እቲ ፍጹም ክኸውን ዘይክእል? እዋናውን ኣገዳስን ሓበሬታ! ዜናታት ዓርቢ 5 ሓምለ 2024

  Рет қаралды 22,107

Fenql eri media (ፈንቅል ኤሪ ሜድያ )

Fenql eri media (ፈንቅል ኤሪ ሜድያ )

6 күн бұрын

#zena_tigrigna #zena #zenatigrigna #eritreanguayla #eritreancomedy #eritreanmusic #eritrean #eritreanews #eritreanfilm #eritreanmovie #eritreanbestguayla #eritreanwedding #eritreantiktok #eritveritreaofficial #eritv #erisat #filfiltv #solomedia #sahelmedia #aanmedianetwork #diletmedia #habesha #tigraynews #neshneshtv #mestyatbetna

Пікірлер: 81
@almasghebre6647
@almasghebre6647 4 күн бұрын
Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 4 күн бұрын
@@almasghebre6647 ab alem talila
@sirakkidane8081
@sirakkidane8081 4 күн бұрын
Wetru Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 hageryyyyy masaki aleku
@dana.j9062
@dana.j9062 5 күн бұрын
we are very proud and very privileged to be from the land that was found on the relentless sacrifices of the blood and bones of our Heroes and our martyrs!!✨️🙏🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯🙏✨️
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 4 күн бұрын
@@dana.j9062 Mara xibuxi geru kimikiri beti konqo Nay zibeyena kinigelixo xubuk neyru kakkkkkkkk
@sabaerath2515
@sabaerath2515 4 күн бұрын
Idmen ttienan mewedaeta zeyblu kibretn hagerawy nmklkkal Serawitna Jeganuna ERITREAWI - ERITREAWIYAN-ERITREA ERITREAWIT ajokum Ajona zelalemawy selamn fikrn nmelae hizibi Eritrea❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷
@user-eo7ix7zr4h
@user-eo7ix7zr4h 4 күн бұрын
Wetru hagerey aritrea ❤❤❤❤❤❤ ajoka wedi arey jegna
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 4 күн бұрын
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@newsultan211
@newsultan211 4 күн бұрын
Wetru hagerey eritrea🙏👍🌷🙏🍀🙏🌷🙏👍
@user-oz2bl7ge4g
@user-oz2bl7ge4g 4 күн бұрын
ወትሩ ሃገረረይ 9+2 ።🇪🇷
@edenpazom9452
@edenpazom9452 4 күн бұрын
ኤሪትራውነት ኩብር መንነተይ አብ ዝሀለኩ ሀሌ ሀገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 4 күн бұрын
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 4 күн бұрын
Selam .Wedi.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷
@woineteklea275
@woineteklea275 4 күн бұрын
Welcome wide Eritrean great news Thanks awat Nhfash Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️ 1:49 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕💕🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹
@BeyeneTekie
@BeyeneTekie 4 күн бұрын
zeynneghr ghn zghebr viva Eritrea 🇪🇷 ♥️ 🎉
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l 4 күн бұрын
GRRAT!!!!. ERITREA SHALL CONTINUE!!!!.
@yemanegebreyohans5980
@yemanegebreyohans5980 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hfhfhcj4085
@hfhfhcj4085 4 күн бұрын
🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷💖🇪🇷🌷🇪🇷🤝
@user-yq2vp2yn6d
@user-yq2vp2yn6d 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahk7004
@rahk7004 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@abdalkarimhazot1254
@abdalkarimhazot1254 4 күн бұрын
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🥇🇪🇷
@sabatekle2023
@sabatekle2023 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@tsegasimon2707
@tsegasimon2707 4 күн бұрын
Eritrea wwwww ❤
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 4 күн бұрын
Merhaba fenql Eri media xbuk wedi halal meret wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏♻️🙏🙏♻️🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-gr4oe6tl2e
@user-gr4oe6tl2e 4 күн бұрын
ኣጆና ኣጆኩም ኢርትራዊያን ጂጋኑ
@user-np1jn3se5d
@user-np1jn3se5d 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lettetecle4258
@lettetecle4258 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏💐💐
@girmaykiflay8609
@girmaykiflay8609 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️
@eritreanmehari5242
@eritreanmehari5242 4 күн бұрын
Great job 👏
@habtomtesfaldet2614
@habtomtesfaldet2614 4 күн бұрын
Bravo 👏
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 4 күн бұрын
ፈንቅል ፈናቂላ ❤🚴‍♀️🚴‍♀️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷💪🙏💪❤️💰🚴‍♀️❤️🇪🇷💪🙏🙏❤️🇪🇷🙏🚴‍♀️🚴‍♀️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@waairogina1598
@waairogina1598 5 күн бұрын
መርሓባ ፈንቅል መድያ
@isaacabraha9481
@isaacabraha9481 4 күн бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💯👍🌷⚘🌻
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 4 күн бұрын
Wawwww ❤❤❤&🎉🎉🎉
@user-ec8jq5cv4j
@user-ec8jq5cv4j 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sarajoh313
@sarajoh313 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺❤️❤️❤️🙏🙏
@danielwoldekiros9409
@danielwoldekiros9409 4 күн бұрын
❤❤❤
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-rm4il8qp7d
@user-rm4il8qp7d 4 күн бұрын
❤❤❤💞💞💞🇪🇷🇪🇷
@busd7688
@busd7688 4 күн бұрын
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤🎉🎉❤🎉🎉
@kemaitsemharay2753
@kemaitsemharay2753 3 күн бұрын
GodBless E🇪🇷
@user-vy9bp2kx1b
@user-vy9bp2kx1b 4 күн бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@temeketuazeria8722
@temeketuazeria8722 2 күн бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@danielzere9480
@danielzere9480 4 күн бұрын
❤👌🇪🇷👍🌷
@user-kq6ep6cl6h
@user-kq6ep6cl6h 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@user-qg6uh7pd8q
@user-qg6uh7pd8q 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ez4ky4oc3g
@user-ez4ky4oc3g 4 күн бұрын
ኩልና ብሓንሳብ ተኾና ጽቡቕ ዩ ምበር እቲ ፈትራኽ ፈትረኽ ተበለስ ብኣንጻሩ ካኣ ዕጡቓት ንበዝሕ።
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l 4 күн бұрын
FENQ!L IS ALWAYS FENQIL!.
@user-xc7dz7hc5l
@user-xc7dz7hc5l 4 күн бұрын
Wetru hagerey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-fr3os2yn4t
@user-fr3os2yn4t 4 күн бұрын
Wedi eri❤🎉❤🎉❤🎉❤
@SofiyaAhmed-tc6le
@SofiyaAhmed-tc6le 4 күн бұрын
Eritra heger geganu aya Eritrawi. Kubur. Mennet
@fenqlerimedia4525
@fenqlerimedia4525 5 күн бұрын
ክቡራት ተኸታተልቲ ፈንቅል ኤሪ ሜድያ ናብ ጅግና ስውእ ጀነራል ውጩ ገለ ክፋል ትሕዝቶ ብምኽንያት copyright ኣልዮሞ ኣለው ይቅሬታ!
@tsegayeritrea1828
@tsegayeritrea1828 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሳላ ጽኑዕ መሪሒነት ኤርትራ ካብ ኣፍ ሓርገጽ ዲሒና
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 4 күн бұрын
❤️❤️❤️🇪🇷🤙🤙
@user-kb4lv6hs2t
@user-kb4lv6hs2t 4 күн бұрын
ሕላግት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ እዞም ዝስዕቡ እየም ሃገራውነት ተወፋይነ ቆራጽነት ተዓጻጻፍነት ትብዓት ተባላሕነት ምቅሉልነት ተጻዋርነት ህርኩትነት ውዳብ እዚ እየ ሕላገት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ነዚ ተውንን ሃገር ከኣ ፍጸም ኣይትሰዓርን እያ ንኺድ ጥራይ ደቂ ሪም
@timnitweldeghiorgis4119
@timnitweldeghiorgis4119 4 күн бұрын
ንኺድ ደቂ ኢረይ ነዞም ዓርካናት ጀጋኑ ሒዛ ነቅ ኣይንብልን ኣጆኺ ኤርትራ ንዓይነት ከይኾነኪ ማሪያም ትሓሉኺ ሰማታት ቅሰኑ እቲ ንጹህ ደምኩም ስድሪ ኣይሰድድን ኢዩ💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷❤
@wediato1
@wediato1 4 күн бұрын
ሓሳዊ media ማኣስ ኢኹም ሓቂ ትነግርዎ ዝህዝቢ
@almazmedhin5552
@almazmedhin5552 4 күн бұрын
😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💐
@user-bd8ep5qk2x
@user-bd8ep5qk2x 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂
@RobelJETRO
@RobelJETRO 4 күн бұрын
😂
@user-li7km1qu1h
@user-li7km1qu1h 4 күн бұрын
ኤርትራ ጎብለል አፍሪቃ ዘይኮነትስ ጎብለል ዓለም እያ፣፣ ዝኾነ ይኽን ንኤርትራ ክሃሲ ዝሐልም እንተድአ አልዩ ፍሹል ኮይኑ ከምዝተርፍ አቐዲሙ ዘየጽንዖሞ ምስአተዎ መውጽኢ ስኢኑ ዘዕነኒ እንበር ንኤርትራውያንን ንኤርትራን ዝትንክፋ ዋለሐደኳ የለን፣፣ እቲ ዘይፈልጥዎ አንጻር ሃገረ ኤርትራ ዝግበር ሸርሕታት ፣ንሕና ጸጊብና ምእንቲ ንጹር ዕላማ ንጥምየትን ሽግር ተጻዊርና ምእንቲ ንጹር ዕላማ፣ንናጽነት ንጸላእትና ሐግሒግና ንሐዋሩ አፍሪስናዮም ኢና፣፣ እዞም ሕጂ አንጻር ሃገረ ኤርትራ ፋሕተርተር ዝብሉ ዘለዉ ብጥምየት ምስተላሕሱ መዐንገሊ ክኾኖም ትውዓል ነብሲ ኢሎም ሃገሮሙን ንህዝቦሙን የሕሊፎም ዝህቡ ከምቲ ንእየሱስ ክርስቶስ ብሰላሳ ባጤራ የሕሊፋ ዝሃቦ፣ እዚኦም ውን ዕላማ ዘይብሎም መንገዶም ዝንቡዕ፣ አፍልጦ ፖለቲካ ዘይብሎም ምእንቲ ከይጠምዩ ንህዝቦሙን ሃገሮሙን የሕሊፎም ዝህቡ ታሪኽ አቦታቶም ዘይፈልጡ አቦታቶምውን ከምዘይተዓወትሉ እንዳፈለጡ አብ ታኼላን ናብ ታኼላን ዝጥሕሉ፣ መንገዶም ዘይፈልጡ ሃሱሳት ነቶም ዕዳ ወርቂ አዲኦም ተሸይጡ፣ ጥሪት ስድርኦም ተሸይጠን ካብሃገር ኮብሊሎም ንኽወጹ ፣፣ ዘይተኸፍለ ዕዳ እንዳ ሃለዎም አብክንዲ ምኽፋል ዕዳ ስድራኻ ብውነዝፉ መንገድኻ አብኤርትራ ስልጣን ሒዘ ብኻዕበት ከምጽኦ እየ እትብል ፣፣ እሞኸድአ ዕዳኻ ከየከፈልካ ንዳግማይ ግዳይ ምዃን ዘእቱ እንታይ እዩ፣ ምኽንያቱ እቶም ቀዳሞት መዐንገሊ ደልዮም ሕሰም ምሰበርትዖም እትዮም መዋጽኦ ስለ ዝሰአኑ ሰዓብቲ እንተረኸቡ ምሳሕ አምሲሖሙኹም ወርሒ ተጣቅእሎም ግን ኤርትራዊ ካብ ብኸብዱ ክዛረብ ሞት እዩ ዝመርጽ አመት ዚኦም ድአ መንእዮም ፣፣እዞም ዳሕረዎት መታለልቲ ብግልጺ እቲ ንጹር ሐይሊ ፣ስዉአት ኤርትራ ዝጸርፍ አብዝኽሪ ሰማእታት አነ ቆቢዐይ አይኮነን አብአፈይ ዘላ ማስቲካ ውን አየውጽአሎምኔ ዝብለ ብሐቆም እዮም ምኽንያቱ አይንታዮሙን እዮም፣፣ግን ስድራኻ ዘሰዋእካ ምስ እዞም ኤርትራ ከምክሊ ትግራይ ከምሃገር ክንቅይራ ኢና ዝብሉ ናይ ከብዶም ሽዩጣት እንታይ ጸንበረካ፣፣ አብ መቁሎ ዘሎ እንተ አንጣዕጠዐስ አብመድሐ ዘሎ እንታይ አንጣዕጥዖ ዝብል ብሂል ተመሊስካ ተዓዘብ አይኮነን ግን ኤርትራ ካብ ኤርትራውያን ፍጹም ዘማሐድራ ከምዘየለን ሐይሊ ኤመሪካን ካልኦት ሃገራትን አብትሕቲ መንግስቲ ኤርትራ ተንበርኺኸን ምህላወን ዝዘንግዑ ንግሆ ሰዓት ሹድሽተ ወጋሕታስ ኮኾብ ክርኢ ንሰማይ ምንቅዕራር እዩ ፣ስለዚ ልቢ ዘለዎ የስተውዕል ዝዳናገር ከይህሉ ይሕሰብ ካብዳሕራይ ጣዕሳ ሕጂ ሂወትካ ፈውሳ ወድሐንኩሙን፣፣
@user-ch2uc5uw5k
@user-ch2uc5uw5k 4 күн бұрын
ኦሮማይ
@user-sb3lu3lp2q
@user-sb3lu3lp2q 3 күн бұрын
ናይ ጸላእቲ ኤርትራ አብ ውሽጣ ዝተወለዱ ሴል ኮይኖም ዝጸንሑ።ናይ ወያኔ ገንዘብ ዝተቀበሉ ዕሱባት እዚኦም እዮም ጸላእቲ ኤርትራ፡ግን ካብ ኤርትራ ንስደት ሃዲሞም ቢምካዶም ኤርትራ ሃገር ሕጉስቲ እያ።ሕጂ ጸገም ዘሎ አብ ስደት አብ ኩሉ ቤተክርስትያን ተጋሩ ቤተክህነት ኤርይራዎት እና ኩሎጉዛይ እንዳበሉ ካብ ህዝቢ ገንዘብ መዋጮ ብምውጳእን ናይ ሞባእ ዝተከፍለ ገንዘብ ንኩሉ ገንዘብ ናብ ጸላእቲ ሃገር ብምስዳድ።ኤርትራዊ ስጋብ ሕጂ ብተጋሩ ኣይደቀሰን።ኤርትራዊ ስደት ዘሎ ድቁስ ሕማቅ አቃጣሪ ሓዳዊ ኮይኑ ፡ናይቶም ተጋሩ ቤተክህነት ተአዘዝቲ ኮይኖም ይርገጹን ይዋረድን ኣሎ።ተጋሩ አብ ሰንራል ሎንዶን ቤተክርስትያን ትግረዋይ ኩሎጉዛይ ኢሉ ን ኤትራዎት ይእዝዞም ቤተክርስትያን ወሪስዋ ንደቁ ሃለቃታት ባዕሉ እንዳገበረ ገቢቱ ብገንዘብ ህዝቢ ኤርትራ ገዚፉ ሃብቲሙ።ንትግራይ ገንዘብ ይሰዽ ኣሎ።ኤርትራዊ ስቅ ኢሉ ገንዘብ ይስብስብ ቢትግረዋይ ይእዘዝ።ዘገርም ዘሕንክ እዩ
@SemerTsegu-wq8ew
@SemerTsegu-wq8ew 4 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@tsigewynitesfay7855
@tsigewynitesfay7855 4 күн бұрын
❤❤❤
@musgunghenzebu7975
@musgunghenzebu7975 4 күн бұрын
❤❤❤
@user-jr2qb6uf5x
@user-jr2qb6uf5x 4 күн бұрын
❤❤❤
@Wediabede
@Wediabede 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Wediabede
@Wediabede 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
EMS የጀነራል ተፈራ ማሞ ጥሪ July 2024
5:30
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 9 М.
Дибала против вратаря Легенды
00:33
Mr. Oleynik
Рет қаралды 5 МЛН
ОСКАР vs БАДАБУМЧИК БОЙ!  УВЕЗЛИ на СКОРОЙ!
13:45
Бадабумчик
Рет қаралды 4,1 МЛН
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 36 МЛН
ደላላይ ኢድ ከይሃለዎ ኣይተርፍንዩ Josias denden
13:39
ТГК: ЛОГОВО FRIENDS #россия #чатрулетка
0:21
АлексДан
Рет қаралды 3,9 МЛН
Когда покупки идут не по плану🤯
0:32
FilmBytes
Рет қаралды 1,8 МЛН
🤣МАЛО КУПИТЬ ЛОШАДЬ
0:18
Бутылочка
Рет қаралды 4,8 МЛН
😁💸 @karina-kola
0:16
Andrey Grechka
Рет қаралды 6 МЛН