🛑ተጠንቀቁ ✅ናይ ደም ካንሰር መልዐልታቱን ምልክታቱን well media

  Рет қаралды 6,027

Well media

Well media

Жыл бұрын

እዚ ጠቀምቲ ናይ ሓኪም ምኽርን ናይ ሳይኮሎጂ ሓሳባትን ዝቀርበሉ ቻነል ዩ ። subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ :: WELL
_______________________________
Disclaimer ; this channel does not promote or encourage any illegal Activities , all contents provided by this channel it means for Educational, advice, Entertainment and information Purpose.
_______________________________
#well_media , #ትግርኛ , ግብረስጋ , ሓዳር , #ፍቅሪ , ጥንሲ , ገንዘብ , ምግቢ , ጥዕና , ዓወት , love , fkri
make sure to subscribe to well media and turn on notification to stay updated with all new uploads. 🔔
#ዶክተርሻሮን #eritrea #tigrigna

Пікірлер: 13
@user-wm6jf4ii9n
@user-wm6jf4ii9n 5 ай бұрын
ኣምላክ ይሓግዘኒ
@kgt7ity298
@kgt7ity298 Жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሓወይ ኣነ እውን ልኾነ ነገር ክርኢ ተፀኒሐ ሰብነተይ ፈዝፈዝ ይብለኒ ኻላኣይ
@yuhtyuh9107
@yuhtyuh9107 Жыл бұрын
ክቡር ሓዉና አብዚአ ትሓባበረኒ መላእ ሰብነተይ ፅኪ ነገር ዕፍርር ነገር አብ ዉሽጢ ቆርበተይ አለኒ ብጥዓሚ ድማ ረስኒ ይገብረለይ የድክመኒ ጀማዉቲ ደመይ ክአ ፀሊም ነገር የርእየኒ ሕክምና ክአ ብቀሊሉ አይ ረክብን አብ ስዕዲ እየ ዘለኹ ፍቓድ ካአ የብለይን አስፍሕ አቢልካ ክትገልፀልና ብትሕትና ይሓትት ክዉር ሓዉና 👍❤️❤️❤️
@eastafricainformation2825
@eastafricainformation2825 Жыл бұрын
Nay gidin hikmna ktkedi aleki Teste kgebr delye beliyom normal eu
@helukonjo2116
@helukonjo2116 Жыл бұрын
Xbuq temhrti u thanks gen azika thwek aleka rge elak mharena pleas
@Well_Media
@Well_Media Жыл бұрын
ok❤️
@ksanettesfay6906
@ksanettesfay6906 Жыл бұрын
ኩቡር ሓወይ በጃኻ ኢዙኣ ተሓባበረኒ ብዘይ ምንም ምኽንያት ኣብ ሞንጎ ክሳደይን ማኣገረይን ሓብጥ ኣለኒ ካብ ዝሓብጥ ሓደ ዓመት ገይሩ ድሕረ 6 ወርሒ ድማ ነቲዑ(ኣፍ ኣውፂኡ) ግን ብኡኡ ኣየብቀዐን ሽዑ ሕበጥ ብደገ እዩ ነይሩ ኸዚ ግን ብውሽጢ እዩ እንኦ ኸዚ ኸዚ ድማ ርእሰይ ይዘረኒ ዕልውልው ይብለኒ ናብ ናይ ግሊ ሕክምና ከይደ ድማ ናብ ናይ መንግስቲ ሪፈር ኢሎምኒ ናብ ናይ መንግስቲ ሕክምና ንኸይከይድ ግን ኣነ ሕጋዊ ት ኣይኮንኩን ማለተይ ዓዲ ዓረብ እየ ዘለኹ እና ኩቡር ሓወይ እዚ ምልክታት ካመይ ትሪኦ?😥
@Well_Media
@Well_Media Жыл бұрын
ግዜ ኸይወሰድኪ ናይ ግድን ናብ ሕክምና ቦታ ብምኻድ ቸክ ኽትገብር አድላዪ ዘበለ መርመራን ኽትገብሪ ይግበኣኪ ም/ቱ ኣብዚ ትብልዮ ዘለኺ ብርኪ ንዝበጽሐ በዚ ብቀሊሉ ኽፍለጥ ይኹን ባዕልኺ ብቀሊሉ ኽትሕክምዮ ስለዘይትኽእሊ..
@ksanettesfay6906
@ksanettesfay6906 Жыл бұрын
@@Well_Media እሺ ኩቡር ሓወይ ብልቢ እየ ዘመስግን❤️🙏
@meleyberhe4132
@meleyberhe4132 Жыл бұрын
Selam niaka hawey b zaba piriformis syndrom ke bekibretka entay tiblena ? Yekeniley !
@sgenaywedimk7468
@sgenaywedimk7468 Жыл бұрын
መልሲ እባብራዘረይ🙏🙏🙏
@lidyayemane6887
@lidyayemane6887 Жыл бұрын
Selam hawey brash snka ktgebr keleka dem ete demyu nay cancer mlkt trah dyu
@sgenaywedimk7468
@sgenaywedimk7468 Жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሓወይ ተገዲስካ መልሰለይ አብ ጡቦይ ቅድሚ 5 ወርሒ ፅክታት ወፁኒ ወርሒ ከይ ፀንሐ ክአ አብ ነብሰይ ዝርከብ ፅክታት ኩሉ ይሕመኒ ካሰር እተዝኮን አብ ጡቦይ ምንም ፀገም ከየብፅሐ ናብ ኩሉ ነብሰይ ክዝርጋሕ ይክእል ዶ?? ምንም ዓይነት ምልክት የብለይን ሓደ ሓደ ግዜ ይሕመኒ እዩ ነብሰይ ግን ሓደነገር እተነኪእኒ ማራ እዩ ዝቀይሕ ይዕፅምተይ ወን ማራ እዩ ቆሲሉ ገለ እተወቅዑኒ አይፃወርን እየ ማለተይ እዚ ዝጀመረኒ ድማ ማንም ሓኪም ከይ አዘዘኒ ናይ ቫይታሚን D ከንና ከንና ምስ ተጠቀምኩ እዩ ጀምሩኒ በጃካ ሕክምና ከይ ከይድ ወረቀት ዘየብለይ ኮይነ ሓደገኛ እተኮይኒ ሕማመይ ግን ዋላ ንተሓዝ ሕክምና ክከይ ድ ምእታን ተገዲስካ መልሰለይ አስፍሕ አብልካ ብስም ድግል ማርያም ሓወይ ካብ ግዜካ ተፀገመለይ🙏🙏🙏🙏🙏
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,2 МЛН
Cool Items! New Gadgets, Smart Appliances 🌟 By 123 GO! House
00:18
123 GO! HOUSE
Рет қаралды 17 МЛН
ምልክታት ሕማም ሽኮር
10:29
Tesfalo
Рет қаралды 23 М.
ጠንቂ፣ሳዕቤንን ኣገባብ ምክልኻልን ሕማም መንሽሮ!!!
10:38
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 3,6 М.
ሩታ የእርግዝናውን መልስ ሰጠች.አብርሽ ደስተኛ ሆነ🙈❤️
21:46
He understood the assignment 💯 slide with caution x2
0:20
Carlwinz_Official
Рет қаралды 26 МЛН
19 июля 2024 г.
0:20
мишук круглов
Рет қаралды 7 МЛН
Выйграли Много Денег с Сыном
0:55
Карман
Рет қаралды 8 МЛН
Пранк над Махачевым🥶
0:19
FERMACHI
Рет қаралды 9 МЛН
Никогда не убивай это существо! 😱
0:28
Батя в общественных местах 😇
0:46
Время горячей озвучки
Рет қаралды 2 МЛН