እቲ ክሃስስ ክስራሓሉ ዝጸንሐ ታሪክ ምድረ ባሕሪ ጥንታዊ ኤርትራ | Eritrean History Mdre Bahri

  Рет қаралды 117,997

SAEYET TV

SAEYET TV

4 жыл бұрын

Пікірлер: 823
@wintatesfatsion5401
@wintatesfatsion5401 4 жыл бұрын
ሕጂ ናይ በሓቂ ንኤርትራን ኤርትራውነትን ዝቖመት ቻነል መጺኣ! ታሪኽና ተገዲስኩም ብኸምዚ መልክዕ ስለ ዘቕረብክምዎ ምስጋናይ ወሰን የብሉን። እቲ ኣንባቢ ድማ ኬፍ ዘለዎ ድምጹ bravo !
@angosomtesfalem9759
@angosomtesfalem9759 4 жыл бұрын
Winta Tesfatsion ናይ ብሓቂ እዛ ኩላ ከም ውሕጅ ታኣካኪባ ዝመፀት ከም በዓል ራሻይዳን ጀበርትን ታሪኮም ክዝርዘር ኢዩ ሕጂ እቶም ደቀባት ኢልና ዝተማሃርናዮም ኩናማ ውን ደቀባት ዘይምካኖም ዋና ዛሃገር ትግርኛ ምካኑ ክረጋገፅ ኢዩ ህጂ
@alambradani2259
@alambradani2259 4 жыл бұрын
Angosom Tesfalem: suk eske bell ..... tigrigna do wala gele tibl ente koynka kid nabtom ጋዕጋዓት ዓጋዝያን። ኤርትራ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ እያ። nay metahit nay kebesa nay aslamay nay kirstyan. Nay tsheate biherat eya. Fnito🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alextek8741
@alextek8741 4 жыл бұрын
@@angosomtesfalem9759 sekt guhaff
@Titi-tv9uh
@Titi-tv9uh 3 жыл бұрын
Alambra Thomas Kemu zbhal yelen Men u wedi abat men eyu zey wedi abat gdn ayu kflet zelewo. 😡 Teakakibu zmexe wedi abat kkewn aykeln. Ab xmexe weledotat xegem sle zgebr
@Titi-tv9uh
@Titi-tv9uh 3 жыл бұрын
Angosom Tesfalem Tigrinya bzuhat tesedidom zmexu alewu, really Tigrinya really tigre gn deki abat ana
@kingamba8010
@kingamba8010 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ውላዳ ክምስክር ይሰምዕ ኣለኹ ፡ንሕና እውን ንመስክረላ ንቤትና ከይትፈርስ ደቂ 2 እምነታትን 9 የሕዋትን
@Netsebraq
@Netsebraq 3 жыл бұрын
2 እምነት ወይ 9 የሕዋት ዝብል ኣይሰማዕካን ኣብዚ ታሪኽ። እዚ ታሪኽ ታርኽ ህዝቢ ትግርኛ ጥራሕ'ዩ።
@abrahamabraham3749
@abrahamabraham3749 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፍዓት ታሪኽ ሃገርካ ምፍላጥ እቲ ዝበለጸ ህያብ ኢዩ ኣጆኩም ታሪኽ ሃገርና ከምኡ ጌርኩም ናብ ህዝቢ ዘርግሕዎ።
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
#Bokre history #culture
@saraweldemariam4863
@saraweldemariam4863 3 жыл бұрын
ASEYYYY EZI EYU ZEDLYO EZI WELEDONA
@robelberaki9879
@robelberaki9879 4 жыл бұрын
እወ ከምዚ ገይርኩም ድኣ ታሪኹ ኣፍልጥዎ ነዚ ወለዶ!!!! የቀንየልና
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ጀብሃ ብሰብዓታት ናይ ገዛእ ርእሳ መጽሓፍቲ ትግረ ትግርኛ ብሓዊ ኣንዲዳ፡ ብዓረብኛ ክትክእ ክንደይ ህርድግ ኢላ። ብራድዮ ናይ ጀብሃ መዓልታዊ በዚ ትሕቲ ሓደ ካብ ሚእቲ ጥራይ ዝሰምዖ ቋንቋ ዓረብኛ ዓንገረር ኢላ። ደሓር ኣብ ሙማታ ብቋንቋ ትግረ ክትፍኑው ፈቲና፡ ኣብ ክልተ ወርሓ ራድዮ ዓጽያ ፡ ከም ከልቢ ጭርኣ ደጕላ ሃዲማ። ምኽንያቱ ንህዝቢ ኤርትራ ባህሉን መንነቱን ስለዘትፈልጦ፡ መሪሕነት ጀብሃ ከም ኣምሓራ ንህዝቢ ኤርትራ ባዕዲ እዩ ኔሩ። ሎሚ ጀብሃን ባዕዳዊ ሕልምታታን ተቐቢሩ፡ ኣብ ኤርትራ ቅያዳ ኣል ጀብሃ ትበሃል ውን ሰሚዑ ኣይፈልጥን። ዝኾነ ሕብረተሰብ ቋንቋታቱ መንነቱ ስርዓቱ ንዕቕ ኣቢሉ ፤ ብናይ ክራይ መንነት ወድኽደኽ ዝብል ሓሳዊ ፡ ኣሽንኳይ መሪሕነት ክጭብጥ ፡ ዝረብሕ ዜጋ ውን ክኽዉን ኣይክእልን እዩ። እንትርፎ ኣብ ባዕዲ፡ ከዳሚ ናይ ካለኦት ባህሊ ኮይኑ ሰንፈላል ክኸውን። ኣብ ታሪኽን ቃልስን መንነቱ ዝፈንፈነ ዝነዓቐ፡ ብጀካ መልሓስን ዓዶኽዶኽን ቁምነገር የብሉን። ናታትኩም ዓዶኽዶኽ ውን ካብ ናይ ቅያዳ ኣል ዓማ ዓዘፈዘፍ ኣይሓይሽን እዩ። ካብቲ ዘገርም፡ ኩላትኩም ካብ ዓዲ ዓረብ፡ ዓረብ ምስ ፈንፈነኩም ሃዲምኩም፡ ኣውሮጳ መጺእኩም ደቂኹም ከምቶም ሃብታማት ደቂ ኢማራት ግብጺ ስዑድያ ኩወይት ኣልጀርያ ቱኒዝያ ሞሮኮ ብቋንቋታት እንሊዝኛን ፈረንሳይን እናኣምሃርኩም፡ ነቲ ድኻ ኤርትራዊ ግና፡ ብድሑር " ... ብዓረብ እንተዘይተማሂርኩም፡ ብቋንቋ ዓረብ ስምዑና..." እትብሉ ምስሉያት ሓሰውትን ፈሽኳላትን ኢኹም። ከምዚ ስለ ዝኾንኩም ኣብ ስደት ብከንቱ ክትበልዩ ኢኹም። ኤርትራ ውልቀመላኺ ይሃልዋ ኣይሃልዋ ብዘየገድስ፡ ብትግረን ትግርኛን ቋንቋታታ ኩሩዓት ህዝቢ ዘለዋ እያ።
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi Жыл бұрын
ሓቅኻ ኣለኻ።
@emgh2803
@emgh2803 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ቀጽሎ ,ክንደይ ደቂ ሜዞ ጸላዕላዕ ክብሎም እዩ ግን ኣብዝበጽሕዎ የብሎምን ,ከይተቃርጾ ጅግና
@titirezene9592
@titirezene9592 3 жыл бұрын
ja 🇪🇷😂
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
#bokre history &culture
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 4 жыл бұрын
ታሪኽ ህዝቢ ኤሪትራ ታሪኽና ብዕምቀት ኣይመርመርናዮን ዘለና። ስለዚ ብደቂቅ መጽናዕቲ ተመርሚሪ ብመልክዕ መጽሓፍ ክስነድን ክትረኽን ኣለዎ።
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
#bokre culture &history
@shabiya1907
@shabiya1907 2 жыл бұрын
ኣታ ርእሲ መጽሓፍ ፍሊም ተዘይ ኮይኑ ይትረፈና ርእሲ ዓካት
@infinityinfinity9182
@infinityinfinity9182 4 жыл бұрын
ኤረትራ ናይ ኤረትራውያን ተፈጸም ኣጆኩም ደቂ ኤረይ መሬትና ኣይኮነን ብንፋስ ዝከይድ ሓመድና ከማን ክንመልሶ ኢና ።
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
#bokre history &culture
@izazosman6867
@izazosman6867 4 жыл бұрын
Bro ✊ brother 🇪🇷 🙏 that is TRUE ❤
@rishangilay6527
@rishangilay6527 2 жыл бұрын
ህምም ጽቡቕ ስራሕ ኣምላኽ ይባርክኩም ሓለዋ እግዚኣብሄር ኣብ ኤርትራ ይኹን
@Eri-vw3nm
@Eri-vw3nm 4 жыл бұрын
ሕጂ ናይ ብሓቂ ንኤርትራን ኤርትራዊነትን ፎርሳ ትራሕ ።
@geze3185
@geze3185 3 жыл бұрын
Eritrea will live forever!!!!!! 🇪🇷❤️
@arianaanderson4350
@arianaanderson4350 4 жыл бұрын
Wow! እዛ ቻነል እዚኣ ራይሞክ ሽልማት ይግበኣ እዩ! Thanks very much ሳየት! የቐንየልና ታሪኽና ብኸምዚ ዘዳለኽምዎ!
@peaceworld7804
@peaceworld7804 4 жыл бұрын
Meska alku abzea haseb ✌️✌️✌️
@samiasfah9219
@samiasfah9219 4 жыл бұрын
Ja man bro asmirela alekuu
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
#bokre history &culture
@redseaeritrean7731
@redseaeritrean7731 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘገርም ታሪክ ስለምንታይ ክኽወል ተምሪጹ ዘሕዝን,ዩ. ኣብ መጻኢ ካብዚ ንላዓሊ ንጽበ ::
@samiasfah9219
@samiasfah9219 4 жыл бұрын
Esu flut endyu tsruy enkolo resah may ney ste
@rasdumera1088
@rasdumera1088 4 жыл бұрын
Ajokaa ab haserr Geze, very soon.
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
#Bokre history & culture
@fre_tesfa95
@fre_tesfa95 4 жыл бұрын
We need more Brother 😍👍🏼
@adatekelu8362
@adatekelu8362 3 жыл бұрын
Grazie del tuo contenuto 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abelgrmay2957
@abelgrmay2957 3 жыл бұрын
We meed more Birger😍👍🏽
@danlolo6711
@danlolo6711 4 жыл бұрын
Well done keep telling the history .We really need to know our history.
@brhanetesfay7617
@brhanetesfay7617 4 жыл бұрын
thanks bro ኣዚዩ ደስ ዘብል'ዩ እዞም ቆንዳፋት ትግራይ እቲ ጥልመት ካብ ቀደም'ዩ ጸኒሕዎም ማለት'ዩ ሕጂ ውን ብዙሕ አንተበሉ ዝቅየር ነገር የለን eritrea for ever እንተ ናይ'ዞም ጸልማት መጻአን ኣጋእዚን ግን ንግዙኡ ከምኡ እንተገበሩ ከምዚ ተቅርቦ ዘለካ ታሪክን መስዋእቲ ጀጋኑን ሰተት ኣየብሎም'ዩ
@FirstNameLastName-uu9qv
@FirstNameLastName-uu9qv 4 жыл бұрын
Brhane Tesfay arku ezi zemxio zelo tarik shabiya kab junior ksab high school xere tegaru kgebruna elom kmhruna higig elom. Tarik Tigrinya nay 700 amet wey kab mdri bahri eyu zjmr tbl tekonka baham eka tarikna kab adulisn aksumn eyu zjmr. Mstom qondafat elka txerfom zeleka tegaru nay dna mermera tetgebr abohagotatka mkonu degafi hgdef tokenka dehan aytehazelkan eyu komu tezeykonu gn nmntay why elka kthatit ktkil aleka nmtay afar msnay Ethiopia afar zfaqer nmntay kunama msnay Ethiopia kunama zfaqer nmntay germenawi msnay Austria Germany zfaqer timknyat kbrtatkan meninetkan krgex kolo zredaka eti kemaka kbrtat zelewo dea mber eti areb ye wey shntar ye zbl aykonen
@siemtekie77
@siemtekie77 4 жыл бұрын
TK H Hawey dahan bale eze benatom rese slea zeye kode aytgedslom
@Fish-fx8rf
@Fish-fx8rf 4 жыл бұрын
TK H , Dig it bro, sbkti Melsi 👌🏽
@natnaelteklu2639
@natnaelteklu2639 4 жыл бұрын
@@FirstNameLastName-uu9qv ata men ybluka wedey sehak ketilkani komal agame nkalika shitelu! !
@alextek8741
@alextek8741 4 жыл бұрын
@@FirstNameLastName-uu9qv bullshit arguement, Afar ethiopians didn't deport Afar eritreans during the border war while qondafat agames like you targeted tigrigna speaking eritreans primarily & looted their properties, you can brush everyone that opposes you as hgdef all day long, but eritreans know who you really are, keep crying , where was all this we are one bullshit when you were in power in Addis, for your information, that snake like Road in Megedi Keren was named by our forefathers after you, well before hgdef & President Isaias came to the seen. Keep blabbering & waste your breath, we are not listening, as to your DNA test bullshit, it applies to all himan beings in the world, we are all related but we got our own countries, you're appealing to eritreans to be your brothers everyday, it's getting embarrasing to say the least.
@biniyammokonen9455
@biniyammokonen9455 4 жыл бұрын
ታሪኽ ኣብ ዓውደ-ውግእ ዝሰዓረ ወገን ጥራይ ኣይኮነን ክጽሕፎ ዘልዎ ብ ዝተሰዕረ ወገን ውን ክጽሓፍ ኣለዎ ። ታሪኽ ታሪኽ ስለ ዝኽነ ጽቡቅ መደብ ቅጽሎ።
@bigthinkbethink2807
@bigthinkbethink2807 4 жыл бұрын
ኣነ ነቲ ታሪኽና ናይ ህዝቢ ኤርትራ ክትገልጾ ምፍታንካ ብጣዓሚ ጽቡቅ ሓስብን፡ክትተባባዕን ዝግብኣኣ ኢዩ ኮይኑ ግን ካብ ኣጃማምርካ ኣይተሓጎስኩን ብዙሕ ዉን ኣጉዲልካሉ ኣለካ ንኣብነት ምፍራስ ናይ ባሕሪ ነስግታት ቅድሚ ናብ ጸዓዘጋ ምስጋሩን፡ካበይ ናበይን ከም ዝነበረን ስፍሓት ምድረ ባሕሪ ኤርትራ፡ኣብ ግዜ ናብ ጸዓዘጋ ምሕላፉ ዉን ስፍሓት ምድረ ባሕሪ ካበይን ናበይን ከም ዝተፈንጨለ/ዝተረፈ ካልእን ብዙሕ ሓሳባት ኣጊዲልካሉ ኣለካ።
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
#Bokre history &culture
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 2 жыл бұрын
@Daniel Gehad ሩሑስ ኣውዳመት ኣመንቲ ክርስትና እዘን ኣፍ ኣውጺክን ን ሰራየ ትዳፈራ ወኻሩ ክርስያን ኢና ባሃልቲ ንእምነትኩምን መንነትኩልን ዝዓቀበልኩም እኮ ሰረወቶት እዮም ወራር ማሕመድ ግራይ ንሙሉእ ምድረ ሓበሻ ሰራዊቱ ኣኽቲቱ ከመስልም መንነትና ክቅይር ምስተበገሰ እኮ ሰራየ እዮም 3 ግዜ ኪናት ገጢሞም ሲዒሮሞ ሓንሳብን ንሓዋሩን ክኣ ካብ ገጽ ምድሪ ኣጥፊኦሞ እበር ሕጂ ኣላህ ውኣክባር ትብሃል ምሃለኽን ኔርክን ኢኽን ኣብቲ ግዜ ብሓይሊ ዝመስለሙ እዮም ሕጂ ዓረብ ኢና ዝብሉና ዘለው እቶም 3 ግዜ ነቲ ኪናት ዝመርሕዎ ዝነበሩ ኣቦታት ሰራየ እዮም ኣብ ቀዳማይ ግጥም፡ኪናት ዝመርሖ ዝነብረ ባሕረ ነጋሲ ያቆብ ቆራይ ኣብ ካልኣይ ግዜ ኪናይ ዝመርሖ ዝነበረ ክኣ ባሕረ ነጋሲ ተስፍልዑል ሓንሳብን ንሓዋሩን ንማሕመድ ግራይ ካብ ገጽ ምድሪ ዘጥፍኦም ክኣ ሰራዊት መረብ ምላሽ ኣኽቲቱ ቑሩብ ሓገዝ ካብ ፓርቱጋል ረኺቡ ኣዛዚ ናይቲ ኪናት ዝመርሖ ዝነበረ ባሕረ ነጋሲ ድሩይ ፍንጋጋ እዩ ሰረወቶት እዚ ኩሉ ኣቦታቶም ጅግንነትን ንኽንደይ ሓያል ባዕዳውያን ዝስዓሩ ክንሶም ታሪኾም ተሰሪቁን ሃገር ክብሉ ታሪኾም ታሓቢኡን ተሪፉ ሰራየ ዝብል ሽም ካብ ባሕረ ነገስታት ድባርባ ዝመጸ መጸውዒ እዩ እቲ ሰራየ ዝብል ሽም ንብዓሉ ታሪኽ ኣለዎ እበር እዛ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሕጂ ባሕረ ነገስታት እያ ትብሃል ኔራ ንዘመናት ካብ ክንደይ ባዕዳውያን እንዳተኻላኽሉ ዘምሓድርዎ ዝነበሩ ክእ ኣቦታት ሰራየ እዮም ነዛ ሕጂ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ካብ ቀደም ዝመስረትዋ ሰረወቶት እዮም ኣብዛ ሃገር ልዕሊ ሰረወቶት ታሪኽ ዘለዎ የለን ኩልኻ ሰረወታይ ካብ ገለ ሰባት ወኻሩ ከጸልሙኻን ዘይሽምካ ክህቡኻን ምስ ዝፍትኑ ከምቲ ንሳቶም ዝገልጹኻ ዘለው ሰለ ዘይኮንካ ኣፍልብኻ ንፍሕ ዕጅብ ኣይበልካ እታ ታሪኽ ኤርትራ ጹቡቅ ጌርና ሰለ ንፈልጣ ዘታልል የለን ኣብ ገለ ዝሪኦም ዘለኹ ነቲ ታሪኽ ሰራየ ባዕላቶም ከምዝገብርዎ ክዛረብሉ ከለው ግርም እዩ ዝብለኒ እሰከ በል ሓደ ጥቀሰለይ ካብቶም ናትካ ተሊካዮም ክኣ ነቶም ሰረወቶት ይጠቅሱልካ ክክክክክ ታሪኽና ተሰሪቁ ብደቂ በራዩ ጣልያን በራዩ ግብጺ በራዩ ናይ ሃይለስላሴ በራዩ እንግሊዝ ካብ ሓውኹም ወዲ ባሕረ ነገስታት እየ
@abrishganerawi6071
@abrishganerawi6071 2 жыл бұрын
Yes yes yes kem lomi tehagise ayfeltn thanks bro.god bless you 🙏.
@AsmeraEritre
@AsmeraEritre 2 жыл бұрын
🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷
@selamnguse9416
@selamnguse9416 4 жыл бұрын
ኣታ ወሎዶ ታሪኽካ ፍለጥ ስረ ኣቦታትካ ክኣ ዕጠቅ:: የቀንየልና ሳእየት ድማ ከምዚ መደብ ምጅማርኩም:: ታሪኽ ምድረ ባሕሪ ታሪኽ ደቂ ኤርትራ ናይ ጅግንነት ታሪኽ ዩ::
@yonasamanuiel9813
@yonasamanuiel9813 4 жыл бұрын
Sera nay tigrna duo welase sera nay 9 bherat
@ksabzsemreley3830
@ksabzsemreley3830 4 жыл бұрын
@@yonasamanuiel9813 ክክክክክ ኣንታ 9 ኣጋንንቲ ይጽፍዑኻ እምበር'ዶ ጽን ኢልካ ሰሚዕካዮ እኻ ትታሪኽ ፣ ታሪኽ ምድረ ባሕሪ ታሪኽ ትግርኛ እዩ 9 ብሄር ኣብ 1978 ዝቆመ እዩ
@yonasamanuiel9813
@yonasamanuiel9813 4 жыл бұрын
@@ksabzsemreley3830 tigrna bele ata wedi
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
#bokre history &culture
@Saeyet
@Saeyet 3 жыл бұрын
@@user-nf9gc5mk6b what is bokre ?
@siku9753
@siku9753 4 жыл бұрын
Yes, this is true History for Eritrea 👉🇪🇷👈 I agree with you bro 👍
@user-sp6hr4dd3f
@user-sp6hr4dd3f 4 жыл бұрын
👍👍👍👍👍😍👍😘😘👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@filamostech
@filamostech 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣኹሪዕኩምኒ ደቂ ሓላል መሬት፡እዞም ታሪኽ ቀቢሮም ዘየለ ናይ ኣክሱማዊት ታሪኽ ክውርቁ ዝውዕሉ ጋዕጋዓዝያን ንጹር ሓቂ ገዲፎም ብናይ ኦሪት ዝተቀናበረ ዝደረስዎ ዘይእመን ጽሑፋት ከእምኑኻ ከለዉ ዘሕዝን ዩ። ከምዚ ጌርኩም ኩሉ ቲ ናይ ግዚኡ ጥልመት ናይ ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ከየጉደልኩም ኣብ ቀጻሊ ከተምጹኡልና ንጽበየኩም ። Thanks
@yordi1683
@yordi1683 4 жыл бұрын
Thanks 🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷 bejaka kexilo ika please wey tegaru hegiwen 🕌💒 enabelu kebasuna yeserhu alewu ekolay esubat Eritraweyan ina behalti aynashu deki adey
@abraham2254
@abraham2254 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ታሪኽና ክንፈልጥ ኣለና አቲ ዘይናትና ታሪኽ ክህቡና መንእሰይና ክጠዊልና ዝሓስቡ መን ሙኻኖም ካብ 1800 ኣብዚ ገሊጽካዪም ኣለኻ ስጋብ ሕጂ ዉን ኣይተጋደፉናን ንሕና ኤርትራዊያን ሓወይ ሓፍተይ ተባሃሂልና ጸላኢና ኣለሊና ምድንጋጽ ዘይብሉ ቀኒዕና ጥራይ ንኺድ ኤርትራ ን ኤርትራዊያን ኢያ ንዘልኣለም ቁሩብ ወሒዳትኒ አዛ ታሪከይ አንበር ባጣዕሚ ጽቡቅ 🇪🇷💒🕌🇪🇷
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
#bokre history &culture
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 жыл бұрын
ታንክስ ደቂ ዓበይቲ
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 4 жыл бұрын
Kbret yhabelna wedi bahri negestat hawey
@nahomnahom7204
@nahomnahom7204 3 жыл бұрын
ታርኽ ጽብቅ ጌርካ ኣጽኒዒካ ምጻ ስቅ ኢልካ ሃተውተው ኣይትበል
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 4 жыл бұрын
Great Job Saeyet!!!! Eagerly waiting for part 2
@tesfaldetnegash7318
@tesfaldetnegash7318 4 жыл бұрын
Thanks very much. We are waiting more
@sessenme9780
@sessenme9780 3 жыл бұрын
Midre Bahri kingdom the ancient Eritrea 🇪🇷❤️💙🇪🇷
@Habesha_insider
@Habesha_insider 4 жыл бұрын
Great job deki ERITREA 🇪🇷♥️🇪🇷
@tedrosgirmay2795
@tedrosgirmay2795 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ብዛዕባ ታሪክ ኤርትራ ብምዝንታውኩም ክንደይ ብሃማት ናይ ኤርትራ ታሪክ ክገማጥሉ ይርኣዩን ኣብዚ ናይ ሜዳ በዚሕሉ ዘሎ እዋን ታሪክና ክቀያይሩ ይራዩ ኣለዉ ብዛዕባ ታሪክ ኤርትራ ተዘንቱ መጽሓፍ ኣበይ ክረክብ ይክእል ክትሕቡሩኒ ብትሕትና ይማሕጸን ሰሰናዩ ንዓኩም
@m.j9886
@m.j9886 2 жыл бұрын
ጅግና መመሊስካ ቀጽሎ ታሪክ ኤርትራ ዓው ኢልና ብምጭዳር ነውጻዮ ስቅ ይኣክል# ኤርትራ ሃገር ጀጋኑ#🇪🇷🇪🇷💪
@er2531
@er2531 2 жыл бұрын
ሃገረ ጀጋኑ ኢልካ ምሕላፍ ከማን ይውሕዳ ንሃገርና ኤርትራ ታሪክ ኣቦታትና ፍሉይ ኢዩ
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ታርክና ክንፈልጥ ኣለና ኢሰያስ ኤርትራ ኤርትራዊነት ከጥፊኢ ህርድግ ዝብል ዘሎ'ዩ እዝ ናይ ሎም ወለዶ ከኣ ካብ ናይ ጥንት ጥቅምት ዝኮነ ሓቀኛ ታርኩ ዝምርምር በዝ ናይ ኢሰያስ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ዝኮነ ንታርክ በርዙ ንሓደ ህዝቢ በታትኑ ይርከብ እቶም ገለ ገለ ሰባት ኤርትራ ደቀ ባት ኩናማ እዮም ትብል ሃገረ ኤርትራ ናይ ዓረብ ትብል ገጋ ምክንያቱ ኤርትራ ካብ ቀደም ናይ ትግርኛ እያ ሎም ምድር ሓበሻ ጽባሕ ውን ብድር ሓበሻ ታንክስ ሓወይ ታርክ ናይ ኣቦታተይን ሃገረይን ክሰምዒ ከለኩ ይሕበን እንቋዕ ኤርትራዊ ከንኩ ከኣ ይብል
@tesfagaberredie9921
@tesfagaberredie9921 2 ай бұрын
ጽቡቅ ታሪኽ ሂብካና ብሕልፊ ነዚ ሓዲሽ ወለዶ
@ngusefrem9238
@ngusefrem9238 4 жыл бұрын
*_ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ቐጽልዎ።_*
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 Жыл бұрын
Admen tanan yhabkum deki eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️
@winta_s3843
@winta_s3843 4 жыл бұрын
Well done ❤️🙏🏽and thank you for the history
@bahgenaselam8007
@bahgenaselam8007 4 жыл бұрын
Thanks Saeyet Chanel we love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawimelake4484
@merhawimelake4484 4 жыл бұрын
Btami xbuk hawey i can't wait to next keep it going bro
@jossytm6814
@jossytm6814 3 жыл бұрын
Great work for spreading the history brother please more videos
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
bravo anbesa mensey tarikna yberber!! gorebabtna sakt mshmshti tarik hizom keman ymkhu alewu nhna gda tarik!!
@er2531
@er2531 2 жыл бұрын
🇪🇷👍🇪🇷💪
@wesamkamal3452
@wesamkamal3452 4 жыл бұрын
ሳእየት ሓደራ ብዝተዓጻጸፈ መንገዲ ቀጽልዎ ምክንያቱ ታሪክና ሰኣን ዘፍልጠና ኢና ኤርትራውያን ንጸድፍ ዘለና
@samiasfah9219
@samiasfah9219 4 жыл бұрын
Naybhaki ygermeka eyu
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
#bokre history &culture
@GualEri13
@GualEri13 3 жыл бұрын
Aixedefnan hiray
@filimondesta3860
@filimondesta3860 4 жыл бұрын
ጠላማት ተጋሩ፣ ምክኤል ስሑል ዝበሃል ቀዳማይ ጠላም ድማ ነይርዎም እዩ፣ እዚ እዩ ኣቦ ሓሶትን ጥልመትን ኩሎም ተጋሩ ማለት እዩ። ንሕና ድኣ ንጠላም ኣሉላ ኣባነጋ ጥራይ ኢና ንፈልጥ ነይርና። ካልኣይ ክፋል በሉ ኣይትደንጉይና
@filiaman8667
@filiaman8667 4 жыл бұрын
No bro ኮምኡ ኣይኮነን እቲ ሓቂ ህዝቢ ትግርኛ ብሓደ ኮይኑ ዝመከተ ህዝቢ እዩ፡ስምና ድማ ኣግኣዝያን እዩ፡ ምናልባት ተዋህዶ እንተኾንካ ኣብ ስደት ናይ እግዝትነ ማርያም ዝተጻሕፈ ኣለካ።ሰላም ኣምላኽ ማሳኻ ይኹን።
@waterfull2907
@waterfull2907 4 жыл бұрын
Rihaaq wedi Amnziraa dembia
@berie7195
@berie7195 2 жыл бұрын
መርሓባ ጅግና ስምካ ይረኸብ ታሪክ ኣቦታትናን ሃገርና ኤርትራናን ጽቡቅ ጌርካ ተሪኽካልና ወዲ ኢረይ ሓላል ኢረይ ዓደይ ድማ ንዘልኣለም ክትነብር እያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💪✊🙏🤺
@zeze7103
@zeze7103 3 жыл бұрын
This is the most important and historical and educational thank u for ur explanation. We need to teach our young population. Thank u and keep this good job. God bless 🇪🇷.
@sami7681
@sami7681 3 жыл бұрын
Thanks for sharing this great history🙏🏽
@eritrawit7184
@eritrawit7184 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣቅንየለና ኽብር ሓውና ኢዚ ዓቢ ታሪኽ መበቆል ኤርትራ ዚገለጽኻልና ቅጽሎ ኹሎ ህዝቢ ታሪኩ ኽፍሊጥ
@temmajestic2728
@temmajestic2728 4 жыл бұрын
Nice work! keep it up!
@Esseytube
@Esseytube 2 жыл бұрын
We do need more history about our proud country 👏
@muhammedhabeshi-ue7zc
@muhammedhabeshi-ue7zc Жыл бұрын
No history where you going to get it from you can't buy it Eritrea is a Muslims territory
@naodgim7794
@naodgim7794 2 жыл бұрын
ተባረኽ ዕድመን ጥዕናናን ይሃብካ ብጣሚ ጽቡቅ ኣቃራርባ ኢንታ ዘይወጾ
@wedihaile3243
@wedihaile3243 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኩቡር ሓዉና
@user-ct1dm2dk7k
@user-ct1dm2dk7k 3 ай бұрын
Nic job bro keep it
@henokamilakyimesigennizeli4261
@henokamilakyimesigennizeli4261 4 жыл бұрын
Eti zigerimeni kea tarik aritrea ab mitifae etom aritreawin ena dibilu yitahababeruwom kea thanks bro ezin mininu chanel kemizi geremom mejemera tarikina kimihiru aritrewinet kimihiru neyiruwom
@eritreaasmara5459
@eritreaasmara5459 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ተበጉሶ የቐንየልና ታሪክና ክድምስሱ ዝቃለሱ ዘለው ሕጂ መልሲ ረኺቦም
@luullukas8772
@luullukas8772 4 жыл бұрын
ምድረ ባሕሪ!! ተፈጸመ!! Part - 2 ብሃንቀውታ!!
@rasdumera1088
@rasdumera1088 4 жыл бұрын
With in 1 week ma brother.
@sessenme9780
@sessenme9780 3 жыл бұрын
Teame Mulugieta ata hawey Dibaruba mo rise ketema Midre Bahri da niere izi ka ab Seraye u zrkeb
@danielkesete9192
@danielkesete9192 3 жыл бұрын
@Daniel Gehad 😂😂😂 eway hasot enka eko eti tarki nefalxo kona
@danielkesete9192
@danielkesete9192 3 жыл бұрын
@@teamemulugieta8674 tekekl alka Teame hawey
@danielkesete9192
@danielkesete9192 3 жыл бұрын
@Daniel Gehad Durya fegaga leli 40 zekonu alwu ane zefalxum
@kelam5261
@kelam5261 4 жыл бұрын
🙌🙌🙌🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌 bejakum kemzi gerkum tehababeruwo nezi menisey. Tariku yiflet. Kibrukum yesfah deki Erey
@bitsetsamsonmarkaria7399
@bitsetsamsonmarkaria7399 3 жыл бұрын
For a long time i want to know about Hamasen today i know 🙏😍love eriterian keep it up❤😍🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷
@erilove3431
@erilove3431 2 жыл бұрын
እንታይ ደኣ ባንዴራ ናይ ኢትዮብያ ኖ ኖ
@godislove4737
@godislove4737 2 жыл бұрын
Welcome Hammassien was the old name of Eritrea that time Hammassien had strong Presidents Such as bahri negasi degyat habteslus, bahri negasi dori fagaga, bahri negasi degyat gerekrstos ....etc the last was bahri negasi raesi Weldemichael Solomon.
@esiabu8665
@esiabu8665 3 жыл бұрын
You got subscribed ma men great job
@tekestewedigoitom4008
@tekestewedigoitom4008 4 жыл бұрын
Much respect thanks bro this what I needed
@peaceworld7804
@peaceworld7804 4 жыл бұрын
Nay bahki Xebuk terik kamu gerkem dea afltuena nazom nayshtu weldo keep it up!!!!
@kelam5261
@kelam5261 3 жыл бұрын
Eza medeb nay gdin ketsiluwa bejaku. Wala b genzeb kinhigiz. 🇪🇷🇪🇷❤❤
@awetestefanos331
@awetestefanos331 4 жыл бұрын
Thanks bro
@semurasemura1176
@semurasemura1176 4 жыл бұрын
ሃገረይ ሓቅነት ታሪክኪ ብዘይየካትዕ መንገዲ ይትረክ ኣሎ። መንእሰይ ሃገረይ ህጂ ንካሕ። Thanks dema bexot.
@tedrosabraham739
@tedrosabraham739 4 жыл бұрын
Nay libey channel terekiba. Ajokum Ajokum thanks so much for your great work.
@user-qk5ws4jh1n
@user-qk5ws4jh1n 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ከማኻ ይብዝሑ ከምዚ ጌርኩም ታሪኽና ኣፍሉጡና
@rezenetesfamariam8862
@rezenetesfamariam8862 8 ай бұрын
This is excellent program. The Eritrean has been stolen left and right. keep on the good work
@senugaljeganu6570
@senugaljeganu6570 2 жыл бұрын
thank you God bless u and my lovely eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonashabte530
@yonashabte530 4 жыл бұрын
Part 2 please. And thank you it's right Store.
@iamalwaysthegunnersarsenal1513
@iamalwaysthegunnersarsenal1513 4 жыл бұрын
አወ አዚ አዩ አቲ ታርክ ሃገርና ' ኣጆካ ደርግሓዮ ድኣ ሓወይ ታርክና ድኣ ከንፍለጥ ኣለና ሶ thanks ::♥️
@abijs1278
@abijs1278 3 жыл бұрын
ኣዚዩ ደስ ዘበል ታሪኽ ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ቡዙሕ ክጽበ የ ካባኹም 🇪🇷🤩🇪🇷
@Never-lose-hope
@Never-lose-hope 3 жыл бұрын
Thanks bro We need more please!
@mercy-mercifultsige644
@mercy-mercifultsige644 4 жыл бұрын
Waw tnx wetru tarikey kenbibin kifelitn mstehanteku ye zxbeyo zneberku u ka
@Cr7Asli-rh6pj
@Cr7Asli-rh6pj 4 ай бұрын
Ya kemzi gerkum mahurna anber Adi geliom aximimomuna ko more kxbeya ka eye zearkey we are eritryan ❤❤❤
@loveforall8788
@loveforall8788 4 жыл бұрын
I'm proud of you keep it up well done
@tesfaldethaile8912
@tesfaldethaile8912 4 ай бұрын
Great jobb thanks
@solomonhabtetsion9522
@solomonhabtetsion9522 3 жыл бұрын
ኩቡር ወዲ ኤረይ በርትዕ ኣጆኻ!!!።
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 4 жыл бұрын
ኣዋይ ኣነ ዓደይ ኣብ ዘበነ መሳፍንቲ ኣባሓጎታትና ዘይድፈሩኺሲ ሎሚ ተጨራሪምኪ ገዲፍናኪ ንስደድ ኣለና ደቂ ኤሬና ዓድኻዩ ክብረትካ ሓደ ለባም ዝእክበናዶ ሲኢና ኣየኸየ እዚ ሕጀ ንገብሮ እኮ ንዎሎዶታትና ዓቢ ትርጉዩ ዘለዎ
@4asmara60
@4asmara60 4 жыл бұрын
We are proud of you keep it up.
@yohannestekleab8777
@yohannestekleab8777 3 жыл бұрын
Wauw nice one!qoxol
@samitahama1278
@samitahama1278 2 жыл бұрын
ሓማ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ታሪኽ ዓዲ ዛንታ ዓዲ ኣናብስ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ሰራሒት ቅያ ሓማ ደመይ🥰🥰🇪🇷🇪🇷
@kibreabamine9762
@kibreabamine9762 4 жыл бұрын
Jeganu ajokum keep it up ...azi eu tarikna.# hanti Eritrea #!!
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓው እቲ ታሪክ ምቅራብካ ጽቡቅ እተኮነ ዘየለ ክራከብ ዘይክእል ታሪክ ተራክብ ኣለካ።ምድረ ባሕርን ኣዱሊስን ዘራክብ ኣይነበሮን፡ እዛ ናይ ሕጂ ካርታ ኤረትራ ድማ 1890 ዘቆመት እያ፡ እታ ብምድረ ባሕሪ እትመሓደር ዝነበረት ካርታ ነዛ ሕጂ ብክልል ትግራይ እትፍልጠ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ክልል እውን ዘጠቃለለት እያ፡ ንኣብነት ዓድዋ እትበሃል ከተማ ብምድረ ባሕሪ እተመስረተት ከተማ እያ። ከምኡ ድማ ስልጣነ ምድረ ባሕርን፡ ጸዓዘጋን ይፈላለ እዩ። ነናቱ ግዜን ነናቱ ምሕደራን ፡ቃንቃን ዝነበሮ ግዝኣት ወይ ምሕደራ እዩ።
@dawiteyob4961
@dawiteyob4961 4 жыл бұрын
ታሪኽ ምድሪ ባሕርን ጸዓዘጋን ቀጥታዊ ምትአስሳር ኣለዎ፡ብታሪኽ ሽቀቲ ዝተጻሕፈ መጽሓፍ አንየዘይኣደናጊርካ
@alambradani2259
@alambradani2259 4 жыл бұрын
Alil abillka mereb nabey mis kede eyu mis adwa zithawawes . መረብ ምላሽ ዝዓደይ ደምበላስ ቆሓይን ክበሃል ኣይሰማዕካን, mereb was the natural boundary for Eritrea and tigray since the begining of time. Hade koynu ayfeltin eyu. Hiji kea dhri kindey b Amlak nezi nishtey weledo tenkih channel mexya, felatat timeslu mexikum aythawawsu. Zitexahfe b tarik zitedegefe tarik eyu zinegr zelo. Eritrawi hawey tarika flet...... hdri ayatatkan adetatkan atbika haz. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EfremEseyas
@EfremEseyas 4 жыл бұрын
👑👑👑
@merhawimussie7852
@merhawimussie7852 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዓት
@whowantstoknow2
@whowantstoknow2 4 жыл бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቅ። ቅድሚ ካልኣይ ክፋል ምቅራብካ ነቲ ጸሓፊ ወይ ኣዳላዊ ክረኽቦ ምደለኹ። ብዙሕ ናይ ዕለት ኮነ ስም ባሕሪ ነገስታት ኣስማት ገማጢልካዮ ኣለኻ። ኣብ ቀጻሊ እተዳልዎ መደባት ውን ሓጋዝ ከም ዝገብር ኣይጠራኣተር እሞ email ወይ whassapp ብምጽሓፍ ክትረኽበኒ ይሓትት። University of Massachusetts Lowell M.A History graduate.
@Saeyet
@Saeyet 4 жыл бұрын
Lidya Haben Saeyetyohana@gmail.com በዚኣ ክትረኽበና ትኽእል ኢኻ:: ወይ ድማ ኣብ ፈይስቡክ ሳእየት ኢልካ ኣብታ ፔጅ text ጽሓፈልና ሞ ክንረኽበካ ::
@whowantstoknow2
@whowantstoknow2 4 жыл бұрын
@@Saeyet Do care to check your email now.
@snt5477
@snt5477 4 жыл бұрын
@@whowantstoknow2 rekibkiyom do
@nahomnahom198
@nahomnahom198 4 жыл бұрын
Nay bhaqi agelalxa tanks qexlwo
@danielberhane2943
@danielberhane2943 4 жыл бұрын
Kemzi girkum eske nezi hzbna anekakhwo enber 90% nay menesyatna nay tiktok eyom koynom zelwu🤔🤦‍♂️🤷‍♂️
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
#bokre history &culture
@amananbeza
@amananbeza 3 жыл бұрын
Nabhaki 💯👍
@eritreal3955
@eritreal3955 3 жыл бұрын
Thanks my brother you teach as a lot thanks again i learning a lot pls we need story my brother 🌹🌹🌹👍
@abielseyum8200
@abielseyum8200 4 жыл бұрын
Thank you 🙏
@4stargeneral542
@4stargeneral542 4 жыл бұрын
Thanks so much
@samsimon8109
@samsimon8109 4 жыл бұрын
thhx brother ayndekselomn ennna tarik nab weldo kehalef alewo!
@misgnamahari3667
@misgnamahari3667 3 жыл бұрын
Wowww
@meleyproduction1338
@meleyproduction1338 3 жыл бұрын
Thank you so much bro 🇪🇷
@ONELOVE-he7tx
@ONELOVE-he7tx 4 жыл бұрын
Simply we r Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohannesainialem1600
@yohannesainialem1600 4 жыл бұрын
Woww thank you Saeyet higi akuriekumna. Haye meniesey tarikna niflets. Meniesey teberaber enber nay tegarus kab kedem ksab higi aygedefunan.
@sikta5440
@sikta5440 3 жыл бұрын
Good program keep it up brother.
@davidepgm3054
@davidepgm3054 4 жыл бұрын
Welldone Saeyet! It's very remarkable that you are able to provide the portrait of Bahri negasi Druy Fgaga. Our Youth should be aware that the so called agazian madness is a social engineering strategy produced by the TPLF to dismantle the eritrean people's unity and national pride. Thanks again Saeyet. *And my last messege to our Youth Wake up and protect your history and identity*
@holyland313
@holyland313 2 жыл бұрын
Aye hgdef beka tplf amerikca kitiblu mesakin eway Selam habiwo nizibi eritrea tirik tetifue baelikum welikayt Arya propaganda jemirikum
@user-cz1zz2gk2g
@user-cz1zz2gk2g 2 жыл бұрын
@@holyland313 dead fish
@rezenelloveissongforever..3928
@rezenelloveissongforever..3928 4 жыл бұрын
Ajoka wedi erey
@Akriyawi
@Akriyawi 3 жыл бұрын
Wowww thank you bro
Каха и суп
00:39
К-Media
Рет қаралды 1,9 МЛН
Can You Draw A PERFECTLY Dotted Line?
00:55
Stokes Twins
Рет қаралды 101 МЛН
Eritrea B'Zebene Bahre Negestat-by aba Franchesco Alvarez Trgum Hayle Bokre - PART 1
31:08
New Eritrean |  መረብ ምላሺ | ብ ገብረ ንጉስ -  ቀዳማይ ክፋል
52:09
Мужчина С Золотыми Руками 💪
0:42
EpicShortsRussia
Рет қаралды 2,7 МЛН
I Can't Believe We Did This...
0:38
Stokes Twins
Рет қаралды 85 МЛН
رورو ضد رقيه🔫😲🚀 #shorts
0:13
رورو فاميلي | Roro Family
Рет қаралды 30 МЛН
ToRung short film: 🎁special gift❤️
0:49
ToRung
Рет қаралды 19 МЛН
Хитрая МАТЬ делит НАСЛЕДСТВО между ДЕТЬМИ 😱 #shorts
1:00
Лаборатория Разрушителя
Рет қаралды 7 МЛН