No video

ጻውዒት ሰላም 2ይ ክፋል ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR

  Рет қаралды 1,492

Mahberemariam Israel

Mahberemariam Israel

Ай бұрын

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል

Пікірлер: 18
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 Ай бұрын
ክቡራት የሕዋት ናይ ብሓቂ ሰላም ካብ ናይ ሰላም በዓል ቤት ኢየሱስ ክርስቶስ እያ ትርከብ ስለዚ ኩላት ና ኣብ ጸሎት ተጸሚድና ንእግዚኣብሄር ንለምኖ ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ቅዱሳን ብሬድኤቶም ይሓጉዝና❤❤❤❤
@senuberhe3045
@senuberhe3045 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስማኣልና ደቂ እመብርሃን ኣሕዋት ኣምላኽ ሰላሙ የውርደልና ኣሜንንን።🙏❤🌹
@fxum-yu8uo
@fxum-yu8uo Ай бұрын
ቃለሕይወት የሰማዓልና አግዚ ኣብሔር አምላኸ ምሕረት የዉራደልና ዓይነ ልባናና ይከፈትልና
@MehariMehari-kw9uj
@MehariMehari-kw9uj Ай бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣጆኩም እግዚኣቤሔር ዝሰምዕ ኣምላክ ዩ ክሰምዓና ዩ ፈረ ዘለዎ ዓስቢ ክህበኩም ዩ እግዚአብሔር ሰላሙ ፈቅሩ ሓድነቱ ሕያዉነቱ ይልኣከልና ወስብሃት ለእግዚአብሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ❤❤❤
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 Ай бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክ ሰላም የዉርደልና ኣጀኩም ዞም ኣሕዋተይ
@TuTt-ey1sv
@TuTt-ey1sv Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ከም ቅድስቲ ልድያ ዓይነ ሉቦናና የብረሀልና
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 Ай бұрын
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna Egzabhier Amlak Mhretu yleakelina Amen!!!!!
@AptayMasgenaaptay
@AptayMasgenaaptay Ай бұрын
Selamawi amlakna selamu yhabena
@user-kf6cm3cn4u
@user-kf6cm3cn4u Ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡራት የሕዋትና መፈሳውያን መዛምራን እቲ መልእኽቲ ጽቡቅን መሃርን መንቅሕን ዝኾነ ትምህርቲ እንተኾነ ኣምላኽ ይትሓወሶ።
@rahwakibrom1027
@rahwakibrom1027 Ай бұрын
amenamen amen
@mokietekle7104
@mokietekle7104 Ай бұрын
ሰላም ማሕበር ቃል ህይወት የስመዓልና፡ወሃቢ ሰላም እግዚኣብሔር ነዚ ወሪድና ዘሎ ይኣክል ይበለና፡ብባእሲ ብቕትለት ከኣ ዝመጽእ ፍታሕ የለን፡ስለዚ ነዚ ተረዲእና ናብ ሰላም ክንመጽእ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና።
@XyYx-d2f
@XyYx-d2f Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mananeghuse1098
@mananeghuse1098 Ай бұрын
እዞም ዘናውጹ ዘለው ሰባት ብጠጠወም ኣብ ኣረማዊነት ዝተለወጡ ሰብ መሲሎም ናብ ሰይጣናዊነት ዝተቐየሩ እዩም ኣእምሮኦም ዝቐተሉ እዮም 😢
@NatuAsli
@NatuAsli Ай бұрын
ትዝክሩ ዶ ሕቶ ኣለና ንዝበሉ ብ በትሪ ጨፍጪፍኩም ካብ ቤተክርስያን ክትሰግዎም ህጻናት ካባና እንታይ ይመሃሩ ክትብሉ ኣይትሓፍሩን ኣብ ውሽጢ ቤት መቕድስ ደም ከትፍስሱ ከማን ዘይሓፈርኩም ኣንቱም ኣረሜናት እንታይ ዩ ኸ ኣብ ቤተክርስትያን ተሓቢእካ ጻውዒት ሰላም ትብሉ ዘለኹም ኢልና ኔርና መበሊ ድዩ ነቶም ሰላም ዘድልዮም ሰባት ብኣካል ቀሪብካ ዩ ሰላም ዝግበር ብዓቢኡ ድማ እታ ቤተ ክርስቲያን ብዛዕባ እቲ ን ደቂ ሓደ ልቢ ዝሓገዘቶን ዓርቢ ስቕለት መዓልቲ ውን ካራን ፋስን ዘቐበለቶ ኣቐዲምኩም ይቕሬታ ሕተቱ ደሓር ሰላም ትብሉ
@Eri-leew
@Eri-leew Ай бұрын
Selam ngber ab kndi zbelu dyu kndzi eshinet tzareb zeleka ok nska gdefo selam aytgber netom selam zdelyu zhasbu eyu ezi xawiet eshinetka ab rieska gerka temereqelu
@teklitkidane8444
@teklitkidane8444 Ай бұрын
ብሩኽ ሓወይ ኣይትጋገ ንቤተ ክርስትያን ዘይ ስማ ኣይትሓባ ኣርቢ ስቕለት ምድሪ ዝተሃርሙ ደቂ ሓደ ልቢ እዮ ስለዚ ንምንታይ ኣብ ሸኮለል ትነብ ሓቂ ዘይ ትዛረበሉ እቲ ልሳንካ ክሳብ መዓስ ኢሎሚ ጌሮሞ እንዳበልኩ ክትነብሩ በትሪ ሓቂ ትቀጥን እንበር ኣይትስበር ስለዚ ትሓፍርሩ ግዜ ኣይክነውሕን እዩ ቤተ ክርስትያን ንሰለም ትጽውዕ ኣላ ኣህዋት ብትዕግስቲ ይጽመምኹም ኣሎዉ ስለዚ ርግእ ኢልኩ ሕሰቡ ሰባ ዓቅሉ ኣይተወድእዎ
@NatuAsli
@NatuAsli Ай бұрын
@@teklitkidane8444 እንታይ ኮይና ድኣ ተዓጽያ ኔራ እታ ናይ ኣብርሃ ካሳ ቤተ ክርስቲያን
@NatuAsli
@NatuAsli Ай бұрын
@@Eri-leew ኣቐዲምኩም ምስ ነብስኹም ተዓረቑ
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 70 МЛН
天使救了路飞!#天使#小丑#路飞#家庭
00:35
家庭搞笑日记
Рет қаралды 63 МЛН
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 56 МЛН
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 405 М.
ንኹሉ ቀሊል ኣይምሰሎ (2ይ ክፋል) ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:02:00
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 55 М.
lisan tewahdo web TV: ዓውደ ዘተ መጽሓፈ ቅዳሴ
36:44
ቅድስት ኣናሲሞን Eritrean Orthodox Tewahdo Church film
1:55:54
Mahberemariam Israel
Рет қаралды 676 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 724 М.
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 70 МЛН