ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ሳልሳይ ክፋል

  Рет қаралды 90,150

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Жыл бұрын

ጥበብ ኣብ ደርፊ
ሳልሳይ ክፋል | | ምሳሌ ኣብ ደርፊ
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.com/Mahderproduct...
Paypal: www.paypal.me/MahderPro
Mahder-Production social media links;
Facebook- / mahderproduction
KZfaq- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com/@mahderpro?lan...
ዳኒ ወዲመምህር
profile.php?...
/ wedi__memhr
መወከሲታት/References
Elton John - Candle in the Wind/Goodbye England's Rose (Live at Princess Diana's Funeral - 1997)
• Elton John - Candle in...
Nafkot Yemane (barya)
• Nafkot
Kiros Asfaha - Abey Nerki (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music
• Kiros Asfaha - Abey Ne...
Eritrean Song by Temesgen Gebreslassie Taniko (ተመስገን ገ/ስላስየ ጣኒቆ) - Hewan (ሄዋን) Lyric Video
• Eritrean Song by Temes...
Gezaka Eu Mamuk (Eritrean Music)
• Gezaka Eu Mamuk (Eritr...
Ainfelale (Eritrean Music)
• Ainfelale (Eritrean Mu...
Abraham Afewerki New song-Hishukta ሕሹኽታ
• Abraham Afewerki -New ...
Menyfelta (Eritrean Music)
• Menyfelta (Eritrean Mu...
Kedereyti | ከደረይቲ | Eritrean Song | Yowhannes Tquabo (Wedi Tikabo) | ዮውሃንስ ትኳቦ
• Kedereyti | ከደረይቲ | Er...
Tesfalem Arefayne - Korchach - Weqah ilkini - New Eritrean Music - ( Official Music Video )
• Tesfalem Arefayne - Ko...
#daniwedimemhr #mahderproduction #eritreanmusic #tigrignamusic #ህየሳ #ጥበብኣብደርፊ

Пікірлер: 800
@habehaqetalihawuhabeshaqet9398
@habehaqetalihawuhabeshaqet9398 Жыл бұрын
ዝፈትዋ,ምሳሌ ናይ የማነ ገ/ሚካኤል ባርያ, ኣብታ,ኣይኮነን ኦሮማይ ትብል ደርፉ, ፈትሊ ውን እንተ ኮነ ኣዝዩ ዝፈኾሰ ኣንበሳ ዩ,ዝኣስር ሓቢሩ ምስ ተፋሕሰ 💗
@michaeltekle3115
@michaeltekle3115 Жыл бұрын
Fetili fekis kabtiblo “qetin” kitiblo temeraxi yimesilen:: Fetili’wun alo aziYu ziqeten anbesa zi’asir mis’tetenge:: Gemet yitinog ember ayfahahasin’yu:;
@mahdereokubay4137
@mahdereokubay4137 Жыл бұрын
@@michaeltekle3115 ክክክክክክ
@devodevo2173
@devodevo2173 Жыл бұрын
@@michaeltekle3115 efeff denkoro
@finang4777
@finang4777 Жыл бұрын
Kiros! "ዝቀተለ ይቀተል ዝብል ሕጊ ሙሴ ኣይጥቀመሉን'የ ኣይክእሎን'የ ሰብ ሃስየ"
@mussietn1966
@mussietn1966 Жыл бұрын
"ኣንቲ ምቅርቲ ፍጥረት መሶንቆ ዳዊት ዜማ ዳኃያ ፍቕሪ ከተናድዪስ ኅይወትኪ ኅይወት ዘይትቖፅርያ ኮን ዶኾን ብናፅላኺ ቅንዕና ምስ ፀባኣ ጠቢኽያ " ኪሮስ 💚
@user-dm3tf3is1m
@user-dm3tf3is1m Жыл бұрын
ዝፈትዋ ምሳሌ 2 ናይ ንጉስ ጥበብ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ስቓይ ሕማም ዝሰገሮ መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ ምረት ኵናት ንዝርኤ መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ በረኸት መንግስተኣብ .ኣጥባታ ትርንጎ ዝተወጠረ ዋልታ ከም ቀራን ዝራብዕ ዝዋጋእ ደረታ.
@weldetnsaehabtu3964
@weldetnsaehabtu3964 Жыл бұрын
Well done Dani!!!👍👌 "ዘረባይ ስምዓዮ ለዋህ ኤርትራዊ ዓፍራ ከይትረጊጽ መሲልካ እምኒ " የማነ ባርያ
@filmonyohannes2796
@filmonyohannes2796 Жыл бұрын
Kgermeka kedimkani eka yfelta nere ye 👍👌
@weldetnsaehabtu3964
@weldetnsaehabtu3964 Жыл бұрын
@@filmonyohannes2796 hahaha ናይ የማነ ደርፊ ክሉ ምስላ ዩ።
@filmonaraya263
@filmonaraya263 Жыл бұрын
ቶማስ ብዘይካ ጥዑማት ዜማታቱን፡ ትሕዝቶ ሓዘል ግጥማታቱን እቲ ኣብ ቪድዮ ዘንጸባርቖ ክሊፓቱ ንሕብረተሰብና ዝገልጽ ዩ። የቐነይልና ዳኒኤል።
@user-op4mo6fm8t
@user-op4mo6fm8t Жыл бұрын
ይኣኽሎም ጥሮታ እንተወጹ ዩ ዝሕሸናን ዝሕሾምን 🤣🤣ሞትኩ 🤣🤣 ካብ ደርፍታት ኪሮስ 1) ኤረይ ህይወትኪ ክሳብ ዘይመዓረ ከም ፈረስ ደው ኢለ ክሓድር የ 2) ኣለኹ ስለ ዘለኹ ግድን የ ድማ ክህሉ ሳዕሪ እንተሓረረ ንግዚኡ እንደኣሉ 3) ተደለኹ ርግቢት ተደለኹ ተመን ስራሕ ሕላገተይ ጎይታ ሕማቕ ዘመን ኣለኹ 4) መሲለ ክቕጽሎ ሓረግ ገዛና ክንዮ ክልተ 40 ኣለኹ ገና 5) ጽብቕቲ ካናሪ ደሃያ ከም ትምኒተይ ደጊመ ርእየያ
@michaelmiki6325
@michaelmiki6325 Жыл бұрын
Kkkkkkk😁😁😁😁
@trustyourself9355
@trustyourself9355 Жыл бұрын
ናይ ሞናሊዛ"ኸ ክክክ
@user-op4mo6fm8t
@user-op4mo6fm8t Жыл бұрын
@@trustyourself9355 ያኸ ሓቁ ዩ,ዛ ትንፋስ ኣልቦ ጽባቐ በዓል ደመት, ማመት, ዉባ, ኩልሕለን, ጽጌረዳ, ንሕልፈት ካብ ትፈርደን ክልተ 10 ዓመታት ሓሊፉ 👍
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Жыл бұрын
ደቀቅቲ ፍጡራት ኣለዋ ይብሃል ምልኲዓት ምኳነን ይንገር ብዕላል
@user-op4mo6fm8t
@user-op4mo6fm8t Жыл бұрын
@@user-et1ls7pk8k ነዘን ሕቡኣት እኮ ዩ.
@mikesiedan
@mikesiedan Жыл бұрын
ዝፈትዋ ምሳሌ፥ ናይ የማነ ገ/ምካኤል (ባርያ)ኣርእስቲ ደርፊ፥ ' ግርማ ዝዓሰላ' “ደበና ቀዲዳ ከም ትወጽእ ጸሓይ ብማዕዶ ትልለ ድሙቕ ኮኾብ ሰማይ” ጽቡቕ ኣቀራርባ ከኣ ወዲ-መምህር።
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 Жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ቀጽሎ ቀጽሎ ዝዓርከይ!! ነዞም ሓደሽቲ ዘተባብዕ ክኣ ሓደ ሓደ በለና።
@mussiegebrengus1319
@mussiegebrengus1319 Жыл бұрын
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሚሎን ሃይሉ ግጥሚ ክከብድ የቡሉን ኢላ ነራ ፡ ኣብዚ ካኣ ኣነ ይሰማማዕላ ኢየ ። ምክናይቱ ኣብ ደርፊ ዋካ ዋካ ኢካ ክትብል ዘለካ 'እንብር ከም ፍላስፋታት ክትሓስብ የብልካን ። ኣይተክቡዱልና ፊሎዞፊር ኣይኮናን
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 Жыл бұрын
@@mussiegebrengus1319 ስነ ጥበብ ማልት ዋካ ዋካ ተኾይኑ ሕብረ ተሰብና ዋካ ኮይኑ ተሪፉ ኣሎ ማለት እዩ። ስነ ጥበብ መግለጺ ሕብረተሰብ ክሳብ ዝኾነ ዘዕብየና ነገር ንሕሰብ እምበር ዋካ ዋካ ድኣ መሊኡ አንዲዩ ዝሓወይ።
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 Жыл бұрын
ነዞም ሓደሽቲ ምትብባዕ ተደልዩ ዘሎ ተወሳኺ እዝንና ከደንቁሩ ድዩ?
@Tomas.atm3
@Tomas.atm3 Жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gberuley yehwat bejakum SUBSCRIBE 😍😍🥺🥺
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 Жыл бұрын
@@ambesajrsemere723 ዝዓቢ ወለዶ ተዘይብልካ... በቃ ዲዩ ስነጥበብ ከብቅዕ?? ተዘይዓቢዮም ድኣ ታይ ሒዝካ ክተርፍ?
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
እንቃ ብድሓን መጻካ ወዲ መምህር. ንዓይ ኣብ ስነጥበብን ቦለቲካ ጸሊኒ ኢዩ ትብል ሰብ እንተሊካ ላይክ ካይገበርካ ካትሓልፍ
@user-hg8dc4uk2y
@user-hg8dc4uk2y Жыл бұрын
ወዲ መምህር ገለ ኣምጺካ ኣምላክ ከመስግኑ ክጽልዩ ዘይሓዝዎ መጽሓፍ ቅዱስ ምሳሌ ክትደሊ እዛ ኩላ ኣዳም ምስ ሓድሽ ኪዳን ክትውዕልያ
@caladrius3885
@caladrius3885 Жыл бұрын
ይሓዝዎ ጓይላ ከምዘይፍቀድ ንግሃንም ከምዝፍረድ ከንብቡ እዮም። ምናልባት ድማ ምድራፍ ገዲፎም ይዝምሩ ይኾኑ።
@user-vk8ev6iy4c
@user-vk8ev6iy4c Жыл бұрын
😂😂😂tkkl ✅️
@EmmaHaile413
@EmmaHaile413 Жыл бұрын
ካብ ሓድሽ ኪዳን ንዘሎ ዘይኮነ ዘንብብ ዝነበረ መጽሓፍ ሰሎሞን ኣብ ብሉይ ኪዳን ንዘሎ`ዩ
@Selammedia9385
@Selammedia9385 Жыл бұрын
ኦይ ንባዕልኻ ውን መጽሓፍ ቅዱስ ተንብብ ኣይትመስልን እሞ መዝሙር 'ማህልየ ማህልይ' ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ዘይርከብ ።
@nohgeb7017
@nohgeb7017 Жыл бұрын
@@caladrius3885 ትምህርቲ ሰንበት እኮ ጉዳማት ኢኩም ልክዕ ከምዞም እንዳ መሓመድ ብገሃንብ ሰብ ተፈራርሑ ህዝቢ ኤርትራ ምሉእ ኣብ ገሃንብ ኣሎ ማለት ኢዩ።
@mhretmulubrhan4839
@mhretmulubrhan4839 Жыл бұрын
ዳኒኤል ሓወይ ሰላም እግዚኣብሀር ምሳኻ ይኹን ብምቕጻል ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ ቀንዲ ምኽንያት ብዛዕባ መጽሓፈ ጠቢቡ ሶሎሞን'ዩ ፡ብዙሕ ምበልኩ ግን ብቀሊሉ ትርደኣኒ ኢኻ ኢለ ስለዝኣመንኩ'የ ስለዚ እቲ ዝሃብካዮ ትንተና ምስቲ መጽሓፍ ዝኸይድ ኣይኮነን፡ኣቦታት ሊቃውንቲ ምውካስ የድሊ ፡መጽሓፍ ቅዱስ ብይመስሊ ዝትርጎም ኣይኮነን ምስጢሩ ባሕሪ'ዩ፡ሕጂ ውን መጽናዕቲ ገርካ እንተትእረመሉ ንሂወትካ ዕረፍትን ጥበብን ምደልብካ ግን ግን ሓደራ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይትዛረብ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ ነቦታትካን ሊቃውንትን ሕተት እሞ ንሳቶም ከኣ ከብርህልካ እዮም፡ መሃልየ መሃልይ ከይሓተትካ ኣይኮነን ተማሂርካዮ እካ ንምሓዙ ቀሊል ኣይኮነን እሞ ንስለ ሂወትካ ከሙ ውን ንሰዓብትኻ ብገጋ ንዘፍቅርወን በቲ ዝበልካዮ ኣጸዋውዓ ከይጽውዕወን እሞ ኣብ ሽግር ከይኣትዉ ተኣረመሉ ዝሓወይ፡ መሃልየ መሃልይ ብዛዕባ ኢየሱስ ክርስቶስ ድንግል ማሪያም ወንጌል ምእመናን ካልእን ደኣሉ እምበር ከም ናይ ኣገላልጻ ዓለም ኣይኮነን። ብዘይፍላጥ እንተዳኣ ተጋጊየ ይቅሬታ ግበረለይ እግዚኣብሀር መወዳእታና የጸብቕ!!!
@okbaygilagabr1350
@okbaygilagabr1350 Жыл бұрын
ናይ ኪሮስ ጽገናይ መኣልቦ ንህቢ ተፈታዊተይ ሳሃቢት ቀልቢ ከም ልበይ ከንኪ ተትርከቢ!
@gebrihiwetgebremeskel9568
@gebrihiwetgebremeskel9568 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሎ👌
@awetbrhane8437
@awetbrhane8437 Жыл бұрын
መምህር ወዲ መምህር እንቃዕ ብሰላም መጻካ ። እታ ኣመና ዝፈትዋ ምሳሌ እኮ ኣቅሪብካያ ኢካ ናይ ቶማስ ኣላዛር ነንሕድሕና ንጠማመት ትብል ግን ካልእ ክውስከልካ። ምጽባይ እዚ ኩነት ዘይቅየር መዓስ ኩይኑ ስለ,ዚ ከመደይ እባ ኩኒ ጸዋሪት ንኩሉ( ቆርጫጭ) ደረት ጽልኢ ኣንጊሀ ካብ ዝከዶ ሕርቃንክን ቆዮቃክን ክላማመዶ ካብ ሰንቢደ ዝርሕቅ ከምቲ ዉዑይ ጸባ ኡፍ ኢለ ኣዝሒለ ዘይሰትየኪ(ቆርጫጭ) ጽላል ዝሰርቁና ኣብ ክራማት ጮማ ኣሎ ዝብሉና ኣብ ሕማማ ዘረብኦም ዝሰምዕ ጸመመ ክበጽሖም ዝከይድ ዳሓመመ(ወዲ ትካቦ ) ብዙሕ ምወሰኽኩ ግን ንካልኦት ትፌዞ ገዲፈሎም ኣለኩ
@senayberhanearadom4502
@senayberhanearadom4502 Жыл бұрын
ጽላል ዝሰቁና ኣብ ክራማት ጮማ ኣሎ ዝብሉና ኣብ ሕማማት ፡ናይ ወዲ ትካቦ ፡ምስላ ዘይኮናስ ፡ውስጠዘ ፡ወይ ከኣ indirect speech እዩ ዝበሃል ።
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t Жыл бұрын
Thank you dani🙏 ደስ ትብለኒ ናይ ምሳሌ ናይ ኣብርሃም❤ ------------- ኾኾብ ጠሚቀኪ ኣልማዛዊት ብርሃን ነብሰይለ ሰሜኪ ክትጠብቅለይ መንታን ትምኒተይ ኢለኪ ከግህደለይ መንታን ከስምረለይ መንታን ዑፈይለ በሪርኪ ክትመጽለይ መንታን
@emaagostino
@emaagostino Жыл бұрын
LOVELY 🥰 THANK YOU DANI !!!
@amanzewde7661
@amanzewde7661 Жыл бұрын
”ደመና ቀዲዳ ከም ዘወጸ ፀሓይ ብማዕዶ ትልለ ከም ኮኾብ ሰማይ" ናይ የማነ ኣብታ "ግርማ-ዝዓሰላ" ትብል ሕላዪ ዘላ ኣዝያ መሳጢት ምስላ እያ። ደመና ቀዲዳ ክትወጽእ ከላ ዝፈጥረልካ ባህታ፣ ልሉይ ተፎጥራዊ ተምሳጥ'ዪ ዝፈጥር።
@user-nd8uh5gh1c
@user-nd8uh5gh1c Жыл бұрын
ናይ ተፈጥሮ ጸጋ'ዩ ብፈጣሪ ዝመጸ እምበር መን'ሞ ኣሎ ዘርኡ ዝመረጸ በቲ ሓደ ናይ ወገነይ ባህሊ ከኽብር በቲ ሓደ ዘይካኣል ፍቕራ ክጸውር ሩሕ ናይ ልበይ ኣብ ፍቕራ ኣጥሒላቶ ንሳ ብዘይ በኣ ከም ካብ ባሕሪ ዝወጸ ዓሳ ሓደ ኣካል ሓደ መንፈስ ጽቡቕ እንከለና መን ይረብሕ ፍቕረይ እንተተፈላለና ገርሂ ልብኺ ሕሰም ናይ ሰብ ከይቅይራ ከም ቀደምኪ ኩንለይ ሓደራ ሓደራ! ኣብርሽ ❤️
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 Жыл бұрын
ዳኒ ወደይ ቡሉጽ መንእሰይ ናይ ብሓቂ ንፉዕ መምህር ኣብ ኩሉ ኣርእቲ እግዝአብሔር ዕድን ጥዕናን ኣብዝሑ ይሃብካ።
@rahwaasghedom4803
@rahwaasghedom4803 Жыл бұрын
One of my favorite young man. I admire the work you are doing!! I have one recommendation, it would be nice, if you can bring from the neighborhood countries music as examples, motivations or as compearing.( Exp, like Eth artists Rophana) keep on doing what your doing!Great job!!
@user-kv4dx4px8g
@user-kv4dx4px8g Жыл бұрын
My best Artist Thomas alazar goyeta tebay 🙇‍♂️🥰😇
@samuelberih
@samuelberih Жыл бұрын
ዳኒ ብሉጽ ስራሕ እታ ናይ መሃልየ መሃልየ ግን፡ ከምቲ ንስኻ ውን ዝተንከፍካዮ፡ ኣብ ሞንጎ ክርስቶስን ቤተ ክርስትያንን ዘሎ ፍቕሪ ዝገልጽ እምበር ንተፎጥሮ ዝገልጽ ኣይኮነን። ከምዚ ንስኻ ዝበልካዮ ንተፎጥሮ ዝገልጽ እንተኾይኑ እሞ፡ ንዝሙት ዘተባብዕ ይኸውን ኣሎ ማለት እዩ። እዚኣ ኣርማ ኢኻ።
@dawitkflay2839
@dawitkflay2839 Жыл бұрын
ናይ ተፈጥሮ ጸጋ'ዩ ብፈጣሪ ዝመጸ መን ከ'ሎ ዘርኡ ዝመረጸ ናይ ንጉስ ስነ ጥበባዊ ነፍስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኣብ ሓደራ ትብል ደርፉ
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 Жыл бұрын
ናይ ቶማስ ብምቕራባ ሓሊብ ኣስተኻኒ ሓሊብ ስተ፡ ብራቮ፡ በዚ ኣጋጣሚ ጥሮታ ክወጽእ ዘለዎ ቃላት ብምሕባርካ፡
@angosomtesfalem9759
@angosomtesfalem9759 Жыл бұрын
አምንቲ ተኣማኒት ከምታ ርግቢት ኖህ ዝለኣካ ፍቅሪ ከም ዝአዝዞ ናትኪ ዘበልስ አንካ ነዓካ ሓልዮትኪ ናፊቀዮ ኣንቲ መዕረፊተይ ለሰ ዋላካ ምሳሌ አምነት ብርግቢት ናይ ኖህ ኪሮስ
@weditkaboumodieley6291
@weditkaboumodieley6291 Жыл бұрын
Areista derfi plss
@angosomtesfalem9759
@angosomtesfalem9759 Жыл бұрын
@@weditkaboumodieley6291 ተመለሲ
@cesc6982
@cesc6982 Жыл бұрын
Am really inspired by this man to read 📚books!!@
@HKChannelHk
@HKChannelHk Жыл бұрын
ዝፈትዋ ምሳሌ ናይ ኪሮስ👑 ዝቐተለ 'ቀተል ዝብል ሕጊ ሙሴ፡ ኣይጥቐመሉን'የ ኣይክእሎን'የ ሰብ ሃስየ👌🏿
@filawimanunited9931
@filawimanunited9931 Жыл бұрын
".....ኣይክእሎን'የ ሰብ ሃስየ "
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 Жыл бұрын
Nice thanx God blles you
@dessnugus7528
@dessnugus7528 Жыл бұрын
ደስ ትብለኒ ምስላ ናይ ወዲ ትካቦ ኣንታ ተባዕ ጋሳ እግረን ተተርኣሶ እግርኻ ይተርኣሳ,ኩርኻሕን ለቃሕን የብሉን መለሳ. ሓደ ካብ ኮነ ግን ኩርኻሕ ይሕሸካ, ኩርካሕ ጥርት ስድራ! ቀጽሎ ካብ ኣድናቒኻ 😘👈🏽
@samuelsnetibeb8958
@samuelsnetibeb8958 Жыл бұрын
ናይ እያሱ በርሀ ዝብኢ ማእጋር'ዩ ምሓረሰ በተን ቀጢን ዩ ምተፍሓሰ ዋኣጎ ሰያብ ዩ ምሞንኮሰ.. ..... ናይ ኣብርሃም አፈ ወርቂ ፍቅሪ ይስወር ዩ ከምደቂህድርትና
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j Жыл бұрын
ክቡር ወዲ መምህር እቲ ሚዛናዊ ዝኾነ፡ ትንታነኻ እናሓደርኩ የድንቆን የስተማቕሮን። ዕበየልና ደኣ ንስኻስ።
@afrahstars
@afrahstars Жыл бұрын
Waww tnx nez tegbro zelka proud of U 🙏🥰❤️ plz nay hiji zewex zelo defi eba gele belom 🙏
@bibiberaki914
@bibiberaki914 Жыл бұрын
Great analysis Dani unique boy
@awettafere7375
@awettafere7375 Жыл бұрын
Keep it up wedi memhr . Great 👍
@user-sm9yp4ew9f
@user-sm9yp4ew9f Жыл бұрын
እቲ ተምጽኦ ሓሳባት ምስ ምሉእ መረዳእታ ስለ ተምጸኦ ብዘይ ጸገም ንኽትርድኦ ኣየጸግመካን ወዲ መምህርን (መምህርን ኢኻ )❤
@michaelissack9271
@michaelissack9271 Жыл бұрын
Very nice to explain about culture of music Eritrea 🇪🇷
@amlaktume6417
@amlaktume6417 Жыл бұрын
Thankyou brother 👍
@johngoitom2533
@johngoitom2533 Жыл бұрын
Thanks for sharing your knowledge brother
@merkeb-tv8907
@merkeb-tv8907 Жыл бұрын
ወየ ዳኣ ከምቲ ዝበልካዮ ንኣብርሽ ተሕዝን ሓፍቲ ኣላቶ ንደርፍታቱ ከይዝንተወሉ ከይጻሓፈሉ ዓዲ ውዒል ጌራቶ ምበር😢 ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ደርፍታቱ ከም ምስላ ኮይኖም ዛኣተዉ ቓላት ብዙሓት ኣለዉ ! ደስ ካብ ዝብላኒ ሓንቲ ካብ ዝናኸስ ንህቢ'ኳ ዝርከብ ወለላ! ኣይትውሓደና ዳኒ ጽብቕቲ መደብ ❤
@mussietewelde32
@mussietewelde32 Жыл бұрын
Bro ayteredann entay dyu xegema dehar n abrhamn derftatun alelka mzrab entay xegem yemxala malet eyu?
@alemteklay8506
@alemteklay8506 Жыл бұрын
ናይ ሰሎሙን ሃይለ ኣቅርበልና ትብሉ ውቀጡኒ ዳኒ ኣሰሊ ብተኣሚ እየ ዘድንቀካ ሓፍትካ ካብ ትግራይ በጃካ ኣቅርበልና
@jontv6228
@jontv6228 Жыл бұрын
ኣድነቅቲ ዳኒ like ካይገብርኩም ካይትሓልፉ!
@user-ju9lm9ps3e
@user-ju9lm9ps3e Жыл бұрын
ናይ ኪሮስ ኩሉ ደርፉ ምሳሌ እዩ 🔥✌🏾
@user-em7lt1qg1c
@user-em7lt1qg1c Жыл бұрын
ኽንፍትን ደኒ፤ናይ ባርያ ደርፊ ነዓይ ደስ ትብለኒ ☝☝☝ምሳሌ🚥መን ኻብ መን ይበልጽ 🚥ኣብ ልዕሊ መን ኽትዉርዚ🚥 ዕንቕርቢት- 🚥ተመን-🚥ተናኻሲ 🚥መርዚ። ዕንቕርቢት/ተመን••እዘንቃላት፤ኽሳብ ኽንደይ መርዛማት ሰባት ኸምዘለዉ እየን ዝዛረባ ዘለዋ ከምዝመስለኒ። ሶ የቀንየልና ወዲ፤ዓበይቲ፤
@jesuisfierdenoir9430
@jesuisfierdenoir9430 Жыл бұрын
Thank you wedi memhr nay tomas ayney zemxeka Nay kiros hanti derfi aqrbelna
@filelyanchannel4504
@filelyanchannel4504 Жыл бұрын
You are great every time & minute
@weldebrukhadgu2248
@weldebrukhadgu2248 Жыл бұрын
ዳኒ ከም ወትሩ እቲገብሮ ስራሕካ ጽቡቕ ኢዩ ኢዛ ናይ ቶማስ ገዛኻ ኢዩ ማሙቕ ትብል ደርፉ ግዲ የሕፊራቶ ጠፊኡ ምስ ጥዑም ዜምኡ ብዝኾነ ጽቡቕ ትንተና 👍❤️💯👍❤️💯
@Selammedia9385
@Selammedia9385 Жыл бұрын
ክክክ ንፉዕ መስተውዓሊ።
@hagerey672
@hagerey672 Жыл бұрын
Zderfo kulu ninebsu tray du zwkil, zehfir yeblun, amaraxi sina enber gezana do mhashena.
@kinglio8947
@kinglio8947 Жыл бұрын
እዋይ ወልደደደብሩኽ ንስካ ኮመንት ክትጽሕፍ ዘይሕፈርካስ ንሱ ክሓፍር ክክክክ
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 Жыл бұрын
Hit the notification bell no won my new music Title አረስታ(ትግራውነት እንታይ ማለት እዩ?) What Tigrainsm means? you must not subscribe but you should know that I am going to come upp 1 music evry 30 days.c u My music is simble beautiful and having a lot to say. and I am sure MHDER P: will make sansuor on it.
@lion9733
@lion9733 Жыл бұрын
ኤርትራ ሲኦል ኮይናቶ ደሓር ካኣ ገዛካ ኢዩ ማሙቅ ኢሉካ ከሎ ገገዲፍካዮ ትሃድም እንተኮይንካ ንበይኑ ድዩ እታ ሃገርካ ከማሙቃ ከይቆሪር በይኑ ኢሉ ድማ ወጺዩ
@fthimrach5720
@fthimrach5720 Жыл бұрын
Great ma bro keep it up much love 😍
@elumedia9406
@elumedia9406 Жыл бұрын
ዳኒ ናይ ብሓቂ ናይ ምስትውዓል ክእለትካ ከየድነቕክዎ ክሓልፍ ኣይደልን ደስ ትብለኒ ምሳሊ እንተላ ድማ ናይ ወዲ ትካቦ ኣብ ዝኽሪ ንእስነት እትብል ደርፉ "ድሩቕ ዕላል ዘይውዳእ ክምስታ " እትብል እያ ንሓንቲ ስእሊ ናይቀደም ክገልጽ ኢሉ ዝጸሓፋ እያ ኣብ 4 ክፋል የራኽበና ኩቡር ሓወይ
@geezspiritual786
@geezspiritual786 Жыл бұрын
Thanks an intelligent inspiration man of the year 🙌 keep you doing well::
@natnaelbokurestion9901
@natnaelbokurestion9901 Жыл бұрын
Am really like it keep going
@Tesla291-
@Tesla291- Жыл бұрын
I like you man Brilliant advice all the time !!!!!
@yordanosdesbele9289
@yordanosdesbele9289 Жыл бұрын
ምሳሌ ናይ ቶማስ ወዲሰብ ንፈተና ከም ኣፍንጫ ንጨና መዓስ ተነጻጺሎም ፍጥር ካብ ትብል ምድሪ ሩሑ ሃለዋት ከላ ክሳብ ትጽንቀቅ ዕምሪ
@habentesfagabir4276
@habentesfagabir4276 Жыл бұрын
Great 👍
@mussie2548
@mussie2548 Жыл бұрын
ዝኸበርካ ዳኒ ኣቐዲመ ብትገብሮ ዘለኻ ኣብ ባህሊ፣ክብርታትን ስነጥበብን ዘተኮረ መደባትካ ዓቢ ክብሪ እዩ ዘለኒ ብልቢ ከመስግነካ ይፈቱ፣ ቀጽሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መደብካ ኣብ ኩሉ ይሰማማዕ እየ፣ እንትርፎ ኣብታ ናይ ቶማስ "ዶርሆ ምንፋር'ዶ ምጸለአ መንገብገብ እንከለዎ ......" ትብል ጽሕፍቲ። ናይ ዶርሆ "impossible " ወይ ከኣ ክኸውን ዘይክእል ነገር እዩ። ንዓና ንደቂ ሰባት ግን "difficult" እምበር "impossible" ኣይኮነን። ብዘለና ተመስገን ምባል ጽቡቕ እኳ እንተኾነ ምስ ናይ ዶርሆ ክነፍር ዘይምኻልን ንዕኡ ምቕባሉን ከመይ ጌሩ ከተኣሳስራ ፈቲኑ ኣይተረድኣንን።
@Eriboy62
@Eriboy62 Жыл бұрын
Y ,Wedi Tikabo ,Ata Wedi Teare 🎵❤️ ከመይ ኢልና ክነጽእልእል ዳዕሮና ብፍላጻ ንሳ ተቆራሪጻ ሱር በቲኹ ከንቕጻ ናዓባ ይኣክል ሎሚ መላሲ ህዝቢ ይኹና ከምዘይ ወለደት ሓድጊ ግደፍ ነዓ ኣይተምክና ኣናብባ የኣኢ ጠፊእና ምጽማም ዱ ምጽማም ክነግሩና !!
@haben1025
@haben1025 Жыл бұрын
ኣናብባ ያኢ ጠፊኡና ምጽ'ማም ድዩ ምጽማም ክነግሩና😲👌
@oneday5636
@oneday5636 Жыл бұрын
As usual brilliant
@fitsumgebreyonas9798
@fitsumgebreyonas9798 Жыл бұрын
የቐንየልና ዳኒ።
@isaiastesfazion4858
@isaiastesfazion4858 Жыл бұрын
Wonderful
@onisimossyosias7183
@onisimossyosias7183 Жыл бұрын
Great explanation
@fedayn1838
@fedayn1838 Жыл бұрын
Good Bro just keep doing
@user-nd8uh5gh1c
@user-nd8uh5gh1c Жыл бұрын
Wedi memhr anbesa keep it up bro 👊
@anditandit1553
@anditandit1553 Жыл бұрын
Very good dani arkey continue
@zemenrae9193
@zemenrae9193 Жыл бұрын
ጸግራ ነዊሕ ጭራፈረስ ንየማን ነጸጋም ዝማላለስ ዓይና ኹሑል ከዋኽብቲ ቀትሪ ጻሓይ ኢያ ወርሒ ለይቲ ናይ የማነባርያ ኣብታ ጭራፈረስ ትብል ደርፉ ዘሎ መሳለ
@filmonestif8423
@filmonestif8423 Жыл бұрын
Good!
@Habrom1988
@Habrom1988 Жыл бұрын
ዓቢ ጌጋ ወዲ መምህር፡መጀመርያ ቤተ ክርስትያን ብክርስቶስን ቤተ ክርስትያንን ዝትትጎምን ዝምሰልን መጽሓፍ ናብ ሴክሳዊ ሸነኽ ብምጥዋይካ፡መጽሓፍ ቅዱስ ከም ተራ መጽሓፍን ጽውጽዋይን ናብ ድላይካ ዝትርጎም ኣይኮነን፡ስቕ ኢሎም ዮም ብክርስቶስን ብቤተ ክርስትያንን ዝምስልዎ'ምበር ከምዚ ዩ ኢልካ ሓታቲ ስለ ዘይብልካ ነጻ ፕረስ ስለ ዝረኸብካ ናትካ ኣንፈት ክትህቦ ኣይግባእን፡ካልኣይ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ደርፊ ዘተኣሳስር የብሉን፡ብሕመቖም ዮም ካብኡ ቁንጭል ኣቢሎም ዝወስዱ፡ኣይኮነን ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ምስላ ወሲዶም ዝደረፉ ናቶም ሓሳብ ኣፈልፊሎም ዝደርፉ ውን ስፍርኦም ገሃንም ምዃኖ ኣይትፈልጥን ኣይብልን፡ግን ምናልባት ኣይፍለጥን ገላትያ ኣንብብ። ብትገብሮ ኩሉ ኣቀራርባኻ ይፈትዎ የ፡ግን ከኣ ኣብቲ ዓገብ ክብለካ ዝግብኣኒ ክብለካ ኣለኒ፡ጌጋ ተሎ ከኣ እናተኣራረምና ንዕበ።
@tigraylegacy
@tigraylegacy Жыл бұрын
እሺ ዳኒዋይ ካብቶም ናይ ደቡብ ተጋሩ ከምና ኪሮስ ኣለማዩ ኣትክልቲ ሓደ ሓደ ተምጻእካልና እውን ደስስ ይብለና ብዘዝተረፈ ቀጽለሉ ጽቡቅ መደብ እዩ።
@abel8236
@abel8236 Жыл бұрын
Nay tigray da entay drfti alwkum nzom tngrti dEki
@yaredtesfa97
@yaredtesfa97 Жыл бұрын
Ezi medeb nay debub gelemele tgray aykonen nay eritrawyan eyu ere n eritrawyan we don’t now debut tgray
@sebumekseb8808
@sebumekseb8808 Жыл бұрын
Zelewo yeblomn amharic ember tigrigna do tderfu ekum tegaru film yeblkum derfi yeblkum Abraham sele gedifka
@yohanneshadish536
@yohanneshadish536 Жыл бұрын
Dani nay andit aba amxalna Thanks you
@yonyidcartoon7210
@yonyidcartoon7210 Жыл бұрын
ብዝዓባ ድምፃዊ ኪሮስ አለማየሁ ስርሓልና
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k Жыл бұрын
ዳኒ ንስኻ ፉሉይ ኢኻ :: ዘለካ ንቕሓት ዓሚቕን ሰፊሕን እዩ :: ኣጆኻ ቀጽሎ !
@endahafene3354
@endahafene3354 Жыл бұрын
Good job wedi memhr N derefti hagerka ketemabln ketenfen B mklaska anbesa eika ajoka wetru ab gonka eina 🇪🇷🙏
@lifeishard7018
@lifeishard7018 Жыл бұрын
Dani wedi memhr blux sbe keep it Up going ✌️🥰
@yonastesfay1365
@yonastesfay1365 Жыл бұрын
*ሞጨሎ ዓርከይ እንቓዕ ብሰላም መጻእካ-መብረድ!*
@tiklitokubay7044
@tiklitokubay7044 Жыл бұрын
Thanks dani
@danaitzekarias5650
@danaitzekarias5650 Жыл бұрын
Dani Dani meglixi sinelika.. jegna ika kemaka yebzhulna ❤️🙏 …. Egzabher edme tinan yehabika
@seteengda2459
@seteengda2459 Жыл бұрын
ን ኣብርሃም ሓፍቱ ናይ ብሓቂ ተሕዝን ኣላቶ ብዙሓት ሰብ ክዛረቡላ ሰምዒ ኣለኩ ወላ ክሳብ ኣብ ጎይላ ናይ ኣብርሃም ደርፊ ደሪፍኩም ኢላ ተቃየቆቶም ሰባት ሰሚዐ ኣለኩ
@michaelwoldeab7425
@michaelwoldeab7425 Жыл бұрын
እዛ ጋል ብስስዐ ንመራሕቲ ኣፍሪቃ ቀዲማቶም!!
@tl2254
@tl2254 Жыл бұрын
Thank you wedi Tigrinya ❤️
@edenlove127
@edenlove127 Жыл бұрын
Dani hawey kab nay srhat momona eba gele aqrbelna ab qexali keep up the great work kea 💯
@Abrham-fq1eq
@Abrham-fq1eq Жыл бұрын
God bless you dear!!!!
@sitcoms2367
@sitcoms2367 Жыл бұрын
Dani we love u be strong.
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Жыл бұрын
Daniel wedi memhr thank you for All. Nay Abrham Aforki zfetwa haymanot fkri eya shema ala.
@semunipseytube7780
@semunipseytube7780 Жыл бұрын
ዳኒ 💚👑
@snitbereket986
@snitbereket986 Жыл бұрын
As always smart man
@kunamawedisheraro7115
@kunamawedisheraro7115 Жыл бұрын
Merhab 💖 👈
@romhay7853
@romhay7853 Жыл бұрын
ኪሮስ አስፈሃ ገርማኣ ግርማ ክራማት ፈዋሲት ኩሉ ሕማማት አፍ ልባ መዕረፊ ደንደስ ሽታኣ ሽታ ቤት መቅደስ
@messimessi4170
@messimessi4170 Жыл бұрын
ኣቲ ጽብቕቲ ፍጥረት መሶንቆ ዳዊት ዜማ ዳሃያ ኮንዶኾን ብናጽላኺ ቅንዕና ምስ ጸባ ጠቢኽያ
@habtekidane477
@habtekidane477 Жыл бұрын
ሓቃ እንድያ ውኻርያ ፍቕሪ ዝቀትል ሰብ ሞት እኳ ክውሕዶ ዝበለት ኖሆም ዮሃንስ መስተ😂😂😂😂
@michaelwoldeab7425
@michaelwoldeab7425 Жыл бұрын
I can’t stop laughing
@samigere5114
@samigere5114 Жыл бұрын
😂😂😂
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 Жыл бұрын
ክክክክክክ
@abelteame1450
@abelteame1450 Жыл бұрын
May endastku ambibeya comment natka. Tehanike nere kkkkkk
@habtekidane477
@habtekidane477 Жыл бұрын
@@abelteame1450 ክክክክ
@fekeriiyuementey6336
@fekeriiyuementey6336 Жыл бұрын
Welcome
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey Жыл бұрын
Welcome wedi memhir 👍💯
@ghudadtewelde2537
@ghudadtewelde2537 Жыл бұрын
Nic job
@yafetamanuel1577
@yafetamanuel1577 Жыл бұрын
Bravo Dani kemti lmud nice tntena 👏👏👏👏
@sdetnayebqie1575
@sdetnayebqie1575 Жыл бұрын
ዳኒ መምህር ወዲ መምህር 👍👍👍 🥰🥰🥰
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g Жыл бұрын
ወዲ መምህረይ ኣንበሳ ጽቡቕ ትንታነ
@mulgetatesfazgi5482
@mulgetatesfazgi5482 Жыл бұрын
good job bro
@user-nh9vp7qw6b
@user-nh9vp7qw6b Жыл бұрын
ዳኒተይ ኣድንቆተይ ከምቲ ልሙድ ኢዩ ናይ ቆርጫጭ ኣላ ሓንቲ ምስላ ኣብታ (ኣጆኺ) ትብል ደርፉ 👇👇👇👇 መን ኣሎ ምርኩስ ተስፋ ዝተደገፈ መን ኣሎ ኣማኒ'ኢሉ ዝተሰነፈ ጸገምኪ ባሕሪ ኮይኑ፡እንተመጻኪ ሓምቢስኪ ክኣልዮ ከም ዓሳ ኮንኪ ዮናስ እካ ቀንዩ ኣብ ከብዲ ዓሳ ጽሓይ ርእዩ ድሕሪ'ታ ኣበሳ።
@kahsumuluebrhan6595
@kahsumuluebrhan6595 Жыл бұрын
Dani boy keep it up 👍 proud of you 👏
@fkriumengedey4242
@fkriumengedey4242 Жыл бұрын
Nay Abraham Afewerki fkrey tbl amxalna thank you
@zulanet8683
@zulanet8683 Жыл бұрын
ጽቡቕ ኣቀራርባ ::
@ML-vw3hi
@ML-vw3hi Жыл бұрын
This amazing guy we love you
@binyamgebre3291
@binyamgebre3291 Жыл бұрын
ketslo.dani anbesa
@meleymeley8215
@meleymeley8215 Жыл бұрын
welcome back dani smart boy❤❤❤
@philitiasli4962
@philitiasli4962 Жыл бұрын
Bzaeba icha do mrcha nay mebrahtu grmay film hyesa kxbe eye wedi memhr
@saliholove101
@saliholove101 Жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ብፍላይ ዕምቆትካ N.B. እዞም ምሁራት ሃገርና ኣብ ሃይማኖት ዘሎኩም ፍልጠት ድሩት ብምዃኑ ጥራይ ንዓኹም ዝጥዕመኩም ኢኹም ትጠዋውይዎ፣፣ መኃልየ መኃልይ መሠረቱ ንናይ ቤተ ክርስቲያንን ክርስቶስን፣ ናይ ኣዴና ቅድስት ማርያምን ክርስቶስን እዩ ዘስተምህር፣፣ ብፍጹም ንናይ ውልቃዊት ጓል ኣይውክልን፣፣ ጥበብ ኣገላልጻን ምሥጢርን ንፍቅርትኻ ፍቕርኻ ክትገልጸላ ትጥቀመሎም ቃላት ኣሎዎ፣፣ መኃ.መኃ 4:7 ንጽኅና ኣዴና መኃ. 4:12 ድንግልና ኣዴና መኃ. 6:9 ወለዶ ኣዴና መኃ.5:1-6 ጽምኣት ነፍስና ንክርስቶስ ዳኒ ጥበብ ንምግላጽ ክትጥቀመሎም ትኽእል ኢኻ፣ ከምቲ ካልኦት ዝብልዎ እናበልካ ዘይትርጉሙ ምሃብ ግና ጌጋ ወድሓንካ!
ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ካልኣይ ክፋል (edited version)
20:00
They RUINED Everything! 😢
00:31
Carter Sharer
Рет қаралды 12 МЛН
Super sport🤯
00:15
Lexa_Merin
Рет қаралды 20 МЛН
Make me the happiest man on earth... 🎁🥹
00:34
A4
Рет қаралды 5 МЛН
Did you find it?! 🤔✨✍️ #funnyart
00:11
Artistomg
Рет қаралды 126 МЛН
ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧
23:33
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 275 М.
ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ራብዓይ ክፋል
15:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 86 М.
ህየሳ/ትንተና ደርፊ 'ምዕራፍ' ...
23:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 177 М.
ሰላም ዕረፍቲ ቃልስና ቀጻሊ (ሶሎሞን ወዲ ሓጎስ)              30 ግንቦት 2024
4:36
ህየሳ ደርፊ 'ክልተ-ዓያሹ'
18:27
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 142 М.
ፋራነት ማለት...!
17:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 137 М.
They RUINED Everything! 😢
00:31
Carter Sharer
Рет қаралды 12 МЛН