ታሪኸይ ከዕልለኩም "ኣብ ጸድፊ ኣለኹ" ምኽሪ ሃቡኒ ዝበለ ሓውና።

  Рет қаралды 21,306

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Жыл бұрын

Пікірлер: 275
@user-mt7dn5cp7l
@user-mt7dn5cp7l Жыл бұрын
ቅድሚ ኩሉ እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኩን ኣብ ሂወተይ ካብ ዘሐጉሰኒ ነገር ኣብ ሃይማኖተይ ብምፅናዕ እዪ ግን መጀመርታ ናብ ዓዲ ዓረብ ምስ መፃኩ ሓደ ማዓልቲ ብዛዕባ ሃይማኖት ኣልዒሎም መሲሒ ተኮይንኪ ነብይ እዪ ኣንሕናውን ነብይና ስለ ዝኮነ ንፈትዎ ኢና ኢለምኒ ግን ውሽጠም ምንምኳ ኣፍልጦ ተዘይ ነበረኒ ዋላ ኣይተጠራጠርኩን መሲሕ ኣምላክዪ ኢለ ተከራኪረዮም ካብኡ ትምርቲ ምእላሽ ጀሚረ ናይ ስልጣን ናይካልኦት ትምርትታት ሓጊዙኒ እቲ ዋና ዘበረታተዐኒ ናይ ስልጣን ትምርቲ እዪ ነይሩ ብጣዕሚ እዩ ዝርደአኒ ደስ እናበለኒ ይሰምዕ ካብ መጀመርታ ኣትሒዘ ዳርጋ ንኩሉ ሰሚዐዮ እዪ እግዚኣብሄር ይመስገን ክርስትያን ማለት ትዕድልቲ እዪ እግዚኣብሄር እግርእግርና ስዒቡ ቃሉ ክንሰምዕ ይገብረና ኣሎ ሃይማኖትና ንፍለጥ ካብኡ ንወስን
@user-eq4ix3kl3m
@user-eq4ix3kl3m Жыл бұрын
ሓቂኺ/ኻ ኣነለ ምስ ሙስልም ይአ ድሰርሕ ድነበርኹ እሳተን ኣምላክና እየሱስ ክርስቶስ አምላክ አይኾነይ ይብላኒ ነብረን ነገር ግን ናያተን ኣይሰማዕኹይ ቀጥታ ትምህርቲ ምክትታል ይአ ድጀመርኹ ኸዚ ግን እግዚአብሔር ይመስገን ሃይማኖተይ ፈልጠ ብሰላም ነብርለኹ እግዚአብሔር ኣምላክ ክሳም መጨረሻ ያፅነዐና ናይ መንግስቱ ወረስቲ ይግበረና 🙏🙏🙏
@rah5279
@rah5279 Жыл бұрын
Ara aàà
@user-vy8wk8td8f
@user-vy8wk8td8f Жыл бұрын
እንዃዕ ሰላም መፃካ ስልጣን ሓወይ 🥰 ኣነ እውን ሸተት ኢለ ነይረ ግን ቅዱስ ሚካኤል ኣይገደፈንን እምበር 😢 እየሱስ እየሱሰ ናይ መናፍቃን መዝሙር ዝብል ይሰምዕ ልድንግል ኣደይ ርህርህቲ ሕልና ረሲዐ ነይረ 😭😭😭እዩ ግን ውሽጠይ ስር ስር በሊ ይብለኒ ነይሪ ፀንሐ ይበኪ ነይረ ከብኡ ጀውል ገዝአ ሓደ ሓወይ ናብ ዊትስኣብ ኣትየ ከብኡ ናይ ድንግል ማርያምን ናይ ክዲና ምህረትን እኾ ፈልጠ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝተመስገን ዩኩን ስለዚ ብዚሕ ነገር እዩ ዘሎ ፀገም ዘይምፍላጥ ኣብ ሃይማኖትኒ ክንፀንዕ እመቤታችን ትደግፈና ኣሕዋተይ ማዓረይ 😘😘🥰
@user-jd8en4nz2c
@user-jd8en4nz2c Жыл бұрын
እንካዕ መሓረኪ መዓረይ
@millionmebrahtumillionmebr4933
@millionmebrahtumillionmebr4933 Жыл бұрын
ኣሜን
@rraaan430
@rraaan430 Жыл бұрын
Amen amen amen 👏👏👏
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Жыл бұрын
አሜን ዛሓፍተይ
@user-er5vo5yn9e
@user-er5vo5yn9e Жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኢ ክብር መምህረይ መኣረይ ❤ እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ስልጣነይ ናፈቀካ ቀነየ 🤲❤ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ተባዕ ወዲ ክርስቶስ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ኣብርሃም❤❤🤲🤲 እዚ ለ ዶ ኣሕሊፈካ ነይረካ ስልጣነይ 🤲😢 ተመስገን አምላክ ተባዕ ዝኮንካ ሰብ እግዚአብሔር ካብ ክፉኡ ዝብለ ይሓልዉካ❤❤❤✝️✝️✝️❤✝️
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Жыл бұрын
ሄሩተይ መልካመይ 🥰
@user-er5vo5yn9e
@user-er5vo5yn9e Жыл бұрын
@@musemamilove4519 ሙሰዋይ ፍቕር❤❤✝️
@desu.egelawi
@desu.egelawi Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ኩብሩ መምህር #መዳሃኒኣለም ፅባሕ እዩ እሞ እሞ ጠጥዕሙ የስመዐና ኩቡራት ኣሕዋት
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x Жыл бұрын
ተመስገን መድሃኒአለም ኣቦይ ኣነስ ዋላ ብዛዕባ ሃይማኖተይ ኣፍልጦ ዘይብለይ በታ ጎይታናን መድሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝገበሮ ታኣምርን ዝማሃሮ ትምህርትን ኣብ ባዓል ፋሲካ ክርኢ ከለኩ ካብ ቁልዕነተይ ብጣዕሚ ኢየ ዝኮርዕ ብሃይማኖተይ ተጣራጢረ እውን ኣይፈልጥን ስለ እቲ እናፈለጥኩን ከይፈለጥኩን ዝሰርሖ ቡዙሕ ሓጥያት ዳኣ ድቃስ ካሊኡኒ እምበር ስልጣነይ ብሳላካ ካኣ ብዝበለፀ ፅቡቅ ኣለኩ 1000 ዓመት ንበረልና ንስደተኛታትን ካምዚ ካማይ ድኩማትን ክጥዕመና
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ኣነውን ገጥሙን ነይሩ ኣብ ዓድ ዓረብ እየ ዝነብር ካብ ስራሕ ናብ ዕረፍት ወፅአ ሓንት ሓፍትና ፕሮቴስታንት ትኽተል ረኽባትን እየሱስ ጎይታ እዩ ናበለት ምስ ሰማዕኹዋ ምንም ዝፈልጦ ኣይነበረንን ግን ስለ መንፈሳዊ ንምፍላጥ ድሌት ስለ ዝነበረን ኣምህርን በልኩዋ እት ድኽመተይ ግን ኣብ ዓለም ክርትናን እስልምናን ጥራሕ እዩ ዝመስለን ነይሩ ንሳ ጴንጤ እየ ትብለን ተላ ክርድአን ኣይኸኣለን ክፈልጥ ጥራሕ እዩ ነይሩ ናተይ ድልየት ለይት ሙሉእ ካብ መፅሐፍ ቅዱስ እናጠቐሰት ክተረድአን ሓደረት ቅዱስ ሚካኤልን ድንግል ማርያምን ካብ ኣፈይ ስለ ዘይፈልዮም ናታቶም ስም ከልዕል ከለኹ ጣኦት እዮም ትብለን ነይራ ናይ ጣኦት ትርጉም ግን ኣይፈልጦን ነይረ ዘይምፍላጥ ፀገም እዩ በት ሓደ ወገን እግዚአብሔር ኣይፍለየናን ምኽንያቱ ልብና ስለ ዝምልኸት ኣብ መጨረሻ ሓደ ቀሽ ረኽበ ካብ መስቀሎም ክሳለም ብፅፍዕት ምፀፋዕኹዎም ነይረ በለትን በቃ ኣፍት እዋን ክልተ ልብ ኾንኩ ኣብ ዓድና ወለድና ንካህን ዘለዎም ኣኽብሮት ፍልይ ዝበለ ስለ ዝኾነ ቀዳምን ሰንበትን ስራ ክስራሕ ኣለዎ በለትን እዝ ኹሉ ኣብ ኣእምሮይ ሕዘ ዕረፍተይ ወድአ ናብ ስርሐይ ተመለስከ ወላድየይ ምሳይ ስለ ዝነበረ ደውለ ኹሉ ነገርኩዎ ደንግፁ ቀስ ብቀስ ከረድአን ፈተነ እግዚአብሔር ይመስገን ቀስ እናበልኩ ስለ ኦርቶዶክስ ክፈልጥ ኸኣልኩ ሞባይል ገዝአ ናብ '''''WhatsApp'''' ኣእትያን እለ ኣተኹ ተመስገን ስደተይ ንፅቡቕ ገይሩለይ በልኩ ፍቁራት ደቅ ተዋህዶ ከይ ፈለጥናዮ ዝተታለልና ውሑዳት ኣይከንናን ስለዝ ንምፍላጥ ንፅዓር
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ እንታይ ይስኣኖ እንኳዕ መወዳእታኡ አፀበቀልኪ ዛሓፍተይ ብዘይምፍላጥና ክንደይ ዘይገበርና
@lemlem5552
@lemlem5552 Жыл бұрын
ኣይይ ደይምፍላጥና ሽግረ ዩኡ ግን እግዚአብሔር ኣምላክና ኣይገድፈናን ❤
@user-fk1my4um4j
@user-fk1my4um4j Жыл бұрын
ስልጣነይ ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ቀፅለሉ ሕቶ ኣለኒ ቃል ኪዳን ብመን ተጀሚሩ ቀለበት ምእሳር ብመን ተጀሚሩ ናይ መረዓ ምክንያቱ ወለድና ቀለበት ከይ ገበሩ እዮም ዝዋሰቡ ነይሮም ዋላ ድያቆን እንተኮይኑ መዝሙር ናዘመሩ የሓድሩ ኣቦታትና እንበር ቀለበት ዘይገብሩ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ስልጣነይ
@merhawimebrahtom8270
@merhawimebrahtom8270 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwat 🙏🙏🙏☦️❤️❤️❤️ yesmealna
@ngistibrhane2002
@ngistibrhane2002 Жыл бұрын
እንኳን በደህና መጡ ክቡር መምህራችን
@xhvudv4292
@xhvudv4292 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏❤❤❤
@millionmebrahtumillionmebr4933
@millionmebrahtumillionmebr4933 Жыл бұрын
✝️ኣሜን ክቡር መምህርና ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቡዙሕ ተማሂርና ኣምላኽ ይባርኻ ፍቁር ሓውና ቃለ ሂወት የስማዓልና ♥️ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏✝️✝️✝️::
@merhawitkeleta5905
@merhawitkeleta5905 8 ай бұрын
ይገርም አዩ ናይ መናፍቃን መምህር ሰልጣን ከኣ እድመን ጥእናን ይሃብካ ቀጽሎ ኣምላክ ሰላም የውርደልና❤❤❤🙏🙏🙏
@titigaltigray7118
@titigaltigray7118 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓዉና ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ✝️💒 🥰❤️
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Жыл бұрын
በስመ ሥላሴ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ/፫/ አብ ስደት ቦታ ተነበርና ቤትና ገዲፍና ተወጻእና ናይ አበው አምላክ ይረድአና ሓዘን ካባና የርሕቀልና/፪/ እንዳገበረ አብ ጸድፊ መንገዲ ክብሪ ሂቡና አብ ሃገረ ባዕዲ ሓይልና ይሕደስ አብ ስደት ሃገር ምሳና እዩ እግዚአብሔር/፪/ ////////፪/አዝማች////// እንዳባረከ ስራሕ ናይ አአድውና ምሳና ይነብር ኮይኑ አብ ማእኸልና አብ ባዕዲ ሃገር ትጉሃን ውን ኮይና ካብ ጸላእትና በርቲዑ ሓይልና/፪/ ///////////፫/አዝማች///////// ስሙ ክንጽውዕ ጠሚትና ናብ ምብራቅ ናብኡ መጻእና ከርሕቀልና ሕማቅ ክብሪ ሂቡና ኩሉ ሰላም ኮነ ከመይ ሉ ይሓፍር ንዑኡ ዝአመነ/፪/ /////////////፬/አዝማች//////// እንዳመሃረ ሓደስቲ ምስጋና ጾምና ጾሎትና ኩሉ ይሰምዐና ምሳና እዩ ንሱ ንዘልአለም ይክበር ይመስገን ጎይታ መድሃኒአለም/፪/ (ይትባረክ አምላኸ አበዊነ ቅዱሳን አሜን/፫/) ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም አምላኸ ቅዱሳን አብ እምነትና የጽንዐና/ኹም እዛ መዝሙር ንስደተኛታት አሕዋተይ ጋቢዘኹም ደቂ እመ ብርሃን🕊🌹🌾
@krstianyusmey8973
@krstianyusmey8973 Жыл бұрын
❤️❤️❤️
@BarchiTube5164
@BarchiTube5164 Жыл бұрын
እግዛብሔር ኣምላክ ይመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ኣብ እምነተይ ክፀንዕ መን ምኮነይ ክፈልጥ ዝገበረኒ ኩሉ ትምህርቲካ እዩ እሞ እግዛብሔር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባረክ ሰልጣን ሓወይ 👏♥️🌿🌿🌿🌿
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Жыл бұрын
አግዝአብሄር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ዕንቂ መምህርና ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህር ንሓታቲ ሓውና ደማ ፀግኡ የብዝሕ ኣጆካ አመብርሃን ምሳካ ትኩን ክርስትያን አና መከራ ደኣ አና ብሓይሊ ክርስቶስ ንኩሉ ክክአሎ አየ ከም ዝበለ ሃወርያ ቅዱስ ጳውሎስ አና አጆና ስደትና ኣሕፂሩ ናብ አንፈትዎም ሰድራቤትና ይሓዋውሰና ክቡራተይ አሜን //፫//❤❤❤
@user-pn7nz4kj3q
@user-pn7nz4kj3q Жыл бұрын
ክሓስበካ ዊዕለ መምህረይ እንካዕ ብሰላም መጻካ ናፍቆት ኣይካኣልናዮን ና ኣጆካ ሓወይ ኩለና ከምኡ እና ዘለና እምነትና ነስጥም 🙏መምህረይ ድማኒ ኣዶ ክርስቲያን ዝብል ፈስብክ መልሰለይ ኣገዳሲት ትምህርቲ ክትምልሰልና ንደሊ ክብር መምህርና 💘⛪🙏
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
እንደዋም ክርስትያን ዩ ናፍቅዎ ዝኮን።😄🥰
@user-pn7nz4kj3q
@user-pn7nz4kj3q Жыл бұрын
@@TV-vh2im ማራ 😁😁
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
እንኳን በሰላም መጣህ ውድ የተዋህዶ መምህራችን በእውነት በጉጉት ሰጠብቅህ ነበር ቃለ ህይወት ያሰማልን ሁላችን ብዙ ችግር ና መከራ አሳልፈናን ግን እግዚአብሔር ይመሰገን ሁሉ ነገር ለበጎ ነው እና በእምነታችሁ ጽኑ በርቱ የተዋህዶ ልጆች
@user-bo7rq5qe6s
@user-bo7rq5qe6s Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰልጣን ሓዉና
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መጻእኻ ሥልጣን ሓውና💛❤
@user-kf1mc3nr7h
@user-kf1mc3nr7h Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣምን ሙዕሩገይ ኣይት ጥፈአና ዳኣም👏
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 Жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmaelna hawna sltan ab lbna yehdro
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ👏 ናዓይ ሓጥያተኛ ሓፍትኹም እውን ኣብ ጸሎትኹም ዘኩሩኒ ክቡራት ኣሕዋተይ ካብ ዝወደቅክዎ ክትንስእ😢
@user-lz2lw2kc2n
@user-lz2lw2kc2n Жыл бұрын
እንካን ዳሕና መፃኻ ሱልጣነይ ስደት ምምፃአይ ዘቸግርካ እንተኾነ ሃይማኖተይ ስለ ዝፈለጥኩ ካብ መጠን ብላዕሊ ደስተኛ እየ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ስልጣን ሓወይ 🙏🙏🙏
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓወይ♥️💒 አነስ እግዚአብሔር ለመስግኖ ኩሉ ግዜ #ስደት ዘውፀአኒ ንእግዚአብሔር ጥራሕ ዘይኮነስ ዳግማይ ከም ዝተወለድኩ ሂወት ከመይ ምኳና ከመይልካ ከም ዝንበር ክፈልጥ ዝገበረኒ እግዚአብሔር ይመስገን #ወላዲየይ ከምህሩኒ ይፍቱኑ ኔሮም አነ ግን ይአብዮም ኔረ ንወዲ እምበር ንጓል ታይ ይጠቅም ይብል ኔረ ብዘይ ፍላጠይ ከዚ ግን ወላዲየይ ካብ ስደት ተመሊሰ ዝደለክዎ ሕቶታት ብዘይ ስክፍታ ክሓቶም ክምሉሱለይ ተስፋ ይገብር አለኩ ናይ ኩሉ ግዜ ፀሎተይ እያ ስደት መውፂኢና ንፅቡቅና እዩ ከይነማርር አሕዋተይ ንጠቀመሉ ዝወፃናሉ ንስጋና ዝረከብናዮ ሽሻይ ግን ዓብዪ ጥቅሚ እግዚአብሔር አምላከይ ዝፈለጥኩሉ አብ ቤቱ ክነብር ፍቃዱ ይኩነለይ /ልና አሜን ፫
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Жыл бұрын
ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይኽበር ይመስገን ስደት ምውፅአይ ሕጉስቲ እየ ብወገነይ እግዚአብሔር አምላክ ድማ ብሰላም የራኽበኪ/ና ምስ ወለዲና
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn Жыл бұрын
@@musemamilove4519 አሜን ፫ ክብረተይ ስደትና እንተተጠቒምናሉ ዓብዪ ናይ ምንባርና ምስጢርዩ ሙሴዋይ ❤🙏
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣን ሓወይ ኣነ ኣብ ዓዲ እናሃለኩ እውን ምንም ኣይፈልጥን ነይረ ዓዲ ዓረብ ኣምፂኡ ዘምሃረና እግዚአብሔር ይመስገን
@fiehdidy81
@fiehdidy81 Жыл бұрын
አሜን👏👏👏
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን ሰላምታኹም/ክን የብዘሐዮ እንዃዕ ብሰላም መፃእኻ ስልጣን ሓውና
@Mery-oe9ix
@Mery-oe9ix Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይብርካ ስልጣን ሓወይ (መምህርየይ)
@haragozana3340
@haragozana3340 Жыл бұрын
አሜን አሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም አምላክ ይባርከልካ ይቅርታ ሕቶ እዮብዛዕባ አብ ሰደት ንዘለና ሰጋ እሰላማይ ዝሐሮዶ ምብላክ ቡዙሕ ሰብ ይካራከር እዮ እሞ ገልኡ በስመአብ ኢልካ ይብላዕ እዮ ገልኡ አበ መፅሐፉ ቅዱሰ ክርሰትያን ዝሐረዶ እስላማይ ዝሐረዶ ዝብል የለን ገልኡ ብማሽን ዝተሐረደ እዮ ዝብል ሰብ ብዙሕ እዮ አብ ዓድና ግን ክልክል እዮ እንተበልዕካ እውን ትጨደር ኢካ እሞ በር አብዚ መብርህ ክቡና መምህርና ብትሕትና ይሐትት
@meriweldegbreal848
@meriweldegbreal848 Жыл бұрын
ሰለም እግዚአብሔር አምለክ ምሰ ኩላትና ይኩን ክቡሩ መምህር ሰልጣንይ ሐወይ ከመይ ቃንኩም እንኾዕ ብሰለም መፃኩም ንፍቅቅቅቅ አብለኩም ቃነይ ሥልጣን ዓይነይ❤❤❤
@simonamanuel6128
@simonamanuel6128 Жыл бұрын
ኣንቆዕ ብድሓን መጻካ ኩቡር መምህርና ክብርን ምስጋናን ንእግዛብሄር ኣምላኽና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@kesant83
@kesant83 Жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስመዕልና ክቡር ሓውና ሥልጣን ብሓቅካ ኢካ ምስ አዕራብ ምንባር ጽድፊ እይባሃልን ንሕና ስጥማት ክንከውን ከም ዘልና ኢካ ምሂርኻና ሓቂ እውን ዩ ዓዲ ዓረብ ኣብርቲዑኒ ኣብ ሃይማኖት እውን ንክዓቢ ይሕግዝኒ ዩ ብአይ ወገን ዋላኳ ፍተና ተበዘሐ ግን እይንሕለልን ኢና ኣጆና ብፍላይ ኣብ ስዑዲ ኮይንና ትምህርቲ ይኩን ጾም ጸሎት ንፍርሕ ኣጆና እግዚአብሔር ብዝበለጸ የባራተዐና እዩ ሓላሓሊፍ እይንማርር ኣብ ስደት እይኮነን ድዩ ብእዝኑ ዝስምዖ ዝነበር መዝሙርን ቅኔን ብእዝኑ ዝስማዖ ዝነበረ ዜማ ስርዓት ቅዳሴን ካልኦትን ዝማሃር ዘሎ ኣጆና ፍተና ከም ዘለዎ ኮይኑ ብትዕግስቲ ንኩሉ ንጻወሮ ንንኡሽተን ብዚ ስደት ዘይፍተን የለን ኣጆና ሥልጣን ሓውና ኣብ ስዑዲ ዘልና ኩሉ ግዜ ኣጆክን,,ኩም ምስ በለና ዩ ንሕና እውን ክንጉብዝ አሎና አሕዋተይ እዚ ብምጽሓፍይ ካባኹም ዝሐሽኩ ማለት እይኾነን ንባዕለይ ድኽምቲ ሓፍትኩም የ ነገር ግን ክንግበሮ ዝግባእና ስለዝኾነ 'የ
@fserfeer2063
@fserfeer2063 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና ሰልጣን ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ
@user-yl3rn4qi5n
@user-yl3rn4qi5n Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰግን ሰልጣንይ የኔ ናፊቆተ እንኮዕ ብሰላም መፅካ ንፍቀ ኣብለካ ነይረ❤
@saronyohannes4991
@saronyohannes4991 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@mebratbanki5836
@mebratbanki5836 Жыл бұрын
Kubur memhrey kale hiwet yasmeelna amen amen amen 🙏 🥰🥰🥰🥰🥰
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
እንቋዕ ዳሓን መጻካ መምኅረይ ናፍቅናካ አይትጥፈአና ብእወነት ምንም ዝማኃረካ ዘይበልካ ውሸጥካ ይነገረካ ዩ ቁኑዕ ዘይኮነ ኣምላኽ ክንጠፍእ ኣይሓደገናን። ቃል ኀይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ ሥልጣን ሓወይ። ንዖኦም ላሓተትካ ነይረካ እካ ረእሲ ረእሶም ትተኩዖም ዘለካ ሕጂ መምኅረይ😄 ኣሕዋተይ አብ ዓርብ ዘለኩም ግን ሰቅ አልኩም ናይባዓልትኩም እምነት አጸንዑ ጸልዩ ጸሙ እንበር ተተካረክርኩሚዎም ግን ብሓይሎም አዮም ዝኣምኑ በመጸሓፍ ከረትዕካ ኣይኩኡሉይ ሓድ ሓድ ኣሕዋተና ምንም አፈልጦ ዘይበልና ሰቅ እልና ንካራከር ምንም ክረደአካ አይኩኡሉይ በጣዕሚ አዮም ዝቁጥዑ። ጸቡቅ ኣይኮነን አብ እምነትና የጸነዐና ኣምላኽ
@user-mt6ir4dg3p
@user-mt6ir4dg3p Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህረይ
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV Жыл бұрын
ኣሜ ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ እመ ብርሃን ምስ ኩልና ትኹን
@ksanetbrhane7657
@ksanetbrhane7657 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
@user-jc1fg4od2k
@user-jc1fg4od2k Жыл бұрын
ሰላም አምላክ የብዘሐልካ መምህረይ እንኮዕ ብሰላም መፃእኻ ናፍቀካ ቀኒየ ቃደማይቲ ባዕለይ😁♥
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын
1ይቲ ባዕለይ 🙋‍♀️🤣
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Жыл бұрын
1ይቲ ባዕለይ 🥰😁😁
@user-jc1fg4od2k
@user-jc1fg4od2k Жыл бұрын
@@musemamilove4519 መሲየ ክንደይ ማዓልቲ ትቅድሚኒ ሎሚስ ተቀዲምኪ😁♥
@user-jc1fg4od2k
@user-jc1fg4od2k Жыл бұрын
@@user-qn4rm3ue7x ዓፈና ሎሚ በዕለይ እየ ቅድሚ ኩሉ ቲቲየ😂♥
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын
@@user-jc1fg4od2k ክንደይ ግዜ ዳኣ ትቅደሚ ትፍለጠኒ እየ ኣሕሊፈኪ🤣ለቱሸይ🥰
@jgddhccc3011
@jgddhccc3011 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋን ጥበብን የብዘሓልካ ክቡር ስልጣን ሓወይ 🙏🙏🙏✝️💒⛪️
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 Жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክን ይቀደስን
@user-nh1oe5pe3u
@user-nh1oe5pe3u Жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ሥልጣን ሓውናን መምህርናን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ኣነ ብዛዕባ እምነተይ ተኸራኽረ እግዚአብሔር አምላክ ክብሪ ምስጋና ይብፅሓዮ ኣሕፈረ ክመልሶም እምበር ሓፍረ ፣ ተናድደም ኮነ ተፃረፈም ኣይፈልጢን ስርሐይ እናሰራኩ መፅሓፍ ቅዱሰይ ብኣውድዮ የዳምፅ ኣንደምታ ድማ ናይ መምህር ዘበነ ለማን ስልጣን ሓወይ ይከታተል ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ፅቡቕ ገይረ እየ ዝከታተለኩም ሕጉስቲ ድማ እየ ብፀርፊ ዝሕጠይ እንተ ኮይኑ ግና 1ይቲ ኣነ እየ ዝሓጢ ። እቶም ንምፅራፈይን ምርጋመይን ምክንያት ዝኾኑኒ ድማ ፦ 1/ንህዝቢ ትግራይ ዘፅንቱ ዘለዉ ናይ ዘመንና ሄሮድሳት ኢሳያስን አብይን ንብዓይ እናፈሰስኩ እየ ዝረግሞም 2/ ትንፋሰይ ክሳብ ዝወፅእ ተቐላጥፈ ኩሉ ስረሕይ ይውድእ ሞ ትደልዮ ኣለክዶ ይብላ ሽኩረን የብለይ እላ እንተብቅዕ ናብ ማሕበር ክኣቱ ሕዝብፅብ እለ ነፅለይ ተከድነ ገና መፅሓፈይ እኳ ከይሓክዋ ትፅውዐኒ እነ ሽዑ ብዓረብኛ ሞኑየ ኣብ ዘይትስምዖ ብሕሱም ንደት ኮላይ ብትግርኛ እየ ዝፀርፋ አምላክ ዝገብረኒ ግን እንደዒ።
@lovetigray7773
@lovetigray7773 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ንስካ ተለካ ድኣሞ ኣብ ዝሃለና ንሃሊ ኩሉ ፈሊጥናዮ ኢና ሥልጣን ሓወይ ፈጣሪ ይመሰገን ንዓኻ ለፈጠረልና ብቻ ዕድመን ጢዒናን ይሃበልና ዓዳዓረብ ኮይንና ትናትካ ዝዉሃበና ትምህርቲ ካብ ብዙሕ ነገር በይዛ ኮይንልና እዩ 🙏🙏🙏
@meriweldegbreal848
@meriweldegbreal848 Жыл бұрын
ብሐቂ ቃል ህይወት ቃል ብረክት ይሰመዐልና ክቡሩ መምህር ሰልጣንይ ሐወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምለክ የኔ መሰል❤❤❤❤❤
@user-uq9th3to6o
@user-uq9th3to6o Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መጻእካና መምህረይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሥመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ ምስጋና ንአምላክና ይኹን ነዛ ግዜ እዚኣ እናደለዩ ዘይረኸቡ አለው እዮም እሞ ብሰላም ስለዘለና እዝኒ ዓይነ ብርኪ ንዝሃበና ነመስግኖ ብዝመጸና ሽግር አይንሸበር አምላክ ስደትኩም አሕጺሩ ሰላም ወለድኹምን አሕዋትኩምን ውን የስምዕኹም ንቅዱስ ስግኡን ክቡር ደሙን የብቀዐና አሜን #ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ እግዚአብሔር የኽብረለይ
@user-yn4vm2bw6r
@user-yn4vm2bw6r Жыл бұрын
♥️🥀
@micheaeltekie125
@micheaeltekie125 Жыл бұрын
Memhrey edmen tenan yhabka fetari xegeu ybzahalka
@user-dn7ru2zn1y
@user-dn7ru2zn1y Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ስልጣን ሓወይ ቃለ ህይወት ያስምዐልና ፀገኡ የብዝሐልካ ንብዙሕ ሰብ እዮም መርዚ ዝረጭው ዘለው እግዚአብሔር ይሓልወና
@user-lk9ov1px9j
@user-lk9ov1px9j Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ😍😍😍
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣነይ እንካዕ ብሰላም መፃእካ
@nighistieyob2685
@nighistieyob2685 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmailna. Nay agelglot zemenka ybarek
@Galenba
@Galenba Жыл бұрын
Kalehiwet yesmalna smaiti tirah zeykonas tegbrti kinkewn yizgabher amlak yihagzena nay aglglot zebenka yibark yizgabher iwe megbi entezey besele yinefih wey dima yehimim busul filtet entezeyblka kea kema iya anen kmzi kemayin filtet zeyi blna kizarebna kelew keltifna nehark sltan hawey yizgabher amlak yibarka tebai wetehdr kirstos 👌👌👌💒💒💒🙏🙏🙏💐
@henokbereket6642
@henokbereket6642 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet ysmana memhrey amlak xegeu ybzhalka nana ka ayni lebonan ykfetla wedi dngley 🙏🙏🙏💯
@user-ml2kh7fn8q
@user-ml2kh7fn8q Жыл бұрын
ቃል ህይወት ቃል በረከት የስመዐልና ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ቁዱስ እግዚአብሔር አምላክና እመ ብርሃን ታሓልወልና ባሓቂ ኣብ እምነትና ፁናዓት ንኩን ዳኣ እምበር እቱ ሒዙና ዘሎ ሰደት ፅባሕ ንጎሆ ክወግሕ እዩ ትዕግስቲ ብቻ ያሃበና
@akezakalayu9339
@akezakalayu9339 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ። መምህረይ
@samera7354
@samera7354 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃል ህይውት ይስማልን ክብር መምህርና 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏
@hjzhsbkzbvz9282
@hjzhsbkzbvz9282 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓዉና
@abie3566
@abie3566 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐና መምህረይ እግዚኣቢሄር ብፀጋኡ ይሓልወልና
@user-fk1my4um4j
@user-fk1my4um4j Жыл бұрын
ስልጣን ሓውና እንካን ብሰላም መፃእካ ፀግኡ የብዘሐልካ
@user-ni3jh5un6i
@user-ni3jh5un6i Жыл бұрын
ሰላም እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ
@negestyhaylu5321
@negestyhaylu5321 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ጸግኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን ፫
@millionmebrahtumillionmebr4933
@millionmebrahtumillionmebr4933 Жыл бұрын
ኣሜን
@krstianyusmey8973
@krstianyusmey8973 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ ስለ ተገዳስነትካ ብልቢ እየ ዘመስግን ጸግኡ የብዛሓልካ!!!!!!!!!
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Жыл бұрын
ብስምስላሴ ሰላም ኣምላክ ምስኩላትና ይኩን ስልጣነይ ኡንካዕ ብሰላም መፃካና ናፊቅናካ ቀኒና ኮሞንት ቃደመይቲ ባዕለይ 😁
@user-ei5ne3xx4n
@user-ei5ne3xx4n Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚ ኣብሔር ኣምላክ ኩቡር ሓውና
@eritreaasmara9890
@eritreaasmara9890 Жыл бұрын
Kal Goyta yesmeana 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-br2ct9zb6t
@user-br2ct9zb6t Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር ሓዉና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና🙏🙏🙏
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ብሓቂ ኣብ እምነተይስ ኣነ ኣለኩ ተሓቲተ ዘይምልስ ድሌት ብቻ እምበር ግብሪ ዘይብለይ ኩሉ ግዜ ብደሓረ ደሓረ ዘሕልፎ ግዜይ እህ ብሓቂ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ወገናተይ🤲😥 ዋይ ኣታ ናይ እዚኦም ጉድኮ ምሳካ ከራክበኒ ናብ ጎይታ ኢየሱስ ኩሉ ግዜ እየያ ነጽሊ ነይረ😁
@dfhf8186
@dfhf8186 Жыл бұрын
ናይብሓቂ ቃለህዘት የሰመዕልና ክቡር ሓውና ኣሜንኣሜንኣሜን🤲🤲🤲😘😘😘
@zaydey3145
@zaydey3145 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ❤
@sosoalso3205
@sosoalso3205 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰምዐልና ሰልጣን ሓወይ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል መልሲ አዩ አነ ውን አብ ከምኡታት አየ ዘለኩ ብሃይማኖተይ ፅንዕቲ ግን ድማ አንዳ ዓረብ አየ ዝሰርሕ ክፀውም ኣይክአልን ክፅሊ ዘይክአለሉ ገዛ አየ ዘለኩ ብሓቂ ንነብሰይ ፈሪሐላ ናማን አነሰ ነብሰይ ዕረፋቲ ክትረክብዶ ትከውን ብፅሑፋ አሰቲ መልሱለይ አንተኪኢልኩም ኣሕዋት😪🙏🙏🙏
@lemlem5552
@lemlem5552 Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ ክብር ሓውና ብጣዕም ከመዚ ደበለ ሕሉፍ ታረክ ድደይፈልጥ ሃምል ኣነ መመሀር እዩ 🍇💞
@user-iv4vs6ny5h
@user-iv4vs6ny5h Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ኅይወት የስመዐልና ስልጣነይ ጸጋኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ መምኅረይ ኣብ እምነትና የጽንዐና💒✝️ እሱም ድኣ ጎይታ እየሱስ ትቓበል ናበሉ ህዝብና ኣጥፍአሞ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልበኖኦም ይኽፈተሎም👏😢
@SB-en6ev
@SB-en6ev Жыл бұрын
Qale hiwet yesmalna kubur hawuna
@remziremzi5829
@remziremzi5829 Жыл бұрын
SELAM FETARI ymnyelka SULTAN you are honest one ❗🧠❤🙏
@user-gl9kv9bx1m
@user-gl9kv9bx1m Жыл бұрын
መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ነዉሕ ዕድመ ይሃብካ ምስ ጥዕና ንዓና ክጥዕመና
@adshas7852
@adshas7852 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዛብሄር ኣምላክ💟💟💟💟💟🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@user-pm4vx3xc6n
@user-pm4vx3xc6n Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፅግኡ የብዘሐልክም ክብር መምህረይ
@rutatesfaalem7536
@rutatesfaalem7536 Жыл бұрын
qale hiwet yesmalna kbur mmhrna
@user-so7sx4bw2u
@user-so7sx4bw2u Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳን ደህና መጣህ መምህራችን 😍😍😍
@user-kd7lt2cu5r
@user-kd7lt2cu5r Жыл бұрын
ብሓቃ ቃለ ሂወት የስመዕልና መምህርይ ብሓቃ ኩሉ አብ ስደት እየ ተምህር ከብ ብዝሕ ብዉሕዲ ተመስገን ኣምላካ ሰለአተከለ ነገር
@Lul19211
@Lul19211 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኡ የብዛሓልካ ክቡር ሓውና
@user-wx7zl8br3t
@user-wx7zl8br3t Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻእኻ ስልጣን ሓዉና ብሓቅ ቃለ ህወት ያስመዐልና 👏💐
@hdjgyd3034
@hdjgyd3034 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር ሓወይ ከምኡ’ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብልይ እግዚኣብሔር አምላክ ክብር መምህርና
@yonasgerezgiher1998
@yonasgerezgiher1998 Жыл бұрын
qal hiwet ysmealna memhrnan Egizabher amlak xegu yebzhalka ab xelotkum zekruni siltan hawey
@user-hn2mq6sp7i
@user-hn2mq6sp7i Жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና አሜን😍
@kewanitshmendi350
@kewanitshmendi350 Жыл бұрын
Bhaq qla hiwet yesmalna edmekan zemakan ybarak Egzbeher Amlaki
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏 እንካዕ በሰላም መፅእካ ስልጣን ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን ልሓውና ደማ እግዚኣብሄር ይሓግዝካ አሜን
@hshshsh5196
@hshshsh5196 Жыл бұрын
ስልጣን ሓወይ ኣነ ሕቶ ኣላትኒ ናይ ዘማሪ መራሃዊ ፀጋይ ትምህውርቲ ይክተል እየ ብጣዓሚ ፅቡቅ ትምህርቲ ኣለዎ ከሙኡ ዉን መዝሙሩ ኡዉን ፅቡቅ ኡዩ ናይ መጌብየ ሓዱስ ገብረ ክርስቶስ ኡዉን ይክተሎም እየ ናየም ኡዉን ፅቡቅ ኡዩ እና ኣብዚኣ ስ ሓንቲ ክልቲኦም ክክትዑ ረኦዮም ስ ትፈልጥ ተኾንኻ ኣብራሃ ወኣፅባሃ ኣበይ ተወሊዶም ኣበይ ከ ተጠሚቆም መልሲ ትምልሰለይ ብትሕትና ይሓትት
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህረይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ እንታይ ይስኣኖ ንባዕልኻ ጠንክርካ ንዓናም #ንክንጥንኪር ገይርካና እግዚአብሔር አምላክ ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልካ ካብ ውዳሴ ኮንቱን ዓይኒ ሓሳድን ይሓልወልና ቅንዕቲ መንገድ ሓቀኛ እምነት ኣየናይ ምዃና ካባኻ እየ ተማህረዮ ብወገነይ ምስ በዓል #እስራኤል ዳንሳ የዳምጽ ነይረ እየ እናተጠራጠርኩ በቲ ሆሆ ዝብሉዎ ዝነበሩ ከዓ🤔🥺በዓል ዓብይ ምሕረት እግዚአብሔር ይቅር ይበለለይ እምበር #ስደት ምምፅኤይ ብጣዕሚ እዩ ጠቅሙኒ ንስጋይ ኽብል ተሰዲደ ነገር ግን እቲ ቃለ እግዚአብሔር ሓሊፉ እዩ ፀንሑኒ/ና ንኹላትና አብታ አማናዊት እምነት ኣቦታትና የፅንዓና ክሳብ መወዳእታ አሜን አሜን አሜን 🥰✝️ ✅ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር አሜን ፫
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 Жыл бұрын
እንኳዓ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ 🤲🤲🤲✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️
@user-kr1zb2kl9s
@user-kr1zb2kl9s Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና
@user-tc8er4qw5j
@user-tc8er4qw5j Жыл бұрын
ቃል ህወት ያስመዐልና ኩብር መምህረይ
@dlktre
@dlktre Жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ክቡር ሓውና
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 Жыл бұрын
Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak zisemaenayo ab libonana yehdrelna, Amen.
@mmmmm2701
@mmmmm2701 Жыл бұрын
ቃለሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና
@hshshsh5196
@hshshsh5196 Жыл бұрын
እኳዓ ብሰላም መፃኣኻ ስልጣን ሓወይ ኣቦ ሓቂ
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Жыл бұрын
ባሓቅ ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያስመዐልና ❤❤❤🕊🕊🕊🕊
@user-ml2kh7fn8q
@user-ml2kh7fn8q Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓወይ❤
@user-fs8pn8jv9m
@user-fs8pn8jv9m Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ♥️.....ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኻ መምህረይ❤️
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Жыл бұрын
ቀዲመኪ ቲቲዬ🥰😁
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын
@@musemamilove4519 ባዕለይ ዳኣኾንኩይ ኣሕሊፈኪ መስየ🤣🥰
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Жыл бұрын
@@user-qn4rm3ue7x 🤣🤣🥰🥰ዓፈና
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын
@@musemamilove4519 😂🥰😘
Orthodox tewahdo sbket ናባይ ተመለሱ / Sltan Kesete
23:12
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 5 М.
ሩታ የእርግዝናውን መልስ ሰጠች.አብርሽ ደስተኛ ሆነ🙈❤️
21:46
Самый Молодой Актёр Без Оскара 😂
00:13
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 9 МЛН
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
ኣነ  ልበይ ይጉሂ ንሳቶም ይላገጹ
25:33
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 25 М.
" ይጋገዩ ኣለዉ ዓገብ በለልና "
23:47
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 26 М.
ኦርቶዶክሳውያን ስምዑ! ትንሣኤ ላግጺ ኣይኮነን! / ሥልጣን ከሰተ
31:48
Моя Жена Босс!
0:40
Petya English
Рет қаралды 4,4 МЛН
Задержи дыхание дольше всех!
0:42
Аришнев
Рет қаралды 2,1 МЛН