ጽጹይ ሓበሬታ/ ስደተኛታት ብዘይሕጋዊ ዝኣተዉ ናብ ኣፍሪቓ ክምለሱ/ ካብ እንግሊዝ ናብ ርዋንዳ

  Рет қаралды 23,831

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Ай бұрын

ጽጹይ ሓበሬታ/ ብባሕሪ ጃልባ ብዘይሕጋዊ ዝኣተዉ ናብ ኣፍሪቓ ክምለሱ/ ካብ እንግሊዝ ናብ ርዋንዳ

Пікірлер: 104
@user-yp6oh9mq9u
@user-yp6oh9mq9u Ай бұрын
ንባዕሉ ፕረዚደንት UK ስደተኛ እኮ ኢዩ 😂
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ስደተኛታት ኮይኖም ኣትዮም ሂወቶም ምስ ቐየሩ፡ ሽዑ ንሂወት ሓደሽቲ ስደተኛታት የበላሽዉ
@user-yp6oh9mq9u
@user-yp6oh9mq9u Ай бұрын
ኣይገርመካን ኤርትራውያ መወድኣትኡ ደኣ የጸብቀልና 😢
@yohanasium8607
@yohanasium8607 Ай бұрын
Ja,du bist richtig
@user-xt1hb9wq2p
@user-xt1hb9wq2p Ай бұрын
ኣይኮነን
@waltagerezghier2017
@waltagerezghier2017 Ай бұрын
ስደተይና መራሒ ዓዲ እንግሊዝ ልቡ ተቲር ኢዩ። ዘሓለፈሉ ትንፋስ ሰብ ኣሕለፈ እንዱ ነገሩ።
@rozlove8820
@rozlove8820 Ай бұрын
እዋይ እግዚኣብሄር ፍታሕካ ኣምጽእ እዚ ህንዳዊ ሰብኣይ ንባእሉ ስደተኛ'ዶ ኣይኮነን እግዚኣብሄር ኣቦይ በጃኻ ሰላምካ ኣውርድ ፍታህካ ኣምጽእ እዚ ኩሉ ዘለካን ዘይብልካን ሂወትካ ወፊኻ ኣቲኻስ ምምላስ ከቢድ ኢዩ እንተኾነ እግዚኣብሄር ፍታሕ ኣለዎ ኣጆኹም የህዋተይ "ዓይኒ ዝፈጠረ'ዶ ኣይሪኢን"!
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@nahomhappy2091
@nahomhappy2091 Ай бұрын
እዚ ነገረ እዝ ናብ ባዓል ጀርመን ፍራንስ ክታኣታቶ እዩ ተን ዝበዘሐ ስደተኛ ሕዘን ዘለዋ ሃገራት እየን ብዝካኣልናዮ ንመናኣስይ ስራሕ ዕድል ንፍጠረሎም ባዓልና በጃኩም ካብ ናብ ስደት ንከፍለሎም ብፍላይ ተጋሩ ኢርትራዋን ፀገምና ባዓልና ንፍታሕ ነንባዓልና ኣንባላዕ እዚ ካብ ፖለቲካ ናፃ መንግድ ንራኣዮ።
@tsegitkidane8656
@tsegitkidane8656 Ай бұрын
ኦይ ኣምላኽ ምሕረት የዉሪደልና ታይ ክንብል
@akberetafom7234
@akberetafom7234 Ай бұрын
ንባዕሉ ስደተኛ ሲ ስደተኛታት ክሰጉግ ኣጆኩም አምላክ ኣሎ የሕዋተይ
@luwamkahsay7985
@luwamkahsay7985 Ай бұрын
Amlak mesakum ykun seb etay aqmi alewo ajokum hwatey ❤❤❤
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
ካልኦት ሃገራት ውን ከምዝታት መሳሊ ምጅማረን ዝተርፍ ኣይኮነን።እቲ እንኮ ዓድና ናጻ ጌርካ ሃገርካ ምምላስ ዩ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@loveyoumamanatey2323
@loveyoumamanatey2323 Ай бұрын
Q12W1a❤à​@@neshnesh_show
@alexanderermias143
@alexanderermias143 Ай бұрын
እዚ መራሒ ንባዕሉ ስደተኛ ከሎ ከመይ ጌይሩ ኣንጻር ስደተኛታት ይልዓል
@zahracouch8452
@zahracouch8452 Ай бұрын
Great Info
@kuduskiflay-fd9nn
@kuduskiflay-fd9nn Ай бұрын
Jgna gazetena Neshnesh yeqenielna ane hji 6 werhi giere aleku ab adi Engliz beqa kdalo kmles n hbret Eropa gexe Thanks very much!!
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 Ай бұрын
I think that is good habadha kebdam hagero gedigo sel zesnit zelo mabe this is good
@user-lz3zu4iu7k
@user-lz3zu4iu7k Ай бұрын
Fetari msana ykun yehwat
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Ай бұрын
Nay bahaki nifui gazetegna 🎉❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@mamaynataymaminaty4936
@mamaynataymaminaty4936 Ай бұрын
Omgg so so sad for Them 😢
@user-ps3fk8wx4f
@user-ps3fk8wx4f Ай бұрын
shlom shlom
@user-jf7ty2qw5d
@user-jf7ty2qw5d Ай бұрын
Eway tay zbele gize eyu wedey😢😢😢😢😢
@user-wo9sy7ou4k
@user-wo9sy7ou4k Ай бұрын
Ahhhhhh entay ena ngebro amlakey baelka aqlelna
@hermonmaru5381
@hermonmaru5381 Ай бұрын
Neshu ezom family zelena abzi ztewelde qola zelena ke kebaruruna diyom ms wedina🤨
@PetrosOkbay-pf4oo
@PetrosOkbay-pf4oo Ай бұрын
Delwate nkun n eseyase nmketal
@user-do1sl2pe3n
@user-do1sl2pe3n Ай бұрын
Bitami yu zehizin 😢😢
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
❤❤❤❤
@abrahamtewelde7515
@abrahamtewelde7515 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ostirch
@Ostirch Ай бұрын
ኣታ እንታይ ዝበልዎ እዩ ወደይ 😢😢😢
@LamekBiday
@LamekBiday Ай бұрын
😥😥❤❤❤
@teblaxnagsy
@teblaxnagsy Ай бұрын
🥰💝💝
@neguloveshow2857
@neguloveshow2857 Ай бұрын
😢😢
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e Ай бұрын
NETOM HADIMOM KEBKEU WEDI AFIE ZEBLU NEBEYNOM AB FESTIVALAT HGDEF ZEDAKHRU KEAA NAB HEKFO ISEYAS ZEMELESU YEGHBEROM.
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o Ай бұрын
ኤርትራዊ ሽግር ደድሕረካ ክሃድነካ ኣሕሕ💔😭ነሹ እዚ ሕጂ ነቶም ወረቐት ዘይብሎም ድዮም ዋላ ስ ንኩሉ ስደተኛ ዩ ምርዳእ ኣቢኒ😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ወረቀት ዘይብሎም
@Tenghal440-
@Tenghal440- Ай бұрын
Any how Alhamdulellah if one door closed he will open for us 1000 door of rezeg bro
@WizTuga-vb1mb
@WizTuga-vb1mb Ай бұрын
Neshu ana aytredanen eti vedo kexeba eya
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
እሺ
@hadasfsehaye2171
@hadasfsehaye2171 Ай бұрын
Xubuk yemlsu wela nekulkum yemlskum wedi hutun
@user-em9ty8rg4n
@user-em9ty8rg4n Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@filimylove6632
@filimylove6632 Ай бұрын
ሰብ ዓቅሚ የብሉን ኩሉ ናይ ፈጣሪ ዩ😢
@dc8625
@dc8625 Ай бұрын
😂😂😂 ሽዕቢያ ዶ ኣይኮኑን ኣባሪርና ሽዕቢያ ዶ ፈጣሪ ኢዩ ኣይ ደቂ ዓድና
@weyniissac2053
@weyniissac2053 Ай бұрын
ባርያ ስቅ በል ሓሳዊ
@filimylove6632
@filimylove6632 Ай бұрын
@@weyniissac2053 ደንሸቆሮ እንታይ ድኣ ክብል ነርኒ ካብ ጸርፊ ንስብ ሪኢቶ ምሃብዩ ጽቡቅ ጽርፊ ናይድኹም ሰብ ዩ
@user-is3cl9rm5f
@user-is3cl9rm5f Ай бұрын
Rip
@rahelestif2112
@rahelestif2112 Ай бұрын
ባዕሉ ከ ናብ ህንዲ ክጥረዝ ድዩ?አነ ዝብሎ ግን ዋላ እቶም ካብ ሃገራት አውሮፖ ዝኸዱ እውን ድዮም ናብ ሩዋንዳ ክምለሱ ድዮም? ካብ ከምዚ ሰውረኒ።
@dc8625
@dc8625 Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ኣብዚ ናይ ደቂ ዓድናስ ሰብ ዓቅሚ የብሉን ፈጣሪ ኢዩ ሓይሊ ዘለዎ ከኣ ይብሉ ኣረ ሰብ ኩን ህግደፍ ኣምላኽ ዲዪ ነዚ ኩሉ ግፍዕታት ዝገብር ዘሎ እዚኦም ወረቐት ዝኣቢካ ዘለዉ ኣምላኽ ካይትህቡዋ ኢሎም ማለት ዲዩ 😂😂😂😂 እቲ 20 ሽሕ ክህቡና ማለት ዲዪ 20 ዶላር ይሃቡኒ ኣነ ባዕለይ ከከይድ ኢየ ጥራይ ሃቡኒ እተን ዕሽራ ሽሕ ፓዉንድ ክከደሎም ኢየ ባዕለይ ነሹ ርግጸኛ ዲካ እተን ናይ ዕሽራ ሽሕ ፓዉንድ መለስለይ ኣነ ክከይድ ready ኣለኩ😂
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b Ай бұрын
ርዋንዳ እያ ክትኽሰስ ዘለዋ
@merihyemane6569
@merihyemane6569 Ай бұрын
Nsa da genzb andiyou zdlya antay ela ktkess Bro
@hamyewediadem6728
@hamyewediadem6728 Ай бұрын
እዋይ ብስደተኛ እምብር ትውዋሪድና ከማና ስደተኛ እንድዩ ፡ ከምዚ ከመይ ሳሃራን ባሓርን በናጢስካ ን ዓዲ እንግሊዝ ዝብጻሓካ ኣለካ ዶ ውረቀት ዘይ ሓዝካ 😢
@Selu123.
@Selu123. Ай бұрын
Alena
@Maruman-2000
@Maruman-2000 Ай бұрын
ሱቅ ጥራይ በል ነቶም ንሓመዱ ዳኣ ኣየር ትኬት የቃሉልና ኣለዉ😂😂😂😂ዉጹዕ ስደተኛ ዳኣ ካብ መዓስ ከ ክሓልፈሉ እቲ ከምኡ ኮ ዩ ዝኸፍኦ
@waltagerezghier2017
@waltagerezghier2017 Ай бұрын
ተመጻቢዑ ዶ ተመባጺዑ?
@Mikikesete5556
@Mikikesete5556 Ай бұрын
ዝተረፋ ኤውሮጳ ውን እንተ ዝጅምራ ከምኡ ዓይነት መስርሕ
@Solomon-bf6qc
@Solomon-bf6qc Ай бұрын
ነሽነሽ ልሳን ትግርኛና ይፎቱወካን የኽብረካን
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@wedid.c6732
@wedid.c6732 Ай бұрын
እዚ ሰብኣይ ውን ከምቲ ጮጋር በጊዕ ዶ ኮይኑ 😮
@user-jy6cr6ww6c
@user-jy6cr6ww6c Ай бұрын
Neshu hawey Turkish aleku Tay tegeberku yhsheni 😢😢😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ጀርመን እኮ ፕሮሰስ ዩ ሽግራ እንበር ካልእ ዝሓሸ ዩ ። ኣብ ኣብ ከምዚ ኩነታት ናብ እንግሊዝ ምካድሲ ጀርመን ምሓሸ ግን ናተይ ርእይቶ ዩ
@user-jy6cr6ww6c
@user-jy6cr6ww6c Ай бұрын
@@neshnesh_show ab Greece ashera anteleka Belgium 🇧🇪 wey Holland yqbelana do please ngereni tfelt antekoynka neshu hawey
@user-um2wh9fo3l
@user-um2wh9fo3l Ай бұрын
belgum ygbaloka eyum
@notime12m
@notime12m Ай бұрын
Neshu enda semkukuka keleku sky news uploaded gierom migrants worries about rwanda bill elom
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️
@FilimonWeldeslasie
@FilimonWeldeslasie Ай бұрын
ይኽደነና ፈጣሪ ምሳና ይኹን
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@mussietn1966
@mussietn1966 Ай бұрын
ሕጂ ከኣ ናብ ካልእ ምህዳም'ዩ ታይ ደኣ 🤦
@dc8625
@dc8625 Ай бұрын
ኤርትራውያን ስደተኛታት እምበር ሃገር የብሉን ዝዓርከይ ሱቕ ኢልካ ኩራዕ ጥራይ 🌚😀
@fyoribereket6130
@fyoribereket6130 Ай бұрын
Erefti zey blu kertet beka kndey sedirka mexikas mmlas
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
💔
@user-mi7bi2rs4u
@user-mi7bi2rs4u Ай бұрын
ኣነ ብሓቂ እየ 6ወርሒ ጌረ ኣለኹ ኣብ ኢንግሊዝ ክምለስ ይደሊ ናብ ርዋንዳ 30 ሽሕ እንተሂብኒ መንግስቲ ቁም ነገር እየ ድሌት ኣለኒ❤❤❤❤ ካብዞም ጻዕዳ ራሲስት ህበይ ዝበልዑ ኣርሒቀ ክኸደሎም ናብ ዓለመይ ኣፍሪቃ
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg Ай бұрын
ካብ እንግልዝ 30 ሽሕ ኣይትጸበ ፥ ግን ሳከት ንምርጫ ይቀራረብ ሰለዘሎ ንጃህራ እዩ እምበር ዋላ ሓንት ኣይገብሩን እዮም ። ዝከደሎ ሰብ ክዓን የለን ናብ ኣፍርካ ።
@efyabrha9839
@efyabrha9839 Ай бұрын
ሱኒ ሲራኣክ ስደተኛ ሙኻኑ ዶ ረሲዑ ብዝኾነ የሕዝን ኢዩ ነቶም ደቂ ካልእ ሃገር ዜጋ እካ እዚ ኩሉ ገንዘን ናብ ኢዶም እተሂባቶም የዋጽኦም ኢዩ ን ኤርትራውያን ኢዩ እቲ ጸገም ዝኸውን
@Selu123.
@Selu123. Ай бұрын
ፍሲካ ከይኣሕለፍኩ ክምለስ አየ😢😢😢😢
@MedhanieKidane-mu9du
@MedhanieKidane-mu9du Ай бұрын
ንጀርመን ተመለሲ
@Selu123.
@Selu123. Ай бұрын
​@@MedhanieKidane-mu9du kkk nay germen aykonkun nay libya eye😢😢😢
@Acnt12
@Acnt12 Ай бұрын
Xib kab bahiriy na 🇷🇼 Reanda yhishekiy dahari kiselitekiy eu nab salisay hageri kiselitekiy eu
@WiliQachil-hs2mf
@WiliQachil-hs2mf Ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘገርም እሞ እቶም ተሪፍና ዘለና ድኣ ከይተበገስና መርከብ ቅድሚ ምስቃልና ተስፋ ክንቆርጽ ጀሚርና 😢
@johnteklay5087
@johnteklay5087 Ай бұрын
Ajoka seb akmi yeblun
@mussietn1966
@mussietn1966 Ай бұрын
​@@johnteklay5087 ሰብ ዶ ኣይኮነን ፈቐዱኡ ዘሪውና ዘሎ 😂
@dc8625
@dc8625 Ай бұрын
@@johnteklay5087ካልእ ሱቕ በል ኣምላኽ ዲዩ እዚ ኩሉ ዝገብር ዘሎ 😅😅😅 ባእ ህግደፍ ዲካ ምሕሳብ ጀምር ሽዕቢያ እኮ ሰብ ሰብ ኢዩ ኣብዚ ኩሉ ዉርደት ኣብጺሒካ ዘሎ
@dc8625
@dc8625 Ай бұрын
@@mussietn1966ኣይገርመካ ዶ
@johnteklay5087
@johnteklay5087 Ай бұрын
@@mussietn1966 ya hakka endika gn amlak si xedfi yfetr emo medeyaybo kea yfetr so fkadu u 🤷
@MedhanieKidane-mu9du
@MedhanieKidane-mu9du Ай бұрын
ነሹ ናይ Italy እንታይ ኣሎ ሓድሽ ነገር ኣጻርያ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
አሺ
@Tickeymielu
@Tickeymielu Ай бұрын
ጋዜጠኛ ነሹ ካብ ሃገረ _________ 🎉 ሎሚ ታራኻ ዩ ባዶ ቦታ ምላእ እንተ ኣገላልጻ ግን ኣብ መጻኢት ኤርትራ ቀዳማይ ናይ ቲቪና ጋዜጠኛ ኣለኻ ብወገነይ 🎉🎉🎉
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@filips9899
@filips9899 Ай бұрын
አሞ ዓድና አንዶ ንመለስ ሽዑ ንኢሰያስ ዋላ ንቀትሎ ምሽ ሽዑ ባዕልና ዋላ መንግስቲ ንከውን
@robelasmelash6115
@robelasmelash6115 Ай бұрын
Neshu ezi nay uk shgr eti sdena baelu zfetero eyu fake sdetenatat eyom elom eyom demdimo ab adom shgr yeblomun temelisom n megstatom ydgfwom n uk ab mtkae eyu tewafiru slezi baelu sdetena zfetero shgr eyu
@AlexanderRezene
@AlexanderRezene Ай бұрын
ይኽደና ፈታሪ ባዕሉ
@TesfuTeame-gw1vc
@TesfuTeame-gw1vc Ай бұрын
ህግደፍ ጥራይ ከምሎሱ ኣሎዎም ።
@mikites6762
@mikites6762 Ай бұрын
ነቶም ብሕጂ ዝመጹ ደኣ ክኽልክሉዎም ኣለዎም ዝገበሩ ጌሮም ዘይተርፍ እንድሕር ኮይኑ ማለት'ዩ እንበር ካብዚ ክንመልሶም ኢልካስ ዘረባ ኣይኮነን ኣይገብሩዎን እዮም ከኣ ክንደይ ጊዘ ዘይበሉ ኣነ ንባዕለይ 5 ተቀሚጠ ኣለኹ ኣብ 🇬🇧 በዚ ዘረባ እዚ ረብሪብና ኢና ። ኩላ ፈኸራ ጥራይ ጌረያ ኢሉ ወዲ ምዘሎ ዲኻ ዝበልካ ኣብ ናይትማሊ መደብካ ጋዜጠኛ ነሹ ፈኸራ ጥራይ እዩ ምሳና እዩ ዘሎ ፈጣሪ ክሳብ ሽዑ ዘይምጭናቕ ጥራሕ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-dw5wn9dw8w
@user-dw5wn9dw8w Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Pokey pokey 🤣🥰❤️ #demariki
00:26
Demariki
Рет қаралды 8 МЛН
it takes two to tango 💃🏻🕺🏻
00:18
Zach King
Рет қаралды 31 МЛН
Кәріс өшін алды...| Synyptas 3 | 10 серия
24:51
🔥 ናይ ፍጹም ወሻሽም ኢና ኢለን
37:35
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 52 М.
Ну Лилит))) прода в онк: завидные котики
0:51
Самый ХИТРЫЙ малыш!😂
1:00
Petr Savkin
Рет қаралды 1,5 МЛН
СТОМАТОЛОГ СЪЕЛ ЗУБ?😳😅  #shorts
0:11
Зубландия
Рет қаралды 6 МЛН
Write your reaction in the comments 😱😂
0:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 23 МЛН
Самый ХИТРЫЙ малыш!😂
1:00
Petr Savkin
Рет қаралды 1,5 МЛН
🦧She Made A Gummy Bear Out Of Gummy Frogs🤪🤠
0:38
BorisKateFamily
Рет қаралды 56 МЛН