ጽጹይ ሓበሬታ/ ስነጥበባዊት ነህምያ ምስ ትግራዋይ/ ስእሊ ኪሮስ ምስ ዶር ኣቢ

  Рет қаралды 58,242

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Ай бұрын

ጽጹይ ሓበሬታ/ ስነጥበባዊት ነህምያ ምስ ትግራዋይ/ ስእሊ ኪሮስ ምስ ዶር ኣቢ

Пікірлер: 295
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
ነሹ ዓርከይ ትማሊ ኣይዘርጋሕካን፡ ናበይ ከይዱ ኢለ፡ ንስካሲ ኣይትጥፍኣና ደኣ❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-xs7xh1zz2j
@user-xs7xh1zz2j Ай бұрын
mareyyy💙💙
@aman9999
@aman9999 Ай бұрын
​@@user-xs7xh1zz2jOp
@jghghh63
@jghghh63 Ай бұрын
ትግራይ ዓደይ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ካብ ከምዚኦም ዝበለ ሰባት ይሓልይኪ ዓደይ😢
@yes6292
@yes6292 Ай бұрын
ነሹ ዓይነይ ክብር ሓውይ ሰላም ምሰ ቤተሰብካ ብርጌደይ ሰላምካ ይብዛሓ ምሰ ህዝቢ ትግራይ ዝፈትውክም እሕዋተይ ጉዳይ ጆን ብላክ ገለ በለና ሓውኒ ሓፍትካ ካብ ትግራይ ብዝተረፈ ሰላምካ ይብዛሓ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@alulaalula9344
@alulaalula9344 Ай бұрын
ፀሎሎ ሚዲያስ ከመይ ዝበለ ርእሲ እዩ ዘሎዎ ሚለን ሃይሉ ምስ አምሓሩ ተሰርሐት እንታይ ፀገም አለዎ አይኮነንዶ ሓደ ቋንቋ ዝዛረቡ ብሓደ ምስራሕ ሕልኩስ
@user-wd5he1ej4u
@user-wd5he1ej4u Ай бұрын
አጆኪ ትግራይ ዓደይ ኩሉ ግዜ እዩ ሽምኪ ዝፅዋዕ ሞ ንፅቡቅና እዩ አጆኩም ደለይቲ ፍትሒ ክአ ፍቅሪ ይስዕር 💊💊💊💊💊💊💊💙💙💙💙💙
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Ай бұрын
ንናሆምያ ከፀሉሙዋ ስለ ዝደለዩ እምበር በረኸት ወልዱ ዜማ ዘይሰርሐላ እርትራዊት የላን ቡዙሕ ስራሕት ሰርሖም እዮም ግጥምን ዜማን በረኸት ወልዱን ዉቅያኖስ ግዕሹን እል በዓል ፈቨን ዉሰደን ትብል በረኸት ዜማ ሰርሕላ ናይ ኤልሳ ክዳነ አእዉን ሰሮሖምላ ዓለመይ ትብል ታእዩ ፀገሞም ግን ዋእ 😢 ነሹ ዓይነይ ታይ ደኣ ትማል ጠፊእኻ ዉዕልኻ ማዓረይ ❤️🥺
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 Ай бұрын
በረከት ወልዱ ትግራዋይ ድዩ
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Ай бұрын
@@fhjjhyyu9639 እወ 🥰💚
@habengerye2076
@habengerye2076 Ай бұрын
ን ሄለን መለስ ከይተረፈ ሰሪሕላ እዩ
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Ай бұрын
@@habengerye2076 ያ ሰርሕላ
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 Ай бұрын
Nehmiya, keep shining habibti ❤❤❤ nezom denakur ezni aytihabyom. Egziabher yeezizu yibarkki 🎉
@user-tu2bk3cj6l
@user-tu2bk3cj6l Ай бұрын
Nes nesh bravo keep it
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@yes6292
@yes6292 Ай бұрын
መውደእታ ነሹ ክትዕውት እካ ክብረተይ 💜💜🔥🔥🔥🔥🔥
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@habengerye2076
@habengerye2076 Ай бұрын
ኔሄምያ ኣብናይ ሓሶት ዓለም ዘይነበረት እዮም ደልዮማ እዞም ርኹሳት
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray Ай бұрын
Wellcome nesu 💙🌿💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤❤❤
@user-cp9tx2zf5d
@user-cp9tx2zf5d Ай бұрын
ጸሉል ሚድያ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ፡ ስለምንታይ ካብ ትግራዋይ ግጥሚ ትቅበሊ 😕
@fithiqanattigre5944
@fithiqanattigre5944 Ай бұрын
ብዛዕባ ሓዳር ካብ ተዛረብካ'ስ ሓዳር 'ሲ ምስ ትግራወይቲ ኢዩ 💯
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing Ай бұрын
እወ'ዶ😂
@Hadyela
@Hadyela Ай бұрын
Hips of. People we love her and. Respect her Nahmia our queen may god bless you ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 Ай бұрын
ነሽነሽ እዚ ቃሕ ኢሉ ኮሎ ዝተዓመተ ዝበሎ ከምቲ ዓይኑ ገርባብ እዩ እቲዘረቡኡ። ምስተጋሩ ተራኪባ ኣይኮነትን ብመገዲ ዩቲበራት እዩ ኢልካ ነሹ ወላ ተተራከበት ውን ጸገም የብሉን ወሸለ ተራኪቦም ወሸለ ኣብመንጎ እዚ ክልቲኡ ህዝብታት ዘቀራርብ ስራሕ ሰሪሖም እዚ ጌጋ ኣይኮነን ። እዞም ጹሉላት ብኩሉ ወገን ዘለዎ መጥፊኦም ትምጻእ ድሁላት ። ሰሎሙን ስሑው ጽሊኢ ዝጉስጉስን ብወገን ተቃወምቲ ካብ ኪኖ ምሕዝነት መንነት ዝቅይሩን ድሁላት እዮም እዚኦም ክሊቲኦም ከይጠፉኡ እዚ ህዝቢ ናይክልቲኡ ሰላም ኣይረክብን እዩ ። እምበር ከምህዝቢ ኣሽንካይ ምስተጋሩ ምስካሎኦት ከማን ሓቢርካ ምስራሕ ተተረኪቡ ክንደይ ሰናይን ጽቡቅን እዩ ሶሎ ግን ካብሶሎ ናብ ጽሉል ክባሃል ይቀርብ ሕንጥሸው መጺዎ ዘስለምለም ዝመስል ገርባብ ይቅሬታ ነሹ ጸርፊ ኣብዚሐ ዳኣእምበር
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ብሓቒ ጽቡቅ ኣለኪ ፌሩዛ 🙏
@tesfaalam8454
@tesfaalam8454 Ай бұрын
ኡፍፍፍፍ እዞም ጸማማት ህግደፍ ፎእ ሙዚቃ ኣድማሳዊ ቃንቃ ምካኑ ሙዚቃ ዶብ ከምዘይብሉስ እምበር ዶ ይርድኦም
@ftwi
@ftwi Ай бұрын
Maebel hhasad nay alem resahh hhangol mejemerya temehar❤❤❤❤❤
@user-ps3fk8wx4f
@user-ps3fk8wx4f Ай бұрын
shlom neshu asli ankua bselam,mexka
@user-rh7uq3em6b
@user-rh7uq3em6b Ай бұрын
Neshu hji xbuk zerba amxika ❤❤❤❤❤❤❤
@meksebey854
@meksebey854 Ай бұрын
Neshu hawey natey💙💙💙💙💙💙Kexlo 🙏
@shishayhadsh547
@shishayhadsh547 Ай бұрын
ኤርትራዊ ምዃን ደኣ ክንዲ ሎሚ እኳ ኣይቀለለን ተኣሲረ ነይረ፡ ከምሰበይ ካብ ሃገረይ ወጼ፡ ሹዑ 85 ባንዴራ ጌርካ፡ "ኤርትራዊ ኢየ" ቀላል
@WeldatBaraki-bj4jx
@WeldatBaraki-bj4jx Ай бұрын
ሰብ ናብ ዝጠዓሞ ይኪድ፡ ነሹ ግደፎም፡ እንተዝጥዕሞም ዶ ደቂ ዓዶም ፀሊኦም ኢልካዮም፡ አይትዓሽው። ሓበሻና ነላምዶም እምበር።❤❤❤
@user-sn2lj9qs1c
@user-sn2lj9qs1c Ай бұрын
ነሽነሽ ጽቡቕ መደባት ኢኻ ተዳሉ፣ብማዕረ ንኺሉ ኤርትራዊ ትሪኦ👍
@user-sn2lj9qs1c
@user-sn2lj9qs1c Ай бұрын
ትዓርቕ እምበር ሓዊ ኣይተአቱ
@ZxcvbnmjgdZccvnnj
@ZxcvbnmjgdZccvnnj Ай бұрын
ነሹ ኣዋሪዶማ ዘይኮኑ ተዋሪዶም እዮም ሰባት ዘይኮኑ
@sisaysolomon1293
@sisaysolomon1293 Ай бұрын
ሃዳር ማለት ትክክል ኢላ ትግራይ እምሃራ ወድሰብ ምክዋኑ ዩ ቀንዲ ንኩሉኩም
@user-pj5wt5ci8d
@user-pj5wt5ci8d Ай бұрын
እወይ ንረኽቦ ተጋሩ😮
@finoweldeslasie6616
@finoweldeslasie6616 Ай бұрын
ተጋሩ ስርቂ ባህሎም ዩ ኤርትራውያን ግን ዘይምስራቅ ዩ ባህልና ዩ
@serewetay
@serewetay Ай бұрын
ሄለን መለስን ኤልሳ ኪዳነን ደኣ ደቂ ኣከለጉዛይ ዘይኮና ክመይ ኢሎም ክዛረብወን ነህምያ ግን ጓል ደቀምሓረ ኣከለጉዛይ ስለ ዝኮነት ሃሪሞማ እዚ ሻሽ ዝኮነ ሓቂ'ዩ ኣይንሓባብኣዮ።
@liverpoolanfield130
@liverpoolanfield130 Ай бұрын
Nehmaya brged nehamedu ya 💙💙💙💙💪💪💪
@user-wc2sp1ck6u
@user-wc2sp1ck6u Ай бұрын
ትግራና ግጥምኩም ይሰስን🎉🎉💥💥💥💥💥💥💥 ኖሹየ🦋
@asmeromasmerom4765
@asmeromasmerom4765 Ай бұрын
ኣይ ነሹ እዘን ኣዋልድ ደቂ ሃገርና ጸጊበን የን ናብ ካልእ ክከዱ ኣታባባኣዮም
@MedhanieKidane-mu9du
@MedhanieKidane-mu9du Ай бұрын
welcome back bro 🎉💙💙💙🥰🥰
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
Thank you meda hawey ❤
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Ай бұрын
❤❤❤ነሹ ነዚ ሶሎ ሜድያ ኒየው በሎ! መኽሱራ እዩ!! ሓቂ እንተዝህልዎስ ሄለን መለስዶ አይኮነትን ልክዕ ሰላም ምስኮነ ንመቀለ ብህንጥዩነት ከይዳ ዘርአየት ንሳኸ ባህሊ ከተራክስ ዋላስ ባህሊ ክትሸይጥ ዋላስ ብህሊ ክትዕድግ? ንምንታይ ንዝዓባአ ዘይዛረብ? ወዲ ትኹልከ ንምንታይ አርሓ ወያነ ኢክሉ ደሪፍ ዘይሓቶም??❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
👏👏👏
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y Ай бұрын
ኣታ ዞም ህግደፍስ ከመይ ድዮም ዝሓሰቡ ዋእእእእ 🤨🤨
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 Ай бұрын
🙏🙏❤️
@ove6164
@ove6164 Ай бұрын
ኣንሕና'ውን ዶ ንምንታይ ንኤርትራውያን ትህቡ ኢልና ነቶም ናትና ጸርፊ ክንጅምሮም😳 በቃ ድዮም ሕድሕድ ሰብ እንተርቪው ኣብ ዝገበሮ ክዳኑ ዶ ዋላ ስርሑ እንዳበሉ ኣበር ከውጽእሉ? በየን ርእሶም ድኣ ካሊእ ክመራመሩ እንበር😐 ናይ ኢያሱ ግርምቲ ቪድዮ ነሹ💖
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 Ай бұрын
Mes tegriy mete eu zefliyni💙💙💙💙💙💙💙💛💛💛💛💚💚💚💚💚💛💛💛🌿🌿🌿
@gebrehiwetketema4037
@gebrehiwetketema4037 Ай бұрын
እዛሰብ እንታይ ገይራ ርእሳ ከድኑንዋ ዝገብሩ እቲተኸዲናቶዘላ ኰእዚባህለዩ አይበለትን ዝገለጸቶ እንተሎ ኰይኑ ባህላዊ ክዳን ከምዘለዋ መለለዪ ባህላዊ ክዳን ከምዘለዋ እይ ተዛሪባ እመስለኒ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@atakltiteages-rb9ub
@atakltiteages-rb9ub Ай бұрын
ናይ ብሓቀን እየን እዘን ሰበይቲ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@firubiniam1099
@firubiniam1099 Ай бұрын
Gazetena neshu ❤❤❤🎉🎉🎉
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q Ай бұрын
ህግደፍ ልቢ ዘየበሎም ንትግርኛ ከዓቢ ጥራይ ንጸዓር💙💙💙
@user-gg3ey1wd8u
@user-gg3ey1wd8u Ай бұрын
ኣነ ከም ነሹ ገይረ ዘድንቆ የብለይን ሓቀኛን ፈጣንን ኢካ እሞ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ።ቀፅለሉ ነሹ ሓወይ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 Ай бұрын
ኣምሓራይ ወዲ-ተሻገር ፍቅሪ ህዝቢ ተዛራቢ ቋንቋ ትግርኛ ኣጸሊልዎ
@user-zm6iv1cq1q
@user-zm6iv1cq1q Ай бұрын
You're right Nesu.
@user-rj5nh2cc4t
@user-rj5nh2cc4t Ай бұрын
Big respect neshu hawey keep it ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@shishayberhane6518
@shishayberhane6518 Ай бұрын
Yes
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 Ай бұрын
ጽቡቅ ገሊጽካዮ ነሸነሽ ሓወይ ብጣዕሚ ዩ ዝገርም 😢❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 Ай бұрын
Well came Neshu shkor
@user-cr6vv7iy9g
@user-cr6vv7iy9g Ай бұрын
ናይ ኤልሳ ኪዳነ ናይ ሕጂ ኣላ ዝሰርሐታ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
Ya
@BerheAguaStories
@BerheAguaStories Ай бұрын
ጽቡቕ ምሸት ኣምሲና ስነጥበባዉያ በርክቱልና ሉና ኣጆኺ በርትዒ ።ሚለን ከኣ ቐዳመይቲ እንተዘይትወጽእ ምተጸለልና good job ዓጓ ካብ ለንደን
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
❤❤❤
@mihretadhanom8175
@mihretadhanom8175 Ай бұрын
God bless you ,good job neshu,stay stand for the truth bro
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@dejenlife562
@dejenlife562 Ай бұрын
ezom deki telamit kdmi hiji wn bzaeba kalab teweldemedhine Mtkutak jemiru naru eyu let op!please
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 Ай бұрын
🤔❤️❤️❤️
@abrishhalal2506
@abrishhalal2506 Ай бұрын
ብዓይኒ ህግደፋውያን ምሳና ባህልናን ቋንቋናን ሓደ ኣይነስሎምን እምበር ንትግርኛ ዕብየት እዩ ነይሩ
@finoweldeslasie6616
@finoweldeslasie6616 Ай бұрын
አወ ሓደ ኣይኮኦናን ተጋሩ ስርቂ ባህሎም ዩ ኒ ኤርትራውያን ግን ኣይባህልናን ዩ ሀ ተረድካ ዶ
@ftwi
@ftwi Ай бұрын
Xelelo Media krsus nefat hhangol resahh gohhaf wdak hhsur hhasawi❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-bh2ni1xm9t
@user-bh2ni1xm9t Ай бұрын
ናይ ሳባ ዓምደማርያም 2 ደርፊ ሰሪሖምላ ዜማ በረከት ግጥሚ ምስግና ኣረጋይ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
@teameema9832
@teameema9832 Ай бұрын
💙💙love 💊💊 tigrina love
@RaHoan
@RaHoan Ай бұрын
🎉🎉
@user-xn3sf4ze4n
@user-xn3sf4ze4n Ай бұрын
Neshu Haqiena seb ❤🎉
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 Ай бұрын
❤❤
@user-og7sm9qn6p
@user-og7sm9qn6p Ай бұрын
Neshu good job keep going amlak hzbnan hagernan ybarkelna 🇪🇷🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@adhanaghebrab9612
@adhanaghebrab9612 Ай бұрын
Wediom Alewu sebika deki Adika Aykonun ele
@ove6164
@ove6164 Ай бұрын
ኣምላክ ኣይገደፎ ሰይጣን ኣይመልኦ ጸሎሎ ዘይተመለአ ፍጡር እዩ።😉
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂🙏
@RaHoan
@RaHoan Ай бұрын
❤❤❤❤
@samiates5057
@samiates5057 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@Mmm-fm2vx
@Mmm-fm2vx Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-tl1hs2tk6z
@user-tl1hs2tk6z Ай бұрын
❤😂😢😮😅😊wowow
@user-tl1hs2tk6z
@user-tl1hs2tk6z Ай бұрын
huh
@WPromotions739
@WPromotions739 Ай бұрын
@KuwaitKuwait-dx4mb
@KuwaitKuwait-dx4mb Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mebratabraham5201
@mebratabraham5201 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤩🤩🤩🤩🤩
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 Ай бұрын
😭💙💙💙❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-jh2vh7dd4s
@user-jh2vh7dd4s Ай бұрын
ኣነስ እዚ ሽሕ ስኑስ እምበር ዶ መመዛዘኒ ሓንጎል ኣለዎ እዩ
@goytommekonen
@goytommekonen Ай бұрын
Melake Abraham ewn alo
@dhhdbbddb4027
@dhhdbbddb4027 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@samryab7671
@samryab7671 Ай бұрын
Nehamiya voice is amazing, this is a voice unlike Helen meles irritating voice
@merhawitdawitnegasi1251
@merhawitdawitnegasi1251 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-ev8yi9kl6d
@user-ev8yi9kl6d Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@samiwedihabesha7175
@samiwedihabesha7175 Ай бұрын
Neshu bro 💙💙
@freweyenimehari5460
@freweyenimehari5460 Ай бұрын
Ny mazi zemn eyo ezimkiri 1949 amtati zemn eyo mekiri zdil aykonen 😊😊😊😊😊
@wedisembel2951
@wedisembel2951 Ай бұрын
Nesh Nesh, Netsela n qobeEla dea resehen deyeb. nesen eyen zetsebelka.
@AlmazGhezai-eu7xo
@AlmazGhezai-eu7xo Ай бұрын
💙💫👌🏻💪👍
@moniaman622
@moniaman622 Ай бұрын
Selamtakum aydliyenan u nble Alena beal mendelay kea
@user-dn8es9sn5u
@user-dn8es9sn5u Ай бұрын
ነሹ❤😘
@HdghdJdhdb
@HdghdJdhdb Ай бұрын
❤💛❤💙💙 ነሺነሺ👑🥰🥰
@tirhasmedhanye8668
@tirhasmedhanye8668 Ай бұрын
💙💙💙💙
@user-mb1cz2hx2h
@user-mb1cz2hx2h Ай бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም
@user-qv2gx1ix2k
@user-qv2gx1ix2k Ай бұрын
አስሚረልካ
@atranos2198
@atranos2198 Ай бұрын
ኩላ ኣብ ኡቱብ ኩላ ተመሓላልፍ ፋራ ኢየ ። ገራ ይብል ኣሎ እዚ ፋራ ።
@user-zh7ee6bj5f
@user-zh7ee6bj5f Ай бұрын
Neshu jeagena eka✍️✍️✍️❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️
@KinromBeraki
@KinromBeraki Ай бұрын
Neshu hiwitatiya abey tefieka timali dia dihan dika ke ?
@GebreTeshome
@GebreTeshome Ай бұрын
❤ namber one community
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤❤❤❤
@Shawa21tewele
@Shawa21tewele Ай бұрын
Neshuye Anes Kifetweka Bihaki Bukue Mestewalay Eka Fetari Yihagzika
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-hx3bc9zk8l
@user-hx3bc9zk8l Ай бұрын
Hagereseb
@berhaneh7587
@berhaneh7587 Ай бұрын
ነሽነሽ ወደይ እዞም ደገፍቲ ህግደፍ ኢና ዝብሉ ኤርትራውያን ኣብ እዋን ጾም ኣርብዓ ጽቡሕን ዘይጽቡሕን ከዛርቡኻ ስለዝደለዩ ኢዮም። ኣዛዊሮም ኣይሓስቡን ኢዮም ብትምክሕቲ ዝዓወሩ ኢዮም። ሓንጎሎም ድማ ናይ ሃመማ ኢዮም።
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 Ай бұрын
ኮልታፍ ግዓት በሰሮ ሄለን ምዓስ ያ ካብ በርኸት ወልዱ ተቐቢላ ኣብ ከመይ ኩነታት በረኸት ከ ከም ውቅያኖስ ብኣፉ ብዛዕባ ኤርትራውነት ሓሪኡ ድዩ ከምዚ ከማኻ ሓራኢ ብኣፉ ድዩ?
@user-tu2bk3cj6l
@user-tu2bk3cj6l Ай бұрын
Tigrigna is one for ever
@user-td4ju6ge8z
@user-td4ju6ge8z 27 күн бұрын
Oy ezia Kea resh kelibi newness gohaf
@daneilafewerki8244
@daneilafewerki8244 Ай бұрын
Tigrarna tegaru malet eyu bahli tigrarna hizu zelo ka tegaru eyom ab Eritrea ka zeba dobub smejana::❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-sl3xs4mo9s
@user-sl3xs4mo9s Ай бұрын
ምስ አቢ እንተተራኸበ እንተተራኸበ ኸ እንታይ ፉሉይይ ኮይኑ እዩ ኩሎም ናይ ጽርግያ እንዳእሎም ዓርኪ ነቃዕ ሰባር ።
КАРМАНЧИК 2 СЕЗОН 6 СЕРИЯ
21:57
Inter Production
Рет қаралды 451 М.
ONE MORE SUBSCRIBER FOR 6 MILLION!
00:38
Horror Skunx
Рет қаралды 14 МЛН
Sigma Girl Education #sigma #viral #comedy
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 84 МЛН
ሚልዮን ዶላር በጺሕዎ
10:29
KAP PHILI
Рет қаралды 64 М.
$128 ሽሕ ኮሪዔልካ ህዝበይ! ምቅላዕ ሓሶታት? ዜናታት ሰኑይ 3 ሰነ 2024
12:55
Fenql eri media (ፈንቅል ኤሪ ሜድያ )
Рет қаралды 16 М.
🛑ንምንታይይይይይ ምስ ተጋሩ
20:48
Maggy Show
Рет қаралды 69 М.
猫が大好きスケボー亀【A skateboard turtle who loves cats】
0:11
アメチカンのもな
Рет қаралды 54 МЛН
As aventuras de Tatá e Decinho 275
0:14
Tammy e Sarayva
Рет қаралды 7 МЛН
She’s Giving Birth in Class…?
0:21
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 7 МЛН
Школьники в тюряге 😂 #сериал #тренды
0:55
Топ по Ивановым
Рет қаралды 9 МЛН
А ТЫ СМОЖЕШЬ УГАДАТЬ ЦВЕТ? #Shorts #Глент
0:37