Tigray Media Network ሓሰና ንሰልጠነ የባርር // ዓወት ቢኒያም ግርማይ Jul 9, 2024

  Рет қаралды 13,134

Tigray Media Network

Tigray Media Network

19 күн бұрын

#ethiopia #tigrai #eritrea
Well Come To Tigray Media Network KZfaq Channel Like Share Subscribe

Пікірлер: 70
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 17 күн бұрын
ሜለይ እኮ ብ 1993 ስርሓ ዛዚማ ኣብ ምዝዮም እያ ተቀሚጣ ዘላ:: ኤሪትራና ምስ ዓለማ ተሰቂላ ተንበልብ ኣላ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና🙏🙏💪🇪🇷💪🇪🇷ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🙏🙏🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 17 күн бұрын
ነጋዶ! ሓሰና ተደመሮ ተወታፊ፡ ክልተ ተበለጽቲ ሓምኩሽቲ ስንቆም። 🤝❤🕊
@ameritreangitsatse9249
@ameritreangitsatse9249 17 күн бұрын
4ዓይ ክፍሊ ብዕራይ😅
@ameritreangitsatse9249
@ameritreangitsatse9249 17 күн бұрын
በራጊድ ክፍለ ሰራዊት እየን ክኣትዋ
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 17 күн бұрын
ባህሊ ይኹን ቋንቋ ተጋሩ ምስ ኤርትራውያን ዘራኽብ የብሎምን ብጀካ ዶብ ካልእ ዘራኽብ የለን ። ዓወት ንሓፋሽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷291
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 17 күн бұрын
ናትናኤል ትግራይ#ትግርኛ ዝብሉ ብርገድ ንሓመዱ ዝብሉ መለይ ዝብሉ አግአዝያን ዝብሉ አውራጃ ዝብሉ blue revolution ዝብሉ ተጋሩ ምዃኖም ንፈልጥ ኢና አደብ ግበሩ ጥራይ ንብሎም ተግርኛ ተዛሪብና ኢሎም ተጋሩ ሎቅመጽመጽ ግደፍዎ በሎም ።
@hanamasho3158
@hanamasho3158 17 күн бұрын
Edmen tenann yebzahlka natu hawena 🙏🏾❤️🇪🇷❤️🙏🏾❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷
@ameritreangitsatse9249
@ameritreangitsatse9249 17 күн бұрын
መርሓባ ናትናኤል! I love your show!!!
@user-bq1zo5jr7l
@user-bq1zo5jr7l 17 күн бұрын
Peace for Tigray and Eritrea ❤❤❤❤
@TteagesKidane
@TteagesKidane 17 күн бұрын
ናቱ ነይ ሰላም ሰብ ሰላምን ፍቅርን ንኽልቲኡ አህዛብ ትጽዕሮ ዘለኻ ከይ አድነቁኻ አይልፍን ዓወት ካባኻ አይፈለ ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 17 күн бұрын
እንታይ ገበርናካ ኣንታ ናትናኤል ጅግና ትግራዋይ❤ ብባዓል ሓሰናን ተወታፍንሲ ኤሪትራና ክትምራሕ ጡፍ በሎ እቲ ንኣብነት 😡
@yemanegebreab1150
@yemanegebreab1150 17 күн бұрын
ሓጎስ ይሃብካ ናቱ ኣቦ-ሓቂ።
@Ead77
@Ead77 17 күн бұрын
Hi Nati, they are all two faces in one dollar. Eritrea for Eritreans 🇪🇷 🌟 ♥️, all that matters is that they all are dumped by the people of Eritrea.
@mehretnorodin4602
@mehretnorodin4602 17 күн бұрын
ናይ ሀለን መለስ ኢያ ናቱ
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 17 күн бұрын
እቲ ዝኣመነ ኣሚኑ ሎ ኮይንዎ ግድን እቲ ዝተረፈ ንኽርዕም❤❤❤ ።thanks Natu
@redaghebrezghi149
@redaghebrezghi149 16 күн бұрын
Hi natu shchore selam ❤🇪🇷♥️🇪🇷🔥
@mulugetahabtom4213
@mulugetahabtom4213 17 күн бұрын
ጅግና ናቱ ቅለጦም ደአ ቆርበቶም
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 17 күн бұрын
ፌቨን ካብ ወንጫር መንእሰያት ምጉታት ምሰ አብዝሕት ፌቨን ጸበል ኢሎማ ፌቨን ጸበል
@user-bf3rq9cl2d
@user-bf3rq9cl2d 17 күн бұрын
Good job Natu brother 🙏🙏🙏
@senaitfoto
@senaitfoto 17 күн бұрын
Selam Natuwa Gobez 🙏🙏
@kidanehaile5036
@kidanehaile5036 17 күн бұрын
Brabo
@Yowhannskubrom
@Yowhannskubrom 17 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@user-bq1zo5jr7l
@user-bq1zo5jr7l 17 күн бұрын
Natu❤❤❤❤❤
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 17 күн бұрын
ስታሊን ፈጺሙ ዘይአመን ሓሳዊዩ ምኽንያቱ ጽባሕካሊአ ስለዝዛረብ ።
@user-yz3rw2xx8t
@user-yz3rw2xx8t 17 күн бұрын
Bravo Natu hawina jegna Ajoka hawey
@letinagimie539
@letinagimie539 17 күн бұрын
I hope meatewi ab metahid zelo hezibie eritrea sewira jigemerea eu nibeal eziom hantie leyt ayhadernayom nerna
@asmarah3174
@asmarah3174 17 күн бұрын
Natu ሓወይ ባንዴራ መለይ ክሕዝዋ ዝጀመሩኮ ትግራይ ምስተሳዓተት እዮም እምቨር ዝሓለፈ ዓመታት እኮ ባንዴራ ትግራይ እያ ኔራ ባንዴተኦም😮
@YerdanosKflemaryam
@YerdanosKflemaryam 17 күн бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 17 күн бұрын
አንታ እዞም ደናቁር ከደዐት ንሃገሮም ዘይተኻላኸሉ ሞት ፈሪሖም ነብሶም ፈትዮም ዝሃደሙ ካብዚዞም ንዑ ንበረኻ ንዉጻእ እንተዝበሃሉ ሐደ ዝወጽእ የለን።ጀብሃ ነበር ተኻፊሎም ን42 ዐመታት ዐፊሮም ዘምጽእዎ ለዉጢ የለን።አብ 1998 ዉግገእ ወይነ ምስ ጀመራ ከቦሮ ወቂዖም ንአዲስአበባ ጎዮም ምስ ወይነ ሆ ኢሎም ማይ ዐሚኾም ተሪፎም ገንዘብ ካብ ወይነ ገይሮም ተመሊሶም። እዞም ደንበዕነ ግን ፓለቲካ ንቅሐት የብሎም ታሪኽ አይፈልጡ ሃገራዊ ስሚዒት የብሎም ጉሐፋት እዮም።እዚ ሕጂ ብምዕራባዉይን ዝተወጠነ ብፍላይ አሜሪካ ብዙሕ ሚልዮናት ገንዘብ አዉጺኦም እንዳኸፈሉ ዘንቀሳቅስዎ ዘለዉ ስለዝኾነ ጋዝ ወዲኡ ጠጦዉ ክብል እዩ።
@edenkidane1625
@edenkidane1625 17 күн бұрын
ሰላመእ ናቲ የዋጽእ እዩ መደብ ወረጦ😂
@user-td1vk1el8q
@user-td1vk1el8q 16 күн бұрын
Yimechika Natu bro
@yonasgebre1726
@yonasgebre1726 17 күн бұрын
Welcome Natu
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 17 күн бұрын
ትግራይ#ትግርኛ ኢሎም ሽሽ ዝብሉ ተጋሩ አብ ሚድያታት ጠጠው አብሎም ። ብሄረ ትግራይ 🇪🇹 ብሄረ ትግርኛ 🇪🇷 ብሄረ ትግሬ 🇪🇷 ትግራይ#ሙዚቃ#ኢትዮጵያ ✅🇪🇹 ትግራይ#ጭፈራ# ኢትዮጵያ ✅🇪🇹 ትግራይ#ተጋሩ#ኢትዮጵያ ✅🇪🇹 ምባል ትክክል እዩ ።
@hashimramadan1383
@hashimramadan1383 17 күн бұрын
Good
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 17 күн бұрын
ተጋሩ ካብ ጉዳይ ኤርትራ ውጽኡ ንብለኩም አደብ ግበሩ ንብለኩም። ኤርትራወያን መንግስተና ሻዕቢያ ባንደራና 🇪🇷 ብሄራትና ትሽዓተ ብሄራት ትሽዓተ ቋንቋታት ዘለና ኢና ምስ ትግራይ ብምንም አይንራኸብን ብጀካ ዶብ ዋሓጥዋ።
@fsahazeru5439
@fsahazeru5439 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@edenkidane7813
@edenkidane7813 17 күн бұрын
💯
@letinagimie539
@letinagimie539 17 күн бұрын
Biegrom ayitewu
@Aditse
@Aditse 17 күн бұрын
❤❤❤
@azebgebri6695
@azebgebri6695 17 күн бұрын
Merhaba Natu abey seb
@almazhampel9473
@almazhampel9473 17 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉❤❤🙏🙏
@hashimramadan1383
@hashimramadan1383 17 күн бұрын
We know this guy he plays dubel standard don't worry we know you he is from tigray
@hashimramadan1383
@hashimramadan1383 17 күн бұрын
Well done nato go head
@Yowhannskubrom
@Yowhannskubrom 17 күн бұрын
Natu new belo medebka gber ab derejeO aytwred
@letinagimie539
@letinagimie539 17 күн бұрын
Natu gexom yikewel
@desalegnkeleta2902
@desalegnkeleta2902 17 күн бұрын
Natu Ex sebay hatna bolo
@habtomtesfay2354
@habtomtesfay2354 17 күн бұрын
ሎቕማጽ ትግራዋይ። ንሕና ኤርትራውያን ንፈልጠካ ኢና። ሓሳዊ።
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 17 күн бұрын
ነጋዶ ናይ ሾሻል ሚድይ ገንዘብ እንድዩ አይሰርሑን እዮም ደመዞም ብምሕሳዉ ስለ ዝነብሩ እቲ ህዝቢ እዩ ደንቆሮ ሽርሕን ጉርሕን ሐሶትን ክሰምዕ ምኻድ ናብ ዚኦም ከቋርጽ አለዎ ካብኡ ክነቅጹ እዮም።
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 17 күн бұрын
ኪሮስ ትግራዋይ እዩ እንታይ ሓዲሽ ነገር አሎ።
@tssel
@tssel 17 күн бұрын
ናይ ሄለን መለስ ደርፊ። 'እቲ ዝአመነ አሚኑሎ ኮይንዎ ግድን እቲ ዝተረፈ ከምዝርዕም ውሁብ ወሲድናዮ............
@gideyzeray8169
@gideyzeray8169 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@tesfiesieum2645
@tesfiesieum2645 17 күн бұрын
ናትናኤል ድሃይ እታ ኣቡላንስ ንብረት ህዝቢ ትግራይ ከየረከባ ተሰጒጉ ሕጂ ድኣ ሞ ካበየናይ ህዝቢ ሸማጡጡ ከምጻኣልካ ቅበጻ ናቱ እንተኽእልካ ንዑኡ ቁሩብ ኣዋጻኣሉ።
@halalqebatse8965
@halalqebatse8965 17 күн бұрын
መርሓባ እወ ብዛዕባ ዛ (እምቡላንስ) ሰዲድዋሎ ግን ብዓሰብ ሰዲድዋስ ደንጉያ ከትኸውን ናቱ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hashimramadan1383
@hashimramadan1383 17 күн бұрын
Haye haye there's chance to go to eritrea ya we know you no chance the only what I'm saying go to tigray good luck lol
@samuelaraya6636
@samuelaraya6636 17 күн бұрын
Kabey dya tmexie eza Ambulance kkkkkk😅
@meharigoitom8679
@meharigoitom8679 17 күн бұрын
Natu 🚑 ambulance ደንጉያ
@micaelsolomon4076
@micaelsolomon4076 17 күн бұрын
እዚኦም ናይ ኤርትራ ደንበ ዕንይን እት ኹናት ዝሐለፈ ንዖኦም ጽቡቅ እቶት እዩ ኔርዎም ምኽንያቱ ሰላም ንዖኦም ሞት እዩ።ሕጅ ረአዮም ገጽ ሰላም ምስ መጸ ነንሕድሕዶም ኽባልዑ ጀሚሮም።ብንያም ንኤርትራ ጽቡቅ ጌሩ አብ 🌍 አላሊይዋ ዋላ ነቶም እናፈለጡ ዓይኖም ዓሚቶም ዝነበሩ ኽዛረቡ ጀሚሮም።አብ Goole ብሚሎናት ዝቁጸሩ ወጻእታኛታት ብዛዕባ ኤርትራ አፍልጦ ንኽረኽቡ ደህሰሳ ይገብሩ አለዉ።እዞም ደንበ ዕንይን ሐደ ብሐደ እንተ ፈት ሽካዮም አብ ኤርትራ አዳናጊሮም ድመጹ እዮም።
@andayaman4097
@andayaman4097 17 күн бұрын
ሰልጠነኮ ሓርኢዩ ሓርኢ ኽኣ ኩሉዩ ዝጉሕፎ።
@sabazeru2153
@sabazeru2153 17 күн бұрын
ንስካ ደንቆሮ ንመን ኢካ ትጸልው አድጊ ስባይ ሓብትና
@andayaman4097
@andayaman4097 17 күн бұрын
ጊሒፋቱ እዛ ጅግና ጓል ዓድዋ። ሰልጠነ ፉቱሕ ኣይጥዓሞን። ናቱ ኽኣ ጹቡቅ ኣይገበርካን ምኽንያቱ ጽልኢ ኣብ መንጎ ትግራይን ኤርትራን እንዳቀረፍካ ዉግእ ከምዝጠፍእ ትገብር ኣለኻ። ዳርጋ ቀሪብካ ተዓዊትካዉን። ሰልጠነ ግን go fund me ኣድሪቅካሉ። ሕጂ ብኸመይ ክልምኖምየ ንተጋሩ ኢሉ ይጭነቅ ኣሎ።
@letinagimie539
@letinagimie539 17 күн бұрын
Kkkkkkk
@YuelSamuel-sy5mt
@YuelSamuel-sy5mt 17 күн бұрын
😂😂😂😂😂 ናቱ ሓወይ ተወታፊ ምስ ሓደ ገብራይ ባህራይ ዝብሃል ቃለመጠየቕ ጌሩ ኣሎ 😅😅😅😅😅 ስሓቕ ክትመውት ኢኻ ርኣዮ
@Asmara1991
@Asmara1991 17 күн бұрын
ኣቶ ናትናኤል እዚ ሰብኣይ ሓፍትኻ ዝኾነ መሃይም ነታ ናይ ሓሶት ኣምቡላንስ ዝጸሓፈላ ጽሑፍ ብልክዕ ክጽሕፍ ኣይከኣለን፡ ዝጸሓፎ፤ ተወታፊ ኣምቡላን ክኸውን ዝግብኦ ግና፡ ተፈታዊ ኣምቡላንስ እዩ። በጃኻ ናቱ!! ሰብኣይ ሓፍትኻ ኣክበልና። ህዝቢ ኤርትራ ምስጋንኡ ንዓኻ ወሰን ዘይብሉ ከም ዝኸውን ኣይትጠራጠር።
@gamy-y3q123
@gamy-y3q123 17 күн бұрын
ታይ አእተወካ ንስኻ ትግራዋይ ኢኻ ናይ ትግራዋይካ ግበር ነንባዓሎም ይቃረቡ
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 17 күн бұрын
WXIY ANTIY SHARMUTA RESAH GALA WOLDEGEBA TEREF MEREF DERGI DENQORO WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 17 күн бұрын
@jemilanure ናቲ ድኣ እንታይ ኮይኑ ዘየእትዎ ብሕዝቡ እዮም ዝቋመሩ ሕዝቡ ካብዚኦም ክርሕቑ ከምዘለዎም እዩ ዝጽእር ዘሎ ንስኺውን አብዘይእትወኪ ኣቲኺ ሓተፍተፍ ካብ ትብሊ ነቶም ከማኺ ሓደ አይነት እምነት ዘለዎም ጸሎት ዝገበረሉ ምስ ሞቱ ድማ ካብ ከተማ አውጺኻ ከም ከልቢ ዝጓሓፉሉ ዘይኮነስ ብኽብሪ ዝቕበርሉ ቦታ ክወሃቦም አክሱም ንዘለዉ እስልምና ተኸተልቲ ኣዝማድኪ ድምጺ ኩኖዮም
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 17 күн бұрын
@@gamy-y3q123 WXIY ANTIY SHARMUTA ADWA GALA SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE MELMEXIT SHEHANIY NAY WEYANE CADRE BANDA GAME OVER
Tigray Media Network ካድረን ጉባኤን ህወሓትJun 27, 2024
32:40
Tigray Media Network ፈኸራ ወዲ በሻሻ  Jul 25, 2024
1:04:27
Tigray Media Network
Рет қаралды 22 М.
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 122 МЛН
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 26 МЛН
ዋዕላ ብርጌድ ንሓመዱ ጀርመን
DESTA ENTERTAINMENT
Рет қаралды 45
Would you recognize your soul mate by smell?
0:14
Den Done It
Рет қаралды 3,5 МЛН
Waka Waka 😁 #funnyshorts #rianashow
0:14
RianaShow
Рет қаралды 18 МЛН
Утонуть НЕВОЗМОЖНО 😱 #Shorts
0:19
ФАКТОГРАФ
Рет қаралды 3,6 МЛН
Spot The Fake Animal For $10,000
0:40
MrBeast
Рет қаралды 157 МЛН
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
0:19
PAVLOV
Рет қаралды 15 МЛН