No video

ትርጉም ኣስማት ከባቢታት ዞባ ዓንሰባ | ERi-TV

  Рет қаралды 40,133

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ትርጉም ኣስማት ከባቢታት ዞባ ዓንሰባ | ERi-TV
#Zoba Anseba #keren #keren

Пікірлер: 212
@petrostesfu3811
@petrostesfu3811 Жыл бұрын
ጽቡቕ ዕድል . መጽሓፍኩም ክትበጽሓና ተስፋ ይገብር. ❤️🇪🇷🌹
@afan1100
@afan1100 Жыл бұрын
ምስጋና ንኣምላኽ ይኹን ካብ ከረን ብምዃነይ ሕቡን እየ።
@-justicewithtruth
@-justicewithtruth Жыл бұрын
Keren is beautiful. I felt in love with it when I visited it from Asmara as a teenager.
@Mesgana7
@Mesgana7 Жыл бұрын
Temesgen Fetari Ertrawian zegeberena. Kastanayun Aslamayun bruk belih mestewali hzbi. Selamna yebzahyo Fetari Amlak 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🕌💐💐💐💐
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 Жыл бұрын
Thank you Eri Tv we need more programs like this to learn about our country history keep up good job.
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 6 ай бұрын
ኤርትራ ሃገርና ብእግዚኣብሔር ዝተባረኸት ቅድስት ሃገር ኢያ። ጭዋ ህዝቢ ❤
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 Жыл бұрын
ሃሃህሃሃህሃ ዓፍ ገብረ፣ ብኣይ ወገን ወላ ሓንት ኣይትፍልጥን ኢካ። ብዝኮነ ዳሓን ከም ሻሙ
@lifeisbeautiful1250
@lifeisbeautiful1250 Жыл бұрын
Then tell us your side of story. Challenge his information but I do know this Bogos is Bilen indigenous people of that area including Hamasion & Sereye and there much intermingle between this two regions
@user-tk3sz3cz2x
@user-tk3sz3cz2x Жыл бұрын
Respect He keren legend
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 Жыл бұрын
@@user-tk3sz3cz2x ሰራቅ ኢዮ፣ ኣብ ግዚ ደርግ ባዓል ሰልጣን ነሩ፣ ወላ ሃንት ኣፍልጦ የብሉ ጠባይ የበሉ መልክዕ የብሉ ፣ ሓሳው ባርያ ኢዮ
@andomteages55
@andomteages55 Жыл бұрын
​@@nimrodgabriel2266 zhabwo Habereta bzeyegeds, amelalsaka ateababyaka zbedeleka tmesl
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 Жыл бұрын
@@andomteages55 ትም እሰከ ካኣል፣ ሃጠውጠው ተዛርቡ ሰ ኣመላልሰካ ዶ ገለ ዶ ትብል፣ እዝ ሰብ ኣይ ኣብግዚ ደርግ ህዝብ ዘጋፍዕ ዝነበረ ሰብ ኢዮ፣ ክእለቱ ካኣ ተንኮል ኢዮ፣ ሓቅ እንተለወም እቶም ኢንዳ ትቭ፣ኣንድዝ ኡ ህዝብ ዝበደሎም ግፍዕ ዝገብሮ ዝነበረ ምሰ ባዓል ደንባይ ኮይኑ ከቅርብወ ነርወም፣ 1989 ቆላማ ደጋማ ኢሉ ደርግ ምሰቶም ደቅ መታሓት ናይ መታሓት ተወከልት ኢና ዝብሉ ኣብ ኣደሰ ኣበባ ምሰ መንግሰቱ ሃይለማርያም ተራክቦም ዝነበሩ ሓደ ካብኦትም ኢዮ፣ ሰለምንታይ ብዛዕባ ዝ ከመይ ነሩ ኢንታይ ተገሩ ዳኣ ዘይሓትወ፣ ሓንት ኣፍልጦ ዘይብሉ ካብ ሓተው ቀጠው ዝዛረብ፣ ወልኩ ከምዝ ዮ ሓንሸ ከምዝ ዮ ዝብል፣ ባዓል ሓንሸ ናይ ትማል ኢዮ ዝኮነ ወድ ከረን ክምልሶ ዝክእል ዮ ናይ ወላኩ ውን ከምኡ
@okbagabrteklit1320
@okbagabrteklit1320 Жыл бұрын
ብመጀመሪያ ነዚ ታሪክ ንምስናድ ትገብሩዎ ዘለኩም ጽቡቅን ቅቡልንዩ ታሪክ ግን መሰረት ናይ ሓደ ሕብረተስብዩ ስለዚ ብዛዕባ ሓደ ታሪክ ክትስንድ ብዙሕ መጽናዕቲ ይሓትት ምክንያቱ ንድመጽእ ወሎዶ ጌጋ ታሪክ ከይንገድፈሎም ኣብዚ መምህር ዓፋ ዝህቦ ዘሎ ሓበሬታ ዓቢ ኣክብሮት ኣለኒ ገለ ደቀቅቲ ጉድለታት መታን ከይሓልፍ ግን ዓቢ ጥንቃቀ ይሓትት ብፍላይ tv eri ድምጺ ሓፋሽ ዝመሓላለፉ መደባት ኩሎም ዝተጻረዩ ሓቀኛታት ገርና ስለ ንኣምን ዓቢ ጥንቃቀ ክትገብሩ ኣለኩም ንኣብነት ዓሸራ ካብ ሓጋዝ ንሰሜን ድዩ ዘሎ ካልእ ውን ናይ ኣስማት ጌጋ ረኪበ ኣለኩ ስለዚ ኣብ እንገብሮ መጽናዕቲ ደቂቅ መጽናዕቲ ይሓትት ታሪክ ከይዛናባዕ
@issayasgebreindrias4984
@issayasgebreindrias4984 Жыл бұрын
ሓንቲን ብልጽቲ ኣብነታዊት ካብ ከተማታትና❤❤❤
@phillymuhammad4170
@phillymuhammad4170 Жыл бұрын
Beautiful culture 🇪🇷💐✨👳🐪
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Жыл бұрын
Wow wow that’s amazing gift from all Eritrean 😂❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏👍👍✅✅💯💯💯✅
@stevebebyene
@stevebebyene Жыл бұрын
Fantatastic Eritrea has long history of names I always think Asmara Should have been in that area. As a capital
@stevebebyene
@stevebebyene Жыл бұрын
Because now in Asmara has very low content of oxygen and this it is constructed in a mountain unlike Keren which is warm.
@titobkeren923
@titobkeren923 Жыл бұрын
Thank you abi seb memhir afa ❤❤❤❤❤️🙏🏾
@marumaranatha
@marumaranatha Жыл бұрын
Kereney my beautiful city thanks for bring it we have learned a lot and I learned meaning for Eritrea 🇪🇷 also thanks 🙏 and please continue bringing more programs like this ❤❤❤❤❤
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
Very interesting. @ Eri-TV, please keep telling us about all our 6 administrative zones. 🙏👍👌
@keren7723
@keren7723 Жыл бұрын
Thank you so much Denden media network for bringing member Afa Ghebre
@2.8.1
@2.8.1 Жыл бұрын
ናይ ዓንሰባ ተጋግዩ ኣሎ ዓንሰባ ዝባሃሉ ሕብረተሰብ ኣለዉ ዓንሰባ ዞባ ምስ ኮነ ምእንታን ቡኡ ኣቢሎም ከይጠፍኡ ኢሎም ዋዕላ ሸውዓተ ዓንሰባ ብዝብል ተኪኦሞ ይርከቡ።ካብ ዓይኒ ሳባ ዝወጸ እዩ።ዒላ በርዕድ ብቆንቃ ትግረ ኮይኑ ጻዕዳን ጸሊምን ሕብሪ ዘለወን ኣጣል በርዓድ እየን ዝባሃላ ካብኡ ዝወጸ እዩ ዒላ በርዕድ።❤
@abrahamhabte658
@abrahamhabte658 Жыл бұрын
ዓንሰባ ድበሃል ቦታ እምበር ዓንሰባ ድበሃል ሕብረተሰብ የለን።ዋዕላ ቡኡ ኣቢሎም ምእንቲ ከይጠፉኡ ኢሎም ዋዕላ ሸውዓተ ሸውዓተ ዓንሰባ ብዝብል ተኪኦሞ ይርከቡ ኤልካ ዋእ ዓገብ ደይተባህለን ደይነበረን ኣይትዛረብ።ዓይኒ ሳባ ድበልካያ ኣን ተሰክፈኒ ኢያ ።ቁሩብ ናብ ዓይንሰባ ምቐረበት ምበልኩ።እንተ እቲ ዋዕላ ሸውዓተ ዓንሰባ ድዝብል ተኪኦሞ ድበልካዮ ድማ ባይቶ ሸውዓተ ዓንሰባ ግና መተካእታ ደይኮነ ሕጊ እንዳባ ድካየደሉ ድነበረን ክብገስ ከሎ ካብ ሓሊብመንተል ጀሚርካ ደቂ ዓንዱ ደርሰነይ ደቂ ዘርኡ ዓዲ ንኣምን ምለዛናይ ደቂ ሽሓይ መቐርካ ደቂ ዳሽም ወርሒ ሰብ ዓዲ ሃንስን ደብርን ዝደመረን ምስ ጊዜ ግና እንተን ኣብ ዓንሰባ ለመጨሊን ደቂ ዓንዱን ሓሊብመንተልን ምስቲ ናይቲ እዋን ምምሕዳር ኣውራጃ ሰንሒት ተጸንብረን።ስለዚ ዋዕላ ሸውዓተ ዓንሰባ መተካእታ ንከይጠፉኡ ደይኮነ መቦቆላውን ጥንታውን ሰረት ደለዎ ሕብረተሰብ ኢዩ።
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Жыл бұрын
ጽቡቅ ኣሎኻ : ብዙሓት ነይዚ ከባቢ ትውልዶም ዓሳውርታ ምኻኖም'ውን የዘንትው እዮም:
@2.8.1
@2.8.1 Жыл бұрын
@@abrahamhabte658 ቀደም ዓንሰባ ተባሂሎም እዮም ዝጽዉዑ ኔሮም:ምስ ግዜ ግን ዞባ ዓንሰባ ምስ ተባህለ ዋዕላ ሸውዓተ ዓንሰባ ብዝብል ኣብ ኣስመራ መስሪተሞ።
@2.8.1
@2.8.1 Жыл бұрын
@@abrahamhabte658 እቲ ዋዕላ 7 ዓንሰባ ዝባሃል ኣብ 1900 እዩ ተመስሪቱ ቅድምኡ ግን ዓንሰበ ተባሂሎም እዮም ዝጽዉዑ ኔሮም።
@wedikeren6264
@wedikeren6264 Жыл бұрын
Waw kereney aboy Afa edmen tenan yhabkum ❤
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ መ/ም 🙏🙏🙏👍👌
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Жыл бұрын
ሓልሓል ቦጎስ ኣብ ደርፊ ብዙሕ ግዘ ይስማዕ በረከት መንግስታኣብ
@edenteklom6260
@edenteklom6260 Жыл бұрын
እዞም አቦ ናቶም ሓሳብ 'ዩ : ካልእ ትርጕም ውን ክህሉ ይኽእል ዩ :: ጎይታ ንመሬትናን ህዝባን ይባርኽ 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 ::
@astertesfe5701
@astertesfe5701 Жыл бұрын
Bisimieti zaykone biridiet eu eko zimilis zelo hasabu zaykone hibom eti zifelthuwo haqi eyom hibom
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Жыл бұрын
ሓቂ : እዞም ኣቦ ናቶም ትርጉም እዮም ሂቦም : ዝኾነ ይኹን መውክስን ጭብጢ ኣይቅረቡን : Btw. Eritv shame on you for disinformation.
@fanielatoy9445
@fanielatoy9445 Жыл бұрын
Woww 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤
@eriangelino7800
@eriangelino7800 Жыл бұрын
I learned a great deal from your highly informed guest. I thank him for his wisdom and deep knowledge about our country.
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 Жыл бұрын
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Жыл бұрын
Erey...schicor..🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌹🌹
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Жыл бұрын
ከርን ጽብቅቲ ከተማ ሕዝባ ጥዑም ስተፈላለየ ቃንቃ ብሑዱ 4ቃንቃ ካብ ብሄራት ኤትትራ ይዛረብ ኣስላምን ክርስትያንን ብሓባር ባዓላቶም ዘሕልፉላ ከተማ እያ
@JUSTICE-777
@JUSTICE-777 Жыл бұрын
I like it your comment, but could you read it again and it would make you sense to edit
@JUSTICE-777
@JUSTICE-777 Жыл бұрын
I love it your comment but could read it again and it make you sense to rewrite or to edit. Thanks for your time & stay positive please.
@nevrgivup2717
@nevrgivup2717 Жыл бұрын
Keren ❤❤❤
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቶሎራንሲ ሕዝቢ
@delayihaqie8662
@delayihaqie8662 Жыл бұрын
Kereny welelo miss you!❤
@nazrethagos4560
@nazrethagos4560 Жыл бұрын
I miss u kereney 🥰🇪🇷
@dalyetashera9636
@dalyetashera9636 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ከረን ጻዕዳ እንትና ሲክ
@3sooadem744
@3sooadem744 Жыл бұрын
💒♥️🕌
@fisha2570
@fisha2570 Жыл бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@amanielloveali8051
@amanielloveali8051 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️👍👍👍💕💞💕💞 kerey mchiwti
@phillymuhammad4170
@phillymuhammad4170 Жыл бұрын
82 years old still looks yang 👳❤️💐🇪🇷✨✨✨✨
@wediafa
@wediafa Жыл бұрын
ሰምዕካ ስቅ ክትብል እምበኣር፤ መጨባበጢ ወይ መራትዒ ዘእምን ታሪኻዊ መወከሲታት ዝኸዉን ሰነዳት ኣይርከብን ዘሎ መስለኒ። እናሻዕ ሕቶታት ዘለዓዕሉ ብተዛመድ ትርጉም ዝወሃቦም በዚሖም። እዚ ኾይኑ እቲ ግን እቲ ኣስማት ደስ እዩ ዝብለካ። እንተ ንትርጉሙ ዝምልከት ግን፤ ብዙሕ ዝእምን ታሪኻዊ መጨባበጢ ዘለዎ ኣይመስለንን። ኣብ ነንበይኑ ኣጋጣሚታት ነንሕድ ሕዱ ዝዋቃዕ (ዝጣረሽ) ትርጕም እንዳሰማዕና ኢና ዘለና። ተቀራራቢ ምምስሳል ቃላት ካብ ሓደ ቋንቋ ናብ ካልእ ቋንቋ ትርጉም ከውህቦ ይኽእል ዶኾን ይኸውን? ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚ ዝሰማዕኩዎ ወይ ነቢበዮ እንተ ኾይነ እዉን ኣይዝክርን፣ ግን ከምዚ ሰሚዔ ነይሩ። "ሰረጀቃ"= ሰራ-ጀኣ-ቋ " ወይ "ስረራ-ሕጀቃ" "ወኪድባ"= ወኪ-ድባ" ሕጂ እዚ ብቋንቋ ይመሳሰል እዩ እምበኣር፣ሓቅነቱ ዋላ ኣቀራራቢ ንምግባሩ እንታይ እዩ እቲ መራትዒ? ቋንቋዊ ትርጉም ምቅርራብ ጥራሕ? ናይ ክቡር ኣቦና መምህር ዓፋ ትረኻን ትንታነን ከም መካትዒ ተወሲዱ፤ ካልኦት ምሁራትን ሰብ ጸጋ ዕድመን እንተ ዝፍትሽዎ ግርም ነይሩ።
@eyobyosief2693
@eyobyosief2693 5 ай бұрын
ሰላም እዚ ብመምህር ዓፋ ገብረ ዝቀርብ ዘሎ ትርጉም ኣስማት ከረንን ከባቢኣን ኣዝዩ ጥልቅ ዝበለ መጽናዕቲ ዘድልዮ እዩ። ኣነ ብዛዕባ እዚ ዞባን ካልኦት ዞባታትን ብዙሕ መጽናዕቲ ይገብር ኣለኹ። ምስ ናይ እዞም መምህር ዘይ ሰማማዕ ብዙሕ ትርጉም ኣስማት ኣሎ ብዝኾነ ኣብ መጻኢ ከቅርቦ እየ።
@habtitalazar2510
@habtitalazar2510 Жыл бұрын
መምህር ዓፋ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ታሪኽ ኢኹም ተንቲንኩም።እዚ ንስኹም ትህብዎ ዘለኹም ይትረፍ ኣብዚ ናትኩም ደረጃ ትምህርትን ዕድመን ዝበጽሐ፡እዞም ንኣሽቱ ወለዶ ውን ክብልዎ ዘይግባእ ኢዩ። ናይ መምህር ዓፋ ጥራይ ዘይኮነ እቲ ጌጋ ናይቶም ነዚ መደብ ዘምጽኡ ኢዩ።
@ahamedabdi3798
@ahamedabdi3798 Жыл бұрын
أحترم الأستاذ
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
I'm glad you wrote a book. 🙏👍👌
@kkmmjbnjunju
@kkmmjbnjunju Жыл бұрын
I did know that .Can you please tell me the name of the book and where to get it in America 🇺🇸
@nevrgivup2717
@nevrgivup2717 Жыл бұрын
My country keren we will see you 😢😢❤
@salembeyene6239
@salembeyene6239 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@issayasgebreindrias4984
@issayasgebreindrias4984 Жыл бұрын
ፍትዋት ደቂ ኤረይ ቀጽሉዎ
@luciaiyasu3342
@luciaiyasu3342 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@er-uq6we
@er-uq6we Жыл бұрын
ከረን ዓዲ ጡዑማት ህዝቢ።ካብ ኣዝየ ዝፈትወን ከተማ። ግና ቅሬታ ኣሎኒ ቅድሚ ህዝቢ ብሌን ኣብዚ ከባቢ ምምጽኡ እዞም ኣስማት ኣይነበሩን ዲዮም፧
@ahamedabdi3798
@ahamedabdi3798 Жыл бұрын
يا الف مرحب الأستاذ عاف قبر نورة الشاشة استاذنا الحبيب كرم أصلي ساكن قذباند اطال الله في عمره
@er-uq6we
@er-uq6we Жыл бұрын
@@ahamedabdi3798 I'm sorry I can't read Arabic Habibi
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
"ኤርትራ ማለት ብብሌን ቋንቋ ኮይኑ፡ትርግሙ ድማ ፈትሊ እኽሊ(እኽሊ ዝርከበሉ) ማለት ኢዩ።" የቐንየልና ክቡር ኣቦና መ/ም ዓፋ ገብረ።🙏🫡🇪🇷🫡🙏
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрын
Hji ke kab Kanka Grik nab kanka Blian do tesegagira kemey eya eza guday dea
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
​@@fekarwedifekarat ​​ ምቕያርን ዘይምቕያር ኣይኮነን እቲ ጉዳይ። ንምዃኑ ኤርትራዊ ዲኻ? ካብ ግሪኽ ናብ ብሌን(1 ካብተን ትሸዓተ ብሄራትና) መቦቆላዊ ትርጉም ብምህላው ደስ ይብለኒ።ታሪኽ እንተገንጺልናን ከምዞም ኣቦ እንተደኣ ሓቲትናን፡ብ9 ብሄራትና'ውን መቦቆላዊ ስም ክህልዎ ይኽእል ኢዩ።ስለዚ ኣብ ክንዲ ትሕጎስ ስለምንታይ ኢኻ ተገሪምካን ተጨኒቕካን? 🤔
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрын
@@WarsaYYikealo1249 dechenk yebleyn zhawey Eta Eritra tbl eko xenihatni eya kem delata tekebileya kea ykeyd aleku gn gelieom ab Mexhaf kdus alo ybluna,gelieom Gele yblu hji kea Ezi abona kale ybl alo haknet teliwo nkbelo neti zxenehe kea kab resna ndmsso entay xegem alewo
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
@@fekarwedifekarat ኣጆኻ፡ነዚ ናይ ብሌን ትርጉም ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ኤርትራ ሃገርና ስም ዝቅይሮ ኣይኮነን። እታ ዓባይ ነጥቢ ፡ናይ ግሪኽ ትርጉም ትብል ዝነበረት፡ኤርትራዊ መቦቆል ስም ምኳኑ ኢዩ። ኤርትራና መቦቆል ወዲ ሰብ ኢያ። ናይ ቡያ፡ኣዱሊስ፡ቆሓይቶ፡በለው ከለው መጠራ ወዘተ ኣፍልጦ እንተለካ ዘረባይ ሓዘኒ። ብዙሕ ስልጣነ ወዲ ሰብ ኮነ ኣስማት ብግሪክን ላቲንን ተጻሒፉን ተተሪኹን ኢና ንዕዘብ። ስለዚ ቅድሚ ስልጣነ ግሪክን ላቲንን ፡ናትና ናይ ባዕልና ኣለና ኢዩ እቲ ነጥቢ።ሙሴ ንእስራኤላውያን ካብ ግብጺ ብፍቓድ ፈጣሪ፡ ንባሕሪ ኤርትራ ብበትሩ ብምህራም ኣብ ክልተ ሰንጢቑ ኣብ መሬት ረጊጾም ተሳጊሮም። መ/ም ድማ ዝብሉ ዘለው፡ግሪኽ ኣብ ኤርትራ ኮነ ግብጺ ነይሩ ኣይፈልጥን ኢዮም ዝብሉ ዘለው እምበር ነቲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትርጉም ኣይቀየርዎን።ስለዚ ናይ ባዕልና ቋንቋ ኢዩ ኢዮም ዝብሉ ዘለው።መብዛሕቲኡ ግዜ ምዕራባውያንን ኤውሮጳውያንን ነቲ መቦቆላዊ መንነትና ናብ ናቶም ብምቕያር ከም ናቶም ገይሮም ይጽሕፍዎ ኢዮም። ህዝቢ ዓለም ድማ ናቶም ገይሩ ክወስዶ ጸኒሑን ኣሎን። ታሪኽና ክዝንቶን ክጸሓፍን ካብ ወሎዶ ናብ ወሎዶ ክሰጋገርን ከሎ ዝያዳ ክንነቕሓሉ ኢና። ስለዚ 9 ቋንቋና ኣብ መጽሓፍ ቅድስን ቁርኣንን ክህሉ ናይ ግድን ኢዩ።
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрын
@@WarsaYYikealo1249 flet zeleka tmesl kemeu wun Nay hagerka tarik tfelt eika tmesl kabakan kemzi kemakan mstemaharna niarna hanti xegem zela gn nezi zelo sroat tdgfo eika tmesl Xbuk flet nahaleweka bkemey tdgfo aleka hanti zeynfelt keman nateredaeana Zhawey
@freebusta123
@freebusta123 Жыл бұрын
The church in Mesopotamia is called the Church of Charres. The Monk who built it and established is Saint Abraham Bishop of Charres. He was from Cyrrhus in Syria. He was a hermit in Lebanon. He eventually faced a lot of persecution converting the Mesopotamians. Saint Abraham of Charres and Abraham the prophet in the Bible should not be confused. Charres and Cheren are two different names. Based on his explanation. Charres became Cheren over time.
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 Жыл бұрын
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
@messibarsa4832
@messibarsa4832 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤keren❤❤❤❤❤
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 Жыл бұрын
My mother land keren with many historical places with many resources all around down there town or village even I did not see but our grandparents stores been told that have great history many thinks come out, Anseba is with many great man wonderful people like osptalty to other, if some complain about it many be you didn't know about valued people, you move to other countries stop complaining nonsense
@eritrea5289
@eritrea5289 Жыл бұрын
Kereney xibkti eritera Adea 9 💒❤️❤️🕌👈🏿❤️❤️❤️❤️❤️🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@JUSTICE-777
@JUSTICE-777 Жыл бұрын
I think the right meaning is the right from this Techear AFA GEBRE. To give you exactly the meaning of our HOLY BIBLE is written according the settlers of the people & their cultures also. So I strongly agree with this man & all names has meaning according the culture and their language is making sense, that is period. No one is to prove it except the people of settlers & their language meaning too.
@neghistyanderban6877
@neghistyanderban6877 Жыл бұрын
Kereney❤❤❤❤
@nahomalem-th3yf
@nahomalem-th3yf Жыл бұрын
Kereney xada tankes mamher
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
ኣብ መንጎ ትርጉም ከረንን ሓልሓልን ፍልልዩ እንታይ ኢዩ? ከምዝተረደኣኒ ሓደ ኢዩ ትርግሙ መስለኒ?!
@KushiticOYO
@KushiticOYO Жыл бұрын
Another evidence that Eritrea is the land of Kush.
@helennussur6454
@helennussur6454 Жыл бұрын
💞❤💞❤💞❤💞❤💞❤💞❤
@hassanhoye2027
@hassanhoye2027 Жыл бұрын
Hassawe eyu eze sebay
@yema6622
@yema6622 Жыл бұрын
How can I get the bebul memhir afa
@tesferedae9014
@tesferedae9014 Жыл бұрын
TSUBUK NAIBIHAKI😍🤩👍
@tesferedae9014
@tesferedae9014 3 ай бұрын
Ezom abona Afa Gebre zibluwo delowu bitaemi agedassi koinu yisimeani. Ashmat nai Eritra mis qanqa bilen ziwetse HAKINET delowo eyu. Entezimirmer tsbuk neru!.
@sanaytredae8445
@sanaytredae8445 Жыл бұрын
Kereni. Tsaaida. Bahafesha. Hagerina. Eritira. Hageri. Sematati. Merihaba Deki erey. Abona. Aidimeni tsianani Yahabikumi 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍🥰🌟🌿🌿🌿
@helennussur6454
@helennussur6454 Жыл бұрын
❤💥🇪🇷❤💥🇪🇷❤💥🇪🇷❤💥🇪🇷❤
@znkidmit
@znkidmit Жыл бұрын
Ewae
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Жыл бұрын
❤❤
@temesgengoytaye9212
@temesgengoytaye9212 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Жыл бұрын
መቃብር እንግሊዝ መቃብር ጥልያን፡
@mekseb456
@mekseb456 Жыл бұрын
Nay ዒላበርዕድ ባ ኣምጹ፡ከረነይ ጻዕዳ ናፊቀያ ኮ፡ኩሉ ትርጉም ግን ካብ ብሌን ጌርኩሞ ዓንሰባን ኤርትራ ግን ዳግመ ግምት ግበሩላ መምህር፡
@Animalstv8019
@Animalstv8019 Жыл бұрын
ንዒላበርዕድ ማለት ብትግረ ኮይኑ ዒላ ዒላ እዩ በርዕድ ከኣ ጻዕዳ ማለት እዩ ዒላ ናይ ኣሓ ጸዓዲ ማለት እዩ እቲ ዒላ ኣብ ዓዲ ቦስካል እዩ ኔሩ እተን እሓ ከኣ ዓዲ ሹማ እየን ኔረን
@liyamekonen6352
@liyamekonen6352 Жыл бұрын
My lovely place ዒላበርዕድ. ብፍላይ ካምቦ ዕባይ አንትርፎ ፍቕሪ ምፍልላይ ዘይፈለጥ ከም ሓደ ስድራቤት ኢና ነርና ሚስ ደቂ ካምቦ ዒላበርዕድ. 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@Animalstv8019
@Animalstv8019 Жыл бұрын
@@liyamekonen6352 ሓቂ እዩ
@bereketyshaq4904
@bereketyshaq4904 Жыл бұрын
በርዕድ ዓይነት ሕብሪ እዩ ዒላ ድማ ማይ ዝርከቦ ጉድጋድ እዩ ። በርዕድ ዝሕብረን ኣሓ ዝሰትያሉ ቦታ እዩ፡፡ ዒላበርዕድ ፡ ናይተን በርዕድ ዝሕበረን መስተዪ ማይ ወድሓንካ
@Animalstv8019
@Animalstv8019 Жыл бұрын
@@bereketyshaq4904 ጽቡቕ ኣለኻ ናይ ዓዲ ሹማ ኣሓ ባሕርን ሞንሱራን ይመላለሳ ስለ ዝነበራ ካበኤን እዩ ዝብገስ ዓዲ ሹማ ክብሉ ትሰምዕ ትከዉን ኢኻ
@eritreaweymot
@eritreaweymot Жыл бұрын
Yuba Ana rebi sfya yhabyeka
@user-kg7hk8zz4i
@user-kg7hk8zz4i Жыл бұрын
መምህረይ አይፋልኩምን ንባዕልኹም ተመሃሩ
@justamoment4333
@justamoment4333 Жыл бұрын
I respect his opinion, but his information is not based on any source, only his diligence.
@salahidris7705
@salahidris7705 Жыл бұрын
እዞም ኣቦ ኩላ ብብሌን ኢሎማ 🤣🤣
@World436
@World436 Жыл бұрын
N Eritrea b bilen eyu mis belu qebixeyom 😂😂😂
@salahidris7705
@salahidris7705 Жыл бұрын
@@World436 ይገርም መብዛሕትኡ ጌጋ ሓበሬታ
@astertesfe5701
@astertesfe5701 Жыл бұрын
Sik elka temahar denqoro
@paulostsegay3743
@paulostsegay3743 Жыл бұрын
Wela Eritrea milu 😊
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Жыл бұрын
@@salahidris7705 ኣይትሓዘሎም : መሐሰዊ መኣዲ ስለዝረኸቡ አዮም ዓጀውጀው ዝበሉ:
@aramtewelde3602
@aramtewelde3602 Жыл бұрын
ብዛዕባ ስም ኤርትራ ዝብል ተጋግኻ ኣለኻ። ኤርትራ ዝብል ካብ ኤርትርዮስ ዝብል ቃል እዩ መጽዩ ቅይሕ ማለት እዩ ትርጉሙ። ኢዚ ድማ ኣብ ቅይሕ ባሕሪ ዝርክቡ ቀይሕቲ ኣትኽልቲ ዝወጸ ስም እዩ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ውን ኣሎ። ግሪኽ ድማ ኣብ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ምልኡ ዓለም ፍሉጥ ዝነበረ ቆንቃ እዩ። ዝበዝሕ ኣስማት ውን ብግሪኽ እዮም ኣብ ዓልምና ንኣብነት ጆግራፍይ፡ ባይሎጂ፡ ኣርቶዶክስ፡ ወዘተ ዝብል ብቆንቃ ግሪኽ እዩ። ብዝያዳ ብቃላት ጥራይ ዘይኮነ ብቅርስን ክልእን ዝተሰነየ እዩ መርትዖ ዘለዎ ቆንቃ ግሪኽ። ኣፍርቃ ዝብል ንባዕሉ ብቆንቃ ግሪኽ እዩ። ንዝያዳ ብዛዕባ ግሪኽ ክንፈልጥ ታሪኽ ናይ ብዓል ኣተኒስ እስፓርታን ነንቢብ። ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱዝ መጀመርያ ብግሪኽ እዩ ውን ተጻሕፉ።
@zahaykassette8094
@zahaykassette8094 Жыл бұрын
ኤርትራ🇪🇷ኤርትራ🇪🇷ኤርትራ🇪🇷ኤርትራ🇪🇷ኤርትራ
@SilvanaBayray-cz3bp
@SilvanaBayray-cz3bp Жыл бұрын
Kereney🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 7 ай бұрын
ኣብ ብሉይ ኪዳን ቤተክርስትያን የለን : ቤተ ክርስትያን ብድሕሪ የሱስ እዩ ::
@akberetabraha4950
@akberetabraha4950 Жыл бұрын
merhaba kibur hawina Afa
@kerenasmara3479
@kerenasmara3479 Жыл бұрын
ቅድሚ ሰንሒት ምባላ ደኣ ቦጎስ ሓልሓል እንድዩ ዝበሃል ነይሩ፡ እዚ ሰብ ግን ኣመሳሲሉ እዩ ትርጉም ዝፈጥር ዘሎ፡፡
@yassinibrahimhamid7876
@yassinibrahimhamid7876 Жыл бұрын
Kab tinty eyu halhal bogos way hiji daka tibahal nera
@AHMED-hx1pz
@AHMED-hx1pz Жыл бұрын
oh nice to see you uncel Engineer Afa Merhaba yeker afa wadik nahabena kalenetika
@eyasuhajay5872
@eyasuhajay5872 Жыл бұрын
ዘስደምም መምህር ዓፋ ገብረ ንሽም ናይ በጎስ ሽም ሰብ ደቂ ቦጎስ ዝጠቅስ ኢዩ ከረን ዝብል ሽም ክርኝ ይእማን ወይድማ እምኒ ማለት ኢዩ ሓሶት ብብሊን እናበልካ ትሪኽ ብሊን ምጥፋእ ኢዩ ዕላማኻ
@hashimhash1978
@hashimhash1978 Жыл бұрын
Natu hasab eyu embar ab tarik ztmrkse aykonen
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Жыл бұрын
ከርን እውን ብጎቦታት ዝተዝከበት እንድያ ካቡኡ ዝወጸ ስም፡ኣይኮነን ድዩ
@abrahamhabte658
@abrahamhabte658 Жыл бұрын
ኣብታ ትርጉም ናይ ከረን ከምቲ መምህር ድበሎ ኪትከይድ ትኽእል ትኸውን ግን ከረን ብግእዝ ኮነ ብትግረ ጎቦ ማለት ስለድኾነ ሲ ኣነ ነታ ዳሕረወይቲ ስም ምተቐበልኩ።ኣብታ ዓንሰባ እትብል ድማ ዓይነ ሳባ እንተኾይና ናይመን ሳባ ትውክል ትኸውን ከመይ ሲ ከምዚ ኣብ ኣስመራ ማይበላ ማይመላጸ እንዳተባህለ ድጽዋዕ ደሎ ከባቢታት ወረርቲ ታሪኽና ንምዝንባዕ ዝተጠቕሙሉ ኣስማት ክንሱ ክሳብ ሕጂ ንንግስቲ ሳባ ዝተዋህበ ገርካ ይዝንቶ ኣሎ።ግን ዓይኒሰባ እንተኾነት ክሰማማዕ ክፍትን እየ።እንተኾነ ዓንሰባ መበቆላዊ ቃል ግእዝ ኮይኑ ዐንሰበ ካብ ዝብል ቃል ድወጸ እዩ።ትርጉሙ ድማ ከምቲ ኣስመራ ንደቀንስትዮ እትውክል ስም እዛ ዓንሰባ እትብል ድማ ተነበያ ማለት እዩ ትርጉማ ።ምኽንያቱ ብግእዝ ዐንሰባ ማለት ተነበየ ማለት እዩ።እታ ሰንሒት እትብል ቃል ድማ ከምቲ መምህር ድበሎ ኢድካ ንቕድሚትን ንድሕሪትን እንዳዋሳወስካ ምኻድ ምሽናሕ እዩ ድበሃል ምስናሕ ኣይኮነን።ሰንሒት ድማ ካብ ግእዝ ወይ ኣገው ድመጸ ቃል ኮይኑ ርእሱ ብቕድሚኡ ስቕስቕ ድበለ ማለት እዩ።ኣነ ብወገነይ ወስ ኣቢለ ኣሎኹ እንተ ተጋጊየ ከኣ መኣረምታ እቕበለኩም።
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Жыл бұрын
ክቡር ሓው : ዶክሺኔሪ ናይ ግዕዝ ኣለካ'ዶ? ንሙኻኑ : እታ ቃል " ጎቦ " ካብ ካሎኦት ላህጃታት ዝተስረቅት' ያ ::
@hassanhoye2027
@hassanhoye2027 Жыл бұрын
Tehaba belo
@tesferedae9014
@tesferedae9014 Жыл бұрын
Nezi kulu turgumat kab Quanqa AGAW(AGEW)wesieka Likie Kflet AIYIKEALN EYU.Slemintay kulu ms QUANQA AGEW ZTEASASERE EYU ETI ASHMAT. EZI EYU ETI DEYESEMAMIE DELO. ATO MEMHIR GEBRE ZIBLO NAI AGEW KALAT YIGODLO ALO.
@mengistabtsegaye3394
@mengistabtsegaye3394 Жыл бұрын
I Think the meaning of Keren it makes sense but he is way off on the meaning of Eritrea. He needs to review his view on the meaning of Eritrea
@dkg4657
@dkg4657 Жыл бұрын
Regarding the name Eritrea, the ma is totally wrong. For fact, there is a region called Eritrea in 🇬🇷. Again, the Red Sea was also called Bahri Eritrea in old scripts and the bible. Ou region had strong connection with 🇬🇷 and there are plenty of evidence that show back up to that area with Like Adulis and others.
@meshave4172
@meshave4172 Жыл бұрын
With respect to your opinion, Eritrea name being in 🇬🇷 doesn’t make Eritrea name came from Greece! The holy Bible says Eritrean Bible but doesn’t tell Eritrea name came( given)from by Greece! This father is 82 years old and highly graduated at his time, I don’t agree 💯 but not reject it 💯 as well! But at least what he saying gives more sense than what I have learned!
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Жыл бұрын
ጽቡቅ ኣሎኻ : ደቀባት ሳሆን ዓፈርን " ዓዶ ላይ " ዝብልዎ :
@yassinibrahimhamid7876
@yassinibrahimhamid7876 Жыл бұрын
Ezi sabay zfalto yibulun ezi zoba anseba majamerta Halhal bogos(Daka) yibahal neru dahray mis tilyan mis maxe ni keren trah senhit eloma eti kali kisab hiji Halhal bogos eyu zbal Halhal bogos kab lalimba mis halafka eyu zibahal
@tesfalemteweldebrhan4313
@tesfalemteweldebrhan4313 Жыл бұрын
እቲ ባሕሪ ኤርትራ ዝብል ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ዞሎ ከድኣ ካበይ ዝመጸ እዩ??!!
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Жыл бұрын
ላሊ እንባሕ ኣበይቲ ጋኻ
@eyasuhajay5872
@eyasuhajay5872 Жыл бұрын
ተካል ስማዕ እንግሊዝ አፍራስ ይጋልብ ነሩ ቅድሚ እንግሊዝ እንታይ ይበሃል ነሩ ዕፋ ገብረ ? እንተትብሎስ መልሲ የብሉን ሓሶት ሓሶት ?
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Жыл бұрын
በላ ሰርባ ወይስ ባራያ ሰሪባ
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 Жыл бұрын
ሃለውሎው ይብል ኣሎ፣ ቭላ_ሰርቫ ዮ፣ ብጥልያን ኢዮ። ቭላ ቆንቃ ጥልያን ዪ፣ ብሰም ዋንኣ ድማ ኢያ ተሰምያ ዘላ
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 Жыл бұрын
He is telling the story he knows and this even our parents they was not born in that time, so don't give them.... This man he is old enough to be our grandfather we need just respect and learn the old names that may not even know some of people there,
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Жыл бұрын
@@nimrodgabriel2266 ቪላ ኣይኮነን ዝጽዋዕ ኣብ ከረን
@eyasuhajay5872
@eyasuhajay5872 Жыл бұрын
ንቦሳ ሽናራ ዝብል ልኪዕ ኢዩ
@eritreaweymot
@eritreaweymot Жыл бұрын
qedem tahtay anseba eyu zbehal neru
@Wedi_Lijam
@Wedi_Lijam Жыл бұрын
ኩላ ከረንን ዓሰባን በሉ ብሌን ቀይርዋ፥ን መድሃኔ ኣለም ቤተ ክርስትያን ክኣ ናይ ተዋህዶ ኢሉ ሓሊፍዋ፥መንክር እዩ።ብመሰረቱ ከረን ቅድሚ ብሌን ምምጽኦም መውዓሊን መስተዪ ማይን ከብቲ ትግርኛ እያ ኔራ።ብሌን ከም ቋንቋ ብገዛእ ሓይሉ ዘቅውም ሓይሊ ውን የብሉን ትግረን ትግርኛን ተደጊፉ እዩ ዝነብር።መም ዓፋ ፥ብናይ ገዛእ ርእሱ ሓሳብ እዩ ኣፈ ታሪክ ዝዛረብ ዘሎ።
@oapfilioapfili6270
@oapfilioapfili6270 Жыл бұрын
Ti zferdenes kefqreni aykilen IU??? Men ika mo user nebsi qedmi mezrabka dehriu Tay kemexie IU heseb . weshteka axrii hemaq ko aytezareben Alutawi mukan wetru ketalika IU
@Wedi_Lijam
@Wedi_Lijam Жыл бұрын
@@oapfilioapfili6270 መን ምዃነይ ኣገዳሲ ንዓኻ ዘገድስ ኣይመስለንን፡ እቲ ዝተባህለ ብ ሓደ ውልቀ ሰብ እሞ ድማ መወከሲ ጽሑፉን ዘይብሉ ዕላል እንዳ ስዋ ዝመስል ብዙሕ ሓቅነት የብሉን-ጭብጢ ውን የለን ። ናይ ታሪክ ተማራማሪ ኣይኮነንን፡ ብርክት ዝበሉ ዓበይቲ ዓዲ ከተማ ከረን ተሳቲፎሞ እንተዝነብሩ ዝኾነ ምኾነ፡ጋዜጠኛታት ውን ኣዋጣሪ ሕቶ ኣይሓተቱን ፡ ዝተባህሎም ጎሲሞም ጥራሕ ከይዶም፡ቅድመ ምዳልው ዝገብሩ ኣይመስሉን። ከተማ ከረን ነባሪኣ 1-4 ብሄር የጠቃልል፡ከምኡ ውን 4-5 ቛንቋ ዝዛረብ ህዝቢ ኣለዋ፡ ዝተዋሰበ ሕብረተሰብ ውን ዘለዋ ፡ ኮታ ስፍራ ብዙሓት እያ፡ንዓንደ ርእሱ ቀዳመይቲ ቤ/ት ኣብ ዓሸራ/ኣሸራ እያ ዝብል ቅኑዕ ኣይኮነን። ወደ ሓንካ
@oapfilioapfili6270
@oapfilioapfili6270 Жыл бұрын
@@Wedi_Lijam Kab be semit mezerab zekefie yelen endiu kemza heji zebelkaya tetxehf men ba metezarebe
@user-vq1bm1hr5v
@user-vq1bm1hr5v Жыл бұрын
Kkk😂😂😂😂😂
@user-rv7sw3tc7j
@user-rv7sw3tc7j Жыл бұрын
Halewlew zbezhe logic zeykone iyu
@helenaki18
@helenaki18 Жыл бұрын
Eritrea zebehal ketema alo ab Greek. Gen kemzi eyu zetsehfewo Eretria.
@user-cr6ir8nz2w
@user-cr6ir8nz2w Жыл бұрын
ሓሶት ጠቅላላ ዝተዛበዐ ታሪኽ::
@abdulrahimabdulkadir5936
@abdulrahimabdulkadir5936 Жыл бұрын
total wrong informations ℹ kulu blen turgum hibwo zbzhe bota turgumu b kanka tegre eyu 🤔
@lifeisbeautiful1250
@lifeisbeautiful1250 Жыл бұрын
Are you from Keren or Bilen if not you don’t have any say because you can’t tell him his history or story. You have Arab name 😂😂😂
@mg4734
@mg4734 Жыл бұрын
How come to get Tigre name in around Keren bro Tigre they only in city keren like another language
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Жыл бұрын
@@lifeisbeautiful1250 stop being silly here . The elderly man name is in Arabic.
@ahamedabdi3798
@ahamedabdi3798 Жыл бұрын
الأستاذ عافه قبر طبعا هو أستاذ ومعلم وأب أطال الله في عمره
@hashimhash1978
@hashimhash1978 Жыл бұрын
الراجل ساقط في التاريخ وقعد يزور التاريخ
@aboimran2348
@aboimran2348 Жыл бұрын
Eziyom abona nabehaqi lebam mestewali eyom thank you abona
@Asmara1991
@Asmara1991 6 ай бұрын
Please don't dilute the true Eritrean history. What you are saying about Eritrean history ìt reminds me of our neighbors tell about their fake histry of 3000 years of independence including our beloved country Eritrea and the Red Sea.
Evening News in Tigrinya for August 28, 2024 - ERi-TV, Eritrea
16:33
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 5 М.
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 13 МЛН
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 11 МЛН
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 3,7 МЛН
Get 10 Mega Boxes OR 60 Starr Drops!!
01:39
Brawl Stars
Рет қаралды 19 МЛН
ታሪኻዊ ህንጻታት ከረን |Historical landmarks of Keren - ERi-TV
20:51
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 24 М.
ERi-TV, #Eritrea - Lidet Special: Interview with Ato Michael Letensie, Veteran Asmarino
45:05
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 13 МЛН