No video

Teklehaymanot / ተክለ ሃይማኖት / Live mezmur /

  Рет қаралды 469,034

Zemari Bereket Tikue official

Zemari Bereket Tikue official

Жыл бұрын

© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ።
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido
ethiopian orthodox tewahedo
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox
eritrean music
Eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
#ethiopian orthodox tewahedo
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
#orthodox tewahido
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
#Ethiopian orthodox
#Eritrea orthodox
Hidmona
new eritrean movie 2020
#Debesey Mezmur
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur
Teahdo mezmur
nihemia
music eritrea
eritrea music
comedy of eritrea
eritrea comedy
hidmona comedy
warwarta
eritrean film
eritrean movie 2020
eritrean music 2020
eritrean comedy
eritrean movie
eritrean film 2020
best eritrean film 2020
New eritrean comedy 2020
hdmona tv
habesha comedy
habesha music
HDMONA NEBARIT
Mahlet
Eritrean
ethiopian orthodox mezmur new
Bereket
eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox tewahido
#tewahido church
amharic mezmur
Shegye Shegitu
best music
New Eritrean Music 2020
Ethiopia music
Rora
New ethiopian tigrigna
admas
Amharic
Tigray
ATA
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido#eshetumelese #donkey #debesey #ethiopian #orthodox #teklehaymanot

Пікірлер: 685
@tsedihagos496
@tsedihagos496 Жыл бұрын
ኣቡነ ተክለሃይማኖት❤ እቲ ዝመስል ብፍጹም ዘይከኣል ዝኸኣልካ ብሓይሊ እቲ ልዑል ኪንዮ ሓሳብ ነቢርካ ብግብሪ ዝተላበስካ ናይ ቅዱሳን ክብሪ ደጊም ፈትየ አለኹ ክመስል ንዓኻ ከምቲ ንስኻ እዉን ንክርስቶስ ዝመሰልካ። /2/' ሽሕ እዃ እንተነበረ ሕሬት ኣዕቢኻዮ ግና ጸጋኻ ብእምነት ብልቢ ስዒብካ ቃል ወንጌል ክርስቶስ ናይ ስጋ ገዲፍካስ ነቢርካ ብመንፈስ አብሎ ንልበይ ብጥበብ ጸጋኻ ድሕሪት ተመሊሰ ክነብሮ ምንባርካ። እቲ ዝመስል~~~~~~~ ቃል አምለኽ ምዃኑ ምስጢር ምግቢ ህይወት ኪንዮ ብልዒ ስጋ ናይ ነፍሲ ዕንጋሎት ሰሪጹ አብ ልብኻ ህያዉ ናይ ጎይታ ቃል ወጺኻዮ ብጾም ተመስገን ብምባል ንገሮ ንኸርሰይ ነቲ ስሱዕ ሸዉሃት ብልዒ ንኸብዲ እምበር ከም ዘየዉህብ ህይወት እቲ ዝመስል~~~~~~ አብቲ ከቢድ እዋን ተፈታኒ ህሞት ቅልስ ምስ ሰይጣን ወጺኻ ብዓወት መሳርያ ኣይነበረን ናይ ዓወትካ ሚስጢር ጾም ጸሎት እዩ ነይሩ እቲ ናይ ጽድቂ ኣጽዋር ኩሉ ትናኻ አብነት ጽድቂ ኢኻ ወሲነ ክለበሶ ዕጥቂ ናይ ገልኻ እቲ~~~~~~ እስቲ ተመልከቱ ነቶም መራሕትኹም ኣሰሮም ሰዓቡ ገድሎም እናስተንተንኩም ከም ዝበሎ ጎይታ ኣብቲ ቅዱስ ወንጌል ተበጊሰ አለኹ ንዓኻ ክመስል እንተ ኣነ ግና ካባኻ ዝደሊ ተኽልየ ጸሎትካ እዩ ዘዉህበኒ ሓይሊ። እቲ ዝመስል~~~~~~~ ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ብሩኸይ ምስቶም መሳርሕትኻ ጸጋ አምለኽ የብዝሐልኩም። ፍርዲ ፈራድያን እዉን ንባዕልና እትፍረድ ሒዝና ኢና ንኸይድ ዘለናሞ" ከምቲ ንሰለ ሕጊ እትሕለቅዎ ክብርን ስርዓትን ዘለዎ ዘረባ ምክርን ተግሳጽን እዩ ናብ ህይወት ዝመልስ" ደሓር ከኣ በይኑ ኣይኮነን ዝዝምር ዘሎ አመል ምስ መግነዝ ኮይንኩም እምበር። Nb zemari bereket Tikue ነዚ ንምጽዋር ሓይልን ትዕግስትን ይሃብካ" ከም ሃወርያ ጳሎስ እናተገፋዕካ ሰብ ናብ ህይወት ክትመልስ ፍቃዱ ይኹነልካ ። ብዙሕ እዉን ተመሊሱ እዩ እሞ ካብ ብከንቱ ወደስቲ ካብ ዘይዱብ ተዛረብቲ ለይትን መዓልትን ብዛዕባኻ ድቃስ ዝስእኑ ይምሓርካ። ምሕረት አምለኽን ጸሎት ቅዱሳንን ኣይፈለይካ ብሩኸይ " ማንምእዃ ኣገልጋሊ ብሃበ ተረኸበ ዘረባ ክጠፍእ ኣይግባእን እዩ!
@tsedihagos496
@tsedihagos496 Жыл бұрын
@@samuelgoiteom1438እንድሕር ጌጋ ዓይንኻ ዝምስክሮ ርኢኻ" ንስኻኸ እንታይ ዓይነት መንፈሳዊ ምኽሪ ወይ ምኽሪ ሕዉነት ሂብካዮ? ዝንተጋገየ ድሕሪ ባይታ ኮይንካ ሕሜት ወይ ምስካልኦት ሰባት ኮይንካ ነቲ ግዩይ ብዛዕብኡ ብምዝራብ ድዩ ዝፍታሕ" ። ብዙሓት ብመንፈስ ብጸጋ ልቡዋት አለዉ "ኣነ ግዳ ናይ ባዕለይ ክቆጻጸር ኣይከኣልኩን። ኣብቲ ብዙሕ ምዝራብ ብዙሕ ሕማቅ ስለ ዘሎ ክገድፈካ። እንተሓሊኻሉ ደሊኻ ከም ሓዉ ምኽሪ ሃብ።
@tg6336
@tg6336 Жыл бұрын
@@letenkelleklebrhan1058 ስብ ኔብ ዝዶሎዎ ከሻርፍ ይክእል እዩ እጎዚኣብሄር እዩ ብከመይ ከመዝዝምር ዘሎ ዝፍልጦ ቦጃኩም ኣይንፍረድ
@semiradrar4894
@semiradrar4894 Жыл бұрын
Zimare nekaeki zesimealna bereket hawey zemenka ybarey kulu giza Goyta ab gonika koynu yhalika hawey Mearey ❤❤❤❤❤
@user-jh1ln5gr1h
@user-jh1ln5gr1h Жыл бұрын
​@@samuelgoiteom1438 ስቅ በል ንዓካ ምሕረት የውርደለካ ሰይጣን ሰሪሩካ ኣሎ ዘልኣለም ኣብ ፅቡቅ ኝኝ ክትብሉ ኣብ ሕማቅ ክተጨብጭቡ ኮ ጉድ ረኪብና ታይ ዓይነት ኣእምሮ ፀሊም ልቢ ዩ ደለኩም ግን😥
@BurukAsefa-pf2en
@BurukAsefa-pf2en Жыл бұрын
What you talking about? You think you will be persecuted like paul , kkkk you have a whole glass pride filled to the brim brother , You dont want to wear humility like the saints , cut your hair for the demons must fall , respect rules of the Holy church , then you will rise from this shiny world to the light which resides by the holy mountains.
@Robi-94
@Robi-94 Жыл бұрын
ከምዛ ሎሚ ካብ ባሕሪ ዝወጻኩላ ማዓልቲ ኢየ የመስግነካ ጎይታ ኩሉ የመስግነካ ጻድቅ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ኣቦይ ኣብ ፎቆዶ መከራን ልብያን እሱርቤትን ዘለኩም የሕውተይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ምሳኩም ይኩን ☦️✝️🙏❤️
@node991
@node991 8 ай бұрын
AMEN
@teamekiflom6105
@teamekiflom6105 Жыл бұрын
በሬ ሓወይ እግዚኣብሄር ጸግኡ መመሊሱ የብዝሓልካ, ብሓቂ ካብ ሰማይ ዝተዋህበ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣባኻ ኣሎ, ንብዙሓት መንእሰያት ካባይ ጀሚርካ ካብ ፍቕሪ ደርፍን ጓይላን ናብ መዝሙርን ምስጋናን ኣሰጋጊርካና ኣለኻ ሞ ብልቢ የ ዘመስግነካ❤️❤️❤️ ቀጺለ ብዛዕባኻ ብዙሕ ክበሃል ቀንዩን still ውን ኣሎ ብዙሕ ግዲ ከይገበርካ መንፈሳዊ ዕዮካን ኣገልግሎትካን ብትብዓት ቀጽል 🙏
@lemlemosmanchege5580
@lemlemosmanchege5580 Жыл бұрын
Nat bhaki
@temesgenamlakey3881
@temesgenamlakey3881 Жыл бұрын
Nay Bhaki ❤❤❤❤❤❤
@KidestAbay-cg9rz
@KidestAbay-cg9rz Жыл бұрын
ቋንቋውን በደንብ ባላቀውም ሁሉም መዝሙሮችህ የህሊና ሠላም ይሠጣሉ ......እግዚአብሔር በፀጋ ላይ ፀጋ ይጨምርልክ ተባረክልን........l'm follow from Ethiopia 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹I like so so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷people
@natawesome5612
@natawesome5612 Жыл бұрын
Ehete yemezmuru gitim yalebetin kemechereshaw translate Amharic yemilewun sitinekiw be amaregna tirgumun yinegirishal tebarekilign.
@user-tw9gj9hd2w
@user-tw9gj9hd2w Жыл бұрын
❤🇪🇷❤
@Haymanoteabew92
@Haymanoteabew92 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ንፉዕ ካብ ኩሉ እቲ ትጥቀመሉ መሳርሒ መዛሙር እንቃዕ እንዳርኣካ ዘመርካ በረከት ሓወይ ጸጋግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ
@user-hz2hf8qs2d
@user-hz2hf8qs2d Жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም አነሰ ናይ ቀደም መዛሙርትኻ እየ ሰሚዐ ዘይመንዎ በረከት ሓወይ እቲ አቀራርባ እቲ ስርዓት ንእሸተይ አዐርዮ ብምሉእ ልብና ክንሰምዖ ዝተረፈ ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
@hani730
@hani730 Жыл бұрын
Entay serat eyu abzi naybhaqi menkefi koynu teraika ??? 😊❤
@kibromsweden2756
@kibromsweden2756 Жыл бұрын
ልብኪ ስርዓት ግበር በለዮ ፥በሎ ፡ካብዚ ንዝዓቢ ሰርዓት ይለን።❤
@tekleab9462
@tekleab9462 Жыл бұрын
ልብኪ ጥራይ ስርዓት ግበርሉ❤
@mantes7
@mantes7 Жыл бұрын
እዞም ርጉማት ከምዚ ንዓይ ንዓኪ/ካ መዕነፊ ዝኾኑ ዘለው ኣቦታት ተመሲሎም ኣይንስምዓዮም መኽንያቱ ቅንኢ ጥራይ ኢዪ ዘለዎም ካልእ ወላሓንቲ የብሎምን በሬ ሓውና ጉድለት ዝብሃል የብሉን ንልብና ንሕልናና ንስምዓዮ ባዕልና ።
@user-hz2hf8qs2d
@user-hz2hf8qs2d Жыл бұрын
@@mantes7 አነ ንበረከት ሓወይ አዝየ እየ ዝፈትዎ ከምቲ ንሳቶም ዝብልዎ ካብ እምነት ከም ዝረሓቀ ገለ አይብልን አብታ ፅንዕቲ እምነቱ ክነብር ፀሎተይ እዩ ግን እቲ ዘንቅፎ ዘሎ ተዝአልዮ ንኹሉ ፅቡቅ እዩ እቲ ናይ ቀደም መዛሙራትናን ናይ ሐዝን ቡዙሕ ፍልልይ አለዎ ፍርሓት እግዚአብሔር አሕዲሩ ናብ ሰማይ ዝምሰጥ ዓይነት አቀራርባ ተዝኸዉን ዝያዳ ፅቡቅ ንሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ምሰኡ ይኹን
@zlove8820
@zlove8820 Жыл бұрын
ዋዉ ተባረኽ ዘማሪ በረኸት ሎሚ ብሓቂ የሕጉስ ኣቢልካና እግዚኣብሄር ይሓግዝካ ኣምላከ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ጸሓይ ምሳኻ ይኹን!❤
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Жыл бұрын
ማለት እቲ ንክርስቶስ ክዝምር ከሎከ ኣይ ሐጉስንዶ ነይሩ 🤔
@zlove8820
@zlove8820 Жыл бұрын
ንስለ ኹሉ ኢየ ተሓጉሰ መልሲ ነቶም ሓተቱ ስለ ዝሃበ በዛ መዝሙር ነቶም ተሃድሶ ዝብሉ እምነር ልዕሊ ጎይታናን መድሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንሪኦ የብልናን!
@samuelhailemichael2799
@samuelhailemichael2799 Жыл бұрын
እንታይ መሐጎሲ ረኺብካሉ ፍቁር ሓወይ፡ ተክልየ ከ እንታይ ማለት እዩ፧ በቃ ስም ቅዱሳን ትርጉም ዘይብሉ እናቖራረጽካስ በቃ ስም ቆሪጽካ ምዝማርስ ተሓጉስካሉ፡ ብምስትውዓል እባ ንስምዓዮ፡ስለዝዝመር ዘሎ ክነድንቕ ኣይንንበር፡ ኣነ ጸሊኤዮ ኣይኮንኩን፡ንጽኢ ውን ቦታ የብሉን ልበይ ግን ናቱ ኣዳራሽ እናፈለየ፡ ስም ቁዱሳን እናቆረጸ፡ How!
@Nay_Christ
@Nay_Christ Жыл бұрын
​@@samuelhailemichael2799 ማርያም ማርያመይ ተኽለሃይማኖት ተኽልየ እንታይ ኢኻ ፈቆዶ ኮመንት እንዳኸድካ እሾኽ ትዘርእ ደስ እንተዘይልኩም ግደፍዎ እንዶ ናይ በሬ መዝሙር ምስማዕ ነቶም ብመዝሙሩ ዝባረኹ ዘለዉ ሰባት ግን መዕንቀፊ ኣይትኹንዎም
@christophergtes2603
@christophergtes2603 Жыл бұрын
​​@@samuelhailemichael2799 antay ke himaq riekalun semiekalun ata hawna, qinana dyu ,ab aber nay sebat nimdlay trah kinwafer. Ati bzaebu zigber zelo interview yiketatelo andye zeleku wilqawi xilie ele trah eye rietoy zihbelu. Nisu ka bi interview zeykone bi mezmur abi melsi yihb alo. Tebarek zemari Bereket hawuna. Nab menafiq zikedu zelewu yehwatna wihidomunas, ab kindi kinmelsom mixiar dyu. netom be mezamurtom gerom hizbi zimhrun zexenanuen zelewu ka kenesgugom nixier. Eway natna neger si zeywidae , shigr zeymhro hizbi. Abti siqta melsu win neru eyu gin ka melisu. Bejakum ageb lib nibel. Qalehiwet yesmialna hawna bereket . Please guys if we couldn't teach our people let us give them chance to those who can teach and have potential to do so. If not please stop talking your nonsense words. "Something is better than nothing "if you can't do nothing, keeping a silence is a big help as well. So keep quiet please. Thank you
@edltgaltigray9127
@edltgaltigray9127 Жыл бұрын
ብሓቂ በረከት ሓወይ ቃላት የብለይን ንዓካ ፀጋ ኣብ ርእሲ ፀጋ ይዓድልካ❤❤❤
@jerrysalem1115
@jerrysalem1115 Жыл бұрын
Am Ethiopian Orthodox Christian from Ethiopia. Your voice is heavenly. May God bless u more and more
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ብሩኸይይይይይ❤❤❤ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ፍቑራተይ ዘማሪ በረኸት ሓወይይይ ተባዕ ወዲ ክርስቶስ ምስዚ ኹሉ ፈተናታትን ተፃብኦን ድንግፅ ከይበልኻ ኣገልሎትኻ ኣፅኒዒኻ ትምግበና ናይ ሂወት ምግቢ ኣድንቖተይ ኣልቦ መጠን ብሩኸይ በረከት ኣቡነ ተኽለ ሃይማኖት ምሳኻን ምስኹልናን ይኹንን❤❤
@Tekleweyni471
@Tekleweyni471 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘማሪ በርከት ሓዉና ኣጆካ ቅጽል ጸላእትካ ከድኑኑካ ቡዙሕ ምስ ጸዓሩ ዮም ብቃል ጥራይ ዘይኮነን ብግብሪ ፍርያትካ ሰባት ይሃንጽ ከም ዘሎ ክገልጸልካ ይፈቱ። በረከቶም ናይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ኣይፈለየና❤❤❤
@hyabZe_tewahDo
@hyabZe_tewahDo Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ጸሎት ናይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ምስ ኩላትና ይኩን ፍትዋተይ❤😊
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍቁራተይ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ🎉❤❤. ሕቶ ንበረከት ሓወይ ንምታይ አብ ቤተ ክርስቲያን ዘይትዝምሩ
@natnaelabrham3986
@natnaelabrham3986 Жыл бұрын
ዘማሪ በረኸት መጀመርታ አምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ ፡ እንደገና አምላክ ኣብ እምነት የጽንዕካ ብመንፈስ በርትዕ ፡ ኣጆካ ብዛዕባኻ ብዙሕ ክበሃል ዩ ፡ ግን ከልቢ ክነብሕ ንቡር ዩ እቲ ገመል ግን መንገዱ ይቅጽል ፡ ስለዚ ብትሕትናን ብፍርሃትን ብመዝሙርካ ንህዝቢ ምስ አምላክ ከተራኽብ ጸዓር፡
@abraham5429
@abraham5429 Жыл бұрын
ግጥሚ ናይ መዝሙር እባ ጽሓፈልና ከም ፍቓድ እግዚኣብሔር ❤ ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ዘ.በረከት ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ መሳርሕትኻ ❤❤❤
@rimtedros6957
@rimtedros6957 Жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚኣብሄር ዝማሬኩም ይቀበል ገድሊ ኣቦና ኣባ ተክለሃይማኖት ምስ ኩልና ይኩን ኣሕዋት እዛ መዝሙር ዘማሪት ሳራ ጸጋይ ነዓኻ ክመስል ኢልና ኪንረክቦ ንክእል ኢና ናይ ሓውና በረኸት ኣይኮነን እዚ መዝሙር
@habenabraham2663
@habenabraham2663 Жыл бұрын
@@rimtedros6957 ኣነ ውን search ኢለያ ጸኒሐ ቅድሚ ዓመት ዝተዘርገሐት መዝሙር ያ ግጥምን ዜማን ውን ብስማ ኣሎ። ኣፍልጦ ክህባ ይግብኦ።ብዝኾነ ጥዑም መዝሙር
@sunlightpictures9212
@sunlightpictures9212 Жыл бұрын
Selam bereket eza mezmur natka aykonetn awxaya
@semirabelay462
@semirabelay462 Жыл бұрын
@@sunlightpictures9212 መቸም ኣብ በረኸት ኢኹም ትነቅሑ ክንደይ ዘይናቶም እንድዮም ዝዝርግሑ ዘለዉ ናቱ መዝሙሩ ዝዘርግሑዎ'ኸ ደኣ።እ
@swsw5226
@swsw5226 Жыл бұрын
ደጊም ፈትየ ኣለኹ ክመስል ንዓኻ ከምቲ ንስካ ንክርስቶስ ዝመሰልካ ብሓቂ♥️ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ በረከት ሓዉና በርተዐልና✝️♥️🥰
@melen5742
@melen5742 Жыл бұрын
ትርጉሙን አላውቅም ግን በጣም ደስ የሚል መንፈስን የሚያረጋጋ መዝሙር ነው። ዝማሬ መላዕክት ያሠማልን
@ortotv6441
@ortotv6441 Жыл бұрын
ዝማረ መልኣክት የስመዓልና ዘማሪ በረኸት ብጣዕሚ ድስ ዝብል መዝሙር ቀጽል ጥራይ ንቅዲሚት ሰጉም ብሓደ ክልተ ሰባት ካብ ጉዕዘካ ከይትሳናኸል ኣምላክ ምሳካ ይኩን❤
@mebrihitmahray414
@mebrihitmahray414 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኩቡር ሓውና ኣብነ ተክለሃይማኖት ምሳኻ ይኩኑ
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 Жыл бұрын
❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤ እሰይ እልልልልልልልልል አሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓወና. አምላከ ቅዱስ አቡነ ተክለሃይማኖት ፀጋኡ የብዘሐልካ 🌿🙏🌿🙏🌿🙏
@Lifeisgood300
@Lifeisgood300 Жыл бұрын
ብሬ ሓወይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ጸሎት ኣቡና ተኽለ ሃይማኖት ኣይፈለየካ፡ በርጥዕ ጽናዕ ❤❤❤ መታን ንዓና ክሕሸና። I have much respect for you dear brother!🎉❤🎉!!!
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Жыл бұрын
አሱየይይይ ቡረከተይ ከም ስምካ በረከት ባሓቃ ዝማሬ መልእክቲ የስመዕልና ዝሓወይ ብሓቃ ብረከተይ ከብዚ ንልዓሉ ክትዝምር ኣምላክ ሐይሉ ይሃብካ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኩሉም ቁድሳን ብፆሎትምን ብኣምላድነቶምን አይፈለይካ ብምቃፃል ብናይ ሓደ ሐደ ደሕራት አታሓሰሰባ ወይ ክዓ ሓቂ ከመስል ብቃላት ተጠቂምም ስምካ ከፀሉም ዝለዓሉ ሰባት ንሪኢ አለና አዞኪ ንፅብቅካ ንሰይናካ አየ ጥራሕ ንስካ ብናይ ሓደ ሓደ ቀናኣት ወይ መንቀኛታታ ብዙረቡእም ከይተደሃልካ ወይ ከይተበርከካ አግልግሎትካ ቀፅል ዝሓወይ❤❤❤❤
@samuelhailemichael2799
@samuelhailemichael2799 Жыл бұрын
ተክልየ ኢልካ መዝሙር ኣሎ፡ ንምንታይ እቲ ስም ቅዱሳን ይቖርጽዎ ኣለዉ፡ ሓደ ዘስትውዕሎ የለን ወይስ ኣይጋገን ጽቡቕ ኣሎ ኢልና ኢና ኣብ ልብና ኣእቲናዮ፡ እቶም ትቐርብዎ ገለ በልዎ በጃኹም፡ እንታይ'ዩ ትርጉም ተኽልየ ኸ፧ እዚ ብፍጹም ኣካይዳ ቤተ ክርስትያና ኣይኮነን ልቢ ኬርና ነስተውዕሎ፡ እሞ ኸኣ ኣዳራሽ ናይ ውልቅኻ እናተኻረኻ ናበይ እዩ ኣንፈቱ፡
@selamnegash6258
@selamnegash6258 Жыл бұрын
@@samuelhailemichael2799 zahaftey ay tekabdyo ane adey gal 80 amet ya some times tekliye kitibil ysema nere eti adarash tibliyo zeleki ka mezmur ab dilyetka konka ketemesgin shigir yebulun
@ml-gh9tp
@ml-gh9tp Жыл бұрын
​@@selamnegash6258 dahan kale eyu elama
@villayedngllij7537
@villayedngllij7537 Жыл бұрын
ተኽልየ ዝዕበኻኒ ቅዱስ ኣቦ ባርኸኒ❤️
@samuelhailemichael2799
@samuelhailemichael2799 Жыл бұрын
እንታይ ማለት እዩ ተኽልየ ፍቁር ሓወይ፧ ብልቢ እባ ነስተውዕሎ ስለዝዝመር ዘሎስ በቃ! ርዱእ እንድዩ ከኣ ከይትብለኒ ጥራይ፧
@ml-gh9tp
@ml-gh9tp Жыл бұрын
​@@samuelhailemichael2799 negative aytkun egziabher ymharena
@Lifeisgood300
@Lifeisgood300 Жыл бұрын
​@@samuelhailemichael2799 ሓወይ/ሓብተይ ብትግርኛ ተኽለይ ተክልየ ከኣ በማርኛ ካብ ምሒር ፍቅሪ ኣቡነ ተክለሓይማኖት እዮም ኣቦታትና ባሕጽሮት ትኽልየ ወይ ተክልየ ኢሎም። እንታይ እዪ እቲ ሕጸጽ/ጌጋ?
@villayedngllij7537
@villayedngllij7537 Жыл бұрын
@@samuelhailemichael2799 ፍቁር/ቲ ሓው/ሓፍቲ ንምንታይ ኢና ማርያመይ ንብል መልሲ ባ ንገረኒ???
@samuelhailemichael2799
@samuelhailemichael2799 Жыл бұрын
@@villayedngllij7537 ስማ ስለዝኾነ
@solRTs1
@solRTs1 Жыл бұрын
ዳዊት118: 13: ከተውድቐኒ ኢልካ ኣዚኻ ደፋእካኒ፣ እግዚኣብሄር ግና ረድኣኒ፡ እቶም ከተዉድቕዎ ከተነጽልዎ ተካል ዝቐነኩም እግዚኣብሄር ንኩላትና ምሕረት የዉርድ። እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ እምላኣካ ደስ ዘብል መዝሙር ፡ በርከት ሓወይ ቐጽሎ።❤ ንፉዕ
@tesfaldettekleab2862
@tesfaldettekleab2862 Жыл бұрын
ከውድቖ ኢሉ ዝተበገሰ የለን ኣዘራርባና እንተንጥንቀቐሉ ጽቡቅ ኢዩ ንሶም ምስኦም ክዘራረብ እቲ ዘለዎ ጌጋታት ክዘራረብዎ ብፍቕሪ ጸዊዖም ንሱ ግን ጻውዒቶም ኣየኽበረን ዝዓበየ ጌጋ እንተዘይመጽዩዎም ኣማራጺ የለን እቲ ዘሎ ጌጋታቱ ንህዝቢ ክነግሩ ስለዘለዎም ነጊሮን ኣለው እቲ ዘስተውዕል ከስተውዕል ሓቢሮም ኣለው ስለዚ ንዖኦም ክንነቅፍ ብቕዓትና ክንምርምር ይግባኣና ክንደይ ሰባት ብመንፈሳውነት ክነብሩ ዝገበሩ መምሃራን ኢዮም ኣፍና ዝመጻልና ሱቅ ኢልና ኣይንዛረብ
@solRTs1
@solRTs1 Жыл бұрын
​@@tesfaldettekleab2862 ሓሳብካ ኣይጸላእኩዎን ተስፋልደት ሓወይ ነገር ግን ዉልቀ ሰባት ዘይኮና ከነዐሪ ማለተይ በረኸት ምእመን እዩ ማንም መዓርግ ናይ ቤተ/ክ የብሉን ካብ ምእመና ግን ጎቦዝ እዩ እቶም ምእመና ንብሃል ክንዱ ስለ ዘይንመጽእ ፡ጌጋ ተሊዎ ዓቅሚ የብሉን ንኦርተዶክስ ክመቃቅል እንተ ተረዲእካ ግን ቤተክርስትያን ኣብ ሰለስተ ተገሚዓ ጠንቂ ኮይኖማ ዘለዉ እቶም ሲኖዶስ እልና ንምካሓሎም፡እቶም ብኣቡነ ሹኖዳ ዝምርሑ ከምኡ ውን ኣብነ ሞቃርዮስ እዮም። ብዛዕባ እዚ ሰላም ክንእዉጅ ይግባና እቶም ኣቦታት ትብሎም ዘለካ ብዛዕባ ሓድነት ቤ/ክ ዘቶም ዶ ይፈልጡ ? ጠንቁ ትስሕቶ ኢካ ኣይብልን
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 Жыл бұрын
​@@tesfaldettekleab2862 እቲ ዝምካሕ ብእዛቢሄር ይመካሕ ብሰባት ኣይትመካሕ እዞም ትምካሓሎም ዘለካ ሰባት እዮም። 👉 ሰብ ኮይኑ ካኣ እንዳፈለተ ይኩን ከይፈለጠ ክጋገ ይክእል ኢዩ ንኢየሱስ ክርስቶስ ሒዞም ክስቀል ዝገበርዎ እቶም መጽሓፍቲ ዝፈልጡን ደቂ ኣብራሃም ኢሎም ዝምኩሑን ጻሕፍቲ ሕጊ መምሃራን ሊቃውንቲ ካህናትን እዮም እንዳፈልጡ ስለዚ ሰብኮይኑ እንተ ብፍላጥ እንተ ብዘይ ፍላጥ ዘይጋገ የለን ብሰባት ትምክሕቲ ገዲፍና ብእግዛቢሄር ንመካሕ መምሃራን እዮም ኣይንስማዓዮም ኣይኮነን ግን ልዕሊ ክሉ መምህር ካኣ መንፈስ ኣምላክ እይ ሓደ እኮ መምህር እየ ኣይበል መምህሩም መንፈስ ቅድስ እዩ ኢልና ኢዩ መጽሓፍ ቅዱስ።ስለዚ ኣብሰብ ኣይትወከል ኣብሰብ ዝውከል ርጉም እዩ ኢሉና ኢዩ ቃል ኣምላክ ቃል ኣምላክ ዝብሎ ትኮዩኑ ትቅበሎ ዘይብሎ ትኮይኑ ግን ወላ ሊቀካህን ይኩን ኣይብሎን ኢዩ ትነጽጎ ብመንፈስ ኣምላክ ንመካሕ ንሱ እዩ ዘይጋገ ዘይሕሱ እሙን መምህር
@user-kx3ng6cp7x
@user-kx3ng6cp7x Жыл бұрын
Selamka ybzah bere hawey bejaka ezi sirat Nay mezmur astekaklo mstom bzaebaka zzarebu ayttehalalek❤grfit krar ab mezmur😢😢
@G55.00M
@G55.00M Жыл бұрын
ጸላኢ ዓይንካ ይደፈን ዘማሪ በረከት ሓውና አምላክ ምሳካ ምሳና ይኩን፣ ዝማሪየ መላእክቲ የስመዓልና❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-yc9ku5px9r
@user-yc9ku5px9r Жыл бұрын
ዝማሪ መላእክት የስመዓልና በሪ ሓወይ ይቅሬታ ቅሩብ ግን ናይታ ቅድስት ቤተክርስትያን ስርዓት ሽለል ኣይትበሉ ኩሉ ግዜ እቲ ኣብ ቅድሚት ወጹ ዝምህርን ዝዝምርን ኣብነት እዩ ኣብ ኣልባስትና ጽጉሪ ክንጥንቀቅ ይግባኣና ብዝተረፈ ኣምላክ ጽጋኡ የብዝሓልካ
@zere.s4401
@zere.s4401 Жыл бұрын
“እብራውያን 13 7፤ ነቶም ቃል ኣምላኽ ዝነገሩኹም መራሕቲኹም ዘክርዎም፡ መወዳእታ ንብረቶም እናተቛመትኩም፡ ኣሰኣሰር እምነቶም ስዓቡ።” May God bless you more & more Z.Bereket and may the prayer of st. Tekle Haymanot always support you. 🙏🙏🙏 May the lord strengthen you in this troubled time. Please Stay firm in your orthodox faith.
@yonasyemane3756
@yonasyemane3756 Жыл бұрын
Zimare melekti yesmalna Egzabhir Amlak xegu yebzhalka ❤
@yordayemane6878
@yordayemane6878 Жыл бұрын
Amen(3) zmare melakti yesmalna
@robelmtrd
@robelmtrd Жыл бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@user-nt4lr3lw3f
@user-nt4lr3lw3f 6 ай бұрын
AMEN AMEN AMEN 🙏 zmare melakti yesmialna xolotom redietom amaladnetom nay abune teklehaymanot ms kulna ykun AMEN 🙏
@brhankiros
@brhankiros Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና በረከት ሓወይ ናይ ቅዱሳን በረከት ኣብ ልዕሌካ ይሕደር❤❤❤
@lulayebio9104
@lulayebio9104 Жыл бұрын
Zemari melaekt yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💖💖💖💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💝💒💒💒💒💒💒💒💒🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎇🎇🎇🎇🎇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WegihWegih-kt7yr
@WegihWegih-kt7yr Жыл бұрын
Amen((3))🙏🙏🙏ዝማሬ መላክት የስማልና በሬ ሓዉና እግዚኣብሄር ጽግኡ የብዝሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aronpicsartentertainment9577
@aronpicsartentertainment9577 Жыл бұрын
This is Mezmur is so beautiful to hear it. I love it so much. May god bless us from all things. ❤❤❤
@godblessme6889
@godblessme6889 Жыл бұрын
Brukey zfetwo zemaray Tebarek nzelalem 🙏🙏nskas enqae teweledka ❤️🥰❤️❤️
@user-vf6zd6vk8s
@user-vf6zd6vk8s 4 ай бұрын
Amen amen amen bereket rediat abun teklehaimanot ms kulu hzbi krstian ykun
@user-wt6xf2se4f
@user-wt6xf2se4f Жыл бұрын
ናይ በሕቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ብረከት ብሩክ ሓውና ነቶም ጌጋካ ጥራይ ዝረኣዮም ከኣ የሕፍሮም ናይ ቅዱሳን መዛሙር ወስከልና ኢካ ክቡር ሓውና ሠብ ከጥፍኡ እምበር ሠብ ክእክቡ ዘርከቡ👏👏👏 ፀጋ ብርሃኑ ይስደደልካ ንከይትወድቅ ውን ቅዱሳን መላእክቲ ይከሉሉካ ክቡር ሓውና ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ከኣ ወስከና በኣኪ ዊዕለ በኣኪ እንተ ዝሓድር ትብል መዝሙርካ ብጣዕሚ እያ ዝፈትዋ ደጋግመና እስተ ነቶም ብርሃንካ ዘረኣዮም ከኣ በሪሁ ከረኣዮም እዩ ኣጆካ በርትዕ ዝበዝሕ ፅብቕ ዝሠራሕካዮ ገዲፎም ኣበይ ኣሎ ጌጋካ ኢሎም ዝኣርዩ ከኣ ፅባሕ ንግሆ ከሕፍሮም እዩ👏👏👏
@user-zq9xi4pp3m
@user-zq9xi4pp3m Жыл бұрын
ኣሰይይ ዝሜሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋ ኣምላክ የብዝሕ ዘማራይ በረከት ሓወይ ምስ ደቂ መዛምርትካ ፀጉኡ የብዘሐልኩም❤😍
@rrutafishale9276
@rrutafishale9276 Жыл бұрын
Amen amen amen kale zmare yesmalna hawey natey 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nt4lr3lw3f
@user-nt4lr3lw3f 6 ай бұрын
AMEN AMEN AMEN 🙏 zmare melakti yesmialna xeletom redietom amaladnetom ms kulna bamaladnetom namn ykun AMEN 🙏
@natsnetfisshaye1686
@natsnetfisshaye1686 Жыл бұрын
Bereket hawey beruk kem semu abzi rebasi geza mehdi , melasi lebi mezmur sele zehabkana yekenyeley, memelisu segu yebsehalka 🙏
@asteremnet5930
@asteremnet5930 Жыл бұрын
Elelllelelllll Zimare melaekiti yesmealina Brukey hawey Egzabher tsegeu yebzhalkum ✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@DESTALBEYTV
@DESTALBEYTV Жыл бұрын
ኣቡነ ተክለሃይማኖት ጸግኡ ይብዝሓልኻ በሬ ሓወይ
@makerma3853
@makerma3853 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣክቲ የስመዓልና
@berketokubay5988
@berketokubay5988 Жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ዓቢ እዩ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ! በረኸት ሓውና ጅግና ወዲ ጎይታ ፡ንቤት ኣምላኽ ዘይትናወጽ ተዋህዶና መዛሙርካ መሳጢ መሃርን ዝኾነ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ወላዲት ድንግል እመቤታችን ጸሎታ ኣይጋደፍካ💚💚💚 ጎይታና መድሓኒና ክርስቶስ ዓቢ እዩ።
@user-ns5wb5ln4d
@user-ns5wb5ln4d Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ አሜን፫❤
@josigebreslasie6695
@josigebreslasie6695 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ ይብዝሓልካ በረኸት 💞💞
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 5 ай бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna brukatey❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@Eri61593
@Eri61593 11 ай бұрын
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna burukat yehwatey❤❤❤
@user-fg5pe6on3n
@user-fg5pe6on3n Жыл бұрын
ጉዕዚ ክርስትና ሓያል እዩ እሞ ብሩኻተይ ኣጆኹም ህድእ ኢልኩም ካብ ጎኒ ኣቦታትኩም ካህናት ከይተፈለኹም ተጎዓዙ
@teamoaregawi8519
@teamoaregawi8519 Жыл бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና ክቡር ሓውና ፀግኡ በረከቱ የብዛሓልካ❤
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
እሰይ ዝማሬ መላእክቲ የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም እግዚአብሔር🙏💝 የኔ ኣባት መዝሙርካ ክንፈትዎም ማዓትና እግዚአብሔር አብ ኣገልጎሎትካ የፅንዕካ ቶም ብኣካ ዝዛረቡ ውን ኣምላክ ከሕፍሮም ዩ
@yodityemane513
@yodityemane513 Жыл бұрын
Zmarie melakti yesmolna hawuna bereket
@Amkrra7944
@Amkrra7944 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ በረከት ሓውና🙏
@samrawityohaness2802
@samrawityohaness2802 Жыл бұрын
Elellllllll zmarie meleakti yesmealna Egziabhier Amlak xegeu yebzhalkum yehwatey
@zebibteklezghi4349
@zebibteklezghi4349 Жыл бұрын
Zmare melaekti yesmealna hawna egzyabiher xegeu yebzhalka zemari bereket true edmen tenan yhabka ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@wedihdri9031
@wedihdri9031 Жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ኩቡር ሓውና ጸጉኡ የ ብዝሓልካ ኩቡር ሓውና ዠማራይ በረኸት ሓውና መመሊስካ በርትዓልና መንፈሳዊ ዕግበት ኣብ ሒወትና ይብዝሓልና ኣሎ መዝሙ እሞ እግዚኣብሄር ይሓግዝካ ቡዙሕ ኢና ንጽበ ኻባካ እመቤታችን ቅድስቲ ድንግል ምሳኻ ትኹን ኣሜን።
@MedhanieLegese-cq2pl
@MedhanieLegese-cq2pl 11 ай бұрын
Temesgenka amlakey !!!! zmaria meleak yesmealna Kulu gozia ktemsgno tsegue yebzhalka bereket hawey
@muzithabtom8868
@muzithabtom8868 Жыл бұрын
ኣሜን !!! ክብረት ይሃብካ !! ኩሉ ግዜ ኢየ ሓዲሽ ዝጽበ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@filmonsamuel3621
@filmonsamuel3621 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ፍቁራት የሕዋትና እግዝኣቢሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ❤🙏⛪
@robelmtrd
@robelmtrd Жыл бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak 🙏🙏🙏⚓
@silvanamesfin5264
@silvanamesfin5264 8 ай бұрын
Amen zmere melakti tesmana tekle haymanot msana ykun
@fthawitdawit1373
@fthawitdawit1373 Жыл бұрын
ዝማረ መላኣክቲ ክብር ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣሜን😍🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌹🌹🌺🇪🇷🇪🇷🌺🌹🌹🌺🌺🌺
@ghennetsium3915
@ghennetsium3915 Жыл бұрын
እግዚአቢሄር ጸጉኡ የብዛሐልካ 🙏🏿🙏🏿❤
@Hana_Yemaryam
@Hana_Yemaryam Жыл бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን🥰
@saintsilasie1171
@saintsilasie1171 Жыл бұрын
ጸግኡ የብዝሓልካ ብሩኬ ሓወይ፡ ጥዑም መዝሙር። ካብቲ ጻላኢ ሰናያት ብዙሕ ፈተናታት ይመጸካ ኣሎ'ሞ፡ ኣጆኻ ብሓይሊ ኣምላኽ ክትሰግሮ ኢካ፡ ጥራይ ብኣኻ ንዝዝረብን ዝበሃልን ኣይትገደሰሉ። ዓርክኻን ሓውኻን፡ ሰንቺ
@kisanethaile6074
@kisanethaile6074 Жыл бұрын
Bereket hawey teom iyu kulu mezamukra nay bhaki gen fetenatat bezihuka eziabher amlak akelen tegsten yehabeka berukey ❤❤
@selamgerezher2241
@selamgerezher2241 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ናይ ኣብነ ተክለ ሃማኖት ጾሎቶምን ብረከቶምን ምስ ኩላትና ይኩን ኣብ ቤቱ የንብርኩም ክቡራት ኣሕዋትና 🥰🥰🥰
@yordanosghebrekidan9174
@yordanosghebrekidan9174 Жыл бұрын
Zmarie melaekti yesmealna kburat ahwat xegu yebzhalkum fetari
@muluabeba4416
@muluabeba4416 8 ай бұрын
Amen Amen Amen zemara mlaket yesmalena yhwat 🙏 🙏 🙏
@tsegagebrehiwet1255
@tsegagebrehiwet1255 Жыл бұрын
ጸጉኡ ይብዝሓልካ በሬ ሓውና ።ጸሎት ናይ ኣቡነ ተክሊየ ኣይፈለየና
@desiethayle4673
@desiethayle4673 Жыл бұрын
Elllll Elllllll amen amen amen qol hiwet yesmealna ❤❤❤bereket hawey
@DianaGhirmay-sg5cw
@DianaGhirmay-sg5cw Жыл бұрын
Berie hawey tebarek btaimii abi xega u zeleka zmarie meliakt yesmealna
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 Жыл бұрын
Zemare melaekt yesmalna zehawe 🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪⛪⛪❤❤❤💐💐💐
@mesihome5939
@mesihome5939 Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ የአገልግሎት ዘመንክ የይባርክ ዝማሬ መላእክት ያሠማልን በቤቱ ያፅናህ☦️💜💜🥰🙏🙏
@user-te9cr4sh8c
@user-te9cr4sh8c Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ዝማሬ መላእክት የስመልና ቅዱስ እግዚአብሔር
@heranschanel2992
@heranschanel2992 Жыл бұрын
Zmare melaikit yesmeilna kbur hawey
@gumashame
@gumashame Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኽት የስመዐልና በረከተይ አነስ ናትኻ መዝሙር ሰምዐ ዘይመንዋ ባሓቂ እግዛአብሔር አምላኽ አብዝሑ ምስጥሩን ጥበቡን ይግለፀልኻ ኽቡረይ🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌿🌿🌿🌿
@senaitabrahadesta8485
@senaitabrahadesta8485 Жыл бұрын
ኣሰይ ዘማርይ ምልኣኽ የስምኣልና. በርየ ሓወይ ኣጆኻ ካይትእቀፍ በዚኦም ሓደሓደ ሰባት
@ZRO2712OMEGA
@ZRO2712OMEGA Жыл бұрын
Zmare melaekt yesmeelna haw bereket
@dnglmaryamwahseyeya
@dnglmaryamwahseyeya Жыл бұрын
Amen amen amen Kal hiwet yesmal na
@user-wq7rd7yd4o
@user-wq7rd7yd4o 10 ай бұрын
Zimare melakt yesmealna hawna bereket &zmexie mezamuratka bkemzi bnifeltom mesarhi tewesaki zemenawi zeyblu kikewm kea ylano
@shewitmeasho103
@shewitmeasho103 Жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላኢክቲ የስመዓልና ከቡር ዘማሪ በረኸት ሓዉና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ 🤲🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪️⛪️⛪️⛪️
@akberetabrham8460
@akberetabrham8460 Жыл бұрын
Xegeu yebzhalka berket hawey ajoka xena abemnetka ❤❤❤❤❤
@MK-rg1og
@MK-rg1og Жыл бұрын
Psalms 150 (ትግ) - ዳዊት 1: ንኣምላኽ ኣብ መቕደሱ አመስግንዎ፣ ኣብ ጠፈር ስልጣኑ ኣመስግንዎ፣ 2: ስለቲ ግብርታት ሓይሉ ኣመስግንዎ። ከም ብዝሒ ዕቤቱ ኣመስግንዎ። 3: ብድምጺ መለኸት ኣመስግንዎ፣ ብበገናን መሰንቆን ኣመስግንዎ፣ 4: ብኸበሮን ብሳዕስዒትን ኣመስግንዎ፣ ብቓና ኣውታርን እምብልታን ኣመስግንዎ። 5: ጭልጭል ብዚብል ጸናጽል ኣመስግንዎ፣ ብጥዑም ዝደሃዩ ጸናጽል አመስግንዎ። 6: ትንፋስ ዘለዎ ዅሉ ንእግዚኣብሄር የመስግኖ። ሃሌሉያ።
@bettykahsaz1276
@bettykahsaz1276 Жыл бұрын
እልልልልልልል ቃለ ሂወት የስምኣልና🙏❤️
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
በእውነት ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና በረከት ሓወይ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኻ በርተዐልና❤
@user-yl8fw8bi5c
@user-yl8fw8bi5c Жыл бұрын
ኣሰይ ዝማረ መላእክት የስማዓልና ተባረኩ ፍቁራተይ❤we love you Zemari Bereket hawna❤😊
@luwamtsegay2387
@luwamtsegay2387 Жыл бұрын
Amen Amen Amen zimare melaekti yesmalna
@martagebremaryam-qf2bd
@martagebremaryam-qf2bd Жыл бұрын
Selam naka ykin kibir hawna bereket Tsgaka yebzhalka biriku haweyy❤❤❤❤❤❤
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Жыл бұрын
ኣሜን ፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና በሪየ ክውር ሓውና ልእል እግ ዝኣብሔርበረከቱ የብዘሐልካ
@TiediWediteklat
@TiediWediteklat 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘማሪ በረኸት ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኻ ይባርኸልካ ፈጣሪ 🙏✝️🙏❤️
@user-fg4yp7fq6q
@user-fg4yp7fq6q Жыл бұрын
zemar malakit yesemana zefutuo zemar berakati
@okbakidane4386
@okbakidane4386 Жыл бұрын
Zmare melakt yesmeana zemati bereket❤❤❤
@user-hn9sn9wu3n
@user-hn9sn9wu3n Жыл бұрын
በረኸትና😍
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 8 ай бұрын
Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏
@user-uo1gq6cp4f
@user-uo1gq6cp4f 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዘማራይ በረኸት ሓወና ምስ ኩሉም መሳርሕትካ በረኸ ረዲኤት ናይ ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ምስ ኩላትና ይኸን❤❤❤
@user-js7dx7dh1k
@user-js7dx7dh1k Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣቦና ኣቡነ ተክለሃይማኖት በረከት ይሕደረና አሜን❤
@samrawitabrham6721
@samrawitabrham6721 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስማልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና ❤❤❤❤❤
ማመኔ / mamenie / amharic cover mezmur  #orthodox #mezmur #2024#zemari_bereket_tikue
8:16
Doing This Instead Of Studying.. 😳
00:12
Jojo Sim
Рет қаралды 31 МЛН
Get 10 Mega Boxes OR 60 Starr Drops!!
01:39
Brawl Stars
Рет қаралды 11 МЛН
ኣብቲ ጽላሎትኪ / Abti Tslalotki / #Eritrean #Orthodox #Tewahdo #Mezmur ብምኽንያት ዓመታዊ በዓል ዝተዘመረ
6:25
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Рет қаралды 2,6 МЛН
Ade_eyesus / #zemari bereket tikue / #eritrean_orthodox_tewahdo_mezmur_2023 / #live mezmur
8:20
ወራሲ \ werasi \ new Eritrean orthodox tewahdo mezmur 2023 \ zemari Bereket Tikue
9:06
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 411 М.
"ሰላም ለኪ እያለ"| " Selam leki Eyale" ሊቀ መዘምራን ይልማ ኃይሉ @-mahtot
6:23