Tigray Media Network ሻዕብያን ሕብረተሰብ ኤርትራን ክንጥፍእ May 2, 2024

  Рет қаралды 30,885

Tigray Media Network

Tigray Media Network

Ай бұрын

ethiopia #tigrai #eritrea
Well Come To Tigray Media Network KZfaq Channel Like Share Subscribe

Пікірлер: 268
@rahmaidris4384
@rahmaidris4384 Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ይሕዝኑ እርይራይ ደቂ እርይሬይ እዮም እዚኦም ኤሬትራውያን አይኮኑን
@sengalbereket1063
@sengalbereket1063 Ай бұрын
Yes
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
Haki bihaki kubur haw
@hanamasho3158
@hanamasho3158 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን የብዛሐልካ ናቱ ሐወና 🙏🏽❤️🇪🇷
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
Na bihaki kubur haw
@emmahigh4644
@emmahigh4644 Ай бұрын
ደርጊ ዝድግፍ እንተኾይኑ ኣንጻር ህዝቢ ትግራይ ውን እዩ ።ናይ ትግራይ ካብ ደርጊ ናጻ ሙውጽኣ የጉሁዮ ማለት እዩ ኣዚ ጀላዕ ኣፍ ዓሳ።
@zowdi810
@zowdi810 Ай бұрын
Yes you are right he is laiy and made baby 👶
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w Ай бұрын
Wow Natty ! You are the best gift ever given to the people of Tigray. You understand how to live with all kinds of people. You work hard to make peace between Eritrea and Ethiopia. Bravo FRATELO Asmarino
@user-tu5ue3vg2e
@user-tu5ue3vg2e Ай бұрын
ናትናኤል እግዚኣብሄር ምሳኹን: ፍረ ቃልስኻ ድማ ዕርቂ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይኹን 🇪🇷🇪🇹
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
Nay bihaki haki tezaribka megedi babur dekis iyu negeru
@kumbraza
@kumbraza Ай бұрын
ዘበን ፍለ ፍለ ደቂ ደርግን ደቂ ኣርባዐን በብሐደ ይወጹልና አለዉ ካብ ኤርትራ,,, ንፍዕቲ መድህን ኣሕዋትኪዮም በብሐደ ኣውጽእልና ድኣ..
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
Kkk kkk Nay bihaki kubur haw
@shishaybokrezion9618
@shishaybokrezion9618 Ай бұрын
በዓል እዚ ነስፋ ቆሪጶም እዮም ።ኤርትራ መዋእሎም አይረግጵዋን እዮም።ክዓፍሩ ክነብሩ እዮም ።
@rigat9
@rigat9 Ай бұрын
መርሐባ ናቱ ጎይታ ሐቂ ክበር ነበር።🇪🇷🫶🇪🇷🙏🏿🌟
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 Ай бұрын
ናቱ ሓውና ❤️🇪🇷❤️🌹🌹👍👍👍 ዘይስንኻስ ሑጻ ቆርጥመሉዩ ነገሩ ብጣዕሚ ዓንጃላትዮም ኣበይዮም ዓብዮም እዛ መድሂን ገጽ ምንጽጽላይ ከኣ ኤርትራ ዝኣተወት ይመስላ ኣሎ
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 Ай бұрын
ናቱ! እዚኦም ንትግራይ ወይ ህውሓት ስለ ዝፈትዉዎም ዘይኮኑ ብህዝቢ ትግራይ ወይ ደም ተጋሩ ገይሮም ንህዝቢ ኤርትራ ከም በርክኽዎ እሞ ዳሕራይ ኣብ ኮሮሻ ኮይኖም ከመሓዳድሩ ስለ ዝደልዩ ጥራሕ'ዮም ትግራይ ትግራይ ዝብሉ ዘለዉ። እዚሞ ክኸውን ዘይክእል ሕልሚ ደርሆ ጥራሕ'ዩ። ተጋሩ ክነቕሑ ይግቦኦም!!! ውግእ ምስ ተጀመረ ተንኮቦቶም ጠቕሊሎም ናብ እግሮም ዝወሰዶ'ዮም ክሃድሙ። ተጋሩ በጃኹም መሳሪሒ ኣይትኹኑ።
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 Ай бұрын
ርሑስ ትንሳኤ ጎይታ ይግበረልና።
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Ай бұрын
ህዝብታት ስላም ክረኽቡ እዮም❤ከምዚ እሉ ኣይነብርን እዩ❤ ጽባሕ ነዞም ዘረግቲ ሰላም ጅቡኦም ክመልኡ ይኹን ዘደናግሩ ፍሽለቶም ርሑቅ ኣይክኸውንን እዩ
@mulutesfamichael6304
@mulutesfamichael6304 Ай бұрын
You are so true! God bless you and your family.❤🙏❤️🇪🇷🇪🇷🥰🤗
@tsegaygebru
@tsegaygebru Ай бұрын
ኩሎም ተጋሩ ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ዝኣበዩ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ እዮም
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 Ай бұрын
4 netbi wedi Eri.teawet
@ancharotube7658
@ancharotube7658 Ай бұрын
ሐንቲ ሕቶ ዘላትኒ ናቱ ብዝዓባ አርቲፊሻል ኤርትራውያን ዘይዛረብ? ብዙሕ ሰብ አይሰባዕለሉን ከማና 👍
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
​@samsontesfazion2416 Haki bihaki Wedi Ereyyy halal
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
Izi kiros zblu wo intay aynet hangol derho iyu
@BisratTadiews
@BisratTadiews Ай бұрын
አምላክ. ኩሉ ግዜ ምስ ሻዕብያ እዮ ህዝቢ ኤሪትራ አብ ትሕቲ አምላክ 💯💯💯❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
100 kab 100 Nay bihaki kur haw
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera Ай бұрын
ናቱ ሓወይ ኣነ ዝገርመኒ ግን ናይዛ መጋል ጋዜጤኛ ኢዩ ዝገርመኒ ንምንታይ ኢያ ንከምዚ ከማካ ንሰላም ዝዝምሩ ጸይተምጽእ ኮነ ኢላ ነቶም ንጽልኢ ዝዝምሩ ተምጽኦም ን ባዕላ ጸላኢትና ኢያ
@Africanunity-mk8kd
@Africanunity-mk8kd Ай бұрын
አየ ባዓል ተመስገን ክዉዕየክን ብማንካ ክዝሕለክን ብኢድ ሕጂ ኸ መንእሰይ ትግራይ ክዋጋአልኩም እስኹም ብኾፍኩም ስልጣን ክትሕዙ አንታ ለኽባጥ
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 Ай бұрын
ንሃገሮም የሕሊፎም ክህቡ እባ አይትበል እዚኦም ተጋሩ እንድዮም ከም ኩሎም ተጋሩ ከአ ጥፍአት ናይ ኤርትራ እምበር ልምዓታ ከመይ ኢሎም ክምነዩ ትደሊ አነ ናትካዩ ገሪሙኒ ዘሎ
@sanaytsanayt9512
@sanaytsanayt9512 Ай бұрын
ካብ ስርናይ ክርዳድ ይወጽ እዩ ብአጻብዕቲ ዝፍቀዱ ክርዳድ ተወልጀ ከዳዓት እዚኦም ንህዚቢ ጸሪፍም ዝልውጡዎ ነገር የለን ህዝቢ ኤርትራ አይሑሱ አይሰርቅ ኩሩዕ ህዝቢ እዩ ንሕና ኤርትራዊ ዋጋ አይንሐስቦምን ኢና ምፍጥሮም ረሲዕናዮም ኢና ሐሳዊት ጋዜጠኛ ለቁማጽ ሰራዊት ኤርትራ ከተጸልም ጥራይ ኮይንዋ ናይኤርትራ ጋዜጠኛ ኩቡራት እዮም እልፊ አልገፊፍ አምጺኦም አየዛረርቡዎምን እዮም ሕጊ አሎ አብትግራይ ሕጊ የለን
@tsegaygebru
@tsegaygebru Ай бұрын
ኣነ ከም ሓደ ኤርትራዊ ዘጉሕየኒ እንተልዩ ህዝባዊ ግንባር ንከምዚኣቶም ስጉምቲ ዘይምውሳዱ ብጣዕሚ ይሓዝን
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 Ай бұрын
Teawet wedi Eri hakeka neaywun yegermeni dehan mealten gizen kemesie iyu.
@tedybelachew4359
@tedybelachew4359 Ай бұрын
ጀግና ኤርትራዊ ኢለካ ።ሻቢያ ከልቢ አይቀትልን እዩ ።
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 Ай бұрын
ናትናኤል ኣበይ ዓድኻ ትብሎ ደአ ትግራይ እምበር ይነግረካ ምሽ ኣሎ ዓድዋ, ስለዚ እዚኦም ተገጋሩ እምበር ከም ኤርትራውያን ጌርካ አይተቕርቦም, ተጋሩ እዮም ተጋሩ እዮም ኣብ ኤርትራ ስለዝተወለዱ ኤርትራውያን ክኾኑ ኣይክእሉን እዮም!!!!!!
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 Ай бұрын
ንሙኻኑ እዛ መድህን ትብሃል'ሲ ነቶም ጸማማት ሓንጎሎም ዝተመዛበሉ ጥራሕ'ያ ድማ ተምጽእ። ንሙኻኑ ካበያ ትረኽቦ? ካብ እንዳ ጎሓፍ!!!😂
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 Ай бұрын
Guihaf ziarey seb aby yerekib guafe ?enda guihaf🤷🏿‍♂️
@HelenDebesai
@HelenDebesai Ай бұрын
😀😀😀
@tesfitkudus9879
@tesfitkudus9879 Ай бұрын
ጸማም ምስ ጸማም ዶ ኣይኮኑን ብዘይ ገለ ጸገም ዝረዳዳአ።
@tesfitkudus9879
@tesfitkudus9879 Ай бұрын
ናይ KZfaq mengsti mtkal keman aykealun.
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
Natu Nay bihaki nufuu menisey kuruu menisey Tgray Selam nhizbi Tigayn nhizbi Ertran
@MelaneYohannes-sh5nc
@MelaneYohannes-sh5nc Ай бұрын
ክንቀትሎ ኢና ድሓን መዓልቱ ይጸበ ተመስገን ወዲ ወልደገባ
@zowdi810
@zowdi810 Ай бұрын
Thanks Natalie you are right god bless to erterawe people and eithopian people we love ❤️ to gather ❤️ 💕
@oneLove-rc3xy
@oneLove-rc3xy Ай бұрын
ኣብ እንትጮ እውን ሻዕብያ ብ ወያነ ዘተከልከል እክሊ ዓዲሎም እዬም am a living witness on this
@abebamckay7126
@abebamckay7126 Ай бұрын
Thank u Natu tebarek long live happy Easter & Family ❤
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 Ай бұрын
NATU U ARE THE PEACE MODEL KEEP IT UPP
@brukiemussie6891
@brukiemussie6891 Ай бұрын
ናቱ ሓውና ሰላም ናዓካ መድህን እንዳስዋ እንትብልዋ ምመረጽኩ አብአ ዝመጹ ኩሎም ርእሲ ኮዮ ናይ ጸጋም መዛናግዒ ረኺባ መድህን
@dh4343
@dh4343 Ай бұрын
ናቱ ዝ ኣብ ማእከል ኮንካ ኣብ ሞጎ ትጎረበትን ኩሎም ጎረባትን ሰላም ክቐሳነት ክህሉ ትሰርሖ ዘለኻ💖 ከምኡ'ውን ናይ ዞም ዓናጅል ደቂ ደርግን ካልእን ኣኪብካ ተቕርቦ ከለኻን ኩሉ ንቡዛሕት ይምህርን ይቕይርን ስለ ዘሎ ከይደኸምካ ክትቅጽሎ እና ተላበኹ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ናቱ❤🙏❤🌿🌹
@andayaman4097
@andayaman4097 Ай бұрын
ባርያን ዋንጫን ኣብኣፎምዩ በረኸቶም ! እዚኸ መድህን ዉሕጅ ካበይ😢😢 ጀለበቶ ፧
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 Ай бұрын
Thank Natu you for sharing 💕🙏🏽💕👍🏽💕🙏🏽🙏🏽💕
@genettekeste3951
@genettekeste3951 Ай бұрын
Thanks Natu lebam Idimen tinan yihabika 🙏🙏🙏🌷🌷🌷
@nouramussa7400
@nouramussa7400 Ай бұрын
ሓደማዓልቲ ዕርቅ ክመጽ ኢየ 🇪🇷❤️
@sengalbereket1063
@sengalbereket1063 Ай бұрын
Kemy gerka mese tegaru erki kemtse kemzi endagebru
@sanaytsanayt9512
@sanaytsanayt9512 Ай бұрын
ጋዜጠኛ እልፊ እሪራይ እንዳምጸት ንህዝብን ሰራዊት ከተጸልም መድህን ሐንሳብ ተጋሩ አምጺአ ንህዝብን ሰራዊትን መንግስትን ከትጸርፍ ከተዋርድ ትውዕል ምዚኦም ከመይ ጌርካ ዕርቂ ክመጺእ ኢልካ ትትምነ ዕርቂ ብሐደ ወገን አይመጽን እዩ
@senaitamaniel4431
@senaitamaniel4431 Ай бұрын
True,well said
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no Ай бұрын
ውዱቕ ምዃኑስ ንውድቕቲ ሃገር ረዲኤት ይሓትት።
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Ай бұрын
Haica natu ngerom nhiezb hemaki dhsib anrwari azeyafi selam kesanet woefita ieyu wuiedu selam nkulu zopan yegbrla🇪🇷❤️🕊🤝🇪🇹❤️🕊🤝
@tekleredie9259
@tekleredie9259 Ай бұрын
Selam Eritrea ❤🇪🇷🙏 selam Tgray 🙏
@natnaeldesale9707
@natnaeldesale9707 Ай бұрын
ናቱ እዚ ሎቕማጽ ተሜ ሓስዩ እዩ ከመኡ ተጋሩ ዝጸልእ ኣይነበረን ኣብ ዳባጉና ተኣሲረሉ ዝበሎ ምኽንያት ምስ ቶም ሓለፍቲ ስደተኛ ኢሎም ክጻረፉ ምስ ሰምዐ ኣቦታትና ጫማኦም ዳጽረጉ ሚሂሮምኩም ንሕና ከኣ ንደቅኩም ኣብ ዓዶም ጫማና እንዳ ኣጽረግና ከነሰልጥነልኩም ኢና ደቅኹም ኢልዎም ኢዮም ኣሲሮሞ ኣነ ምሰኡ ኢየ መጽየ ካብ ጎሮስርናይ።
@big_nate25
@big_nate25 Ай бұрын
Natu Anbesa ⚘️ ⚘️ ⚘️ ⚘️
@andayaman4097
@andayaman4097 Ай бұрын
እቲ ወተሃደር ደርጊ ኣቡኡ ዝበሎዩ ዝደግም ዘሎ። ወዲ ሸዉዓተ ኸደዓት።
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 Ай бұрын
Natu bless you with your family and your works
@user-pl1xj2yf3y
@user-pl1xj2yf3y Ай бұрын
ናቱ፣ናይ፣ብሐቂ፣ማሐዛ፣ህዝቢ፣ኤረትራ፣ኢኻ፣ብዛዕ፣መጻኢ፣ህዝቢ፣ኤረትራን፣ትግረይን፣በሰላም፣ዝነብሩሉ፣ራኢ፣ዘለካ፣ቅኑዕ፣ሰብ፣ኢኻ፣አታሐሳስባኻ፣ዕዉት፣ክኸውን፣እዩ
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
Nay bihaki kubur Haw
@samsonmhreteab9621
@samsonmhreteab9621 Ай бұрын
Msgana nMedhin, salaki kndey zeyrebhun nhagerna kiaa dhri hji zeyedliyu nmflay hagizkina eki THANKYOU❤
@SamiFitsum
@SamiFitsum Ай бұрын
ናትናኤል ዕርቂ ጽቡቕ እንድዩ ግን አብ ባይታ ዘሎ ሓቅን ታሪኽ ህዋሓትን አብ ግምት የእቲኻ ከምታ ደብሪጭ ዝበላ እያ አይትኸውንን እያ ሻዕብያ ቀሊል ውድብ አይኮነን
@MeronTTesfay
@MeronTTesfay Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kbri yhabka haqi mzrabka kemaka tegaru eyom zedlyu zelwu n xli zeykonu si n fqri z sebku
@user-ik6ev4bq3e
@user-ik6ev4bq3e Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናቱ ሐዉና ሐቅካ ረአሲ ኮዮ
@hagosgebremusa1537
@hagosgebremusa1537 Ай бұрын
Nati great work keep it up
@buonavita4175
@buonavita4175 Ай бұрын
Great topic ❤❤❤❤ Natu
@andayaman4097
@andayaman4097 Ай бұрын
ናይ መንነት ቅልዉላዉ ዘለዎምዮም ናቱ። ድቃላን ነጸላን እናወግሐ የቁሩሩ ይባሃል !
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 Ай бұрын
ናቱ ጅግና ❤❤❤
@MeronTTesfay
@MeronTTesfay Ай бұрын
Selam yewurdelna fetari ❤❤❤❤❤
@genetakilas7098
@genetakilas7098 Ай бұрын
🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
@Kelmebrahtu
@Kelmebrahtu Ай бұрын
Thank you Natu jigna kemaka ybzhu yekenyelna ketsilo
@MikiTsegay-jo4gz
@MikiTsegay-jo4gz 23 күн бұрын
ብዝሑ ግዜ ይከታትለካየ ሞ ንሰላም ናይ ክልተ ህዝቢ ትቃለስ ናቱ ቀጽሎ
@teklezgitesfatsion256
@teklezgitesfatsion256 Ай бұрын
ነፋጥ ሽዩጥ
@user-rd1dp3fv2i
@user-rd1dp3fv2i Ай бұрын
Kkkkkkkkkkkk kkkkkkkkkkkk Nati naybehaqi belih eka ❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 belom dea
@ghideabrehe9164
@ghideabrehe9164 Ай бұрын
Nay behaki natu habibi nska bitami hakena anbesa kunu seb aflto zeleka hakena eka seb bizuh zixelaka kihlu ykil eu haki sle tzarb ajoka kexilo key thalelka ab gonka alena ade welda tmken belo hahaku tebtibo hki ynebir ywires ymhar seb selziy belo hahaku ata meksen kemaka kunat tgaru etom hmak zgebru kikewin alewo kemaka Ethiopia ymherha yhalfela so kexilo ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 natu kitani aleka ab mida meknatu haki terdika alo Nay eritrean tigrayin men ygage men xili ydeli tfelto ardayo eziy hzbi bikilte wegen kilte hager hkei emnetin eu zenbiro
@almazmesghin6281
@almazmesghin6281 Ай бұрын
👌🎉👌🎉
@juzekmato
@juzekmato Ай бұрын
ናt በጣም የሚገርም ትንተና
@berihunuguse3613
@berihunuguse3613 Ай бұрын
❤🙏👌
@hagerawiraye1552
@hagerawiraye1552 Ай бұрын
ሰላም ናቱ እዞም ኣብ ትግራይ ካብ ወተሃደራት ዝተወልዱ ኣብ መጻኢ ንህዝቢ ትግራይ ይቅስንዎ ዶ ይመስለካ?
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 Ай бұрын
God bless you Natu 💕🙏🏽💕🙏🏽💕👍🏽💕
@michaelTesfai4
@michaelTesfai4 Ай бұрын
ዝኸበርካ ናትናኤል ናይዚኦም'ሞ ሕደጎም፡ ዝገደደ ናይ መድህን ብራኸሾው ሰብ ረኺበ ኢላ ቃለ መሕትት ምክያዳ ንምንታይ ዕላማን ኣበይ ንምጻሕ'ዩ። ምኽሪን ማዕዳን የድልያ ኣሎ፡ ምኸራ!
@nurhussenabdella9702
@nurhussenabdella9702 Ай бұрын
ዒፈል ንዒፈል እዮም እዚኦም
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
Merhaba Natu ba al haki nufui men isey kurui Tiraway
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Ай бұрын
መድህን ስልፋዕ😂 ግደፍዋ ደኣ ተምጽኣዮም ነዞም ዓንጃላት😂 ንፈልጦም ድማ
@mecheyhone2203
@mecheyhone2203 Ай бұрын
❤❤❤❤
@shatir-1
@shatir-1 Ай бұрын
ኣቦይ ምስ ደርጊ ኮይኑ ሓመድ ገሪክን እዩ'ኮ ዝብል ዘሎ! ብሓቂ ኣሽካዕላል ብሓቂ ክብዞም ንመንግስት ኤርትራ ንቃወም እና ባሃልቲ ጌሩ ህዝቢ ትግራይ ጸላኢ የብልካን ብደምካ ስልጣን ክሕዙ፣ ከይኣክል ናይሓሶት መልቀስ ኣልቂሶም ገንዝብካ መዥሪጦም ፣ ስቃይካ ዘናዉሑ ክትንቅሓሎም ኣሎካ!
@user-qv6yq4vf6d
@user-qv6yq4vf6d Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rozinaandebrehan2554
@rozinaandebrehan2554 Ай бұрын
Natu Hasan Lbka yesmrelka eziatom btgray aygdsom b eritra agdsom genzeb tekefilom zserhu bota yeblomn sebay kltes new nejew kbl mote zbhal msla alo kab mwt ntahti iyom. Selam nhzbo ertra selam nhzbi ethiopia selam zeydelyu kea ab gedel yetewu 💕🙏🙏🙏🤝🇪🇷✝️🇪🇷☪️🇪🇷💪🏼🇪🇹
@admasghe9011
@admasghe9011 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍
@abdalkarimhazot1254
@abdalkarimhazot1254 Ай бұрын
Salam natu jigna ❤❤❤❤
@hirtiwold1838
@hirtiwold1838 Ай бұрын
❤❤❤
@user-xp2mv7do6b
@user-xp2mv7do6b Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@applefreight4685
@applefreight4685 Ай бұрын
ባዓል ኢንኪላሎ እዚም ኢዩም ተቃወምቲ ድብሓሉ ኣምር ፖሎቲካ ዘይብሎም።
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Ай бұрын
ዋላ ድምጹ ንቲ ዓንጃል እዩ ንጥዕም ዘቲወሩና😂😂
@almaztafla5875
@almaztafla5875 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Ай бұрын
Selam ❤️ ❤️ ❤️
@sengalbereket1063
@sengalbereket1063 Ай бұрын
How are you, Nathaniel, please limit this journalist's offensive words to the Eritrean army. It will cost. Thanks bro your Respect.
@habtearaya2980
@habtearaya2980 Ай бұрын
ሰላም ናቱ እዞ አድጊ ንሐመዱ ግርም ጆክመስሐቂ ግርም ትገብሮም አለኻ ክክክክክክ
@almazzegai5819
@almazzegai5819 Ай бұрын
Merhaba Natu❤
@flimonflimon
@flimonflimon Ай бұрын
ምድረ ደቓሉ እዚ ሕልኩስ ሕማቕ ኣማውታ ክመውት ኢዩ
@abrahamweldeslassie4585
@abrahamweldeslassie4585 Ай бұрын
wefuy the leader of eritea for the future unbelievable drama. those guys have an issues they need to confess with themselves.
@simongrmay9975
@simongrmay9975 Ай бұрын
እዚ ጓሓፍ ቆልዓ እዚ ሓንቲ መዓልቲ ናይዛ ዝበላ ዋጋ ክከፍለላ እዩ
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 Ай бұрын
Ab uganda estdhina kebelewo iyo.wedi Eri deki arawit ab henbertu alewu
@MelaneYohannes-sh5nc
@MelaneYohannes-sh5nc Ай бұрын
ናቱ ሓውና❤❤
@freweynikfle3408
@freweynikfle3408 Ай бұрын
Menedika ketweka ata welad dergi amadeka aytetemtan eka eritra ata af gahsi
@user-ik3pt8vl1i
@user-ik3pt8vl1i Ай бұрын
👍🇪🇷💛🇪🇹✔️
@danieltela-kd4ob
@danieltela-kd4ob 29 күн бұрын
ናቱ ብዉልቂ ናዓካ የድንቀካይ ግን ኩሎም ደቂ ዓድካ ትግራዎት እዮም ኤሪትራዊ ዜግነት ዝወሰዱ ትግራዎት ወይ ዝዓበዩ ትግራዎት ኢልካ ዝዘይትዛረብ ኣይትሕባኣሎም የሕዋትካን ደቂ ሓዉካ ደቂ ሓብትካዮም ሕብእብእ ኣይተብሎ ደርጓሓዮ
@senaitgebrekudus9859
@senaitgebrekudus9859 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😊
@yitbarekfessehaie2741
@yitbarekfessehaie2741 Ай бұрын
ነዚ ወይጦ ኣፍንጭኡ ዘየጽረየ መድረኽ ኣይተሃቦ!!! ንርእሰ ዉዳሴ ክብል ኣብሚዲያ ደቦቕ ኢሉ!!
@downdownw7374
@downdownw7374 Ай бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 Ай бұрын
Original tegaru ember.💊
@yosefgeberay2143
@yosefgeberay2143 Ай бұрын
Hej Natu
@micaelsolomon1472
@micaelsolomon1472 Ай бұрын
ዓሻስ ኽንድ ዝስተር ይግተር።እዚኦም እርይራይ ግዚኦም አብ ንህዝብ ምህዋኽ እዮም ዘሕልፍዎ ንህዝብ ቅሳነት ዘይምነ ካአ ቀሲኑ ይነብር ማለት ዘይሕሰብ እዩ።
@HannibalDaniel-jz9yj
@HannibalDaniel-jz9yj Ай бұрын
Guday hegerka zeytgebir ata qondaf agame
@medhaneghile6905
@medhaneghile6905 Ай бұрын
Natu ❤❤❤
@tewodrosmulu437
@tewodrosmulu437 18 күн бұрын
keep quite you banda dedeb
@zowdi810
@zowdi810 Ай бұрын
Natu you are amazing thanks god bless you ❤️ 🙏 he is not erteraw
@SamiEsak-iy1ye
@SamiEsak-iy1ye Ай бұрын
Natu jgnaaa❤❤❤❤❤❤❤❤
@zowdi810
@zowdi810 Ай бұрын
wow he is 😢😢hasawe
$10,000 Every Day You Survive In The Wilderness
26:44
MrBeast
Рет қаралды 101 МЛН
Заметили?
00:11
Double Bubble
Рет қаралды 3,4 МЛН
Tigray Media Network ግዚያዊ መንግስቲ ኤርትራ #2 May 5, 2024
59:51
1❤️#thankyou #shorts
0:21
あみか部
Рет қаралды 10 МЛН
Old man prank 🤫 #workout
0:44
Alisher Style
Рет қаралды 9 МЛН