No video

ሸውዓተ ወሎዶ ኤርትራዊ ዘይኮነ ኣብ ኤርትራ ስልጣን ክሕዝ የብሉን!!| ብመንነት ካብ ካልኡ ዝውለዱ'ዩም ኣጥፊኦምና ? | ወዲ ሓጎስ

  Рет қаралды 6,625

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 93
@SimonGhimay
@SimonGhimay Ай бұрын
ወዲ ሓጎስ ሽንቲ መጀመርታ ንነብስካ ኣማሓድር
@Eritreashikor
@Eritreashikor Ай бұрын
ኒሕና ኒሕና ኒሕና ኣኒሕና 😂😂😂 (ንሕና በል ወዲ ትግርኛ እየ በሃሊ ) ገጽካ ትርሓቅ 😂😂😂😂
@danielestif8689
@danielestif8689 Ай бұрын
ዓፋሪ በሎ ፡ እዚኦም ከም ሽንፍላ ተሓጺቦም ዘይጸርዩ ዘርኢ ተጋሩ ( ቅልውላው መንነት ) ዝሳቐዩ ሰባት እዮም። ባዓል እዝስ ከመይ ጌሩ ሃይማኖታዊ ሰብ ክመስል ይፍትን ፡ ጸልማት ውሽቲ ሒዙ ፡ ሳሕሳሕ
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 Ай бұрын
ኣንታ ካበይ ኢኻ ትኣርዮም እዞም ከምዚ ዓይነት ዘይበሰሉ ጥረ። ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ኣብ ሜዳኻ ኣይተቅርቦም ነቶም ትሑት ግምት ዝዋሃቦም መንእሰያት ክብክሉ ስለዝኽእሉ። እዚ ዓሻ ገረብ ሕጂ ኣድህቦ መታን ክረክብ እዪ ዝህውትት ዘሎ። ሽግር ናይ ኤርትራ ናይ ወለዶ ናይ ዘርኢ ኣይኮነን። ልዕሊ ህዝባዊ ግንባር ኤርትራዊ ክኽውን ዝፍትን ፍጹም የለን። ወዮ ድኣ ኣይርድኦን እዩ እንበር ብኣጻብዕ ዝቁጸሩ ኣምሓሩን ተጋሩን ንናጽነት ኤርትራ ተቃሊሶም መስዋእቲ ዝኽፈሉ ከምዘለዉ ኣበይ ኢልዎ።
@wediere2238
@wediere2238 Ай бұрын
ስላም ሜሪ እዋይ ሎምስ ኣዝዩ ዝደንቆረ ሰብ ኣምጺኻልና፡ ፈቲኻ ጸሊእካ ወዲ እይተ ሓጎስ ዝተቓለሰ ኢዩ ዝመርሓ ሃገር፡ ሃገረሰብ ከኣ ከተማ ንቕይሮ ኣሎና ኣይትሰከፍ፡ ብኣውራጃ እንተ ትመሓደር ደሊኻ ኩልና ካብ ኣስመራ ከትውጻና ንዓዲ ቐይሕ ክጥሩዙና እቶም ከረን ዘልዉ ደቂ ኸበሳ ንዓዓዶም ኪዱ ክብሉና ኸ ጽቡቕ ዶ፡ ተመሃር ቕሩብ ፊደል ቑጸር ወዲ ሓጎስ ኣስመራ ሞ ምጻእ ርእስኻ ክቖርጸካ ኢዩ ህዝብኻ፡ ድሑር ሰብ ከምዚ ከማኻ ክመሃር፡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪 ኣሎዎ
@fitsumgezae8907
@fitsumgezae8907 27 күн бұрын
Teshershiru u zi fara b deki asmera
@alazarhagos1936
@alazarhagos1936 Ай бұрын
ጅግና ወዲ ሓጎስ
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e Ай бұрын
ሓደ ቛንቛ ስለዝዛረቡ ትግራዎት ኤርትራውያን ክኾኑ የብሎምን። ሸውዓተ ወለዶ ጽቡቕ ሕጊ እብ ቁዋም ክኣቱ ጽቡቕ እዩ፡ ምኽንያቱ ብዙሕ ሕስድና ካብ ተጋሩ ስለዝመጽእን ብዙሕ ግፍዒ ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ኤርትርውያን ስለዝገበሩን።
@SameulFekadu-qz6wl
@SameulFekadu-qz6wl Ай бұрын
ኣታ ሜሮን ትምህርት መጀመርያ ይእቶ ብድሕሪኡ ናብ ፓሎቲካ ይመጽእ
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 Ай бұрын
ወዲ ኣስመራ ኢየ፡ ኣስማሪኖ ኢየ፡ ዘብዝሕ ሰብ ርእሰ ተኣማንነት ስለ ዘይብሉ ኢዩ።
@teberhasmellash755
@teberhasmellash755 Ай бұрын
እዚስ ጥዕና የብሉን እዋይ አሪትራ ቲረኽቦ እቶም ጀጋኑ ዕድሚእም ሙሉእ ከርቲቶም ሃገር ኣረኺቦሙኻ ቲማል ዚተፈጠርካ ኣፍልጦ ዘይቢልካ በልዎ ኢልካ መኒነት ወሃቢን ከላእን ኮንካ ሚግራመይ ጥራሕ ዘይኮነስ እንታይ ዓይነት ሪእሲ ኣለካ ኣብ ሕቶ ሚልክት የእትዩኒ እግዚኣብሀር ጊን ኒድሕነትዛ ሃገር ከማኹም ዘኣመሰለ ጸሪጉልና ማዳ ሃገርን ሂዝቢን ዚኾንኩም ሰላም ከሊእኩምና ፎእእእ
@tiblezbella5693
@tiblezbella5693 Ай бұрын
Wedi Hagos, 👍👍👍👍👍🙏
@user-xh6hn4fd6q
@user-xh6hn4fd6q Ай бұрын
Wade hagos metershta fara bako iyu
@betiel6495
@betiel6495 Ай бұрын
Abzia dea meri etom Ethiopian kunama ke kunama sele zelewuna deki abat deyom ketblo nierka melsu kensemie
@abelgere601
@abelgere601 26 күн бұрын
💙💙💙
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h Ай бұрын
ወዲ ሓጎስ ኣንበሳ ኣየወ ስቦታትና ብዘይ ፖሊስ ዝዳነዩ ኣቦታት ኢዮም ዋዛ መሲልካ ኣሎ ሜሮን ቡሩኽ
@user-rp1rv5vb7w
@user-rp1rv5vb7w Ай бұрын
ወዲ ሓጎስ ወዲ መበለት ትግራዋይ
@Feventesfalem-oc5rk
@Feventesfalem-oc5rk Ай бұрын
Wedi stom xllti
@user-ke8lb6ft6e
@user-ke8lb6ft6e Ай бұрын
ህዝበይ አተሐሳስባ ማይንድ ዎሽ የድልዩና እል
@tecleberhanmengistu2300
@tecleberhanmengistu2300 Ай бұрын
ክላ ጉሓፎ መረብ ሰጊርካ ትግራዋይ ኩን ኣብ ዓድዋ ከድካ ስልጣን ሕተት::
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Ай бұрын
Bitami zehezin gizie!
@hadishmehari7840
@hadishmehari7840 Ай бұрын
ብዓል ንስኻስ እንቋዕ ካብታ ሃገር ወጽእኩም። ሓተላ እወ ሓተላ ፉንፉን።
@samtikokesete180
@samtikokesete180 Ай бұрын
Ab sdet arigka mergm da keykewn
@garykifle8817
@garykifle8817 Ай бұрын
Wedi asmera awerja yebelun kululom deki 40 eyom Wedi hagos nebsi
@samtikokesete180
@samtikokesete180 Ай бұрын
Exactly dagmawi iseyas
@BETESEB1972
@BETESEB1972 Ай бұрын
ሜሮን ብኮክን ገጢምናዮ እዘን ጥኒን ምኒን ትብላ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-vn1yd7bu6f
@user-vn1yd7bu6f Ай бұрын
ታህጋርያን ኢና ንበሃል
@SamiHadgu-hk2rd
@SamiHadgu-hk2rd Ай бұрын
Please any one don't play by Eritrean country and by Eritrean people One day any people have a question please 🙏 only speak up good
@user-ke8lb6ft6e
@user-ke8lb6ft6e Ай бұрын
ወሐጥዮ ተልክዋስ ትጎስሞ
@TeklezgiAkile-lz9rn
@TeklezgiAkile-lz9rn Ай бұрын
ኣንታ ሜሮን ሓወይ ግዜ ኮ ወርቂ ዩ አዞም ኣውራጃዊያን ስቅ ኢሎም ሸንኮለል አዮም ዘቡሉኻ። ስልጣን ደሊኺን ኪዳ ናብ ትግራይ መቐለ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 Ай бұрын
Ata gedef endo 😂 Mekele da neziato KOKOMILOM kerhekewom ember, deki adena aykonkumen yom keblewom.
@user-zq5vx9yc7k
@user-zq5vx9yc7k Ай бұрын
Sedi zekone seb! Foeee
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 Ай бұрын
ስሕዋት ኮ ፈርዮም
@eriblood803
@eriblood803 29 күн бұрын
Nai negher fara mekera
@weldayHadgu
@weldayHadgu Ай бұрын
Alamakum halewusa entit kmit keynina
@eessyassamiel7030
@eessyassamiel7030 Ай бұрын
ዝተሰወአ ኣቦ የብልካን ሓጎስ ተስፋሃንስ እንድዩ ኣቦካ ሰብ እንዳ ተጋደለ ኣብ ማይተመናይ ተሓቢኡ ኔሩ እዞም ኣብ ማስሜድያ ዘለው ሰባት ስለዘይፈልጡካ ተታልሎም ኣለካ ጅግና ክትመስል ኣይትፈትን
@fitsumgezae8907
@fitsumgezae8907 27 күн бұрын
Meri foe zeytblo eka … aletawi u zi.
@huruyabraham2012
@huruyabraham2012 Ай бұрын
Meri ezi wdi zizarbo tefiewo aletawi zihatetkayo zeymilis tigraway
@user-eu1lp1ij4h
@user-eu1lp1ij4h Ай бұрын
ሓቂ መቸም ኣይትጸርያን ኢኪ ሜሮን ሺለት
@-se9hk
@-se9hk Ай бұрын
ፋራ ባዓል barneta ❤🇪🇷✅
@EsayasPetros-u3m
@EsayasPetros-u3m 29 күн бұрын
Entay eyu eti sahaka dea neket diyu Well wurtsitsina kurue elka ytat stability kitrekb
@kalMHe
@kalMHe Ай бұрын
Shigir Eritrawi ayrideanin eyu ane!
@samisamisamawo-sg7cj
@samisamisamawo-sg7cj Ай бұрын
ሜሮን ዝሰኸሩ ኣይትእቲ ፍልጠት የቡሉን ወልፊ ዘረባ እዩ ዘለዎ
@dianayemane9313
@dianayemane9313 22 күн бұрын
Xnat.yhabka.meri
@garykifle8817
@garykifle8817 Ай бұрын
Eway wedi hagos jigna niska eka wedi suhuke brother
@TekleEmaha
@TekleEmaha 18 күн бұрын
ደንቆሮ ቦሎ ሽንት ኢንሳሳ
@user-ke8lb6ft6e
@user-ke8lb6ft6e Ай бұрын
እዝምርን እኮ ብምስሌነ አዲ ቁንጺ እያ ትምራሕ ኔራ
@Eritreyan
@Eritreyan Ай бұрын
Mero bsul
@st9535
@st9535 Ай бұрын
Eway meron aklika keydnekwo ayhalifin, anta kemziom zibelu sebat kea alewuna malet dyu eway zeyhalfelna 😂 kemey zibelwo emni ruba eyu wedey. Kem mkri gin meri hawey ms kemziom zibelu gzieka aytetifie Mechem ezi wala kem behadsh cheflika tezisirah ewn ayeren. Way sdet sdi kula eba akakibulna 😂
@selamteklehaymanot9786
@selamteklehaymanot9786 Ай бұрын
Tegarian 😂😂😂😂😂
@user-xh6hn4fd6q
@user-xh6hn4fd6q Ай бұрын
Meron haqika izi wade kiros metrishta donqoro fara iyu
@-se9hk
@-se9hk 29 күн бұрын
H
@ErmiasWeldemariam
@ErmiasWeldemariam 28 күн бұрын
ካብ ሓንጐሉ ባርነጢኡ ትጸሪ ከከከ
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h Ай бұрын
ኣቱም ሰባት ፊሊጶስ ጹሩይ ኤርትራዊ ኢዩ ግን ኩፉእ ግብሪ ሩጉም ኣሳሪ ኢዩ ፊልጶስ ተኢልኩም ግን ኢወ ሓቂ ካብቶም ሓለፍቲ ፊሊጶስ ጥራይ ኢዩ ወደባት ግን ሰይጣን ኢዩ
@Jay-og3xn
@Jay-og3xn Ай бұрын
አታ ካበይ መጽኤ ኢዚ ገልጣም ክምርመር ዘሎዎ ኢዩ ክኸፍእ እቲ ትግሪኚኡ ተምላስ ኡዕ/ አሰመራ ፍቅሪ ኢያ ወሊኹም ዳአ ከምዝ ኸማኻ ንጠለ በጊዕ አሐት ከምአን ትኽትክቱ ንሰብ ካአ እሞ ጊደፎ ሀላይ ጭካኔ ኢዩ ዘለኩም አብ ሰብ ።
@ssmruz6452
@ssmruz6452 Ай бұрын
Haqi kkkkk mxiray ygeber kkkk❤❤❤❤❤❤
@EsayasPetros-u3m
@EsayasPetros-u3m 29 күн бұрын
Meron lebam lebam aytsawet kinena hizka mtsae
@user-se3zr9rz6y
@user-se3zr9rz6y 28 күн бұрын
Tegarian kkkkkk meri aytetrelu kemzi zereba semie ayfeltin
@samsonredaeabraha4183
@samsonredaeabraha4183 Ай бұрын
Ewayyyyy rsiiii. Ata kemzi aynet hangol kea alo eu. Meron pls ms men tzareb flet. Class halu. Beznna aytxawet
@abelmicael1333
@abelmicael1333 Ай бұрын
ATA ezi wedi sdet axelilwo eyu mshknay gex Tgretay 😂😅
@Nugse-xn9oq
@Nugse-xn9oq Ай бұрын
Ata Meron dhri hgi keytemxo hasab zero sk elu ruuuuu trah ybl shenka deks belo
@st9535
@st9535 Ай бұрын
Trah elka atum sebat abzi gzie ezi win kemziom zibelu trhom sebat alewu malet dyu
@teklitgebreweld8821
@teklitgebreweld8821 Ай бұрын
ቀዳድ ፊስቶ ንስካ ግን ኦርጂናል ዐጋመ ኢካ ሜሮን ግን ካብ ሰልጠነ ብከመይ ትፍለ ስልጠነ ዘምፆም ሰባት ሃገር ዘዋርዱ ክብርታትና ዝትንክፉ ትምህርቲ ዘይብሎምደናቁር ከምዚ ምሳካ ዘሉ ጭራ ዘለዎ አድጊ ጥራይ ኢኩም ተምፅኡ እንታይ
@eriblood803
@eriblood803 29 күн бұрын
Kefenfinuka cenewuti komalat ghembi
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r Ай бұрын
😎 እዋይ እዚ ሰብአይ ክንደይከ ዓጀውጀው ይኽእሎ እዩ ? ሸውዓተ ወለዶ ክትብል እንከለኻ እቲ ሻምናይ ወለዶ ኸ ክብርን ስርዓትን ባህልን ናይ ትግርኛ ዘለዎ ግእዛዊ እንተኾነ ኸ ?? ብዙሐት ተዛረብቲ ትግርኛ ዝኾኑ አብ MEDIA መጺኦም ሰባት ንኽሪኢዎም ኢሎም ሀተፍተፍ ዝብሉ ብዙሐት እዮም ሐደ ካብአቶም እዚ ክንዲ ናይ ከልቢ ካቴና ዝኸውን መስቀል ተአሲሩ ዘሎ አብዛ VIDEO ለልልልልል ዝብል ዘሎ ብዝተረፈ ትግራዋይ አብ ትግራት ዝነብር ዘሎ አኽሱማዊ ግእዛዊ ተዛራባይ ትግርኛ እዩ 7 8 9 ወሎድታት ፀብጺቡ ግእዛዊ ተዛራባይ ትግርኛ ኢሉ መንነት ናትና ናይ ኩላትና ስርዓትን ባህልን ክብርታትን ዘለና መንነት ከውፅአልና ዝግባእ NOT እዚ ባርያ ኤርትራዊ ሀገር ዘይብሉ ክነሱ ኤርትራ ንብረትን ገዛን ትካልን ናይ ዋና ኤርትራ ገበነኛ ኢሰያስ ክነሳ እስኻ/ኺ ኤርትራዊ እየ እትብል ባርያ እየ ክትብል ይግባእ 👍👍 ምኽንያቱ ኩሎም ዝተሰውኡ ዝሰንከሉ ዝተቓለሱ STILL ዘለዉን ንብላሽ ንኸንቱ ኢሎም እዮም ሐሊፎም ልዕሊ ኹሉ ኸአ ገበነኛ ኢሰያስ ካብ 1991 ጀሚሩ ስጋዕ ሎሚ ዋና ኤርትራ ንኽኸውን እዞም ባርያታት ኤርትራውያን ከአ ንኢሰያስ ከም አምላኽ ከም አላህ ንኽፈርሕዎ ንኸኽብርዎ ኢሎም እዮም ሰንኪሎም ተሰዊኦም ተቓሊሶም ማለተይ ባርያታት ንኽኾኑ ኢሎም እዮም እየ ዝብል ዘለኹ ይገርም 7 ወለዶ ገለመለ ክትብል WHAT'S WRONG WITH YOU ? ነዚ ናይ ድቓላታት መንነት FAKE ዝኾነ ኩሎም ድቓላታት ብሄራት ነንሕድሕዶም ዘይፋተዉ ዘይካባበሩ ዘይዳላለዩ ዘይፋለጡ ክነሶም ብኸመይ ርድኢት 🤔 እዩ ኤርትራውነት ዝብል መንነት ክኸውን ዝኽእል ብጀካ ኤርትራውነት ዝተፈላለየ ገበናት ዝፍፅም MOST CRIMINALS ናይ ዓለምና እንተዘይኮይኑ ዕድመ ንባህልን ክብርን ንናይ ትግርኛ የቐንየለይ ንኹሉኹም
@user-uy3yi4kr6x
@user-uy3yi4kr6x Ай бұрын
Meron sett Elkasmayo Aytedanagr.
@eessyassamiel7030
@eessyassamiel7030 Ай бұрын
እንታይ ዝስማዕ ኣለዋ
@user-rp1rv5vb7w
@user-rp1rv5vb7w Ай бұрын
መሮን ፕሊስ ነዘን ነቲ ክፉእ ውድን እቲ ክፉእ ኣውራጃዊ ሰባኣይ ኣጥፋኣዮም ካብዚ ሜድያ ኪድ ትግራይካ እሞ ንሕና ኤርትራውያን ኢና ኣታ ዕሱብ
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 Ай бұрын
Kla fara endikum hijis hemam zeyhasebkayo yom dehsebu ziom nennsom ressh yu ti riesom
@sabahailemichael4043
@sabahailemichael4043 Ай бұрын
Meri tsewar
@-se9hk
@-se9hk 29 күн бұрын
ኣንታ ኣነስ ሳኣዳ ክርስትራን ዝባሃል የለን yble ኣሎ ኣብተፈር ድኻ እነብር ሓወይ temalaani በልልል An ግኡጎል ርኣዮኡ ✅
@user-ke8lb6ft6e
@user-ke8lb6ft6e Ай бұрын
ውይ አስመራ አዝማሪኖ ካብ ብሱል ጥረ አይስአንን እዩ እንበር ፍቅርስ ከም ውድ አስመራ ፈቃር የለን ምክንያት ካበይ መጹ ብዘይ የገድስ ስለ እዝግሄር አፍኩም ዝሃበኩም አይትዛረቡ ልጓም ግበርሉ መን ክብ መን ዘይትውለድ ኩላ ከም ሐረግ ተአሳሲራ እያ
@tesfamariamyosef6056
@tesfamariamyosef6056 Ай бұрын
OOOOOOOO MERON HASOT TEZRIBKA
@TsigheFissha
@TsigheFissha Ай бұрын
Meron gega
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Ай бұрын
Don’t bring uneducated please
@-se9hk
@-se9hk Ай бұрын
በጃኻ ቀዳማይ ዙሪያ 🇪🇷❤️❤️❤️ኣይተላሎም መብዛሕቶም ዝተሰዎኡ አዮኡም ጀጋኑ ደክኣስመራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BETESEB1972
@BETESEB1972 Ай бұрын
@@-se9hk ማዳ ሃገር ዝተባህሉ ከ ክክክክክክክ
@michaelgirmay1809
@michaelgirmay1809 Ай бұрын
Maron hawey time is gold don't took with rock
@TeklezgiAkile-lz9rn
@TeklezgiAkile-lz9rn Ай бұрын
Meron nezi awragawi atehasasba zelewom aytmsayom shenkolel eyom zebuluka hasabom zerooo 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@-se9hk
@-se9hk Ай бұрын
ኣነ ኤርትራዊት ኣስመራ ዝዓበኹ መቦኮለይ ከባቢ ሳኣዳ ክርስትያን 100 ወሎደይ eritrawit🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️✅✅✅✅✅✅
@isaakalem3902
@isaakalem3902 Ай бұрын
Hamasene
@FetariSdetnaYhxrelna16
@FetariSdetnaYhxrelna16 29 күн бұрын
Kebabi Xade Christian Zbhal Adi yelen 😅
@user-op5ek2xm2y
@user-op5ek2xm2y Ай бұрын
21 centuries you talking about nonsense change your Awrjawennet mind change your future because Eritrea need educated citizens
@As22611
@As22611 Ай бұрын
Wouchou bwaga rsti Asmeran kebabin eyu tetaliou meret adom haziom rsti seamatat dekebat asmera kem zshyet geromo
@henoksolo2290
@henoksolo2290 Ай бұрын
Fara fenji u ne zmarino ane gina ayregisemin ye tekalileyom ye zihalif
@user-xh6hn4fd6q
@user-xh6hn4fd6q Ай бұрын
Isi wade kiros zebhal Islam gele sebat yexaref neru ane ka yahrik nere gin hiji felite bako iyu seb ay kunen isisa iyu
@Feventesfalem-oc5rk
@Feventesfalem-oc5rk Ай бұрын
Makaay nbaelka reci yeblkan hasab zeyblka sle zehmemeka da eber christin kexerfu leytn maltn Kalu zwelu
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 169 МЛН
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 25 МЛН
ዓድና ግደፉሉና ይብሉ ኣለዉ
1:13:01
Dahlak London
Рет қаралды 16 М.
ተቃወምቲ ንደሊ ኣለና
14:05
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 1,8 М.
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 169 МЛН