ተዋሳኢት መልሲ ድራማ ሶልያና ገዓት ፕሮግራም።

  Рет қаралды 24,397

Wina entertainment

Wina entertainment

4 ай бұрын

እነይ ማርያም ሎቖታ ጥሕኒ ይግበራልኪ።
ሶሊ (ኤልሲ)

Пікірлер: 134
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 4 ай бұрын
ኣሰይይይ ብጣዓሚ ዝፈትዋ ተዋሳኢት ዓይኒ ትግራይና ዝኾነት ኮኮብ ብርሃን ገፃ ብሰላም ማርያም ተገላግልኪ 🙏🙏ምቅርተይ እንዃዕ ደስ በለካ ሓድጉ ( ኣብርሃ እዳ ገሬ እሙን ተዋሳኣይ )❤❤ ❤
@KahsaGebre
@KahsaGebre 4 ай бұрын
ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ማዓረይ ንኩለኩም ንዛፅሕፍቲ ተንብቡን ዘይሓሰብኩሞ ሓጎስ ይፍጠረልኩም💕ጀማሪት ሓፍትኩም እየ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ😍🙏
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 4 ай бұрын
ብምጭፋር ድያ ትምስገን ኮይና ባ ማርያም ብዝኮነ ብሰላም ትገላግልኪ🙏❤
@AhdhhdTtts
@AhdhhdTtts 4 ай бұрын
ሰበቲ ኣብራሃም ዓዲ ኣያ ዛብራኣብርኹ ሓጎስ ብሓጎስ ኾይኑ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-rk4nq6bx4m
@user-rk4nq6bx4m 4 ай бұрын
ክፈትዋ ኣነስ አልሳ ብሰላም አደይ ማርያም ትገላገልኪ 💕❤️💕💕🎉🎉🎉
@user-nu2ki7ld5w
@user-nu2ki7ld5w 4 ай бұрын
ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ መዓረይ❤
@merry3709
@merry3709 4 ай бұрын
ኣዴይ ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ መዓረይ
@ashufkir8839
@ashufkir8839 4 ай бұрын
ስበይቲ ኣብርሃም ድያ 💗💗💗💗💗💗💗💗💗
@TDF316
@TDF316 4 ай бұрын
ርህርተ ህሊና እመቤታችን ድንግል ማርያም ብሰላም ተገላግልኪ እምበይተዋይ❤❤❤❤❤❤ኣብርሃመይ እንኳዕ ደስ በለኩም ዳ ገሬ እሙን ሓጎስ ብሓጎስ ኮይና❤❤❤❤❤
@TDF316
@TDF316 4 ай бұрын
@tiemtitgray1 ጌረልኪ እየ ፀኒሐ እምበይተዋይ❤❤❤❤
@user-cf6ez6iq4u
@user-cf6ez6iq4u 4 ай бұрын
ኣደዋይ ማርያም ርህርህተ ህልና ብሰላም ተጋላግልኪ ምዕርግተይ ከመዴታታ❤👏💚
@user-hy5yq9ql7h
@user-hy5yq9ql7h 4 ай бұрын
ብሰላም ትገላግኪ ወላድት ኣምላክ ግንሲ ባህልና ጌሩ መስመሩ ዝስሕት ዘሎ ቀደም ንፈልጦ ገዓት ፈረቃ ተበሂለን ይፅወዓ ኣደታት እሞ በሊዐን ተማህሊለን እየን ዝከዳ ንፈልጥ ናይ ሎሚ ግን ብቃ መርዓ ድዩ ገዓት ፈጣሪ ይቅረ ይበለና ብዝኮነ ደጊመ ሰላም ትገላግልኪ 🙏🙏🙏
@user-rg9zb6oz5s
@user-rg9zb6oz5s 10 күн бұрын
አደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ሰልተይ👏❤❤❤❤
@SelamGeramy
@SelamGeramy 4 ай бұрын
እነማርያም ብሰላም ያጋላግላኽ ማዓረይ ሓዳሽ የአና ስብስክራይብ ግቦርለይ ደቅነይ 🎉❤🎉❤🎉❤
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 4 ай бұрын
በሰላም የጋላግላ ዛመተይ ሙናዋይ ናይክውን የርእየና ፅጋበይ❤
@YordiLove-fz5lx
@YordiLove-fz5lx 4 ай бұрын
ድግል ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ🙏🙏🙏 ዛሓፍተይ💋💋💋
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 Ай бұрын
አመብርሃን ብሰላም ትገላግልኪ መዓረይ ❤️😍😘😍
@user-yw6dr5lr6q
@user-yw6dr5lr6q 4 ай бұрын
ብሰላም ተጋላገሊ❤❤❤❤🎉
@user-bj3zw1zs2u
@user-bj3zw1zs2u 4 ай бұрын
ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ምዓረይ❤❤❤❤
@merimengstu5228
@merimengstu5228 4 ай бұрын
ማርያም ትገላግልኪ ምዓረይ🦋❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@mmmarketing5683
@mmmarketing5683 3 ай бұрын
ሰይሰይ ሰልዋ ላባኪ ይሕወሰና መድሀኒአለም አቦይ ብሰላም ይገላግልኪ ሙናዋይ አሐጒስና እስኪ ሑፁይ ተሎ ጨነቀና ኮ በሊባ ቊምነገር ግበሪ ቊምነገረኛ ለባም ትመስሊ ትርኢትኪ ቶሎባ ሐዳርኪ ግበሪ ሐፍተይ
@AynalemAbreham-gb8ub
@AynalemAbreham-gb8ub 4 ай бұрын
Tigerawaynet kubur meninet Tegaru jeganu konaju tseruyat zerei mekibereti bahilom 👉💊💊💊💪💪💪💛❤️💛❤️💛❤️🐅🐅🐅🫡🫡🫡😘😘😘💞💞💞🥰🥰🥰👌👌👌🫠🫠🫠
@galberha
@galberha 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብለኒ ቆላዓ ሳልያና ሽኮርና❤🎉
@galberha
@galberha 4 ай бұрын
ብደሰታ ገብረኺ ማዓርይ በርትዒ
@AbrhamChahmay
@AbrhamChahmay 4 ай бұрын
​@@galberhaብሽማ ገረልኪ ንዓኪ እዉን🎉🎉🎉🎉🎉
@galberha
@galberha 4 ай бұрын
@@AbrhamChahmay yena mar
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd 4 ай бұрын
ማርያም ብሰላም ትግላግልኪ ምዓሪይ❤❤❤❤❤❤
@user-rv1jn5vt2d
@user-rv1jn5vt2d 4 ай бұрын
Seluy maryam tgalaglki❤❤❤❤❤❤❤ gn komziy aybahalnan ab geleb giatka alilka merikka ayu zkyed mera tegnyus goyla ageb bahlna aynetfa amo kea xom arbea mdrs goyla aygbern abeyti anshti ageb zeybla. Bxgabna azukulu muat werdnas hezike zeyneamahaysh amokaa ab tgray hzbna ab xebeba ankelo atekialna atu techgiru zolo hzbi nhagz ahwatey
@aaff882
@aaff882 4 ай бұрын
እመብርሃን ብሰላም ትምፃእኪ ሰሉ❤❤❤❤❤
@haymihabeshawit9991
@haymihabeshawit9991 4 ай бұрын
ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ፅሪተይ❤❤❤
@user-rv1jn5vt2d
@user-rv1jn5vt2d 4 ай бұрын
ካብ መጅሙዕ እያ መጅሙዕ ድያ ወሊዳ.
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 2 ай бұрын
ግን ናይ ብሓቂ ጥንሲ ተኮይኑ ከምዙይ አይኮነን ዝግበር እመብርሃን አደይ ሓደራኪ ብሰላም ምፅኒ ብሰላም አጋላግልኒ ኢልካ እዩ ዝልመን እንበር ጭፈራ፣ሙዚቃ ዳንሲ አየድልን ነይሩ እመብርሃን ብምሕረታ ትጠምትኪ
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 4 ай бұрын
እመብርሃን ብሰላም ትቅረብኪ❤❤❤❤❤ሳብስክራይብ በሉኒ ሓላላተይ🎉
@AzebyouTube
@AzebyouTube 4 ай бұрын
ኣቤት ብሞዝሙርያ ተዝምስገን ፅቡቅ ነይሩ ✝️✝️ዋይዋይ ኣብ ድራማ ካብ መጅሙዕ ጠኒሳ ተዋሲኣ ኣብዚ ከዓ ናይ ብሓቂ ጥንስቲ ብሰላም ይገላግልኪ ግን ኣብ 2 ሰሙን እየ ሪኣዮ ንሙና ገዛ ጋሻ እየ ሕጂ ሳብስክራይብ ገይረያ ናይ እዉን እማ ኩሉኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ልዋታት ደቂ ዓደይ ❤️
@jge7tye640
@jge7tye640 4 ай бұрын
ማርያም ብሰላም ትምፃእኺ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-nu7mc7cg4l
@user-nu7mc7cg4l 4 ай бұрын
Bselam ygelaglki maarey❤❤❤
@user-ce3in3we5f
@user-ce3in3we5f 3 ай бұрын
ብሰላም ማርያም ተጋላግልኪ ፍትውተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-pp5oj5po2w
@user-pp5oj5po2w 4 ай бұрын
ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ ዝያዳይ
@user-wt4jb3lc3y
@user-wt4jb3lc3y 2 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ድያ ጠኒሳ ዝሮ ብሰላም የጋላግላ 😷🙏
@gullala4624
@gullala4624 Ай бұрын
😂😂😂
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 4 ай бұрын
ብሰላም ተጋላገሊ ዋ. ካብ መን ጠኒስኪ
@raass8741
@raass8741 4 ай бұрын
ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ምቅርተይ❤❤❤❤🎉🎉
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 4 ай бұрын
ሙናየ ናይክባ አርእይና መርዓ❤
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 4 ай бұрын
ኣደይ ማርያም ብስላም ተጋላግልኪ ማዓረይ❤🙏
@fatemhhfatemhh8076
@fatemhhfatemhh8076 4 ай бұрын
ኣዴይ ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ መዓረይ❤❤❤❤
@wbb4sq
@wbb4sq 4 ай бұрын
ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ ፍቅሪየ ❤❤❤
@FreDanial
@FreDanial 3 ай бұрын
Adey maryam bselam tmtsaeki seluye mearey
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 2 ай бұрын
ካብ መጅሙዕ ድዩ ወዮ ዝነበረ ብሰላም ትገላገለኪ እመብርሃን ክብረተይይይይ
@user-pk2qy9lm3n
@user-pk2qy9lm3n 4 ай бұрын
ዊንታየይ ፅብቅቲ ናትክለ ከምዚ ኢልኪ የርእየና ዛወለላይ
@binyam1578
@binyam1578 4 ай бұрын
እሞ ከዓ አብቲ አማኒ ሃገር እዝግዮ ነቲ ሐድሽ ዎሎዶ እንታይ ንምትሕልላፍ እዩ ናይ መርዓ መሲሉ እዋይ ክንደይ ብጥምየት ማሲኑ ዘሎ ንዕኡ እንተዝዕደም ምሐሸ እቲ ጸገም አብቲ ጨጉሪ እዩ ዘሎ እቲ ጸገም።አብርሃም ንፈትወካ ኢና🎉
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 4 ай бұрын
እመብርሃን ብሰላም ትምፃእኺ ኣብራህም ድዩ ስብኣያ ጊን
@greattigray5290
@greattigray5290 4 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርተይ❤❤❤🎉እግዚኣብሄር ብሰላም ይገላግልኪ
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 4 ай бұрын
ኣስይ እድብቲ ከም ኣደታትኪ ከጥዕመልኪ ማርያም ብስላም ትገላግልኪ❤❤🎉🎉
@user-dz6lv5dc9g
@user-dz6lv5dc9g 4 ай бұрын
Beselam yegelagilki maryam msaki tikun 🎉🎉🎉❤❤❤
@maregk4154
@maregk4154 4 ай бұрын
Adey Maryam musaki tikun 🙏
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 4 ай бұрын
እመ ብርሃን ብሰላም ትምፃእኺ ሶሊ ሽኮር🙏❤💛
@89946
@89946 4 ай бұрын
ኣደይ ማርያም ብሰላም ተገላግልኪ❤❤❤❤
@fotofoto378
@fotofoto378 4 ай бұрын
አረ ዝባህሊ እዙይ ኣጥፋኣልና ታይዝባሃል ጉድ እዩ ዝዘመን እዙይ ዚነገር እዙይ ባዕዳዊ ምኾኑስ ትፈልጣ ዲኽን ኣትን ኣሓተይ ታይ ዝባሃል ዘመነ ዕብዳን ዝኾነ ግዚየ እዩ ኣምላኪ ሆይ እንገብሮ ኹሉ ኣይፈልጣይ እሞ ይቅር በለልና
@Yrd.FkrFkr
@Yrd.FkrFkr 4 ай бұрын
ብስላም ተጋልግልኪ ስልየ❤❤❤
@aotali8812
@aotali8812 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ዋው
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 4 ай бұрын
ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋለግልኪ❤❤
@bkfk-nh4xg
@bkfk-nh4xg 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤እመብርሃን ብሰላም ትገላግልኪ እዝውቲ❤
@user-ob4tn4vz5r
@user-ob4tn4vz5r 4 ай бұрын
ማሪያም ብሰላም ተጋላጋልኺ🙏🙏🙏🙏
@mimochahin1335
@mimochahin1335 4 ай бұрын
እመቤቴ ብሰላም ትገላግለኪ ማዓረይ❤❤❤😂 እልልልልልል
@user-rv1jn5vt2d
@user-rv1jn5vt2d 4 ай бұрын
ሰሉ ኣነስ ክፈተዎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gb1hu2ns5j
@user-gb1hu2ns5j 4 ай бұрын
ማርያም ብሰላም ትግላግልኪ❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 4 ай бұрын
ኣይ ዝባህልና ግን ላበዮይ ገፁ እዪ
@user-hy5jn2eb2b
@user-hy5jn2eb2b 4 ай бұрын
Congatulations! Are you going to name the baby name መልሲ😂
@Tigray341
@Tigray341 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ድዩ መጅምዕ ኣጥንስዋ😌😂❤
@SelamDestalem
@SelamDestalem 19 күн бұрын
እስይ
@kdsankds2141
@kdsankds2141 4 ай бұрын
ብሰላም ተጋላግልኪ❤❤❤
@user-cc3wf9sv2j
@user-cc3wf9sv2j 4 ай бұрын
ላይብሓቂ ዶ ኮይኑ ዎዮ ጥንስ እመብራሃን ብሰላም የጋላግላኽ ግን ብመዝሙር እና ብናይ አዴታትና ወደሳ እዩ ፅቡቅ ከምዝይ አይባህልናን
@user-jl2fr5nx9w
@user-jl2fr5nx9w 4 ай бұрын
ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ ማዓረይ ❤❤ ግን ወዲ ዙሞጁሞዕያ ሞጁሞዕ ድዩ ዊንቲየይ 😂😂😂
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 4 ай бұрын
ማርያም ብሰላም ትገላግልኺ ግን ባህልና ድዩ ኾይኑ ኣብ ገለብስ ከምዚ ይግበር ዋ ኣብ ጥንሲ ጓይላን ዳንኬራን 🤔
@gullala4624
@gullala4624 Ай бұрын
አነሲ ሪእ አይ ፈልጥን ከይተወለደ ድግስ ጋዓትዶ ገለዶ
@Shewit_Brhane
@Shewit_Brhane 4 ай бұрын
ማርያም ብሰላም ተገላግልኪ ❤🙏 ሳብስከራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤❤
@TamratTube67
@TamratTube67 4 ай бұрын
ገይረኪ ዋ ሳስክራይብ ናዓይ እውን ግበርለይ❤
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 4 ай бұрын
ሶልየ ማርያም ምሳኪ ትኩን ሰብአያ መን ይከው? ፅብቅተይ❤❤
@habssaby4061
@habssaby4061 4 ай бұрын
ደስ ብሃሊ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Samriye10-10
@Samriye10-10 4 ай бұрын
ዊንታየይ ሞጅሙዕ እዚ ሞጅሙዕ ድዩ ኣጥኒስዋ😂😂😂😂😂
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 4 ай бұрын
😂😂😂
@binyam1578
@binyam1578 4 ай бұрын
ብሰላም ዝወጻኪ ተመስገን👏🧸🌻ግን ናይ መን ባህሊ እዩ???አብ ግዜ ጾም ን⛪️ጽዮን😭አትን እኖታት ዓገብ ዘይትብላ ጋይላ ❌
@aasaas7284
@aasaas7284 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@mebrhitmebrhit6945
@mebrhitmebrhit6945 4 ай бұрын
❤❤❤
@FerFerFe
@FerFerFe 4 ай бұрын
ማርያም ብስላም ተመፃኪ❤❤❤❤❤
@lemlemwoldegerima3598
@lemlemwoldegerima3598 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-ir5gu1xs9u
@user-ir5gu1xs9u 4 ай бұрын
አደይ ማርያም ብሰላም ተጋለግልኪ ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤❤❤❤❤
@user-lq6gf3mv1c
@user-lq6gf3mv1c 4 ай бұрын
ዋይ ምን ዶ ኣጥኒስዋ እረ ሞና በይንኺ ቃሪኺ
@weynigaltewahdo2854
@weynigaltewahdo2854 4 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ጠቅላላ ክጣፍእ ዘሎው( ገዓት! ጋልኩም ሃብና፣ ባባ ሻውር፣ መርዓ ድዩ ዋልስ ታይ እዩ ገርምና እኾ ኣቱም ህዝብ🤔 ባህልና ይጣፍእ ኣሎ ናይ ዓዲ ሰለስት እናምጻእኩም ህውከት🚫❌
@winaentertainmentt
@winaentertainmentt 4 ай бұрын
ገዓት (መቦቓቡቕ እነይ ማርያም) እናተብሃለ ካብ ወለድና ላተኸበረ መፅዩ እዩ ሓፍተይ
@weynigaltewahdo2854
@weynigaltewahdo2854 4 ай бұрын
@@winaentertainmentt እዝይ ካም ናይ ወለድና ዘይክነ እሞ ወለድና መንደር ይእክብ እም ገዓት ተሰርሑ ይብላዕ ምስ ተበለዕ ዕልልልል እልካ መርቀን ይከዳ ናይ መጃመርያ ወልድ እዩ ካምእ ዝግበር ናይ ለሚ ካኣ 2(3(4(5 ልወለደት ገዓት ኣብየንይ ባህልና ኣሎ እዝይ ሸቅጥ ይባሃል ባህሊ ምክባር ዘይክነ ባህሊ ምብልሻው እዩ።
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 4 ай бұрын
​@@weynigaltewahdo2854ናይ መጃመርኣ እዪ
@user-pk2qy9lm3n
@user-pk2qy9lm3n 4 ай бұрын
​@@weynigaltewahdo2854እዚኣ ኮሞ ቦካር እያ ሰበይ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 4 ай бұрын
በሓቂ ዘይ ባህልና.
@Aass-fj3lj
@Aass-fj3lj 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@fghj8086
@fghj8086 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-cv5mn4dj2s
@user-cv5mn4dj2s 4 ай бұрын
🎉🎉🎉
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 4 ай бұрын
ኣንታ ታይ ጉዱ ኩልኽን ብማንካ ብኢድክን ዘይትበልዓ? ወይ ነናይ ባዕልኽን ምወሰድክን ገዓት ዶ ብሓባር ብማንካ ይብላዕ እዩ?
@user-ob2tl5ym3y
@user-ob2tl5ym3y 4 ай бұрын
እመ ብርሃን ብሰላም ትምፃእኪ ፅጋበይ #ሳስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ማዓረይ
@user-ok7oy5nj1w
@user-ok7oy5nj1w 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sabai12167
@sabai12167 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hamraethyopia4841
@hamraethyopia4841 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-wc3fd8zt4c
@user-wc3fd8zt4c 4 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ur3xs8dn4b
@user-ur3xs8dn4b 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 4 ай бұрын
🥰🥰🥰🎉🎉🎉
@zinbfjh7267
@zinbfjh7267 4 ай бұрын
ብሰላም ይገላግልኪ❤❤ ግን ክብራተየ ካብ መአዘ እዩ እዚ ባህሊ?አየ ድካ😢
@ShashoGobroa
@ShashoGobroa 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@yiitui5517
@yiitui5517 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 4 ай бұрын
ክብርተይ በሰላም እመብራሃን ተገላግሊኪ❤🙏 ግን ናይ ወላዲተ ኣምላክ መዝሙር ናይ ትራሓስ ሓፍታና እዩ ክግበር ዝግባኢ ?በተለይ ተጋሩ እናባሃል ሕ/ሰብ ናይ መዝቃ ሸዋሃትና እንበር ናይ መዝሙር ሸዋሃትና ተዓፃዩ እዩ ዘሎ ኣሕዋት ልብ ንግበር ያኣክል ዕንደራ😢
@FreDanial
@FreDanial 3 ай бұрын
😍😍😍😍😍
@user-lw2gy3or7v
@user-lw2gy3or7v 4 ай бұрын
እረ ኣብራሃም ዶ ነበረይ ስባእያ😔
@aaff882
@aaff882 4 ай бұрын
ጋይስ ክሓተኩም እባ እዚ ባህሊ ናይ ኣበይ ዓዲ እዩ ባ መልሱለይ
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 4 ай бұрын
ባህልና ይጠፍእሎ
@Hareg675
@Hareg675 4 ай бұрын
ጋዓትስ ዝገብሩ ከባቢ ኣለው ናይ 6+ወርሒ ዝኾና ዓባይ ሰበይቲ ይግበር እዩ ኢለናኒ ነይረን እዚ ግን ፋሽን ሸንዳድሕ እዩ ኣይናትን😢 ብሱሩ ኸ ኣይጥዕመልና ብዚ ሀዚ ሰብ ብጥምየት እናረገፈስ እዚኦም ክዓ😢ልቦና ይሃበና😥🙏
@binyam1578
@binyam1578 4 ай бұрын
ናይ መን ክንብሎ ናይ ዋላ ሐደ።ናይ ቲክቶክ ☺️አብ ጾመርብዓ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 4 ай бұрын
ይገረሞ እዪ
@Hiwethaile-ir4rv
@Hiwethaile-ir4rv 2 ай бұрын
ምንም ግን ደስ ኣይብልን ካብ ባህሊ ዝወፀእዩ
እንደማይወዳት ነገራት ለሚዲያ ብቻ ነው የፈለኩሽ አላት
16:44
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 112 М.
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 9 МЛН
Sigma Kid Hair #funny #sigma #comedy
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 34 МЛН
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
00:49
Yoeslan
Рет қаралды 40 МЛН
part'1"Eritraen Wedding ዳዊት ጸጋይ ምስ ኒያት ምስጉን ፡ tedros kahsay - (xaedu) ዓዲ ኣሮሞ & ነድወ'in addis abeba
31:07
Adna YouTube chanel ዓድና ዩቱብ ቻነል ( ዳዊት ጸጋይ)
Рет қаралды 16 М.