ሶላር ንገጠር ንወላዲተይ ተመስገን🙏 ተመሪቐ ፍርጅ ቲቪ መብራህቲ ኸምድልየታ ካብ ኸዚ

  Рет қаралды 25,794

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Ай бұрын

#smile #tigray #tigrignamusic #ethiopia #video #habesha #ትግራይ #youtuber #vlog #music #tigrignamusic #selamtsegay

Пікірлер: 288
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Ай бұрын
በዚ ኣጋጣሚ ንወለድና ፅቡቕ ንኽንገብር ፅቡቕ ዕድል እዩ እሞ ክትረኽብዎ ክትረኽበኦ ትደልያ(ዩ 0901291069 ወይ ድማ 0964000274 ተወልደ ሓጎስ ኢልካ ምርካብ ይከኣል እዩ ዋስትና ዘለዎ ስራሕ እዩ ዝሰርሕ😊
@ሳሌም
@ሳሌም Ай бұрын
አሺ ግን ባዓል ሓዳር ድዩ ዋላስ ሲንጊል ኢዩ? 😜ንምፍላጥ ዝኣኽል ኢየ 😉
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Ай бұрын
ደዊልኺ ጠይቅዮ😂​@@ሳሌም
@samerasamer3870
@samerasamer3870 Ай бұрын
ወይ ናትና ናገር🎉❤
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Ай бұрын
እሺ ስላመይ ብቻ ዓድና ፈጣሪ ይሓልወልና ካብዞም ሰረቕቲ ዘረፍትን ናይማቶም🙏😥❤
@FiriHadad
@FiriHadad Ай бұрын
​@@ሳሌምስንግል እዩ ጠይቅዮ😂😂😂
@0ppH5
@0ppH5 Ай бұрын
ኣቤት ትግራወይቲ ብምካነይ ብጣዕሚ ታሕጋሰይ መግለፅ የብለይን ካብ ኹሉ ዓለም ሰበይቲ መጋየፅታት ትርእይ ከለኻ መን ሃም አዶ ትግራይ እስቲ ላይክ ንኣዶ ትግራይ 👍
@RakiTube-
@RakiTube- Ай бұрын
ግጨዉኒ እስኪ ደቂ ሪመይ♥️👍
@hymiyoutubechanel6651
@hymiyoutubechanel6651 Ай бұрын
5ቲ እየ ብሽም ሰላም ሳብስክራይቭ❤
@KhanKhan-mf5tm
@KhanKhan-mf5tm Ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@rrfdfgfdxy1960
@rrfdfgfdxy1960 Ай бұрын
ኣታዮ ክንገዝእ ነይረ ለለ ቶም ሰረቅቲ ኣይሕድሩዎይ ምበይ😣😣
@Tig12345
@Tig12345 Ай бұрын
ኣነለ ፈሪሐ ንኣደዋይ ገዘአ ከሐጉሳ ይደሊ ግን በዞም ሰረቀቲ ፈረሐ ሰቂለ ኣለኩ ታይ ኢና ንገብሮዶ😢
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Ай бұрын
ዋላ ኣነ ዞምሰረቕቲ እዚኦም ፈሪሐ😢
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w Ай бұрын
ኣጆና ደቂ ዓደይ ካብ ሓድሸ ዓመት ፈጣሪ ሰላም ተገብረልና እንበር ሐዚሰ ሰቁልካ እዩ ዘሎ 😢
@MiliFisha
@MiliFisha Ай бұрын
ብዓብዩ ኣምላክ ሰላሙ ይልኣኸልና ብውሑዱ ድማ ኣብ ገዛ ከልቢ ተሃልዩ ,ውን ሌባ(ሰራቂ) ክደፍር ኣይክእሊይ
@user-im7pc5zg4y
@user-im7pc5zg4y Ай бұрын
በተለይ ብዓድና ዘሎ ስርቂ😂😢
@hiwet9667
@hiwet9667 Ай бұрын
ክንእዝዝ ነይረ ግን ለያቡ በዚሖም ንዑኡ ክሰርቁ ወለደይ ሓደ ነገር ከይገብሩለይ ፈሪሐ😌😌😌
@MeriHaylsh
@MeriHaylsh Ай бұрын
ይቅረኪ ማዓረይ ሰብ ከፉኡ እዩ ዘሎ ዋ ናትና ሓጎስ እዮም ዝደል እምበር❤❤❤❤❤
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 Ай бұрын
አብ ገዛናሲ አብ መቀለ ክችነ አትዮም ሞጎጎ ኤረትረክ ምድጃ ወሲደምው እናሲ ብጣዓሚ እዩ መፍርሒ እና ፅንሕ በላ አይትግዝአ አሕዋተይ
@MeriHaylsh
@MeriHaylsh Ай бұрын
@@jeirejeire8992 ኡሺ ፅብቅተይ ደምርኒ ክዓ💕❤️
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤❤
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ Ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ኣነስ ኩሉ ግዜ እየ ዝሓስብ ንወለደይ ከገብረሎም ደስ ይብለኒ ለለ መሊሰ ይፈርሕ ዓድና ዓዲ ሽፍታን ሰረቅትን ኮይናስ ንዕኡ ክሰርቁ ወለደይን ኣሕዋተይን ኣብ ሕማቅ ነገር ከየውዱቅለይ ናፈራሕኩ🥺
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 Ай бұрын
ስግኣት ኩላትና እዩ😢
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn Ай бұрын
#ተወልደ ሓጎስ ስለቲ ጽፉፍ ስራሕካ ነመስግን #ክዳን ዘብጸሐለይ ጨርቅነቱ ፍሉይ ምኮኑ ስድራይ ነጊሮምኒ እሙን ሰብ አምላክ ይባርካ❤❤
@TeweldeHagos-gs8zj
@TeweldeHagos-gs8zj Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp Ай бұрын
ሰሉዋይ ፅብቅቲ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ግን ዝያዳይ ቃዕምና ምእንቲ ክንገዝእ ቪድዮ ተኪኢልኪ ሕድሕድ ዋጋኡ አምፅእልና ምቅርተይ
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w Ай бұрын
ብጣዓሚ እዩ ደሰሰ ዝብል ኣጆካ ቀፅለሉ ዝሓወይ ሰራሕካ ይባርክልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤ ክንገዝእ ኢና ጥራሕ ጥዕና እንበር😍
@user-lq7rd2ri4s
@user-lq7rd2ri4s Ай бұрын
ፅብቅ ስራሕ እየ ኣጀካ በርትዕ ክቡር ሓወይ 💜💜💜ሰልዋይ ፅሪቲ ለ ኣጀኪ በርትዒ ቀፅልሉ 💜💜💜💜
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel Ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ስራሕካ ይባረክ ዝሓወይ❤❤❤
@MIZANTSEGAY-nv3lb
@MIZANTSEGAY-nv3lb Ай бұрын
ፍሉይ ኣገላልፃ እዩ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ገና ሶላር ተጠቀምቲ ዘይኮንኩም ኣዝዙ ጠቃሚ ንብረት እዩ ደቂ ገጠር ንበልፅ ኮይንና ኮ ብስሩ😂😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ዝድነቅ ስራሕን ኣሰራርሓን እዩ #ተወልደ_ሓጎስ ቃል ብተግባር✍✍✍
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
ኣነ ዘይተረደአኒ ነገር ዙባትሪ ብሓይሊ ፀሓይ ከይፍድእ ፈሪሐ ወይ ከዓ ክረምቲ ብዛሕሪ ከይባላሾ ፈሪሐ
@TeweldeHagos-gs8zj
@TeweldeHagos-gs8zj Ай бұрын
መቃፃፀሪ ኣለዎ ንዑኡ እውን
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
@@TeweldeHagos-gs8zj ኣውፂእካ ይፅረግ ማለት ድዩ
@genet1261
@genet1261 Ай бұрын
ቴዌ ለባም እሙን ሰብ ሳላካ ተመሪቅና ኢና።ብጣዕሚ ዩ ሓሪፍ ንፍስካ ኣብፂሑለይ ነይሩ መብራህትንቲቪን ዋዉ❤❤ብርሃን ተዓደል ተዌ ሓወይ
@user-hw9ui3nx2t
@user-hw9ui3nx2t Ай бұрын
ክንደይ ካባቢ ገንዝብ ይወደእ
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn Ай бұрын
ክንደይ ዘአክል ቅርሺ ይዉድእ
@TeweldeHagos-gs8zj
@TeweldeHagos-gs8zj Ай бұрын
የቀንየለይ ንምስክርነትኪ
@TeweldeHagos-gs8zj
@TeweldeHagos-gs8zj Ай бұрын
ኣሜን 3
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 Ай бұрын
ታይ ዓይነት መብራህቲ እዩ ዋጋ ከ ክንደይ እዪ መዓረይ
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf Ай бұрын
ብጣዓሚ ፀቡቅ ስራሕ እየሆነ ቃፅለሉ ዛሓወይ አብ ዓድካ ሰሪሕካ ምብላዕ ካብዙይ ዝበለፀየለን❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤❤
@user-kd9sd1ud2c
@user-kd9sd1ud2c Ай бұрын
ኣነሰ ሓስበ ነይረወ ሰረቅተ ኣፍርሐምና
@rsjv415
@rsjv415 Ай бұрын
ሰብ ዘይሓደጉ ድማ እዚ ክሓድጉ
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py Ай бұрын
​@@rsjv415😂😂😂😂😂
@HH-pf8vr
@HH-pf8vr Ай бұрын
የኔ ማር ሰላምሸ ይበዛ የኔ ቆንጆ ❤❤❤❤❤
@MmMm-ni3ey
@MmMm-ni3ey Ай бұрын
ሰልየ ተገድስኪ መልስለይ ወጋ ክንደይ እዩ ጠቅላላ ብማርያም ርእኪ ከይትሓልፍኒ❤❤❤❤❤❤❤
@rayatube9271
@rayatube9271 Ай бұрын
ስሉዋይ ደልየኪ ነይረ ብቁምነገር ብምንታይ ከግንየኪ ዝያዳይ❤ ተገዲስኪ መልስለይ ዛምበይተይ❤
@AelisaYouTube
@AelisaYouTube Ай бұрын
👍እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም ዝፎትወኩም ቤተሰብ ሰላምኩም ይብዛሕ 💐🌹❤️🥰
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ እግዝአቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-us9jx5sw8i
@user-us9jx5sw8i Ай бұрын
ተወልደ ጅግና 👌
@LiAa400
@LiAa400 Ай бұрын
Working Yemeni abiy koynu mis getski aymetateny seluway lele baelki werki eki aydlyekiy nieshen gberi
@user-jm2rn7un7n
@user-jm2rn7un7n Ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መጸእኪ ሰሉየይ እና ዋጉኡ እባ ፃሓፍልና ጠቅላለ ንገዝ ንደሊ እናዋ
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Ай бұрын
ደዊልኺ ጠይቅዮ
@user-jm2rn7un7n
@user-jm2rn7un7n Ай бұрын
@@selamtsegaysmile9152 እሺ ሰሉ ሓፍተይ
@kidan5256
@kidan5256 Ай бұрын
ሰሉየ ምቅርቲ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ተባረኪ 🙏❤😍ድምፂ ግድ ደንቁርናኮ😅😅😅😅 ኣነስ ኩሉ ግዜ እየ ዝሓስብ ግን ለያቡ ከይወስድዋ ፈርሐ ዓድና ህድእ ይበል እሞ ድሕሪ ግዜ ከም ፈጣሪ ፍቃድ🙏ፈጣሪ ነዞም ለያቡ ልቦና የሃብም ሰርሖም ክበልዑ መንገዲ ይምራሓዮም 😢😢 ተሳቂቅናኮ ዋጋ ግን ክንደይ እዩ ቭድዮ ስርሕልና ኢኪ ጠቅላላ ሶላሩ ቴለቪዥኑ 🙏
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Ай бұрын
ዋላ ኣነ
@AluMikael
@AluMikael Ай бұрын
ሰላም ሓፍተይ ምስ ዋግኡ ንገርና ታይ እዩ ኩሎኹም ሕብእብእ ተብልዎለኹም
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec Ай бұрын
ምስ ገዛኣኪ ኣርኢና❤❤❤🎉🎉🎉
@mieri7
@mieri7 Ай бұрын
ኣበይ እየ
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh Ай бұрын
❤❤❤ሰሉየ😊
@user-ww2or6er1h
@user-ww2or6er1h Ай бұрын
ኣቱም ሰባት ዋጉኡ ዝዓበየ ዝነኣሰ ንገሩና
@user-ue5ng7gt3h
@user-ue5ng7gt3h Ай бұрын
ዋጋ ንገርና ሰላም ሓፍተይ ንገዝእ ንደሊ ኢና❤❤❤❤
@shdhhtrui9526
@shdhhtrui9526 Ай бұрын
ሰላም ኪ ይብዘሕ ሰሉየይ ጓል ዓደይ ኣን ግን ክገዝእ ይደሊ እየ ግን ዋግኡ ኣይተርእንን. ናይ መብራህትን ፍርጅን ቴሌብዝን ዋጋ ኣንፅርለይ 💗🌹🌹🌾💖
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሰሊቲይ ናተይ❤❤❤❤❤❤
@user-wr5sh1tv5y
@user-wr5sh1tv5y Ай бұрын
ሰሉ ተግደስኪ መለስለይ አዛ ተለብጀን ተማለእ
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je Ай бұрын
ዋግኡ ጠይቅዮ ሰሉየይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤
@user-ml9co4ie7l
@user-ml9co4ie7l Ай бұрын
ዋጋ እስኪ ሕተትልና ሰሉየይ
@fanafani2638
@fanafani2638 Ай бұрын
ሰላም እምብር ሰላም ኢክዋ❤❤❤❤❤
@fhhuuikk9179
@fhhuuikk9179 Ай бұрын
ሰሉ ዋጋ ንገርና❤
@HgHggFhgg-yr7gb
@HgHggFhgg-yr7gb Ай бұрын
ስላመይ መጎጎኻ
@aduyoutube1897
@aduyoutube1897 Ай бұрын
ዋጋ ግን ኣብኣ ናሃለኪይ ትጥይቅልና ነይርኪይ ሰላመይ❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 Ай бұрын
ዋውውውውውው❤❤❤❤
@user-pm2tb1wt8c
@user-pm2tb1wt8c Ай бұрын
ዋው❤❤❤❤❤❤
@greattigray5290
@greattigray5290 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ዋጋ ከ ሰሉየ
@user-fd6fo7pr6u
@user-fd6fo7pr6u Ай бұрын
ዋጋ ጠይቅዮ ሰሉዋይ
@Tigray341
@Tigray341 Ай бұрын
ቃደመይት😌🥰❤️
@user-kl7cl9ww9d
@user-kl7cl9ww9d Ай бұрын
ታይ እዩባ ሽግሩ ምስ ዋግኡ ለይናገር ምእንቲ ንፁር ክኾነልና
@user-hw9ui3nx2t
@user-hw9ui3nx2t Ай бұрын
እንድዒ ለፍልፍና ደኺምና
@FiriHadad
@FiriHadad Ай бұрын
አነ ክዳን አጥልበ ካብኡ ብጣዕም እሙን እዩ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@TeweldeHagos-gs8zj
@TeweldeHagos-gs8zj Ай бұрын
ክብረተይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሰላም ሓፍተይ ወርቅኪ ፈትየዩ ክንደይ ዋጋ ነገረን ዋላ ብፅሕፍ ተገድሰኪ🎉🎉🎉
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn Ай бұрын
3000 ብር
@EvanayouTube
@EvanayouTube Ай бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ብሩካተይ ብወላዲትኩም❤🙏
@Aresu-jd3jk
@Aresu-jd3jk Ай бұрын
ምጥያኪ ዘይተርፍስ ምስ ዋጉኡ እበር ምህላዩ ደአ ንፈልጥ ኢና ዋ
@mskin_hiwan
@mskin_hiwan Ай бұрын
ሞጎጎ ኤለትሪክ ይሰርሕ ዶ
@tenetgerechal5546
@tenetgerechal5546 Ай бұрын
ክንደይ ይዉድእ ኩሉ ጠቅላይ ኩሉ ምስ ናይ ኢዱ ሕተትልና እባ ሰላመይ ቲቢ ማእከላይ
@TeweldeHagos-gs8zj
@TeweldeHagos-gs8zj Ай бұрын
ንዒ
@user-rt4yt8sd8u
@user-rt4yt8sd8u Ай бұрын
ዋጋ ግን ኣብቲ ከተማ ዝሽየጥ ንምንታይ ዘይትነግሩ
@mariyamey555
@mariyamey555 Ай бұрын
❤❤❤
@user-ww8yn9cd4h
@user-ww8yn9cd4h Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@roozroo9853
@roozroo9853 Ай бұрын
ዋጋ ንገርና
@aaff882
@aaff882 Ай бұрын
ሰሉዋይ እቲ ኣብ ሶሻል ሚድያ እትርእዮ ንሱ ባዕሉ እዩ ተወልደ ሓጎስ
@rahelestif2112
@rahelestif2112 Ай бұрын
መእተኩ ግን ንዕኡ ክሰርቁ ወለደይ ገለ እንተገበርዎም ፊሪሔ።ዋጋ ግን ዘይትሓትዮ እንታይ ሽግር አለዎ?
@user-iq1ew9cd7f
@user-iq1ew9cd7f Ай бұрын
❤❤❤❤
@sarasarha7302
@sarasarha7302 Ай бұрын
❤❤
@YggGgg-ov4co
@YggGgg-ov4co Ай бұрын
ዋጋ ክንደይ እዪ
@alganeshalganesh5269
@alganeshalganesh5269 Ай бұрын
ዋጋ ንገሩና
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 Ай бұрын
ክገዝእ ደልየ ነይረ ግን ሰረቅቲ ፈሪሐ ወለደይ ❤
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn Ай бұрын
ባትሪ ኣብውሽጢ ገዛ እድዩ ዝቅመጥ
@user-jc8wx3qz4k
@user-jc8wx3qz4k Ай бұрын
ዋውውው ሰሉየይ❤እዚ ሶላርባ ማይ ክወቅዕ ተሎስ የባለሸውን ማለት ድዩ ከመይ እዩ እስኪ ተገድስኪ መልስለይ ሰሉተይ ማዓረይ
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt Ай бұрын
ኣዐሪኪ ስምዕዮ ተናጊሮምዎ እዮም
@TeweldeHagos-gs8zj
@TeweldeHagos-gs8zj Ай бұрын
ኣይባላሾን
@user-sc2di1uv7s
@user-sc2di1uv7s Ай бұрын
ኣይባላሸይ እኮ ኢልዎ ጥይቃቶ
@user-ww2or6er1h
@user-ww2or6er1h Ай бұрын
​@TeweldeHagos-gs8zj ዋጋ ክንደይ
@damudamu2020
@damudamu2020 Ай бұрын
ኣነስ ዝግሪመኒ ነገር ዋጋ ዘይናገሩ😢😢
@tahesgabra2015
@tahesgabra2015 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-oo2ld6vb5z
@user-oo2ld6vb5z Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-te2yv8tu5y
@user-te2yv8tu5y Ай бұрын
ዋጋኸማ ሰሉ😊
@ara6934
@ara6934 Ай бұрын
ዋጋ ክንደይ
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 Ай бұрын
ግን ክንደይ ይውድኦ ጥቅላላ እባ ንገርና
@user-df2lj1qc3i
@user-df2lj1qc3i Ай бұрын
ዋጋኢ ነገረና ብዛኪ
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Ай бұрын
ዋጋ እባ ሰሉ❤
@user-ov3eo9ku9p
@user-ov3eo9ku9p Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m Ай бұрын
ኣነስ ንወለደይ ክገብረሎም ይደሊ እሞ እዞም ሰረቅቲ ፈሪሐ ንዕኡ ክብሉ ወለደይ ገለ ከይገብሩለይ ክሳብ ማዓዝ ኢና ክንሳቀቅ😢
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Ай бұрын
ዋላ ቴለብዥን ከገዝአላሎም ደልየስ ፍሪሐ
@user-cu4fr2ti7p
@user-cu4fr2ti7p Ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@ngstihylemaryam7540
@ngstihylemaryam7540 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr Ай бұрын
ዋጋ ግን ልምንታይ ብዚ ለይነግረና ምእንቲ ዓቅምና ሪእና ንድውለሉ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤
@Tsega-ent-27
@Tsega-ent-27 Ай бұрын
ሰሉዋይ ዋዕሮ 🙏🙏
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ❤
@Tsega-ent-27
@Tsega-ent-27 Ай бұрын
ገይልኪ እየ
@ssafua8682
@ssafua8682 Ай бұрын
ክንደይ እዩ ዋግኡ ንገርኒ በይዛኪ ከይትሓልፍኒ ትሶላር ማለት እዩ❤❤❤
@TeweldeHagos-gs8zj
@TeweldeHagos-gs8zj Ай бұрын
ደውሊ
@user-cu3mz2ot9e
@user-cu3mz2ot9e Ай бұрын
እዘን ኣርባዕተ ላንበአን ልጀዋል የሽሕናደ ሰልየይ ደገዲስኪ መልስለይ ዛበተይ
@TeweldeHagos-gs8zj
@TeweldeHagos-gs8zj Ай бұрын
እወ
@selamselam-ns3vg
@selamselam-ns3vg Ай бұрын
😍😍😍❤️❤️❤️
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 Ай бұрын
ሳብስክራይፕ ግበሩለይ ኣሕዋይ ብስም ሰላም❤❤❤🎉
@user-em2ux9hn7l
@user-em2ux9hn7l Ай бұрын
❤❤❤❤❤😍😍😍😍
@GzHc-np9ps
@GzHc-np9ps Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@aheehhw3058
@aheehhw3058 Ай бұрын
❤❤🎉
@lilyA22
@lilyA22 Ай бұрын
ታይ እዮም ባ ዋጋ ዘይናገሩ😊
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Ай бұрын
ብውሽጢ እዮም ዝብሉ እምበይ
@user-kl7cl9ww9d
@user-kl7cl9ww9d Ай бұрын
ትርፊ ስለ ዝሸጡ እዩ ኣብኡ ኮንካይ ኣብዙይ ኮንከ ትገዝኦይ ዕፅፊ እዮም ዘኽፍሉ ብርያል ለሓሰቡ ተኺእልክን ላብ በተሰብ ኣልኢኽክን ኣእዝዛ❤
@galweyenti8890
@galweyenti8890 Ай бұрын
ግን ዋግኦም በብሳይዞም ክነግረኪ ነይሩ
@uchchc5243
@uchchc5243 Ай бұрын
❤❤❤❤💛💛💛
@MaharatMariam
@MaharatMariam Ай бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍
@user-ol1ie8hm4n
@user-ol1ie8hm4n Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@GggYy-vx4ie
@GggYy-vx4ie Ай бұрын
ክንደይ ዋጋ❤❤❤❤
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
@albadralbadr1300
@albadralbadr1300 Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤
@user-eq6nb8no2z
@user-eq6nb8no2z Ай бұрын
ንሞጎጎ ኸ ይሰርሕ ድዩ
@sjsughjdjd1130
@sjsughjdjd1130 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@TsritiHaftu
@TsritiHaftu Ай бұрын
ዋጋከ ክንደይ እዩ
@rtgh9245
@rtgh9245 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ghh9668
@ghh9668 Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:25
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 13 МЛН
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 33 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 49 М.
ይሄ ሁሉ ሴራ ግን ለምን??😭😭😭😭😭
15:39
ዝኹሉ ቅርሸይ ኣፍሲሰስ ተስፋ ዘይብሉ😏😡
15:13
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 32 М.
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 13 МЛН