ተባረኽ ጠዋሪና ጠወዋሪ ህዝብኻ ይግበርኻ የዕብየለይ🙏🙏 መርቑለይ🙏

  Рет қаралды 15,141

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

2 ай бұрын

Пікірлер: 386
@user-qd8ee8zt2g
@user-qd8ee8zt2g 2 ай бұрын
ሽኮረይ እግዚአብሔር የዕብካ ❤❤❤ ሰላመይ ከይትሓልፍኒ ለባም መስሀዋዓሊት ኢኪ እሞ ናይሰብ ምክሪ ስምዒ. ዓብይ ሚድያ ኣለኪ እዞም ወለዲ ትገብርዮ ዘለኪ ፅቡቅ ስራሕ. ግን ገፆም ኣይትቅረፅዮም የዋህ ህዝብና ኩሉ እዩ ከፊኡዎ ፣ብሓዘን፣ስኣን ሕጊ፣ስኣን ርዳእታ ግን በይዛኩም ትሕቲ ሰብ ክኮን ዝደሊ ሰብ የለን. የዋሃት ወለድና እናቀረፅኩም ሞራልና ኣይትቅተልዎ ኣእጋሮም ጥራይ ቅረፂ እቲ ብሩህ ገፆም ከም ቀደሙ የለን ፀሊሚትዎም ንወድኩም ካዓ ዕድመ ይሃቦ 🎉❤❤
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 2 ай бұрын
ለባመይ ከመይ ከም ዝሽቅሮሩ ክሳአሉ ከለዉ ጽቡቅ ምኽሪ🙏
@user-ni2ck4gn3f
@user-ni2ck4gn3f 2 ай бұрын
ኣብ ልበይ ዘላ ኣሕ ህዝበይ ዎሪዱዎ ዘሎ😢😢😢😢​@@sendayowlegebrial4195
@user-zj7bh1wq7c
@user-zj7bh1wq7c 2 ай бұрын
ኣሰይይይ እዩዋይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኻ ቡሩኸይ ዝተረፈ ዘመንካ ይባረክ ንእስነትካ የሙኒኻ👏👏
@user-tn9yu7pv3b
@user-tn9yu7pv3b 2 ай бұрын
ልካሜራ ኢልኩምስ ሓንቲ ባኒ እቲ ልበለፀ ንኣጋይሽ ድዪ😢😢😢😢😢 ስሱዓት
@Tgjjhh
@Tgjjhh 2 ай бұрын
ኣሰይ ሙቁረይ እግዛብሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢካ ዝወደይ ሰሉይ ልባመይ 😘😘😘😘😘😘
@user-xw7mp5if9z
@user-xw7mp5if9z 2 ай бұрын
ኣይ ህዝቢ ትግራይ ረካቢ መንከራ ንሓንቲ ባኒ ኢልክስ ናብ ሚድያ ኡፍፍ እንታይ ፀገም ኣለዎ ብዘይ ካሜራ ዘይትህብዮም 😢 ንወዲኪ ካዓ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልኪ ፈጣሪ ቀሪ ዘመንካ ይባረክ ሙቁረይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn 2 ай бұрын
ኣሜን🙏🙏🙏
@user-tq9gw8to3x
@user-tq9gw8to3x 2 ай бұрын
👌👌👌👌🙏
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 2 ай бұрын
ታይ ችግር ኣለዎ መርኣያ ይኮን ንካልኦት ፅቡቅ ነገር ብዓቅምካ ኢካ ትገብር
@user-xw7mp5if9z
@user-xw7mp5if9z 2 ай бұрын
​@@user-gt1dl9jp9z ንካሎኦት መራኣይ ክኮን ይክእል እሞ ሓንቲ ባኒ ደረቅ ኣብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ዘይፈልጦ ሰብ የለን ማዓረይ ግን ንምንታይ ካሜራ ኣድልዩ ገፆም ዋላ ዘይትሽፎኖም ብሓንቲ ባኒ እባ ህዝብና መሸቀጢ ይቱብ ኮይኑ😢
@WsJv-cm7kv
@WsJv-cm7kv Ай бұрын
ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ዝያዳይ ፍቲቲቲቲቲቲ እየ ዘብለክም ምቅርይ የኔ ማርርርርርርር የኔ ውድድድድድድ❤❤❤ዕድመንጥዕናይሃብካዝያዳይፍቲቲቲቲቲቲእየዘብለክምምቅርይየኔማርርርርርርርየኔውድድድድድድ
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁረይ እንካዕ ተወለድካ መፃኢካ ብሩህ ይግበረልካ ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-fz2ul9ef3u
@user-fz2ul9ef3u 2 ай бұрын
Hezibna Zehezin eyu weledina 1 baniy hebka kamera mewtsae entay amtsea ere gdefu meskeam keyweridekum legnzab elkum hezibna aytitsawetilu😢😢😢😢😢😢😢😢 nwedki gn happy birthday❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@beriha8970
@beriha8970 2 ай бұрын
ገረመነ እቶም ሃፋትም ከዓ ምሸት ከመፁ እዮም ብኽብራ እናትራጉሑን እኸሎማይ እናፍሰሱን😢😢😢 ኣየ ህዝበይ ኣደዳ ሰብ ዩትዮብን ኣደዳ ወንበሮም ዘሳፍሑን እባ ኾንኻ😢 እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኹን
@user-vz2th7cd8b
@user-vz2th7cd8b 2 ай бұрын
ሰላም ግን ብጣዕሚ ኢኪ ተሕርቂ ዋይ ዝሃብኪ ሃቢ ንምንታይ ገፆም ትቀርፂ ኡፍፍፍ ዋይ ህዝበይ ፈትዩ ትሕቲ ሰብ ክነብር ዝደሊ የለይ ዓበይቲ ወለድናስ ባኒ እናተቀበሉ ኢዶም ሰዲዶም ትቀርፂ እስኪ ናብ ወለድና ኣምፂእና ንሕሶቦ ዝሮዝሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
@user-ph2sx2jt9z
@user-ph2sx2jt9z 2 ай бұрын
ተጋጊኪ ሓፍተይ ንሓንቲ ዳቦ ኢልኪ ቀረፃ እንታይ ዝገበሩ ወለዲ ትፀድቂ እንተደሊኪ ስቅ ኢልኪ ዘይትህብዮም ምቅራፅ እንታይ ኣምፀኦ እንኳዕ ተወለድካ ሙቁር🎉🎉🎉🎉❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሓላልይ ሰይሳክራይብ ግብረለይ❤❤
@Dolar1219
@Dolar1219 2 ай бұрын
እሰይይይ ዝወደይይይ ወላዲተ አምላክ ብፀጋ ብሞጎስ ተዕብካ❤❤❤
@hayeee5187
@hayeee5187 2 ай бұрын
ሰላመይ ምቅራፅ ፅቡቅ ኣይኮነን ኡፍፍፍፍ ህዝበይ ረኪብዋ ዘሎ 😢 ብጥበብ የዕቢኻ ዝወደይ ❤❤🎉🎉🎉
@user-fp4ly2tg6y
@user-fp4ly2tg6y Ай бұрын
እግዝኣብሄርብጥበቡ የዕብየልኺ ሰሉዋይ
@trhastsegay9889
@trhastsegay9889 2 ай бұрын
Aseyyyy shkor edmen tenan yhabka fetari Happy birthday to you ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
እግዝአቢሄር አብዚሑ ይባርኸልኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም 🎂🎂🎂🎂 እኳዕ ተወለድካ እዩአስ 🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰
@sitiezra
@sitiezra 2 ай бұрын
አጀጅ እዚ ሕዝካስ ናብ ከሚራ አቤት ህዝበይ ፈጣሪ ባዕሉ ቆላሕ ይበልካ
@Genitube14
@Genitube14 2 ай бұрын
እዩዎይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንካዕ ተወለድካ❤
@Henok_yirga
@Henok_yirga 2 ай бұрын
በጣም ደሰ ይላል ዋዉዉዉ ፈጣርይሳድግህ ❤❤❤ መልካም ልደት ይሳድግህ ዋዉዉዉ እግዚአብሔር ይመሰገን 🥰🥰🥰🥰
@hareghaftu4870
@hareghaftu4870 2 ай бұрын
እንኳዕ ተወለድኻ መፃእኻ ብሩህ ይኹን ዝወደይ🙏🙏🙏🙏
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v 2 ай бұрын
ናይ እሸቱ መለሰ ዓመት ቆልዓ ኣዘኪርክኒ 💔 ሰሉ ሓፈተይ ንስኪ ምርቃ ወለዲ ንከረክብ ክፀድቅ ኢልኪ ኢኪ ገይርክዮ ግን እዚ ፈፂሙ ኣይፀደቂ ካብታ ዘለካ እምበር ካብ ዘተረፈካ ሃብ ዘብለ ፅሕፍ የለን ጌጋ እዩ ብፍፁም😥 ብጥበብን ብፀጋን የዕቢካ ጎታዋይ ኣብ ፅብቅ ደረጃ የብፅሕካ ❤ 😊
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይ ግበረለይ ❤❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 2 ай бұрын
❤❤❤እስይይይይይይ ዝወደይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏
@user-xw9cg5ym1k
@user-xw9cg5ym1k 2 ай бұрын
ገፅኪ ትካወል ረሰሕ ዝደረቀ በኒ ሒስካስ ላብ ካሜራ😢😢😢
@user-wb2kn2jl7h
@user-wb2kn2jl7h 2 ай бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ🙏 ሰሉዋይ ምስ ይቅርታ ታይ ገይሮምኽ ካሜራ ትቃርፅዮም እግዚአብሔር ኣምላክና ኳ ሰብ ላርአየካ ኣትሞፅውት እዩ ዝብል እት ምንታይ እትገብሮ ፅቡቅ ነገራት ካብ ሰብ ተኳነይ ካብ እግዚአብሔር እዩ ፅቡቅ ዋጋ ትረክብ ስለ ዝኳንኳ እዩ ኸዝለ ካብ ካሜራ ምቅራፅ ተትርሕቅ ይመርፅ ብጣዕም ትጋግክ ዝሓፍተይ ሰብ ህንደይ ነገር ላገበረ ብሓደ ድነገፀ ዳቦ ዳካሜራ ማለት ብጣዕም ካብድ እዩ 💔💔
@tekletekle8440
@tekletekle8440 2 ай бұрын
አሰይ እንኳዕ ተወለደኻ ተባረኽ እመብርሃን ደንግል ማርያም ዝተረፍ ዕደመኻ ትባርከልኻ ፁሩይ የዕቢኻ❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@ihsa4855
@ihsa4855 2 ай бұрын
ርካሽ እኽ ል ላንቲ ዳባ ትብልስ ካሜራ ኣየ ህዝበይ ዝረኸብኻዮ 😭😢
@user-du3lc7to8d
@user-du3lc7to8d 2 ай бұрын
ንሓንቲ ዳቦ ክትብሊኢልክስ ትብልያስ ሰብኮብዛዓቅሙዩ ዝገበር
@user-xr1vr6rk8m
@user-xr1vr6rk8m 2 ай бұрын
አሰይይይይይ ወዲ ሓወይ ወደዲ ሓፍተይ እንካዕ ተወልድካ ዕደመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ መጻእካ ብሩህ ይኩን ወዲተይ ዝተረፈ ዕደመካ እግዚአብሔር አምላክ ይባረከልካ ጎይታዋይ ደሞ ታኣዛዚ ወለድካ አሕዋትካ ይግበረካ ሙቁረይ ተባረክ 👏🤴
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 2 ай бұрын
አሰይይይ ሙቁረይ ተባረክ አምልክ ብጥበቡ የዓቡካ🙏🙏🙏መልካም ልደት ይግበረልካ ዝተረፋ ዓድመካ ይባረክ🎉🎉🎉
@user-dr9fs2gn3k
@user-dr9fs2gn3k 2 ай бұрын
Eseyyyyyyy Eyuye enquae teweledka edemen tienan yhbka ጅቡዐይይይ❤❤❤
@hiwaen
@hiwaen 2 ай бұрын
ጹሪየይ ኣትዮ ታዩ ደስ ክብል ዝተረፈ እድመካ ይባረክ ዝወደይ❤
@brllabay3842
@brllabay3842 2 ай бұрын
ኣሰይይይይይይይይይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰናይ ዝከነ ተግባር አብዚሑ ይሃብኪ እግዚአብሔር አምላክ ዝሓፍተይ እንካዕ ተወለድካ ማዓተይ ብጥበቡ የዕብካ ንኩልኩም ዕድመኩም ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሕዋተይ👏❤❤❤❤🥰
@ንኩሉግዜኣሎዎ
@ንኩሉግዜኣሎዎ 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ብጠበቡ የዕብካ ❤🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉🎉 እንኳዕ ተወለድካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 2 ай бұрын
ኣሰሰይ የዕቢካ ሙቁረይ ❤❤❤❤❤
@user-of3gd6tt2y
@user-of3gd6tt2y 2 ай бұрын
እንኮዕ ተወለድካ ዩኣሰይ ዝተረፈ ዕድሚኻ ይባረኻ ዝወደይ ❤️❤️❤️❤️💋💋💋💋🙏🙏🙏
@user-pn8lu4rw7f
@user-pn8lu4rw7f 2 ай бұрын
የዕቢኻ ብሩኸይ ዝያዳይ❤❤
@ruu9052
@ruu9052 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ብሩኸይ ዝተረፈ ዕድሜኻ ይባረኽ😘👏
@aedf4837
@aedf4837 2 ай бұрын
ኣሰይይይ እንኻዕ ትወለድኻ እዩኣሰይ መፃእኻ ቡሩህ ይኹን ዝተረፈ ዕድመኻ እግዚኣብሔር ኣምላክ ወስኹ ይሃብኻ❤❤❤❤ ሰላመይ ሽኮር ኹሉ ግዜ ብዉልድኽ ትሓጎስለይ❤❤❤❤
@user-mi2jk9yz7l
@user-mi2jk9yz7l 2 ай бұрын
ኣሰይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ😘🥰😘🥰
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube 2 ай бұрын
ኣሰይ እግዛኣብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መቀረተይ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ ዮኣሰይ👏😘🎂💖💞💞💞💞💞
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይ ግበረለይ❤❤❤
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኢዮአስይ ማዓርይ ዓቢይ እንጀራ ይሃብካ ፈጣሪ ዝተረፍ ዕድሜካ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባረክልካ 🙏♥️❤️
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ ህያብይ❤❤
@hrdfghddgg9640
@hrdfghddgg9640 2 ай бұрын
አስይይይይ አካዕ ተወለድካ ህያበይ አግዚብኣብሕር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ😘😘😘😘😘
@user-ih3fz2li8d
@user-ih3fz2li8d 2 ай бұрын
የዕቢካ ቡሩኮይ መፃኢ ዘመንካ ይባረክ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 2 ай бұрын
ኣሰይ ብረኸይ የዕቢኻ ❤️🙏
@user-bj8cp4vf6d
@user-bj8cp4vf6d 2 ай бұрын
Asey enkoa teweldka mukreyy keri zemnka ztebareke ykun ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r 2 ай бұрын
አስይ የዕብኻ ፈጣሪ ምቁረይ❤❤❤❤❤
@arsemasis5738
@arsemasis5738 2 ай бұрын
አሰይይ ዝወደይ ማዓረይ እንኳዕ ተወለደካ ተባረኽ
@user-ni2ck4gn3f
@user-ni2ck4gn3f 2 ай бұрын
ዜይምሃብ መሐሸኪ ሓፍተይ ንላይክ ክትብልስ ዝደረቀ ዳቦ ሂበ መበሊ ክትቃርፂ ኣብዩ ጌጋዩ እሞ ከዓ ዓበይቲ ወለዲ ገፆም ክትቃርፅዮም ዒብ ትሕቲ ሰብ ክነብር ዝደሊ ፍጡር የለን ግን ____ኣሕ ህዝበይ 😢😢😢😢 ብጥበቡ የዕቢካ🙏❤❤❤❤
@user-kz3ov3ju4w
@user-kz3ov3ju4w 2 ай бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይ ኣነስ ሰናይ ግብሪ ብምማሃርኪ ሕጉስ እለ ርእየያ ዛብዴ እንኳዕ ተወለድካ ሙቁረይ እግዚአብሔር ኣምላክ በጥበብ ብሞጎስ ብጥዕና የዐብካ H.B.D ሙቁረይ ብጥበብ ይዕበየልኩም ሰላመይ ❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n 2 ай бұрын
ብጥበብ የዕቢካ እግዚአብሔር አምላክ እዩየይ❤
@BihanHayelom-lz5fx
@BihanHayelom-lz5fx 2 ай бұрын
ኣስይይይ ፈጣሪ የዕብኻ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SaraSara-pe5jj
@SaraSara-pe5jj 2 ай бұрын
እሰይ ካብዝይ ዝተረፈ ዕድመኻ ፈጣሪ አምላክ ብዝሕ ጥዕና ቅሳነት ሰላም ይሃብኻ እዩአሰይ ፅሩይ🙏❤❤❤❤❤
@user-bv5zc5uu7e
@user-bv5zc5uu7e 2 ай бұрын
ኣሰይ ሙቅረይ የዕብኻ ዝተረፈ ዕድመኻ ዝተባረኸ ይኩን❤❤❤❤❤❤
@user-ck7zb2mp1d
@user-ck7zb2mp1d 2 ай бұрын
ኣሰይይይ የዕቢካ ፈጣሪ ሙቁረይ🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@RdIh
@RdIh 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓቢካ ዉላድካ ተክብር ይግበርካ ዩኤሰይ❤❤❤
@teweldeg1883
@teweldeg1883 2 ай бұрын
ዝወሃብ ኣይክላእካ ኣምላክ ክትህብ ንበር :: መሰታ ወደይ ኢዩ 5 ኣመት ጌሮም ኣለወ ንወደይ ውን መርቁለይ ከሙኡ ኩኮነለይ 🙏🏽
@fatemhhfatemhh8076
@fatemhhfatemhh8076 2 ай бұрын
ኣሰይ ሙረይ የዕብኻ ዝተረፈ ዕድመኻ ዝተባረኸ ይኩን💕💕💕💕
@cserfswef8974
@cserfswef8974 2 ай бұрын
አስይ ሙቅር ዝኮነ ቆልዓ ዕድመን ጥዕና ያሃብካ አግዚአብሄር አምላክ👏👏👏❤❤
@saliemNega
@saliemNega 2 ай бұрын
Asey marey happy birthday 🎉🎉🎉 🎂 🥮 🍥 🥞 🧁 🍰
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 2 ай бұрын
አሰይ መዓረይ እንኳዕ ተወለድካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@MaibelGedy
@MaibelGedy 2 ай бұрын
tebarek neweh edmen tenan yehabka mearey❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 2 ай бұрын
እንኳዕ ተወለድካ በረከተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ🙏🙏🙏🎂🎂🎂🎂🎂
@SelamSami-qr2ro
@SelamSami-qr2ro 2 ай бұрын
ተባረክ ዝወደይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Happy br🎉
@user-jz6fh1sc3d
@user-jz6fh1sc3d 2 ай бұрын
ህዝበይ ንሰካ ዶ ኣብዚ መወደቀኻ ብለይ ካሜራ ተሃበከዮም ታይ ፀገም ኣለው 😢 ይዕቢኻ ብሩከይ❤
@user-kr2ee8pg9u
@user-kr2ee8pg9u 2 ай бұрын
ኣስይይይ ዛውዲይ ፅሪይ ዕድመን ጥዕናን ያብካ🎉🎉🎉🎉
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 2 ай бұрын
አሰይይይይ ፀጋበይ እንኳዕ ተወለድካ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢካ ተባረክ ዘወደይ 😘💛✨
@user-zv5zp3rr9l
@user-zv5zp3rr9l 2 ай бұрын
እንካዕ ተወለድካ መፃእካ ብርህ ይኩን ተባረክ ምቁር🙏🙏🙏❤❤
@wezyrgebrmcil2699
@wezyrgebrmcil2699 2 ай бұрын
እሰይ ዕድመን ጥዕና ያሃብኪ ዝወደይ ተባረኽ❤❤🎉🎉
@smerasamura502
@smerasamura502 2 ай бұрын
ኣሰይ የዕቢኻ ዝወደይ እግዛኣብሄር ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ👏👏👏❤🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይ ግብረለይ ❤❤❤
@user-uu9me3ms5t
@user-uu9me3ms5t 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤አሰይ❤❤❤❤❤እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መዓረይ
@user-dc6hg7lt4g
@user-dc6hg7lt4g 2 ай бұрын
አሰይይይይ ዝወደይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበብ ይዓቢኻ ብሩኸይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HMA354
@HMA354 2 ай бұрын
አሰይይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብካ ዝተረፈ ዕድመካ እግዚአብሔር ይባራካ💞💞💞💞
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 2 ай бұрын
አሰይይይይ ተባርክ እንኳዕ ተወልድካ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@zufanbrhan9284
@zufanbrhan9284 2 ай бұрын
ኣሰይ ሙቁረይ የዕቢኻ ዝተረፈ ዕድሜኻ ዝተባረኸ ይኹን 🙏❤
@TesakalgBerihu
@TesakalgBerihu 2 ай бұрын
እንካዕ ተወለድካ ዘመንካ ይባረክ እዩዋይ
@Etasykahas
@Etasykahas 2 ай бұрын
አሰይይይይይ እግዚኣብሔሪ አምላክ ብጥበቡ የዕብኻ😍😍😍😍😍😍 ዝተረፈ ዕድመኻ ይባረክ🙏🙏🙏
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሓላልይ ሰብሳክራይ ግበረለ ሓላልይ❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ወዲይ ትባረክ ቡሩክ ኹን ኣሰይ ክንዲይ ደሰ ይብል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sabai12167
@sabai12167 2 ай бұрын
እንኳዕ ተወለድካ ኣቡሸይ ተባረክ🙏❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብካ ቤብየ 🙏♥️
@Merimeri-1619
@Merimeri-1619 2 ай бұрын
መፃኢካ ብርህይኩን ዝጎታዋይ ተባረክ ይኣሰይ🙏
@MehariAmde-im5qe
@MehariAmde-im5qe 2 ай бұрын
ተጋጊኺ ጋለይ ዋላ ፀበሒ ገይረኺ ካፉቱ ናገዛ እካይዶይ እይትግበርዮይ ንቱ ቆልዓ ግን ልተረፈ ዕድምኻ ይባረኽ
@user-lf1nl8rn7z
@user-lf1nl8rn7z 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቆንጁ
@user-np5ni1cw5i
@user-np5ni1cw5i 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ዝወደይ🙏🙏🙏
@temsgne7752
@temsgne7752 2 ай бұрын
መጻኢኻ ቡሩሁ ይኹን ዙ ወደይ ዕድመይ ጥዕናንን ይሃብኻ❤❤❤❤❤
@user-tq2lu5mb9n
@user-tq2lu5mb9n 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም ሰላመይ ❤❤❤
@123letsh
@123letsh 2 ай бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክ ዝቀረየ ዕድሜኻ ይባርኸልካ
@VxmgLhkjii-vl1zv
@VxmgLhkjii-vl1zv 2 ай бұрын
አሰይ የዕብኻ እዝወደይ
@Maki38916
@Maki38916 2 ай бұрын
ኣሰይይይይ ዝወደይ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኻ❤❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕብካ❤❤❤❤❤
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 2 ай бұрын
እካዕ ተወለድካ ሙቁረይ ቀሪ ዘመንካ ዝተባረኸ ይኹን🙏❤🎉
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d 2 ай бұрын
እግዛብሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢካ ቡሩከይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉እንካዕ ተወለድካ ቀሪ ዘመንካ ይባረክ❤❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i 2 ай бұрын
እንኳዕ ተወለድኻ አቡሸይ ድንግል ማርያም ተዕብኻ❤
@lemlemdagnew6360
@lemlemdagnew6360 2 ай бұрын
እንኳዕ ተወለድካ ሙቁረይ ዝተረፈ ዕድሜካ ይባረክ❤🙏
@SasaSs-bz2zg
@SasaSs-bz2zg 2 ай бұрын
ኣሰይ ጎይታዋይ የዕብካ
@user-qm6ye1cd5h
@user-qm6ye1cd5h 2 ай бұрын
እሰይይይ ዝወደይ የዕብይከ ካ እግዚአብሐር አምላክ 💐💐💐👏👏👏👏👏
@TsuscsBshag-uc8ow
@TsuscsBshag-uc8ow 2 ай бұрын
zeterfe edemka yebreke zewedey eyasey konjit❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Miliey590
@Miliey590 2 ай бұрын
Name ምፅላል የዕብካ ዝወደይ ሰሉ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ።
@abrahakonjo9830
@abrahakonjo9830 2 ай бұрын
ኣትዮ ሰሉዋይ ኣብዙ ሰደት ኮይንካሰ ባንኪ ኣካዉንቲ ምክፋት ይካኣልዶ ኣብዓዲ ጠይቅለይ በይዛኪ😥ልካኣል ተኮይኑ ብካመይ
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e 2 ай бұрын
እንዃዕ ተወልድካ ምቁረይ ወላዲተ ኣምላክ ዝተረፈ ዕድመካ ትባርከልካ❤❤
@ArsemaTube-bq8gu
@ArsemaTube-bq8gu 2 ай бұрын
ዕበየልና እዩአሰይ ብሩክ❤
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn 2 ай бұрын
እንኳዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ ዝወደይ🙏🙏🙏
@user-ln7eb9kq6o
@user-ln7eb9kq6o 2 ай бұрын
እንካዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዒድመካ ይባረክ❤❤❤❤❤
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 45 М.
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 82 МЛН
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 65 МЛН
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,6 МЛН
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
00:49
Yoeslan
Рет қаралды 43 МЛН
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:32
ይሄ ሁሉ ሴራ ግን ለምን??😭😭😭😭😭
15:39
ገዛ ምፍላይ ኸቢዱና ለይተዛጋጀና ፀኒሕናስ😔😔
8:49
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 82 МЛН