No video

ተጋዳላይ ፃዕዱ - ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast - Tsaedu

  Рет қаралды 27,984

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 149
@user-gh1lt6nv7n
@user-gh1lt6nv7n 6 ай бұрын
ብጣዕሚ የቕንየልና በረኸት ሓዉና። ተጋደላይ ፃዕዱ ቀደም ኣብ ሓራመሬት ትግራይ ንሱ ናይ ህወሓት ሹፌር ኮይኑ አብዝሰርሓሉ ዝነበረ እዋን ቀትሪ ቀትሪ መኪና ክንቀሳቐሳ ሰለዘይፍቀደለን ዝነበረ ፈቖዶ ሩባሩባ ኣብ እግሪ ቖም ተዓሺገን ይዉዕላ እሞ ኣጋምሸት ምስኮነ ባዓል ተጋዳላይ ፃዕዱ ምስ ኣዕርኽቱ ባዓል ተጋዳላይ ኣብራሃ እንጀራ ዝባሃል ዝነበረ ሹፌርን ካለኦትን ኮይኖም ኣጋምሸት ካብ ከተማ ዕዳጋሕብረት ብእግሮም ናበቲ መኪነኦም ዝኣሸግሉ ቦታ እንትኸዱ ንሕና ቆልዑ ኮይንና ተኣኪብና ምስኦም ብምኻድ ብመኪነኦም ተሳፊርና ናብ ከተማ ዕዳጋ ሕብረት እንትንመላለስ ይራኣየንን ትዝ ይብለንን። ከመይ ዓይነት ብርቱዕ ስብእናን ናይ ዓላማ ፅንዓትን ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን ከምዝኾነን ከምዘለዎን ድማ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ነዚ መደብ እዚ ዝተኸታተለ ዝተገንዘበ ይመስለኒ። በዚ ምኽንያት ድማ ኣብ ሕድሕድ ህሊና ዘለዎ ነዚ ፕሮግራም ዝተኸታተለ ትግራዋይ ተሓቲሙ ከምዝተርፍ ምንም ኣይጠራጠርን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በረኸት ቀዛሕታ!!
@user-gh1lt6nv7n
@user-gh1lt6nv7n 5 ай бұрын
እንተኺኢልካ ድማ ኣብ ከተማ እንዳባጉና ጅግና ተጋዳላይ ኣሎጌን ዝባሃል ኣብቲ ሕሉፍ ናይ 17 ብረታዊ ቓልሲ ሓንቲ ኢዱ (የማነይቲ ኢዱ)ዝሰኣነን ኣብቲ ናይ ሕጂ ዝነበረ ናይ ፅንተት ኪናት ኣዋጅ ድማ ቦኽሪ ወዱ ብመስዋእቲ ዝሰኣነ ኮይኑ ሕጂ ድማ ኣብ ሕማቕ መነባብሮ ዝርከብ አያና ናብ ቀዛሕታ መደብ እንተተቕርቦ ፅቡቕ ነይሩ።
@askalutsegay9498
@askalutsegay9498 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤በረከት ሓወይ ዘርእኻ ትባረኽ❤❤❤❤ጅግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤❤❤❤
@hagostewolde8856
@hagostewolde8856 6 ай бұрын
ፃዕድዋ,,,,,,,, ኣንታ ጅግና ብዓል መትከል,,,,, ንብዓልካ ሓየሎም ኢኻ,,,,
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@user-ke1cp9jc6o
@user-ke1cp9jc6o 6 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ፃዕዱ ሓቀኛ ውፉይ በጣዕሚ ሸቃላይ ፈታዊ ውዱብን ብፃቱን ፈታዊ ህዝቡ ጀግና ተጋዳላ እዩ እንታይሞ ብጣዕሚ የሕዝን
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@Girmay6808
@Girmay6808 6 ай бұрын
ንጀነራል ምግበይ ሃይለ ኣቅርበልና ❤❤
@azmeraasmelash7532
@azmeraasmelash7532 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኩቡር ወላድና❤❤❤❤
@user-mr5hp9wk3l
@user-mr5hp9wk3l Ай бұрын
Bereket hawey jegna eka ❤❤❤❤delyeka neyre slki way adrasha delye🙏🙏🙏
@DanialMerkeb-fu5mj
@DanialMerkeb-fu5mj 5 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ተጋዳላይይ
@tillybaby5110
@tillybaby5110 6 ай бұрын
ጅግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤
@user-uh5zr5xb3n
@user-uh5zr5xb3n 5 ай бұрын
ጅግናና አጀካ❤❤❤
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 5 ай бұрын
ዝገርመካ በረኸት ኣዝየ የመስግነካ እዚ ውፉይ ባዓል ረዚን ተሞክሮን ታሪኽን ብፃይ ክሕገዝ ካብቲ ውሻጠ ኣናዲኻ ስለዘቕረብካዮ ብውሱን ውን ፃዕዳ መን እዩ ከመይ ኣሎ ኢልካ ዘቕረብካዮ ፤ ምስጋናይ ደረት የብሉን ፤ ክህግዝ እየውን ፅፍሒ ድኽነትና ወሰን የብሉን ህዝብና ሓሲሩ ስቕ ኢልና ኣይንርእን🙏🏾
@HailuMehary-ry2nj
@HailuMehary-ry2nj 6 ай бұрын
ጀግና አያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንምንታይ ኢኩምእቦ ቃለ መሕተት ክትገብሩከለኩም ኩሉ ሚስጥር ተውፅእዎ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 5 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ጅግና ወድህዝቢ ተጋይ ፃዕዱ 👍👍👍💪✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪
@user-sf9vv4bb1e
@user-sf9vv4bb1e 6 ай бұрын
ዋው ጅግና
@asefagerie8506
@asefagerie8506 6 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ
@HaderaGebreselasie-ih4cz
@HaderaGebreselasie-ih4cz 6 ай бұрын
እዞም ጅግና ተጋዳላይ ዘረበኦም ቅኑዕ ናይዚ ሐዚ ጥዉይዉይ ዘይብሎም ንዕኡ እዮም ከብዶም ዘይ አሕበጡ
@user-cy9ik4cb9m
@user-cy9ik4cb9m 6 ай бұрын
God bless 🙏 full respect to hero's fathers #Tigray long life and healthy 🙏 for you we love you so much ❤️ ♥️
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@Fkadu-ruo8cl2rn4b
@Fkadu-ruo8cl2rn4b 6 ай бұрын
ዔድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ጅግና ኣያና። ቕኑዕይ ለዋሂይ ተጋዳላይ❤
@temesgenhaile2754
@temesgenhaile2754 6 ай бұрын
Mengstu haile mariam du sory
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 5 ай бұрын
ኣስመራ ዝዓበየ ንጹህ እዩ ህዝቢ እዩ ዝፈቱ !
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u 5 ай бұрын
❤❤❤❤😢ነብዑ ዝንብዕካ
@Alembrhan1221
@Alembrhan1221 5 ай бұрын
ቤኺ ዓብዪ ሰብ❤❤❤🙏🙏🙏
@HaderaGebreselasie-ih4cz
@HaderaGebreselasie-ih4cz 6 ай бұрын
ሪኡኹም እቲ ሓቀኛ ብፃይ ስለ ስዉአቱ እንዝክር ካብ ልቢ ይሓዝን ዋላ ሐዚ ዉን ልቡ ንፁህ ግዜ ዘይቅይሮ ዋላ ጨይመችዉ ከብዱ አየሕብጥ እምበር ናይ ህልና ዕረፍቲ አለዎ
@user-vh7up9hc8c
@user-vh7up9hc8c 6 ай бұрын
ጅግና ኣያና❤❤
@user-me8qe1oh6j
@user-me8qe1oh6j 6 ай бұрын
I love my people I love you
@abiyb8120
@abiyb8120 6 ай бұрын
ኣበይሞ እዞም በላዕቲ ንዚ ክንድዚ ዝተቓለሰ ሰብ ዝበልዖ ይስኣን
@tupacmera2807
@tupacmera2807 6 ай бұрын
Nay bahki dehezin hazina 😢😢😢😢😢ezi jigna sebay
@hggu4567
@hggu4567 6 ай бұрын
ጅግና ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@ephremgeberegzibher96
@ephremgeberegzibher96 6 ай бұрын
God bless you 🙏
@saragezaw4834
@saragezaw4834 6 ай бұрын
ዋይ ጀግና 😢😢😢😢
@voiceforthevoicelesspeople8667
@voiceforthevoicelesspeople8667 6 ай бұрын
Help this guy everyone please
@bbg8739
@bbg8739 6 ай бұрын
I love you .baba
@user-dt7st2xc9s
@user-dt7st2xc9s 5 ай бұрын
ኣያና ተጋዳላይ ፃዕዱ ቕኑዕ ፣ ውፉይ ፣ ሓላይ ፣ ፈታዊ ህዝቡን ብፆቱን እየ ። የዋህ ፣ ሓለ ቃልን ኹራን ኣይፈልጥን ፣ ከምሕዚ ኣይኮነን ፣ ሕዚ ሽምግልና ትፈታተኖ ኣላ እምበር ሰሪሑ ፣ ጎዪዩ ደኺመ ዘይፈልጥ ተጋዳላይ እዩ ።
@user-bn3xy1wc4h
@user-bn3xy1wc4h 6 ай бұрын
ፃዕዱ ብጣዕሚ የዋህ ሰብ አነ ቀደም እየ አብ ዓዲግራት ካምቦ ተመዲቡ እናሰርሐ ዝፈልጦ ፃዕዱ ብሓቂ ፃዕዳ ልቢ እዩ ዘለዎ ከምኡ እውን ብጣዕሚ እዩ ተወዛያይ ሓደ ጊዜ ይዝክር አብ ዓዲግራት ኽንደያ (ባርያ ) ዝባሃል አሎ እና ምስ ፃዕዱ ግን አይፋለጡን ካብ ዕለታት ሓደ ጊዜ ፃዕዱ ንኽንደያ (ባርያ) አብ ዝኾነ እንዳመስተ ምስ ረኸቦ ዋይ ተመስገን ምንኣስ ሓወይ ረኺበ ኢሉ ሕቁፍ ኣቢሉ ሲዒሙዎ 😅😅 እና ካብታ ዕለት እቲኣ ጀሚሮም ዝፋተዉ ኣዕርኽቲ ኾይኖም
@user-wp4bu6mz5b
@user-wp4bu6mz5b 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@loyalbelieve6954
@loyalbelieve6954 6 ай бұрын
He’s so humble! ❤️ tegaru!
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@Milnat64
@Milnat64 6 ай бұрын
Ayana jigna❤❤❤
@user-wp4bu6mz5b
@user-wp4bu6mz5b 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@Girmay6808
@Girmay6808 6 ай бұрын
ነባር ጅግና ተጋዳላይ ፃዕዶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ🙏🙏🙏
@AaA-dk8ji
@AaA-dk8ji 6 ай бұрын
ጅግና ❤❤❤💕💕💕💕❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 6 ай бұрын
Jegna abona edmen tienan yihabelna ❤❤❤
@gideygebregzabher5269
@gideygebregzabher5269 6 ай бұрын
God bless you hero ❤❤
@user-dw5rh7yy6s
@user-dw5rh7yy6s 5 ай бұрын
The hero
@abrahamkiros8140
@abrahamkiros8140 6 ай бұрын
ብዓል ጸጋ ጅግና ተጋዳላይ አቶ ጻዕዱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሱኩፍ ተትኾን ሳጋኻ ጽቡቅ ናይ ብሓቂ ሱኩፍ ኢኻ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@genetmehari4836
@genetmehari4836 5 ай бұрын
Thank you Beki Hawey, this means a lot!!
@tirhaswelu
@tirhaswelu 6 ай бұрын
Jigen Aboen🙏💊❤️‍🔥⛱️
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@haben2709
@haben2709 5 ай бұрын
Xbuke aleka ayana amharay adgi endyu we don't need to say sorry our hero,
@fitsumabrha6339
@fitsumabrha6339 5 ай бұрын
በረከት, ለባም!
@mimikidane6288
@mimikidane6288 6 ай бұрын
ፀብቅ አለሀ እድሜ አይርከብን ዝፈረሰ ኮና መሲሉ ዘረባይ ኢልካሰ ፃአዱ ❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@gigijowelde7168
@gigijowelde7168 6 ай бұрын
Great Man
@davidDavid-kn2dq
@davidDavid-kn2dq 6 ай бұрын
I swear this illiteracy man much more better than HGDEF Generals. May the Good Lord give him health and long age
@Eritreaplus
@Eritreaplus 6 ай бұрын
ኣየ ዓጋመ.. ናይ ስብሓት ኤፍሬም interview ጋብዘካ ኣለኹ...
@temesgenhaile2754
@temesgenhaile2754 6 ай бұрын
Mengstu hailemariam du sory
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 6 ай бұрын
@@temesgenhaile2754ነዚ ጅግና ሰብ ከተናአእስ ኢልካ ዲኻ መንግስቱ ሃ/ማርያም ድዩ ኢካ?? መንግስቱውን አይፈለጥካዮንምበር ንሻዕብያ ካብ አፍ ደገ አስመራ አብ ጎበታት ናቅፍ ዘስፈረ ምካኑ አይትረስዕ!! መንግስቱ አብ ድምጺሓፍሽምበር አብ ናይ ትግራይ ሚድያ ክቀርብ ብቅዓት የብሉን!!
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 6 ай бұрын
⁠​⁠​⁠@@Eritreaplusበዚ ከዳዕ ስብሓት ንመጋድልቱ ዝጠለመ ብኢስያስ ክጽፍዕ ከም ወሰኽ ናይ ደሞዝ ዘፍቅር በዚ ክትምካሕ?? መሕፍር ኢኻ!! እስኪ አይተሕፍሩና ንዓኻትኩም ወሲኽካ ድዩ እዚ ህዝብና 2 ሚልዮን 3 ሚልዮን ዝቁጸር?? አስኩት!!
@amannegus8465
@amannegus8465 5 ай бұрын
ጀነራል HGDEf መንእዩ? እቲ ኣብ ጎቦ ትግራይ ንስዩም መስፍንን ንኣባይ ጸሃየን ሽንቲ ብሽንቲ ጌይሩ ፈውሲ ዝሃበን ድዩ:: 😄
@Merry-ld3ff
@Merry-ld3ff 5 ай бұрын
YQenyelna Ayaa Tgadaly♥️⭐🙏
@gigijowelde7168
@gigijowelde7168 6 ай бұрын
Love You, TseAdu🥰
@hayluxaqqe6851
@hayluxaqqe6851 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 6 ай бұрын
እዚ ንብረት! ህይወት ሓወይን ሓውካን ዝተኸፈሎ ናይ ፀላኢ ንብረት 'ዩ። ስለ'ዚ ንብረትና ብቐሊሉ ኣይንሪኦን። ተጋዳላይ ፃዕዱ (ናይ ኦሮል ሽፌር) ትማሊ ኣብ ግምባር ናይ ፀላእቲ ኦራል ምስ ተማረኻ ንጋዜጠኛ ትግራይ ዝተዛረቦ። ክብሪ ንጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ። ነዚ ጅግና ኣያና ናብ ሚድያኻ ምቕራብካ ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን በሬ። ብህይወት ዶ ይህሉ እናበልኩ ይጭነቕ ኔረ ኣነ።
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@user-od8vu8lx8l
@user-od8vu8lx8l 5 ай бұрын
ክሳብ ሎሚ ባዓል ስልጣን ምበር ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ልቦም ፃዕዳ ውፉያትን ዘይልገሙን መሰረታውያን ተጋደልቲ ምቕራብ ልሙድ ኣይኮነን የቐንየልና ቀዛሕታ ቐፅለሉ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ተመፅዮም ተደርበዩ ምቕራብ ይልመድካ ክብለካ ይፈቱ
@yonasgebrelibanos356
@yonasgebrelibanos356 6 ай бұрын
Hore
@ErmiMinilik-st3ox
@ErmiMinilik-st3ox 6 ай бұрын
ኣያና ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ መሕዘኒ እዪ ዝኹሉ ተቃልሰኻስ እንተ ህወሓት ግን ናኢዳ ተረክብ እያ
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 5 ай бұрын
❤❤❤ Welcome ❤❤❤
@Vcinlv23
@Vcinlv23 6 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@Rewina-eq3jd
@Rewina-eq3jd 5 ай бұрын
​@@GenetChannel-uo3rv😊😊😊😊😊😊
@Rewina-eq3jd
@Rewina-eq3jd 5 ай бұрын
​@@GenetChannel-uo3rv😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@fjhyyhgy6913
@fjhyyhgy6913 6 ай бұрын
ጂግና አቦና🙏
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@HappyFriedEgg-oe8ir
@HappyFriedEgg-oe8ir 6 ай бұрын
Thanks
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@osamakedir7438
@osamakedir7438 5 ай бұрын
አታ ናይ ህወሓት ሴራ መወዳእታ የብሉን ናይ ብሓቂ ንህዝባ ዕረ ንጎና መዓር እያ ናትና አያታትና እዉን ከምዚ ገይራ እያ ዘፋነየቶም ። ህዝቢ ትግራይን ወጣት ትግራይን ንንቃሕ ደአ
@lulululu-tc2gw
@lulululu-tc2gw 6 ай бұрын
I love you ❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚
@zabebamebrhatu3192
@zabebamebrhatu3192 6 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤
@FshaArega-gp9zl
@FshaArega-gp9zl 6 ай бұрын
💕💕💕
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 5 ай бұрын
Welcome
@tewahedomelese3734
@tewahedomelese3734 5 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-qh9er4zp6h
@user-qh9er4zp6h 6 ай бұрын
@user-mk6gv2dr7v
@user-mk6gv2dr7v 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 6 ай бұрын
❤️❤️❤️💪💪💪
@atsedegidey5991
@atsedegidey5991 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤ 😢😢
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 6 ай бұрын
❤❤❤
@mebrhitmebrhit6945
@mebrhitmebrhit6945 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sunshinechannel90
@sunshinechannel90 5 ай бұрын
Way Ani jagnena kamzi meknkm 😢
@manjussegen3654
@manjussegen3654 6 ай бұрын
❤😢❤😢❤
@user-le8mk5sb1r
@user-le8mk5sb1r 5 ай бұрын
ስዩም መስፍን ኣበሃህልኡ ያው ስዩም መስፍን ኣብናይ ወፃኢ ስራሕቲ ይሰርሕ ስለዝነበረ ማለቱዩምበር ስዩም ኣብ1966 ዓ/ም ኣብ ኣዲስኣበባ ማ ገ ብ ት ካብዝመስረቱ ሰባት ሓደ ዩ
@astermarta4031
@astermarta4031 5 ай бұрын
😭😭😭♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@amanuelgebremesih2170
@amanuelgebremesih2170 6 ай бұрын
መሔዘኒ...ገድሊ ንድኽነትን ሸንኮለልን። አብ ግዜ ጸገም ሐደ ትኸውን፣ ድሐር ግን ሐደ ይምንዝዕ ሐደ ይድርበ😂
@user-gc5ps6ol6x
@user-gc5ps6ol6x 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@user-jx4zl6sy9o
@user-jx4zl6sy9o 5 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 6 ай бұрын
ናይ ምስትዋስ ሓንጎሉ ደኺሙ አሌ እዚ ሕማም ምስ ዕድመ ዝመፅእ እዩ ናይ ጥዕና ሰብ ሞያ Alzheimer Disease ይብልዎ።እዚኦም ዘይረገፅዎ ቦታታት ትግረሰይ የለን ክብሪ ይግቦኦም።
@user-il9ev7il7l
@user-il9ev7il7l 6 ай бұрын
💛❤️🥰😍👋🙏
@gebireabodom
@gebireabodom 6 ай бұрын
ዝፈትዎ ምዲያ ቀዛሕታ ጥራሕ በረከት ትግራዋይ ዓብይ ሰብ ዝፈትዎ 3:01
@astermarta4031
@astermarta4031 5 ай бұрын
geza yedliyo
@gigijowelde7168
@gigijowelde7168 6 ай бұрын
😪
@DestinoDagm
@DestinoDagm 6 ай бұрын
ንዝን ከምኡ ዝበሉ ጀጋኑ ነባራት ተጋደልቲ ባዕሎም ዘምፅእወን መካይን ዘፍረይወን መኪይን ሰሪሖም ተቆፂሮም ከይበልዑ ናይትራንስ ማናጅመት ኣባሪሩ ፆሞም የሕድሮም እሎ ።ትሪንስ ነዚኦም ዝኾን ደመወዝ ኣይሳኣነን ቶም መራሕቲ እዬም በዲሎምዎም ።ቶም መራሕቲ ኣዘዝቲ ድማ ናይ እን ፃዕዱ ኣይታንቲ ዝነቀሩ ግዜ ረኸሐቦም ናይ ባዕሎም ምቾት ጥራሕ ዝሕልዉ እዬም
@user-gc5ps6ol6x
@user-gc5ps6ol6x 6 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@tesfayhaile42
@tesfayhaile42 5 ай бұрын
ቀዲሞም ዝአተውና ተጋደልቲ ብላሊበላ ዘይ ኮነስ ብደብረዘይት እዩ ደብረ ዘይት ካብ ዝአተዩ ደብረዝይት ክፍለ ሰራዊት አሉላ እያ ካልእ ክፍለ ሰራዊት የላን
@voiceforthevoicelesspeople8667
@voiceforthevoicelesspeople8667 6 ай бұрын
Hagiziwo antum menato
@astermarta4031
@astermarta4031 5 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 6 ай бұрын
👍💪🌹💪👍👍💪👍💪👍💪👍💪🌷
@jhi3325
@jhi3325 5 ай бұрын
ፃዕዱ አታ አሎ ዕድመኡ ክነውሕ ሽፌር ዘምሃረኒ ፃዕዱ እዩ አብ ጁቡቲ😂
@frnussteferi607
@frnussteferi607 6 ай бұрын
Pls pls vi can help him pls
@user-ls5im9tb1m
@user-ls5im9tb1m 5 ай бұрын
Jgna abona✊
@astermarta4031
@astermarta4031 5 ай бұрын
Ezom merahtna kndey ychikinu
@almaztessema
@almaztessema 6 ай бұрын
አየ ፃዕዱ አነ እኮ ካብ ሃ/ስላሰ ጀሚረ እየ ሽፈር ነይረ
@rahelsheshay4813
@rahelsheshay4813 6 ай бұрын
❤️‍🩹💛
@tsgheredaokubalidet8791
@tsgheredaokubalidet8791 5 ай бұрын
Eway zeyridiu mishkinay kkkkkk megbi zeyrekibelu kertet kkkkkkkkk
@shewitweldu7647
@shewitweldu7647 5 ай бұрын
Be arekebe, Asgede, Gebru Asrat = mekina atsdifom tebahilom ermija zetwsedelom enemen eyom eleka zeyehatetkayom? abti nay sudan zenebere haqom eyom . nay sudan qalsi wesani eyu neru. bedemebi kehitetu alowam. edeme teina yahabo. Metsihaff eyu.
@rona7755
@rona7755 6 ай бұрын
ናይ ጃብር (ግርማይ ጃብር) ዝበላ ታሪኽ ሓቂ እያ። ንሕና ብጣዕሚ ኣናኡሽተይ ኔርና።ፃዕዱ ኣነ'ውን ዘኪረዮ። ኣውቲስታ ኔሩ ዚታው መኪና ይሕዝ ኔሩ። ምናልባት እውን ፈላማይ ኣውቲስታ ቃልሲ ክኸውን ይኽእል እዩ። ኣብ ሸራሮ ክመፅእ ከሎ ቆልዑ ሸራሮ ኣይትርስዕዎን ትኾኑ። ኣበይ ኮን ይህሉ እብል ኔረ። ንፃዕዱ ዘይኮነ ቃልሲ ንመን ክኾን ይኾን ይኽእል? ፃዕዱ ብጣዕሚ ደልዳላ ሰብኣይ እዩ ኔሩ።ሽጋራ ብጣዕሚባዩ ዘትክኽ ኔሩ። ዓለም ብላሽ። ተጋዳላይ ፃዕዱ (ሹፌር ገድሊ)
@HaderaGebreselasie-ih4cz
@HaderaGebreselasie-ih4cz 6 ай бұрын
ታዉድብ እሞ ከማኹም ንፁህ ዘይትደሊ መታለልቲ እምበር
ዕላል ምስ ጀጋኑ - ቀዛሕታ ፖድካስት - Kezahta Podcast
2:06:23
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 4,7 МЛН
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Паша Осадчий
Рет қаралды 937 М.
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 65 МЛН
Aug 22/2024 ኣብዚ'ሎ ሽሻይ ዜና ሓጎስ እዚ ስርዓት ክወድቅ'ዩ
25:06
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 19 М.
ሊሄም ሾው - ምስ ድምፃዊ ስንታየሁ ኣምሃ - ላዛ ትግርኛ
40:24
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 2,3 М.
🔴ቀቲሎማ 😭😱😮Nathall OJ#gereemun##hdmonashow #eritreanmusic
19:57
Nathall Oj _ወዲ_ወርቄ
Рет қаралды 2,1 М.
ተጋዳላይ ጋዜጠኛን ሰኣሊን - ቀዛሕታ
1:50:55
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 6 М.
እያሱ በርሀ በኣካል ክረክቦ ይደልይ ነይረ!
41:13
Tuwfit Media - ትውፊት ሚድያ
Рет қаралды 148 М.
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 4,7 МЛН