ውሽጣዊ ሰላም ንኽህልወና ክንገብሮም ዝግባእ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት

  Рет қаралды 99,684

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti

8 ай бұрын

Пікірлер: 470
@Snitey-n1n
@Snitey-n1n 8 ай бұрын
ይገርም ዩ ኣብዚ ቅንያት ዚ ውሽጣዊ ሰላም ስኢነ ዓቅለይ ጸቢቡኒ ከሎ የ😢😢😢 ሓውና ዛ ቪድዮ ዘርጊሕዋ ሪአ ብልቦና ክሰምዓ ኣምላኽ ይሓግዘኒ። ኩሉኹም ደቂ ተዋህዶ ብጸሎትኩም ደግፉኒ😢😢😢
@sinaeritrawit9499
@sinaeritrawit9499 8 ай бұрын
Ajoki haftey kulu halafay u mezmur nay zemari BEREKET TEKUE semeya selam kewerdelki u🙏🙏🙏❤
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 7 ай бұрын
ጸሎት ቅዱሳን ምሳኻ/ኺ ይኹን።
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 7 ай бұрын
​@@sinaeritrawit9499 ሰላም ሓው ወይ ሓብቲ እዚ መዝሙር ናይ በረኸት ስምዒ ምባል ጌጋ በረኸት ትኩእ ውሽጡ ካልእ እምነት ዝሓዘን መዝሙሩ ካብ ተዋህዶ ወጻኢ ኢዩ። መንፈስ ዘበለ ኣይትቀበሉ ከመይ መርምሩ ኢዩ ዝብል መልእክቲ 1ዮሃ4: ስለዚ ንባዕልኪ መርምርዮ ተማሃሪ ምስጢራት ቤተክርስትያን።
@user-su1xq1hp3y
@user-su1xq1hp3y 8 ай бұрын
❤አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ክብር መምህርና ካብቶም ተማህርና ዘይንቅየር ዝቡሉ ሓንቲ ኣነ እየ ክንደይ ዓመት ተማህረ ግን ቃል ኣምላኽ ዘይትሓዘኒ እናበሉኹ ውሽጠይ ሰላም የብለይይ
@me-12.abatie
@me-12.abatie 5 күн бұрын
ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር አምላክ አብ ፅላት ልቦናና የሕድረልና ናይ ሰላም አምላክ ሰላሙያሃበና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክቡር መምህርና👏💖
@Melat-T
@Melat-T 8 ай бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና❤ኣነስ ዝተምሃርልዎ ቃል ኣምላክ ኣየተግብሮን ሓጥያት ኣብ ርእሲ ሓጥያት እየ ዝሰርሕ ግን ተስፋ ኣይቆርጽን መዓልታዊ እየ ቃል ኣምላክ ዘዳምጽ ዋላ ውሽጠይ ላተረበሸ ስቅ ኢለ የዳምጽ ሓንቲ ምዓልቲ ኣምላክ ሂወተይ ክቅይሮ ይኸውን ላበልኩ🥹🙏
@taamemahari7442
@taamemahari7442 8 ай бұрын
አወ 🇪🇷ፍተነ የተረ ረካ 🙏🏻ዪ
@FillaManchawit05
@FillaManchawit05 6 ай бұрын
ይገርመኺ እዩ ኣነ ውን ከምኡ እየ መቸም ተስፋ ኣይቆርጽን ግን ፈተና ከም ገለ እዩ ውድቀት በዚሑኒ ሓንቲ መዓልቲ ግን ካብ ውድቀተይ ኣተንሲኡ ከም ዝሓጽበኒ መድህነአለም እምነተይ 100% እዩ ፈጣሪ ሕሩያቱ ይግበረና🙏✝️😥♥️♥️♥️
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️💊👈
@raeeeer-xx5sy
@raeeeer-xx5sy 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመአልና ክቡር ዲያቆን ሓዉና ፀጉኡየብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ንኣናዉን ሰማዕቲ ጥራይ ዘይኮናስ ብግብርን ሓቅን ክንጎዓዘሉ አምላክ ይሓግዘና ❤
@user-xn7hj2fq3w
@user-xn7hj2fq3w 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ኣምለክ ብፀጋ ብጥዕና ይሓለውልና ክቡር መምህርና 🙏❤😍
@user-km3xr2rs6o
@user-km3xr2rs6o 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህራን ✝️🥀🙏🥰
@habengebremdhn7135
@habengebremdhn7135 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የሰመኣልና ክቡር መምህርና ኣነሰ ዝተመሃርክዎ ቃል ኣምላክ ኣይተገብሮን ሓጣት አየ ዝበርሕ ግን ተሰፋ ኣይቀርጽን ❤❤❤
@selamtigray3173
@selamtigray3173 4 ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna kbur memhrna bhaki natey hiwet gelitskumwa kmzi tmhrti mezmur ysememo wala hanti Ayrdeann entay koyne zeyrdeani nmntay zeytelewetku enabelku ychnek melise tmhrti mkttal ygedfo tesfa ykorts Amlakey ayni lbona adlena 🙏😢
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 8 ай бұрын
Amen amen amen Qall hiwet yesmalna dyacon hawnan memhrnan 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️
@user-rd3qe7yh6t
@user-rd3qe7yh6t 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉእ ይብዚሓልኩም❤❤❤
@AshuWediTewahdo-qk9np
@AshuWediTewahdo-qk9np 8 ай бұрын
Amen Amen Amen Bhaki kale Hiwet Yesmalna Btaemi Des Zbil Tmhrt abhiwetna Egbet Desta Hagos Enrekb Abamlak Ms Nmekob AbiBete Egziabiher Msnmelales Amlak Ms Nemesgn eyou Zrkeb Tsegu Yebzhelom Memhrna,
@embeyteni1665
@embeyteni1665 8 ай бұрын
ጦሩነት ትግራይ ካብ ዝጀምር ሎመዓንቲ ደስ ኢሉኒ ሰብከት ሰሚዐ አቦታት ኢና ባሃልቲ አደንጊፆም ካብ ቤትናን ቃል አምላክን አርሒቆሙና በለው ግደለው እዳበሉ ፈጣሪ ሓፂቡ ደጊሙ ገዙኡ ክእትወኒ ተስፋ ይገብር 🤲🤲🤲 ቃለ ሂወት የስምዐልና አቦና 🤲🤲🤲
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 7 ай бұрын
ክብርቲ ሓብተይ እወ ሓቅኺ ፖለቲካ ይጸልወና ኢዩ ግን ብእኡ ክንወድቅ የብልናን ብፍላይ በዚ ዘሎ ግዜ መብዛሕትኦም እምነት ኣለና ዝብሉ ብዓሌትን ፖለቲካን ንህዝቢ የባላሽውዎ ኣለው ንሕና ኣብ እምነትና ጸኒዕና ካብ ወገንነትን ዓሌትን ክንርሕቅ ይግባእ።
@mooabo9545
@mooabo9545 8 ай бұрын
ሰላም ሓወና ድያቆን መምህር ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን ❤ዘመን ይባርከና
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... 8 ай бұрын
_ብሓቃ ቃል ህይወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህርና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላኽ ውሽጣዊ ሰላም ይዓድለና ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና🤲🥺🌿_
@selamgereziharr8400
@selamgereziharr8400 8 ай бұрын
ኣሰይይ ቡዙሑ ደስታ ረኪበ ካብዛ ብድዮ እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኩን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና✝️🕊❤
@senayttkmichael1667
@senayttkmichael1667 2 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ ጸጋ የብዝሔልካ ኣምላኽ
@rahelhalefom1327
@rahelhalefom1327 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ክቡር መምህር❤❤❤
@taamemahari7442
@taamemahari7442 8 ай бұрын
ቃል 🇪🇷🙏🏻ህ ውይት 🙏🏻ያሃ bana🇪🇷
@hanasahle6688
@hanasahle6688 8 ай бұрын
አሕዋተይ ደቂ አምላኽ ሐደ ፀገም እኒኤኒ ቤተክርስትያን ካብ ዘይከይድ 3 ዓመተይ አሕሊፈ ብኮረና ግዜ ዘቋረፅኩ እየ ድሕሪ ኮረና ኪናት እ/ያ ንተጋሩ ዝጨፍጨፉና አሕዋተይ ብሐዊ አቃፂሎሞም ዓለም ዝረአዮ ሐቂ እዩ ድራማ አይኮነን እቶም ሃማኖተኛታት ውን በልዎም ቅተልዎም ማሰልጠኛ ም አየድልን ይብሉ ኔሮም እምብአር በዚ ምኽንያት ናብቲ ቤተክርስትያን ክኸድ አይክአልኩን ይፅሊ እዩ ፆም ይፆም ኔረ ክልተ ዓመት ብምኽንያት ጨጓራ ሕማም ገዲፈዮ ፆሎት ይፅሊ እየ ግን እቲ ሙሉእ ሰላም ናይ ውሽጠይ የለን አሕዋተይ ንመምህር ውን እንታይ ትመኽሩኒ
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 8 ай бұрын
Qal hiwet yesmelna Amen Amen Amen 🙏🙏🙏xega bereketu yebzhalka fetari kubur memhrna 🙏🙏ab hiwet techeniqa zixenhet nebsi zfws abi tmhrtiyumo,please qexlelna🙏🙏edmen tenan yhbelna🙏🙏
@tecletzeggai1404
@tecletzeggai1404 8 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 ኣብ ልብና የሕድረልና ቃል ህይወት ሓቀኛ ሰላም ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ❤❤❤
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣዕዝዝኣቢሉ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓዉና🙏🙏🙏❤❤❤
@selamawikrstosselamkahabena
@selamawikrstosselamkahabena 8 ай бұрын
ሓቀኛታት ሰባት ጥራይ እዮም ነዚ ስብከት ዝሰምዕዎ, ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርናን ሓውናን ዲያቆን ኣስመላሽ ❤❤❤
@tirhasasefa640
@tirhasasefa640 8 ай бұрын
❤❤❤ማርያምን መምህረይ ልበይ ብተስፋ መሊኡ ድቃሰይ ረሲአዮ ብዙሕ በትግርኛ ስብከት ሰሚአ ኣይፈልጥ እግዝአብሔር ኤርትራ ኣድና ኦርተዶክስ ተዋሕዶ ይሓልወና ቃለ ሂወት የስመአልና ነዊሕ እድመን ጥዕናን ይሀበልና ፀጋ ምድሪ በረከት ሰማይ የብዘሓልና❤❤❤
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 8 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህር እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልካ ኣብ ልብና የሕድረልና 🙏🙏🙏
@user-xn1uz3du1d
@user-xn1uz3du1d Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዕልና❤❤
@luwamwelday9513
@luwamwelday9513 8 ай бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna memhrey
@LiliGebre-cv7co
@LiliGebre-cv7co Ай бұрын
ቃል ህወት የሰመዐልና አብ ጸሎትኩም ዘክርኒ እኩም 😢
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 8 ай бұрын
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኩም ዮብዘሐዮ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_
@damitmasho8815
@damitmasho8815 7 ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmana ab libna yehdro fetari ❤🙏
@user-xv6vg7ot9g
@user-xv6vg7ot9g 22 күн бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmeana deykoney hwey ❤❤❤
@user-un8uq5ni3t
@user-un8uq5ni3t 8 ай бұрын
Tewahdo aykonkun gn btami ye dketatelo mknyatu haki Sle zzareb tebarek buruk hawey so much love u brother ❤❤❤❤❤
@CvabdFvdd
@CvabdFvdd Ай бұрын
አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር መምህረና❤👏👏👏👏👏
@user-dd6ce2wu8q
@user-dd6ce2wu8q 8 ай бұрын
Amen Qale hiwet yesmalna⛪️🙏
@emebrhadey-xv7hm
@emebrhadey-xv7hm 8 ай бұрын
Amen qale-hiwet yesmealna Dyaqon hawna amen
@ermiasnatan7265
@ermiasnatan7265 8 ай бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna fetari dikon asmelash
@ZaidAndom-qg4wo
@ZaidAndom-qg4wo 7 ай бұрын
Amen amen ame egzabhier amlak ykber ymesgen nzelalem kbur memhrna kea edmen tenan hibu xegu yebzahalka egzabhier ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 8 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲ/ ሓዉና
@robiti2138
@robiti2138 8 ай бұрын
Amen amen amen Kal hiwet yasmelna egzabher xageu yabehelkum
@user-px3mg5vy2w
@user-px3mg5vy2w 8 ай бұрын
qal hiwet yesmealna memhrey,xegiu yebzhalkum zeben agelgletkum ybarik semaeti zeykonas tegberti ygberena ::
@FithawiKelati
@FithawiKelati 8 ай бұрын
amen amen amen tsega bereketu yebzhalka netom bthtna zsemeu kal hiwet yebzihalem ❤❤❤
@user-pb2xm4zh3y
@user-pb2xm4zh3y 7 ай бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏Qale hiwet yesmiaelna❤❤❤❤❤❤⛪⛪⛪⛪⛪
@akberetyemane8998
@akberetyemane8998 8 ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmealna diyaqon hawna nay agelglot zebenkum Amlak ybark 🙏⛪🏰⛪🙏
@selinagebreyohannes976
@selinagebreyohannes976 26 күн бұрын
Amen Diacon hawey qale hiwet yesmalna
@habtomteklemaryam4377
@habtomteklemaryam4377 13 күн бұрын
Amen amen amen kalhiwet yesmealna
@wskn7283
@wskn7283 8 ай бұрын
ይገርም እዩ ተስፋ ቆርጸ ነይረስ ነዚ ትምህርቲ እግዚኣብሄር ሰድድለይ ከዚ እዩ መጽእኒ ዝትምህርቲ ኩሉ ግዜ ንክካተተሎ ተስፋ አሎኒ ተመስገን ሓይሊ ካበካ እዩ አምላከይ❤🥰ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ❤
@user-kh7ur2fu2g
@user-kh7ur2fu2g 8 ай бұрын
Qela hewat yesemelna deyakon asmelash hawena hewat zezerie temehertie eyu etie video mes selie enderaka zeyada metesesear sela zelwo mes mslu enta zelewn zebelexa. Ensemo nie hewat meqeyerie mengestu mewersie yegeberlna amen.
@brayyrt9658
@brayyrt9658 5 ай бұрын
አሜን ፫ ቃል ህይወት ያስመዐልና 🤲😌🥰🥰🥰
@effwd2992
@effwd2992 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ይስምዐልና🙏🙏🙏
@abbyha7518
@abbyha7518 8 ай бұрын
Amen 🙏🏽 Amen 🙏🏽 Amen 🙏🏽 Qal hiwet yesmalna Diyaconey ❤❤❤❤❤
@filimonbrhane5998
@filimonbrhane5998 8 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወና❤❤❤
@user-ng6od4rx3w
@user-ng6od4rx3w 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ክብር ኣቦና ናትካ ክሰምዕስ ዋላ ኣብት ፀልማት ከለኩ ተስፋ ይሰንቅ ርእሰይ የቅንዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መራሕ ሰላም ውሸሽጣዊ ሓጎስ ዝፈጥር ኩሉ ተማሓላልፎ✝️✝️✝️💒💒💒💗💗💗🕊🕊🌿🌿🙏🙏🙏
@yemanetekle7602
@yemanetekle7602 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ሕይወት ቃል የስመዓልና❤❤❤
@HenokArayaSebhatu
@HenokArayaSebhatu 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስስምዐልና ❤❤❤
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 8 ай бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmealna sle kalu egzabher amlakna zkeberen ztemesgenen ykun memhrna xegue yebzhalkum bhaki ztemeharnayo knebrelu bmhretu temitu tbebun mstwalun ayfeleyena fetari kulu alem ab xelotkum zekurna
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መም ዲያ ኣስመላሽ ሓወይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ መድሃኔኣለም ኣምላክና ኣሜን። ኩሎም ቅዱሳን ብጸሎቶም ይደግፉካ ኣሜን።
@user-yy4rt2ps1z
@user-yy4rt2ps1z 8 ай бұрын
Amen amen amenn kale hyesmalena
@zaidgoitom7919
@zaidgoitom7919 8 ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna ezgabihir amlak xegu yebzhalka
@user-ol1gl9lu9l
@user-ol1gl9lu9l 8 ай бұрын
AMEN AMEN AMEN qal hiwet yesmalna kubur m.mehrna xegeu yebzhalka fetari selamn fqrin yewrdelna nmelae alem ❤❤❤
@nssribahri9203
@nssribahri9203 8 ай бұрын
Amen amen amen 🙏 kal hiwet yesmalna kubur diyakon hawna
@User-luli1234
@User-luli1234 8 ай бұрын
Amen Amen qale hiwet yesmalna kibur memhr hanti hato neratni nsa ka Ab orit zedagm meraf 22:5 zela Asfihika kitgetseley deliye neyre
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 7 ай бұрын
ሰላም ልዋም ሓብተይ ሕቶኺ ተመሊሳ ክትከውን ተስፋ እገብር ተዘይተመሊሳ ከኣ ሕጽር ብዝበለ ሕቶኺ ኦ፡ዘዳ22:5 ብዛዕባ ንለብሶ ኢዩ እቲ ቃል ስለዚ ወዲተባዕታይ ናይ ጋልኣንስተይቲ ልብሲ ከይለብስ ማለት ክዳን ከይክደን ኢዩ ዝእዝዝ ዘሎ እግዚኣብሄር። ነዚ ዝገብር ብእግዚኣብሄር ዝተጸልአ ኢዩ ይብለና ስለዚ ነዚ ሎሚ ዘሎ ሂወትና ኣከዳድናና ኢዩ ስለዚ እዚ ወሎዶና ብእግዚኣብሄር ዝተጸልአ ኢዩ ሓደ ካብቲ ሓጢኣትና ከኣ ኢዩ። እዚ ናይ ርኽሰት ክዳን ኢዩ። ንዝሙት ዝዕድም ኣከዳድና እንዳለበስና ብዓይኑን ልቡን ከምዝዙሙን ሓጢኣት ከምዝሰርሕ ንገብሮ ኣለና ማለት ኢዩ። ነቲ ሰብ ምኽንያት ስሕተት ንኾኖ ኣለና መልእክቲ ይሁ1፦19-ክሳብ ፈጻመ ንስኻትኩም ግና ኣቱም ፍቁራተይ በታ ካብ ኩሉ ዝተቀደሰት ሃይማኖትኩም ንርእስኹም እንዳሃነጽኩም ብመንፈስ እንዳጸለኹምን ነቲ ናብ ዘልኣለም ሂወት ዝወስድ ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምሕረት እንዳተጸበኹም ንርእስኹም ብናይ እግዚኣብሄር ፍቅሪ ሓልው። ነቶም ዝጠራጠሩ ኣረድእዎም ንገሊኦም ካብ ሓዊ መንጢልኩም ኣናግፍዎም፡ ንገሊኦም ከኣ ነቲ ብትምኒት ስጋ ዝረኸሰ ክዳን እንዳጸላእኩም ንርእስኹም እንዳፈራሕኩም ደንግጽሎም። ነቲ ካብ ውድቀት ዘበለ ክሕልወኩም ነውሪ ዘይብሎም ጌሩ ኣብ ቅድሚ ክብሩ ከቑመኩም ዝከኣሎ ነቲ ብጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ በይኑ መድሃኒና ዝኾነ እግዚኣብሄር ቅድሚ ኩሉ ዘመናትን፡ ሕጅን ንዘልኣለም ኣለምን ክብሪ፡ ግርማ ፡ሓይሊ፡ ስልጣን ይኹኖ ኣሜን። ይብለና ብዙሕ ኣሎ ጥቅሲ ግን ንጠቢብ ሓንቲ ቃል ትኣኽሎ ኢያ። ስለዚ ኣከዳድናና ጥንቅቛት ንኹን ኣብ ዓዲ ቁሪ ኢልና ንኽደኖ ዘለና ኢዩ ስረ ብታሕቲ ቀምሽ ብላዕሊ ክንገብረሉ ይግባእ። ናይ ሎሚ ግን ብሰብ ከይትነዓቅን ዘይማዕበለ ከይትበሃልን ካብ ንእግዚኣብሄር ንሰብ ፈሪሕና ንኽደኖ ዘለና ኢዩ ሓጢኣት።
@User-luli1234
@User-luli1234 7 ай бұрын
Amen Amen Amen Egziabiher yhabeley zhawey qele hiwet yesmalna
@shewittesfastion3276
@shewittesfastion3276 8 ай бұрын
Behaki Behaki Behaki kab meare zemkri kali egzeabiher temahrina dyakon hawey egzeabiher amlak xegu aezezu yebarekika nay agoligulet zemneka yebareklika edmen tenan yehabeka 🙏🙏🙏💒💒💒❤️❤️❤️
@samitewelde7654
@samitewelde7654 8 ай бұрын
Kal hiwet yesmelna deyakon hawena. Kab libe yemsgnka, ab hiwetey be tesfa be hagos ne amlak kemsgen. Kal hiwet zehabkne. 🙏🙏🙏
@yordanosmehari6340
@yordanosmehari6340 8 ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmana ab lbna yehdro deacon hawna
@user-sb5se7qd3l
@user-sb5se7qd3l 8 ай бұрын
አሜን፫ ጥዑም ስብከት ብሓቂ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ክቡር መምህረይ💒🤲
@asedmngashe315
@asedmngashe315 7 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃልህይውት ያስማዓና😢
@WedebTeklya-dw4nd
@WedebTeklya-dw4nd 8 ай бұрын
Amen kale hiwet yesenialena qbur Hawena
@mikiokubazgi2545
@mikiokubazgi2545 6 күн бұрын
Kal hiwet yesmalna❤❤❤ memhr hiwet
@nebyattesfazgi3423
@nebyattesfazgi3423 8 ай бұрын
Amen (3) qalehiwetu yesimialina dyakon hawuna
@mengs-ls3xc
@mengs-ls3xc 8 ай бұрын
Amen (3) kal hiwet yesmealna
@regat919
@regat919 8 ай бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalena
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 8 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወትን የስመዐልና ክቡር መምህረይ. ፀግኡ የብዘሐልካ. ንዓና ክዓ ዓይነልቦናና የብርሀልና አብ ገዝኡ ክንነብር ይሓግዘና ንፁህ ልብና ይዓድለና ❤❤😢😢😢 ንንስሃ ሞት የብቀዐና ዓለም ሓላፊት እያ 😢😢 ዓለም መፈተኒት እንበር መንበሪት አይኮነትንና ፈጣሪ ይሓግዘና😢😢😢
@Fkri6934
@Fkri6934 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዘሐልና🙏 ቃለሂወት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ጸግኡ የብዘሐልኩም መምህር
@petrostesfaldet4482
@petrostesfaldet4482 8 ай бұрын
❤❤❤ kal hiwet yesmana xega yebzhalka agzabiher
@g776yy3
@g776yy3 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህር ኣሽመላሽ ዐድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጸጉኡ የብዛሓልካ ቁዱስ እግዝኣቢሄር ኣምላኽና ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SnitSenayt-uz4ub
@SnitSenayt-uz4ub 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏 ኣሜን ንዝበለ ይግበረሉ እዩሞ ኣሜን ንበል ልዑል እግዚኣብሄር ኣቦና ካብ ዘለናዮ ጥፉእ መንገዲ ንክንምለስ ብቅዱስ ድጋፉ ንክጉብንየና ቃለ ህይወተ የስምዐልና ክቡር ኣቦና❤🙏🙏🙏
@user-fy6xe1bz5w
@user-fy6xe1bz5w 7 ай бұрын
amen amen Qall hiwet yesmalna 🙏🙏🙏
@tibletsabraham1447
@tibletsabraham1447 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ድያቖነይ ተባረኽ ዕድመ ይሃብካ ናይልበይ ሎሚ ተረሊባ ፈውሰይ እዛ ጸርፊ ተዋሪደ ኣብያትኒ ያ ነይራ ሕጂግን ፈዊስካለይ ተስፋ ሂብካኒ እግዛቢሄር እፈውስካ ጎይታ ወትሩ ምሳኻ ይኩን ❤❤❤❤❤
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 5 ай бұрын
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna ❤🎉
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 4 ай бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tibletsarefe3986
@tibletsarefe3986 8 ай бұрын
Amen kale hiwet yesmeana.
@teklitmengs-fg4wh
@teklitmengs-fg4wh 8 ай бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna hawna
@SaluJovani
@SaluJovani Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤
@user-uv9rw3zv1l
@user-uv9rw3zv1l 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ልሰመዐናዮ ቅዱስ ኣምላክ ኣብ ፅላት ልብና ይፃሓፈና ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏👏👏👏👏
@jemanejemane91
@jemanejemane91 8 ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kubur Diakon.
@banaBanuna-go6wz
@banaBanuna-go6wz 8 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna❤ hanti hto alatni kulu kmeharelu .slemntay yu ab meraa dyakon qerni harsh gerka zdbel.tegediskum melsulna melsi knxbe ena mknyatu kalot haymanotat btaemi yom zeqonaxbuna bezia
@aklilu-hagos
@aklilu-hagos 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ክንደይ ደስ ዝብል ስብከት'ዩ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኹቡር መምህርና ውሽጣዊ ሰላም ይሃበና አምላኽ ❤
@habengebreluul7762
@habengebreluul7762 8 ай бұрын
ናይ ዉሽጥና ሕቶ ሓትትክሙልና. ካብ መምህርና ከኣ መልሲ ረኺብና ❤.
@sofiyakesete4142
@sofiyakesete4142 8 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏Qal hiwet yesmalna diyaconiy
@sfstarterrpr
@sfstarterrpr 8 ай бұрын
Kale hiwet yesmaelna, entekone eti sieli titikemwo delekum gina N sebat HIMAK HASAB KEHDRELOM sile zikiel bejakum himak sieli aytitekemu niktrio zesembid endakone bejakum. Mis bzuh yikreta
@harnetsereke4140
@harnetsereke4140 8 ай бұрын
Amen amen amen qale hewet yesmealna d hawey
@letshletsh2637
@letshletsh2637 7 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና እግዚኣብሃሔር ኣምላክ ዋሽጣዊ ሰላም ዝህብ ኣምላክ ሰላሙ ይሃበና🤲👏
@MaryamKk-zs1ml
@MaryamKk-zs1ml 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስምዐልና ምህሪና❤🎉
@yohanaabraham5935
@yohanaabraham5935 8 ай бұрын
Amen amen amen qala egzabiher yesmalna Tsega berktu yebzahalka fetari kubur memhrna
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ፅሎትኽም ይባረኽ ክበረ መምህረና አ ጎይታ ሓጥየት ሐደግኽ ትዕረቅኒ❤
@gfgffy8060
@gfgffy8060 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን 🙏🙏🙏
@yonasredehey9243
@yonasredehey9243 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስብከት ን ነብሰይ ኣብቲ ስብከት ረኺበያ ፈጣሪ ይሓግዘኒ 🙏🙏🙏 ንመምህር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ🙏🙏🙏
@tekianguse5133
@tekianguse5133 8 ай бұрын
Amen kale hiwet yesmalna diycon hawna.
@dngleyadefikiri1062
@dngleyadefikiri1062 8 ай бұрын
Amet amen amen kale hiwet yesimialina memhrna dyacon hawey ,egziabiher amlak zemen agolglotka ybark
ኩሉኹም ጾር ዝኸበደኩም ናባይ ንዑ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገብረ ሕይወት
54:06
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 123 МЛН
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 6 МЛН
УГАДАЙ ГДЕ ПРАВИЛЬНЫЙ ЦВЕТ?😱
00:14
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 4,1 МЛН
ሰብ በይኑ ክነብር ጽቡቕ ኣይኮነን ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:32:50
ቐራንዮ-Tube - Sune-tshuf *(ኣይትጨነቁ!)*
11:35
Qeranyo Tube
Рет қаралды 730 М.
ብሰማርያ ኣቢሉ ኺሓልፍ ከኣ ግዲ ኾኖ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
56:45
መምህር ኢዮብ ይመኑ አትጨነቁ ማቴ 6 ፥ 26
51:09
ማኅበረ ጽዮን
Рет қаралды 854 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 682 М.
ንእግዚአብሔር ዝኸውን ግዜ ምስኣን ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
36:07
ነፍስኻ ኣድሕን ብዲ/ን ኣስመላሽ ገብረ ሕይወት
1:03:48
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 90 М.
ToRung short film: the robber pretended to be a statue😬
0:30
Spot The Fake Animal For $10,000
0:40
MrBeast
Рет қаралды 159 МЛН
Бушмен и бабуин. В поисках воды.
0:42
BERMUDA
Рет қаралды 11 МЛН
Детство злой тётки 😂 #shorts
0:31
Julia Fun
Рет қаралды 4,8 МЛН
Задержи дыхание дольше всех!
0:42
Аришнев
Рет қаралды 3 МЛН