ፕ/ት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣውፈርቲ ኣብ ወደባት፡ ህንጸት ተጀሚሩ

  Рет қаралды 15,368

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

5 күн бұрын

ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
• ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
ፕ/ት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣውፈርቲ ኣብ ወደባት፡
ህንጸት ተጀሚሩ
ጉድ ! ዘበለ ውሳኔ ኣመሪካ ን ኤርትራ ደረጃ 3
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Пікірлер: 33
@dana.j9062
@dana.j9062 3 күн бұрын
It is about time my Nation to flourish and keep up with the world!!💚❤️💙✨️
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 күн бұрын
Thank you for sharing Zara 💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽❤️
@YordanosYordanos-ew9mw
@YordanosYordanos-ew9mw 3 күн бұрын
ኤርትራ ኩሉኹም ኣብ ደገ ትቅመጡ ደቃሉ ክተጸልምዋ ትዉዕሉ ዘለኹም ብሰክኽም ድማ ኤሜርካ ነቲ ምስኪን ህዝብና ኣደራዕ ይዎርዶ ኣሎ
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 3 күн бұрын
አሜሪካ ንባዕላ ግብረ ሽበራ እንከላስ ሀገራት ክትከስስ ..ሎሚ መን ክሰምዓ ::
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 3 күн бұрын
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍🙏🙏🙏💪💪💪
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 3 күн бұрын
Merhaba ZaRa fltet srat America intay slezdeleye eyu Hiji yacl america 30 amet nhzbi Mengstn eritrea ab egedan amexin gerkuma ekum hijis america yacl❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 күн бұрын
ብጣሚ የቅኒየልና favoriete media 🙏🏽🌷❤️🇪🇷❤️🌷🙏🏽 ❤️👍🏽❤️ 🇪🇷❤️💎👑🦁 ሃገርና … 🇪🇷💎💫ኤርትራን….🇪🇷💎💫 ሰላምን 🕊️❤️🕊️💫ምዒባለን ❤️🦁💫 እዩ ::ዓይኒ ናይ እዞም ሐሳዳትን ይድፈነልና እምሌክ ንኤርትራ ሰላምን ፍቅርን መረትና መንግስትናን ሰራዊትና ህዝብን ይባርከልና የውርደልና 🇪🇷❤️🦁💎🕊️👑🌷💐☀️💫
@dana.j9062
@dana.j9062 3 күн бұрын
እቲ ድርብ መዐቀኒ ናይ ኣሜሪካ ምስሉይነት ሕጂ ሞይቱ ኣሎ ,ድሕሪ ሕጂ ንሃገራትን መራሕትን ኣሸበርቲን ውልቀ መለኽትን ክብሉ ከለዉ ክልቲኦም ባዕሎም እንከለዉ ኣይሰርሕን እዩ።
@HenokUTD
@HenokUTD 3 күн бұрын
ስርሒት X ግን ንምንታይ ሸለል ኢልኩማ ጎሓፋት ሳብስክራይ ምስሓብ ይሓይሽ ደቂ ድዲት
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 күн бұрын
🇪🇷🤝🇮🇹
@teddyhagos1383
@teddyhagos1383 3 күн бұрын
Good job ❤
@MohamdAlshom
@MohamdAlshom 3 күн бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@user-sp1uo6fx3l
@user-sp1uo6fx3l 3 күн бұрын
Xubq medeb eyu zelekum wwdmen tenan yhabkum medebatkum ktwudeu kelekum trah awet nhafash belu deqi erey mkankum knfelt
@Erimedia2024
@Erimedia2024 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 күн бұрын
🇪🇷💕❤️🇪🇷💕❤️
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 3 күн бұрын
Hello
@ibrrahims801
@ibrrahims801 3 күн бұрын
❤😂❤❤
@SirakTeklehaymanot-hz1xu
@SirakTeklehaymanot-hz1xu 2 күн бұрын
ab tegbar zeyele ziena zara fltet
@erihagerey4626
@erihagerey4626 3 күн бұрын
ኣመሪካ ናይ ሃገራ ትግበር ተዛርቡ ኣይተዛርቡ ኣብ ዝበጽሖ የብሉን ካብ ምህዱዱ ሓሊፉ ዝገብሮ የለን
@motherland1510
@motherland1510 3 күн бұрын
ናይ... ኣሜሪካ.... ዓ ሎቅ!.... ብጣዕሚ... እዩ. ዝገርም. ዘይ ሕጋዊ... ብረት... ኣብ ማእከል ዓዶም.... ክሸጡ... ዘይሓፈሩስ..... ወረጃ... ማዕዶ.... ንምኻን. ንደስ... ዝበለቶም... ሃገር.... ናእዳ!...ኣብ ትሕቲኦም.... ንዘይትሰግድ ሃገር... ካኣ.... እገዳ!🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@focus.15
@focus.15 2 күн бұрын
ብዛዕባ ረሳሕ ብህሊ ዓዋሉ ህግደፍ ከምእውን ደምብያውያን #ተደምረናል ሰፋሮ አስመራን ከባብአን ዘይፈልጥ ኤርትራዊ ስለ ዘየለ አብ ባይታ ክንየው ዕንወት ዘየለ ህንፃዶ ልሞዓት እንዳበልኩም እተደናግርዎ ወደባት ከቶ የለን እዩ ::
@user-kb4lv6hs2t
@user-kb4lv6hs2t 2 күн бұрын
ኣመሪካ ንገበነኛ ኮላ ንመን እያ ትኮሶ ንኤርትራ ክትከሳ እምበር ክትንእዳ ኣቅሚ የብላን ኤርትራ ኣርኣያ ዓለም ያ
@Russomfstokecoine
@Russomfstokecoine 3 күн бұрын
ዝከበርኩም ኩሉኹም ሃገራውን ኤርትራውያን ኣዚ ኣብ ደቅንስቲ ተጋሩ ኣወዳትን ስድራ ቤታትን ከሙኡውን ብሓባር ቀቲልካ ኪሊት ብምውሳድ ዓይኖም ኣንቂሮም መንጢሎም እናወሰዱ ንገንዘብ ኣይኮነን እንታይዳኣ ኣኮላዊ ኦርጋን ቀደም ኣብ ፕራይቨት ክሊንካት ተላምሚደምሉ ዝጽኑሑ ውድባዊ ተፈንጪሎም ዝለመድዎኣብ ኤርትራውያን ሎሚ ኤርትራውያ ንትግራይ ስለዠቃረጸን እቲ ናይ ምዕራብ ስለላ ተግባራትም ስለ ዝፈለጠን እቲ ምእንቲ ኣመሪካ ኢንተረስቲ ቀይሕ-ባሕሪ ንክሕልዉ ምስ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ከም ጡብ ኣዲኦም ስለ ዝቀበጹን ካብ ከንያ ንምብራቅ ከንያ ውክልና ስለ ዝተዋህባ ትግራይ ጠጠቂሞም ደርቢዮማእዮም እቲ ቁምነገር መሬት ትግራይ መዕድን ክኸዕቱ ከፈላልዩ ኣይበቅል ስሚ ፈሳሲ ተኺዑ ኑዑኡ ዝረገጸ ውይ ከፍቲ ማይ ዝሰተየ ኣይወልድ ኣይዝምድ ካንሰር ተስካሚ ኮይኑ ሕዝቢ ይነጽፋ ኣሎ ትግራይ ኣላወይ ብበዓልመድህን ብዛዕባ ኤርትራብርጌድ ንከብዱ ዘዝሃደሙ ከም ሂዋተውያን ቆጺራ ናይሶስሻል ሚድያ እንጽርጹሮት ልቢ ዘይቆጸሩ ዝበለቶም ዝደግሙ ጥዕና ኣብ ትግራይ ዘሎ ሶሻልሚድያ ኣይኮነን ዝፍጸም ዘሎ ኣብ ኣፍደጊኦም ኣብ ቅድሚ ወለዶምን መቅርቦም ዘትተባሃል ዘይተገብረ ተገሩ ኢሉ ዝምሕል ዝይ ንነምግባራዊ ሓሲካ ሰሪቅካ ምብላዕ ስራሕ እንትተርኸብካ ገበን ዝብል ብስነምግባር ካብ ዓለማዊ ስነልቦና ዝወጸ እዩ እስከ በሉ ጋል ፕሮፈሰር ወይኒ ሃረግ ድር ሀርሚላ ብጀካ ቦለቲካዊ ስነ ሓሳብ ኣረአያን ምንም ኣበሳ ዝይብላ ካብ ዝኣተወቶ ፕሮፈሽናል ኦፊስ ፐተሽን ፈርማ ዝይስማ ሓሶት እናሃቡ ካብ ክንደይ ስራሓኣሰናኪሎም ናይ መፈራሪሒ ደብዳቤ እናሰደዱ ብጋንግ ቆጺሮም እዚ ኣድጊ ንሓመዱ ዝገብሮ መምሪሒ ጠጠቂሞም መሳኺን ሕዝቢ ተጋሩ ኣብመቀለ ብሓወይ ብ ኣቦይ እናበልት እባበኸየት እዞም ዕሱባት ተጋሩ ሶሻል እንተኮይነ ጸማም እዝኒ ሂበን ዘከይደን ዘሎ ቀደሙ ውን ዝይተሰወኣካሉ ዕላማ ብሞት ቆሉዑት ትሕቲ ዕድመ ኣጨርሽካ ታማ ገደሰኒ ኢልካ ደም ሓፍትካን ሓውካን ከሙውን ትማሊ ስርናይ ጣፍ ኣብቂላ ትቅልበካ ዝነበረት መሪት ብፖይዚን ወርቂ ከሉሹ ኣይሕረስ ኣይቅመስ እናኾነ ስቅ ኢልካ ለካ ጠላም ከሓዲ ትግራይስ ንዞም ኤርትራ ጀኖሳይድ እናበልካ ክንዲ ዝሓከመ ዘሕረሰ ምግቢ ዝሃበ ክይንቅተል ክንድይ ኣምሓራ ዝተካላከለ ከሲስካ ናትካ ጉማታት ገዲፍካ ዘይናትካ ዝየለውን ክተላግበሎም እረ መሓሩኑ ተጋሩ ሰብ ቀቲልኩም ከብዲ ቀዲዱ ዝተቀብሩ ኣብ ጎዳጉዲ ዘለዉ ቡዙሓት እዮም እዚኦም ሓደሽቲ ረሳታት ንመን ክየላግቡ ኢኩም ጳጳስ ሰሰዲድካ ሓደስቲ ካደረ ያኣኽለና ጳጳስ ዝይኮነ ትግራዋይ ዝወለደ ካብ ኣወስትራልያ ፖለቲካ እምበር ሃይማኖት ኣይኮንን ዝዝምር ዘሎ፡ ግደፉ ዝይቅላዕ የለን።
@motherland1510
@motherland1510 3 күн бұрын
100% ካብ ዓለም... ብዘይ ሕጋዊ.... ስራሕ... ኣሜሪካ... ባዕላ... እያ ክትገድ... ዝግብኣ! ኣብ ከተማታት... ኣሜሪካ..... ኣብ 1 ለይቲ.... ክንደይ..... ሓሹሻት ( ድራግ ) ይሽየጥ?... ኣብ ጎደናታት... ኣሜሪካ... ብዘይ ሕጋዊ.... ብረትን... ካራን.... ክንደይ.... ሰባት... ይቅተሉ??? ዘገርም.... ኣሎቅ... ኣሜሪካ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@user-nx1ee6zt1p
@user-nx1ee6zt1p 3 күн бұрын
መንግስቲ ኤርትራ አብ ወደብ ህንጸት ጀሚሩ ዘይትብል !! ውቁዕ
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 3 күн бұрын
ሓባል በልያ ከይትቅድመኪ
@user-vm2wg9ku6q
@user-vm2wg9ku6q 3 күн бұрын
😂😂😂 ኣንታ ናይ ህግድፍ ጉሒላታት ድኩም ፖሎቲካ ትዛረቡ አንተ ኮንኩም ዲኣ ንምንታይ ናይ ፊትሒ ከ ዘይተምጺኡ
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 2 күн бұрын
ኤርትራ ደኣ ዘይሕጋዊ ደቂ ምስግጋር ተሳጋግር ድያ ናበይ ???? ኣበይ ??? መዓስ ???? ኤመሪካ እታ ቀዳመይቲ ግብረ ሽበራ ካብ ዓለምና ያ መን ዩ ክሰምዓ ሕጂ ደሓን ሕጂስ መን ሪፍ መን ሓሪፍ ያ ኮይና ጉዳይ ።
@harounekubal8436
@harounekubal8436 3 күн бұрын
አሜሪካ ሓለቐቃ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቅሰባት ከምትሳ ምዃና ፕረዚደንት አሜሪካ ነበር በራክ ኦባማ ብወግዒ ገሊጽዎ እዩ ። m.kzfaq.info/get/bejne/aNiqaMKWzJPIio0.html
@galasboygoncen3902
@galasboygoncen3902 3 күн бұрын
ዘይሕጋዊ ስራሕ ትሰርሕ ካብ ዓለም ኣሜርካ ትራሕ እያ ንዓለምና ሓዊ ወሊዓትሉ፡መንግስቲ ኤርትራዊ ጥራሕ እዩ ሽጣራ ኣሜርካ ዝፈልጥን ኣፍሽልዎን ሲዒርዎን።
ፕረዚደንት ኢሰያስ ሕጂ ውን ዓቢ ጋሻ ይቕበል
10:09
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 1 М.
Evening News in Tigrinya for June 30, 2024 - ERi-TV, Eritrea
16:33
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 6 М.
The joker's house has been invaded by a pseudo-human#joker #shorts
00:39
Untitled Joker
Рет қаралды 13 МЛН
small vs big hoop #tiktok
00:12
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 24 МЛН
መገዲ ኣየር ኤርትራ ናብ ኤውሮጳ ሓድሽ በረራ
10:38
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 11 М.
Midday News in Tigrinya for June 28, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:28
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 13 М.
The joker's house has been invaded by a pseudo-human#joker #shorts
00:39
Untitled Joker
Рет қаралды 13 МЛН