ተጋዳላይ ሓየሎም ኣርኣያ ከም መራሒ ንሰራዊት ህወሓት ንውግእ ብስነልቦና ከመይ ይዳሎ ነይሩ?!

  Рет қаралды 24,905

Tigray Today

Tigray Today

4 жыл бұрын

| Subscribe Tigray Today for update info. |
©Copyright: Tigray Today
Any unauthorized use, copy or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 67
@lovemaru4268
@lovemaru4268 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እስትራጂካዊ ዝኮነ ጥበብ ናይ ጀነራል ሓየሎም ክሳብ ሕጂ ንክትርስዖ አዝዪ ዝከብድ ዓበይቲ ጅግንነት ዝፈጸመ ብርቱዕ ሰብ ነይሩ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
@user-bo2pl1vf9o
@user-bo2pl1vf9o 4 жыл бұрын
ሓየተይ😭😢😢
@kidg736
@kidg736 4 жыл бұрын
ግን መን ቀቲልዎ????????????? ንምንታይ ኸ ናቲ ዝመርሖ ዝነበረ ጉጅለ ክዉቃዕ ተገይሩ? ኢርትራዊ ቀቲልዎ ዝበሃል ወረ ናብ ህዝቢ ትግራይ ክንዛሕ ተገይሩ፣ ብናይ መን ተልእኾን ብኸመይ ምኽንያትን ዝብል ጥያቄ ዘልዓለ ሰብ ግን ኣፍካ ሓዝ ይብሃል ብካድረታት ንምንታይ? ናቱ ታሪኻት ክወፅእ ዘይድለየሉ ምኽንያት ንምንታይ እዩ?
@user-on5fc4ct1i
@user-on5fc4ct1i 4 жыл бұрын
አሕ ሓየሎም
@weldat82
@weldat82 4 жыл бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ወያናይ ሓየሎም ናይ ትግራይ ዉጩ.... rip Love from eritrea
@tplf1448
@tplf1448 3 жыл бұрын
ታይ ዝኮነ እዩ ውጩ ኸ
@weldat82
@weldat82 3 жыл бұрын
@@tplf1448 ሓቅኻ... ግዲ የብልካን ሕጅስ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ እዩ.. ብሂወት እንተዝህሉ ግን ንትግራዋይ ክቐትል ምወፈረ... ቅድሚ 1 ዓመት ዝጸሓፍክዎ ኮመንት እዩ.. ተጋሩ ክትፈልጥዎ ዝግብኣኩም ሓደ ነገር ኣሎ እቶም ንትግራዋይ ዝጻረፉን ንህግደፍ ዝድግፉን ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ወጻእ ሃገር ዝተቐመጡን ደቆም ኣብ ደገ ዘምህሩን እዮም ህዝቢ ኤርትራ ከመይ ሂወት የሕልፍ ኣሎ ከመይ ይነብር ኣሎ ምንም ኣይመስሎምን እዩ.. ኣዝዮም ዉሑዳት እዮም ብዙሕ አካውንት ከፊቶም ግን ብዙሓት ክመስሉ ይጽዕሩ.. እቲ ዝተረፈ ህዝቢ ኤርትራ ግን ኩሉ በቲ ስርዓት ዝተማረረ እዩ.. ብዝኾነ.. ዓወት ንምነየልኩም ተጋሩ የሕዋት... ዓወትኩም ከኣ ዘይተርፍ እዩ... ኣብ መሬቱ ዝተሳዕረ ህዝቢ የለን... ውግእ ቬትናም ንኣመሪካ.. ምስክር እዩ
@tplf1448
@tplf1448 3 жыл бұрын
@@weldat82 kbret yhabelna zhawey
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 4 жыл бұрын
Eway hangol ( Filtet ) Eway Jigininet. Kemaka yelen Hayetey Gomera. Belsti mengiste semay yewarska . Kibrin mogosin nijeganu siwatina.💪
@hamdissak1687
@hamdissak1687 4 жыл бұрын
Military science on its finest by hayelom araya.
@imissmama3978
@imissmama3978 4 жыл бұрын
ሓየሎም ኣጣፋኣኻ ምስጢር ምኻኑ ኩሉ ግዜ ኢሕሕሕሕ የብለኒ።
@fesehatesfai2918
@fesehatesfai2918 4 жыл бұрын
Mister yeblun meles ketiluwo
@filmonmesele2784
@filmonmesele2784 3 жыл бұрын
ጅግንነት ሕየሎም ተኣምር ኡ🔥
@wediwelday7862
@wediwelday7862 Жыл бұрын
ሓየት💪💪💔😭
@fff9917
@fff9917 3 жыл бұрын
ይይይይይይይይይ♥♥♥♥♥♥♥♥
@abigaltigray7411
@abigaltigray7411 2 жыл бұрын
ሓየተይ ናይ ልበይ ባቢተይ🥺🥰
@tgtigstkingdom21
@tgtigstkingdom21 4 жыл бұрын
Way ane
@ShemnedyNegusefkr
@ShemnedyNegusefkr 2 ай бұрын
አበይ ሞ ከምሃለካ እዩ በር
@tgtigstkingdom21
@tgtigstkingdom21 4 жыл бұрын
Ata wedi halal meret
@galltigray4548
@galltigray4548 3 жыл бұрын
ሓየተይ ጅግና ታሪክካ ከዚ እየ ፈሊጠዮ ቅድም ኣያይ አብ መጽሓፍ ከንብብ ሓዮሎም ገለታት ዝብል ጅግና እዩ ይብለኒ ነይሩ ደርዼጊ አጥፊእኩምናስ ደርጊ መጺኡና ለለ እህ መንግስት ሰማይ የዋርስኩም
@dddwww1948
@dddwww1948 4 жыл бұрын
ሓየሎም, you are of Eritrean origin. You served TPLF, but TPLF committed more crimes on Eritrean society more than any other Ethiopian regimes. Hayelom araya. Rest in peace.
@asiacappuccino6137
@asiacappuccino6137 3 жыл бұрын
ጀግናዪ አዪርሰኣካን እየ
@emmehaasbu2621
@emmehaasbu2621 3 жыл бұрын
Ata Hayelom tsuruy tigrigna iyu iba zizareb. Agamigna zizareb iyu zimeslena neyru. Nay Eritreawyan tigrigna iyu zizareb.
@user-rq7fz2wz8m
@user-rq7fz2wz8m 4 жыл бұрын
ኤርትራዊ entebeluka ke hawboy ewe tegaru hayelom hayelom tblu zeleku balkum atfikum hazena zeytekluna abey yu nieru ezi hji tewxwo zelekum negeru dem nxuh abey ksedekum haki entekeberkaya bala eya twex R I p habit mearey ኤርትራዊ ዩ
@youngforever425
@youngforever425 3 жыл бұрын
Hayelom zefresa gnbar xelae eski hanti tqesu
@danielgebretsadik1918
@danielgebretsadik1918 4 жыл бұрын
Hero of the world.
@pukichorpac2759
@pukichorpac2759 Жыл бұрын
Ooooooohhhhhh
@solomonfitwi1315
@solomonfitwi1315 4 жыл бұрын
Bali eizi Eritrawian eyom gaganu
@habte2492
@habte2492 2 жыл бұрын
እቲ ላህጅኡስ ናይ ኤረትራ ትግርንኛ ይጥዕም። ስለምንታይ ኢዩ
@nigasetesfay1130
@nigasetesfay1130 7 ай бұрын
እንታይሞ ያሓወኒ 💀💀 ዓይኖም ሪዑ ዘየሰተውል ዓራእሶም ዘየሰተውእል!
@dendenfsseha5365
@dendenfsseha5365 4 жыл бұрын
Ayenay difae eakum afriskum easke negeruna mis chibtu
@binyamm9956
@binyamm9956 4 жыл бұрын
Who killed him? No one told us the truth! Tplf is wrong for that..
@mlkfessa862
@mlkfessa862 4 жыл бұрын
Oh my God! he spoke clear tigrigna every body can understand him easily .Was he grown up in Eri.?God bless him.
@bereketeyob3656
@bereketeyob3656 4 жыл бұрын
Mlk Fessa no but he’s from Sheri on that area since we more cloth to Eritrea we speak clearly
@aneaneeye8912
@aneaneeye8912 4 жыл бұрын
N hayolom zketelwo hwahat and hgdef eyom iseyas chekan eyu b kemey ente elkumni bitiwedid ab eusrebet 30 amet teasiru hgi gn iseyas amxieuloy kihato zbeal kisab hgi kinzkirekum eina hayolom and bitiwedid
@user-tb1md9cz7o
@user-tb1md9cz7o 3 жыл бұрын
ንስካ ዶ ምሞትካ
@user-sp5xi1jo1l
@user-sp5xi1jo1l 3 жыл бұрын
ኣይሞተን ሓዮሎም ህዝብኻ ኣብ ቃሎም እዮም ዘለዉ ኣሕሕሕሕሕ ንዓኻዶ ሞት ከምኮነስ ታይዳ ንብል
@wiseman1003
@wiseman1003 4 жыл бұрын
Eritreawee lahega zelewo yetem🤔..ende dember etom meso zelewo tigaru yeredwo do alewo?? Azerarebo azerareba eritreawee, meselo mesle Eritreawan tigadelte...tigaru da kab labze geza meza halefom kemze ze zarbo zelo kemey kekelow 😂
@setayeshmohammadi4907
@setayeshmohammadi4907 4 жыл бұрын
KAB shire ksab humora kmzi ENA nzareb;: 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@tgtigstkingdom21
@tgtigstkingdom21 4 жыл бұрын
Ka adigrat ndahar zelew ksab humera azerarbeom kemzi eyu Mekelle Ena Raya eyu fliy zbelna
@ashenafibeyenegebregzi781
@ashenafibeyenegebregzi781 4 жыл бұрын
ብጽብጽ
@imissmama3978
@imissmama3978 4 жыл бұрын
እዚ ,ዩ ከኣ ሓቀኛ /ጽሩይ/ ትግርኛ።
@WediEmba
@WediEmba 4 жыл бұрын
Eritreawi endu
@meleynatey1760
@meleynatey1760 4 жыл бұрын
ህግን ህወሓትን መቸም ጸረ ንጹሃት ፡ ጸረ ጀጋኑ ፡ ጸረ ሙሁራት ምዃኖም ክንዝንግዖ ዘይብልና እዩ ፡ ህግ ዘጥፈኦም ካብ ጉጅለ ሙሁራት መንካዕ ብዝብል ስያመ ቅድሚ ህወሓት ብረታዊ ቃልሲ ምጅማሮም ፡ የሚን ብዝብል ኣጥፊኡ ክሳብ ድሕሪ ናጽነት ማለት እዩ ፡ ፍሉጣት ሰባት ከኣ ከም ባሃር ድምጻዊ የማነ ባርያ ፡ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ፡ ሰብ ሃብቲ ፍቕረ ፡ ሳምሶም ዝኣመሰሉ ኣጥፊኣ ፡ ህወሓት ውን ክንዲ ህግ እኮ ኣይኹን እንበር ብዓል ጀነራል ሓየሎምን ፡ እያሱ በርሀን ባዕላ ከም ዘጥፈአቶም ዝሰሓት ኣይኮነን።
@muleakbrimuleakbri8350
@muleakbrimuleakbri8350 4 жыл бұрын
እዚ ኣብ ኤርትራ እዩ ክዓብዩ ክኾውን ዘሎዋ ንጹር ትግርኛ ይዛረብ
@whatsupmen6908
@whatsupmen6908 4 жыл бұрын
ኤርትራዊ እዩ ዝብሃል ቤተሰቡ ክረክብ ድሕሪ ናጽነት ይመጽ ኔሩ
@bereketeyob3656
@bereketeyob3656 4 жыл бұрын
He’s 💯 tigerway
@mamababa2326
@mamababa2326 4 жыл бұрын
You are stupid
@mamababa2326
@mamababa2326 4 жыл бұрын
@@bereketeyob3656 yes wedi eyoba
@user-hw9xh7ei6z
@user-hw9xh7ei6z 4 жыл бұрын
ኣቱም ደናቁር ኣብትግራይ ብዙሕ ዓይነት ትግርኛ እዩ ዘሎ
@rhdjnenej7763
@rhdjnenej7763 4 жыл бұрын
ሓየሎም ኣርኣያ ኤርትራዊ ትውልዲ ዘለዎ በዲኡ በብኡ ተረጋጊጹ
@kidg736
@kidg736 4 жыл бұрын
haha
@agazihadush8058
@agazihadush8058 4 жыл бұрын
ላመርፅክን ተኮሓላ ኣረ ራእሲ ኣሉላ እዉን ናትና ኢዩ በሉስቲ
@ABvidio1
@ABvidio1 4 жыл бұрын
@@agazihadush8058 🇪🇷 ሓቂ ተዛርብኻ ኩሎም ሐደ አዮም መፍልላይ ንወርደት መጻወቲ ጻአዳ ንሰደት
@mussiebereket4489
@mussiebereket4489 4 жыл бұрын
ሓየሎም ጽሩይ ኤርትራዊ እዩ፡ ኣጣፍኡኡ ውን ጠንቁ ኤርትራዊ ስለዚኾነ ጥራሕ እዩ፡፡ ንምርግጋጽ ስድራቤቱ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኩም,፡ ምስ ተጋደልቲ ትግራይ ዝሰርሖ ታሪክ ጅግንነት ግን ፡ ታሪኽ ትግራይን ክብርታት ህዝባን ጥራሕ እዩ
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
00:49
Yoeslan
Рет қаралды 40 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 5 МЛН
TPLF Song - Menaesey መናእሰይ
3:34
Bahrena TigrayPeople
Рет қаралды 380 М.
ቀዛሕታ - Kezahta - ህፃን ፀሃይነሽ ኣብ ቀዛሕታ
20:44
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 123 М.
I meet Mr.Beast
0:15
ARGEN
Рет қаралды 25 МЛН