No video

ነሹ መጸ መጸ/ ሞኒካ ኣብዚኣስ ሓቕኪ/ ቲቲ ሰኪራ ድያ እዚ ኩሉስ ንሜሮን ሳት/ ገደደ ጉድ ስማዕ

  Рет қаралды 61,014

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

ነሹ መጸ መጸ/ ሞኒካ ኣብዚኣስ ሓቕኪ/ ቲቲ ሰኪራ ድያ እዚ ኩሉስ ንሜሮን ሳት/ ገደደ ጉድ ስማዕ

Пікірлер: 362
@baraktesfa8191
@baraktesfa8191 5 ай бұрын
ንፉዕ ሜሮን!
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 5 ай бұрын
ሜሮን ንዝኮነ ሰብ ሓሳቡ ሰሚዑ ክዛራረብ ዝክእል ብሉጽ እዩ እዚኣ ግን ክትዛረብ እምበር ክትሰምዕ ዘይትክእል ድክምቲ ምካና ስለዝፈለጠ እቲ ንካሎኦት ካብናቱ ሓሳብ ዝተፈለየ ዘለዎም ክሰምዑን ክስሙዕን ቡቃዓት ዝኮኑ ብክብሪ ተዛራሪቡ ዝእንግዶም ክብሪ ከሊኢዋ ምናልባት ንሳ ዘስማዓቶ መሲልዋ ይከውን ንሱ ግን እቲ ንኩሉ ዝህቦ ክብሪ ኣይህበክን እየ ኢሉ እዩ ብዘይ ዘረባ ብተግባር ሕስረታ ገሊጹላ። ብጣዕሚ እያ ተደንግጸካ ንሳን ከማኣ ዛመሰሉ ኣ ደገፍቲ ህግደፍ ወርሒ በጺሖም ዓቢ ነገር ይገብርዎ ዓድካ እኮ ክትበጽሖ ዘይኮንካ ክትነብሮ እዩ ዘለካ ምብጻሕ ዳኣ ዘይርዶኦም ኮይኑ እምበር ዝአይወዲ ኣገር እዩ ናብ ካልእ ሃገር ዝበጽሕ ወዲ ሃገር ይነብርእዩ እዞም ዘዋርድዎም ዘይደቂ ሃገር ከማን ይበጹሑ ኣለው ግብጻዊ ፡ኣሜርካዊ፡ ህንዳዊ እንዳተባሃሉ ኣብቲ ሃገር ዘሎ ጉድ ርእዮም መስሓቂ ዝገብርዎም ዘለው ውን እኮ ይበጹሑ ኣለው ከይተዛረቡ ተዛዊሮም ዝወጹ ካኣ ኣዲኦም ትቅጸሮም። ከምዞም ትኡሪስት ዘይደቂ ሃገር በጻሕቲ ኮይንካ በጺሕካ ክትነብራ ዘይትክእል ሃገር በጺሕካያስ ዓቢ ነገር ቆጺሮሞ ሃገርካ ክነብራ እምበር ክትበጽሓ ከምዘይይኮነ ዘለካ ዘይፈልጡ ነቲ ክነብርዎ ዝግብኦም መሰሎም ዘይቃለሱ ከምጋና ክበጽሑ ጥራይ ዝመረጹ ንሱ እዩ ዓቅሞም ብዓቅሞምን ድክመቶምን ድማ ብጣዕሚ ዘደንጉጽካ ምውታት ኢልካ ከምዚ ናይ ሜሪን ኒዒቅካ ነቲ ዓዱ ክነብር ዝደሊ መንእሰይ ብከመይ ዓዱ ያኣቱ ኢካ ተንቅሖ ብሜላን ስልትን ጸላኢኡ እዝን ወዲ ከምዝን ንዐአን ዘርበሐን ዘይፈልጣ ዘይኮነ እቲ ንዐአን ክዱንቁራ ዝገበረንን እቲ ንዓካ ዝነቃሕካ ካኣ ብቢሄር ኣውራጃ ሃይማኖት ኣብ ማእከልካ ሶሊኮም ክትፈላለ ዝገብሩካ ከለልዩን ክስሩዕን ክነቅሑን ከምዛ ናይ ሜሮን መንእሰይ ቃልሱ ሕቶ ሃገር ምብጻሕ ዘይኮነ ምንባር ምካኑ። ሕቶ መንነት ቢሄር ኣውራጃ ዘይኮ ሕቶ ፍትሕን ሕግን ምንባር ምካኑ ኣንቂሕካ ኣብሓደ ኣምጺካ ጸላኢኡ ከለሊ ትገብሮ ጸላኢኡ ምስ ኣለለየ ንጸላኢኡ ብከመይ ይቃስለስን ይውደብን ጸገም የብሉን ጸላኢናን ድሌትናን ዘይምንጻር ዘርከበ ካብ ዕላማ ዘውጻካ ህውታትያ ክጻወተልና ጌሩና እዩ ስለዚ ሜሮን ዝገብሮ ዘሎ መንእሰይ ጸላኢኡ ህግደፍ ምካኑ ኣለልዩ ነቲ መንእሰይ ናብዘይከውን ዝጠወይዎ መንጢሉ ጠወዩ ክስሩዑ ስለዝገብር ዘሎ ንህግደፍን ነቶም ሃውቲቶም ዘሀውቱቱ ዝጸንሑ ነውጺ ኮይንዎ ኣሎ ሜሮን ክልተ ጸላእቲ እዮም ዘለውዎ ህግደፍ መንእሰይ የንቅሕ ስለዘሎ፡ እቶም ካላኣይ ካኣ ተቃወምቲ ኢና ዝብሉ ንመንእሰይ ሕቱኡ ገዲፎም ዘይሕቱኡ ክሓትት መንገዱ ዘትሓዙ። ንመንእሰይ ናብ ሕቱኡ ክምለስ የንቅሕ ስለዘሎ ብክልቲኦም ይጽርፈ ግን ሰባኣይ እዩ ናይክልቲኡ ጸርፊ ተጻዊሩ ክንደይ ናብ ዕላሙኡ ክምለስን ቃልሱ ፈሊጡ ኣብ ሕቱኡ ክቃለስን ይገብር ኣሎ ዘይከምዕፍሚኡ በሊሕ
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 5 ай бұрын
እዋይ ምስ ሜሮን ዘሎ ዓቅሊ ኣድኒቐዮ
@samtek7539
@samtek7539 5 ай бұрын
Kemzi meron genius seb rieye ayfelithn smart ❤❤❤❤
@habteyehdego8372
@habteyehdego8372 5 ай бұрын
አበይ ዝበረት እያ እዝአ ጋሕባ ደሐን ሜሮን ባዕሉ ከርክበልኬ እዩ ጥዕና የብላን 2ሸዉዓተ የድላ አሎ አብ ዓድራእስ
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 5 ай бұрын
ነሹ ክሳብ ኢዛ ጾም ትውዳእ ናይዚ ቆልዓ ኩሉ ግዜ መእተዊ ግበራ ። ብጣዕሚ ንፉዕ ቆልዓ ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 ай бұрын
🙏🙏🙏
@m.g5367
@m.g5367 5 ай бұрын
Som mstwede ke beka
@HaderaGebreselasie-ih4cz
@HaderaGebreselasie-ih4cz 5 ай бұрын
ነሽነሽ ሓዉና ፈታዊ ባህሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 ай бұрын
🙏🙏🙏
@Azitylove4416
@Azitylove4416 5 ай бұрын
Wawww Meron Bhaki Sebay Eleyo Aleku Kndzi Tegisti .
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 5 ай бұрын
.ሜሮን ኣበሳ ናይ ባሓቂ ምምህር ኢካ
@Alexand188
@Alexand188 5 ай бұрын
እዚ ትብሎ ዘላ ክሰነድ ዘሎዎ እዩ:: ኣብቲ ዘላቶ ሃገር ናብ ሕግን ሕጋውነትን ክትቀርብ ኣሎዋ ናይ ዑቁባ ሕቶኣ ክትምጠል ክንሰርሕ ኣለና ሰለዚ ይሰነድ ንዝምልከቶ ኣካል ይቅረብ 😢
@AY-kt9sb
@AY-kt9sb 5 ай бұрын
I think she lives in Sweden.I’m sure she seeks political asylum. Such a hypocrite aded 🤢 Mara Tewedeaka 😡
@senaitabrham3863
@senaitabrham3863 5 ай бұрын
Yes
@user-lz9og7fo3o
@user-lz9og7fo3o 5 ай бұрын
ብምሉኡ ናይዛ ስዲ ሰንድዎ በጃኹም
@user-us7py4zd1m
@user-us7py4zd1m 5 ай бұрын
ነሹ ትግራዋይ ኢካ ይመችካ ጅግና ኢካ
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 5 ай бұрын
እዋይ ዕብዳን ዓቢዳ ናይ ብሐቂ.ሜሮን ግን ብዓቅሊ 100% ሂብናካ አለና,ንዕቀት ዘበገሶ ክኸውን እኽእል እንድዮ ግርም እዩ.
@salinaeri936
@salinaeri936 5 ай бұрын
አቲ ሐሳዊት ሐቂ እንተ አለኪ ኣብ ዓድኺ ዘይትቅመጢ ድኣ
@MeriwediAsmara
@MeriwediAsmara 4 ай бұрын
ቲተይ ጅግና ጓል ጀጋኑ ነሹ ሎቅማጽ ሓቃ እንድያሞ እንታዮ እቲ ጌጋኣ
@user-eu7wg3sy6u
@user-eu7wg3sy6u 5 ай бұрын
Halewulow ybhal ezi xnat yhabka meri hawey
@teddyghebrehiwet4526
@teddyghebrehiwet4526 5 ай бұрын
Ezia Haftna Eway Mhret yewrdelki beleley.
@ezgagebremichael3460
@ezgagebremichael3460 5 ай бұрын
For real she is not normal is something is loose
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 5 ай бұрын
ነሹ ምጪ ሳሓቀይ 😂😂😂😂ክፈትወካ ሓፍትካ ጋል ትግራይ ተወላዲት ዓጋመ ፃዕዳ♥️♥️♥️
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 5 ай бұрын
Ala diya eza tsillti tit eye behalit ab ziwealeto zeythader telewaweti tebay zelewa kem nefahito.
@yordinabito3422
@yordinabito3422 4 ай бұрын
ኣነስ ዋላ ስደት መፅየ ኣይማዕበልኩን ዊስኪ እንታይ ከም ዝጥዕም ኣይፈልጦን ነሹዋይ😂❤
@johnki8665
@johnki8665 5 ай бұрын
እዞም ደቂ ጋሽ ጥዕናና የብሎምን ሓንጎል ዓሶ vivax ዝተጠቅዑ እዮም። vivax ድማ ንሓንጎል ዘጥቅዕ protozoa እዮ። ሓደ ወዲ ጋሽ ኣብ ሓደ ዓመት ብንኡስ ሓደ ጊዜ ንዓሶ ይቃላዕ። ብዝኮነ ደቂ ጋሽ ጥዕና ዘለዎም ኣይኮነን ። እቲ ዓሶን ሙቀትን ርእሶም ኣጸቢቁ ወቂዕዎ እዮ።
@humanityfirst4656
@humanityfirst4656 5 ай бұрын
Brother lekimka mhram gdef kndey mmharan alena bsenki bado kdhat aytlkmena ezae eko flash eya kkkkkk
@user-oc8fb8cn2q
@user-oc8fb8cn2q 4 ай бұрын
Eti dunuquruna nay tik tok hizka abzi aytexemena Bhade 2 hizbi txerif ezia ka 2007 eya mexa ngasch barka gaul adika eya hakay
@johnki8665
@johnki8665 4 ай бұрын
@@user-oc8fb8cn2q ዝዓርከይ እንታይ ክግበር ኢልካ ተፈጥሮ ዘምጸኦ እዮ።ፈቲካ ኣይኮነን
@user-oc8fb8cn2q
@user-oc8fb8cn2q 4 ай бұрын
@@johnki8665 OK doctor umo zytehekemena da hizbika hamumu enda feletika txerefena
@johnki8665
@johnki8665 4 ай бұрын
@@user-oc8fb8cn2q incurabe. the damage is irreversible
@desalegntella1057
@desalegntella1057 5 ай бұрын
#ጨናይት ቲቲ ናይ ብሓቂ መሃይም ፍረ ነገር ዘይብላ ስቅ ኢላ ከም #ኩርኩር ትነብሕ ሰብ መሰል ግን #ከልቢ እያ ::
@rahwaeyob1593
@rahwaeyob1593 5 ай бұрын
Eway good Meron naybahaqy adniqeyo nayndamen sekram guhafat kabey zmeset gahba eya
@efremsamuel2500
@efremsamuel2500 5 ай бұрын
Monika haftey eti lbonaki kemaki entezbezhalna eritreawi ms halefelna ajona selamn tienan neaki yikun GBU
@bushmanberhe4920
@bushmanberhe4920 5 ай бұрын
Meron is wise guy salute to u brother
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 5 ай бұрын
እዋይ፡ጽላለ ንስኪ መንትባሃሊ?ናይብሓቂ ጤል ብሂወታ። ምሕረት፡የውርደልኪ፡ድሓርግን፡ክትስሕንያ ኢኪ።
@gm5215
@gm5215 5 ай бұрын
ምሕረት ይእዝዝ ቲቲቲቲቲታቲቲታቲ
@fkreykahsay5665
@fkreykahsay5665 5 ай бұрын
ሜሮን ብዓል ዓቅሊ፡ ነዛ ቲቲ ትብሃል ልእክቲ ግን ነሽነሽ ምሉእ ብምሉእ ሳሓ ይበልዓኪ ኣሎ ነብስኪ በላ ዘይርዳኣ ከይህሉ።
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 5 ай бұрын
ንዛአ ዝፈተሐ ሰብአይ ብሓቂ ፈጣሪ ረዲእዎ ገስረጥ ድርባይ ንደቃ አይትሐስብን ድያ ደንቆሮ
@user-dj5wd9zb5h
@user-dj5wd9zb5h 5 ай бұрын
ቲቲ ጨምላቃ መላዓልቲ ቶም ጀጋኑ ኣሕዋተይ የኮንኪ TDFይ ጸላዓይንኩም ይደፋእ ቤዛ ህዝብኩም ዛሓለፍኩም ጀጋኑና😢❤ ሜሮን ዓቕሊ 100%√ ሞኒካ::ፅቡቅ ሓሳብ ገሊፃ::√ ነሹዋይ❤
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 5 ай бұрын
Away fetari Atay Aynet seb ya gexki tkewel uffff Agzabiher Mhert yewrdelki 😢😢😢😢
@jemillanur8739
@jemillanur8739 4 ай бұрын
Your very strong❤❤❤❤
@senaitabrham3863
@senaitabrham3863 5 ай бұрын
Eza titi tibehal bihaki axelilenia xubuk aleki endabela nay sembel medihanit yedliya alo miskneyti beteseb entelewo zey redihiwa xegam😢😢
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 5 ай бұрын
Kndey tsaref iya Antay aza Gual away gudddd
@LoveYou-zs8ld
@LoveYou-zs8ld 5 ай бұрын
አዋይ ዓጠርጠር ፎእ ፍንፍንቲ ዓሌት
@awethailu6959
@awethailu6959 5 ай бұрын
Tebaetay zarkey adniqeyo Meri aqal neshu ka wie immer Du bist der beste KZfaqr I love you bro
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 5 ай бұрын
Tebarek muqurei wedei iIsirael amlak misaka yikun nihagerna yerihuwelna bizelotika amlak yihagizena
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 5 ай бұрын
ነሹ እቶም ናይ subscribe ከኣ መጺና ኣለና😂 የሕዋተይ 11 ሳብስክራይብ ተሪፈናኒ ኣለዋ ምሊእ ኣቡሉለይ ናይ ቀጥታ መደብ ከሕልፍ ደልየ ብሩኸ ቀዳመ ሰምበት ይግበረልና
@febenmakonnen7596
@febenmakonnen7596 5 ай бұрын
Hafti Guoy eya iloma aleku malet 😛😛😛😛😛😛😛😛😛😛
@almazgiday9935
@almazgiday9935 5 ай бұрын
ሜሮን ዐቅሊ ብጣ ዕሚ አድናቂካ እየ እዚአ ረሳሕ ከልቢ ናይ ጥልያን እያ ከልቢ እታይ ታሪክ አለኪ ሰራቂት ወራሪት ጋል ከልቢ ሰክራን ።ክዲ ሕፃብ ወያነ ሕውሐትን አትበፅሕን ጨናዊ ረሳሕ
@user-yh4rs6fm2c
@user-yh4rs6fm2c 5 ай бұрын
አሜን ቅዱሰይ❤❤❤❤
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 5 ай бұрын
Iza gual bibahri wetsae diya zela?
@ezgagebremichael3460
@ezgagebremichael3460 5 ай бұрын
How did she land in Europe did she come for further education ?
@berhebrkitobrkito285
@berhebrkitobrkito285 5 ай бұрын
መንእሰይ ናብ ንባብን ጽን ኢልካ ምስማዕን ከይተመልሰ ኣብ ህውተታ ዳስ ጌርካ ዕንደራ ገዛ ከፊትካ ሕሜታ ኢዩ ዝውዕል ስለዚ ጽልዋ ናይቲ ዝነብረሉ ዘሎ ቦታ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ከማዕብል ኣለዎ ዓዱ እንተዘይኣተወ ደቁ ካኣትዉ ። ብዝተረፈ ጽቡቕ ኣጆኻ።
@harugualxlma5343
@harugualxlma5343 5 ай бұрын
Neshu nab adikeyih si enquae aysegerka.tehazi shigut nay abune lukas koinka mhaleka maletyu.amlak awxika😂😂😂
@user-bs6qx8xq5g
@user-bs6qx8xq5g 5 ай бұрын
Way Meron Hawey guhaf tedifewo Akkk bkemzien. Xululat tewaridu ❤❤❤❤❤😮😮😮😮
@user-rs3fz6ck3j
@user-rs3fz6ck3j 5 ай бұрын
ነሽነሽ ናይ ብሓቂ ሽምካ ድዩ ዋላ ሳጓኻ አዩ ናይ በሓቂ ሽምካ ተገዲስካ ንገረኒ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 ай бұрын
Shishay tesfalem
@YordanosYordanos-vm4fy
@YordanosYordanos-vm4fy 4 ай бұрын
Meron jigna tiegsti 100 kemaka ybzuhu ete ezia mhret yewrdela.
@fnanfnan9803
@fnanfnan9803 4 ай бұрын
ኣብታ ናይ ሞሮን ሲ ነሹ ከብደይ በሊዕካኒ ከመይ ኢልካ ዳኣካ ትጥምና ነርካ ኢንቓዕ ኣብ ቻነልካ ኣይከውን😂😂😂ብዝኮነ ጥዕና ዘለዋ ኣይመስለንን .
@Helex1393
@Helex1393 5 ай бұрын
Mein Meron Große Respekt ❤🙏🏾 Hab richtig genossen bruder 💯👏🏾👏🏾👌🏾
@jesusarharegudarkarlk1271
@jesusarharegudarkarlk1271 5 ай бұрын
Neshinesh yehmimkana beza nebsa zeytfelt gaegaeee
@JhohnGere
@JhohnGere 5 ай бұрын
Miri jegna ajaka kemqedemka ab metkelka xnae ❤❤❤
@geneamha7584
@geneamha7584 5 ай бұрын
Weyza halay,Wechar !!! Tekal tyrita ! Dehan za melhasa tykyrtymela gzie Kytmeseya !!
@amlaktume6417
@amlaktume6417 5 ай бұрын
So cute Gbu 🙏🙏🙏
@JossiBrhane
@JossiBrhane 5 ай бұрын
Neshu ab xom ኣይዕለልን እዩ ዝባሃል bzterefe good job
@happysammy5205
@happysammy5205 5 ай бұрын
Best man of media every ሽነ ሽነ ወርቂ ሚዛን
@abrahagere2745
@abrahagere2745 5 ай бұрын
ብሓይላ ኣይኮነትን ትጻረፍ ዘላ ፈሊጡዩ ንኽትምዘን ሰፊሕ ዕድል ከፍትላዘሎ ንፉዕ ጋዜጠኛ ምኾነ ሜሮን
@wediadem8503
@wediadem8503 5 ай бұрын
Haqa eya meron minixar abiyu mogo mogo qexali Kem bergd nihamdu💙💙💙aqarxo mis higdef miala
@Hadgembus
@Hadgembus 5 ай бұрын
ሐሳኽ ናይ ትግራይካ ግበር ደጋል ኾስቱሞ ማለሊት
@teblaxnagsy
@teblaxnagsy 5 ай бұрын
ምርነ ለባም❤❤❤❤❤❤
@user-ui8hv3mc8w
@user-ui8hv3mc8w 4 ай бұрын
ኣቲ ጉሓፍ ቲቲ ተረፍ ኩሉ 😢😢😢😢
@fthi3585
@fthi3585 5 ай бұрын
እዛ ጋል ስኺራ እያ ትዛርብ ዘላ ብሐቂ ግን እርትራዊያን ደቅንስቲዬ አይትውኽልን እዚ አአትዓባብያ ዝበደላ ዶንቆሮ
@abielomedhin7346
@abielomedhin7346 5 ай бұрын
Meron nay bhaqi awedieawa n # Meron Teklesenbet adinqeyo
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 ай бұрын
ኣይ ኣታኽክቲ ትገብሪ።ሓሽሽ ዲኂ ሲሒብኪ።።ሜሮን ጽንዓት ይሃብካ።
@tesfay11
@tesfay11 5 ай бұрын
Neshnesh arki solo menkeshkesh kemey wekarya tblo kesh kesh iway gtmi malet 😂😂😂
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 5 ай бұрын
እዚኣ ጋሕባ ሰዲ ፍትሕቲ ሰበይቲ እያ
@user-mh9fy2fm3m
@user-mh9fy2fm3m 4 ай бұрын
Haboy shkor eden tenan ybka nberelna
@girmaigedlu5197
@girmaigedlu5197 5 ай бұрын
መሮን ስለ ትዕግስትኻ ዝምስገን እዩ። ክትክልላ ይግባእ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 ай бұрын
✅✅✅
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 5 ай бұрын
እብ ኤርትራ ንምንታይ ኢለ እየ ገዛ ዝስርህ ሬሳይ ኽቅበርሉ እንታይ ኽገብርለይ ግፍ መፅዩ ልቸ መፀያ ልቼ ከይዳ እናበልኩ ንኽነብር ነቲ እብኡ ዝሎ ሕዝብና መዎፅዕቲ ይፍጠርሉ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@sweetyheart85
@sweetyheart85 5 ай бұрын
Beka eritrea kemzi zelato zela diu ktnebr, kqyer eu eko
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 5 ай бұрын
@@sweetyheart85hade sebay33 ዓመት ምንም ለውጢ የልቦን ። እራእስ እብዝሁ ለውጢ ክምፅእ ብሃደ ስብ ጋዕጊና።
@salinaeri936
@salinaeri936 5 ай бұрын
እዋይ ንሳ ጓል 40 እንድያ
@user-eu9gk5tt2e
@user-eu9gk5tt2e 4 ай бұрын
እውይ እውይ እውይ አደይ ማዓራይ እሺነት ህግደፍ ጂቡቲ ክስዓር ዘይክእል ህግደፍ ን ዓለም ትብል ናይ ህግደፍ አጣሪት።
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 5 ай бұрын
ነሹ ምሕረር ካብ ህግደፍ ኤርትራዊ ተኮይኑ ቁርብ ይሓይሽ😂😂
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 ай бұрын
😂😂
@user-xk7db1hi1k
@user-xk7db1hi1k 4 ай бұрын
Neshu yeak❤
@otcanful
@otcanful 5 ай бұрын
ነዚ ሓሳዊ ድያቆን ኣስመላሽ ንምንታይ ተምጸልና ፧
@amlakeytemesgen5710
@amlakeytemesgen5710 4 ай бұрын
እዛ ሸርሙጣ መዓልታ ትጸበ ብደቃ ከነሕዝ ናኢና
@user-iw4ti6qi9x
@user-iw4ti6qi9x 5 ай бұрын
ሜሮን ማራ ተጻዊርዋ ነዛ ጃና ሰክራም።
@astertesfe5701
@astertesfe5701 5 ай бұрын
Haqa ala moni abza nay tahwul
@user-ux8jj7yt6b
@user-ux8jj7yt6b 5 ай бұрын
ሜሮን ኤርትራዊ መንእሰይ ነዛ ማእምን ሰብ ምስኣ ዘየለዉ ከይትዝልፍ ኣጠንቂቁዋ ኣብዝሓለፈ እቲ ጋህታፍ ንጆን ብላክ ብወዲ ዓንዳይ ብመደብ እዩ ኣህሪሙዎ ምክንያቱ ጆን ንናይ መንነት ተቃለስቲ ስለዘይድግፍ እዩ
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 5 ай бұрын
ANTA ENTAY SEREAL ANCHUWA TEMESEL GHEXA TERHAK EKHA AMXIEKA NEBAELA AB SHIH TERBEA BEA TEBEL EWAY GHOHAF.
@samtek7539
@samtek7539 5 ай бұрын
Is she normal?
@wedialem57
@wedialem57 5 ай бұрын
ከምዛ commediy ተስሕቀን የላን ብልቢ 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅 🗣️
@samuel7080
@samuel7080 5 ай бұрын
ንሜሪ ብጣዕሚ የደንቆ ኣንቲ ኣእሙሮ ዘይ ብላ መሳቱኪ ይክርትታ ኣለዋ ዘይውዳእ ዕስክርና እንታይ ኮይና ደኣ ሃዲማ ብባሕሪ ሊብያ ተሰዲዳ ኣይትሓፍርን እያ ድርባይ
@SamsomAron
@SamsomAron 5 ай бұрын
ነሹ ዓይኒ ንስሪ : እዝኒ ቆቃሕ ዕልል ድኣ ሰለስተ ፈርካዮ ንጋለይ ድዩ ፣🎉🎉🎉
@user-tj5so8oy6q
@user-tj5so8oy6q 5 ай бұрын
Nay behki nufe kola ❤❤❤❤
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 5 ай бұрын
Forza Arsenal #Neshu💐
@Numbers_May24
@Numbers_May24 5 ай бұрын
Man !! Imni aydigifin eye imou --- iza gin tewanawineka
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 5 ай бұрын
Ety JIGNA HIZBAW GINBAR HIZBY ERITREA 🇪🇷 EYU Esa Gin Kulu Nab Isaias Teklilato Bizay Bieu Isaias Waga Hizby Eritrea 🇪🇷 Ab Edu Shebitu Hizby Eritrea 🇪🇷 Bikulu Negera Awidkiwo EYU Bi HIWET, Economic Atehasasiba FAH ABILIWO AWODKIWO EYU Bial Ezia Leblabat Bizay Filtet DENAKUR
@user-lz9og7fo3o
@user-lz9og7fo3o 5 ай бұрын
ናይመን ጽልልታ ጓልደርጊ ኢያ ነሹ ስደተኛ በላ​@@SS-ck9xp
@user-lz9og7fo3o
@user-lz9og7fo3o 5 ай бұрын
ዉላድ ደርጊ አኔድነታዊት ሰብአያ ዝጉሐፋ ጽልልቲ በላ ነሹ ሐወይ
@user-vs5zk3dq6o
@user-vs5zk3dq6o 5 ай бұрын
ትሮቮ አድል ሂብኩማ ነዛ ከም ገለ
@XehayYebyo-vt9eh
@XehayYebyo-vt9eh 5 ай бұрын
Kkkkkkkkk fara woman God bless you wedi Asmara Azmarino::
@ngstiadal2740
@ngstiadal2740 5 ай бұрын
ዋይ ክሃስም እዚ ሚሮን መኣረክንድዚ ኒዕቅዋ ክክክክክክ
@bahavtime5073
@bahavtime5073 5 ай бұрын
ይቆምሊኪ እንቲ ጋሒሻር ዕቢዲት እዋይ ፂሊልቲ ጎሓፍ
@user-ih8oy1fj7k
@user-ih8oy1fj7k 5 ай бұрын
nhzbawi gmbar kea dergi welidwo entay do elna ena msana eki zeleki megzati eu kulu
@user-yz4it2zn4j
@user-yz4it2zn4j 4 ай бұрын
Meron I really admire you great job ❤️👍 all i can say is, can she hear her self?this so embarrassing. Bye bye hegdaf mendaf👎
@nevergiveup4370
@nevergiveup4370 5 ай бұрын
Nesh nesh nezi tserfi si Xubuk elkayo bejaka
@shewit19
@shewit19 5 ай бұрын
ኣነ ነሹ ሓወይ 7 ዓመተይ ኣብ ዱባይ ዘዝሰራሓክዎ ናብ ስድራይ አብዛ ኢደይ ጥርሐይ ኣይ ከም ሀገረይ ዘና ኢለ ኣይ ዓደይ በፂሐ ክመፅእ ገንዘብ ኣኪበ ኣይ ኣብዚ ቀሲነ ኔረ😢😢😢😢😢😢😢😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 ай бұрын
💔ኣብ ኩሉ ሰብ ዩ
@shewit19
@shewit19 5 ай бұрын
@@neshnesh_show በዚ ኣጋጣሚ ነሹየ ካብዝከታተለካ ውን 7 ዓመተይ እየ 🥰i love you so much 💙
@kokebgebremariam3140
@kokebgebremariam3140 4 ай бұрын
Geter(fara) slezabekaeyu😂😂😂
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 5 ай бұрын
❤❤❤ቲቲዶ ኢልኩማ እዚአ ገፍሕ አፋ!! አፋን ጎሮርአን ብናይ ሱዳናውያን አቅሓ ዝገፍሔ እያ!! ፎእእእእ ኒየው በላ!!❤❤❤ አታኽልቲ ዝብል ሽም አብ ኤርትራ ልሙድ አይኮነን!! ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም ሰባት ከምዚአ ዝበሉዮም ልዕሊ ኤርትራዊ ኤርትራዊ መሲሎም እዮም ዝርአዩ!! ❤❤❤
@edentsegai5801
@edentsegai5801 5 ай бұрын
ነዞም G15 ክንድዚ ጭካነ ትምነየሎም ሲ አንታይ ገባሪት አያ ክንደይ ዙርያ አያ መዕገርገሪት ጽልልቲ ኣምሲያትሉ በል😂😅 ውይ ቲቲ 😂 ባዶ ርአሲ ኣሕዋትና አባ መንነት ገድሊ አናበለት ክትመርቶም ንሳ ኣብ ስደት በጥ ኢላ ንርአስኪ ይግበረልኪ 😢
@arefaynesolomon
@arefaynesolomon 5 ай бұрын
ኹልኹም ክትፈልጡ እዚ'ኣ ቲቲ ትበሃል ኣብ ሱዳን ተወሊዳ ዝዓበየት ክትኸውን ከላ፡ኣብ'ዚ ኣነ ዝነብረሉ ሆላንድ ድማ ሓንቲ ሰኽራም ሓብቲ ኣላታ።ቲቲ ኣብ ሱዳን ትነብር ሓብት ስለዝነበረተን ኣብ ሱዳን ብዝተወልዔ ኩናት ስለዝሞተት ሓዘና ምስ ኣብ'ዚ ዘላ ሓብታ ኮይና ሓዘን ተቐሚጣ ስለዝነበረት ርኢናያ ኔርና።ሓንቲ ጾሎሎ ትመስል ሰበይቲ'ያ።ሓፊራ ኽሳዳ ኣድኒና ተመሊሳ።እዚ'ዚ ብዛዕባ ኤርትራ ትፈልጦ የብላን፡ንኤርትራ ዘበርከተቶ ነገር'ውን የብላን።
@MeriwediAsmara
@MeriwediAsmara 4 ай бұрын
ሜሮን እንታይ ገባሪ ኢዮ ሜሮንኮ ሰራቂ ሓሳዊ ስለ ዝኮነ ኢዮ ኣስቂጡ እንበር ዓቅሊ ጌሩ ከይመስለካ
@rufaelabrehe1197
@rufaelabrehe1197 5 ай бұрын
Powww ata amlak ishinet hafisu iyu hibwa nezia titi tibehal kemziom aynet kizarebu iwin ika idil kithibom zeybilka asha kab kizareb suq mibal iyu zetimelu
@tekletesfamhret-ey4zw
@tekletesfamhret-ey4zw 4 ай бұрын
Titi qomal hasawit hadimki mexiki hji hagerey tibili aleki aniti resah komal
@tsigeredafikak6599
@tsigeredafikak6599 5 ай бұрын
We love you make my day hahahahahah
Aug 22/2024 ኣብዚ'ሎ ሽሻይ ዜና ሓጎስ እዚ ስርዓት ክወድቅ'ዩ
25:06
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 23 М.
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 42 МЛН
Box jumping challenge, who stepped on the trap? #FunnyFamily #PartyGames
00:31
Family Games Media
Рет қаралды 33 МЛН
Challenge matching picture with Alfredo Larin family! 😁
00:21
BigSchool
Рет қаралды 41 МЛН
🔴ቀቲሎማ 😭😱😮Nathall OJ#gereemun##hdmonashow #eritreanmusic
19:57
Nathall Oj _ወዲ_ወርቄ
Рет қаралды 2,1 М.
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 42 МЛН