ጽጹይ ሓበሬታ/ ዳዊት ዩቱበር ምስ ጓል ሶማል ኣፍቓሪቱ/ ጴንጠ ኣመንቲ ኣብ መቐለ ዝገበርዎ

  Рет қаралды 34,811

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Ай бұрын

ጽጹይ ሓበሬታ/ ዳዊት ዩቱበር ምስ ጓል ሶማል ኣፍቓሪቱ/ ጴንጠ ኣመንቲ ኣብ መቐለ ዝገበርዎ

Пікірлер: 108
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Ай бұрын
እቲ ጸገም ጴጦ ብደካማ ጎንካ እዮም ዝኣትውካ እቲ ሰብ እውን ካብ ምብስጋ ምሟት በነፍሲ ሞት ይመርጽ😢 መሕዘኒ
@user-ct6qx9fr7c
@user-ct6qx9fr7c Ай бұрын
መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ ኤርቶዶክስ መጽሓፍቅዱስ ዝኸሓደት ኣመንዝራ እያ
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Ай бұрын
@@user-ct6qx9fr7c በሥመ ሥላሴ ኣምላክ ይቅረ ይበለልካ ፍረ እምነትኹም ትናገርለኹም ኣለኹም እቲ እምነትኹም ትዕቢት ጸርፊ ዝላ እዩ ዘምህረኹም ዘሎ እበር እምየ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ሃይማኖት ሓቀኛ ቅንዕቲ ሃይማኖት እያ እታ ሓቀኛ መገዲ ፍለጡ ተበለኹም ሰብ ኣብክንዲ ምምርማር ትጻረፉ ልምንታይ ከዝውን ተመራመር ነፍስኻ ንምድሓን ንቃሕ😁
@wedid.c6732
@wedid.c6732 Ай бұрын
​@@user-ct6qx9fr7cእምነትካ ኢካ ገሊጽካ ክፉእ ሰብ ካብቲ ክፍእ ልቡ ክፍእ ቃል ይዛረብ ይብል መጽሓፍ ቅዱስ እምነትካን ግብርካን ጽቡቅ ገይርካ ገሊጽካ ።
@TDLF-ek7if
@TDLF-ek7if Ай бұрын
Thank you Nashu Young men I see the artist in your video I see my classmate Danile Thaye when I was a student in Eritrea thank you for what you do keep updating us younger brother 🎉😅
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@fyoribereket6130
@fyoribereket6130 Ай бұрын
Eseyyyyyy tegaru bente enkae hagosekum ❤❤❤❤❤❤❤
@FevenSereke
@FevenSereke Ай бұрын
Oooooommmmmggggg 💯💯💯💯❤❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼 goyta break yeblkea
@user-dc5mu9fh3w
@user-dc5mu9fh3w Ай бұрын
ናይ ሮቤል ኪዳነ ጀሚርካ❤❤❤
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 Ай бұрын
ትክክል ነሽነሽ መጽሓፍ ቅዱስ ክትፈልጥን ከተንብብን ክትፈልጥን ጽቡቅ እዩ ሰብ ዛኣምኖ እምነት ካኣ ንዑኡ እዩ ዝምልከት ንሱ ብዛኣመኖ ንስካ ዘይትሕተተሉ ስጋብ ዝኮንካ እንታይ ኣለካ ምስ ሰብ ትባኣስ ክትከባበር ጥራይ እዩ ዘለካ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@firubiniam1099
@firubiniam1099 Ай бұрын
Gazetena neshu ❤❤❤🎉🎉
@AkanjiAkanji-nu2vy
@AkanjiAkanji-nu2vy Ай бұрын
Kubur gazeteya neshnesh❤❤❤❤
@fnangebrhiwet-do6ks
@fnangebrhiwet-do6ks Ай бұрын
ኮሞንት ብድንግላ ሰላም ነሹ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሐካ ንብዓል ፋሲካ❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@MedhanieKidane934
@MedhanieKidane934 Ай бұрын
ነሹ ሓቢቢ Welcome 🎉🎉💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
💙💙💙💙
@user-mb1cz2hx2h
@user-mb1cz2hx2h Ай бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም ነሹ ሽኮር ሓላል ኤርትራዊ ❤❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@amanuel5687
@amanuel5687 Ай бұрын
ነሹ ይቀኔልና በብመዓልቱ ተቅርበልና መደብ
@heidshop4103
@heidshop4103 Ай бұрын
👍👍👍
@yohanneshaile8904
@yohanneshaile8904 Ай бұрын
Geza Ebudat.
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc Ай бұрын
ነሹ ትረጉድ ኣለኻ ስፖርቲ ስራሓ 💙💙💟
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@saadaYasin-nl9el
@saadaYasin-nl9el Ай бұрын
❤ ናሽናሽ ደንቆሮ ፍቅር ኢዪ ወሳኒ
@DegafiTesfu
@DegafiTesfu Ай бұрын
ነሽ ነሽ ትብል ንዓካ እያ እወደ ተደሪፋ ኣብ መዓልቲ ክልተ ግዜ እየ ዘድርፋ ንዓካ እውን የፈትወካ አየ ❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
Thank you 🙏
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d Ай бұрын
ሰላም ነሹ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ እንኳዕ አብጸሐኩም ንኩለኩም አመንቲ ክርስትና ❤ጠፊአ ቀንየ ካብ ዩቱብ ንማሓዙተይ ነሹ ከ ክብለን ቀንየ😂
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂እንቛዕ ብሰላም ተመለስክና🙏ርሑስ ኣውደኣመት
@user-st2vr1tw6h
@user-st2vr1tw6h Ай бұрын
ዋይ አብ ትግራይ ክንድዚ በዝሑ መናፍቅ እኒኦዉ አምላክ ልብኩም ይመልሰልኩም
@HenokUTD
@HenokUTD Ай бұрын
ኣታ መንክሽከሽ እቲ ሓሳብ ናይቲ ገይ ከ ስለምንታይ ዘይተኽብሮ ? እዚ ምኹናን ከ ኣብ ልዕሊ ገይ ፈትሓዊ ዲዩ ?
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ናተይ ርእይቶ የ ሂበ ።
@teblaxnagsy
@teblaxnagsy Ай бұрын
💝💝🥰💝
@user-bo7kk5cx6k
@user-bo7kk5cx6k Ай бұрын
እዚ ዳዊትሲ ኣዋልድ ናብ ናይ ጀርያውያን ከይደን ኢሉ ይዛረብ ነይሩሲ ንባዕሉ ናብ ሶማል?
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ኮሜ ቀዳመይቲ ባዕለይ ኣቀባጥረለይ ነሹዋይ 😀❤️
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂መዓረይ ቅጭነይ❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
@@neshnesh_show ኣሰይ ከፅብቀልካ ከተቀባጥረለይ ከለኻ 😁😘
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 Ай бұрын
😂😂​@@Arsulove-ke6xd
@werkelulwerka
@werkelulwerka Ай бұрын
Ata kulu ba eyu tebalasiwiu damruam mesyu esyeas ygermu mihret amlak kindi zsbeyu ab tgray pente e re mestweal yehabena keyntefie
@smretembaye1646
@smretembaye1646 Ай бұрын
Abza nay minafikansi ezi nay Eritrea higi xubuk alo yqexel wen
@yohanneshaile8904
@yohanneshaile8904 Ай бұрын
KZfaq Endusri Eritrawyan.
@Dasna_tube
@Dasna_tube Ай бұрын
ጼንጠ መደናገርቲ ወዲ አፌ እዩ ፈዉሶም
@user-gj5kx5rx4s
@user-gj5kx5rx4s Ай бұрын
Yes
@Halamadr146
@Halamadr146 Ай бұрын
ዳዉት ኢንግሊሽ ንፉዕ ኢዩ ሰሚዐዮ ኣለኩ
@user-tz2tx5kv3e
@user-tz2tx5kv3e Ай бұрын
ወካርያ እካ ንሰካ
@user-sk5bo4qf5q
@user-sk5bo4qf5q Ай бұрын
የሕዝን ክርሰቶሰ ናበሉ ቦታ ኣባላሸዮም
@user-kx9xo6ok8u
@user-kx9xo6ok8u Ай бұрын
አውደአመት ሓሊፍ ዱዩ 😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@1221Natey
@1221Natey Ай бұрын
ነሹ ዓርከይ በጃካ ኣብ ነውሲ ወከፍ videoካ ናይ ባባ ሮቤል ኣምጽኣልና ኣነስ ብዘይ ማይ ዝወሓጥ ከኒና ኮይኑ ይስመዓኒ እቲ ዘረብኡ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@Halamadr146
@Halamadr146 Ай бұрын
ነሹ ሁማን ሄር ናይ ሰብ ድዩ ዋላ ብካሊእ ኢዩ ድስራሕ
@mirimiri3396
@mirimiri3396 Ай бұрын
❤❤😂😂
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg Ай бұрын
ናይ ኣርሰናል( ganers ደገፍት መርገጽና ጽኑዕ እዩ ። 😊❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ዋይ ዳዊት እዚ ምኩሕ ኣይውዕሎይ ድኣ ይኾን፣ ነሹ ንስኻ ብዛዕባ ባህሊ ተውግዕለኻ ግን ቅድሚ ባህሊ እምነት እዩ ዝቕድም። ሶማል ኣስላም እዮም ዋላ ንሳ ጀለብያ ተዓሚማ ኣላ ኣስላመይቲ እያ: እዚ ድማ ዝኸፈአ ዜና እዩ" ልዕሊ ፈጣሪኻን እምነትካን ዝግበር ስጋዊ ዝምድና ጥንቅር ኢሉ ይቕረ። ብእምነትና ንበርትዕ ብፍላይ ኦርቶዶክሳውያን ኣስተውዕሉ ምስ ዘይመስለኩም ኣይትጸመዱ።
@meriali9709
@meriali9709 Ай бұрын
17:1😳🙂🙂🙂
@HenokYacob-sg5ef
@HenokYacob-sg5ef Ай бұрын
Arsenal nqdmit❤❤🎉🎉😂
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Ай бұрын
❤❤❤ነሹ እዚ አብ ትግራይ መቀለ ዘርአኻና ናይ አመንቲ ወንጌላውያን አምልኾ አነ አብ ዋዕላ ንህቢ ዝነበርኩሉ ግዜ አብ መቀለ ንፈለማ አብ'ቲ ስታድየም ክግበር ጀሚሩ አብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ እዚ ዘይብሃል ተቀማጣይ መቀለ ነቲ ስታድየም ክወሩዎን ከጥቅዑን ምስ ጀመሩ ዳርጋ 1 ክፍልሰራዊ ሙሉእ ሰራዊት መጽዩ ነቶም መንፈሳውያን ካብ መጥቃዕቲ ተኸላኺለሙሉ ግን እቲ ግጭት አብ መንጎ እቶም ኦርቶዶክ ኢና በሃልቲ ዕግርግር ዝገበሩን መከላከያን ብርቱዕ ባእሲ ተገይሩ ብዙሓትውን ሂወቶም ዝሰአኑሉ ሁሞት'ዩ ኔሩ!!❤❤❤
@mami4135
@mami4135 Ай бұрын
ኣብ ኢ/ያ ሶማል መዓት እዮም
@fnangebrhiwet-do6ks
@fnangebrhiwet-do6ks Ай бұрын
ብሓቂ እንተ መፂና እኮ ከም ሶማላዊት ጉቡዝና እኮ የለን ግን ኣብ ሃይማኖት ፀገም ኣሎ እምበር ሶማላዊት ምመረፁኩ ኔይረ ኣነ ግን ክኣ ሃይማኖት ልዕሊ ማኒም ኣገዳሲ እዩ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@hasansaid2059
@hasansaid2059 Ай бұрын
Nashu enqa abxhaka medabka tanwehalna alka mes serah metam yeabna alo
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@anursaed4534
@anursaed4534 Ай бұрын
Wuyyy dawet maltu haxira nab Somalia qeribu beqa akiliwo Ata wedi qeltfka rahaq kaba beluwo
@christismyvictory1297
@christismyvictory1297 Ай бұрын
Ane kea Ezi Wedi dea shambiko de u walas saxphone u Hizu zelo endabelkus, gelé keysemaena wdeiuwa,😂😂😂 bir tebelkas hakele
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂😂😂
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg Ай бұрын
ሶማል እኮ ኣምሓርኛ ይክእሉ እዮም ናይ ኢ/ያ ሶማል ነሹ ስኩፍ ኣይትኩን 😅
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂😂
@SB10889
@SB10889 Ай бұрын
እዚ ዳዊት እዮብ ገይ እዩ ሙሽ?
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
No ዋ በዓል ሓዳር እንድዩ
@jordantsehaye3170
@jordantsehaye3170 Ай бұрын
1/2 ዲሞክራሲ የለን እቶም ጌይ ከማን ፉጡራት እዮም ገበን አይኮነን
@user-gj5kx5rx4s
@user-gj5kx5rx4s Ай бұрын
Ewe wey ygdefwo wey seb dlietu kgebr yefqdlu frqi frqi yelen nay Eritrea kea ydneq yu
@jreeygualquihajreey1821
@jreeygualquihajreey1821 Ай бұрын
Zu guhafe nabe tigraye kekyede ayenfekeden
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@user-gj5kx5rx4s
@user-gj5kx5rx4s Ай бұрын
Neshnesh nktmeka trah aytzareb kmy ilka kmy ilka ika nezi nay bente xbuq tbl aleka
@selamselam8822
@selamselam8822 Ай бұрын
Neshus endie kea enber pente kitkewin delika aleka 😂😂😂😂
@user-mw9ud2tg2c
@user-mw9ud2tg2c Ай бұрын
ኣይተርፎን ኢዩ፡ ሓደ መዓልቲ ናይ ጎይታ ክኸውን ኢዩ
@user-vm9jj2ie7z
@user-vm9jj2ie7z Ай бұрын
ኣንታ ብጽብጽ ሃሳዊ ጋሃፍ
@user-fx1ju9mz7d
@user-fx1ju9mz7d Ай бұрын
😅😅
@user-gf6zi5cu6r
@user-gf6zi5cu6r Ай бұрын
Mesel etay eu Amalk wn naena deki sebat snesrat zelewo mesel eu hibna bhgtatu knkeyd tezey kedka gn kab maetu aytemeltn eka sodemn gomeran bkemy kexiewom mexhaf kids ynegrena eu mesl hibka meslka begebab zeytitkem tekonka Amlak keyteref eu zkexaka bente kea setanawi emnet eu slezi mesel zbahl ayedlyomn bhgi kikfedu tray eu zelewom
@TomiTomi-vg6gr
@TomiTomi-vg6gr Ай бұрын
ጴንጠ መሰል የብሉን ።
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
😂😂😂
@user-mw9ud2tg2c
@user-mw9ud2tg2c Ай бұрын
ነሹ ዓቢ ሰብ፡ የሱስ ክርስቶስ እቲ ዝዓበየ ዲሞክራስያዊ መራሒ ምዃኑ ትፈልጥ'ዶ? ነዚ ጎይታ'ዚ ምስዓብ ኣብዛ ምድሪ ሚእቲ ካዕበት፡ ኣብ ሰማያት ድማ ናይ ዘልኣለም ህይወት የውህብ ኢዩ'ሞ ንየሱስ ክርስቶስ ከም ናይ ግሊ መድሓኒኻ ተቐቢልካ በዛ ሎሚ ዜና ትነግረላ ዘለኻ ልሳንካ ጽባሕ ንግሆ ወንጌል ክትሰብኽ ይዕድመካ። ካብ ዘፍቅረካ ሓውኻ!!!
@devawedi
@devawedi Ай бұрын
Manchester United tedeker ala neshu enkua hagosena total kem dayensor ketfeu alewom 😂😂😂
@heidshop4103
@heidshop4103 Ай бұрын
እዞም ናይትግራይ ኣመንቲ ጰንጠን እቶም ኣዲስ ኣበባ ዘለዉ ርኹሳት ኤርትራውያንን ዘሎ ፍልልይ ተዓዚበ። ስለዚ እቶም ኣብ ኣዲስኣበባ ዘለኹም መደናገርቲ ኢርትራውያን ናብልብኹም ተመለሱ ብጥንቆላ ሰብ ኣይተደናግሩ። neshnesh Good job!!🙏🙏🙏🙏
@user-mm7sm5mv3b
@user-mm7sm5mv3b Ай бұрын
Ata neshu sebeytey human ጸጉሪ ትፈቱ አያ ,ኣነ ካእ ኣይፉል.ክፈትሓ ,ዶ.ሂኮት ናብራ.
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ኣይ መዓዳ ደሓን ክክክ
@user-mm7sm5mv3b
@user-mm7sm5mv3b Ай бұрын
@@neshnesh_show ኣረ ማዕዳ ,ዶ ይሰምዖ ኢልካ.አሰከ ዓድመኒ ኣብ ላይፊ ነሹ ወደይ.
@user-qj7hc8px3k
@user-qj7hc8px3k Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@yohanneshaile8904
@yohanneshaile8904 Ай бұрын
Aye hateftef
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 Ай бұрын
Tensae nay pente eyu :: ortodox nay kerstos kal aytekbern 48 TAOT eyu zelwa ::
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ናይ ሰብ እምነት ኣይንዘንጥል
@Blue_2024
@Blue_2024 Ай бұрын
Kela gunuf
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 Ай бұрын
ነሽነሽ ኣዝማሪኖ ን ሃይማኖት ክዳን ኣምሲልካ ተዛሪብካያ።ትጠንቀቅ ከይተስልም እያ እታ ነጥቢ kkk
@amanuelyemane1682
@amanuelyemane1682 Ай бұрын
Kkkkk melkes B english 😂😂😂
@user-sk5bo4qf5q
@user-sk5bo4qf5q Ай бұрын
ሓሻዎ ሲጀመር ቆኖኖ ቤተክርሰትያን ዘይኣምኑሰ ብኣነ ክኸዱ
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 Ай бұрын
Ortodox nay taot eyu nay nay saesit nay zemut eyu
@merhawithidru8997
@merhawithidru8997 Ай бұрын
Gohaf men elika
@merhawithidru8997
@merhawithidru8997 Ай бұрын
B haymanot aytxawet ok drbay
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 Ай бұрын
@@merhawithidru8997 men Derby taot amlaki weys ane?
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o Ай бұрын
ሃይማኖት ኣይንቃዎምን ኣይትሓሱ እዚኦም ረስሓት ግን ናብ ዓድና ዘእቲ የብሎምን ሆ
@meriali9709
@meriali9709 Ай бұрын
ንቃዎም ኢና ካብኣቶም ሓንቲ ዲኪ/ካ🙄
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o Ай бұрын
@@meriali9709 መን ፈቂዱልኪ ክትቃወሚ እግዚአብሔር ይመስገን ኦርቶዶክስ እየ ግን ናይ ባዕለይ ይኣምን ናይ ሰብ የክብር እየ ስድራብ ብስነ ስርዓት እዮም ኣዕብዮምኒ ሜሪ ዓሊያ🤔
@HannibalDaniel-jz9yj
@HannibalDaniel-jz9yj Ай бұрын
If this guy HIGDEF come to Tigray in the name of Pastor, we will see the consequences. We knew what this guy did in the last few years, he was facilitating and supporting the Tigray genocide and by now this Shaebiya agent want to come to Tigray in the name of religion. Come and we will see the consequences
@makilove6390
@makilove6390 Ай бұрын
እዚኦም ኩሎም ጴንጦ ድዮም እስኪ መሓሉ እዋእ ኣበይ ዳኣ ነይሮም ቀዳማይ ዓይነይ ኣቱም ህዝቢ እዝግዮ ሃይማኖትና ዘይንፈልጥ ተዋሪድናባ ኣብ ገጠር ዘሎ ህዝቢ ይምሓሮ ከዚ ከምዚኣ ኢሎም ልዓመታ ገዛገዛ ላዘሩ እየሱስ ጎይታ እዩ ክብሉና ይክደነና
100❤️
00:20
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 67 МЛН
Универ. 10 лет спустя - ВСЕ СЕРИИ ПОДРЯД
9:04:59
Комедии 2023
Рет қаралды 613 М.
ሰብ ከይልክም ብሰብ'ዮም ዝሕልውኒ Josias denden
24:14
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 98 М.
🛑ንምንታይይይይይ ምስ ተጋሩ
20:48
Maggy Show
Рет қаралды 69 М.
Eritrean tiktok zerit#eritreantiktok#habesha#eritrea
28:13
Eritrean Tiktok live
Рет қаралды 7 М.
1❤️#thankyou #shorts
0:21
あみか部
Рет қаралды 73 МЛН
接下来就是路飞救两个小孩#海贼王  #路飞
0:39
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 4,7 МЛН
This Shape Is IMPOSSIBLE To Draw...
0:57
Stokes Twins
Рет қаралды 39 МЛН