Tigray Media Network ትግራዋይ ብሰንኪ ህወሓት ኢኻ ፀኒትካ Sep 9,2023

  Рет қаралды 14,819

Tigray Media Network

Tigray Media Network

10 ай бұрын

#ethiopia #eritrea #tigray
Well Come To Tigray Media Network KZfaq Channel Like Share Subscribe

Пікірлер: 132
@semayslomun2552
@semayslomun2552 10 ай бұрын
መንእሰይ ትግራይ ምንባር ስለዝተከልከለ ኣይኮነን ናብ ኩናት ኣቲዩ ሓቂ ዘይንዛረብ ገበነኛታት ኣሕሊፍና ኣይህብን ኢልኩም ብትምክሕቲ ባዕልኹም ተጋሩ ኢኹም ኩናት ጀሚርኩሞ እከይ ተግባርኩም ናበይ ናበይ ኢኹም ተጸግዕዎ
@trhastekle2543
@trhastekle2543 10 ай бұрын
ድሃን እቶ ግብሮም ተገምጢላቶም አድጊ አይተርፍ ከልቢ አይተርፍ እንባህ እንባህ ይብሉ ከምዘይነበሩ😅
@galaxypro2362
@galaxypro2362 10 ай бұрын
Presdant Isayas right now He is the leader of world 🌎 💙 👏 ❤️
@gabbygabriel6685
@gabbygabriel6685 10 ай бұрын
We Eritreans feel sorry what is happening in Tigray. But you cross the line
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 10 ай бұрын
😂ኪኪኪኪኪ....ሽርጥካን መወጽካን መንጢሉ ሰረ ኸዲኑ ..መልሓስካ ኸንሺቡ ቁዋንቀቋ ምሂሩ 4ኪሎ ዝብሃል ብሕልምኻ ሪኢኻዮ ዘይትፈልጥ ቤት ዝእተወካ ሻዕብያ .. ኣላማጣ ሪኢኻያ ዘይትፈልጥ ዝነበርካ ኣዲስ ኣበባ..ካናዳ ልብሃል ግዛዔ ኻም ልሎ ዝንቅሓካ ሻዕብያ ሲ ቲሸርትን ስዓትን ቆቢዕን ተኸዲንካ ን መምህርካ ጎይታኻ ን መምህር እቶም ዝእዝዙኻ ዝነበሩን ዝኾነ ሻዕብያ ከተልዕል .ኮሜዲ ጥራሕ እዩ ዝኸውን
@abdulwahabfaid7140
@abdulwahabfaid7140 10 ай бұрын
Our hearts ❤️ our hopes, our prayers, our tears, our faith triumphant o’er our fears, are all with thee - are all with thee! ERITREA 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 proud to be Eritrean ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 10 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ሓንቲ ነገር ክንርደኣ ዘሎና፡ ዝኮነ ናይ ሕውሓት ካድር ስም ፕረሲደን ኢሰያስ ተዘይኣልዒሎም ንነብሶም ከም ሰብ ኣይሓስብዋን'ዮም። 🇪🇷 ❤
@mielatesfu309
@mielatesfu309 10 ай бұрын
ኣማውትአን ከጸብቓ ስም ጀግናና እየን ዝጽውዓ
@gideyaraia4023
@gideyaraia4023 10 ай бұрын
Haki khaki. Iseyas iseyas. iseyas. ሕማም እዩ.
@astertsegaye1357
@astertsegaye1357 10 ай бұрын
Eritrawyan yehwatey aytgrhu ezome nana ketfu trah eu hlmome please netnkeke 🇪🇷💪🙏
@gabbygabriel6685
@gabbygabriel6685 10 ай бұрын
Why do you bring the President of Eritrea all the time please
@hanayifterelu6856
@hanayifterelu6856 10 ай бұрын
Coz he knows PIA is the strongest men in his words when he says game over n shows them how it was over 💪💪💪❤️❤️🤞💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
@EritreaGodbless
@EritreaGodbless 10 ай бұрын
ርእሲ የብሉኩም እንበር ጁንታ ሻዕብያ ነጊርኩም ቀደም ቀንዲ ጻላኢ ህዝቢ ትግራይ ሕዋሓት እዩ
@lulaabraham3686
@lulaabraham3686 10 ай бұрын
YEAKLEKA BA WEDI RAYA,NATKA ZEYTGEBER SHAEBEYA SHAEBIYA KETBLE LBKA TEFIUKA BEJA SHABIYA KID GOYTAKAH EYU SHAEBIAY FETARIKA EYU ,BEAKAN KEMZIKEMAKA ZELELUWO AYKUNEN ,SHAEBIYA KEMTA ZEFETEREKA AFRISUKA EYU,FETIKA XELIEKA,
@wedirefotube3919
@wedirefotube3919 10 ай бұрын
GENA KITIMOWIT EKA NISIKA ANTA DONGORO MIKI
@Tadesse-zz5dp
@Tadesse-zz5dp 10 ай бұрын
ቀይሕ መስመር ናይ ኤርትራውያን ምፍትታን ረዚን ዋጋ የኽፍል
@gabbygabriel6685
@gabbygabriel6685 10 ай бұрын
Stop talking about our President when you do have 1000000 problems in country stop it
@bajajachirod8109
@bajajachirod8109 10 ай бұрын
Wedi Raya I want to tell u something u dnt hv moral to talk about the state of Eritrea and our hearo leaders that's not ur business Eritrea is for Eritreans.enough is enough bro Eritrea dnt compare with tegray Eritrea is free country and the owner of strategic land bright future KEBREN MOGOSEN Ni JEGANU SEMAETATNA AWET NI HAFASH
@wedirefotube3919
@wedirefotube3919 10 ай бұрын
ERITREA aytibeli eba ETHIOPIAWI EKA
@abrahambashay
@abrahambashay 10 ай бұрын
ጀላዕ ሻዕቢያ መላዕልትኻ አይኮነን ዉርደተኛ ሕሱር ዓጋመ
@trhastekle2543
@trhastekle2543 10 ай бұрын
ሳዋ አይትበል ሰራዊትና ስርአት ደለዎ ዩ ናትካ ግበር። ናይ ኢድኹም ረኺባትኹም መስጣ ደቂሶም ዝተረሸኑ አምሃሩ ህጂ ናባኻትኹም ተገምጢላ እግዚአብሔር ይሪኢ ዮ ኩሉ ናይ ኢዱ ኽረኽብ ዩ ተነስሁ ስራህኩም አሚንኩም እንተዘይተነሲህኹም ገና ገና
@gebrehiwotgebreyohannes2661
@gebrehiwotgebreyohannes2661 10 ай бұрын
Don’t say about Eritrea edit agame
@eyobkaleab8702
@eyobkaleab8702 10 ай бұрын
You funny, you can't compare sawa military with TDF
@gebrehiwotgebreyohannes2661
@gebrehiwotgebreyohannes2661 10 ай бұрын
Dino Miki raya irspeact but you edited Pearson don’t say sawa and Eritrea ok
@ismailali7021
@ismailali7021 10 ай бұрын
Xemam. Why do you bring Eritrea and President of Eritrea? Talk about your kilil period
@timmero.6509
@timmero.6509 10 ай бұрын
ኣታ ረሳሕ ዓጋመ ኢሰያስ ከይተልዕሎ ቆንዳፍ ዋሒድ
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 10 ай бұрын
Beja Esayas kid wedi Raya, b’zaeba ayatatka tezareb beka Esayas abkdmi malelit mel’ak eyu.
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 10 ай бұрын
ኣይ ወድ ራያ..ኪኪኪኪኪ...ሕልኩስ !!!! ኣረቂ ንኽትሰቲ ን ህጻናት ደቃ ዝመጸ ብሽኮቲ ሰሪቓ ሸይጣ ን ማዓልቲ ሽሕ ህጻናት ብጥሜት እት ቐትል ሑሓት ሽለት ሲ ...ምስቲ ህዝቡ ብ ሰላም ወፊሩ ምእንቲ ቤቱ ክምለስ ን መቐለ ከይዱ ደመኛ ጻላእቱ ዝቖማምጥ ...ን ጸላኢ ህዝቡን ሃገሩን ኣብ ጉድጓዱ ከይዱ ክልተ የዕንቱ ዘንቁር ኣባ ዳህሪ ሽደን ኣምበሳ ሻዕብያ..??? ካብ ኣፍ ሓርገጽ መንጢሉ ሉኡላዊት ሃገረ ኤርትራ ክውንቲ ዝገበረ ሻዕብያስ.. ምስዛ ክልተ ሚልዬን ቀቢራ ተገምጢላ ባጀት ባ ምሃያ ባ ካብ መባእስታ ትልምን ሓርኢ ደርሆ ሑሓት ሑሕ??ኪኪኪኪኪ😂❤
@asmeretm1349
@asmeretm1349 10 ай бұрын
Hello miki luther live allon Eritrea chaibia
@wedirefotube3919
@wedirefotube3919 10 ай бұрын
himumum eyu ezi wedi bejekum hagez giberulu
@asmerabella9071
@asmerabella9071 10 ай бұрын
Please!!! Leave PIA alone.
@mielatesfu309
@mielatesfu309 10 ай бұрын
ኣማውተና ምሳና ንጋሃነብ ክንማልኣካ እዮም ዝብልዎኮ 😂😂😂
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g 10 ай бұрын
Now you have Etho flag on your background. Congratulations. I like most the things you are saying. But please leave PIA alone. It;s too complex for you to understand.
@gabbygabriel6685
@gabbygabriel6685 10 ай бұрын
We Eritreans are not your example
@yohanesteweldebrhan6140
@yohanesteweldebrhan6140 10 ай бұрын
ሚኪ ራያ ሻዕብያ ክትብል ኣብዘይ ሕማምካ ከይትበጽሕ በጃኻ። ኢሳያስ ኣብ ገዝኡ አስርቤት የለይ። ሻዕብያ ክትብል ብዝሒ ደም ከይትታሓዝ።
@DanialMerkeb-fu5mj
@DanialMerkeb-fu5mj 10 ай бұрын
Nice work brother 👍 nice 👍 we love you 💗☺️ you 😊 natu is first
@a.yohannes6675
@a.yohannes6675 10 ай бұрын
Sigab Hiji sawa PIA tibil aleka geldam
@ghenethabte4940
@ghenethabte4940 10 ай бұрын
Yes yes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@hannaredda3061
@hannaredda3061 10 ай бұрын
PIA IS THE LIST OF YOUR PROBLEMS. FIRST GET RID OF TPLF AND ASSOCIATES THEN HELP YOUR PEOPLE. ERITRIA ISN'T YOUR AGENDA IT WILL NEVER BE. YOUR MAINE ENEMY IS TPLF, MAKE THAT YOUR PRIORITY. STOP 🛑 MENTIONING PIA, YOU'RE NOT EVEN IN THE SAME UNIVERSE. #LOVEANDPEACE🇪🇹🇪🇷
@abdulwahabfaid7140
@abdulwahabfaid7140 10 ай бұрын
“ ለጥምቀት ያልሆነ ቀሚስ ይበጣጠስ''? You forget ? Weyane , weyane. “ የፈሰሰ ውሀ አይታፈስም''? Solve your problem, far-away from ERITREA 🇪🇷
@wedirefotube3919
@wedirefotube3919 10 ай бұрын
GAHI beli anta himumi miki
@DanielHaile-di8uo
@DanielHaile-di8uo 3 ай бұрын
ሚኪ ንሕና ተጋሩ TDF ንፈትወካ ኢና ።ትግራይ ናይ ኩላትና
@abdulwahabfaid7140
@abdulwahabfaid7140 10 ай бұрын
Please don’t call ISEYAS , because. He’s lion of Africa proud my president 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 .
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej 10 ай бұрын
PlA 💪💪
@wedirefotube3919
@wedirefotube3919 10 ай бұрын
gahi beli miki dongoro
@abrehetadem9240
@abrehetadem9240 10 ай бұрын
🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanueltesfamichael5776
@amanueltesfamichael5776 10 ай бұрын
Amishi esika ubud timamika derbika Canada atika weyane kitfiter bahira aykeyeretin kezab haleka tsegay aminka adi kitiatu titsibe zineberika hasawi berihe raya kondaf wahid
@jonwolu7487
@jonwolu7487 10 ай бұрын
Mesr.ema hjy aykonen ab ghnb zbal Adi eyom jemrmo hadeshtiy Aykonun
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 10 ай бұрын
Hasawi !!
@tesfahiwetnasser272
@tesfahiwetnasser272 10 ай бұрын
ትግራይ ኔት ዎርክ ንብዓል ሚኪ ራያ እንዳ ኣቅረብኩም እቲይ ኣብ ምንጎ ህዝብታት ክትሃንጽዎ ትደልዩ ርክባት ብዓልዚ ረሳሕ ሚኪ ራያ ዝብልዎ ሓለዋ መለስ ጨናዊ ኣበይ ኣዲኡ ርእዩዎ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣብ ትሕቲ ገዝኡ እስር ቤት ኣለዎ ዝብል እዚ ረሳሕ ወዲ ሾርሙጣ
@genetweldu385
@genetweldu385 4 ай бұрын
ዓፋሪ ሻዕብያ አብ ሲሬካ አሺንኻ ኢዩ ሻዕብያ ደቂ አንስትዮ አይዕምጽን ኢዩ ብጽብጽ ዓፋሪ ሂግደፍ ጎታኻ ኢዩ💪💪💪💪
@almazefrem6255
@almazefrem6255 10 ай бұрын
በጃ ሻዕብያ ጋሕ በል
@nuruahlamtuem1337
@nuruahlamtuem1337 14 күн бұрын
ANTA HASAWI!!! BANDA!!!
@Badema1991
@Badema1991 10 ай бұрын
Dont talk about Prisdent Esayas and Eritrea. ቆማል ዋሒድ
@starthegunners7089
@starthegunners7089 10 ай бұрын
ኣታ ሎቕማጽ ናይ ኣያኻ መለስ ስነ ሓሳብ ሒዝካ ናብ ሜድያ ምምጻእ ግደፎ:: ኢሰያስ ንህዝቢ ትግራይ ከጥፍእ ተዓጢቑ ኣይፈልጥን'ዩ:: እኳ ድኣ ነዞም ንስኻ ለይትን መዓልትን ብጽልኢ ተልዕሎም ዘለኻ መራሒቲ ሕውሓት ክጥፍእ እዩ ተዓጢቑ ምኽንያቱ ኣቐዲሙ ስለ ዝፈልጦም እቲ ክፋእ ተግባራቶም::
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 10 ай бұрын
ህዝቢ እንትይ እንታይ deserve ከምዝገብር ማንም ሰላሚ ክነግሮ ኣይግባእን:: እቶም ናይ መቐለ ኣያታትኩም ኣብ ከባቢኦም ዕሕሕ ዝበለ ዘብኡ እናኸራተሙ ኣብ ኣዲስ ካፍቲ ህዝቢ ቁሩብ ክውል ክብሉ እናሞከሩ ርክቦም ናብ ንቡር ይመልሱዎ ኣለው ትኽክል ዩ ርክብ ናብ ንቡር ክምሉስዩ ዕርቂ ዝተገብረ :: ወዮ ቁፅሪ ሓደ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ተጋሩ ስለዝኾንና ኮይኑ እምበር ህዝቢውን ክድሕንን rescue ክግበር ስለዝግበኦ ከም ውፅኢት ናይቲ ዕርቅን ከም ህዝቢ ርክቡ ናብ ንቡር ቀልጢፉ ክመልስ እንታይ ንግበር እዩ ሀዚ ርእሲ ልቦና ዘድልዮ ቐዳማይ ዕማም ክኽውን ዝግበኦ ኔሩ ግን ምስ መፍትሒ ሓሳብ ምንዳይ ዝተፃልአ ወለዶ ተፈጢሩ:: እቶም ናይ ቀደም ወለዲ ግን ሓሳብን ፀሓይን እናሓደረ እዩ ዝኹላዕ !! ይብሉ ኔሮም
@galaxypro2362
@galaxypro2362 10 ай бұрын
Hi miki dont talk about isayas he want tegray people leaving in peace
@eyobkaleab8702
@eyobkaleab8702 10 ай бұрын
You don't have moral to talk about President Esseyas,His colleagues are Russian and Chinese leaders
@Servingthetruth24.
@Servingthetruth24. 10 ай бұрын
Nay wedi raya media how can i find ?
@geni8007
@geni8007 10 ай бұрын
Hgdefawi ne hageru tetew yebil. 💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷
@user-oi5pb1jv2r
@user-oi5pb1jv2r 4 ай бұрын
እማንካ አታ ጂግና ኩሎም ሕወሓት ህዝባዊ ኩናት እሎም ናብ በረካ አውፀኦምና ነይሮም ሓዝ ግን አብ ስሪቅን ስልጣን ሽምያን ኮይኖም ሰረሖም።
@121416BAA
@121416BAA 10 ай бұрын
ነባሒ ልበዝሐሉ ዘበን።
@mebrahtubeserat5742
@mebrahtubeserat5742 10 ай бұрын
ኩሉ ከይረአካ በጃ ኢሳያሰ ጋሕ በል መላዕልታካ አይኮነን በዓል ወዲ አሸብር በሎ ቅተሎ ክብሉ ከለዉ ንመንእሰየቶም አብኩናት ደአ ዘይትዝክሮ አታ ሐሳዊ
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 10 ай бұрын
በጃ ኢሰያስ ተጸጣሕ
@hayaluberha5887
@hayaluberha5887 10 ай бұрын
Wala ezom hadeshti Eritra yblu kkkk
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 10 ай бұрын
አንታሓወይ ምዓስ ኢኻ ሓሚምኻ ሰሪሕኻ ትነብር ጎበዝስ አብዩትዩብ ዓበድበድ ትብል: ናይስልጡናት መድሓኒት ተዘየለ ፀበልዶ ኽንወስደካ: አብዝእዋን ዕግርግር ምፍጣር ትግራይ ዝቛፃፀር ወታደር ስደዱልና ምዃኑዶ ትፈልጥ? ነዞም ሓለምቲስ አርሒቖም ዘይሓስቡ ትግራይ ከይሓዙ ኤርትራ ዝምነዩስ ኽንድዝኹሉ ጭንቂ : ነገር አይተወዓውዕ ጌግኦም ባዕሎም ክእረሙ አይተንበድብድ: መጀመርያ ቪዲዮኻ ከፍ ኢልኻ ርአዮ ብድሕሪኡ ካብ ትግራዋይ አቦ ወይ አዶ ምኽሪ ተቐበል ካብኡ ናብ ትግራዋይ ሓኺም ርአ: እቲ ትዛረቦ ናይ ሓንጎል ሕማም አባኻ ዶ ይህሉ ?ዝኾነ ኾይኑ ምሕረት የውርደልኻ:
@michaelnugussie6023
@michaelnugussie6023 10 ай бұрын
Please do & talk your own issue Don’t mention Eritrea in your topic
@danieltela-kd4ob
@danieltela-kd4ob 10 ай бұрын
ሙስሙሽ ነርሒነትን ካድራትን ንህዝቦኦም ዘይኮኦኑ ህዝቦም እንዳበልዑ ዝነብሩ
@naqfa7-836
@naqfa7-836 10 ай бұрын
ሚኪ ወዲ ራያ ድካትባሃ ቅድም ስእሊ መለስ ገርካ ትዛረብ ነርካ I have no problem ሐለፍትካ እዮም።ግን ንዕኦም ስርቅን ገበንን ምግባር ክጥዕሞም ንህዝቢ ትግራይ ስርቂ ስራሕ እዮ ኢሉ መንእሰይ ከም አበታቶም ሰሪሖም ድዩ ሐሪሶም ከይነብር እቲ ዓሻ ናቶም ሰሙዑ ከይማሐር ከይሰርሕ ዶንቂሩ ዝተረፈ ሕጂ አብ ኩሉ ዓለም ሸክሚ ሀገር ኮይኑሎ።ንምንታይ ኢኩም ትሕስዉ እሞ ካአ ንሕዝብኩም?ሕጅዉን ንስካ ዘይኮነ መልእክቲ ብሐሰት ህዝብካ አተዶንቅር።ብዛዕባ ፕረሲደንት ኢሰያስ ህዝቢ ትግራይ ይጸልእ ኢልካ ሐሶት። ግን I know ተጋሩ እዮም ከም ህዝቢ ትግራይ ገርካ ብዛዕባ ሐለፍቲ ሕዋሐትካ እንቶኮንካ ትዛረብ ዘለካ ግን yes ምጽላእ ጥራሕ አይኮነን ንድስቆም አታ። ሐለፍቲ ሕዋሐት ዝፈጸምዋ ግፍዒ እንካን ህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ትግራይ ዉን ዝርሶዖ አይመስለንን።እስከ ሐንቲ ፕረሲደንት ኢሰያስ ሕማቅ ዝተዛረባ ንሕዝቢ ትግራይ አርእዮም? 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@eritreamassawa5604
@eritreamassawa5604 10 ай бұрын
አየ ተጋሩ ባድመ ክትብሉ በአባያ ትግራይ ሲኢንኩማ ብልአሊ ዋርሳይ ፂኦን ብትሃቲ ሻዕቢያ ፂኦን አላሂዬምኩም😅😅😅😅😅😅😢
@AT2405-d4q
@AT2405-d4q 10 ай бұрын
ኣንታ ዓፋሪ ዝምልከተካ ጥራይ እንዶ ጽወ።
@eyobogbandrias2357
@eyobogbandrias2357 10 ай бұрын
ኣንታ ዓፋሪ ኤርትራን ሰራዊታን ከየልዓልካ መቸም ኣይኮነልካን ኢዩ ሰራዊት ኢርትራ እቲ ዝተዋህቦ ምሽን ወዲኡ ናብ ልምዓቱ ተመሊሹ ኢዩ። ማለት ኣያታትካ ዝቕተል ቀቲሉ ስሪኡ ዝፈትሕ ኣፍቲሑ ሚሳይላቱ ማሪኹ ከይዱ ።ሕጂ ናትካ ግበር ኣይትዕፈር መዘናኻ ድለ መንግስቲ ኤርትራ ምስ መዛኑኡ ቻይና ራሻ ናይ መጻኢ ዉጥናቶን እንዳገበሩ ኢዮም ።እሺ ዶ ወዲ ራያ ።
@gruhffvghgnn4782
@gruhffvghgnn4782 10 ай бұрын
ሳዋ መደበር ዲስፒሊን መፍረይ ጀጋኑ እያ ባአኻ ትፅዋእ ከይኮነትን
@gabbygabriel6685
@gabbygabriel6685 10 ай бұрын
I am done with this guy stop it
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 10 ай бұрын
ሚኪ አይኮነንዶ አይኮነንዶ እንኳዕ ተወለድካ ንስኻስ ብኾፍካ ተስሕቀና እኳ አለኻ አይኮነንዶ ? እቲ ፖሊስ ዘሊሉ ዝሐረሞ ካራቴ ጌጋዩ አይኮነንዶ?
@gabbygabriel6685
@gabbygabriel6685 10 ай бұрын
I am done
@user-zo6cz4kr4t
@user-zo6cz4kr4t 10 ай бұрын
ሀንቲ ነገር ክብል ይደሊ ህወሀት ካብቲ ዝኸፍኧ ንኽፍለዘመናት ዝዘለቀ ጭቆና ንምንጋፍ ዝተጣየሸ አካል ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ እያ ሰባት ክሀምቂ ክኽእል ዝሀመቁ ሰባት ክእለዩ አለዎም እወ ግን ህወሃት ክጠፍእ አለዎ ዝብል ጭርሆ ግን ህዝቢ ትግራይ ክጠፍእ አለዎ ግን ህወሃት እንድህር ዘየጥፋእናዮ አይከአለሰን ካብቶም ዝብሉ ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ አነ ፈልየ አይርእዮን እዚወዲ መፍትሂ ካብ ምሀብ የሰጥፍኡ ዝብል መርገጺ እዩ ሂዙ ዝራጋህ ዘሎ ናይ ጥእና አይመስለኒን ስለዚ አገብ ይግበር ታሪኽን መንነትን ህዝቢ ትግራይ ንሞእቃብ እኮ እስካብ መስዋእትነት ዝኸፈሉ ሞት ዘህጉስ ስለዝኾነ አይኾነን ሃላፊነት ዝሀቦም ህዝቢ ሀላፊነቶም ክዋፅኡ ስለዝነበሮም እዩ
@putgodfirstweoyfpuc7811
@putgodfirstweoyfpuc7811 10 ай бұрын
Hadieika tezareb anes ksemaka ydeli emo yrbsheni kes eilka u zrdeaka habesha aytthawek bejaka
@abdulwahabfaid7140
@abdulwahabfaid7140 10 ай бұрын
“ በሬ ከአራጁ ይውላል''? Already ISEYAS wedi Afom said that weyane is no 1 enemy of tigray innocent people but you aren’t listening,Sorry for innocent people !!! What is your problem with Eritrea 🇪🇷 ????
@Werki-zebo
@Werki-zebo 10 ай бұрын
እዋይ ዓፈርፈር ሞቶም ዝቐረቡ ኣብኡን ኣዲኡን ኩይተረፈ ናብ ከናዳ ኣምጺኡስ ኣብ ብዓቲ ቶሮንቶ ኮይኑ ይዓፍር : ባዕልኻ ዳኣ ደይትኸይድ ሰብኣይ እንተ ኮይንካ
@user-xz8cf4cn7r
@user-xz8cf4cn7r 10 ай бұрын
ወዲ ራያ እዛ ሓቂ መዝራብ እንዶ ብሓሶት ኣይትጉበጥዋ። ካብ ናትናኤል እንዶ ተመሃር። ኤርተራውን ኢሳያስነ ነህዝቢ ትግራይ ከጥፍኦ ሐሲቡ ኣይፈልጥን እዪ። ወያኔ ግን ነኤርትራ ንመጥፋእ ዘይገበረቶ የለን እም ብተግባራታ ከኣ ስሪኣ አፍቴሕናያ። ህዝቢ ትግራይ ግን ይነብር አሎደ ከኘጥፍኦ እንቸንደልስ መን ከሊኡና ትግራይሲ ተቆጻጺርናያ ነርና መስሐኒ ሀዝቢ ትግራይ ግን አሎን ክነብርን እዩሞ አብዚ ዕድሠኻ ኩሉ ዝረኣኻን ክትሕሱ አየገርመልካን እዩ።
@geni8007
@geni8007 10 ай бұрын
Hgdefawi atehasaseba tetelehewekum lomi hade tegraway ayminelem
@danieltela-kd4ob
@danieltela-kd4ob 10 ай бұрын
ዓዛፍ ብዛዕባ ኤርትራን ፕረሲደንትና ኣይምልከተካንዩ ቆንዳፍ ሓሳዊ ብዛዕባ እዛ ሸላሕ ክልልልካ ግበር
@wondergamer2168
@wondergamer2168 10 ай бұрын
wayane ,in Tigray big Problem for all Country , the dont have Piece , only Problem with all Country
@danieltela-kd4ob
@danieltela-kd4ob 10 ай бұрын
ንስካ ንህዝቢ ትግራይ ዝጻወተሉ ዘሎ ተፊኢካ ኣይኮነን፡ ሕዉሓት ባዕላ ኩርኩር ኣሜሪካ ኮይና ንህዝቢ ኢርትራ ከይትቅስን ተቀሚጣ ዘለ ዕስብቲ ኣፍሪቃዊት ጉጂለየ ህዝቢ ትግራይ ድማ ከም ህዝቢ ዩኩርርይ ግዳይ በጊዕ ንህዝቢ ትቃለስ እንተሊካ መስመርካ ኣፍሊጥካ ስራሕ ተዘየሎ ዓዘፍዘፍ ግደፍፎ
@simongrmay9975
@simongrmay9975 10 ай бұрын
ሚኪ ካብ ናይ መለስ ሳንጣ ምስካም ዝሓልፍ ታሪክ የብልካን ኩሉ ጊዜ ሓደ ኣርእስቲ ብዛዕባ ትግራይ ሒዝካ ኣብ ትቀርበሉ እዋን ሻዕብያ ሳዋ ኢሰያስ ከይበልካ ሓሳብካ ክትገልጽ ኣይትክእልን ኢካ እዚ ከኣ ርእሰ ተኣማንነት ከምዘይብልካ ዝምስክር እኩል ክስተት እዩ ምክንያቱ ኮምኡ እንተዘይ ኢልካ ባንዳ ከይትባሃል ተሸቁሪርካ ኢካ ትዛረብ ብጣዕሚ እየ ዝሓዝነልካ ተሓቢእካ ስቅ ዘይትብል መሸተ
@menghisteabhaile6349
@menghisteabhaile6349 10 ай бұрын
Ane zgermeni bezaeba nay Eritrea aytelel aymlketekan eyu anta ande gudayka gber sq elka tebloqloq aytbel
@yonathannegase
@yonathannegase 10 ай бұрын
ኣፍካ ክትእክብ ትኽእልዶ? ብሓቂ ቀይሕ መስመር ትሓልፍ ኣለኻ። ንባዕልኻ ኣብቲ ጃንዳ ማለሊት ኣብ ስልጣን ዝነበረትሉ ምስኣ ኔርካ። ሕጂ ናብ ስደት ምስ ከድካ ንጃንዳ ምንቃፍካ ዘገርም እዩ። ወረ ድላይካ በል ብዛዕባ ትግራይካ እታ ሃገርናን መሪሕነትናን ሰላም ሃበና በጃኻ። ኣብ ልቢ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ስለ ዘየለኻ ትፈልጦ ነገር የብልካን። ሓንቲ ክትበትሃልካ ዘለዋ ነገር ሻዕብያ ንጃንዳ ማለሊት ክሳዕ ለይቲ ሎሚ እንታይ ከም ዝኾነት እንታይ ከም ትገብር ኣጸቢቑ ይፈልጥ እዩ። ንስኻ ግን ንጃንዳ ማለሊት እዚ ዝሓለፈ ዓመታት ኢኻ ትፈልጣ።ስለዚ ብድብድቡ ሱቕ እንተበልና ይሓይ
@samgiorishermon3372
@samgiorishermon3372 10 ай бұрын
Hiji ewn zeymewdartka ayteliel
@gideyaraia4023
@gideyaraia4023 10 ай бұрын
Hasawi nay iseyas zmlketeka aykonen.
@user-bg3uh9mc1w
@user-bg3uh9mc1w 10 ай бұрын
ኽፋእና ላብ ጎረቤት ኣይነላግቦ 》》ላማትና መሬት ጠሪርናስያ ዐባይ ትግራይ 》》ላይ ምዕራባውያን ገረድ ኮይንና ስያ ዐባይ ትግራይ 》》ዐለምናን ካህናትናን ብተንኮል ተቐቢእናስያ ዐባይ ትግራይ 》》70 ሽሕ ገበነኛታት ካብ ወህኒ ቤት ላይ ሻዕውያ ልብሲ ኣልቢስና ኪዱ ብስም ኤርትራውያን ኩሉ ወንጀል ግበሩ ኢልና ዝለቐቕናዮም ንሕና ተጋሩ ኢና 》》 እንካብ ላይ ሐደ ዐመት ሕፃን ንጋሰሰ ንሕና ተጋሩ እኮ ኢና 》》ላይቶም ኣሕዋትና እዮም እላበልና እንሽቅጠሎም ላይ ኤርትራ መሬት ልዕስራ ዐመት ተኾይጥና እኮ ኢና 》》ትዕዊት ነፊሕና - "ጦርነት ባህላዊ ጨዋታና እዩ" ኣይወልናን ዲና 》》ላይ ኢትዮጵያ ሀውቲ 40 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ብወያኔና እንብሎ ተዘሚቱ እዩ 》》ልዘመቲ ወያነ ልምድሐን 1.5 ሚልዮን ሰገናት ሀሊቖም - ክደኦም ልኾኑ ቆርዮም ተጠወርቲ ኾይኖም 》》እቶም ብውሸት ኣሕዋትና እዮም እንብሎም ኤርትራውያን ወታደራት እማ ቆናጅት ትግራይና እንተዘይዐሚፀንኦም : ንሶምሲ ብፍቓዶም ኣይገብሩዎን እዮም:: ኣብ ሀገሮም ኤድስ ልበሀል ዳርጋ ብሱሩ ስለ ለየለ ክለግቦም ኣይደልዩን 》》ሻዕውያ ማ ራኣዮ ኮ ህዝብና ካብ ዘላቶ እንከማቕሎም ተንኮልና ክፋእና እዩ ተጋሩ እዙይ ውኔ እንዳወሐደና!!
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr 10 ай бұрын
eti ms solo mediya zgeberkayo sdedelna
@nuruahlamtuem1337
@nuruahlamtuem1337 14 күн бұрын
ENDA BOKES!!! GETACHEW EKO GIZIAWI MEMEHEDAR EYU.NAI PRITORIA AGREEMENT KETEGEBER ZETEWEKELE EYU!!! BE HEZEBI ZETEMERESE AYIKONEN. ENTAI EKA TEBEL ZELEKA ???
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 2 ай бұрын
ንስኻስ ወያነ ኣዲስ ዘይኣተወቲኻ ታዓዝፍዘለኻምበር ሽግር ህዝቢትግራይ ዕጅባይበለካን ጡስጡስ ሰራቒመንጸፉ
@selamhagos7024
@selamhagos7024 10 ай бұрын
ሓቂ ይሓይሽ ንምክትታል እምበር ኣብ ጉዳዩኩም ኣትየ ክዛረብ መደብ ኣይነበረን። ግን ንስካትኩም ከምቲ ኩናት ክትጅምሩ ንኤርትራውን ሚሳይል ተኩስኩም ዝዓደምኩም ሕጂውን ኣብዘየድልየካ ዓሰርተ ግዜ መርዛም ቃላት ስለ ትውርውር ዘለካ ንዓካን ነቶም ናትካ ሓሳብ ንዝክተሉ መኣረሚ ምኳኑ ክፍልጥ ይደሊ። እዚ ትብሎ ዘለካ ብዛዕባ መራሕትካን ውድብካን ክልልካን ህዝብካን እንተተዛረብካ እኳ ጹቡቅ እንተኮነ፡ ነገር ግን እዚ ጉዳይኩም ኩሉ ህዝቢ ዓለም ዝፈልጦ እዩ፡ እቲ ቅድሚ ሕጂ ናታትኩም ሓቢእኩም ንሱኩም ክንዲሓርማዝ ኤርትራ ኪንዲ ጻጸ ትገብሩዋ ዝነበርኩም ሕጂ ተገላቢጥኩም ምእማን ሲኢንኩም ዓቅልኩም ኣጺቢብኩም፡ ንኤርትራግን መመሰሊ ገርኩማ ዓሰርተ ግዜ ሻዕቢያ ኤርትራ ኢሰያስ ክትብሉ መሬት ዓሪቡኩም። ኣብቲ ርእሱኩም ኢኩም ሃኒጽኩሞ ኔርኩም ብዛዕባ ኤርትራ ጭቆናዶ ሰራዊትዶ ቀቲሎምዶ ዓሚጾምዶ ተሰዶምዶ ጠምዮምዶ ኣሲሮምዶ ወዘተ ክትብሉ ንልዕሊ 20 ዓመት ጊዒርኩም ።እንተኮነ ግን እተን ትብልወን ዝነበርኩም ንስኩም ኢኩም ትገብሩወን ኔርኩም ፡ ግን ኣይነቃሕኩምን ሚስ ካልኪሎሽን ፕላን ሒዞም መራሕትኩም ንዓኩምውን ኣታሊሎም ማኖ ኣትሒዞምኩም ። ኣብዚ ሕጂ በጺሕኩሞ ዘለኩም ደረጃ ምስበጻሕኩም ወዲ ራያ ሕጂውን እቲ ኣብስልጣን ከለኩም ኣለና ኣለና ሓያላት ኢና እንዳ በልካ ትጉርርዎ ኣብ ዝነበርካሉ ግዜ ነቲ ምግማቱ ሲኢንኩም ብንዕቀት ዝጀመርኩሞ ባህላዊ ጸወታ ኪናት ከም ሽግ በዓል ወሊዕኩሞ። ሰራዊት ኤርትራ ከኣ ማይ ዘይኮነ ሓውን መሳርያን ምስ ስነ ምግባርዘሎዎ ሰራዊት ኤርትራ ምስ ውሽጣዊ እምነቱን ሓይሉን ኣወሃሂዱ ቁልጡፍን ጽፉፍን ጌሩ 17 መዓልቲ ነዞም ተክክ ዘብሉኩም ዘለዉ መራሕትኩም ናብ ደበቢት ከምዝኣትዉ ጌርምም እኳ እንተነበሩ መሊስኩም ንዓዓቶም ክትመልሱ መሊስኩም ኣብ ጌጋ ኣቲኩም፡ ሓደ ክልተ ሰለስተ እንዳ በልኩም ከኣ ኩናት ከፊትኩም ኣብዚ ኮንኩም ከኣ በዓል ወዲ ራያ ሓጺን ዝለበሱ መሲሎምኩም በዚባ ናብዚባ ከምቲባ ስለምንታይ እንዳበልኩም ቆሉዑት ትግራይ ኣወዲእኩሞም። ንሳካውን ተሓታቲ ኢካ፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ከኣ ከተመስግንዎ ይግበኣኩም ኔሩ ክትሕግዝዎ ከኣ ኔርኩም ፡ ምክንያቱ ዋጋ ከፊሉ እዩ ኣርዑት ጸርኩም ኣወጊድልኩም ኔሩ። እምበር ኩፉእ ክትብድልዎ ንመንግስቲ ኤርትራ ወይ ህዝቢ ኤርትራ ኣይግበኣኩምን ኔሩ። ናትካ ከኣ ዝገደደ ካብ ሱራ ቆንቁና ዝነበረት ወያኔ ብኣተሓሳስበኣ ማለተይ እየ፡ ውድብ ወይ ሓያል መሲሉኩም ባድመ ሒዝኩም ከይኣክል ዓሰብ ተመኒኩም ዓባይ ትግራይ ክትገብሩ ሓሊምኩም ፡ እሞ ነዝስ ሕልምና ከነተግብር ሱቅ ኢልኩም ዘይትሪኡና ዲዩ ሕቶኩም ? ዋላስ ንምንታይ ህዝቢ ወይ መንእሰይ ኤርትራ ንእሰያስ ወይ መንግስቲ ኤርትራ ዝስዕቦ ዲዩ ሕማምካ ? ዋላስ ንሊዕሊ ዕስራ ዓመት ክትዓጽውዎ ከለኩም ንሊዕሊ 90 ሽሕ ኤርትራዊያን ካብ ኢትዮጲያ ክትሰጉዎም ከለኩም ወይ ካብቲ ናይ ደቁ ኣስካሬን ሓወልቲ ክትብትንሉ ከለኩም ወይ ስጋብ ቦረንቱ ክትበጽሑ ከለኩም ናይ ህዝቢ ንብረት ገንዘብ ህዝቢ ትግራይ በእዱግ ጺዒኑ ክትወስዱ ከሎ ወይ መንእሰያቱ ጎስጉስኩም ክትወስድዎምን ክትሸጥዎምን ከለኩም ዲኩም ሒጂ ተሓለቅቲ ህዝቢ ኮንኩምሲ ዓሰርተ ሻዕ መንግስቲ ኤርትራ ምልዓል ። ኣብቲ ናትኩም ወይ ከምቲ ናትኩም ዓመጽ እስሪቤት ወይ ከምቶም ሓለፍቱኩም ሓለፍትና ከሙኡ ዱዩም ክከኑ ትደልዩ ተዋዳድሮም ዘለካ ? ባዕልካ እኮ መልስካዮ ርእሰ ዕንጉለ ኢልካዮም ሓቅካ እሳቶ ስእሲ ዕንጉለ ስለዝኮኑ ዕንጉለ ከኣ ንእሽተይ ከም ምኳና መጠን ኣተሓሳስበኦም ንእሽተይ ስለዝኮነት እነሄ ሕጂ ኣብቲ መወዳእታ ደረጃ ኣብጺሖምኩም ። ሓለፍቲን መራሕትን ናይ ኤርትራ ግን ገፊሕን ሰፊሕ ጥሊቂ ስለዝኮነ ኣተሓሳስበኦምን ኣካይደኦምን ንኩሉ በዲሆም ሕጂ ብርዲኢት ምሽ ከም ወያኔ ብክድምና ዘይኮነስ ብኣፍልጦቦን ንቅሓቶምን ዓለም ሃህ ኢላ ክትሰምዖምን ከተክብሮምን ክትኣምኖምን ስነ ሓሳባት ናይ ሻዕቢያ ተቀቢሎም ኣርኣያ ናይዝኮነት ኤርትራ ሪዒሞም ክሰርሑ ይዳለዉ ኣለዉ ። በዚኳ ቅዱስ ዝኮነ ቅንኢ ኣይህልወኩምን፡ እምበር እቲ ዘይቁዱስ ቅንሊስ እዩ ዝወድቁ መሲልካ ተጸልም ዘለካ።ጃኩም ጉዳይኩም ጥራይ ግበሩ ።
@geni8007
@geni8007 10 ай бұрын
Hgdefawi Abey keterekbo. Hgdfawi stehasaseba tetehelewekum uyyy Biden aymebelkumn😂😂😂
@astatsehaie3299
@astatsehaie3299 10 ай бұрын
አታዮ ሃሳስ ናይ ኢሳያስ ገዛ ቤዝመንት የለይ
@andayaman4097
@andayaman4097 10 ай бұрын
ወዲ ራያ ኤርትራኮ ብመንጽር ትግራይ ምዕባለ ኤዉሮጳ ዝሓዘለት ሃገርያ።ኑሱኹም ስርናይ ለምኑ።
@wedirefotube3919
@wedirefotube3919 10 ай бұрын
NATI SORRY
@indriasapraha7086
@indriasapraha7086 10 ай бұрын
አስከ ብዘይ ኤርትራ ስበኽ ዝሰምዓካ እንተ ረኸብካ ዓጃው
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 10 ай бұрын
ኢሰያስ ከምዚ ከማኻ ሐሳዊ ደንቆሮ ግፍዔኛ ዓሽከር መለስ ትዛረበሉ ዘይኮነስ ብጽፉፍ ኣገባብ ንቅኑዕ ዕላማ ዝተዓወተ ጅግና መራሒ እዩ። ሳዋ ከኣ ዓንዲ ሕቖ ድሕነት ኤርትራ እያ። 💪🇪🇷✌️🌹🇪🇷🙏🏽🇪🇷👍
@gabbygabriel6685
@gabbygabriel6685 10 ай бұрын
It is K-9 😅
@mebrahtuhadgu7215
@mebrahtuhadgu7215 10 ай бұрын
ኣንታ ዓፋሪ፡ ንስኻን ንዓኻ ዝመስሉን ሕጂ ተእዉዩ፡ን ኣስታት ሰላሳ ዓመት ወያነ ኣብልዕሊ ኢትዮጵያን፡ኣብልዕሊ ኤርትራን ሶማልን ግፍዕታት ክፍጽም ክገብር ከሎ ተጣቕዑ ኔርኩም።ንስኻ ብዛዕባ መንግስቲ ኤርትራ ትብሎ ድማ እቲ ወያነ ዝሰበኸካ ስብከት ኢኻ ትደግም ዘለኻ፡ ወዲ ኣፎምን ደቂ ሳዋን ነቲ ስርቅን ዘረፋንን፡ሕልሚ ዓባይ ትግራ ዘፍሸሉ እዮም፡፡ዕድመን ጥዕናን ንኢሰያስ ኣፎርቂ፡ዓወት ንደቂ ሳዋ መንደላይ።
@gruhffvghgnn4782
@gruhffvghgnn4782 10 ай бұрын
ካብ ኢሳያስ ርእሲ ውረድ ዐፋፍ አብ ዘራባኩም ሻዕቢያ ከየተኩም አይኮነልኩም እዩ መቼም ንህዝቢ ትግራይ ፀጽነቶ እስኻን ከማኻን ጁንታ እንበር ሻዕቢያ ኮነኢሉ ዝቀተሎ ገባር የሎን አብ ኩናት ግድን እዩ ሰብ ክልከም እቲ ጆኖሳይ ኢልኩም ወገሔ ፀበሔ ተጽሙሙና ዘለኩም በእሉ ወያነ ነቶም ገበኛታት ካብ እስር ቤት ፈቲሑ ናይ ሰራዊት ኤርትራ ሌንጀር ከዲኑ አጨፍጭፊኩም ንቅሑ ሰላኢኩም ጁንታ እያ ካሊእ ፀላኢ የብልኩምን ፀላኢኩም አለልዩ
@andayaman4097
@andayaman4097 10 ай бұрын
ወዲ ራያ ኣቡነ ኣረጋውን ኢሰያስ ኣፍወርቅን እከተዋዳድሮም ኢሰያስ ኣፍወርቂ ፍትሓዊ ትረኽቦ። ብርግጽየ ዝብለካ።ውጽኢት ቅንዕናኡ ፉጹም ዘይትድፈር ነጻ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ምብራቅ ኣፍሪቃ ሃኒጹ ኑሱኹም በረኻ ወጺእኩም ንዘዉዲ ሃብቱ ብሓይሊ ዘይዓመጽኩኺ ኢሎም ተኣኪቦም ብመኪና ረጊጾም ኣብዝዓበየትላ ሃገራ ብቀትሪ ሂወታ ማሓዝኣ እናርኣታ ሓሊፋ። ተጋሩ ንዘዉዲ ከምዚ ትገብሩ ዓድና ከይትኣትው ኪሉ ዝካኣለና ክንገብር ኢና። ኑሱኹም ኣዚኹም ጹዩፋት ሕብረተሰብ ኢኹም። ኣደዘውዱ ትግራወይቲ ዲኺ ኢልካ ምስትሓታ እንታይ ኢላ ምመለሰት፧
@saimonananiya6021
@saimonananiya6021 9 ай бұрын
ሚኪ ራያ ዶ ኢሎምካ ኢሰያስ ዝበሃል ዘረባ ኣቃርጽ ጭጉራፍ ባዕለ ሃሪማ ባዕላ ተእዊ ሕልምኩም ዓባይ ትግራይ ኢልኩም ተበጊስኩም ሕጂውን በስማኣም ተደይ ኢልኩም ጌና ምድካር እዩ
Tigray Media Network መን ይሓዛ ስልጣን Jul 27, 2024
28:01
Tigray Media Network
Рет қаралды 7 М.
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
00:49
Yoeslan
Рет қаралды 40 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 6 МЛН
Tigray Media Network ካድረን ጉባኤን ህወሓትJun 27, 2024
32:40
Tigray Media Network
Рет қаралды 3,6 М.
Tigray Media Network ፈኸራ ወዲ በሻሻ  Jul 25, 2024
1:04:27
Tigray Media Network
Рет қаралды 23 М.
Wedi Raya hariku #habeshatiktok #tiktok #adublina #tefetawitalkshow
23:07
Meniesey Tigrigna መንእሰይ ትግርኛ
Рет қаралды 11 М.
ደቂ ስብሓት ነጋ ግደፉና Jul 25, 2023 Tigray Media Network
58:30
😱ВСЕМ БЫ ТАКИЕ СТАЛЬНЫЕ НЕРВЫ
0:18
MEXANIK_CHANNEL
Рет қаралды 10 МЛН
Rabbit doesn't know who hit her#Short #Officer Rabbit #angel
0:46
兔子警官
Рет қаралды 13 МЛН
КАЧЕЛИ ИЗ АРБУЗА #юмор#cat  #топ
0:24
Лайки Like
Рет қаралды 1,6 МЛН
Она была безумно рада от увиденного 🤯
0:29
Фильмы I Сериалы
Рет қаралды 2,1 МЛН
Девушка ограбила мажора, но…😳
1:00
Trailer Film
Рет қаралды 2,2 МЛН