No video

Tigray Media Network ሞንጆሪኖ ድሕሪ ዓወት ሳዕሲዒት // TDF ናብ ነርወይ Jul 17, 2024

  Рет қаралды 19,031

Tigray Media Network

Tigray Media Network

Күн бұрын

#ethiopia #tigrai #eritrea
Well Come To Tigray Media Network KZfaq Channel Like Share Subscribe

Пікірлер: 48
@angeln9985
@angeln9985 Ай бұрын
ናቱ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ መጻኢኻ ይብራህ።
@rahelembaye7241
@rahelembaye7241 Ай бұрын
Natu hawena egzbher yebrka selam ny 2 hezbi tezmer 🙏❤️🇪🇷
@negagebremichael633
@negagebremichael633 Ай бұрын
I hope she follows her brother’s philosophy ሰላም ! ሰላም ! ሰላም እና ሰላም!! 🙏🏾✝️☪️🙏🏾 No more war !!!!..>>>!!>>>
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 Ай бұрын
ሓሳዊት ሰበይቲ👍👍👍💪🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Ай бұрын
መርሓባ ጀግና c❤
@lettetecle4258
@lettetecle4258 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@georgemichael8174
@georgemichael8174 Ай бұрын
Smiayo nnatu jigna Wedi 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️👍👍👍👍👍🌹🌹🙏🙏🙏
@meleykidane838
@meleykidane838 Ай бұрын
Selam Selam n kulu
@ZaydTesfay-vf3hp
@ZaydTesfay-vf3hp Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abielkatanga2123
@abielkatanga2123 Ай бұрын
Natu smart Boy ❤❤❤❤
@user-fl2tj3vv9m
@user-fl2tj3vv9m Ай бұрын
🍀✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅
@henokgebremeskel6284
@henokgebremeskel6284 Ай бұрын
ክክክክ ናቱ መሕረር ንዕና ውን ግበሩልና ኣላ ናቱ ጅግና😂😂❤❤❤
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@almazmesghin6281
@almazmesghin6281 Ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️👌
@mjmmjm9486
@mjmmjm9486 Ай бұрын
Bill Cosby - seating next to Debrich :)
@dh4343
@dh4343 Ай бұрын
ምናልባት ወይ ተገዲዱ ወይ ከኣ ኣብ ካሜራ ምንባብ መጀመርትኡ ክኸውን ይኽእል'ዩ።
@user-se8gd8te7p
@user-se8gd8te7p Ай бұрын
Ajek
@kidantekle2443
@kidantekle2443 Ай бұрын
Natnayel what do you want to say about debretsion interview?
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Ай бұрын
ጸገም የለን ገዛ ሸይጦም፡እንተሂቦም እቲ ውድቦም፡ኣብ ግገዛእ በቱ፡ ሃገሩ ክልሉ ሓዊ ወሊዒ ሕዝቡ ዝወዲኤ እንድዩ ናይ ምዕራብ መጥፋእቲብሕዊ ከድሕንዎ 1ሚልየን፡ፈረቃን ለም፡ዕንጨይቲ ተጠቂሙሎም፡
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera Ай бұрын
ናቱ ሓወይ እዛ ናይ መወዳእታ ዘርኣካኒ ቪዲዮ ናይ ኣዴታት ትግራይ እንዳ በከያ ነዓይ ኣቦይ ብሰንኪ ሕውሓት ኢዩ ተሰዊኡ ሓነ ግን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ሕነ ክፈዲ ድሌተይ ኣይኮነን ከም ኤርትራዊ ግን ብጥዓሚ ኣብክያትኒ እዛ ቪዲዮ
@teklomyemane1234
@teklomyemane1234 Ай бұрын
good job natu
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Ай бұрын
ብርትዕቲ እያ እዛ መርጀሪኖ
@user-do8zv2gp2n
@user-do8zv2gp2n Ай бұрын
ባሻ ደስታ ተሰካሚ ሻንጣ'ውን ኣሎ
@user-dy7qh7jp5d
@user-dy7qh7jp5d Ай бұрын
🙏🏽🇪🇷❤️🥰
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Ай бұрын
እሞ፡መን ድዩ ብብሄር ሃገር ጎዝይዋ ህውሓት እንድዩ ሕጂ ጉዛዩ ሒዙ ብኩሊ ተጸሊኡ እንቃዕ በዚ ሓለፈልኩም፡እንበር ነቅዝ ዞባ ኢኩም
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Ай бұрын
180 million
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 Ай бұрын
Natu hawey hwehat nhzbi Tigray eyu atfiewo!! Gena hji kea ayxegebwon
@gideonasress7484
@gideonasress7484 Ай бұрын
Nati you may be right in some ways but HATRED IS A POISON WHICH DESTROYS ITS OWN CONTAINER. Hzbi Tigray kem ADGI zitetsaeno sq elu zikbel hzbi eyu.
@dinraringhahah4947
@dinraringhahah4947 Ай бұрын
Natu ezi yonas tblo deleka b eritreia mennet eyu ka wereket wesidu delo
@okellobusha1351
@okellobusha1351 Ай бұрын
“ላዕለዎት ኣመራርሓ ውደብ ሀወሓት” ተባሂሉ ዝተጸወዐ ኣኼባ ካድረ ሕወሓት ባዓል 11 ነጥቢ ውሳነ ወሲና ኢሉ ኣዊጁ እንሄ። ዝገርም ህወሓት ዝተባሃለት ቫይረስ ጠንቂ ህዝቢ ትግራይ ክንደይ ላዕለዎት ኣመራርሓ እዩ ዘለዉዋ። ማዕኸላይ ኮሚቴ ይብሉ፥ ፓሊት ቢሮ ይብሉ፥ ጉባኤ ይብሉ፥ ቁጽጽር ኮሚሽን ይብሉ በቲ ኮሚኒስታዊ መስመሮም “መስመርና” ዝብልዎ ቋንቋ። ህዝቢ ትግራይ 6 ሚልየን ህዝቢ ብናፃ ድምጹ ብዝወከሎ ፓር፡ላም ድዩ ዝመራሕ ወይስ ብ1,111 ካድሬ? ህዝቢ ትግራይ ምሁርን ተማሃራይን ትዲኤፍን ሓዊሱ መልሲ ክህብን ነዞም ጠንቂታት እዚኣቶምን ጎይተቶምን ኣይተድልዩናን ኣይትውኩልናን ግለሱልና ዝብለሉ ኢዋን ሕዚ እዩ። ጽባሕ ኣይኮነን። ተለዓል ህዝቢ ትግራይ። እዞም ጠንቂታትካ ንሓዱሽ 50 ዓመት ባርያ ገይሮም ካብ ጥፍኣት ናብ ጥፍኣት ከእትዉኻ ወደኽደኽ ይብሉ ኣለዉ ዝሓለፈ 50 ዓመት ዘድመዩኻን፡ ዘንብዕኻን፡ ዘጠመዩኻን፡ ዘዕንዉኻን ዘዋረዱኻን ከይኣኸሎም። እቲ ኣዋጅ ነጋሪ መንእሰይ ካድሬ ኣንብብ ዝበልዎ ከንብብ እንተሎ ካብ ውሽጣዊ ጭንቂ ብተለዓለ ርሃጹ ከም ውሒጅ ፈሲሱ። ነብሱ ይነግሮ ኣሎ ሓቂ ከምዘየንብብ ዘሎ። መግለጺ ቅዋምና ኢሊ ካብዘንበቦ - 1) ውድብና ነድሕን (ህብና ነድሕን ማለቶም ገዲፎም ነብስናን ረብሓናን ነድሕን ማለቶም እዩ) ባዓል ደብረጽየን/ደብረሰይጣንን ፈትለ/ጉዲታን ዝሰብክዎ ከምዝቐኑ 2) ካብ ዓለም ከጥፍኡና ንዝመጹ ፀልእትና “ትግራይ ትስዕር” ኢልና መኪትና። እዙይ ማለት ዘየድሊ ብሰላም ዝፍታሕን ዝእለይን ዝነበረ ጎንጺ (Power Struggle) ካብ ኣቢይ ኣሕመድ ሥልጣን ክምንዝዑ ደልዮም ንህዝቢ ትግራይ ናብ መእለያ ዘይብሉ ሓዊን ዕንወትን ከምዘይብጸሕዎ እዩ። 3) Reform and Council ምግባርን ምምስራትን ስምምዕነት ስለዘይበፃሕና፥ ውድብና #TPLF ነዙይ ኣብ ምምዕሪራይ መሪሕነቱ ይጻወት። እዙይ ኮሚኒስታዊ ዓብላልነቱን ብስብስነቱን ይረጋገጽ ማለት እዩ። 4) ውድብና ናብ ፕሪቶርያ ምድርዳር ዓኼባታት ክምለስ ኣልዎ ናይ ስዕረት ፊርማ ከምዘይፈረሙ፥ ህወሓት ተራ ጦረኛ/ደመኛ ተባሂሉ ከምዘይተደርበየ። ብቐጥታ ህወሓት ንጊዚያዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ይተካዮ ኣዮም ዝብሉ ዘለዉ። 5) ኣብ መእተዊን መደምደሚን መግለጺኦም “ኣብ ብሄራዊ ህልውናና ሓደጋ ኣጋጢሙና ኣሎ” ይብሉ። መን ድዩ ዘየድሊ ኩናታ ክወላዕ ገይሩ ህዝዝቢ ትግራይ ክብርስን ካብ ደቡብን ምዕራብን ሰሜን ምስራቕን ትግራይ ካብ ክብረቱን ንብረቱን ተመዛቢሉ ፍቖዶ ገደላገደል፡ ጥሻታት፡ ቴንዳታት፡ ቤት ትምህርትታት ፋሕ ብትን ክብልን ክሰቓይን ዝገብረ። ኣይ ህወሓትን መረሕታን እንድዮም። ናይ ትማሊ መሻርኽትኹም “የድል አጥቢያ አርበኛ” ይብሉ። 6) ብተደጋጋሚ “ዘድሊ ኩሉ ከምንገብር ቃል ንኣትው” ይብሉ። እንታይ ድኣ እቲ ደማዊ ኩይናት ንህብና ኣየዋጽኦን ኣይትኽክልን ቃልኩም ሓፍ ኣቢልኩም ዘይምተቃውምኩምን ህዝብና ክተድሕኑ ዝካኣለኩም ዘይገበርኩም። እዚ ፈኸራኹም እኮ ንሕና ተመሊስና ስልጣን እንተዘይሒዝና ካልእ ኣኬልዳማ ክነካየድ ኢና ማለትኩም እኮ እዩ። 7) ኣብ መግለጺኹም በዘለኩም ማሕበራዊ ቅርጺ (Social Structure or Hierarchy) “ላዕለዎት ኣመራርሓ = ካድሬ” ልዕሊ ኹሉ፥ ቀጺሉ ኣባል፥ ሰሊሱ ህዝቢ ትግራይ ከምዝኾን ብዕሊ ኣዊጂኩም። እዚ ሕዚ ብግልጺ ዘውጻእኽምዎ ገበንኩምን ሽሪኹምን ኣዩ ንህዝቢ ትግራይ ን50 ሙሉእ ኣብ ገደል ኣጽዲፍዎ ዘሎ። ንስኻትኩምስ በዚ ሕዚ ፖለቲካ ሓይሊ ኮይንኩም ከምዝለመድክምዎ ኣብ ትግራይ ክትነብሩ? ዘበት!!!!!!!!
@rishanaregai3138
@rishanaregai3138 Ай бұрын
አብ ኖርወይ ከም አሪትራዊ ኮይኑ ኢዩ ሓቲቱ።
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w Ай бұрын
He must be reported & exposed
@hailearegawi4288
@hailearegawi4288 Ай бұрын
Banda wedi dikala Tigraway ayjimkan. Kid ni shaebia tedeber
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 Ай бұрын
WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF BANDA CADRE WEYANE
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 Ай бұрын
WXAE ATA GUHAF RESAH CADRE BANDA WEYANE
@gtberi6759
@gtberi6759 Ай бұрын
ናቱ ኩሉ ንሰላም ኢዩ ዝዝምር ዝዛረብን ወላ ሓደ ህዝቢ ኣይሰርፍን ኢዩ በዓል ንስኻ ግን ኣኽልካ ሕማቅ ክትሓስቡን ክትዛረቡን
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 Ай бұрын
@@gtberi6759 WXAE ATA GUHAF RESAH WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF BANDA CADRE WEYANE LOQMAX MEDENAGERI
@BenamBeyana-cm5rj
@BenamBeyana-cm5rj Ай бұрын
ንሱ ህዝቢ ከድሕን ካብ ኖርወይ መፅዩ እጃሙ ወዲኡ ከይዱ ። ንስኻ ድማ ሀዝቢ ትግራይ ከተጥፍእ መፂኻ ዘይተሳኸዐልካ ተመላስካ
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 Ай бұрын
WXAE ATA GUHAF RESAH SAHSAH WEDI BANDATAT SHAFATU WEYANE
@BenamBeyana-cm5rj
@BenamBeyana-cm5rj Ай бұрын
ሸዓብያ ስለ ህዝብኻ ሕሰብ ስለ ትግራይ ህዝቢ ኣየእትወካን
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 Ай бұрын
WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF BANDA CADRE WEYANE GAME OVER
@AndatomBeyene
@AndatomBeyene Ай бұрын
ፋራ ከይተወደብካ ህዝቢ ክተድሕን አይትኽእልን እዚ ዘይትፈለጥ ህዝቢ ዝሐዘእዩ
@brktiabraha2643
@brktiabraha2643 Ай бұрын
Hi natu l proud to you
@NegashGmedhin
@NegashGmedhin Ай бұрын
ካብዚ ዓይነት ድሑር ስምዒት ወፂኻ ንህዝቢ ትግራይን መሬት ትግራይ በትዕግስቲን ረጊዕኻ እንተትዛረብ ፤ ህወሐት ተራ ውድብ ዘይኮነስ ብደምን ዓፅምን ተጋሩ እያ ። ናትካ ቤተሰብ ው'ን ዋጋ ከፊሎም እዮም ። ህወሓት ወርቃዊን መስተንክራዊ ፣ ድሙቕ ታሪኽ ከምዘሎዋ ኩሉ ቀሊል ዘይባሀል ሽግራት ው'ን አሎዋ ። ኮይኑ ግና አብዚ እዋን አየናይ ውድብ እዩ ካብአ ዝሐሸ ኘሮግራምን ፖሊሲን ዘሎዎ ? ተካኢ ከየዳለኻ ካሊእ ምእላይ እንታይ ዝብል ፖለቲካ እዩ ? ዘይበሰለን ዱሑር ስሚዒትን አይጠቕመናን ! ፊሊስቶፕ ዝተባህለ ህዝቢ ተአምራዊ ቃልሲ ንዓለም መን እዩ ? እዚ ህዝቢ ዘበለ ናይ ህወሓት ዓቕሚ ፖለቲካ እዩ ። ህወሓት ፀገም አለዋ ! እወ ነፅርዮ ትኽክል እዩ ። ህወሓት ህዝቢ ትግራይ እንተዘይደልዩዋ ድማ መፃኢ ምርጫ አሎ ። ንስኻ ግን ዱሑር ስሚዒቲን ሐሳዊ ው'ን ኢኻ ። ምናልባት አርአያ ዝበሀል ናይ ብልፅግና ካብ አሜሪካ አምፂኡ ዳሐር ዘባረሮ ኢኻ እትመስል ! ዝተምሀርካ ው'ን አይትመስልን ፤ ወረቐትን እውቀትን ነኒበይኖም እዩም ። ብዙሕ ሐሶት ሀታፊ ምሁር አይኮነን ፤ ንስኻ አብ ርሑቅ ዘሎኻ አብ ትግራይ ዘሎና ካባኻ ንላዕሊ ንፈልጦ ! ንዓይ ው'ን አባል ህወሓት እንተልካኒ አይኮንኩን ፤ እቲ ሐሶትካ ክቃላዕ ስለ ዘሎዎን ወረኛ ን ሐሳዊን ምኻንካ ተዓዚብናካ ።
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 Ай бұрын
WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF BANDA CADRE WEYANE
@sabazeru2153
@sabazeru2153 Ай бұрын
አንተ ውሸታም የሌባ ወደብ ነው ለምን ለእውነት አትቆምም
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 32 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
Dad Makes Daughter Clean Up Spilled Chips #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 1,9 МЛН
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 40 МЛН
ህልው ኩነታት ኤረትራውያን
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 51
The Democratic Party's party | The Trump Trials: Sidebar
55:46
Washington Post
Рет қаралды 3,7 М.
7NEWS Australia - Democratic National Convention Day 3
3:42:07
7NEWS Australia
Рет қаралды 2,7 М.
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 32 МЛН