ነሹ መጸ መጸ/ ደሃይ በዓልቲቤቱን ደቑን ንወዲ ወርቑ ዘለውዎ/ ሕራነ ትብዓት ናይ ኣዲስ ረኣይዎም

  Рет қаралды 51,932

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

16 күн бұрын

ነሹ መጸ መጸ/ ደሃይ በዓልቲቤቱን ደቑን ንወዲ ወርቑ ዘለውዎ/ ሕራነ ትብዓት ናይ ኣዲስ ረኣይዎም

Пікірлер: 253
@Ykgxu
@Ykgxu 14 күн бұрын
ወዲ ወርቁ ጅግና ተዘካሪ ብዓል መትከል ብሰላም ዕረፍ ጎይታዋይ መስዋእትኻ ታሪኽካ ህያው እዩ ክቡር ሓውና ብዓል ሕልና ኣጀኩም ኣሕዋትና ሓፍትኩም ካብ ትግራይ 😭😭💔😭
@sunshining3697
@sunshining3697 12 күн бұрын
It’s not your bussines from tigray
@user-vr1bt9wr6f
@user-vr1bt9wr6f 12 күн бұрын
ሓወይ መዓረይ ግርማ ዓዲ ሙሁር ኣቦ ሕልና ድሕሪ ሞት ደጊምካ ዕድል ምምላስ ከዝህሉ ማንም ከይቀደመኒ ባዕለይ መምፀኹዃ ዋላ ሓዊ ረጊፀ ካብዚ ኣብ ሕልናይ ትመላለሶ ዘለኻ ምዓረፍኩ ኣነ ሓፍትኻ እየ ታትግራወይቲ እታ ዓለም ጠሊማታ ኣለኹልኪ ዝበልካያ ሓፍትኻ ነዚኣ ክፅሕፍ የዒንተይኳ ዕድል ኣይሃባንን ይመልኣ ይፀርገን እህህህ በል ሰላም ዕረፍ ክናፍቀካየ ከምቶም ዝተሰውኡ የሕዋተይ ሓወይ ኢኻ 😔💔👏።
@merachelsea3090
@merachelsea3090 14 күн бұрын
ብዘይረብሑ ርቡሓት ምስኣን ክመርር ሓዘኑ 😢 መንግስተ ሰምስይ የዋርስካ ቡሉጽ ሓወይ
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 13 күн бұрын
Verily true!
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w 14 күн бұрын
ወዲ ወርቁ ለዋህ ሕያዋይ ኣብ መሬት ብሕማቅ ስቅያት እንተቐተሉካ ኣብ ሰማይ ግን ቅሳነትን ሰላምን ይኩን ናባራኻ ኩለና ንስዕበካ ኢና ሓደ እኳ ዝነብር የለን መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ጎይታዋይ😢
@user-uq3mm6qh4c
@user-uq3mm6qh4c 14 күн бұрын
መንጎስተ ሰማያት የዋርስካ ንሓፍትና እውን መጽናንዒ መንፈስ ቅዱስ ይልኣኸልኪ ንደቁ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም 😢😢😢
@Lewhatey
@Lewhatey 14 күн бұрын
ነሹ ሓወይ ከመይ ኣምሲካ❤🎉ኣነስ እዛ ደርፊ ልበይ ሰይራትኒ ብዝሓለፍክዎ ክሰምዓ ከለኩ ወዲ ወርቁ ቁልጭ እናበለኒ😭💔
@neshnesh_show
@neshnesh_show 14 күн бұрын
😭💔
@zaidokbanderias3794
@zaidokbanderias3794 13 күн бұрын
እግዝኣቢሄር ኣብ ገነቱ ይቀበልኻ ዘሕዝን እዩ ንመላእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኹም
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 14 күн бұрын
እህህህ ንኡሰይ ኣነስ ኣይካኣልኩይ 😭😭😭😭😭😭 መንግሰተ ሰማያት የዋርስካ ወዲነይ ማዓረይ ንባዓልቲ ቤቱ ውን እግዚአብሔር አምላክ ይክእልኪ ዝሓፍተይ 🕯😭😭💔 ነሹ ሓወይ ኣነ ስዕዲ ዓረብ እየ ዝለኩ ብከመይ ኣብ ናይ ወዲ ወርቁ ክሕግዝ ይክእል😢🥺
@Azitylove4416
@Azitylove4416 13 күн бұрын
Way Atum Meneseyat Ahwatey Amlak Ysmaekum Kabza Kinat Hdhid Wuxu Ezi Kulu Saharan Bahrin Segirkum Adi Seb Atikum Si Bejakum Nay Hasab Fililiy Kulu Bhgawi Mengedi Zftahalu Gberu Degim Titefie Tnfas Meneseyat Ahwatna Zey Nsemalu Ygberelna Amlak. Nay Sidet Mekera Yaklekum Meneseyat Ahwatey.
@user-hh6uj8op4s
@user-hh6uj8op4s 12 күн бұрын
ሓወይ ማዓረይ መዘና ኣልቦ ባዓል ሕልና ሞት ዓይንኪ ትደፈን 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ግርማ ትግርኛ መክበሪ ባህሉ ሲእና😢😢😢😢😢
@ahmadAli-mu3yh
@ahmadAli-mu3yh 4 күн бұрын
ሓወይ ጀግና የውሃ ኢካ እም ምሰ ቅዱሳን ዓረፋ አጀኩ ኣለና አብ ጉንኩሙ❤❤❤❤
@user-nw1jw1wt6j
@user-nw1jw1wt6j 12 күн бұрын
ኣይይኩሉና ሞወቲ እንድና ክንደይ ብርለ ኣሕዋትና ስእና እና ግን ኣነ ዝወዲ ግን እንድዒ ማርያምን ሕርር እልካስ ዘይምወት እምበር 😭😭😭😭😭
@SiemAndemicheal
@SiemAndemicheal 13 күн бұрын
ነሽነሽ ኩስመክ ኮይስ፡ጅግና ትብሎ ብጽጋቡ ዝሞተ ኣታ ከመይ ዝብሉካ ርእሲ ኣልቦ ኢካ።
@BN_Ageneration_mussie1973
@BN_Ageneration_mussie1973 12 күн бұрын
ክብረት ይሃብኩም ኣባ ቐሺ ➕💌⛪ ☝ ንጸላእትና ግን 🔪💣👈👌
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 13 күн бұрын
ሕደገና ይዶ ልብና ኮ ደመይ ብዝ ሰብ ዝ ኣይይይይይይ ሓወይ 😭😭😭😭💔💔😭
@merahawitgaltigray
@merahawitgaltigray 13 күн бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክ ፅናዓት ይሃብኩም ኣነስ ቶም ደቁ ከብደይ ብልዕ ኣብለምኒ😥 ክመውት ደልየ ህፃውንቲ ቆልዑ ኣቦኦም ኣስእነምዎም ኤህ ዳኣ ገበርቲ ኩፉእስ😥💔 ኣምላክ ኣቦይ ንዞም ሰላም ወዲስብ ዝዘርጉ ኣክብካ ውሰደልና🤲😢
@user-si6uc3xl6l
@user-si6uc3xl6l 12 күн бұрын
Amen amen amen 🙏
@frewoinitesfai153
@frewoinitesfai153 13 күн бұрын
I’m catholic and I love Aba Yonas the way he talks
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 13 күн бұрын
Kemziom ainet sebat tekawemti eritrea airiuwan iyom ni zellealem denakur
@EluAbrehe
@EluAbrehe 13 күн бұрын
Amen aba yonas abi libna yesfro✝️✝️✝️✝️
@user-re5sy2hz2t
@user-re5sy2hz2t 13 күн бұрын
ኣነ ተቀማጥት ሱዕዱ ዓረብ ትግራወይቲ እየ ቅድመሐዚ ብሰንኪ ኩናት ሕማቅ ነረኣረኣኹ ብጭንቀትን ብሕማመን መድሃኒት ኣይፈልን ነረ ሀዚ ተምስገን ፈጣሪ ኢለ መድሃኒት እዉን ሓደ 7ወርሒ ዝኮዉን ኣቃሪፀ ሑሹኒ እንዳበልኩ ዳግማይ ብዚ ሀዚ ድላይ ፍትሒ ሓዉና ኣይከኣልኩን 😭😭😭ሕክምናይ ጀሚረ euff በዞም ኣርመኔታት ክንደይ ዕሸላት ኣጥፊኦም ሀዚ ድማ ብሓዎም ዓኽ ንሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ 🙏💔🖤ንደቁን ንበዓልቲ ቤቱን ክዓ ኣካእሎን ትብዓትን ይሃቦም ደለይቲ ፍትሒ ክዓ ሕድርኩም ንከይተዕብሩ አግዛብሄር ይሓግዝኩም ኣጅኩም ኣብጎንኹም ኣለና
@erimias5005
@erimias5005 13 күн бұрын
Ajki haftey ane Ewan ab kunat Tigray bshnket halifyo hji Ka bhwatna nhzn Alena akaelo yhabena ajoki tenaki halwi
@user-re5sy2hz2t
@user-re5sy2hz2t 13 күн бұрын
🙏🙏
@fiqrimiskulilove6595
@fiqrimiskulilove6595 14 күн бұрын
Anesi yigermi alo Israel si entye koynom eyom sigumit zeywesidlom nezo denaqir germuni eko.Kindizi silitani rekibom sebi kebesabisu si Gele da tehabieuna keyhilu. Abab Yonsi tikikili belikum GBU Aba ❤ Anesi Beqa kiro wala eu eko zehrirni zelo kem behadsh😢😢😢😢 RIP
@fdg761
@fdg761 13 күн бұрын
ዘልኣለም ክብርን ሞጎሰን ይግብኦ እዚ ሓውና ነብሱ ይምሓር እ ር ይሓልውኹም ነበርቲ ስራኤል❤❤ ኣሕዋተይ ፈተውቲ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤
@elsajefter5596
@elsajefter5596 13 күн бұрын
ኣጆኹም ኣጆና ንሓርን እቶም ንዓና ዘይመስሉ ኣይንታሓወሶም ኣይንሕበር ንፍለጦም እዞም እስራኤል ዘለዉ ፈጣሪ ጽላሉ የምብረሎም ብሩኻተይ ብኹሉ ተቐርቂርኩም ግና ንስኻትኩም ጀጋኑ ኢኹም ንዓኻትኩም ኣኽሊል እምበር ካራሩን ፋስን ኣይግባኣኩምን ፈጣሪ ጽላሉ የምብረልኩም💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙👌💪
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 13 күн бұрын
አሜን ቃለ ሕይወት ያስመዕልና ኣቦና ❤🙏 ንሓውናው'ን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😭🤲
@GgFf-sl2to
@GgFf-sl2to 12 күн бұрын
ኣሕ ልኣና ልተጋሩ እዪ ጎዲሉና 😭😭😭😭😭💔🖤
@yosantrfe-yt6pk
@yosantrfe-yt6pk 13 күн бұрын
Hahhh herer beka wedi werku hawey natikas fuluy u merer hazen beka😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@y.d989
@y.d989 13 күн бұрын
Tigray sgae zguhfukum tegaru ikum.
@almazgiday9935
@almazgiday9935 13 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን አቦይ ቀሺ ጅግና ምእቲ ህዝቢ ዐዱን ሐሊፉ መግሰረቲ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ፅንዐት ይሀቦም ።
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 14 күн бұрын
ኣብቲ ቭድዮ ልዕል 10 እዮም ደግምኩም ረኤይዎም ሓሙሽተ ኣይኮኑን ፈጣሪ ናእዶም ኣይሳኣኑ እንበር ሞትኮ ኣይተርፍን 😢😢😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show 14 күн бұрын
💔💔
@meharitegebrehiwot2266
@meharitegebrehiwot2266 13 күн бұрын
Abey alo eti video zergihomo dyom🥺😭😭😭
@mebratbelay4618
@mebratbelay4618 13 күн бұрын
ሐወይ ናተይ እሐሶት ክከውን ተመነኩ ቀንኦምኪ አይኖም ይደፈንብሰላም እረፍ❤❤❤
@akiaki4783
@akiaki4783 14 күн бұрын
Ezgieo mharena krstos. ኣቦይ ቀሺ ተማህለሉ በሉና ኣማህልሉና።
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 13 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን 😭ክልተ ኣሕዋት ክቃተሉ ከለዉ ምሕረት የውርድ🤲
@trhasgebre7581
@trhasgebre7581 13 күн бұрын
ንጅግና ወዲ ወርቁ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንቤተሰብ ፅንዓት ይሃብ ኣጆኩም ፅንዑ ብስሚዒት ተዳፋፊእኩም ሕማቅ ነገር ከይትገብሩ ነሹየይ ግርማ ጫሓማት እንኳዕ ብሰላም መፃካ ንዓመታለ ኣብዛ እትፎትውዋ ሃገርኩም የውዕልኩም ኣሕዋተይ❤❤
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 13 күн бұрын
ኣጀኹም ኣሕዋተይ ፀንዓት ይሃብኹም ጅግና ሓውና ለ መንግስተ ሰማይ ይኹን ዕፃኻ እነሰ ኹሉ ሞትሎ ዋ ማዕረ ህንድዝ ሰብ ዘሕዝነን የለን ኻብደይ በልዕን 😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔😭😭😭😭💔💔😭😭😭😭💔😭 ከምዝ ምስኻ ዝዓበይ
@albadralbadr945
@albadralbadr945 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤😢😢
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 13 күн бұрын
መንግሰተ ሰማያት የዋርሶ ልመላእ ቤተሰብን ፈተውትን ፅንዓት ይሃብኩም 💔😭
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o 13 күн бұрын
ጽንዓት ይሃበና ንኩልና ንይብራህ ሓዉና ድማ ኣምላኽ ገነቱ የርሕወሉ ቀሲንካ ንበረልና ጅግና ሓበን ኩልና🤲🙏 በጀኻ ነሹ ካብዚ ሓዘን ኣዉጸአና ብዝተካለካ መጠን በጃኻ መድያ ጸሊእናዬ😢💔🖤😭😭😭
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 13 күн бұрын
ኣጆና ኣሜን ኣሜን.ኣሜን
@SemharSemere-cb4hm
@SemharSemere-cb4hm 13 күн бұрын
Fetari hne kifedyelu iu.he was a hero condelness to his family❤
@user-ov1vy3cm2t
@user-ov1vy3cm2t 13 күн бұрын
ዓክክክክክ ዞም ኣረሜናት ዘይጥፋእ ጅግና ኣጢፊኦም ኣይክድቅሱን እዮም ናይ ኢዶም ኣይሰእኑን ኣጆኩም ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ፅንዓት ይሃብኩም
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 13 күн бұрын
ሓመድ ትብለዐኒ ማዓረይ ማዓዝ ኢዩ ካብልብና ክውፅእ እፍፍፍ😢
@mebratbelay4618
@mebratbelay4618 13 күн бұрын
🙏🙏🙏
@maron278
@maron278 14 күн бұрын
ወዲ ወርቁ ሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርሶ so አጆኹም ሓዘን ይአኽለኩም ደቂ መለይ ኩላትኩም ፀላኢኻ ብሓቦ ትብዓትን እዩ ዝስዓር እና ፈጣሪ ሰላም የውርደልና ንኩላትና ❤️💛❤️💛💙💙💙💙💙💙
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 13 күн бұрын
ሐወይ ናተይ ንኡሰይ መስጣካ የውርደሎም እዞም ሐሳዳት💔💔😭😭
@sunshining3697
@sunshining3697 12 күн бұрын
Hasewti Brged Nkebdom
@kudsankidane7627
@kudsankidane7627 13 күн бұрын
Amlak msakum ykun eschok aygaikum yehwatey wefirkum etewu ❤❤❤
@user-tq2lu5mb9n
@user-tq2lu5mb9n 14 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ነሹየ✋💕
@neshnesh_show
@neshnesh_show 14 күн бұрын
🙏🙏🙏
@Shewitshewit551
@Shewitshewit551 13 күн бұрын
Nay Addis Abeba brged nhamedu bteami tnkake zhatt eyu bzuh tnkake gberi💙💙
@nicenice9324
@nicenice9324 14 күн бұрын
ነሹ እካብ ምድቃሰይ ዝትሰእ ተፀበ ብናይ ሱዑዲ ዓረብ 1 ሳዓት ንጎሆ እቶ ብዝኮነ ሓዉና ወዲ ወርቁ ይብራህ እግዚአብሔር መንግሰተሰማይ የዋርሶ ሓወኒ ከብደይ ምክኣል ኣቢኒ ዘይምፍላጥ መሐሸኒ ቅንኣት እዩ እምበር ታይጌሩዎም ምሰ ሰድርኡ ምሰ ማሓዝቱ ተፃወቲ ሳሓቂ ሰለዝኮነ ኣረሜናት ሓወይ ረኪበምዎ ጀግናዋይ
@dehabtesfay769
@dehabtesfay769 13 күн бұрын
ይብራህ ባዓል ሕልና መስዋእትካ ህያውን ታሪካውን እዩ ንስካ ዝከፈልካዮ መስዋእቲ ንብፆትካን ደቅካን ናብ ሃገሮም ተመሊስም ብሰላም ዝነብሩሉ አይክርሕቅን እዩ ህያው ተዘካሪ ክትከውን ኢካ በቲ መስዋእቲ ዝኮንካሉ ብፆትካን ህዝብካን ብትሚዛናውን ሕልናውን ርህራህየካን ጌዜካን ጉልበትካን ገንዘብካን ዘጥፋእካል ለዋህ ህዝቢ ትግራይን ኩሉ ጊዜን ሳዓትን ህያው ተዘካሪ ኢካ🙏😢😢😢
@tigstikidane39
@tigstikidane39 13 күн бұрын
Eru❤❤❤❤❤❤ for eritrean only.
@Hagoshbdgu-zx5vf
@Hagoshbdgu-zx5vf 12 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m 14 күн бұрын
አነስ ልበይ ጥሉምኒ ቀትርን ለይቲ ብብኽያት ወዲ ወሩቁዋይ ማዓርይ ሰቃይ እዩ ግድፍካልና ክይድኻ😭💔😭💔
@user-oi8wm4tt6v
@user-oi8wm4tt6v 14 күн бұрын
Nay bhaki ezi weriduna zelo qelil aykonen nwedi werqu hawna amlak byeman edu yqebelo 😢wedi werqu hawey bselam eref halaleyyy 💔😭😭😭gn bejakum ezi salu sheer mbal neqarxo mejemerta msdrabetu xbuk aykonen nsdra tray kone bejakum kem ane mkal sieneyo akndi knkualo nftn memelisna salu ada reana mkal sienayo bejakum naleyo
@yordag9538
@yordag9538 13 күн бұрын
እዋይ ሓወይ ኢዶም ኣይሳኣኑ ኣብዚኣስ ኣይጥዓመትካን እሞ ብሰላም ዕረፍ🙏🙏🙏
@israeltube1172
@israeltube1172 13 күн бұрын
እግዚኣብሔር ኣብ ሕቁፉ የንብሮ እዚ ኮኾበይ ፡ ነታ ወርሒ ዝኾነት ሰበይቱ ከኣ መንፈስ ቅዱስ የጸናንዓያ!
@zozzoz6045
@zozzoz6045 13 күн бұрын
ጎይታዋይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣነስ ኣይክኣልኩን እና ኣብ ሱዑዲ ዘለና ብከመይ ክንሕግዝ😢
@eru5343
@eru5343 13 күн бұрын
ኣክኣሎ ይሃባ ንሓፍትና ካብዞም ፈቃራትን ኣቦ ሰበይቶምን ደቆምን ሓላል ኢዩ ዝመስል ከምዚ ዓይነት ሰብኣይ ክፍለየካ ወይ ክትከስር ከቢድ ኢዩ። ንሕና ከማን ኣይክኣልናዮን 😢😢😢
@fdg761
@fdg761 13 күн бұрын
ኣሜን ኣያሳእነና ❤❤
@umlilitigraweyti4632
@umlilitigraweyti4632 13 күн бұрын
ባእ ኮኮቡ ንበይኑ በኪና እስካብ ርእስና ዝሕመና ማዓረይ😭
@dhhdbbddb4027
@dhhdbbddb4027 13 күн бұрын
❤❤🙏🙏🙏🙏
@negasiberhane1483
@negasiberhane1483 9 күн бұрын
🌾🕊🙏
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 13 күн бұрын
Eziom gohafat keshi
@user-ly7lc6up7f
@user-ly7lc6up7f 14 күн бұрын
Amen amen abona ❤❤❤
@semereteklezghi7477
@semereteklezghi7477 13 күн бұрын
❤❤❤❤
@Zaidetkeflizgi
@Zaidetkeflizgi 14 күн бұрын
Danke neshu
@rttr3992
@rttr3992 12 күн бұрын
Effffff Fetariy. Yridaaya. 💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 14 күн бұрын
Amen❤❤❤❤❤
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 13 күн бұрын
Rugum keshi dekika kikutelu allowom
@TsigeWelderfeal
@TsigeWelderfeal 13 күн бұрын
Akelo yhaba fetari enber kebid eyu
@user-yc1se3pz4m
@user-yc1se3pz4m 13 күн бұрын
ፅናዓት ያሃብኩም አሕዋተይ ሓፍትኩም ከብ ትግራይ
@sarasarha7302
@sarasarha7302 13 күн бұрын
💙💙💙💙
@bereketfiseha-di8do
@bereketfiseha-di8do 13 күн бұрын
enqa bselam mexaka neshu
@mebratbelay4618
@mebratbelay4618 13 күн бұрын
አይሞተን ይቃለስ አሎ አጆኩም አምላክ ሐገዘና አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ci6up8il7r
@user-ci6up8il7r 13 күн бұрын
Bejakum yehwat nukulu gize alewo nimewati menigiste semay yewaruso nisdra xinat bsmiat zeymkad seb ko teshegiru nab dasom iytikidu bezi ziftah iykonen
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 14 күн бұрын
Ajokome ❤❤❤❤❤❤
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 14 күн бұрын
❤️❤️❤️🙏
@Fkrey10
@Fkrey10 13 күн бұрын
Ah 😢😢😢😢
@user-oi8wm4tt6v
@user-oi8wm4tt6v 14 күн бұрын
Neshu hawna bejaka sualu nkaliwo bejaka telabowom memelisu quslna ygedd alo wedi werqu kab gexna mslu Malay abina tewesaki videotatu ada reana nbefacho alena
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 13 күн бұрын
Sahakum tkolifa mesakin Ezgabher msaka
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 14 күн бұрын
Yes❤❤❤❤❤
@aataat1524
@aataat1524 14 күн бұрын
ኣክአሎ ይሃባ ንኣቦና እዮብ ዝደበሰ ይደብሳ😢
@Ostirch
@Ostirch 13 күн бұрын
💙💙💙🌿💙💙💙🌿💙💙💙🌿ajona eske deleyti fthi
@abebayohannes6008
@abebayohannes6008 13 күн бұрын
Amen 🙏
@temesegenamlak5851
@temesegenamlak5851 14 күн бұрын
Bdhareka aytamenan Wedi werqu hawey 😢😢😭😭
@gebrealaberhane9585
@gebrealaberhane9585 14 күн бұрын
Amen 💙🙏amen 💙🙏amen 💙🙏
@amonabeba4005
@amonabeba4005 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@FwetDwd-rl8re
@FwetDwd-rl8re 14 күн бұрын
😭❤
@galbeyene3328
@galbeyene3328 13 күн бұрын
ጎይታዋይ ሓወይ ቂድመካ ኣነስ ኣይካኣልኩን💔😭
@tirhasyebio3625
@tirhasyebio3625 13 күн бұрын
Bzhu Sesnu 1000 n waltan kunu tebareku
@gideykesete2628
@gideykesete2628 13 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙
@user-mo5qv4zh7c
@user-mo5qv4zh7c 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SelamShishay-fw2ht
@SelamShishay-fw2ht 13 күн бұрын
ብጣዕሚ ዩ ብልኻ ዝሰብር😢😢😢
@goltigray237
@goltigray237 13 күн бұрын
❤❤❤
@tsegaalem8726
@tsegaalem8726 13 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
@berhanetsge562
@berhanetsge562 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qp5co1ru3p
@user-qp5co1ru3p 9 күн бұрын
ahhh hawey marey ayyyyy
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 13 күн бұрын
ኣንሕና ተጋሩ ብዙሕ ግፍዒ ሪእና እናሞ ካሙዙ ወዲ እዝ ካብደይ ኣይኣበየኒ😢😢😢😢
@ZewdiAdhanom-oh6im
@ZewdiAdhanom-oh6im 13 күн бұрын
❤❤❤🎉❤🎉
The Worlds Most Powerfull Batteries !
00:48
Woody & Kleiny
Рет қаралды 18 МЛН
Como ela fez isso? 😲
00:12
Los Wagners
Рет қаралды 30 МЛН
Pray For Palestine 😢🇵🇸|
00:23
Ak Ultra
Рет қаралды 33 МЛН
Did you find it?! 🤔✨✍️ #funnyart
00:11
Artistomg
Рет қаралды 123 МЛН
ብሂወት ፍረሂወት ተሓተትቲ Josias denden
27:02
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 74 М.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,4 МЛН
🍁 Годный билет
0:10
Ка12 PRODUCTION
Рет қаралды 5 МЛН
Носила Маску 2 Года!
0:20
КОЛЯДОВ
Рет қаралды 1,2 МЛН
Кому деньги нужнее? (это юмор)
0:39
ЮРИЧ
Рет қаралды 7 МЛН
Смотри до конца 😻💔
0:44
mafo fashion
Рет қаралды 4,3 МЛН
小丑和路飞竟然这样对天使。#天使 #小丑 #超人不会飞
0:37