ጽጹይ ሓበሬታ/ ውፉይ ኣቐባብላ/ ጴንጠ ተኣሲሮም/ ኢትዮጵያውያን ንህግደፍ ከዋርድዎም ጀሚሮም

  Рет қаралды 30,389

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

5 күн бұрын

ጽጹይ ሓበሬታ/ ውፉይ ኣቐባብላ/ ጴንጠ ተኣሲሮም/ ኢትዮጵያውያን ንህግደፍ ከዋርድዎም ጀሚሮም

Пікірлер: 168
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 күн бұрын
ነሹ ሻሎን ፅባሕ ሰንበትን ባአለ እግዝሄርን እዩ ሓሳብ ልብና የስምረልና በጀካ ሓጥያት ሰላም ንኽልቲኡ ውፁዕ ህዝብታት 💊💊💊💊💊💙💙💙💙💙
@moniaman622
@moniaman622 2 күн бұрын
Lomi kedam u neru bale ezgiher
@user-ee4zt5cq7i
@user-ee4zt5cq7i 3 күн бұрын
ሚኪ ጥማዕ ኣምሓራይ ተዛሪቡ ዝቕይሮ ነገር የለን::
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
😂😂
@user-iu2eh4dm7x
@user-iu2eh4dm7x 3 күн бұрын
በአለ ወለድ እዩሞ ነዚ ኮሜንት ተንብቡ በዕሉ ይሓሊኹም❤❤❤
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 3 күн бұрын
ውፉይ ጅግና እንቛዕ ብሰላም ናብ ቤትካ ተመለስካ ። ናይ ህግደፍ ግን ዘረባ የብሉን ጽቡቅ ሕጂ የዋርድዎም ደኣ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
💙💙💙
@user-yg6xk8ey6d
@user-yg6xk8ey6d 3 күн бұрын
💙💙💙💙💙
@HabtomMehari-gh4vk
@HabtomMehari-gh4vk 3 күн бұрын
@@neshnesh_show💙💙💙💙💪🏿
@minassieshibru266
@minassieshibru266 3 күн бұрын
ጀግነ ሞጣ, ወንበዳ ሚኪን,አፉንአስያሰከው ❤ሕራይገበሮ, ምጣ,አንበሳ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤️❤️❤️
@yes6292
@yes6292 3 күн бұрын
ንክድ ጥራሓ ሞት ንህግደፍ ዓውት ንብርጌደይ ነሹ ሓላል ፍጥረት ሰላም ካብ ሃገረ ስዑዲ 🎉❤🎉❤🎉❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤️❤️❤️
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 3 күн бұрын
Aty Niskike Entadekiy Gedesheky Kemy Afkiy Keliby Yishinelu Niana Eko Kulom Ahiwatina Hizbina Eyom Atehasasibiom Kikyru Higin Siriatin Kisefin Ember Kimetuna Ayindelina Ena Abey Zelekiy Tekal Ekiy Afikiy Tiakebky Yihshekiy
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 3 күн бұрын
@@neshnesh_show Belay Kondaf Amiharay Belo Susue Ane Eka Kab Kedemey Ayftiwon Getimeyo Nere So or so Emneniy Neshnshe Mereb Sigr Elka Zirkebu Hizby Kulom KAHDAMET Eyom Lomiy AHTINA YIBILUNA TSIBAH YIKHDINA You will see Ezom Lomiy Ab Channe Natika Shokortet Diblu Delewu Tsibah KemizKihduka Eziom Melhasom Miar Tognaratom Dima Melatse Kindet Misziatom Bi Higin Siriatin Ditsedeke Selam Eya Tsibikitiy
@user-wf6tl4mx7b
@user-wf6tl4mx7b 3 күн бұрын
ዋእ ጦብላቕ 😅
@matthiasaraya8755
@matthiasaraya8755 3 күн бұрын
​@@neshnesh_showsahsah game
@KebraMulaw
@KebraMulaw 3 күн бұрын
ንኪድ ጥራሕ ❤ዓወት ንበርጊደይይይይ neshu halal♥️♥️💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🫒
@hailuweld
@hailuweld 3 күн бұрын
ኩሉ ዝብልዎ ዘለው 100ካብ100 ሓቂ ሓቂ
@teswedigrma23
@teswedigrma23 3 күн бұрын
ን ኣሕዋትካ ምንዓቅ ከመኡ ዪ፥ኣምሓራይ ኩሉ ጊዜ ሓንቲ ኢያ መንገዱ፥
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
✅✅✅
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 3 күн бұрын
እወ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ካብሓውካ ኣይቀርቡካን እዩም ትግራዋይ ኮነ ኣምሓራይ ኣሚንካ ሓውካ ኣይትንዓቅ እቲ ሎሚ ሓወይ ዝብለካ ዘሎ ትግራዋይ ትማሊ 90 ይሕዋትካ ዝሰጎገ እዩ እቲ ትማሊ ሓወይ ዝብለካ ዝነበረ ኣምሓራይ ካኣ ሎሚ ውጸልና ካብ ዓድና ዝብለካ ዘሎ እዩ ኤርትራዊ ሓውካ ኒዒቅካ ምስጎሮቤትካ ምድካር ከይገደፍካ ካኣ ከምዘይትዕወት ዘክር ኩሉካ ሓውካ ኣክብር
@aexum1597
@aexum1597 3 күн бұрын
Selam neshu hawey 🙏🏾 💊💙
@meksebey854
@meksebey854 3 күн бұрын
Neshu hawey Buruke💙💙💙Wedket Nhgdef mendefe,Awet Nberged Nhamdu yhbena Amlak aboy 🙏🙏🙏💙Wufuy Jgna hmak zeywexo enka selam temleska Nbetka🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
💙🙏🙏🙏
@milliontareke6728
@milliontareke6728 3 күн бұрын
❤❤❤ nice one bro thanks
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤️❤️❤️
@user-hb6ri4mb1i
@user-hb6ri4mb1i 3 күн бұрын
ኒፉዕ ኩሉ ግዝየ እሽለም ወርቅ ውን ይግባእ ዉፉይ አበሳ ቀጽል ጥራይ ክትዕወት እኻ።
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 3 күн бұрын
አየና ዉርደትከ ህግደፋዊያን አበይ እሞ ይርድኦም ዘገርም'ዩ።
@tamutafu528
@tamutafu528 3 күн бұрын
Thanku. So. Much. Mota. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yohannesulema9762
@yohannesulema9762 3 күн бұрын
አሜን 🙏🙏
@user-yw6tj3oj7t
@user-yw6tj3oj7t 3 күн бұрын
ሓቂ ግበር ኣብ መገዲ ባቡር ደቅስ ግርም እዚ ኢቶጵያዊ ሕጂ ሓቂ ይዛረብ ኣሎ
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 3 күн бұрын
neshu ma king❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 3 күн бұрын
_ስላምካ ይብዛሕ ነሹዋይ ሓላል እንኳዕ ብስላም መፃእካ❤️❤️❤️ውፉይ እንኳዕ ብስላም ትመለስ🎉_
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤️❤️❤️
@user-nb2he2xw8v
@user-nb2he2xw8v 3 күн бұрын
Neshu ayney 💙💙💙💊
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 3 күн бұрын
ነሹዋይ ወለላይ❤💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤
@sabagebru6850
@sabagebru6850 3 күн бұрын
ተደምርናል 🤣🤣🤣
@WiliQachil-hs2mf
@WiliQachil-hs2mf 3 күн бұрын
እንቓዕ ሰላም መጻኻ ነሹ ጀርመን ትሳዒራ ዋይ ናይ ጀርመን ትረኽብዎ 😂
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
😂😂❤
@avneravner8199
@avneravner8199 3 күн бұрын
Zegeber yelen nesiu❤❤
@dinglmaryameyadegoytay9328
@dinglmaryameyadegoytay9328 Күн бұрын
werena eka fooo
@zetamful
@zetamful 3 күн бұрын
Tegaru kekedekum kea keneri ina klabat seb keberet yeblun Asay gebrukum
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 3 күн бұрын
ጽንዓት ይሃብኩም ጀርመን ኣሕዋትና ሎሚ ምሸት
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤❤
@user-iu2eh4dm7x
@user-iu2eh4dm7x 3 күн бұрын
ነሹ ❤መቀረት መአዘ እየ አብ ላይቭ ዝረኽበካ
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 2 күн бұрын
NESHU amibesa 🎉
@user-st8qo8gj9t
@user-st8qo8gj9t 2 күн бұрын
@SelemawitHisabu
@SelemawitHisabu 3 күн бұрын
Buzuhat teasirom alowu
@robelsultan8980
@robelsultan8980 3 күн бұрын
Ezi husur amiche
@minassieshibru266
@minassieshibru266 3 күн бұрын
ሚኪ ምን አለሕና ተሰረቃለሕ??አ❤ እንታይ አለካ ትሰረቅ??
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
😂
@atobrhangrmay
@atobrhangrmay 3 күн бұрын
❤❤❤
@tsegaihmhretab4009
@tsegaihmhretab4009 3 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙
@user-il6dt9oe2h
@user-il6dt9oe2h 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 күн бұрын
Welcome Neshnesh
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤❤
@fkadubrhane1317
@fkadubrhane1317 3 күн бұрын
Selam
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤❤
@brhanemulugoyta7372
@brhanemulugoyta7372 3 күн бұрын
❤❤❤❤shelom shelom
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤❤
@heidshop4103
@heidshop4103 3 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 3 күн бұрын
❤❤❤❤
@fikrteame6769
@fikrteame6769 3 күн бұрын
MIKI ANJAL JALO
@user-eu1rz7ie1w
@user-eu1rz7ie1w 2 күн бұрын
Abzi zelokum ne Ertra gedlkum etwu deki hager ab weshti alowa
@amonabeba4005
@amonabeba4005 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 3 күн бұрын
Neshu Shikor❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤️❤️❤️
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 3 күн бұрын
ሓዳስ ካባ እያ ነሹ ወደይ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤❤
@asterestifanos8370
@asterestifanos8370 3 күн бұрын
Very sad 😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
😢
@SamiraSamira-zn4su
@SamiraSamira-zn4su 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@amanuelamanuel3570
@amanuelamanuel3570 3 күн бұрын
Neshnesh.aytgage.hager Hagrka.hagerka
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tm.h.3262
@tm.h.3262 3 күн бұрын
ንሓውካ አይተቅልል ከይትብል ዕንኪሊል ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
✅✅✅
@yemanebiru5227
@yemanebiru5227 3 күн бұрын
I will call them tomorrow morning
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤❤
@MekonenGhebrehiwet
@MekonenGhebrehiwet 3 күн бұрын
Good job Neshnesh
@user-lq6sl8wi8t
@user-lq6sl8wi8t 3 күн бұрын
❤❤❤❤💙💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤💙
@user-lw6oe6bo9u
@user-lw6oe6bo9u 3 күн бұрын
ሰላም ነሹ❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤❤
@berhebrkitobrkito285
@berhebrkitobrkito285 3 күн бұрын
ነሹ ኣቡ ሸነብ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤❤
@Galeb414
@Galeb414 3 күн бұрын
kkkk NES Sakir 💙💙💙 💯💯💯✅✅✅👊👑✌️
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
💙💙
@user-lz9og7fo3o
@user-lz9og7fo3o 3 күн бұрын
ንስደት ዝተፈጥረ ህዝቢ ለኽባጥ በርያ
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 3 күн бұрын
Bi weyane iyu zimirah wufuai
@MEAZAMontez
@MEAZAMontez 3 күн бұрын
በላይ አሪፊህ ተቀመጥ ምን አገባሀ ሰለ አጌራቺን
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 күн бұрын
ቅድሚ ሕጂ ደኣ እንታይ የእተወካ ዘይትብልዎ ሕጂ ከምዛ ሓዊ ናብዛ ነብስኹም ምስተደፍእት😅😅😅😅😅
@desbelearayamehari2479
@desbelearayamehari2479 3 күн бұрын
ሎሚ ዜና ናይ ነሹ ብውዕይታ ረኪበያ😊
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤❤
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 3 күн бұрын
እህም ስደት ጥዑም መሲልዎም ወይውን ሰብ ፈቲዩ ዝስደድ መሲልዎም ይውጽልና ይብሉ ። ዳሓን ኣምላክ ስደት ኣየምጻሎም እምበር እዚ ዝገብርዎ ዘለውስ ትምካሕ ትምካሕ ኣብርእስካ ካሕ እያ ስዳናውያን ኣብ መጽሓፎም ዝተጻሓፈ እንዳሃለወ ነቢ ማሓመድ ዝጻሓፎ ነቢ ክነሱ ተስዲዱ እሞ ካኣ ናብ ምድሪ ሓበሻ ንስደተኛ ከይገፉዖ ዝበሎም ጥሒሶም ሓበሽ እንዳበሉ ሰብ ኣጋፊዖም ስደት መጽያቶም ኣምላክ ሰላምን ራህዋን ይፍጠረሎም እዚኦም ካኣ ንሕናስ ይትረፍ ካብ ቅዱሳት ኣቦታትና ኣብራሃም ጀሚርካ ክሳብ ኣዴናቅድስቲ ማርያም ምስወዳ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ከምዝተሰደዱ መጽሓፍ እንዳነገሮም ከምዚ ክዛረቡ ቁጣዓ ኣምላል ከይወርዶም ኣይፈርሑን ኣምላክ ይቅረ ይበለሎም። ሰሪሖም በሊዖም ኢልካ ትዛረብ ነውሪ እኮ እዩ በዚ ሕማቅ መንፍስ ቅኒኢ እኮ ሕማቅ ስራሕ ልክዕ ከምናይ ሂትለር ክግበር ይካኣል እዩ ሂትለር ደይ ንሱ እዩ ናብ ሕማቅ መሪሕዎ። ፍቃድ ኣምላክ ኣይኮነን እምበር ንሕና ዶ ምተሰደድና ብኩሉ ምልእቲ ዝኮነት ሃገር ኔራትና ንሶም ከይተረፈ ዝብህግዋ ግን ኣምላክ ኣይፈቀደን ኣምላክ ንኩሉ ወጻዓና ሪኡ ናብታ ጸባን ማዓርን ተውሕዝ ዓድና ከምቲ ንእስራኤላውያን ካብ ኢድ ግብጻውያን ብታኣምር ኣናጊፉ ዘውጾኦም ናዓና ካኣ ነቲ ርጉምስራዓት ብታኣምር ኣልዩ ኣብታ ሃብታም ዓድና ንዕቆበሉ የምጻልና እምበር በዚ ዝዛረብዎ ዘለው ጣፍ ከክብሩ ዓቅሚ የብሎምን ክገዙኡ ዓቅሚ ምርካቦም እዩ ዘዛረቦም ዘሎ ክዛረቡ ቶግ ከብልዎ ስለዘይደለዩ እምበር ፡ገዚኦም ሰሪሖም ኢሎም ይዛረቡ ኣለው ቅንይ ኢሎም ከይትገዙኡ ከይትበልዑ ከይትወፍሩ ክመጽእ ይክእል እዩ ኣምላክ ይርዳእ ። ንዖኦም ካኣ ኣምላክ ልቦና ይሃቦም ብዙሕ ትምክሕቲ ጽቡቅ ዘይምካኑ ተዝፈልጡ ብትምክሕትን ትዕቢትን ስደትን መክራን ናብ ቤትካ ከተምጽእ ትክእል ኢካ። ኣብከሙኡ ከይወደቁ ልቦና ያሃቦም ካብጎሮቤቶም ሱዳን ይማሃሩ ❤❤ ነቲ ኣቡኡ ዘሎ ኤርትርዊ ካኣ እንተኮነ ኩሉ ተቀንጢጡ ናብ ዓዱ ዝከደሉ ተዘይኮነ ናብ ብመሰል ዘንብርዎ ኣይጎራበትዎ ኣይዛመድዎ ዝኮኑ ብርካት ጻዓዱ ብሕጊ ዝቀጽዑ ብሕጊ ዝምሕሩ ዝወጻሉ ይፍጠረሉ ። 👉👉👉👉እምበር ጎሮቤትናስ ሪኢናዮም ኢና እቲኦም 90 ሽሕ ኤርትራዊ ብብጃማ ሶጊጎም ሎሚ የሕዋትና ይብሉና እዚኦም ካኣ ትማሊ የሕዋትና ይብሉ ኔሮም ሎሚ ውጹልና ይብሉ ኣብሓደ ርእሲ ክልተ መልሓስ የሕዝን 😢😢😢😢😢 ኤርትራዊ ብኮሙኡ ኢና ካኣ ሓውካ ኣርሒቃ ምስጎሮቤት ኣይትህለል ንብለካ ዘለና ትግራዋይ ጎሮቤትካ እምበር ሓውካ ኣይኮነን ሓውካ ተዝከውን 90 ሽሕ ካብ ህዝብካ ኣይምሰጎገልካን ጎሮቤት ስለዝኮነ ግን ኪድ ገዛካ ኢልካ እሞከዳኣ ምስቲ ሓውካ ወዲ ዓድካ ገዲፍካ ምስትግራዋይ ሓወይ ኢልካ ሓውካ ኣርሒቅካ ተዳክር ዲካ ሓው ተትከውን እንታይ ኮይኑ ሰጊግካ። 👉👉👉ከሙኡ ውን እዞም ምሰኣምሓራ የሕዋትና ተደመርና ክብሉና ዛሓገዩ ከዳኣ የሕዋቶም ተንከውን ውጹ ምበሉ ድዮም ኤርትራዊ ዓሻ ናዓካ ንምውዳቅን ምብትታንን ተተጠቀሙልካ ሃላየይ ካኣ ሓውካ ሸንዲሕካ ጎሮቤትካ ትሓቁፍ ። ነሽነሽ ኣማኒኤል ኣሰና ትማሊ እንታይ ይብል ኔሩ ሎሚ እንታይ ይባሃል ኣሎ ኣንቱም ሰባት ንብለኩም ኣለና ንስኩም ኣምሓሩ ንደገፍቲ ህግደፍ ዝበልዎም ራኣዩ ትብሉ ንሳቶም ተጋሩ ዝበልዎም ራኣዮም ነዞም ውዳቃት ይብልኩም ንሕና እዞም ረዘንቲ ከ ብክልቴኩም ጉህይ ንብል ምክንያቱ ሓውኩም ኣቅሪብኩም ምስ ሓውኩም ስርሑ ተበልናኩም ኖኖ ወላሓውና ኩን ወላ ተቃዋሚ ስራዓት ኩን ትግራይ ትስዕር ዘይበለ ወይውን ጆኖሳይድ ተፈጺሙ ኢሉ ዘያኣመነ ምሳይ ኣይሰርሕን ትብል እቲ ዕውር ኣያኩም በየነ ዝበሎ እዩ እዚ ትግራይ ትስዕር ንተጋሩ ይምልከት ጆኖሳይት ተፈጺምና ንተጋሩ ይምልከት ይመርመር ንሕና መጽናዕቲ ከይተገበሮ ኣይንብልን ተበልካ ካኣ ኪድበል ሓወይ ኣይኮንካን ኢልካ ጎሮቤት ትሓቁፍ ደቂ ዓድና እዚኣ እያ ርእስኩም። እምበር ኣቢ ሰሚዕኩሞ ኢኩም ጆኖሳይት ተፈጺሙን ኣይተፈጸመን መጽናዕቲ ክግበር ንሕና ፍቃደኛታት ክንከውን ጀለና ክልላዊ ምምሕዳር ትግራይ ግን ኣይፈቀደን ኢሉ ብወገን ክልልላዊ ምምሕዳር ትግራይ ካኣ ነዚ መግለጺ ደገፍ ኮነ ተቃውሞ ኣይተዋሃቦን መኒካ ዳኣ ንስካ እሞ ኤርትራዉ ኮይንካ ዘይተጸነዐ ጆኖሳይት ትብል ሓውካ ገዲፍካ ጎሮቤትካ ትሓቁፍ ግን ንርእያ ኣለና ኩላ ፎሽካል ክትሓስር ጌናውን ኩላ ክትሓስር እያ ናይ ግዜ ሕቶ እዩ እምበር ነንሕድሕድኩም እቲ ኣንጻር እቲ ዝመጸ ኣምጺኦም ራኣይዎ ዝበልዎም ይብሉ እቲኦም ኣንጻርኩም ዝተዘረበ ራኣይዎም ዝበልዎም ይብልኩም ከማኣ ክትብሉ ትነብሩ ተደንግጹ 😢😢😢😢
@user-nb2he2xw8v
@user-nb2he2xw8v 3 күн бұрын
shaebya hgdef 1 hade eu ::
@AK-wr5yi
@AK-wr5yi 3 күн бұрын
Neshu mnchi shaqey enqae dhan mexaka
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤❤
@rahwaabraha4282
@rahwaabraha4282 3 күн бұрын
Mengstna nepentes enke aserom deki tfat eyom seytan zwaferom eyom
@minassieshibru266
@minassieshibru266 3 күн бұрын
ሞጣ ,,ግ አደረከው, ሚከነ የት አባቱ በጭበጫ ቀዝናም በጭበጫ,, አሰምእዎም❤
@drarberhane3253
@drarberhane3253 3 күн бұрын
Eta melihaska eya abyatka enber trgum ybeli 😂🎉❤
@MikelNegash-m8h
@MikelNegash-m8h 3 күн бұрын
ወድዛ ኣድጊ እስ ካ እሶም እሱን እክብካብ ናይ ግዜ,....
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 3 күн бұрын
Thanks Neshu hawna Enqae selam tmeleska Wufuy
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
🙏🙏🙏
@fkadubrhane1317
@fkadubrhane1317 3 күн бұрын
Neshu aba terig
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤❤❤❤
@samiabdu3877
@samiabdu3877 3 күн бұрын
ነሹ ነታ ጴንጤ ትብል ወንጌላውያን ኣመንቲ ወይ ፕሮቴስታንት እንተ ትብል ጽቡቅ ወገን ከይሓዝካ ከም መተሓላለፊ ቱቦ መልእኽትኻ ተትሕልፍ ነቲ መልእኽቲ ዝያዳ መጸበቆ ንኹሉ ውን ጽቡቅ ምኾነ ቀጽሎ ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
ኖ ወገን ክሕዝ ኢለ ኣይኮንኩን ግን ዝበዝሐ ህዝብና ወንገላውያን ኣመንቲ ተኣሲሮም ክትብሎ ከለካ ኣይርድኦን ታይ ማለትካ ምካኑ ፡ ጴንጠ ምባል ለሚዱ ብከምኡ የ ።
@tamutafu528
@tamutafu528 3 күн бұрын
Ahune Newe. Yegebahe????
@saratesfagiorgis6898
@saratesfagiorgis6898 3 күн бұрын
Ato belay wedeb iyu deliyu
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o 3 күн бұрын
ሞጣ ዝበሃል ወዲ ክሕጉሰካ ማዓት መረሮዉ ዩ ምልጭ ኣቢሉ ሓጺቡ ዩ ዝሰጥሖም❤❤😅😅😅
@fkadubrhane1317
@fkadubrhane1317 3 күн бұрын
Neshu mki ey kemeu bele elo
@tamutafu528
@tamutafu528 3 күн бұрын
Kabe TIGERAY. Zekeda. Deyene. ????
@meriali9709
@meriali9709 3 күн бұрын
ማዓዝ ሓሊፍኒ🙄
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 3 күн бұрын
ሂጂ አዚ ሚኪ ዚብሉዎ ኣምሃራይ ዳአ ኣበይ ኬአቱ አዩ አሪትራዊ አየ ኪብለና አዩ ኣብ ሰራየ ተአኪቡ አሎሞ
@hwcggx
@hwcggx 3 күн бұрын
አስኪ ግደፍ ነሹ ዓይነይ ህግደፍ ኣይጠዓሞምን ለምቅነ ሃገራውያንዋየዋየ 😅
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp 3 күн бұрын
ከላ ኣታ ነሹ ዘረባ ተብዝሕ ኮንካ ሶሪ ይጻወትካ እየ ዘሎኩ ሕጂ ካኣ ምኒን ምባሎም ኣይተርፍን እዩ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
😂😂❤️
@eliudwegihu1966
@eliudwegihu1966 3 күн бұрын
ነሹ ናጀርያዊ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
😂❤
@haneber7369
@haneber7369 3 күн бұрын
🆓💙ነሽ✍️ነሽ💙🆓
@Robielku
@Robielku 3 күн бұрын
𝐬𝐞𝐥𝐚𝐦 𝐧𝐞𝐬𝐡𝐮
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤️❤️❤️
@garykifle8817
@garykifle8817 3 күн бұрын
Kulu seb amharic yesmie eyu meturgame aydelyekan eyu
@moniaman622
@moniaman622 2 күн бұрын
Ezi wufuy kindey mis asebetat misial kfetu u and hade poletikena srhatu b misitir tekone u enber keyde mexe sasie plane deybe tiktok b senkim tegedfnayo you tube kea trwaridina ko
@KifleBrhane-eq9ne
@KifleBrhane-eq9ne 3 күн бұрын
Menjeshkesj hasawi neritra zcerf ftawija eu behaki eika gohaf jurkurr
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 күн бұрын
ስዋሂል ዝኽእል የብልናን😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅 ትግርኛ ጸሓፍ😊
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 3 күн бұрын
እዛ ካባ ወዲ ካባ እንተዝገድፋ፡ ሓጋዚት ኣይኮነትን። ንዝረሓቑ ከነቕርብ እምበር ከነሕርቕ ረብሓና ኣይኮነን። ዋላ ካብ መሳርሕቱ ቅንኢ ከየስዕበሉ። ወደሓንካ ነሹ።
@haimanotgilagabir3725
@haimanotgilagabir3725 3 күн бұрын
ንኢሳያስ ኣታሊልካ ዓሰብ ምሓዝ ስለዝተሮፎም ተናዲዶ እዮም
@MarabanaMarabana-v4l
@MarabanaMarabana-v4l 3 күн бұрын
ቤተሰብ እባ ግበሩኒ
@regataraya7861
@regataraya7861 3 күн бұрын
😂😂😂😂 ewey wirdet.
@AbelDesta-qm3dd
@AbelDesta-qm3dd 3 күн бұрын
ኪድ ቡዳ ሓሳዊ ለከባጥ ናይ ቢኒ ዓወት ዘይቲዛረብ ነይ ካልእ ግና ኣይቲቅደምን ሓሳዊ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 күн бұрын
😂😂እሞ የለካን ኣብዚ ዩቱበይ ። እዚ ኩሉ ክዛረቦ ዝቐነኩ ከ?
@Aswasn791
@Aswasn791 3 күн бұрын
ፈሳም መሃይም😂😂
@raheldani5697
@raheldani5697 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂
@user-pm2ul5pg1r
@user-pm2ul5pg1r 3 күн бұрын
ነሹ❤
@evol203
@evol203 3 күн бұрын
No more HGDEF
@fdg761
@fdg761 2 күн бұрын
ነሽ ነሽ ኣስተርጓሚ 😆😆😆
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 күн бұрын
😂😂
@MarabanaMarabana-v4l
@MarabanaMarabana-v4l 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂 ሰለ ኢትዮብያ ተስፋ ነይሩዎ
@user-lz9og7fo3o
@user-lz9og7fo3o 3 күн бұрын
ብትኽክል ሐቅኻ እንቋፈለጥዎም
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
❤️❤️❤️
@MEAZAMontez
@MEAZAMontez 3 күн бұрын
አታ እዞሞ ቆንዳፊት ባሐሪ ብዚን ወዲዝን ዲዩሞ ኪረኪቡ ደልዩሞ በጃና ኪዱ ሐሳዳት
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 2 күн бұрын
Ethiopia prosperty you tubers are working for abiy Ahmed so don.t believe theme
@axsumawit1562
@axsumawit1562 3 күн бұрын
ሞጣ ንሓቂ አይስሕታን ታዝነበረት እዩ ነግርኩም ክጉሕፍኩም እዮም ገና😅
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 күн бұрын
😂
Was ist im Eis versteckt? 🧊 Coole Winter-Gadgets von Amazon
00:37
SMOL German
Рет қаралды 35 МЛН
Nutella bro sis family Challenge 😋
00:31
Mr. Clabik
Рет қаралды 11 МЛН
Ахахах 👅
0:44
Dragon Нургелды 🐉
Рет қаралды 1,5 МЛН
🤣МАЛО КУПИТЬ ЛОШАДЬ
0:18
Бутылочка
Рет қаралды 3,1 МЛН
红尘为救闺蜜使出了浑身解数
0:39
侠客红尘
Рет қаралды 6 МЛН
Гениальный План Хвостатых 😂
0:28
ДоброShorts
Рет қаралды 1,5 МЛН
Как в моей семье едят КЛУБНИКУ 😂🍓 #shorts
0:43
Владислав Шудейко
Рет қаралды 1,7 МЛН