұрын
🥰🔥🙏
@plal7101
@plal7101 Жыл бұрын
Ane aleku luley mekeret❤❤❤
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 Жыл бұрын
ዋላ እነ እየ ዝፈትዋ እግዚአብሔር አምላክ ይሓልዉኪ ሉለይ ማዓረይ❤❤❤
@lidugebrezgbiher6663
@lidugebrezgbiher6663 Жыл бұрын
ሉለይ ለባም ስብ ብጣዓሚ እየ ዝፍትወክን ዘድነቀክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ ❤❤❤
@SarahSarah-zv8pu
@SarahSarah-zv8pu Жыл бұрын
🎉ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሉል ብልፅቲ ሓፈትኪ ካብ ትግራይ❤❤❤❤❤❤
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Жыл бұрын
ሉሊ ሓፍትና ለባም ንስነ ጥበብ ክትኮኖ ዘለካ ብልክዕ ተረዲእኪ ንሓቅን ፍትሕን ሰላምን ምዉጋንኪ ከየድነቅኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን የ ቀፅልሉ ካብዞም ሰነ ቀንጠብጠባዉያን ናይ ኣዲስ ዉሑዳት ኣለኩም ንሓቂ ዝቆምኩም❤️🥰 ሓዉኪ ካብ ትግራይ🥰❤️🥰
@Wedi_Shabiya
@Wedi_Shabiya Жыл бұрын
ንስኻ ኢትዮጵያዊ 🇪🇹 ኢኻ ነዚ ቓለ-መጠይቕ እዚ ንፖለቲካዊ መደብካ ኽትጥቀመሉ ኣይትፈትን። ናብ ፓርቲ ኽትከይድን ክትሰክርን ከለኻ ሓደ ሚልዮን ኣእዱግ ምሉእ ብምሉእ እተደምሰሳሉ ቐንዲ ምኽንያት ንስኻትኩም ኢኹም።
@yordanosabraham1829
@yordanosabraham1829 Жыл бұрын
Wow ናይ ብሓቂ ስነ ጥበባውያን ኣለውና እባ እዮም ብጣዕሚ ሰፊሕ ኣተሓሳስባን ሕልና ዝመልኦ እዩ ዘለኪ ሉሉ ሽኮር:: ኣምላኽ አብ ኩሉ ናብራኪን ስራሕክን ኣሳልጦ ይሃብኪ ተባረክለይ❤️❤️❤️🙏 ይቀንየልና ከአ ብሩኽ ሐወይ ከም ሉሉ ኣምጽአልና🙏
@JAMBO_31
@JAMBO_31 Жыл бұрын
ክሳብ ግዜ ረኺበ ውሽጣዊ ምስጋናይን ኣድናቆተይ ዝገልጸልኪ ንሕጂ በዚ ልብታት ክሓልፎ ሉሊ ሓፍሓፍሶ❤❤❤
@asmeraakria6091
@asmeraakria6091 Жыл бұрын
መልክዕ 100 ልቦና 100 ሕልና 100 አጋላልጻ 100 ዋዕሮ አድናቂኪ እየ በርቲዒ❤❤❤❤
@elsaberhane1370
@elsaberhane1370 Жыл бұрын
Luley bitami nifieti ezom awanat higdef sile hakin fithin tetezaribka nieom poleticayu bislet zeymihlawyu 💯💯💯💯🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🙏
@blessedhighlyfavored9458
@blessedhighlyfavored9458 Жыл бұрын
I understand what she’s saying. “Poverty is Demonic”. We must NOT celebrate Poverty & Lack, but we must Destroy it. Abundance is our Portion & it’s GOD’S desire for his people. AMEN 🙏🏾!
@SlamhAlnassr-uw9nb
@SlamhAlnassr-uw9nb Жыл бұрын
ሉለይ ምቅርቲ ❤❤ብልቢ እና ንፈትወኪ ክብረተይ ኣብ ስራሕኪ ቅሳነትን ኣሳልጦ ንምነየልኪ ከም ተጋሩ ኣባኺይ ዘለና ኣኽብረት ፍሊ እዩ ማራ እና ንፈትወክን ነኽብረክን❤❤❤❤❤❤
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 Жыл бұрын
ብሐቂ ከምቲ አብቲ ዝተጨፍጨፍናሉ ግዜ አብ ጎንና ኮይንኪ ብፀሎት ዝሐገዝክና ነመስግን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወክን ነክብረክን ከምትግራወይቲ ሐፍትኪ ♥💛♥💛💛
@user-wb5di3nb7j
@user-wb5di3nb7j Жыл бұрын
ብሓቂ ኣነስ ክፈትዋ ካብ ቀደም ሉለይ ምቅርቲ💗😘
@ihdf4175
@ihdf4175 Жыл бұрын
ለሉየይ ምቅርቲ ኣምለካ ዝፈትዋ ሕልናኪ ዝዓርፈሉ ልቢ ሰለ ዝሃበኪ ተዓድልኪ ክብረተይ ደም ንፈትወኪ እና ሓፍትኪ ካብ ትግራይ❤💋👸ደም ቀፅልሉ በርትዒ ኣብ ገንኪ እና❤❤❤💋💋
@user-ti2wu9iw6h
@user-ti2wu9iw6h Жыл бұрын
ሉሊ ምቅርቲ ሓቂ ዘሓዘ ሰብ ካብ ፈጣር እዩሞ ኣደኺ ምቅርተይ ብጣዒሚ እየ ዝፈትወኪ ኣብ ፁቡቅ ደርጃ ክትበፀሕ እው ባዓልት ሙሉእ ተስፋ እየ ፈጣር ምሳኺ ይኹን ❤️🙏
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
ኣይ ተጋሩ ዓይኒ ጸካኢኹም ይደፈን ለዋሃት ኢኹም በሓቂ ዘይስምኩም ሂቦም ኣጸሊሞሙኹም እምር ።በሉ ሰላም ኣወሪዱ ንህዝቦም ዝሓልዩ መራሕቲ ይሃበና ብኽልቲ ወገን።
@shambeltesfai6606
@shambeltesfai6606 Жыл бұрын
እወይ እዛ ጓል ብጣዕሚ ኣድኒቀያ። ናይ ብሓቂ ብስልቲን በላሕን።❤
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x Жыл бұрын
ሉሉየ ሰላም ሰብ ዓርሰ እምነት ዘለኪ አቦ ነብስካ ዝገርም እዩ ቀፅልሉ❤❤❤ አነስ ድምፅኪ ክፈትዎ መዓት ሓንቲ አብዚኣ ክብለኪ እንተሃልዩ ግን እዛ ካብ ከብድኪ ንላዐሊ አፍ ልብኪ ክድን ተተብልያ ይብል ከም ሓሳብ ምስ ይቅርታ ንካሊእ ሓሲበ አይኮንኩን ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ❤❤❤❤
@uyth8675
@uyth8675 Жыл бұрын
ሉለይ ለባም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ እውነት ካብ ኤርትራውያን አርትስት ፍልቲ እኺ ንዓይ ንስኺ አድናቅትኪ ሓፍትኺ ካብ ትግራይ❤❤❤❤
@tekletesfy1423
@tekletesfy1423 Жыл бұрын
diknet xwunet eu
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Жыл бұрын
𝐦𝐞 𝐭𝐨𝐨𝐮🥰
@sjqsooaoq0862
@sjqsooaoq0862 Жыл бұрын
ዋላ አነ❤❤❤🎉🎉🎉
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_ሉሊየ ንሕናውን ንፈትወኪ እና መቐረት ዓለም እዋይ ልቦና መልኪዕ ኹሉ ኣማልኡ ዛሃብኪ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ_
@user-fk5ol2bi4y
@user-fk5ol2bi4y Жыл бұрын
ልሉየ ምቅርቲ ብጥዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ❤✝️🇨🇳
@asjdnrej8858
@asjdnrej8858 Жыл бұрын
ሉሉየ በጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ዘኽብረክን ሓፍትኪ ካብ ትግራይ💛❤
@semharmushut2200
@semharmushut2200 Жыл бұрын
ንዓይ ከኣ ትፍትወኒ ዶ ካብ eritrea iye
@user-uy1pt6pt2d
@user-uy1pt6pt2d Жыл бұрын
ሉሊ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኪ 🤔ካብ መጀመርያ ስርሓትኪ ስጋብ እዛ ትገብርያ ዘለኪ interview .አዝዩ ቃላት ኢዩ ዝሓጽረኒ ብሓጺሩ እንቆዕ ናትና ኮንኪ i’m so proud of you .ከማኪ ይብዝሓልና፥ብዙሕ ኢየ ዝጽበ ካባኺ.ሐሳብ ልብኪ ይሃብኪ.አብቲ ትደልዬ ዘብጽህ አምላኽ ምሳኪ ይኩን.❤❤
@tikabozerabruk6702
@tikabozerabruk6702 Жыл бұрын
I am proud of my sister Lul, keep doing what you doing, you are beautiful, smart and hard worker. I am happy you are eritrean
@shishaytesfamicael8662
@shishaytesfamicael8662 Жыл бұрын
❤❤ ዋው ለከ ለባማት ኣለዋና የ ኣብ ኣዲስ ሉሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ ለባም ሰብ🎉🎉
@user-gj3hz6ed6n
@user-gj3hz6ed6n Жыл бұрын
ሉለይ❤ ብልፅቲ ፍጥረት❤ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሓፍትኺ ጋል ትግራይ💖
@allbaad8581
@allbaad8581 Жыл бұрын
ኣብ ገዝክን ደማ ከይፅሕፍ ሃላያት
@BelieverEzgi
@BelieverEzgi Жыл бұрын
Peace for Ethiopia and for Eritrea
@yordanosmesfin5408
@yordanosmesfin5408 Жыл бұрын
You are hero Lui, yo areu intelligent and respectful to the county and people you are currently living with. Positive thinking is always the best method to tackle problems.
@titititi6422
@titititi6422 Жыл бұрын
ሉለይ ሽኮር ኣነ ትግራወይቲ እየ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ኩሉ ስራሕትኪ ይፈትወልኪ ኤርትራዊት ምካንኪ ምንም ነገር ኣይክልክለንን ራኢኪ ሓሳብኪ ግብርኪ እዮም ክፈትወኪ ወይ ኣድናቂትኪ ክከውን ዝገብረኒ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ቡዙሕ ሰራሕቲ እየ ዝፅበ ካባኪ በርትዒ ❤❤❤
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc Жыл бұрын
ብልፅት ሰብ ሓቀኛ ኤሪትሪዊት ዕዲመን ጥዕናን ይምነየልኪ ሉሉየ🥰😌🙏ሰላም ካዓ የዉሪደልና ንኩሉ ህዝብ🙏👏
@abelteklit4321
@abelteklit4321 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kbrti haftey ajoki kewrdelna eyu ngzieu eyu kab hawki 🇪🇷
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc Жыл бұрын
@@abelteklit4321 እሺ 💘👏🙏
@WediGrmayWediGrmay-vc2qg
@WediGrmayWediGrmay-vc2qg Жыл бұрын
ሉለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዘድነቀኪ ዕድመን ጢዕናን ይሃብኪ ቀፅልሉ💚💚💚ካብ ትግራይ
@mulualemyemane8258
@mulualemyemane8258 Жыл бұрын
ዋው ሉል ሽኮር ብጣዕሚ ካብ ዘድንቐን ኣርቲስታት ኩሉ ፊልምታትኩም ብጣዕሚ እየ ዝከታተል ጢኑ thank you ን ሩታ ሚካኤል እውን interview ግበረልና በዚ ኣጋጣሚ ብጣዕሚ እየ ዘድንቓ,,,,, ፍቕሪ ይቐድም ሓውኩም ካብ ትግራይ
@SELEDAENTERTAINMENT
@SELEDAENTERTAINMENT Жыл бұрын
🙏🥰🔥🙏
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 Жыл бұрын
@@SELEDAENTERTAINMENT ሰላም ሰላም የሕዋት ከመይ አለኩም ቀጺለ ሐታታይን ተሐታቲትን 1. ሉል ቴድሮስ ዝተሓተተቶ ሕቶ አይመለሰቶን ሰራዊት ኤርትራ ግፍዒ ፈጺሙ ድዩ አይፈጸመን እያ እታ ሕቶ:-ግን ሉል ረሳሕ ሐሰካ ተመን ውሽማ ትግራዋይ ግዲ ሒዛ አይፈልጥን ትግራይ ጡዑማት ትግራይ ትግራይ ትግራይ SO WHAT ?? አቱም ሰባት እስከ ከዕልለኩም :-:- ጡዑማት ዝኮኑ ምክንያት ክሳብ መንእሰይ ኤርትራ ወጺኦም ምስተጸንቀቁ ውግእ ምስ ኤርትራ ይሸባሸቡ ስለዝነበሩ ደሐር መንእሰይ ዘይብላ ሀገሩ ክንገብራ ኢና አረገውቲ ጥራሕ እዬም ተሪፎም ኢልኻ ፈንጨራዕ ፈንጨራዕ ብምባል 13 ሮኬት ብምስንዳው የፈራርሑን ይፍክሩን ኔሮም.... ሉል አድጊ በረካ ሕጂ ኤርትራ ድያ ተበዲላ ትግራይ??? ከም ኤርትራዊት እካ ሰላም ናይ ኤርትራ አይትምነይን ሉል ዓሻ ቆፎ :- ካልእሲ ግደፍዬ አብ ማዓስከር ትግራይ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ብሳንጃ ዓይኖም አየፍሰሱዎን ድዬም ንአዴታት አይቀተሉን ድዬም ማዕረ 3000 መንእሰይ ኤርትራ አብዚ አለዉ ዘይባሀለሉ አይጠፉኡን ድዬም ብተጋሩ ?ሉል አድጊ በረካ:: ዳሕራይ ዓደይ ይፈቱ ክትብል??? ወረ ክንደይ ኢለ ክጽብጸብ አብ ባድመ ዝገበሩዎ ህዝቢ ኤርትራ አይተገፍዔን ድዩ ብወያኔ???? ሉል አድጊ በረካ?? ቡዙሕ ምተዛረብኩ ግን ደሐን ሕድርኩም ነዛ ሀላህ አንቡቡላ:: 2. አታ ሐታቲከ ኤርትራዊ' ዲካ? እንታይከ ሽግርካ? ካልእ ዝሕተት ሲኢንካስ ሰራዊት ኤርትራ ዓለማት ከይተረፈ ፈሊጠንሲ ግፍዒ ከምዘይፈጸመ ሕጂ ከምብሓድሽ እንታይ ኢልኻ ከምሕቶ ተምጽኦ?? ግን መን ኢኩም ባዓል ንስኩም?? ሐደ ካብ ሐደ ዝገደድኩም?? ግደፉ እባ እዛ ኤርትራ የሕሊፍኩም አይታሀብዋ ግደፉ ግደፉ ሐደ ኤርትራ ዊ ብቀዳምነት ሃገሩ እዩ ዘቀድም:: ንዓይ ተጋሩ ተጓራት ጎረበተይ እምበር የሕዋተይ አይኮኑን ብትግራይ ሐሊፈ ማለት ትግራይ ትዕወት ክኸውን ማለት አይኮንኩን 44 ነጥቢ እንድሕር ኤርትራዊያን ኮንኹም ሰራዊትና ሐውካ አቦካ ሐፍትካ ኮታ ኩሉ እዩ ንዓካ የሕዋተይ ብዲስፕሊን ዝተሀነጸ ብአተዓባብያ ዝተሀነጸ ምኳኑ ብደምቢ ኢኹም ትፈልጡ::ከምዚአ ነገር ኢዚአ ዘጉሀየትኒ ሕቶን መልስን ሪአ አይፈልጥን::ብድሕሪ ሕጂ ግን አብ ትሐቱዎ ተጠንቀቁ የሕዋት::ዓወት ንሐፋሽ ዘለአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውአትና
@onelove4781
@onelove4781 Жыл бұрын
I am always proud of you Luley shikor!!! Keep growing and keep working hard for your success and dreams!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@TititHabeshawit
@TititHabeshawit Жыл бұрын
ካብ ተን ዝፈትዋ ተዋሳኣት ሉል ❤❤❤ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ
@yohana2496
@yohana2496 9 ай бұрын
Luli shikor u are strong women confident, beautiful I love z way u are keep it up .❤❤ u are ma style
@solomon2666
@solomon2666 Жыл бұрын
ሉል ብሓቂ ከም ሽምኪ ናይ ብሓቂ ፍልይቲኺ ካብቶም አብ ከባብኺ ዘለው ስነቀንጠብጠባውያን።
@semuyenatwa
@semuyenatwa Жыл бұрын
ሉለየ መዓረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዘደንቀኪ ኩሉ ከማኪ ተዝከውን ክንደይ መፀበቀ ሉለይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ለባመይ So Miss u betam luleye❤me tgray❤💛
@kedirhassen5810
@kedirhassen5810 Жыл бұрын
What a wonderful woman Her altitude is much respectful
@TesfayAsmalash
@TesfayAsmalash Жыл бұрын
Anbesa nay bhaki. Ezi wedi gn degafit wey tekawamit ktblyo eyu kxibe tsenihu nski gn bravo teaxaxifklu ❤
@user-yc6hf6ld7u
@user-yc6hf6ld7u Жыл бұрын
ሉለይ ብልፅቲ ብዝሕ ነግር ክንፅበ ኢና ካባኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤
@AlexanderKehase-xb8ts
@AlexanderKehase-xb8ts Жыл бұрын
ሉለይ አብ ሐቂ ደው ኢልኪ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተሰመዕኪ በትሪ ሐቂ ስለ ዘልዐልኪ ከመስግነኪ እፎቱ ካብ አድናቂኪ ❤️💛❤️💛
@TayeHaylu-fl1hi
@TayeHaylu-fl1hi Жыл бұрын
Omg I can't get enough of her she is really confident 😍 and strong woman I really love you keep shining 💖
@amlshaamlsha
@amlshaamlsha Жыл бұрын
ሉልየይ ብጣዕሚ ኢኪ ጎቦዝ ግን ኣካዳድናኪ ኣስተካክሊ ኣተሓሳስባኪ ግን ቀፅልሉ❤❤❤❤
@brzafwelday6959
@brzafwelday6959 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሉሊ ሽኮር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ 💛♥️👌
@arkubaentertiment
@arkubaentertiment Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሉሊይ ኣመላልሳኺ ጽቡቕ መሊስኪ ። ኣብ በብዛሕቲ ግዜ እንተ ድኣ ተፋላሊዮም ነቲ ጽቡቕ ሕልፍ ረሰኢዔን ወይ ረሲዖም ብሕማቕ ኢዮም ዝገልጽዎ ሰለዚ ኣዲንቀኪ ከም ልብኺ ይፍጥረልኺ።
@Loditeka9097
@Loditeka9097 Жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍትና ሉል ከማኪ ዝኣምሰሉ የብዘሐልና
@jossi2794
@jossi2794 Жыл бұрын
ሉለይ "ታ ኣብ ሞንጎ ዕቡዳት በሊጻ ዝተረኽበት ወርቒ"💜
@okbazghiablel4131
@okbazghiablel4131 Жыл бұрын
Nay bahki kab ztexlelu sntbebwyn bahlti hanti teiti terkiba ala 😅
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u Жыл бұрын
አረ 😂😂
@tedrosmahari6179
@tedrosmahari6179 Жыл бұрын
Gele aynet come😂😂
@adhanetgebrhans8687
@adhanetgebrhans8687 Жыл бұрын
ንዓክይ ምፍታወይ ምድናቀይ ሉለይ ለኸ ብምኽንያት እዩ 🙏::ትግራወትይ ኣድናቅትክይ ❤💋
@hdbhdh9108
@hdbhdh9108 Жыл бұрын
ብርክቲ ኢኪ ብሓቂ ሉሊየ ኣፍትኪ ካብ ትግራይ❤❤❤
@saeedalmalky5139
@saeedalmalky5139 Жыл бұрын
qomal agame teref areb resah 😏
@user-dm8qk7oy4t
@user-dm8qk7oy4t Жыл бұрын
​@@saeedalmalky5139 ምስኪናይ ንስኻስ ኣብዘይቦታኻ ኣለኻ ምስ ደቂሰባት ደረጃኻ ኣይኮነን ካልእ ርኣዩለይ በሎም ነቶም ሒዞሙኻ ዘለዉ መንግስቲ
@simretmebrahtom8973
@simretmebrahtom8973 Жыл бұрын
@@saeedalmalky5139 🤣🤣🤣 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@hailenteklen
@hailenteklen Жыл бұрын
​@@saeedalmalky5139 mhret yewrdelka,
@saeedalmalky5139
@saeedalmalky5139 Жыл бұрын
@@hailenteklen teref areb resah qomal agame gisss
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q Жыл бұрын
ሉል ሽኮር ኩሉ ነገርኪ ዝወፀኪ የለን ለባም ጓል ዓበይቲ ቃል እግዚአብሔር መሰተማቀሪት እኪ እግዚአብሔር አምላክ ንስራሕኪ ስልጣን ንሂወትኪ ሰላም ንሓዳርኪ ፍቅሪ የብዝሐልኪ ፈቃር ሰብ አብ ዝከዶ እዩ ፍቅርን ሰላምን ዘብዝሕ በርትዒ
@henokabaga3870
@henokabaga3870 Жыл бұрын
(የልጅ ኣዋቂ) እግዚአብሔር ይባርኪ ለባም መስተውዓሊት ❤😍🙏🏾ካብቲ ናትኪ ኣተሓሳስባ እስከ ቁሩብ ንገሊኦም ፈይ ኣብልሎም ኢኺ ቁሩብ እንተተፈወሱ
@vhbh3532
@vhbh3532 Жыл бұрын
በላሕ መስተዋዓሊት ስነ ጥበባዊ ንፍቅሪ ክዝምር ኣለዎ ❤ እዞም ተጋሩ ግን ተዓዲልኩም ክንድዚ ፍቅርኩም ትገልጹ ፍቅሪታት💚🤗
@alazar8540
@alazar8540 Жыл бұрын
Indeed, she is all rounded person. I like her common sense. But, how about the interviewer he is skillful he also played a role to make her relaxed and feel confident. I like his jokes and the way he challenged her.
Hani Hayle @abolentertainment4059
40:22
abolentertainment
Рет қаралды 95 М.
Parenting hacks and gadgets against mosquitoes 🦟👶
00:21
Let's GLOW!
Рет қаралды 13 МЛН
Люблю детей 💕💕💕🥰 #aminkavitaminka #aminokka #miminka #дети
00:24
Аминка Витаминка
Рет қаралды 532 М.