Tv Sened BG Tekeste Haile Interview 11 March 2022 Part 48

  Рет қаралды 30,727

Tv Sened Eritra

Tv Sened Eritra

2 жыл бұрын

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview 11 March 2022 Part 48 ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ 11 መጋቢት 2002 ክፋል 48 ቀጻሊ ኵናት ግንባር በይሉል ወርሒ ሚያዝያ ግንቦት 1991 ፡ ዝኸሪ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን 8 መጋቢት 2022
Tv Sened
Antonio Tesfay

Пікірлер: 84
@micaelares2348
@micaelares2348 2 жыл бұрын
ሰላም ብ/ ጀነራል ተኸስተ ከምኡ እውን ኣንተንዮ ተስፋይ፡ ኣንቴናይ ገና ተገቲራ እያ ዘላ ክሳዕ ግምባር ደቀምሓረ ኣብጺሕኩም ደሓን ኩኑ እንተበልኩምና ዝበለጸ እዩ፡ብዝኾነ እተን ብምኽንያት መንካዕ ዝተኣስራ ኣበራሽን ደሃብን፡ኣብ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ ከም ዝተረፈታ እዩ ተገሊጹልና፡ደሓር ግን ተጣዒሶም ማለት እዩ፡ ከምዝተቐትላ እዩ ተወርዩ።እቶም 5 የውሃንስ ጆን፡ታረቀ፡ኣፈቀርቂ ኣምሓራይ፡ሙሴ ተስፋንኬል፡ርእሶም ዓዃይ ድማ ናይ ሞት ፍርዲ ከም ዝተወሰነሎም ተሓቢሩ ማለት እዩ፡፡ ወርቁ ዘርኣይን ፡መብራህቱ ወልዱ፡ኣልኣዛር ተስፋሚካኤል ድማ 1979ናጻ ተለቒቖም፡ተስፋንኪኤልን መብራህቱን ምሳይ ነይሮም፡ወርቁ ናብ ምንቕቓሕ ደሓር ናብ ቤት ጽሕፈት ክፍሊ ህዝቢ ነይራ። መብራህቱ ወልዱ ወዲ ዓድንኣምንዩ ኢልካዮ ዝነበርካ፡ዓዲንኣምን እንዳዲኡ እምበር ዓደቡኡ ዓዲ ተከሌዛን እዩ፡ sorry ብምርሳዕ ኣይነገርኩኻን፡እሞ ጽቡቕ ኣሳልጦ ዘለዎ፡ሓላፍነታዊ ስራሕ ትሰርሑ ብምህላውኩም ካብ ልቢ የመስግነኩም።ኣበድ ተስፋይ
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
On March 8th, I would like to thank all Eritrean Women Heroes, who lost their lives to free their homeland and are still alive. You all cover 30% of the struggles on the field. You ladies will not be forgotten, thank you BGTH for mentioning them in you discussion. Thank you journalist Antonio as well, you take big part in these interviews.
@selam513
@selam513 2 жыл бұрын
Afewrki Araya. Wedi ferovia. Saga natu birocracy 1975-1978 fedayn what can you tell us
@user-cw6kk2id2v
@user-cw6kk2id2v 2 жыл бұрын
ኩሩዕ ኤርትራዊ ኣቦና ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ እንቓዕ ብደሓን መጻእካ፡ ኩሩዕ ወዲ ኩሩዓት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ታሪክ ህ.ግ. ታሪክ ህዝብና እዩ እሞ ኣጆካ በቲ ትፈልጦ ጥራይ ግለጾ ። እቶም ከማካ ጀጋኑ ድማ ክምልኡልካ ይላቦ፡ ምክንያቱ ንሕና ደቅኩም ነቲ ጽቡቅ ክንቅቦሎ ነቲ ሕማቅ ጎድኒ ድማ ክንመሃረሉ ንከይድገም ክንመሃረሉ ብዘይ ሕብእብእ ግለጹዎ። ሰሰናዩ ንዓካትኩም ኣርካናት ኣቦታትና። ዓወት ንሓፋሽ።
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 2 жыл бұрын
ኣብ ክንዲ ቲክቶክ ተዓንድካ/ኪ ትውዕል ዝሎካ ወሎዶ ሎሚ ታርካ ክትፍልጥን ክትካታተል ይላብወካ !!!
@abelasmerom2725
@abelasmerom2725 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብርግጽ! ዓሻ ጽቡቅ ኣሎ: ዘመድ ዓሻ ከፊኢዎ ኣሎ'ዩ ነገሩ።
@wediali8024
@wediali8024 2 жыл бұрын
ዳሃይኩም ኣይታሓባእ እቃዕ ብዳሓን መጻኩም ኣስር ጀጋኑ
@tesfalemtewelde1443
@tesfalemtewelde1443 2 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦ ቃልሲ ብ/ጅ ተከስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ካብ ኩማንዶ ክልተ ዝተማረኩ ነሮም ኢልካ ገጋ ይክላኣለይ ሰለስተ ኢዮም ነሮም ሐደካኦም ሱዊኢ ተመስገን ሃይለ (ሽድን ኢዩ ክርሽንምስ ሐሰብ ንዶተር ሳሚኤል ንክሃድሙ ጫሙኡ ህቡዋ ዶኩተር ሳሚኤል ምስካሊኣዩ ወጺ ተመስገን በጃ ብጻዩ ሐልፉ ካሊኢ ኣክበረት ጛል ሃብተ ኣብ ክ/ስ 96 ኣጋር ከቢድ ብረት ኣብ 3ይሐይሊ መራሒት ሐይሊ ነራ ቲክኪል ኣለካ።
@baqr4383
@baqr4383 2 жыл бұрын
እዚ መንካስ ብዙሕ ገጋ ታሪኽ እዩ ዝነግር ዘሎ ናይ ዩቱብ ገንዘብ ክረክብ ክብል
@tecleabtewolde5766
@tecleabtewolde5766 2 жыл бұрын
@@baqr4383 ካብ ምጽራፍ ከምቲ ንሱ ዝፈልጦ ዘበለ ዝነግር ዘሎ ንስኻውን እቲ ሓቀይና ታሪኽ ምእንቲ ክስነድ ነተ ዝተረስዐ ዘይትምልእ፡ ነቲ ዝተሰሓሓተ ዘይትእርም። ደሓር ከኣ ስምካ ብቓልዕ ጽሒፍካ ዘይትነቅፍ ክንደይ ትሓምቕ።
@baqr4383
@baqr4383 2 жыл бұрын
@@tecleabtewolde5766 ሕልኩስ መን ፍለጥ ኢልካ
@tesfalemtewelde1443
@tesfalemtewelde1443 2 жыл бұрын
ዪቅረታ ሱወእ ተመስገን ኢለዮ ዘለኩ ሃይለ ተወልደ ኢዩ ወድ ሃይለ።
@teddyoog3013
@teddyoog3013 2 жыл бұрын
ዝከበርካ ብ /ጀ ተከስተ ሀይለ ን ትገብሮ ዘለካ አብርክቶ ደረት አልቦ አዮ ምስጋናይ ናብ አንቶንዮ ከብል ዝከበርካ አንቶንዮ አብ ሕቶታትካ ስለላ ን አትብላ ብ ስለያ ክትእርማ ይላቦ thank you ቴድሮስ እየ ካብ ዋሽንተን
@teddyoog3013
@teddyoog3013 2 жыл бұрын
ዝከበርካ ብ /ጀ ተከስተ ሀይለ ብዛዕባ እt አይካአ ልን አዮ ዓቅሚ የብልናን ተዳኪምና አለና እልካ ብ ላ ዕለወት ሐለፍt ዝተዋህበካ ትእዛዝ ዝአተካዮ ውግእ ብድሕሪኡ አብ አኬባ ገምጋም ጌርኩም ዶ ? ላእለወት ሐለፍt ከ እንታይ በሉ የቀንየለይ
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡር Teddyoo G ኣነ'ውን ናባኻ ከብል ብቀዳምነት ንስለ ዘቅረብካዮ የመስግነካ፡ ብዝተረፈ ከኣ ኣብ'ቲ ንመእረምታ ዝሃብካዮ ቃል ብዛዕባ ስልያ እምበር ብዛዓብ ስለላ ዝሃብካዮ መግለጺ የለን። ብዛዓብ'ዘን ክልተ ቃላት ትግርኛ ዘለካ ፍልጦ'ውን ክመሃር ምደለኹ። ኣብ'ዚ ከይሓባእኹ ክገልጾ ዝደሊ ብዛዓብ'ዛ ቃል ዝመለሱ ምህላዎም'ዩ። ጽቡቕ ከኣ እዩ። ኣብዛ ቃል ንምዝልከት " ካብ እግሪ መልሓስ ይዕንቀፍ" ዝብል ሙሉእ ብሙሉእ'ኳ እንተዘይኮነ፡ ስለያ ከም ዝበሃል ገሊጽካ፡ ኣነ ከኣ ብትርጉምን ብሂልን ስለላ ብምንታይ ተረድአ ክወስዶ ከም ዝጸናሕኩ ከብርህ እፈቱ። ሀ/ ሰሊሉ - ሓንኪሱ ወይ ካብ'ቲ ጉብእ ስጉምትን ቀይሩ ለ/ ሰሊሉ - ቦታ ቀይሩ ሐ/ ሰሊሉ - ከይተሰምዔ ሰለል ኢሉ ተንቀሳቒሱ መ/ ሰሊሉ - ካብ ቦታ ንቦታ ብዘይንቡር ተንቀሳቒሱ ዝብል መረዳእታ እዩ ጸኒሑንን ዘሎን። ኣብ'ዚ ጉዳይ እቲ ኣነ ብዝሎ ፍጹም ሓቂ ከም ሓደ ቅኑዕ ኮይኑ ክውሰድ ዘለዎ'ዩ ይብል የለኹን። ግን ከኣ ኩሉ ግዜ ሓሳብ ከነቅርብ ከለና እዚኣ ዶ ኣይምሓሸትን ከመይ ትመስል እንዳበልና ርእይቶን ሓሳብን ምስ መግለጺኡን ብምትንታን እንተ ኣቅረብና ዝብለጸ ውጽኢት ክርከበሉ ይኽእል ዝብል ሓሳብ ኣለኒ። መተካእታ ዘይብላ ሓሳብ ንበይና ግን ተድምዕ ኣይመስለንን። ምስ ኩሉ ኣኽብሮት።
@berea.5579
@berea.5579 2 жыл бұрын
Thank you General and Antonio for your dedication and time,it's always fascinating
@eyobamine3557
@eyobamine3557 2 жыл бұрын
ከም መነጸርታ ኣብ ናይ ደቀንስትዮ ኣልማዝ ሃብተ ጓል ሃብተ መራሒት ሓይሊ እንከላ 89 ኣብ እንስ ከባቢ ዓጋምቦሳ ዝተሰሰውአት ጅግና ኮይና ንዓኣ ሓፍታ ውን ምስ ተሓኤ ዝነበረት ኣብ 77 ምስቶም ብፋሉል ዝጽውዑ ናብ ህ ግ ዝተጸንበረት ኣብ 5ይ ወራር ብጅግንነት ዝተሰውአት መራሒት ጋንታ ክልቲአን ኣብ ብርጌድ 77 ኔረን ምሳይ ስለ ዝነበራ ንምንጻር ኢለየ እታ መ/ጋንታ ዝነበረት ኣብ ፋርኔሎ ኢለን ማለትዮ 79 ኣልማዝ ክኣ ምንኣሳ ኮይና መ/ሓይሊ ዝነበረት 89 ብር.18-85 ማለትዩ
@robichannel7718
@robichannel7718 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኩሉኩም ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኣምላክ ባዓል ኩሉ እዩ ሞ ምስ ስድራኩም ምስ ትፈትዎዎም ገጽ ንገጽ የራክበኩም ካብ ኩሉ ሕማቅ ይሰውረኩም ስደትና ይሕጽረልና ናበልኩ ብፍቅሪ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሓጉዙኒ ሳብስክራብ ናይ ቁዱስ ዮሴፍ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ኣለና ሞ ሳዓቡና የቀኔልና ❤️.,
@ogbaifesseha7935
@ogbaifesseha7935 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኩም ነዚ ናይ ሓርበኛታት ታሪኽ ውህብቶ ዘካፈልኩምና::
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ምስጋና ይብጽሓዮ፡ ጽንሕ ኢልና ገለ ክንሰምዕ ኢና። ኩሉ ተበላጽን ሓሳውን ኮይኑ። እቲ ንሓብቱን ሰበይቱን ንፈገር ሱዳናዊ በጃን ንተበላጺ ራሻይዳ ዓረብ ንሽርሙጥና ዘካረየ ፡ ንካለኦት ኤርትራውያን ኣሕዋቱን ኩሊቶምን ንሳሕሳሕ ዓረብ ኣሕሊፉ ዝሸጠ ፡ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ብሓዊ ኣንዲዱ ንባዕዳዊ ዓረብኛ ዝተጎንበሐ ፡ ፈቐድኡ ብበድዊን ዓረብን ብእስላማውያን ጂሃድን ክሳዱ ኣብ ሊብያ ብስሕለት እተቖርጸን፡ ኩሉ እዚ ከይሓፈረ : እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ስሓሰረ ሰብ ክነሱ ፥ "ኤርትራዊ ክቡር መንነት" ፡ እናበለ ይፍክር። m
@berhanekedane7926
@berhanekedane7926 2 жыл бұрын
Kbur BG Wedi Haile Mejemrij Ab Srahka Asalto Ab Hiwetka Tena Ymneyelka kexile Zhato Meswaeti Ghezai Habte Kthbreni Delye Ghezai Nay 69/70 Tegadalay iyu Kem Habereta Ab Betoloni 1 komshner Betoloni iyu Neyru Bwegen Sdrabet Ab Maekelay Hkmna Kem Ztesewe iyu emo Aflto Telyuka Kithbreni Delye Ms Selamtay Berhane Kedane
@omexhmisawi1
@omexhmisawi1 Жыл бұрын
​@@zegdagmawi275xegemkum policy wey tekawmo mengstin hgemengistn zeykone, aletnetn and hmam haymanot eyu
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
@@omexhmisawi1 ጽንሕ ኢልና ገለ ክንሰምዕ ኢና። ኩሉ ተበላጽን ሓሳውን ኮይኑ። እቲ ንሓብቱን ሰበይቱን ንፈገር ሱዳናዊ በጃን ንተበላጺ ራሻይዳ ዓረብ ንሽርሙጥና ዘካረየ ፡ ንካለኦት ኤርትራውያን ኣሕዋቱን ኩሊቶምን ንሳሕሳሕ ዓረብ ኣሕሊፉ ዝሸጠ ፡ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ብሓዊ ኣንዲዱ ንባዕዳዊ ዓረብኛ ዝተጎንበሐ ፡ ፈቐድኡ ብበድዊን ዓረብን ብእስላማውያን ጂሃድን ክሳዱ ኣብ ሊብያ ብስሕለት እተቖርጸን፡ ኩሉ እዚ ከይሓፈረ : እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ስሓሰረ ሰብ ክነሱ ፥ "ኤርትራዊ ክቡር መንነት" ፡ እናበለ ይፍክር።
@robrahk1432
@robrahk1432 2 жыл бұрын
ሰላም ብ/ጀ፡ወዲ ሃይለ"ስዉእ ኣኲስ" መራሒ ሓይሊ ናይ ክፍለ ሰራዊት 70፥ብርጌድ 20፥ቦጦሎኒ 2 ዝነበረ ኣብ 1990 ኣብ ግንባር ደቀምሓረ(ዉጡሕ) ዝተሰዉኤ።እሞ ኣኲስ ናይ 75 ተጋዳላይ ኮይኑ ወዲ ሃዳሞ ደቀምሓረ እዩ።እቲ ሕቶይ ኣኲስ ካብ ዝተሰለፈሉ ክሳብ ዝተሰዉኣሉ ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊት ኮይኑ 1990 ድማ ብዘይ ዋላ ሓንቲ መውጋእቲ ከምዝሕለፎን እታ ናይ መጀመርታን ናይ መወዳእታን ጥይት ተወጊኡ ከም ተሰዉኤ ይፍለጥ።እሞ ብዛዕባ ኣኲስ ትፈልጦ እንተለካ ገለ በለና። ኣብ ሰዉራ ኤርትራ ዘይተፈጸመ ነገር የለን። እቲ ጉዳይ ክንጽር። "ኣነ 1990 ተጋዳላይ ኮይነ ነታ ኣሃዱ ድማ ኣብ ኣፈልባ ዓሪዳ እንከላ ተጸንቢርናያ እቲ ኲናት ኣዝዩ ጽዕጹዕ እዩ ኔሩ፡ምሸት ኢና ኣቲና ምስቲ መራሒ ቦጦሎኒ ድማ ሓዲርና።እቲ መራሒ ቦጦሎኒ(ወዲ ቀሺ)ድማ እስግጆ ተወጊኡ።ንጎሆ ርኢ ምስ ኣበለና በጀካ ንስዉእቲ ገርግስ ነቶም 4 ነኣሽቱ ኢኹም ኢሉ ንኽፍልታት ቢጦሎኒ ሒዝና ከይዱ።እቲ ኩነታት ሃዱኡ ናብቲ ሕክምና ቦጦሎኒ "ኣኲስ"ንወዲ ቀሺ ክርኢ መጽዩ።ሽዑ እየ ኣብ ነንሕድሕዶም ክጫረቑ እንከለዉ ኣኲስ"ንዓይ እትሃርም ጥይት ራሻ ክሳብ ሕጂ ኣይተሰርሐትን እንድሕር ተሰሪሓ ድማ ክትወግኣኒ ጥራይ ዘይኮነትስ ክትቀትለኒ ኣለዋ"ኢሉ ብናይ ሓርበኝነታዊ ቃላት ኣብ መንጎ ዕሙር ዕላል የዕለሎም ።ምስቲ ሓድሽ ምንባረይ ድማ ኣዝየ ዕላሉ መሰጠኒ።ኣብ መንጎ ዕላሎም ድማ"ኣታ ወዲ ህንጻ ቀልጢፍካ ግዳይ ሓዊኻ ምጻእ ኣደይ ብኽሻፋ ክትርእያ"በሎ ኣኲስ።ወዲ ህንጻ ድማ "እዉይይይ! ኣታ ኣኲስ ስድራቤት ኣለዉኻ ድዮም ንመጀመርያ ግዜ ስድራቤት ከም ዘለዉኻ ትዛረብ ኣለኻ!"ኢሉ ክርኪር,-----ር ኢሉ ሰሓቐ።ስለምንታይስ ኣኲስ ነቲ ገዝኦም ብኽሻፋ ኣዲኡ ክትወጽእን ክትኣቱን ክርእያ ይዉዕል ስለዝነበረ እዩ።ብድሕሪኡ ድማ ኣብ ናይ 2ይ መጥቃዕቲ ኣብ ዉጡሕ ዝነበረ ኩነታት ሕማቕ ስለዝነበረ ጸላኢ ምስ ኣጥቅዐ ኣኲስ ነታ ሓይሉ ኣዝልቒ ኢሉ ምስቲ ምልክቱ ነታ ሓይሊ ክሽፍነላ ተረፈ ኣብቲ ደናጉላታት ድማ ምስ ጸላኢ ሾኾርተት በሉ። እቶም ጸላእቲ ብፍላይ ሓደ ተዛራቢ ትግርኛ ፡ናኣኲስ ጥይት ወዲኡ ከምዝወድኤ ስለዝፈለጠ ብኢዱ ክሕዞ "ኢድካ ሃብ፡ኢድካ ሃብ! እንዳበለ ብዙሕ ኣብቲ በለስ ዝበዝሖ ደናጉላታት ሸኾርተት በሉ።ኣኲስ ነቲ ምልክቱ ህደም ህደም ኢሉ ድማ ምስቲ ወደገባ ብኢድ ክገጥሞ ምስ ደለየ እቲ ወደገባ ቀሪቡ ግንባሩ ብጥይት ሃረሞ፡ኣኲስ ድማ ከምቲ ዝብሎ ዝነበረ ኣብ ኣፍ ገዝኡ(ሃዳሞ ደቀምሓረ) ክበጽሕ ብናይ መጀመርያን መወዳእታን ጥይት ራሻ ተሃሪሙ ወደቐ ተሰዉኤ።ብቕጽበት ድማ እታ ሓይሊ ተወዳዲባ ስለዝመጸት እቲ ከዳዕ ኣብኣ ተሃሪሙ መይቱ። እንበኣርከስ ኣብ ናይ በጦሎኒ ኣኼባ ብዛዕባ ብኸመይ ኣኲስ ተሰዊኡ ብዝብል ብዛዕብኡ ጥራይ 4 ሰዓት ወሰደልና ሓለፍታ ዘሎ ተረኣ ነታ ሓይሊ ኣጨነቑላ።እቲ ሕቶ ስለምንታይ ኢኹም ዋላ ኪዱ ኣዝልቑ እንተበለኩም ገዲፍኩሞ ትኸዱ?ዝብል ነበረ።ኣብ መጠረሽታ ድማ እቲ ነቲ ኣኼባ ዘካይድ ዝነበረ መርሒ ቦጦሎኒ(መርዓዊ)ካብቲ ኲናት ምዉጻእ እንድሕር ኣቢኩም ብጥይት ሓምሽሽኩም ተሰኪምኩም ከተውጽዎ ከተውጽዎ ኔርኩም ተሓኪሙ ድማ ምተመልሰ ኢሉ ዛዚምዋ።መራሒ መስርዕ ወዲ ህንጻ (ህንጻ)እዉን ኣብ ዉጡሕ እዩ ተሰዊኡ። ሃይለ ኪዳነ-ስዊዝ
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 2 жыл бұрын
Ab tarik Eritrea zeytehebre yelen bitaemi des zebil tarik yekenyelina kibur haw
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 жыл бұрын
ባባ ተከስተ ናተይ አቦይ good to see you. I LOVE YOU SO SO MUCH ❤️❤️❤️🌷
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
ንአይ ከኣ ኣቢ ሐወይን መጋድልተይን 🇪🇷❤️
@terbinosaboli2830
@terbinosaboli2830 2 жыл бұрын
Tv send nemesgnekum kbur general tekeste Hailen kbur antonion gele tarik kiqebru niskum dima aifal teabitu kiterif yeblun elkum titntnwo alekum bi fetari shim nemesgnekum
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 жыл бұрын
ሰላም እንኳዕ ብዳሓን መጻኩም፡ ብዛዕባ ሚኒስተር ኣስቴር ፍስሓጽዮን ክትገልጸልና ኣባል ጉ15 ብምኳናን ብምክንያት እዚ ዕለት 8 መጋቢት !
@adhanomweldemariam9138
@adhanomweldemariam9138 2 жыл бұрын
ሰላም ብ/ጀነራል ተኸስተ ከመኡ ውን ኣንቶንዬ ብምቅጻል ናተይ ሕቶ ድማ ገለ ኣፍልጦ ብዛፅባ ተጋዳላይ ጎንጉል ገለ ክትብለና ተስፋ ይገብር።
@mussieeyob6467
@mussieeyob6467 2 жыл бұрын
Zikeberka brgader general tekeste haile Megemeta edmen tienan yihabka Ane Mussie Eyob dekemhare yibehal Tekatatali medebka btamikea yednkeka GN hanti mearemta alatni Emo nezia kitirma yilabeweka # abe part 46 corenle Andehishal tesewiyu elka tezaribka nerka emo Andehishal gen ayitesewean bhiwetu alo mearemta gberela yekenyeleyi
@mmsaed4630
@mmsaed4630 2 жыл бұрын
الحرب على المتفرج هيين. Combating is simple issue for the viewer. U A great general
@EritreanScholarsMedia
@EritreanScholarsMedia 2 жыл бұрын
Real Hero
@kidaneghebreslassie5452
@kidaneghebreslassie5452 2 жыл бұрын
Hibret Berhe had a son from Temesgen and in the field of struggle was married to Haile Menkeroius and had a girl bby whose name was Selam Haile,but dead while she left the eritrean govt.So she is really missed her 2 kids.
@kidaneserteyonas1939
@kidaneserteyonas1939 2 жыл бұрын
Hibret was joined to eplf with her son whose name was Kabral (son of patriot Ato Temesgen) but I dont know how he was dead in the field of struggle.
@berhetensea451
@berhetensea451 2 жыл бұрын
Thank you for the great interview as usual.
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 11 ай бұрын
ወዲ ሃይለ ጅግና ሓርበኛ ዝተጻሕፈ ንጹር ሰነድ ኢኻ አጆኻ ።
@tecklabgebremichael3675
@tecklabgebremichael3675 2 жыл бұрын
Dear General Tekeste Haile if you know about kidane Jabir he was from Division 96 with Mao and Simon kuhlen azazi haili eyu I know he sacrificed for his mother Land Eritrea how hero was him
@habtegubretu9795
@habtegubretu9795 2 жыл бұрын
Just to remind you Werku , she came from Yemen 1975 at the end with Fisihaye man just and wedi Hagos Tigraway. At the end 10/1974 three brave fighter Mihiret Merhu Negasi, Nebiat Firezgi Negasi and Ezgeharia gal Sheka Gilankeal known Betoloni 3. I proud of you and you have good memories. At that time I was Bahri Bara.
@onetow9425
@onetow9425 2 жыл бұрын
my Hero
@muktaadel8233
@muktaadel8233 2 жыл бұрын
Betami ekum des teblu
@tecleabtewolde5766
@tecleabtewolde5766 2 жыл бұрын
ክቡር ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብዛዕባ ስለያዊ ኣበርክቶ ናይ ስዉእ ሓርበይና ማናጃ ቅሩብ ጸቢቡ ወይ ውሒዱ ዝብል ኣዘራርባ ኣሎሞ ገለ እንተትብል ወይ እንተትውስኽ።
@saronsaron7343
@saronsaron7343 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ርሑስ ኣውደኣመት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልና ከምኡ ውን ቲቪ ሰነድ ኣንቶንዮ ብትገብሮ ኩሉ ኣዝየ የመስግን ተገዲስካ መልሰለይ ኢካ ጀነራል ተከስተ ኣብ 1974 ካብ ኣዲስ ኣበባ ንሜዳ ዝተሰለፈ ተማሃራይ 3ይ ዓመት ዩኒቨርስቲ ዝነበረ ክብረኣብ ገብረዝጊ ወዲ ዓዜን ወይ ድማ ሓዉ ሰመረኣብ ገብረዝጊ ኣብ ዓዲ ቁንጺ ዝተሰወአ ኣብ ከባቢ 1977 ወይ 78 ገለ በለና
@dreambox26mi-mi
@dreambox26mi-mi 2 жыл бұрын
ክቡር ሐርበኛ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@ygy.yohannes5179
@ygy.yohannes5179 2 жыл бұрын
Long live B/ general Tekeste Haile. Your dedication and continuous sacrifices will remembered as eternal statue. And we the new generation will be guided by the true principles of you and your comrades who contributed their lives. So wish you best of bests to you and journalist Antenio.
@michaeleyob3751
@michaeleyob3751 2 жыл бұрын
Dear Gn Tekeste Haile, I tried to find the right word/phrase to explain your character, heroism, integrity, humanity, humility, honesty, courage etc,. Simply put, your are pure treasure/rare pearl of Eritrea. I wish you good health, and I hope you can see the removal of the Lucifer of Nakfa and God will afford you to witness democratic Eritrea. Stay well my hero.
@akileasmerom5389
@akileasmerom5389 2 жыл бұрын
מיטח הקט
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ጅግናሓቅነትካን ጅግንነትካን ዘይ ይሳናነፍ ኹቡር ወዲ ኩቡራት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@nasmilano9013
@nasmilano9013 2 жыл бұрын
edmen tienan yhabka general wedi haile& Antonio
@mydawit
@mydawit 2 жыл бұрын
Correction to Aster Yohannes joining EPLF in 1975. Actually, she joined at the end of 1979 from Addis Abeba abandoning her Second-year Electrical Engineering studies. in the prior years she was also an active member of the EPLF urban cells in Asmara under the leadership of Tewolde Medhin Tesfamariam (top-ranked member of the famous Intelligence department under Petros Solomon .... who disappeared in one of the many abduction centers in Asmara since the early 2000s)
@maakenhabtom9988
@maakenhabtom9988 2 жыл бұрын
Harbena abona nberelna eska hade kabtom nmkahalom bhiwet zelekum jigna eka
@NMra.2023
@NMra.2023 2 жыл бұрын
Selam kubur B. G Tekeste. Iti inda siliya (72) lieli wudub koynu melet intay malet? Miezaz dyu abiyu? Slemintay iyu kemu ilu Wuchu?
@arefainebehane7940
@arefainebehane7940 2 жыл бұрын
Lovely brother Long Life
@dawitgilay5442
@dawitgilay5442 2 жыл бұрын
Zkeberka wedi tekeste tegadalaymmhr kfle gott nay 71 tegadalay ab kebabi adi hawesha ztesewee efelto do tkewun
@rimmedhane1476
@rimmedhane1476 2 жыл бұрын
We love you b/General tekeste haile❤💙💚💛
@kebrontesfalem1373
@kebrontesfalem1373 2 жыл бұрын
Bzaeba korenel Gerezgehir tekletsion. ab transportation nay serawit zelo eba gele belelna
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 2 жыл бұрын
አንቶኒዮ :- ክንዲ ስሊያ ትብልሲ ብተደጋጋሚ ስለላ - ስለላ ትብል ኣለኻሞ አምቼ ዲኻ 😁
@teklezewde5680
@teklezewde5680 2 жыл бұрын
ዝክበርካ ብጻይ ወዲ ሃይለ ኣቀዲመይ ዝክበረን ዝዓዘዘን ዝክበረ ስላምታይ ይብጻሕካ ንዓካን ነዝመደብ ዘዳሉ ዘሎ ኩቡር ሓውና ካብዝ ቀጽለይ ክብሎ ዝደለኩ ምስ ዝህሉ ብዛዕባ ደቅ ኣንስትዮ ኣይነበራን ዝበልካዮ ኣብ ናይ ወዲ ክዳነ ካብ 16 ዝመጸት ቫራ ኩማንዶ 4 ደቅ ኣንስትዮ ክምዝነበራና ክሕብረካ ይፍቱ።
@dawaentertainment6791
@dawaentertainment6791 2 жыл бұрын
ክቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክሳብ ክፋል 48 ተኸታቲለዮ መደብካ ተጻብኦ ጸላኢ, ጥሜትን ጽምእን ድኻምን አብ ብዙሕ ቦታታት የጓንፈኩም ከም ዝነበረ ገሊጽካልና አለኻ ካብ እንስሳታት ዘገዳም ዘየጓነፈኩም ኮይኑ ድዩ ወይስ ከም ገለ ክብል እያ ሓሊፋትኒ? አማኑኤል ክፍሉ (ዳዋ)
@libankidane7144
@libankidane7144 2 жыл бұрын
General wedi hayle hito alateni ntgadely tekeste hidrom wedi hidru eyu zifelit gele belena ntu
@hamedahmed7042
@hamedahmed7042 2 жыл бұрын
ሕቶ አለኒ አብ ምውት መሬት ታንኪ ከም ዝተዋሓጠት ሕክያ ሰሚዐ ሓቅነት አለዎ ድዮ
@teweldedeberhanghebre6320
@teweldedeberhanghebre6320 2 жыл бұрын
ብርጌድር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ንዝሕቦ ብ TV ሰንድ ዝመሓላለፍ ታሪኽ ብረታዊ ትጋድሎ ኤርትራ ጹቡቕ ጌር ስለዝከታተሎ ብድሕሪ ሕጂ እውን ካልኦት ብተመሳሳሊ ሒዝካ ክትቀርብ ምዃንካ ተስፋ ይገብር
@tecleabtewolde5766
@tecleabtewolde5766 2 жыл бұрын
ክቡር ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ እዚ ኣቀራርባኻ ንክትካታተሎ ዘየጸግም ኣብ ዝኽሪ ዘይትጽበዮም ብደቂቕ ዘሓዘ ዝርዝራውን ንጹርን እዩ። ኣቤት ናይ ሎሚ ኤርትራዊ መንእሰይ ከ ከም ናይ ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ዶኾን ብዝርዝር መቕረበ የብለካ። ስለዚ ምስጋናን ሞሳን ይግበኣካ።
@yordanosfesshaie
@yordanosfesshaie 2 жыл бұрын
ኩማንድስ ኣስካሉ ያቆብ ትበካል ጋል ካዜን ካርነሽም እያ ድሕሪ ናጽነት ኣብ ኣስመራ ቢሕማም ተሰዊኣ።
@tewwldegebremeskel8824
@tewwldegebremeskel8824 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ጀነራል ወዲ ሃይለ ኣነ ኩሉ ቲገብሮ ዘተዛረብካዮን ይስመዕ ኢየ።ኣነ ዘሓቶ ኣለኒ ኒሱ ከኣ ቢዛዕባ ሓወቦይ ኢዩ ። ኪሳብ ሕጅ ሲቕ ኣይበልኩን ኢንተኮነ ገና ደቑ ሰለዘለው ከሓቶ ኪጽበ ጸኒሓ፡ካብ ዘመጹ ግና ኣነ ከሓተካ ተገዲደ ኣሎኩ። ኒሱ ከኣ ኣቶ ዓንድማሪያም ገብረመስቀል ወይ( ጋፎ) ናይ ደርግ ዝነበረ ኢዩ 1991 ካብ ከባቢ ዓዲኻላ ተታሕዙ ቢመንግስቲ ሚስ ከደ ዝኮነ ዳሃይ የለን ኢሞ ዘለካ ኣፍሊጦ ኢንተሃልካ ቢሲም ኣምላኽ ይማሓጸነካ እፍሉጦካ ከተካፍለና ፡?ድሕረ ይሓተካ ካም ዘሎኩ ኣይጠፋኒን ኢሞ ይቕረታ ደቑ ኣለዉ ከብ ሚባል ኢየ። ካብ ተወልደ ተስፋስላሰ ወድ ሓዊ
@terbinosaboli2830
@terbinosaboli2830 2 жыл бұрын
Eritrawnet kbur meninet misgana ni liul fetarn ni siwuatnan ni sinkulatnan
@tesfalemhailom5091
@tesfalemhailom5091 2 жыл бұрын
Abssa
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 жыл бұрын
Wel come Brigadier General T.Haile. Thank you very much for your historic contribution to our bloved land.
@Mussela1982
@Mussela1982 2 жыл бұрын
Kubur jeneral ab 1974 ziteselefe Abrham tekia biwedi tekia zifilat inda 4 zinbere ab 1985 ab taba 10 elet 10 siat 10 halihal iske biziabia gele balana abia zinebere halafi
@user-tq2xr3fg4w
@user-tq2xr3fg4w 2 жыл бұрын
ክቡር ጀነራል ተኸስተ ድሕሪ ናይ ጥዖ ምሓዝ ሓደ ቦጦሎን ናይ 07 ኮማንዶ ጸላአ 18ኛ ብ ዓድኻላ ስለዝወፈረ ንራማ (ዳዕሮ ተኽሊት )ተመሊሳ ተን ዝተረፋ ናይ 07 ካብ ግንባር ደቀምሓረ ዝመጻ ነረን ድሕሪ መጥቃዕቲ ራማ ኩልና ብርገድና ንደንከል ተበጊስና ብዘይካ ታ ሓንቲ ሓይሊ ንኣዲስ አበባ ዝኸደት ስለዚ 3 ቦጦለንታት ምስ ኣጋር ከቢድ ብረት ቦጦሎን ነርና. ሳሙኤል ክማረኽ ከሎ ምስኡ ሓዱሽ ዝባሃል ቁጦባ ብርገድና ነሩካብ አደን ኣምሊጡ ቶም ሙሩኻት ሰለስተ ዮም ሳሙኤል ኪዳነ ኣብርሃም ቀሺ ገብረኪዳን ናይ 07 ስሙ ተመስገን ወዲ ዓፋርን አዮም ብዙሕ ዝኽሪ ኣሎኒ ዝያዳ ናይ በሉል ብዛዕባ ኣሃዱና 07 ማለተይ የ ብዓል ኣዛዚ ሓይሊ ፍጻሜ ኣዛዚ ሓይሊ ኣፍንጫ ዓተር ኣዛዚ ሓይሊ ወያነ ከምኡውን ብዙሓት ዝተረፉንን ኣዘዝቲ ሓይልን ጋንታን መሳርዕን ታራ ኣባላትን ቁጽሪ የብሎምን.
@isaiaseyob3809
@isaiaseyob3809 2 жыл бұрын
Velkommen B. G
@tecleabtewolde5766
@tecleabtewolde5766 2 жыл бұрын
ክቡር ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኣብቲ ወሳኒ መድረኽ ናይ ድሮ ነጻነት ነቲ ኣዝዩ ዕዙዝ ኣበርክቶ ዝነበሮ ክፍሊ ስለያ ናብ ተዋጋዊ ሓይሊ ንምቕያር ዝተበጋገሰሉ ምኽንያት፡ ከምኡውን ኣብ ልዕሌኹም ብፍላይ እቶም ሓለፍቲ ዘጋጥም ዝነበረ ዕንቅፋታት ብምትእስሳር ካብቲ ኢሳያስ ስልጣኑ ንምጥጣሕ ዝወሰዶ ስጒሚታት ዶ ክኸውን ይኽእል?
@---js5vd
@---js5vd 2 жыл бұрын
ኩብር ጀነራል ተከስተ ሓይለ ንሲካ ኪቲመጺ ከለካ ስሪሐይ ገዲፈ ኢየ ዚካታተለካ ካቢዚ ቢሚቕጻል ቕዲሚ ሕጂ ቡዚሕ ሓቲተ ነረ ኣይተመለሰለይን ሕጂዊን ኺቕጽል 1ይ ንሂዚቢ ኤርትራ ኢቶብያ ኪትኪሕሳ ዶ ነርዋ ዶ ቲቢል ኢታይ ቲቢለና 2ይ ተጋዲሎ ሓሪነት ኤርትራ ጀብሃ ከም ስዲራ ስዊኣት ኪኒገሩ ነሪዎም ዶ ሲለሚታይ ዘይተነገሩ 3ይ ካብ ሂዚቢ ካሪነሺም ኻዜን ካብ ሓደ ስዲራበት 6ተ 7ይ ወዲ ወዱ ጠቕላላ 7ተ ተጋዲሎም 6ተ ተሰዊኦም 1 ኣቱ ኢዳ ኣቦይ ሲሚኦን ዚቢሃሉ ባል ገብሩ ጳውሎስ ገቢሩ ታኪላብ ምስ ወዱ ጳውሎስ ምስ ወዲ ሓዊ ከተማ ኣብ ባጽዕ ኣብ ሪኢሲ ሪኢሲ ኣብ ሓቲ ሲሪሕት ተሲዊኦም ኢዮም ኣብ መደብ ዋሊታ መጾም ነሮም ትፈሊጦም ኢተ ኮንካ ኢታይ ቲቢለና ሕቶ ኣቢዚሔልካ ምስ ናይ ይቕረቲኢ
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 жыл бұрын
ኢትዮጵያ ድኣ እንታይ ክትክሕስ፡ መመሊሳ ድኣ ትደግስ እምበር። ኣእጋራን ኣእዳዋን ኣኪባ ትም እንተ ትብለልና ዓቢ ካሕሳ እዩ ኔሩ።
@---js5vd
@---js5vd 2 жыл бұрын
@@eritreanhiwot4667 ya hakika esu dia bimitay edilina kinirekibo maletesi abiti gze eti eye zibil zeleku
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 жыл бұрын
@@---js5vd ምናልባት ኢትዮጵያ ኣይትፈልጣን ከይትኸውን እምበር፡ ኣይነበራ ኣይጠፍኣ ኢያ። ኣብ 1991 ጥር ትብል ሳንቲም ናይ ወጻኢ ኣይነበራን። ወደብ፡ ብብር ክትጥቀም ተጌሩ፡ ብዙሕ ዕዳታታት ተማሒራ፡ ብናይ ወጻኢ ናይ ሓይሊ ተተኺሉላ እትነብር ሃገር እያ ኔራ። ክሳብ ሕጂ ከምኣ ኢላ ኣላ። ከምኣ ኢላ እያ ከኣ ክትነብር። ነታ ኣዲስ ኣበባ እንተዀሓሓሉ ደሓን ይመስሉ። ከምዚ ብላዕሊ ባድላ ጌሩ ብውሽጡ ብትኽትኽ ዝበለ ክዳን ወሽጢ ዝገብር፡ ባዶ ዝጅቡኡ ሰብ እያ። ኤርትራ ሃብታም እያ። ብትሕዝቶ መሬታን ሰባን። ካሕሳ ክትቅበል ኣይኰነን፡ ኣእዳዎምን ኣእጋሮምን ንኽእክቡላ እንተ ከፈለቶም ከምኣን የዋጽኣ።
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 2 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ናይ ኤርትራ Field marshal ኢኻ ማንም ገልጣም ከማን ተጠሚቆሞ ንርእይ አለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@berhnihadgu1525
@berhnihadgu1525 2 жыл бұрын
አብ ጠዕ ሓሙሺቲ ምአቲ ምራክት ናአራም ናብይ አብላም
@mihreteabgebreyesus3227
@mihreteabgebreyesus3227 2 жыл бұрын
Welcome B G tekeste enquae bselam mexakum hanti hto alatni tesfasion bokrexen ab dgsa u tesewieu hanti sebeyti ab gezia kemzkebereto yflet bzaeba ezi entay aleka afleti mis nay ykreta
@johnmebrahtu1643
@johnmebrahtu1643 2 жыл бұрын
Jgna
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 10 ай бұрын
እንታ ከዳዕ ትግራዋይ ክዳውንቲ እንዳ ቀያየርካ ኣደናግር ጥራይ :: እቲ ዕሱብ ዓቕራቢኻውን ደሙ ኤርትራዊ ኣይኮነን : ካብ ስግርዶብ ዝመጸ ዕባይ ኤርትራዩ :: ብሓንቲ እዋን ዝተቐርጸት ሓሶት ገንዘብ ንኽትእክብ ቆራሪጽካ ሓዳስ ኣምሲልካ ኣናለጠፍካ ጥራይ ገንዘብ ኣክብ :: ገንዘብ ኣበይ ከምዘብጽሓካ ክትርእዮ ኢኻ :: ክልተኹም ደቀባት ኤርትራ ኣይኮንኩምን :: ዝሰምዓኩም ሃገራዊ የለን ::ብዘይካ ቁሩብ ከድዓትን ከማኹም ካብ ስግርዶብ ዝመጹ ዘይ ደቀባትን :: ንስኹምኒ እታ ትምውለኩም ኣመሪካን ትበጽሕዎ የብልኩምን : ማይ ኣሚኽኩም ክተርፉ ኢኹም :: VIVA ERITREA
@mlikasmilkiaspro944
@mlikasmilkiaspro944 2 жыл бұрын
ብመጀምርያ ሰላምታ በምቅጻኣል ብዛባአ ወዲ ኣበባ ሚኪኣል ኣብ ክ/ስ 96 ኣዛዚ ብጦልኒ ዘነበር ኣብ ኣደርስቶ ዘተስዋኣ ገለ በልና ምስ ኣኩብረ።
Tv Sened  BG Tekeste haile Interview   5 March 2022    Part 47
1:24:00
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 42 М.
Tv Sened Eritra   BG Tekeste Haile Interview Part 16 ,           May 7 2021
1:14:22
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 46 М.
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 70 МЛН
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 13 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 6 МЛН
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 52   June 12 - 2022
1:29:22
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 38 М.
Tv Sened  BG Tekeste Haile answer public questions  (Part 6)     30 April  2022
1:45:50
Tv Sened  BG Tekeste Haile  Interview Part 21   June 18 - 2021
1:24:11
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 46 М.
Tv Sened  BG Tekeste haile The Golden interview May 21 - 2022 Part 50
1:42:56