"እታ ቪድዮ ክርእያ ከለኹ፡ ኩሉ ግዜ ይበኪ:ሓዚለ ዘዕበኽዎ ንእሽቶ ሓወይ ስለዝኾነ" Alem Abraha

  Рет қаралды 98,750

FaNus NetWork

FaNus NetWork

4 жыл бұрын

Пікірлер: 695
@jwow8821
@jwow8821 4 жыл бұрын
ዩኤል ብጣዕሚ ዓቢ ሰብ ኢኻ :: ኣብዚ ታሪኻዊ ወርሒ : ወርሒ ሰነ ሰማእታትና እንዝክረሉ ከምዚ ዓይነት መደብ ሒዝካ ምምጻእካ ብጣዕሚ ዝንኣድ ኢዩ :: ዓመት መጸ ሽምዓ ኢና እነሕልፎ :: ሽምዓ ምውላዕ ዘይኮነስ ቃልና ኣሐዲስና መብጽዓኦም ምስ እንሐድስ ጥራሕ ኢዩ ጻምኦም ዝኽፈል :: በዚ ኣጋጣሚ ነተን ካልኦት መራኸቢ ብዙሃን መደባተን ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ጉዳያት ንኸተኩር ለበዋይ የቅርብ :: ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊ ንኸይርሳዕ ኣብ ቅነ ጉንበተ - ሰነ ጥራሕ ዘይኮነስ ኩሉ ግዜ ቀጽሎ :: እዚ ታሪኽ እዚ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ታሪኽ ኢዩ :: ኣጆና ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ቀረባ እዋን ብውልቀ - ሰብ ዘይኮነስ ብቅዋምን ልዕልና ሕግን እትምሓደር ሃገር ከነቅውም ኢና :: ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና "" " ሕግን ፍትሕን ይንገስ ምልኪ ይፍረስ "
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 жыл бұрын
Hanti medeb ab hade semun intetekirib xibuk neru , yuel hawey
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 4 жыл бұрын
@@shabaymender9126 : Merhaba kubur haw. Neza nay 20 ele zigebro zelelu fuluy medeb eyu. Ember subuk aloka.
@meleymeley8215
@meleymeley8215 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝንኣድ ስራሕ ኢዩ ብሓቂ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ብሓቂ ዩኤል ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ነዞም ታሪክ ሰርሖም በጃ ዝሓለፉ ክንዝክሮም ግዝይኡ ኣወፍዩ ድቃስ ዘይብሉ ውሃ ዝብል ስራሕ ዝሰርሕ ዘሎ።
@emanuelewayhezbi591
@emanuelewayhezbi591 4 жыл бұрын
Thanks
@wediakriaasefaw3412
@wediakriaasefaw3412 4 жыл бұрын
ሂወትና ኽፊልና ምንባር ዝሳኣና ህዝቢ ኢና ሞ ኣምላኽ ብምሕረት ይጠምተና፡ ስዋኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ኢኹም፡፡
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ኣሜን!
@ghideygebremichael6741
@ghideygebremichael6741 3 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/g8eBpMalrNLRpIk.html
@nomore5845
@nomore5845 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርኪ ገሊጽክዮ ሓንቲ ንስኺ ብኹሉ አገባብ አዘራርባ ብጣዕሚ ልቢ ዝመልእ ጽፉፍ አቀራርባ ከማኺ ኣይረኸብኩን። ስዉኣት ድማ ኩል ጊዜ ልብና እንዳ ነብዔ እዩ። ከማኺ የብዝሓዮ። 💕🌹
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
የቀንየለይ! እቲ ዝገበርዎ ዘይበርስ ዓንደመስቀል ታሪክ ኤርትራ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ። ስውኣትና ታሪኮም ነባሪ እዩ።
@emanuelewayhezbi591
@emanuelewayhezbi591 4 жыл бұрын
#ልዕሊ_ስውእ_ንጊዜኡ_ዝተጠቐመሉ_ዘሎ_ኣይመስለንን! ═┉✽🌹✽┉═❀🌹❀┉═🌹✽┉═ ☝ስውእ ምዝካር ማለት ብፍቅሩ ምቕጻል ማለት'ዩ። ንጽህንኡ ምርኣይ። ቅንዕና፡ሓልዮት፡ክብሪ ዘሪእካ ፍቕሪ ምህፋስ እምበር #ትንፋስ_ምምላስ ኣይኰነን። ህሉው ፍጡር 'ትንፋስ ምለስ' ኣይተባህለን። ሕድሪ ምሕላውን ሓላፍነቱ ምምስካርን ጥራይ'ዩ ዝሕተት። በጃ ብዙሓት ምዃን፡ሥስዐ ምስንዳው፡ ሱር በይነ-በይነው ምምሓው፡ ብደም ስውእ ፈሊሱ ዝዓንበበ ተኽሊ ብንዓይ-ንዓይ ክዕጸድ የብሉን። ደም ስውእ ጸበል ወፈራ ብዙሕ'ዩ! ✌"ህሉው ዓሻ ወመዳድርቲ ዝሞተ ጅግና ኣይኰነን። ዓሻ ብዕሽነቱ ህላውኡ እንተኸሓደ፡ ለባም ግን ህላውነቱ ህላወ መን ሙዃኑ ኣይስሕቶን'ዩ። ኣብ መትኒ ህሉው ደም፡ጅግና ኣሎ። ኣብ ህይወቱ ትስፋስ፡ ኣብ ስግኡ ደም ጅግና'ሎ። ደምን ትንፋስን ዝነጽግን ዝርስዕን ዓሻ ሰብ እንተ'ሎ፡ ሰብ ኣይንበሎ! 👌መስዋእቲ ሰናይ ግብሪ ሕሉፍ ክበሃል'ውን ይከኣል'ዩ። ንሕሉፍ ብዝግባእ ተጠቂምካ መጻኢ ምምጻእ'ዩ። ልዕሊ ስውእ ንሕሉፍ ብዝልዓለ ሰናይ ግብሪ ዝተጠቐመሉ ዘሎ ኣይመስለንን። ንጽባቐ መጻኢ ናትካ ሎሚ ደፊንካ ንመጻኢ ካልኦት መንገዲ ምዃን'ዩ። ልዕሊ እዚ'ኸ ፍቕሪ ይህሉ'ዶ፧ 🔔ኢየሱስ ብመስዋእቲ ገይሩ'ዩ ንህዝቡ 'ክሳብ ክብድዚ ኣፍቀርኩኻ! ዝበሎ"። 🔑ስውእ ኣብ ደም ህሉው በዓል እጃም'ዩ። እወ ደም ስውእ ክፈሥስ እንከሎ ኣብ ደም ህሉው ይጥነስ ምህላው ክፍለጥ ኣለዎ። እዚ እንተተዘንጊዑ ደም ስውእ ብውዕዩ ተኻዕዩ እንተተሪፉ ዝተጠንሰ ውሉድ ምስተሓፍሰ። ውሉድ ንወላዲኡ ክጋግዮ ምዃኑ ዘይተጻሕፈ ትንቢት ኣሎ! 🌹ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ኽብርን ንስውኣትና!🌹
@helengbresus3512
@helengbresus3512 4 жыл бұрын
ብሓቂ ኩሉ ኣዛራርባኺ ዝሕል ዝበለ ጹፍፍ ኣገላልጻ ኣጆኺ ሓላለይ ኣይትብከዩ ኣባይኪ ይብከ
@aaronlid9451
@aaronlid9451 4 жыл бұрын
ኩሉ ግዝየ ዘብኪ እዩ ኣነ ከማን ክጸሮ ኣይከኣልኩን ግን ጅግና ብሙካኑ ኩሉና በዚኣቶም ክንኾርዕ እዩ ዝግበኣና ደቂ ኤረይ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ከም ኣሕዋትና ስለዝዘክትምና ክንዝክሮም ከለና ናፍቆት እዩ ዘብክየና እምበር ንሳቶም ታሪክ ሰሪሖሞ በጃ ሃገሮምን ህዝቦምን ሓሊፈም። ታሪኮም ነባሪ እዩ።
@ghideygebremichael6741
@ghideygebremichael6741 3 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/g8eBpMalrNLRpIk.html
@metkelgezai1625
@metkelgezai1625 4 жыл бұрын
ስውእ የማነ ኣብርሃ ( ወዲ ሻውል) መድፍዓጂ ብሬን ኮይኑ፥ ኣብ እዋን ውግእ ከም ዓቢ ሓውና እዩ ዝኣልየና ነይሩ። ብዘይ ቀልዓለም ጅግና እዩ። ድሕሪ ክልተ ቕነ ናይዚ ቃለመጠይቕ ብዕለት 29/03/1999 ኣብ ዓዲ ሃኪን ተሰዊኡ። ኣለም ሓውኺ ጅግና እዩ። ስውኣትና ወትሩ ይዘከሩ።
@habtegrmay9230
@habtegrmay9230 4 жыл бұрын
Wetehader nerka malet du
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
የቀንየለይ ስለቲ ሓኔረታካ መትከል ሓወይ! ታሪኮም ነባሪ እዩ!
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 жыл бұрын
@@alemabraha399 ሓብቲ ጅግና ዩ መጸዉዒኺ ሓብተይ ። ከምኡ ኮይኑስ ኣብቶም ብኣካል ዘይንፈልጦ 'ዉን ኣብ ልብና ዓቢ ቦታ ዩ ዘለዎ ። ደስ ዘብል * ዩ ነባሪት ዝኾነት መዘከርታ ፊልም ክትስርሓሎም ።
@debesaymebrahatu1049
@debesaymebrahatu1049 4 жыл бұрын
ezi jigna, ab'ta tewelide zeabekula adey kem ztesewae mis feletku, teferaraqi smieti tesemieni.
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
@@debesaymebrahatu1049 ዘልኣለማዊ ክብሪን ዝክሪን ንጀጋኑ ሰማእታትና!
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ወዲ ጨሊተይ ወዲ ገዛውትና እዪ ኔሩ ወዲ ጨለ ጅግና የማነ ሓውኪ ጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ሓቅካ ብጀግንነቶም ሕቡናት እና።
@ghideygebremichael6741
@ghideygebremichael6741 3 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/g8eBpMalrNLRpIk.html
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ወዲ ሻውል ጅግና እዪ ኣጆኪ ሓብተይ " በዚ ኣጋጣሚ ዳኒኤል (ወዲ ጨለ) ወዲ መንደፈራ እዪ ኣዝዪ ተባዕ መንእሰይ እዪ ኔሩ ' ዓዱ ክኣ ኩዶፈላሲ እዪ ' ሰማእታትና ብግብሪ ይደበሱ !!
@ወዲሓጂ
@ወዲሓጂ 4 жыл бұрын
Ni yekalo wedi hawebou e u yebhal hakinet alewo do?
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
@@ወዲሓጂ ኣይኮነን
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ንመን እልዎ ኣምላክ። ክንበጽሖ እና። ታሪኮም ነባሪ እዮ። ክብዕቅቦ ግን እለና!
@Semharawit
@Semharawit 4 жыл бұрын
ስውኣትና ኩሉግዜ ኣብልብና።
@zekariastesfaalem8317
@zekariastesfaalem8317 4 жыл бұрын
እቲ ጅግና ዳኒ ወዲ ጨለ
@amanetberhane6093
@amanetberhane6093 4 жыл бұрын
መጀመሪያ ዩኤል ሓወና ብጣሚ ምስጋና ይግበኣካ, ካልኣይ ድማ ኣዚኦም ስውኣትና ገዳይም ኮነ ኣብ ወራራት ዘተሰወኡ ኩሉም ብሉጻት እዮም ጠፊኦምና ሃገርና ብጣሚ ከቢድ ክሳራ አዩ ወርደና ዘሎ ኣጃና ንቀድሚት ጥራይ ንሕሰብ
@issackteweldebrhan7544
@issackteweldebrhan7544 4 жыл бұрын
ንዓይ'ውን ኣንቢዕክኒ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና!
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Thank you, Asmerom Hawey! Eternal Glory to Our Martyrs! we're all in this together.
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 4 жыл бұрын
እሕ ዋይ የሕዋተይ በዓል የማነ ወዲ ሻውል ከፊልናስ ኣይከሰርናን ይበሃል እንተ ኣለም ሓፍይቲ ጅግና ኢኪ ብስልቲ፡ ሓቀኛ፡ ንፍትሒ ሓዳርኪ ዝበተንኪ ባዓልቲ ሕልና ኢኪ ኣብ መጻኢት ዲምክራስያዊት ብቅዋም ትምራሕ ኤርትራ ኣምባሳደር ናይ ሃገርኪ ኢኪ ተመሃሪ ጥራይ!!!
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ህዝብና ድኣ ሓራ ይኹን እምበር ኣነ ድኣ እንታይ ገረ፣ ኤርትራ ህገረይ ሓወይ። የቀንየለይ!
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 4 жыл бұрын
ነዚ ድርባይ ሰመረ ርእሶም ሲ እንቋዕ ገደፍክዮ ጠላም የማነን ብጾቱን ዘምጽእዋ ሃገር ኣብ ቅድሚኡ ምስ ካርታ ኢትዮጵያ እንዳርኣያ ይስዕስዕ ሰነፍ ሰብ ክንደይ መንእሰያት ኢዩ ኣጥፊኡ ሰመረ ርእሶም
@emanuelewayhezbi591
@emanuelewayhezbi591 4 жыл бұрын
Magmria natom Mentna enko hewtom zesanu kebren mogsen yeknom neal nay behki kulu serhka azzia eye zeftwo agka asbi alwo neklu geza alwo heftna dema nay behki selty maker lebna zalwo zarbki yemsgnki wedi shwel behnsab ena narna app henty bottlini 525.2.3 azezi botlnena mengsteab samuel maritove eye zebhel hegy behwet alo wedi shwel heway eye mess semku bezhe zakra ainet sebat narma kulom tefeom yezker nay wedi shawel berien hezu ketkess enklo nati shareet nay berien hemad kaiatwo keshafu eye zezrghlu naru abet lebnan gebznan tebaten narwo newdi shawel zaizker zainbra Helfom seab kemta sera befli abta bottlini zenbru beal wedi seliman azezi heili beal tesfahnes Seara beal kebrom beal astgacow kenday kenblom belstat ana app canada yekmet alku my email address issakamanual@gmail.com
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ኣጆና ኩሉ ክሓልፍ እዩ።
@user-xs4ns9ub5g
@user-xs4ns9ub5g 4 жыл бұрын
ኣጅኺ ኣየትብኺየ ሓውኺ ጅግና እዮ ኩሎ ግዜ ኣብ ልብና ኣሎ
@Sarasara-mz6xc
@Sarasara-mz6xc 4 жыл бұрын
አክክክክክ ክብርን መጏስ ንስውአትና
@HanibalDaniel
@HanibalDaniel 4 жыл бұрын
ዩኤል ስለ ትገብሮ ዘሎኻ ኩሉ ኣዚና ነመስግን ኣምላኽ መመሊሱ ጸጋ የብዝሓልካ!
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ብሓቂ ይኦል ብመደብ ዝገብሮ ዘሎ ስራሕ ዝንኣድ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። Proud of his work!
@asmerethaile8989
@asmerethaile8989 4 жыл бұрын
ኣሕ እዛ ሃገር ኽንደይ ጅግና ድያ ወስዳ። ኣይኸሰርናን ኽኣ ተባሂልና ነዚኦም ኸስርና ኾለና
@ghirmayabraha8807
@ghirmayabraha8807 4 жыл бұрын
እቲ ሓደ ድማ ዳኒኤል ወዲ ጨሌ (ወዲ መንደፈራ ኩዶፈላሲ)ኢዩ፡ናይ 90 ኢዩ።ጀጋኑ ኤርትራ ወትሩ ኣብ ልብና ኢዮም።
@habtom5113
@habtom5113 4 жыл бұрын
አንታይ ትብል ኩደ ዩ ኣሕሕሕ 🇪🇷💯👌🙏
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ወዲ ጨሊጠይ ወዲ ገዛውትና እዪ መንደፈራ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 жыл бұрын
Jeganu yom nerom, nihna indemo hadimna
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ዉፉያት እዮም። ኩሉግዜ ኣብ ልብና ኣለዉ። ታርኮም ድማ ነባሪ እዩ!
@yonimiki1020
@yonimiki1020 4 жыл бұрын
@@shabaymender9126 አንታይ ድኣ አሞ ክትገብር ንሶም ምስዉኦም ከማን የሕዝነና ኣሎ ኣብ ሓደ ሰራቂ ስርዓት ብ saeda ልቦም ጠፊኦም መታለሊ ብናይ ሓሶት ኩናት ኣጥፌዎም ነቶም ዝተረፍናዮ ክኣ ፈቆዶ ስናይ ባህር ከም ንሰግር ጊርና ሕጂ አንታይ eyu ተሩፍዎ
@AngelMichael386
@AngelMichael386 4 жыл бұрын
የቐንየልና ዮኤል ክብርቲ ሓፍትና ድማ ተሓበኒ እዚ ዘሕለፍክዮ ረዚን መልእኽቲ ድማ ኣብ ልቢ ኩሉ ኤርትራዊ የሕድሮ፣ዘልኣለምዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ስዉኣትና !!ንየማነ ኩልና ደቂ ኣባሻዉል ኣየር ወለድ ስለዝነበረ ጽቡቕ ኣፍልጦን ፍሉይ ዝኽርን ኣለና።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
@Michael Zaraebruk ሓወይ የቀንየልይ። እወ ብኣየር ወለድን ወዲ ሻውልን እዩ የማነ ሓወይ ዝፍለጥ። ተገድስካ ግዝየካ ኣወፊካ ብምርካብና፡ ብዛዕባ የማነ ሓወይ ዘላካ ሕውነትን ሓልዮትን ተዘክሮን ብምሕባርካ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ። የማነ ሓወይ ብታሪክ ሓሊፉ። ሕድሪ ስውኣትና ህያው ክንገብርን ብሓባር ክንሰርሕ ንዓካትኩም ብምርካብና ጽቡቅ ኣጋጣሚ እዩ። ዘልኣለማዊ ክብሪን ዝክሪን ንጀጋኑ ሰማእታትና!
@AngelMichael386
@AngelMichael386 4 жыл бұрын
@@alemabraha399ኣለም ሓፍተይ ኩርዒ ተሓበኒ ኣብ ስፐይን ትባሃል ሜዳ ጥቓ እንዳ ኣርኣያ ጸጉ እንዳ ዕንጨይቲ ምስ የማነ ብሓንሳብ ኩዕሾ ስለዝተጻወትኩ ብሓደ ኣለና ብሃገረይ ኤርትራ ዝመጻኒ የማነ ተኸደ ኣነለኹ ኣቐሚጠየ ዝስዕበኒ ኣጆኺ ቕሰኒ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ስዉኣትና።
@asmerethaile8989
@asmerethaile8989 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ኣነ እውን ኸማኺ እየ ሓዝለ ዘዕበኽዎ ሓወይ እየ ስእነ። ቅድሚ 3ይ ወሪር ኣብ ቦታኡ ኸይደ ረኽበዮ ኔረ እቲ ዝነበርዎ ቦታ ናይ ብሓቂ ሕማቅ እዩ ኔሩ ኻብዚኣ ውግእ እንድሕር ወጽኤ ኽንራኸብ እና። እንተዘይኾይኑ ግን ናይ መወዳእታ እያ እልኒ ኸምታ ዝበላ ኽኣ ተሰዊኡ። ግን ኽኣ ኣይኸሰርናን ምስ ተባህልና። የሓዝን።
@user-ni3ic7uh4n
@user-ni3ic7uh4n 4 жыл бұрын
Ajokie haftey natey
@stellagirma8312
@stellagirma8312 4 жыл бұрын
Ajoki haftey natey Swatna jgnnet yom feximom Ember hgdef si kalie yom hasibom.
@habtegrmay9230
@habtegrmay9230 4 жыл бұрын
Anbiakni akoy kemzia elna ms adey kinrio ms kedna
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
እንታይ እሞ ክንገብር (፡ ኣጆና ኣስመረት ሓፍተይ! እንቃዕ እኻ ርኣክዮ። ነንሕድሕድና ንጸናናዕ።
@luelhab
@luelhab 4 жыл бұрын
አይትሕዘኒ! !ታሪኾም ከም ኾኾብ ሰማይ ዘንጸባርቐሉ ግዜ ርሑቕ አይኮነን። ኣብ ኩሉ ኤርትራዊ ዘይውዳእ ናይ ቃንዛ ታሪኽ አሎ። ጀጋኑና ንዘልኣለም ክከብሩ እዮም!!!
@beyenemussie3990
@beyenemussie3990 4 жыл бұрын
ናይ በሃቂ ክዝከሩ ዝግቦም መንእሰያት የሕዋትና
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 4 жыл бұрын
You are such a brave a woman.. just to flee from jaws of hyna semere riesom makes you one of kind. All Eritrean women should envy you.
@user-xs4ns9ub5g
@user-xs4ns9ub5g 4 жыл бұрын
ስልጣና ብዓላ ዝለቅቕት እያ ካብ ህግድፍ እሞ ኻአ ሰይቲ እንባሲ ናይ ብሓቂ ሓያል እያ ክንድይ ኣልው ፍታዊ ንብሶም ኣንስቲ እንባሲ ኣልም ተምሃራ ጽብሓ ዋጋ ከትኽፍላ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ስልጣን ስልጣን ህዝቢ እዩ። መሰልካ ዘይክበረሉ ስልጣን ትርጉም የብሉን። ኣምላክ ይመስገን ንኩሉ ሓሊፈ ከምህዝበይ ብዘይስክፍታ ሰርሔ ይነብር ኣለኩ።
@salihsaid9020
@salihsaid9020 4 жыл бұрын
@@alemabraha399 maschallah unka hagoseki zehbin iki gerki
@jwow8821
@jwow8821 4 жыл бұрын
ሓብትና ኣለም ውን ካብ ኣፍ እዞም ጨካናት ኣመሊጥኪ ዛንታ የማነ ከተዘንትዊ ምብቃዕኪ ዮሃና እብለኪ ::
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
የቀንየለይ! ሞጎስ ንዩኤል ሓውይ እያ ትግባእ። ህዝቡ ዝፈቱ ኣብ ህዝቡ ዝኣመተ ስራሕ እዩ ዝሰርሕ። ክብረት ይሃቦ ነቶም ሑሉፍ ታሪክ ሰሪሖም ሸዊት ዕድሞኦም ዘወፈዩ ክንዝክሮም ዕድል ዝሃበና።
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 4 жыл бұрын
እቲ ዝገርም እብ እትዪጽያ ዓብዩ ብዛዕባ ኤሪትራ ወላሓንቲ ዘይፉፈልጥ ንኤሪትራ ሞይቱላ እብ ዝተውለደ ይወለድ ክም እሪትራዊ ንሃገሩ ዘፍቅር የለን። ዘልኣለማዊ ክብሪ ንኩሎም ጅጋኑ ምእንቲ ኤሪትራ ዝውደቁ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝❤❤
@senayandebrhan1726
@senayandebrhan1726 4 жыл бұрын
No moytel tasawela
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብሪን ዝክሪን ንጀጋኑ ሰማእታትና!
@woldutekie2505
@woldutekie2505 4 жыл бұрын
🇪🇷🌷🌺🌹ካብ ቶም ኣብ ታንኪ ዝደየቡ 4 ብጾት 1 እዩ ብሂወቱ ዘሎ ኢብራሂም ዑስማን ዓዱ ከባቢ ዓሊግድር ሰቲሞ ትበሃል ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሱማእታትና🌷🌺🌹 🇪🇷
@AsmeraAdey
@AsmeraAdey 4 жыл бұрын
Tsibuk aleka ebrahim kabana ninda bet xihfet president bodyguard keydu
@ghideygebremichael6741
@ghideygebremichael6741 3 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/g8eBpMalrNLRpIk.html
@eri2693
@eri2693 4 жыл бұрын
ነዛ ባዓል የማነ ዘለውዋ ቨድዮ ብዘይምግናን10 ግዜ ሪእያ ኣለኩ ነዚኦም ከፊልና 'ስ እንታዋይ ወዲ ሸርሙጣ እዩ ንስውኣትና ከቋሽሽ ዘውዕል?ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 4 жыл бұрын
Eta vido newah dya aresta abzia xahafeley bejaka?
@thomasaraya6691
@thomasaraya6691 4 жыл бұрын
Hji Win Tsubuq Gerka Reska Kthamm Eti Haqi Kea Ktfelto Nhzbi Eritrea Elu Ztesewe Yelen Ente Eeseyas Keymewt Zmotu Gin Ashhat Eyom
@ourunitytobekeep8508
@ourunitytobekeep8508 4 жыл бұрын
Kfleserawit 525 2berged 3 botoloni
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
@@ourunitytobekeep8508 የቀንየለይ ስለቲ ሓበረታካ።
@eri2693
@eri2693 4 жыл бұрын
Thomas Araya ስክት ቆማል እዚ ንደብረጽዮን ኬድካ ከሙኡ በሎ
@yordafitwi5095
@yordafitwi5095 4 жыл бұрын
እዛ ጋል ናይ በሓቂ ክትጥኩር ኣዘራርባኣ , ኣደ ኣደ ናይ በሓቂ ኣደ, ንሃገራ ኢላ ስልጣና ዘረከበት ታሪክ ናይ ይሕዋታ ከይትድምስስ ክትብል ስልጣና ገዲፋ ሓዳራ ገዲፋ ምስ ውጹዕ ህዝባ ደው ኢላ ናይ በሓቂ ዘሐብን እዩ
@birhanewediaregaykahsay27
@birhanewediaregaykahsay27 4 жыл бұрын
ብዛዓባ የማነ ታሪክ ተዛሪብካሉ ኣይውዳኣን ካብ ህጻንነቱ ጀሚርካ ብጣዓሚ ጅግና ዝነበረ ኣነምስ ባዓል ኣለም ሰናይት ሓፍቲ የማነ ኣብጎንደር መታዓቢቲ ኢና መስዋኣቲ ናይ የማነ ንመታዓቢይቲ ደቂ ጎንደር ካብልብና ዘይጠፍእ ዝክሪ እዪ ዘለና
@meraafye3086
@meraafye3086 4 жыл бұрын
ኣለም ሓፍትና ኣጆኪ ፍረ ጅግንነቶም ብ ራህዋ ብደስታ ሓቢርና ኣብታ ደሞም ዝከፈሉላ ዓድና ደው ኢልና ክንምስክረሎም ኢና ኩሉ ግዝየ ኣብ ልብና ዩ ሰፈሮም ናዓኪ ድማ ምስ ስድራበትኪ ዕድመን ጥዕናን ንመነየልኪ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ይኣምነለይ @mera afye! የቀንየለይ ስለቲ ጽቡቅ ትምንት። ንኩላትና ሰላም ዕድመን ጥዕናና ይሃበና። ዘለኣለማዊ ክብሪን ሞጎስን ንስውኣትና!
@fadumedia5571
@fadumedia5571 4 жыл бұрын
እዚ ስቓይ ስቓይ ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊት ስድራቤት እዩ። ስቓይኪ ይርድኣኒ እዩ።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ሓቂ ስቃይ ነብሲ ወከፍ ስድራ እዩ።
@youseftekeste9865
@youseftekeste9865 4 жыл бұрын
He is hero. You don't need to cry you should be proud of him, we all eritreans are proud of him he is in our hearts thanks for all his hard work.
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 4 жыл бұрын
Very well spoken most of all she doesn’t use a word of English. Very intelligent woman one of the best interviews I’ve ever seen.
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
I appreciate your comment and thank for your kind words @dawit debena. Eternal Glory to Our Martyrs!
@trustyourself9355
@trustyourself9355 4 жыл бұрын
ሂወቱ ዝሃበካ ክትከፍሎ ኣይትክእል ኢካ፡ * ምእንታኺ ኢዩ ኤረይ (ስዉኣት ኤሪትራ) * ኩሉ ዝሓለፍናዮ ንዑኡ ኣይንመሲልን ኢና፡ ደበስና ከኣ ሃገርና ኢያ፡ ኤሪትራዊ ምካን ጸጋ ኣምላክ ኢዩ፡ * ንምጽማም ክንጽመሞ ኢና(ጀ.ስብሓት ኢፍሬም) *ብናቶም ቃንቃ ክንዛረቦም ኢና( ወራር ወያነ-1998) * ታርክ ክንምዝግብ ኢና፡ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክሓልፍ ኢዩ፡ ካበይ ናበይ ዘይፈልጡ ሰባት ከኣ ዋላ ኢንዳ ርኣዩ ክሕድዎ ኢዮም ፡ ንሕና ምስ ሓለፍና ግን ታርክ ባዕሉ ከም ኣንበሳ መቃልሕ ክገርብ ኢዩ፡፡ ብኡ ተዳሂሎም ከኣ ከም ውጽኣት ዝሓዞ ሸራዕራዕ ክብሉ ኢዮም፡፡ ናይ ዓቅሊ ጽበት ከም መንደረጋሕታ ቃላት ክድርብዩ ኢዮም ፡ ባእሲ ምሳና ገዶፎም ምስ ታሪክ ክገጥሙ ኢዮም ፡ ፈውሲ ዘይብሉ ሕማም ሒዞም መንነቶም ክጸልኡ ኢዮም፡
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ኣጆና እወ ኣምላክ ንመን እልዎ። ክወግሕ እዩ!
@filimonmehirtab597
@filimonmehirtab597 4 жыл бұрын
@@alemabraha399 jegna aynebirin eyu tariku eyu zewres habtey natey gin kemti zbelkiyo Amlak kewgho eyu nihiwatna ka wetru ab lbna kemti zeblkiyo hansab ab Amet zeykone maltawi ena nizkrom Ambsit waro
@yonasaeritrea6800
@yonasaeritrea6800 4 жыл бұрын
ዮኤል ከቡር ሓው ቀጽሎ ዘሐበን ስራሕ ኣነ ብአጋጣሚ ነቲ ምስ ጅግና የማነ ኮይኑ ቅያ ዝሰርሐ ዳንኤል ወዲ ጨለ እውን ንዓይ እቲ ቀዳማይ ዓርከይን መታዓቢተይን ኢዩ ኩሉ ግዜ ዛንታ እዞም ክልተ ጀጋኑ ክሰምዕ ከለኹ ዝስማዓኒ ፍሉይ ኢዩ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ሓቅካ ዮናስ ሓወይ። ኹሎም ጀጋኒ ኣሕዋትና ዘኩርዕ ታሪክ ሰሪሖም ልዕላውነተ ሃገር ዓቂቦም እዩም። ኣብልብና ፍሉይ ቦታ ኣለዎም። ዘለኣለማዊ ክብሪን ሞጎስን ንስውኣትና!
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 4 жыл бұрын
ስለ ዘይ ከሰርና ዘይ ኮናስ ስለ ዘይ ጠፋእና ኢዩ እንበር እንታዶ ተሪፉና ኢዩ !!!
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ኣጆና ክሓልፍ እዩ።
@user-pf6tc7tv6r
@user-pf6tc7tv6r 4 жыл бұрын
ኣጆኺ የማነ ኩቡር ሓዊ እንተኸደ ንሕና ኣለና ክብርቲ ሓፍተይ ።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ይኣምነለ! ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!
@luelhab
@luelhab 4 жыл бұрын
ጀግና ሓፍቲ ጅግና አጆኺ።
@semretasgada8486
@semretasgada8486 4 жыл бұрын
አለመይ አንቲ ተባዕ አፍቃሪት ዉጹዕ ህዝባ። አጆኺ ዝሐፍተይ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስታ ፍቅርቲ ጓልኪ እግዚአብሔር ምሳኽን ይኹን። 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️🌈💚🌹
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Love you Sanaday MeArey!
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 жыл бұрын
ኤርትራ ዕምባባ አ እዚኩሉ ዝለፍለፍካዮ(ክ) ተቀባልነት የብሉን ጸለመ እዩ ህግደፍ ኣመሎም እዩ ንሓደ ተባዕ ደላይ ፍትሒ እንተኾይኑ ከምኡ ጌሮም ንእሽተይ ብኮ እንተረኺቦም ሞራሉ ክሰብሩ ብሰባት ተነጽሎ ክገብሩሉ ኣኻልብ ዘይተሰኣኑ ከልቢ ይሕርኹ ሎምስ ፈሊጥናኩም ኢና ዝደናገር ኤርትራዊ የለን ኣይትድከም ንስኻ ሓደ ካብቶም ከልቢ ህግደፍ ኢኻ 🐈 ሽጣራኻ ደውር 👎🏽 ይሁዳ
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 4 жыл бұрын
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውአትና።
@MD-fq2en
@MD-fq2en 4 жыл бұрын
ዕጫ ናይ ደቒ ኤረይ ብሓቂ የሕዝን። Rest in peace our fallen heros
@habtuk947
@habtuk947 4 жыл бұрын
ጅግና ጅግና ይወልድ፥ ኣቦይ ኣብርሃ እውን ጀጋኑ ኢዮም ወሊዶም። ጅግና ስለዝኾንኪ ንምንጋጋ ኣረጊት ኣንበሳ ሰባቢርኪዮ። የማነ ሓውኺ ሓደ ካብቶም ኤሪትራዊት ማሕጸን ዝወለደቶም ጀጋኑ ኢዩ። እወ ከሲርና፥ ክስራን እንተበሉኺከ። እቲ ብዕዉር ድፍረት ኣፍልቡ ከምከበሮ እናሃረመ ‘ኣይከሰርናን’ ዝበለ፡ እወ ኣይከሰረን፥ እንታይዶ ኣሕሊፉላ ኢዩ። እወ! ኣፍ ልብኺ ከፊትኪ ጨድሪ፡ ሓፍቲ ምሩጽ ጅግና ኢኺ። ብኣኺ ኲሉ ኤርትራዊ ኲሩዕ ኢዩ፥ እታ ኣንበሳ ዝወለደድ ማሕጸን ከኣ ደስ ይበላ ምኽንያቱ “ወትሩ ኣደ ጅግና ተባሂላ ንዘመናት ክትዝከር ኢያ።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Habtu K ሓወይ እዞም ጀጋኑ ታሪክ ሰርሖም ዝሓለፉ ኣሕዋትና ከምቲ ዝበልካዩ ካብ ወለዶም እዮም ወሪሶሞ። ናይኩላት ኩርዓትን ሓበንን እዮም። ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ይግብኦም!
@asmarashikor2764
@asmarashikor2764 4 жыл бұрын
Very brave woman, our martyrs always in our hearts. They gave their precious life to Eritrea. Thank you 🙇‍♂️🙇‍♂️may almighty God rest their Soul in peace .
@tesfaygush4362
@tesfaygush4362 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብልጽቲ ሓፍቲ ኣጆኪ ታሪኪ ኣሕዋትና ዘላእለም ነባሪ ኢዩ ዩኤል ሓውና ቀጽሎ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
የቀንየለይ ተስፋይ ሓወይ!
@salinaeri7468
@salinaeri7468 4 жыл бұрын
ዝኽርን ክብርን ንስዋአትና ውድቀትን ዕንወትን ንህግደፍ ምስ ሰዓብቱን
@sabaabraham2871
@sabaabraham2871 4 жыл бұрын
Thank you so much Yoel for your great inspiring program. Alem you are one of the bravest Eritrean woman ,whom has stood for your rights and the rights of your people. Keep it up you are one of the many Eritreans that can make a difference for our beloved people and country. We Shall Always Remember Our Martyrs!
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Thank you, Saba Haftey. Yes, Yoel is doing a great job. Freedom does not come without a price. We're all in this together. Eternal Glory to our Martyrs!
@temesgentemesgen1916
@temesgentemesgen1916 4 жыл бұрын
Wellcome Fanus Network & ERISAT Niber Kiber Selamka yibzah 💕💕💕🕯🕯🕯
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልብካ ዝትንክፍ ሓቀኛ ታሪክ ጅግና! ኣነእኻ ፈጺመ ኣይክ'ኣልኩን፡ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኩ እዩ ዝውረ! ንዓይውን ሓደ ሓወይ ኣብመንጞ ኣዋልድ ዝተውልደ ተሰዊኡኒ እዩ፡ተማሳሳሊ ከምዚ ናትና ኣዲ'ኡ ትቁጸሮ ኣብ ኤርትራ ዘሎ።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ነንሕድና ክንተባባዕ ኣለና። ከም ኣሕዋትናን ኣሓትናን ክንዝክሮም ድኣምበር እቲ ንሳቶም ዝገበርዎ ታሪክ ንክገልጾ እኩል ኣፍልጦን ብቅዓት የብለንይ። ተስፋ ገበር እቶም ኣቡኡ ዝውዓሉን ናይ ታሪክ ኪኢላታትን፡ ብጉቡ ክሕብሩና። ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!
@berhanemedhanie2930
@berhanemedhanie2930 4 жыл бұрын
ክብሪ ንስውአትና ንዘልአለም አብ ልብና አለው ፥
@tesfalidetfesshaye8778
@tesfalidetfesshaye8778 4 жыл бұрын
ጀግና ሓዊ አለኪ ንሰኪዉን ጀግና ኢኪ ሰመረ ርእሶም ክማረከኪ አይክአለን አብቲ ናቱ ዓለም ዘይምታዉኪ ሓለቲ ኤርትራ ከመይ ምካናም ካልእ ግዜ ቃለ ምሕተት አንተዝቀረቢ ደሰ ምበለና
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 жыл бұрын
ኩሉ ህዝቢ እዚ ውግእ እዚ ብውዲት ህዝብና ንምጽናት ዝተማህዘ ምዃኑ ድሒሩ እዩ ተረዲእዎ። እቲ ውግእ ወላሓንቲ ኣድላይነት ዘይነበሮ ኣናዕዊ መንእሰያትና ጥራሕ እዩ ኔሩ።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ሓቂ... እንታይ እሞ ይገበር ለት ሓፍተይ። ዘራጊ ማይ እንከሎ መን ጹሩይ ማይ ከይሰቲ ኮይኑና ኣሎ።
@selamfessaha1261
@selamfessaha1261 4 жыл бұрын
ፋኑስ ሓወና የቐንየልና ነዛ ከበርት ሓብትና ደላለኻና ኣለወና ኣለዋና ኣጆና
@berketpeace2021
@berketpeace2021 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ብብል መደብ እዩ ዘልኣለማዊ ዝኸሪ ንስማእታትና መትሩ ኣብ ኣሰሮም
@yohanneszewde3016
@yohanneszewde3016 4 жыл бұрын
ዮኤል ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰውኣትና ::
@ka7484
@ka7484 4 жыл бұрын
ናዓኺ'ውን ካብ ኢድ ሰይጣን እንቛዕ ብሰላም ኣውጻኣኪ።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Much appreciated, K A and thank you.
@somita2t.berhane468
@somita2t.berhane468 4 жыл бұрын
ዝኽሪ እታ ቦጦሎኒ ብዘይ ምግርናን ልዕሊ 20 ግዜ ርኤያ ኣለኹ። ብፍሉይ ናይ የማነ ዘስተዋዕልክሉ ግን ካብ ዉሽጡ ዝገንፈለ ሃገራዊ ስምዒት ዘንቀሎ ፡ ብኣእዳዉ ከይ ተረፈ ክምህ ዘይብል ጅግንነቱን ኣብ ጸላኢ ዘለዎ ሕራነን ብድምጹ ከይ ተረፈ ብሓጺር ቃላት ፡ በቃ በልወን ኢሉ ኣእዳዉ ከወሳዉስ እንከሎ ክሉ ግዜ ካብ ኣእምሮይ ምስ ተሳእለ ኢዩ። እምበርከስ ብቃላቱን ብኣካላዊ ቃንቃን ብርቂ ጌሩ ስለ ዝገለጾ። ክብርን መጎስን ንሰማእታት ኤርትራ።
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 жыл бұрын
ሐልዮት ናይ ህዝቦምን ናይ ሃገረሙን ከም ዘይብሎምሲ ሪኢናዮም ስልጣኖም ከናዉሑ ውግእ ውሊዖም መንእሰያትና አጥፊኦሙልና ጌና ከአኒ አይጸገቡን መሊሶም ይጽሕትሩ አለዉ እንቃዕ መዋጽእቲ ፈጠረልኪ ካብዞም በላዕቲ ሰብ ስላምን ቅሳነትን ይትምንየልኪ 💕💕💕
@astunabellastuna4547
@astunabellastuna4547 4 жыл бұрын
The same thing I have memories of my brother he left from home when I was young I don’t even know him what he look like but I hear some history of him my beloved brother
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
My heart pounds when I hear these kind of stories. Keep in touch and let's support each other!
@millimeter1030
@millimeter1030 4 жыл бұрын
ንጽቡቅ ምንባር እንተ ትብሊ ሎሚ ሰይቲ ኣምባሳደር ኮይንኪ ኩርኩር ናይ ህግደፍ ምኮንኪ ነይርኺ, ንስኺ ግን ስለ ህዝቢኺን ሃገርኺን ሰለዚ ሓስብኺ ተፋትሕኺ ኢኺ. So you're heroes you deserve more and I am proud of you. ናይ በሓቂ ጅግና ኢኺ ❤️🇪🇷💯
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
የቀንየለይ! ዝገበርክዎ የለን ንመሰለይ እዩ ጠጠዉ እሊ!
@user-bx7pv1nd9j
@user-bx7pv1nd9j 4 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኮርዕካ አክርዕካና እንታይሞ ዝበልዕዎ ጻሕሊ ዝሰብሩ ህግደፍ ታርክናን ወለደናን አጽንተምና አለም ሐፍተይ ክአ አጀኪ አብጎድንኪ አለን
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ይኣምነለይ ክብሮም ሓወይ! ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!
@miriam-g6546
@miriam-g6546 4 жыл бұрын
ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና ዝርሱዑ ኣይኮናን ኣጥፊእና ዓስቦም ካብ እግዚኣቢሄር ይርከቡ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብሮም ፡ንሓፍትና ድማ ምጽንናዕ ይሃባ ,።
@b.t7164
@b.t7164 4 жыл бұрын
OMG I KNOW HER EX HUSBAND VERY WELL IN ASMARA 2001. Very sad to hear 😭😭😭😭💔. I lost my 3 BROTHERS and just find out this week in the media interview one of my brother killed by ISAIAS in 1972 😭😭💔💔. Can you please interview Mokonne he live in Canada ex fighter 1970. Alana tv know him. Thank you my dear BROTHER for your GREAT JOB keep up it🙏.
@michaelteklay6455
@michaelteklay6455 4 жыл бұрын
Thank you so much Alem and Yoel ❤🇪🇷
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Likewise, Michael Hawey! The credit is Yoel's.
@desbeleg
@desbeleg 4 жыл бұрын
ዩኤል ንእትገብሮም ዘለኻ መደባት ኣዝየ ኣድናቆተይ እንዳ ኣድነቅኩ። ን ኣለም ድማ ኣጆኺ ሓፍቲ ጅግና እኺ። ብናይ የማነ ታሪኽ ዘይተሓበነ ኤርትራዊ የለን ።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
I agree Yoel is doing a fantastic job!
@yordanostewelde7117
@yordanostewelde7117 4 жыл бұрын
ዩኢል ብጣዕሚ ክብሪ ይሀብካ ኣብዚ ግዝየ እዚ ጀጋኑ ስዉኣትና ክዝከሩን ታሪኾም ክዝንቶን ምግባርካ።ኹለን ማስሜድያ ብሀይማኖት ብዐሌት በውራጃ ኢቭን ቅንያቱ ቅንያት 20 ሰነ ኢሎም ከማን አይገደፉን።
@eritrea.n.t9218
@eritrea.n.t9218 4 жыл бұрын
Miss Alem Yemane jegena u n bilash ayikonen tesewueu slzi Yemane heyawu u alo kulu gize!!🇪🇷💪🏾❤️
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ይኣምነለይ፡ የቀንየለይ ድማ፡ ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!
@harerta20088
@harerta20088 4 жыл бұрын
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ነዓኩም ኣቱ ሉል ባሕሪ።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Eternal Glory to our Martyrs!
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 жыл бұрын
መጀመርያ ዩኤል ሓውና ብእትገብሮ ሰናይን ዝነኣድስራሕን ኣዝኣየ የመስግነካ ከምኡውን ኣለም ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣብነታዊት ጓለንስተይቲ ስጋዕ ክንደይ ተባዕን ፍትሓዊትን ምዃንኪ ኣብሓዳርኪ ዝወሰድክዮ ውሳነ ክትድነቂ ይግባኣኪ ኣንበሳ ካልእ ናይሓውኺ መስዋእቲ ብሓቂ ልቢ ይትንክፍ ክንደይ ኤርትራ ዝፈረየቶም ጀጋኑ ኢና ከሲርና ዕድልና ኮይኑ እሞ ኣጆኺ ብሓውኺ ክትሕበኒ እዩ ዝግባኣኺ ኣይትብከዪ ዛሓፍተይ ንኹልኹም ስድራ ስውኣት ጎይታ የጽንዕኩም ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😭❤️
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
የቀንየለይ ትዕበ ሓፍተይ! ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና!
@mikiketema4698
@mikiketema4698 4 жыл бұрын
እዞም ርጉማት ጉጅለ እሰያስ ተጻዊቶሙልና እባ።ክብሪን ሞጎስን ንስወኣትና።ሰላምን ፍቕርን ፍትሕን ንህዝቢ ኤርትራ።ውድቀት ንሸጣናዊ ጉጅለ እሰያስ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Amen to that.
@solomonteklezghi6243
@solomonteklezghi6243 4 жыл бұрын
ናይ ኩሉ Eritreawi ታሪኽ ኢዩ ኢሞ ዘለኣለማዊ ክብርን ምስጋናን ፡ንስዋኣትና
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Eternal Glory to Our Martyrs!
@M-vr7zo
@M-vr7zo 4 жыл бұрын
Be proud of your brother as We r.Eritrea is free because of them and Eritreans will be free because we follow their step.
@fadumedia5571
@fadumedia5571 4 жыл бұрын
በሊ ንብረትኪ ኣክቢ ተጣዒሶም ህግደፍ ከይድምስስዋ እዚኦም ገበርቲ ጉድ እዮም።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ታሪክ ኣይሕከክን እዩ። ገለ ንፉዓት ሪከርድ ይህልዎም ይኸውን ግዲ።
@hopefulhopeful3270
@hopefulhopeful3270 4 жыл бұрын
ዮኤር ኣብነታዊ መንእሰይ ።ኣብርክቶኻ ኣብ ታሪኽ ክምዝገብ ዩ። ብ ዓኽ ምባል ኣምዑትና ሓሪርና።
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 4 жыл бұрын
እቲ ዘብኪ ዘጉሂ መስዋእቶም ኣይኮነን እንታይድኣ? ሕድሮም ብምጥላምና ሓዘንና መሪር ይገብሮ፣ ሓዘንና ከነቃልል ግቡእና ንፈጽም! ከም ሰብ ንሕሰብ!!!!
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ሓቂ ከም ሰብ ኣሕዋትናን/ኣሓታትናን ስለ ዝስኣና ናፍቆት። ብዓብዩ ከምዝበልካይ ሕድሪ ስለ ዝተጠልመ!
@onelove9833
@onelove9833 4 жыл бұрын
ጀጋኑ እወ ናይ ሃገርና ሓበን እቶም dislike ዝገበሩ ናይ ሃገርና ተመን ,አለም ከአ አጆኺ ደም ወዲ ሻውል እዩ ኤርትራ ዝጽዋዕ ዘሎ ኽብሪ ንጀጋኑ ስዉኣትና ።።።።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Eternal Glory to Our Martyrs!
@SAADMOUSSAx
@SAADMOUSSAx 4 жыл бұрын
ዘልአለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስዉአትና
@MrHabtemariam
@MrHabtemariam 4 жыл бұрын
Alem Abraha background is very historical experience. She was not deceived by the ambasador Semere Rusom to stay as his wife under dangerous circumstances of Higdef. She did the best to get her own freedom and fight freely to liberate her people from the tyrany, higdef. She is succesful in her life with her beloved daughter. Her youngest brother, Yemane, made heroic history and finally gave his life so that the Eritrean people may have the bright future. Glory to all martyrs !! They will be remembered for ever for their historical sacrifices.
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
@habte micael Thank you so much Kubr Haw Habte Micael. As always you are very resourceful, supportive and courageous brother! Thank you for all of your services and scarifces and continue to be at front and center of an icon to many of us of an agent of a democratic change. Our heroes followed in your's and others footsteps to defend our people and our country. As our African legend Nelson Mandela said, "Courage is not the absence of fear - it's inspiring others to move beyond it." Eritrean People Victory is Certain! Eternal Glory to Our Martyrs!
@HiwetErikitchen
@HiwetErikitchen 4 жыл бұрын
ኣሕሕ እዚኦም ዶ ይጥለሙ ኣጆኺ ዝሓፍተይ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Thank you, Hiwet Haftey!
@eidabbahta9
@eidabbahta9 4 жыл бұрын
wake up people they sacrificed their one and only life.may God reward them.
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Eternal Glory to Our Martyrs!
@teclewoldemichael5500
@teclewoldemichael5500 4 жыл бұрын
Thank you very much Alem your brother is our brother and we will remember and with embrace him!!!!!
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Thank you, Tecle Hawey! Eternal Glory to Our Martyrs!
@ourunitytobekeep8508
@ourunitytobekeep8508 4 жыл бұрын
ኣሃዱና ( 525) ኣዝዩ ተባዕ ኣሃዱ እዩ ብኣዝዩ ተባዕን ዱልዱልን መንእሰያት ዝተነድቀ ኣሃዱ እዩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዝተኻፈሉ ውግኣት ታሪኽ ክሰርሕ ዝቃዳደም ዝነበረ እዩ እታ ሓደ ካብቲ ሓደ ኣብሊጽካ ዘይትርእየሉ ጅግንነት እዩ ሓሊፉ ውግእ እግሪ መኸል ሓደ ካብ ባሓሪ ብጭልፋ እዩ ጅግነነት ክፍለሰራዊት 525 ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ ።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
our unity to be keep, I encourage you to tell us about our heroes and heroines brothers and sisters! ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!
@eritrea.n.t9218
@eritrea.n.t9218 4 жыл бұрын
We thank you so much our dear brother!!
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 жыл бұрын
Thank you kibrti habti Zelealemawi kibrin zikrin Ngeganu swuatna.
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Thank you, Leti Haftey!
@filimonfili8661
@filimonfili8661 4 жыл бұрын
እንታይ እሞ ተጻዊትልና ዶ ወዲ መድህን በራድ ነዚኦም ዝመስሉ ሲኢንካ ዶ ትስደድ ናይ ባሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ሕድሮም ንምትግባር ድማ ንጻዓር ዩኡል ክኣ ንፍዕ ቀጽሎ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ብሓባር ክንዕወት እና! እጆና
@loveking1249
@loveking1249 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ሓብቲ ጅግና ኢኺ። የማነ ድማ ወትሩ ኣብ ልብና,ዩ ዘሎ።
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!
@meracolorado
@meracolorado 4 жыл бұрын
Kemziom aynet jeganu zwedekula hager melagexie wilke sebat kitkewun kola kilte met eyu .....zelialemawi zikirin kibrin n semaetatna ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 4 жыл бұрын
ኣለም እዚ ታሪኽ ብጣዕሚ ዝድነቕን ዘሐብንን ዘሕዝንን'ውን ዛንታ ናይ ሓውና ስዉእ የማነን ካልኦት የሕዋትና እሓትናን ናይ ኩሎም ጀጋኑ ስዉኣትን'ዩ፡ ስለዝኾነ'ውን ንዘልኣለም ዝኽርን ክብርን ይግብኦም'ዩ፡ ብጣዕሚ መሃርን ንኽንገብሮ ዘሎና መዘኻኸርን ንኽኸውን ይሕግዘና'ዩ እዋኑ እዋን 20 ሰነ ብምኻኑ ኸኣ ንኽልቴኹም የመስግን፡ የቕንየልና!!!
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ሓቅካ መድሃኔ ሓወይ። ከም ኣሕዋትናን ኣሓትናን ክንዝክሮም ድኣምበር እቲ ንሳቶም ዝገበርዎ ታሪክ ንክገልጾ እኩል ኣፍልጦን ብቅዓት የብለንይ። ተስፋ ገበር እቶም ኣቡኡ ዝውዓሉን ናይ ታሪክ ኪኢላታትን፡ ብጉቡ ክሕብሩና። ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!
@zetamful
@zetamful 4 жыл бұрын
Yoel you doing great great job many people we don't know so much what exact in the past was happen
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Yes indeed Yoel is doing an exceptional job. Eternal Glory to our Martyrs!
@mengiszekarias5097
@mengiszekarias5097 4 жыл бұрын
Thank you Yoel, for bringing this patriotic spirit,,,
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Right!
@misgnatsegai6090
@misgnatsegai6090 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልብኻ ዝትንክፍ Interview ናይ ኣለም ሓብትና ኣጆኺ ብርትዒ ሓብተይ ናተይ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Thank you, Misgna Tsegai!
@abieabie59
@abieabie59 4 жыл бұрын
Ajoki habtey
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Thank you for your encouragement...
@nifodtv2980
@nifodtv2980 4 жыл бұрын
ሓርበኛ ኣነብርንዩ ታሪኹ ዩዝውረስ የማነ ሓወይን መሓዛይን እዪ ታሪኹ ከኣ ከምዚ ዝግለጽ ዘሎ እዩ
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓበን ይስምዓኒ የማነ ሓወይ ብዙሓት ኣሕዋት ኣጥርዮልና!
@setantaotoalage7195
@setantaotoalage7195 4 жыл бұрын
Wow!! betami interesting interview mes Jegna haftena..anta nay zeom chekane segab sedreom dekom zekeyed disgusting. Enkua nebseki nebsi gualki awtseki haftena..Ajoki amlak nayedom yehebom alo beshekor, dembezhi beabeyu zefseseyom dem dekas yekelom alo.Thanks Yoela and haftena ajokum
@Takwa25
@Takwa25 4 жыл бұрын
Medbka behaki zey nfelto yimhrena alo rip ni kulom sewtina keep going yeol you doing good job gad bless you brother
@salmantvsalman3573
@salmantvsalman3573 4 жыл бұрын
ውዲ ሻውል ዓለም ብላሽ
@jwow8821
@jwow8821 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ሳልማን ኣለም ብላሽ ነቶም ብላሽ ዝሰርሑ ዳኣ እምበር ነቶም ታሪኽ ሰሪሖም ዝሓለፉ ብላሽ ኣይኮነትን :: ታሪኾም ንኸይሽፈን ግን ንውዕሎኦም ነዘንትወሎም ንሕድሮም ድማ ንቃለስ :: ተስፋ ዘይሙቅራጽ :+
@almazmehari4160
@almazmehari4160 4 жыл бұрын
Itom kabana ztefelyu kulu gze ablbna eyom zneberu 😭😭
@erisun1278
@erisun1278 4 жыл бұрын
ዪኦል ሓወይ መደባትካ ኩሉ ደስ ዮ ዝብል ደላይ ሰላም ሓይልን ጸለመን ዘይትኣምን ምኳንካ ድማ ባህ ትብለኒ ቀጽለሉ
@Progressive2468
@Progressive2468 4 жыл бұрын
Rest in Peace! Jeganu. We are always in your foot. I feel so bad when I see their families are spread like a seed all over the world.
@hezbawitlijam7452
@hezbawitlijam7452 4 жыл бұрын
What a brave lady, just like your brother! Kebri nejeganuna!!
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Likewise, Hezbawit Haftey!
@wegihuyemane2469
@wegihuyemane2469 4 жыл бұрын
እፍሊ ለወስቲ ቢሑቕ ክኣ ነዞም ጀጋኑ ስውኣት ከቆናጽቡ ይውዕሉ !! ክብርን መጎስን ንስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና!!
@alemabraha399
@alemabraha399 4 жыл бұрын
Eternal glory to our #Martyrs!
@almazweldu3914
@almazweldu3914 4 жыл бұрын
ናይ ባሐቂ የማነ አብነታዊ መንእሰይ 💐💐💐 እንበር ኢሳያስ ዝማሃሮም ሰመረ ርእሶም ዳአ ሕማቅ ታሪኽ ዘለዎ አብ ሱዳን ይኹን ሕጂ እዉን አብ ኢትዮጵያ ሰመረ ፈራሕ ዞባ ማእከል ኮሎ ይፈልጦ ዝይዉስን 🙏አብ ገድሊ ግን ክልተ ዓይነት ተጋደልቲ ኢና ኔርና እዞም ሕጂ ሃገር ዝሕምትልዎ ዘለዉ እቶም ሐደ ግን ተሰዊኦም ሰንኪልና ዝአተና ናይ ህዝብና ሕማቅ እንዳራአና ብጣዓሚ ክንጾር ዝይንኽእል አታ እቲ ገድሊ ክትዝክሮ ከለኻ ባዓል የማነንካልኦት መንእሰይ ዝኸፈለት ሃገር ክምዚ ክንሪኢ ይሐዝን ብኻ ተሰዊእና ዘብል ኮይኑና በጃኹም መንእሰይ ሕድሪ ተቀበሉ ሐቃ
@fishaddis6386
@fishaddis6386 4 жыл бұрын
Ah yemane jgna goita tebay meta almtey wedi ahdeyn zenebere
@sabayebio5118
@sabayebio5118 4 жыл бұрын
I have the same, with my younger brother. God bless you, God is with you
@lovepeace3498
@lovepeace3498 4 жыл бұрын
Our martyrs are always in our heart hope one day we will get their aim
EMN - Interview with Eritrean Artist Debesay Weldu
2:20:50
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 127 М.
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 17 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 1,3 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 59 МЛН
Каха и суп
00:39
К-Media
Рет қаралды 6 МЛН
አብ 70ታት ንቃልሲ ወፊሮም ዘይተመልሱ  par 1_5
1:02:50
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 17 МЛН