ተጋ.ሃይሉሽ ኣርኣያ ብሁራን ጓይላን ምስ ተዓለምቲ ፈደይቲ ሕነ

  Рет қаралды 39,309

መብረቕ ENTERTAINMENT

መብረቕ ENTERTAINMENT

Жыл бұрын

ካብ ጨከንካስ ብሰላም ዕረፍ ሃይሉሸይ።
ጽንዓት ንመላእ ቤተሰብ መሓዙት መሳርሕቲን ብጾትን
#ሓፂር ሂወት ታሪክ ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ስነ-ጥበባዊ #ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤልስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ስነ-ጥበባዊ ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤል ካብ ኣቡኡ ቐሺ ኣርኣያ ዘሚኪኤል ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ኣስኳል ተካ ብዕለት 12/02/1991ዓ/ም ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ጣብያ ኣ/ወ/ኣፅብሃ ቑሸት ዓዲ ኹላላ ወይከዓ ሰላም ተወሊዱ።ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ስነ-ጥበባዊ ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤል ዕድሚኡ ናብ ትምህርቲ ምስበፅሐ ካብ 1ይ ክሳብ 8ይ ኣብ ሙሉእ ቀደማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣ/ወ/ኣፀብሃ ብዝለዓለ ፀብለልታ ተሸላሚ ብሙዃን ተማሂሩ። ብምቅፃል ድማ ካብ 9ይ ክፍሊ ክሳዕ 10ይ ክፍሊ ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዉቅሮ ተማሂሩ። ካብ 11 ክሳብ 12 ክፍሊ ድማ ኣብ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ዉቅሮ ኣጠናቂቁ። ብምቅፃል ብዝነበሮ ናይ ትምህርቲ ድልየት ካብ ኢትዮ ሌንስ ኮሌጅ ስርዓት ምሕደራ ፋይናንስ ወይድማ ኣካዉንቲንግ ብ2012ዓ/ም ብኤ ድግሪ ተመሪቑ። ጎናጎኒ ትምህርቱ ድማ ብዝነበሮ ፉሉይ ድልየት ሙዚቃን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኪነት ክንቀሳቀስ ድሕሪ ምፅናሕ ልፍንታዉያን ወረርቲ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝነበሮም ፅልኢት ብዝግባእ ብምርዳእ ነቲ ዝኣለምዎ ዘርኢ ናይ ምፅናት ኲናት ቀዲሙ ብምንቃሕ መስከረም 2012ዓ/ም ኣጆና ዘርእስታ ንህዝቢ ትግራይ ሓቦ፣ፅንዓትን ቆራፅነትን ተስንቕ ኣብ ዋዜማ እቲ ዘርኢ ናይ ምፅናት ኲናት ነፀላ ዜማ ናብ ህዝቢ ለቂቁ ነይሩ። ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ስነ-ጥበባዊ ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤል ኣብ 24/02/2013ዓ/ም ብዝወረደ ዘርኢ ናይ ምፅናት ኣዋጅ ካብ ዝተኣወጀሉ እዋን ጀሚሩ ህልኽን ወነን ብምሓዝ ኣነ እናሃለኩ ህዝቢ ትግራይ ኣይሰኮንን ኣዶ ትግራይ ኣይትነብዕን ሓፈተይ ኣይትድፈርን መንእሰይ ትግራይ ኣይሕረድን ብምባል ምስ ምክልኻል ሰራዊት ትግራይ ኾይኑ ብዕለት 25/04/2013ዓ/ም ናብ ከባቢ ኣፅቢ፣ በዓቲ ዓኾር፣ ፅጌሬዳ፣ ሓዉዜን ብምንቅስቃስ ሞራልን ስነ-ልቦናን ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣብ ምህናፅን ምልዕዓልን ክሰርሕ ድሕሪ ምፅናሕ ልፍንታዉየን ወረርቲ ኣደታትና ደፊሮም ኣሕዋትና ቀቲሎም ከይኣክል ንዝቐተልዎም ኣሕዋታትና ኣሓትናን ሓመድ ድበ ከይረክቡ ድራር ኣሞራ ኩኾኑን ዝረአየ ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ኣርቲስት ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤል ሰላምታይ ይብፃሕኪ ኣደይ ካብ በረኻታት ትግራይ እትብል ኣብ በረኻ ኾይኑ ንኣዴታት ክብሪ ትገልፅ ነፀላ ዜማ ንካልኣይ ግዜ ለቂቁ።ብተወሳኺ ድማ ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ኣርቲስት ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤል ብዝነበሮ ፉሉይ ክእለት ኪነ-ጥበብ ነቲ ኩነታት ዝምጡኑን ዘለዓዕሉን ሙዚቃታት ማለት እዉን:- 1.“ንዒሩሩ ከላሽነይ” ናይ ተጋዳሊት ኣርቲስት ኤልሳ ወ/ጂወርጊስ ግጥምን ዜማን 2.“ኣደዋይ” ናይ ተጋዳሊት ኣርቲስት ኤልሳ ወ/ጂወርጊስ ግጥምን ዜማን ሰሪሑ እዩ። ካብ ናይ ቃልሲ ወፃኢ ዝሰረሖም ባህላዊ ሙዚቃ ድማ:-3. “ጓል ኣቦ ምህረይ” ናይ ድምፃዊ ሓጎስ ገ/መድህን ነፀላ ዜማ ግጥምን ዜማን 4. “ተመችዩኒ” ናይ ድምፃዊ ቢንያም የዉሃንስ ነፀላ ዜማ ግጥምን ዜማን5. “ረኣይዋ” ናይ ድምፃዊት እዮርሳሌን ግሩም ነፀላ ዜማ ግጥምን ዜማን ካልኦትን ሰሪሑ እዩ።ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ኣርቲስት ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤል ኣቦ ክራር እንትኸዉን ካብ ክራር ብተወሳኺ ድማ ፒያኖ፣ኦርጋን፣ ጊታር፣ ጭራ ዘኣመሰሉን ካልኦትን ናይ ሙዚቃ መሰራሕታት ይፃወትን ይዕጅብን ነይሩ።ብዕለት 01/13/2013ዓ/ም ኣብ መስልጠኒ ማእኸል ኣጉላዕ ብምእታዉ ኩለ መዳይ ስልጠና ማለት እዉን ወታደራዉን ፖለቲካዉን ክእለት ብምዉናን ምስ ንእስቲ ሓፍቱ ዋዕሮ ተጋዳሊት ኣስቴር ኣርኣያ ዘሚካኤል ብሙዃን ናብ ሓይልታት ምክልካል ሰራዊት ትግራይ ኣካል እቲ ቃልሲ ኮይኑ ክፅንበር ኪኢሉ እዩ። ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ኣርቲስት ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤል ካብ ምብራቃዊ ዞባ ማእከል መሰልጠኒ ኣጉላዕ ናብ ኣርሚ 42 ኮር 3 ክ/ሰራዊት ሓየሎም ሬጅመንት 1 ሓይሊ 1 ብዕለት 12/02/2014ዓ/ም ኣብ ከባቢ ዓፋር ተፀንቢሩ።ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ኣርቲስት ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤል ድሕሪ ናብ ክ/ሰራዊት ሓየሎም ስታፍ ኮይኑ ምፅንባሩ ሓደ ኢሉ ኣብ ዉግእ ካብ ዝተሳተፈሉ ዓዉደ ግንባራት ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ከምዝበሃል ኣብ ኪባቢታት ካሳጊታ፣ ሃራ፣ ሃርቡ፣ድሬ ሉቃ፣ ጭፍራ፣ ቡርቃ፣ ሚለ፣ ባቲ፣ ብጅግንነት ተዋጊኡ ምስ ብፆቱ ብምዃን ብዓወት መሰሰ ዝበለሎም ዓዉደ ዉግኣት እዮም።ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ኣርቲስት ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤል ሰራዊት ትግራይ ብዝገበሮ ናይ ቃልሲ ለዉጢ ካብ ደብረብርሃን ንድሕሪት ክምለሱ ብዝወረደሎም መደብ መሰረት ምስ ፀላኢ ክሳድ ንክሳድ እናተሓናነቁ ብጅግንነት መልሲ ኣብዝገብርሉ ግዜ ኣብ ከባቢ ቆቦ ዘዉል እናተብሃለ ዝፅዋዕ ሃንደበት ካብ ፀላኢ ብዝተተኮሰ ናይ ድሮን(ሰብ ኣልባ ነፋሪት) ብዕለት 02/04/2014ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ መበል 23 ዓመቱ ምእንተ ዓዱን ምእንቲ ህዝቢ ትግራይን ኣብዛ ሓላፊት ዓለም ዘይሓልፍን ዘይሃስስን ድሙቅ ታሪክ ብደሙ ፂሒፉ ክቡር መስዋእቲ ከፊሉ እዩ።ናይ ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ኣርቲስት ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤል ስነ-ስርዓት ቀብሩ ድማ ኣብ መቃብር ሓርበኛታት ኣላማጣ እንዳዮሱስ ቤተ-ክርስትያን ብክብሪ ዓሪፉ እዩ።ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ኣርቲስት ሃ/ማርያም ኣርኣያ ዘሚኪኤል ብመጠኑ ሰሓቅን ተፃዋትን ትሑት መክበሪ ሰብ ፈታዊ ዓዱ፣ ወለዱ፣ ኣሕዋቱ፣ኣዕርኹቱን መታዓቢቱን ነይሩ። ንስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ኣርቲስት ሃ/ማርያም ኣርያኣ ዘሚኪኤል ፅርሃ ኣርያም መንግስተ ሰማያት የዋርሶ።ንመላእ ቤተሰቡን መታዓቢቱን ፈተዉቱን ብፆቱን ፅንዓት ይሃብኩምጅግና ታሪክ ይሰርሕ እንበር ኣይነብርን!ክብርን ሞጎስን ምእንቲ ህዝቦምን ዓዶምን ኢሎም ክቡር ሂወቶም ዝገበሩ ጀጋኑ ሰማእታትና።

Пікірлер: 228
@hshhhdh2734
@hshhhdh2734 5 ай бұрын
😢😢😢😢😢ሃይሉሸይ ክሪኤካ ተለኩ ዝራእሳዕኩዎ ሓዘን መሲሉ ማዓናጠይይቆራርፀኒ ኡፍፍፍፍፍፍ ዓለም ከዳዕ😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-vb5ly7hb1b
@user-vb5ly7hb1b 6 ай бұрын
ዓለም ጎዶሎ ሃይልሸይ ብሰላም ዕረፍ
@user-gr9jp5zj1p
@user-gr9jp5zj1p 6 ай бұрын
ኣሕ ዓለም ጨኻንኣብ ገነት የንብርካ😢😢😢
@selam9178
@selam9178 8 ай бұрын
ኣታ በጃኩም ሃይሉሽና ኣምፁልና ኡይይይ ዓለም ክንደይ ትጭክኒ መሪፅኪ ድኪ ትወስዲ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔🖤
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 7 ай бұрын
😭😭😭😭💔😭😭
@user-jz5gd4zi5f
@user-jz5gd4zi5f 3 ай бұрын
ኧሕሕሕ 💔
@zafuzafu9282
@zafuzafu9282 8 ай бұрын
ነፍሳቹ በሰላም ትረፍ ወንድሞቺ መፈጠረን ነዉ የጠላሁት ያሁሉ ወጣት ሳያቸዉ ሁሌም በልባችን ትኖራላቹ 😢😢😢😢😢
@Wedigere-ij7fv
@Wedigere-ij7fv 8 ай бұрын
ሃይሉሸይ ጅግና ኹሉ ጊዜ ኣብ ልብና 😭😭🕯🕯🕯🕯
@rahielsolomon6298
@rahielsolomon6298 8 ай бұрын
You are in my heart ❤❤❤❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@johnwick7208
@johnwick7208 8 ай бұрын
Welcome back brother ❤❤💛💛💪🙏
@Tgirawey__6542
@Tgirawey__6542 8 ай бұрын
እፍ ሕርር ክንትር ኢሉ ከብድና ሃሉሸይ 💔💔💔💔
@zebutes2252
@zebutes2252 8 ай бұрын
Eway ane hailush shikor ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤I miss you I love you I can’t stop crying. I am from Eritrean but I love you so much. You are so handsome. Rest in peace. Eway zeyfelto koleku bakal si hirrr ele😢😢😢😢😢😢😢😢😢 eway sdrabet shikorey da
@user-td2zy2lo7m
@user-td2zy2lo7m 9 ай бұрын
ሃይልሸይ ሓወይ አበይ ኮን ነጢብካ ትኮን አደይ ማርያም ሓደራኪ ክፉእ ከየተስምዕና👏👏
@user-ei7nd6ey5b
@user-ei7nd6ey5b 8 ай бұрын
ዋይይ ወራር ሃይሉሸይ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@huiuih1187
@huiuih1187 8 ай бұрын
ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርካ ሃይሉሸይ መዓረይ😭😭😭🖤💔😢😢😢😢
@Heru-pe7zo
@Heru-pe7zo 8 ай бұрын
😢😢እፍፍፍፍ ዓለምስ ሃይሉሸይ ብሰላም ዕረፍ
@user-fq2bt1bb1d
@user-fq2bt1bb1d 7 ай бұрын
ሃይሉሸይ😭😭😭😭
@hagerawi5745
@hagerawi5745 8 ай бұрын
ኣዝዬ ሓዝነ 😢😢😢 መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ዝሓወይ:: ብሰላም ዕረፍ
@user-ow3lu7ik3x
@user-ow3lu7ik3x 8 ай бұрын
እፍፍፍ ዓለም ግን ሃይሉሽይ ብሰላም ዕረፍ💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@mazamekonen8569
@mazamekonen8569 8 ай бұрын
ማዓረይ ኣብ ገነት የንብርካ ንኡስይ 😢😢😢😢😢
@joodjood4860
@joodjood4860 10 сағат бұрын
Haylushey.
@user-nm1ri9ec9y
@user-nm1ri9ec9y 8 ай бұрын
ኣብ ገነት የንብርካ ሃይሉሸይ 😭ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበርኣይነብርን 😭ክብሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና 😢😭
@hdbddbd
@hdbddbd 8 ай бұрын
ኣየ ሃይሉሽይ ብስላም ዕረፈ😭😭😭🖤🖤🖤
@user-iy8ue9ki2p
@user-iy8ue9ki2p 8 ай бұрын
ኣብ ገነት የንብርካ ሃይልሸይ ጥዑም ድምፂ😭😭😭😭
@melakualemu3447
@melakualemu3447 8 ай бұрын
አብ ገነት ያንብርኻ ሰውእ ጅግና ተጋዳላይ 💔💔🙏ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና 🙏🙏🙏
@joodjood4860
@joodjood4860 10 сағат бұрын
The best thing about the whole is the most common
@user-qg3dq6mu6w
@user-qg3dq6mu6w 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ኣብ ገነት የንብርካ😢😭😭😭
@user-ft4ed5vk7o
@user-ft4ed5vk7o 7 ай бұрын
ዋይ ዓለም ጨካን 😭😭😭
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 8 ай бұрын
ሃይሉሸይ ጅግና ብሰላም ዕረፍ ጎይታዋይ 🙏🥺💔💔
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 8 ай бұрын
Enka ertaway 21st Enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️.
@vvvvzryg1991
@vvvvzryg1991 8 ай бұрын
ኣሕሕ ሃይሉሸይ ንኡሰይ 😭😭😭
@Tglove--
@Tglove-- Жыл бұрын
ሃይሉሸይ ኣበይ እኒኦ ጎይታዋይ🥺🥰
@user-tr7dg3uz8o
@user-tr7dg3uz8o 8 ай бұрын
ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርካ ሃይሉሸይ😭😭😭🖤🖤🖤💔💔💔😭😭😭😭😭😭🕯🕯🕯
@allbadall4888
@allbadall4888 8 ай бұрын
ሃይልሽ ኣርአያ ብሰላም ዕረፍ😭😭
@zaydtgraweyti1047
@zaydtgraweyti1047 8 ай бұрын
ሃይሉሽ😢 ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን #ንጀጋኑ ሰማእታት😭🙏 #TDF😘 respect🙏
@haregushifare1486
@haregushifare1486 8 ай бұрын
ብስላም ዕረፉ ጀጋኑና ኣብ ገነት የንብሩኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@tigrayfirst8632
@tigrayfirst8632 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ሃይሉሽ ጅግና አየ ዓለም ሽሉ መመርፅኪ ትወስድ💔💔
@user-ev5hk1wl2h
@user-ev5hk1wl2h 8 ай бұрын
አይይይ ሃይሉሸይ ብሰላም ትዕፍ ነብስ የኔ ጀግና 😭💔
@beb-beb1lb7f
@beb-beb1lb7f 8 ай бұрын
ሃይሉሸይ ብሰላም ዕረፍ ወድነይ
@SamsungA-xe4sq
@SamsungA-xe4sq 8 ай бұрын
ኣይይይ ሃይሉሽይ ብሰላም ዕረፍ😢😢 💔
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 8 ай бұрын
ሃይሉሽይ ብሰላም ዕረፍ 💔🕊
@berhanekidane8604
@berhanekidane8604 8 ай бұрын
ሰላም ዕረፍ ሃይልሸይ ንመላእ በተሰብን ህዝቢ ትግራይን ጽንዓት ይሃብ
@fyerihaftu3914
@fyerihaftu3914 8 ай бұрын
ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርካ😢😢😢😢😢
@gvbh9715
@gvbh9715 8 ай бұрын
እዋይ ሃይሉሸይ ብሰላም ዕረፉ ባሓቂ ዲዩ ግና ኣይኣመንኩን እየ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤💔💔💔
@user-rh1mf6cw4q
@user-rh1mf6cw4q 8 ай бұрын
ኣይይይይይ ሃይሉሸይ ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@zeweidero6072
@zeweidero6072 8 ай бұрын
ዓሕሕሕሕሕ ሃይሉሸይ 😭😭😭😭😭😭😭🖤😭💔ብሰላም ዕረፍ 😭😭😭💔💔🖤
@meirmeir9677
@meirmeir9677 8 ай бұрын
ታይ እሞ ናይ ዓለም ነገር😢😢😢😢😢😢😢
@Shecolu
@Shecolu 7 ай бұрын
ዋይዋይ ሃይልሽይ ማዓረይ🖤🖤😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤😭😭😭😭
@tyuksa4333
@tyuksa4333 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@Ykgxu
@Ykgxu 8 ай бұрын
ሃይሉሸይ ጅግና ብሰላም ዕረፍ ጎይታዋይ😭💔😭💔😭😭😭😭😭💔💔💔💔
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 8 ай бұрын
ishelat melamil wulud tigray ab genet ykblkum ftari🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💔💔💔💔💔💔💔💔
@rahielsolomon6298
@rahielsolomon6298 8 ай бұрын
I am sorry about this young kids very sad week!!
@kalkidanteklehaymanot4828
@kalkidanteklehaymanot4828 8 ай бұрын
ወድነይ ብሰላም ዕረፍ😢😢😢😢
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd 8 ай бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ ዛሓወይ😢😢😢😢😢😢😢😢
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Жыл бұрын
ሃይልሸይ አበይ ድሎ😢😢
@user-kf5hl5oi1f
@user-kf5hl5oi1f 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ሃይልሸይ😭😭😭😭😭
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny 8 ай бұрын
አይይይ እግዚብሔር ኣምላክ ኣብገነት የንብርኻ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@bxbbx7087
@bxbbx7087 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ማዓረይ😥💔
@SalamSalam-du3pl
@SalamSalam-du3pl 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጎይታዋይ💔💔😭😭😭💔💔
@user-tr7dg3uz8o
@user-tr7dg3uz8o 8 ай бұрын
ኣይይ ሃይሉሸይ ብስላም ዕረፈ😭😭😭😭💔💔💔💔😭😭😭
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j 8 ай бұрын
ሃይሉሸይ ጎይታ ክራር 💔😭😭😭 ኣለኹ ትብል ተፀቢየ ኔረ ኣይ💔😭
@user-hn9sn9wu3n
@user-hn9sn9wu3n 8 ай бұрын
ልበይ ተሰይሩ😭😭😭😭💔
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j 8 ай бұрын
@@user-hn9sn9wu3n ኣብ መርዓይ ሃይሉሽ ከፃውተና ናበልኩ ኔረ ኣቤት ክፈትዎ ብዘዩ ዝፈትዎ ደራፊ የብለይ ሕርርር ኹምትርር እየ ኢለ 😭😭😭😭
@user-fs2mb6hs7g
@user-fs2mb6hs7g 8 ай бұрын
ኣየ ዓለም ጠላም ሎምስ ላበይ ኢና ንሕነቆ በል ካብ ኮነስ ብሰላም ዕረፍ ሃይሉሽይ ጎይታዋይ ኡፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@melitube7785
@melitube7785 7 ай бұрын
ዉይይ ሃይሉሽ ሕማቕ እንዳተሰመዓኒስ መመሊሰ ነዚ video ይሪኦ ብኸመይ እየ ክርስዖ ዝኽእል😭😭😭😭
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 7 ай бұрын
me too😭😭😭💔
@selamabrah6512
@selamabrah6512 8 ай бұрын
ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርካ ሃይልሸይ
@suhee4292
@suhee4292 8 ай бұрын
ወድነ ዋ መንግስተ ስመይ ያውርስካ መንተ ዓድካ ትስውአኻ😭😭 ምንብረ ዝፀሊ ግዜ 😭😭🖤
@hsyhehu6879
@hsyhehu6879 8 ай бұрын
ሃይሉሸይ ብሰላም ዕረፍ 😥😥💔
@gsjshd3479
@gsjshd3479 6 ай бұрын
😢😢
@Merimeri-1619
@Merimeri-1619 7 ай бұрын
እፍፍ አብ ዝአተኩዋ እየ ነቢዐ ዝወፅእ😢😢😢😢😢😢😢
@Letish190
@Letish190 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ዝወደይ
@melatasery1287
@melatasery1287 8 ай бұрын
ሃይሉሸ ኹሉ ጊዜ ኣብ ልብና😭😭😭😭💔💊😭😭😭
@berhanalami806
@berhanalami806 8 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጅጋኑና ሰማእታትና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@TeweldeAtsbaha-fi6br
@TeweldeAtsbaha-fi6br 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ዝሓወይ😭😭
@AstuLove-us4mh
@AstuLove-us4mh 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ኑኡሰይ 😭💔
@gcc7090
@gcc7090 8 ай бұрын
ሃይልሸይ ብሰላም ዕረፍ😭😭😭😭😭😭😭
@mbitadis4761
@mbitadis4761 8 ай бұрын
ኣሕሕ ሃይሉሸይ💔🖤😭
@user-qo4ux5nm4e
@user-qo4ux5nm4e 8 ай бұрын
ብስላም ዕረፍ 💔😭
@zeraiwelday6230
@zeraiwelday6230 7 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ሃይልሽ ሓወይ ንስነትካ ኣይራየብ ፍጣሪ🎉🎉🎉🎉
@user-ei7em1fd6h
@user-ei7em1fd6h 8 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሃይልሸይ😭😭😭💔💔💔🖤🖤🖤💔😭😭😭💊💊
@aasaas7284
@aasaas7284 8 ай бұрын
ሃይሉሸይ ኣይዋይ ኣሕዋተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Almazbrhane
@Almazbrhane 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፊ😭😭😭🕊️
@binyam1578
@binyam1578 8 ай бұрын
እዋይይይይይይ ወድና 😢😭😭😭😭😭😭😭😭🕊💔💔💔💔💔👏🌻😭💒
@user-jj1jc8ex6s
@user-jj1jc8ex6s 8 ай бұрын
ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርካ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤💔💔💔💔💊
@mahlitlove4291
@mahlitlove4291 8 ай бұрын
ሃይሉሸይ በይዛ ትግራይ ኸይዱኹም ጀጋኑና ኡፍፍ ሓደካ አይተረፈና ኡፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 8 ай бұрын
ውይውይ ደቅነይ 😢😢😢
@user-zd6pp1iz5w
@user-zd6pp1iz5w 9 ай бұрын
ብሓቂ ናፊቀኻ🥺
@QwAs-hm2kj
@QwAs-hm2kj 8 ай бұрын
አብ አፀደ ገነት የንብርኻ😢😢😢😢
@user-rw4qq8ok1n
@user-rw4qq8ok1n 8 ай бұрын
ሃይሊሸይ ብየማናይ እድ ይቀበልካ ጓይታ😭😭😭😭
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg Жыл бұрын
❤❤❤
@yerayawa
@yerayawa 8 ай бұрын
ወየው ሃይልሸይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-oy1gi2xz9p
@user-oy1gi2xz9p 8 ай бұрын
ኣሕ ጎይታዋይ መት ጨካን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mlat9280
@mlat9280 8 ай бұрын
መዓረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ እፍፍፍ 😢😢😢😢😢
@axmawit21
@axmawit21 8 ай бұрын
💔😭 bselam eref mearey🥺
@RAh-xf2bs
@RAh-xf2bs 8 ай бұрын
Uffffff zom yehwatey 💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔😭😭😭😭hrarot wuyy kbrn mogesn nsemeatatna💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭
@ArshadKhan-kp5hv
@ArshadKhan-kp5hv 8 ай бұрын
ኣይ ትግራይ ዓደይ ፅንዓት ይሃብኽ😭😭😭😭ናይኻስ ልበይኑ እዩ ቃንዛኡ ሃይልሸይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@mohdalmohammed6004
@mohdalmohammed6004 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-sd1ke8on3w
@user-sd1ke8on3w 6 ай бұрын
💛❤️💛❤️💛❤️💛💪💪💪😭😭😭😭
@user-ef9jw1bm7w
@user-ef9jw1bm7w 8 ай бұрын
ሓወኒ😭💔
@eyerusalemberhe8035
@eyerusalemberhe8035 8 ай бұрын
በሰላም ዕረፈ ሃይለሽ ሓወይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@yashikonju8805
@yashikonju8805 8 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔
@user-bw7jb4hl8c
@user-bw7jb4hl8c 8 ай бұрын
ጎይታይዋ😢😢😢😢
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 8 ай бұрын
Ashe ,awet nafash..
@xcc9573
@xcc9573 4 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭
EMS ድርድሩ ከማን ጋር ነው July 2024 July 2024
18:15
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 7 М.
Пробую самое сладкое вещество во Вселенной
00:41
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Potapova_blog
Рет қаралды 17 МЛН
Survival skills: A great idea with duct tape #survival #lifehacks #camping
00:27
We Got Expelled From Scholl After This...
00:10
Jojo Sim
Рет қаралды 75 МЛН
ስዉእ ተጋዳላይ ሃይሉሽ ኣርኣያ ታሪካ ህያው እዩ
17:35
መብረቕ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 1 М.
Jul 1/2024 እዋናዊ ሓበሬታ ቢንያም ግርማይ ሰብ ተጸለለ ግብረ መልሲ
15:11
Harley Quinn made everyone disappear#joker #shorts
0:54
Untitled Joker
Рет қаралды 6 МЛН
Normal vs Psychopath vs Rich How to heal a cut on your finger ☝️❤️‍🩹
0:19
Страшно, когда ругается мама😰
0:10
Лиза Вертинская
Рет қаралды 2,2 МЛН
Время летит быстро 😱
0:19
НЕБО - СПОРТ И РАЗВЛЕЧЕНИЯ
Рет қаралды 2,2 МЛН