Tv Sened BG Tekeste Haile Interview - Gindae and Dongolo front Part 37 November 12 - 2021

  Рет қаралды 43,055

Tv Sened Eritra

Tv Sened Eritra

2 жыл бұрын

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview - Gindae and Dongolo front Part 37 November 12 - 2021 ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ - ግንባር ጊንዳዕ - ደንጎሎ ክፋል 37 ሕዳር 12 - 2021
Tv Sened Eritra is an Independent media, sharing the eritrean common history, to bring positive and constructive ideas to improve and promoting truth and understanding.
Tv sened run programs on KZfaq since 2007 and now it is time to support. Thank you for your contribution in advance.
Support Tv Sened

Пікірлер: 115
@huruymesfin63
@huruymesfin63 2 жыл бұрын
ታርክና ክንሰምዕን ክንፈልጥን ስለ ዝሓገዝኩሙና ካብ ልቢ ነመስግነኩም የቀንየልና።
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 2 жыл бұрын
ስላም ንኽልተኹም ዕድመን ጥዕናን ይምነይርልኹም ።ብምቅጻል ኣጋላልጻካ ብጣዕሚ ተመሲጠ ድስ ዘብል ኢዩ። ንዓካ ብምርካብና ተሓቢኡ ዝነበረ ታሪኽና ምስ ኩሉ ሕማቅን ጽቡቅን ኽተዘንቱ ብምቃዕካ ደግመ ጥዕና ይምነየልካ ምንታን መንኢያሳትና ኽፈልጡን ኽማሃሩ ም ኢንታን ቀጽለ ኽሐተካ ኣፍልጦ ኢንተለካ ኢንተ ዘይተጋግየ ብርሃነ (ብሳሕል )ማኢክልነት ቦጦሎኒ ኣዚዩ ምቅሉል ኣብ ኣተኣላልያ ድቅስባት ኢዩ ኔሩ ኣብ ወሽጢ ርሲ ምድሪ ተስዎኡ፡ካልኣይ ኣባል ኪፍል ታዕልም ዝነብረ ብወድ ዘለቀ ዝፋለጥ ኣፍልጦ ኢንተ ኣለካ? ካብዚ ብምቅጻል ብትኽኪል ኣጋላልጻ ኢካ ትግልጾ ኣለካ ድፋዓ ኽስብር ክሎ ኣብ ጸጋምኩም ማልት ኣብ ኩበይ ኔርና ፡ጽቡቅ መግለጽ ብምቅጻል ኣሃድና ኣብ ወርሕ ኣብ መፍርቅ ሕጅ ብልኽዕ ኢቲ ዕለት ክይግስግ ኽዝኽሮ ኣይኪልን ግን ብግሪና ናብ ሓላዘን ወርድና ካብዚ መካይን ተጻዕና ኽሳብቲ ንስያሓ ግድ ዘውጽኢ ቦታ ኣብጽሔምና ካብዚ ብግሪና ንሓድሽ ዓዲ ሓላይ ወጽና ብምቅጻል ብማይ ስራዊ ቁርጽና ጸሮና በለሳ ኣቲና ፡ካብ በለሳ መካይን ናይ ረድኤት መጽየናና ካብዚ ኣብ ትግራይ ብዘት ኣቲና ኣብዘት ብሳሕል ዝመጽና ተራኪብና መግለጽ ተዋሂቡና ስንዕፈ፡ ዓድ ቅይሕ ኽነጥቅዕ ምዃናን ኣብ 1977 ተፈትና ክምዘይ ስለጠና ግን ሓይል ጸላኢ ክምቲ ዝተዋህበ ዘይኩነስ ብንጻሩ ክትኽል ኣይካኣልን መጥቃዕቲ ስንዓፈ 24 /4 /1991 ተጀሚሩ ክባቢ ሳዓት ሓድ ኣቢሉ ይክውን /26 4 1991 ኣብ ዕዋነት ኣትና ሓድርና ንስገነይቲ ኽንሕዛ ይግባኣና ኔሩ ምኽንያቱ ብዘይተፈለጠ ምኽንያት ጽላኢ ሓይሉ ኽስብ ዝኣካኪ ስቅ ኢሎም ድሕሪ ምጽንሖም ኢተው ዝብል ትኢዛዝ ተዋሂብና ኩሉና ሕጉሳት ኣይነበርናን ግን ክምዘይ ኢቶ የለን ኣትና ኽንዕወት ግን ኣይካልናን ኢዚይ 27 4 1991 ኢዩ። ድሕሪ ኢዚይ ኣይወሪሕ ምርብራ ተካይዲ ዓቅመና ትዳኪሙ ዓቅምና ብግምት 80 ይክውን ኔሩ ካብዚ ሓይልና 7 ስባት ተርፋና ክላኣይቲ ሓይል ዝውጋኣ ተውግኡ ዝመውተ ምውይቱ 2 ሳባት ሓድ ተክስተ መራሕ ሓይል ሓደ ብወዲ ቅይሽ ዝፋለጥ ተርፋና ፡3 ሳልስይቲ ሓይል ብተዛማድ 35 ስባት ተርፋና ኣዝይ ክብድ ኔሩ። ብክምኣ ተወድኣ ወርሒ ሓሙሽተ ጽርግያ ሪባ ሓዳስ ሳላ ህዝቢ ኣክለ ጉዛይ ምስ ተወድኤ ታንኽታትን መግብን መጽዩና ወርሕ 5 29 1991 ተጀሚሪ ተሳልጢ ኣብ ኣፈልባ ዓርድና ።ኣብኡ ሓያል ኔሩ ። ኢንተሓግዘካ ካብ ዝብል ኢየ ጽሕፈልካ ኢንብር ኽንስሪሕ ኢንበር ክምዚ ናትካ ኽግልጽ፡ዓቅሚ ኣልይኒ ኣኩንኩ ቅጽሎ ዕድመን ጥዕናን ንኽልተኹም።
@binyamyemane5969
@binyamyemane5969 2 жыл бұрын
ሰላም መ/ጀ ተኸስተ ሃይለ እቲ ዝገለጽካዮ ካብ ምትሓዝን ባጽዕ ድሕሪኡ ምርብራብ ግንባር ጊንዳዕ ዝነበረ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ነመስግነኻ ካኣ ። ብደረጃ ሓላፊ ኮይንካ ኣብቲ መሪር ግጥም ብሓየት ህዝባዊ ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ሃቦን ትብዓትን ዝነበረ ቀዳማይ ኢድ ኣቲ ውዕሎ ኮይንካ ብጣዕሚ ደጊመ የመስግነካ ፡. ብፍላይ ኻኣ ምስ ወያነ ዝነበረና ምትሕግጋዝ ተጋደልቲ ወያነ ንሜዳ ኤርትራ መዓስ መዓስ ክተሓገዙ ከምዝመጹ በንጻሩ ኻኣ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር መዓስ መዓስ ኣብ ትግራይ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ኹናት ከምዝተሳተፉ ጽቡቅ ጌርካ ኣብሪህካዮ የቀንየልና እቲ በዘይ ሻራነት ብቅኑዕ ሓቅን ዝገለጽካዮ ነመስግነካ ።
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 2 жыл бұрын
ክቡር ብጻይ ተኸስተ ሃይለ "ሰነድ" ኢዩ እንተተባህለ ይንእሶ እምበር ኣይውሕዶን። ምኽንያቱ ተበርቢሩ ዘይውዳእ ታሪኽ ኢዩ ዘለዎ። ንሓታትን ተሓታትን ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ዕድመን ጥዕናን ይምነ።
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
እንቃዕ ደሓን መጻኩም ጀነራል ተከስተ ምስ ኣንቶንዮ፡ ታሪክ ብግቡእ ይስነድ ኣሎ፡ ካልኣይ ታሪክ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ ጀነራል፡ ክብሪ ከኣ ይግበኣኩም ምስ ኣንቶንዮ፡ እስከ ጸሓፍቲ ርኢቶ ከኣ ናይ ቋንቋ ትግርኛ መደብ ኢዩ፡ ብትግርኛ ጸሓፉ ዌልካም ካምባክ ኣይትበሉ።
@omeribrahim7743
@omeribrahim7743 2 жыл бұрын
اهلا وسهلا بك اللواء تخستي هيلي انت فخر ارتريا. Welcome B.G Tikeste Haile, you are the pride of 🇪🇷 Eritrea. Thank you.
@ariamgirmay5204
@ariamgirmay5204 2 жыл бұрын
Thanks ወዲ ሃይለ. መቸም ኣዘኻኪርካና ንሮና ንሮ ድፋዕ ብዝኾነ ብፍላይ ናይ ሞርታር ደብዳብ ክትኩሳ ከለዋ ዝነበረ ዲግዲግ ተዘኪሩኒ::ሞርታር ክትኮስ ከሎ እቲ ቀዳማይ ተኹሲ ማለት ካብ ኣፎሙዝ ክወጽእ ከሎ ዝስማዕ ድምጺ ልክዕ ከም ናይ ሳዓል ድምጺ ሑእ ክብል ስለንሰምዖ ኢና ተቓላጢፍና ንድፍዕና ንኣቱ ዝነበርና ግን ክኣ ዝኾነ ከብድ ብረት ኣብ ርእስኻ ዝሃርም እንተኮይኑ እቲ ቀዳምይ ድምጺ ተኹሲ ኣይስምዓን እዩ: ንኸባቢኻ እንዳ ሃረመ እንዳኣሰረ ስለዝድብድባ ግን ንሕና ውን ነለልዮን ንጥንቀቕን ዝነበርና::ብዝኾነ ደጊመ የመስግነካ ክፋል ሂወትና ዘዘኻኸርካና
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
Tnx B/G Tekeste Haile, Eritrea for Eritreans by Eritreans. Eritrea First !
@bltblt2473
@bltblt2473 2 жыл бұрын
TDF is gonna liberate you soon 🔜
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
@@bltblt2473 Mr. Agazien langa langa, don't mess with Eritreans or ready for Mnkbilal kkkkkkk.
@bltblt2473
@bltblt2473 2 жыл бұрын
@@ak4ever818 ትርእዬ ደየለካን ህዝባዊ ግንባር ኣብ ዒራ ዒሮን ኣብ ስደትን. ሕማቅ ናብ ስደትን ድክነትን ዝገበረትና ውድብ ናይ ሽፍታ ኢሰያስ ክትብተን ጥራይ እዩ ዘለዋ.
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
@@bltblt2473 nay Eritrewi shigir bi eritreawin eyu ziftah...esu neana ni Eritrawian yimilket nisika nay Tigrayka giber.
@bltblt2473
@bltblt2473 2 жыл бұрын
@@ak4ever818 ተከስተ ሃይለ ክኣ ናይ ትግራይ ካ ግበር በሎ.
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 жыл бұрын
Wel come Brigadier General T.Haile. You are absolute hero. You did very big to our final freedom.
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
Thank you BGTH and journalist Antonio. Edment tienan timinitey niakum.
@binyamyemane5969
@binyamyemane5969 2 жыл бұрын
ሰላም መ/ጅ ተኸስተ ሃይለ ተጋደልቲ ህወሓት ኣብ 1983 ኣዝዮም ብዝሒ ዘለዎም እንኮላይ ደብረጽዮን ኣብ መላእ ክፍልታት ህዝባዊ ግንባር ከም ኣብነት ኣነ ዝነበርክዎ እንዳ ዜና ኣብ ኩለን ክፍልታት ካሜራ ማሕተም ትምህርቲ ታይጲን ሕትመት ጽገና ማሺናት ሕትመት ብዙሓት ተጋደልቲ ህወሓት ስንኩላን ከይተረፉ ን 2 ዓመታት ጽዑቅ ትምህርቲ ብኪእላታት ተማሂሮም ኣነ ዘረጋግጾ ኻአ እዩ ድሕሪ 2 ዓመታት ኻአ ብሰላም ናብ ትግራይ ተመሊሶም ። ብኻልእ ኣብ መጓዓዝያ ኣብ ሕክምና ኣብ ሙዙቃ ኣብ ፋይናኒስ ኣብ ወነወ ራድዮ ምስ ተክኒኩ ወዘተ ካአ 2 ዓመታት ተማሂሮም ከይዶም እዚ ምስ ኹናት ወይ ውግእ ምትእስሳር ዘይነበሮ ንትምሕርቲ ናይ ሞያን ኣካዳሚ ውን ነይሩ ። ነዚኣ ከተብርሃልና ኻኣ ብሃንቀውታ ንጽበይ ። ኣነ ድሕሪ ምስንካለይ እንዳ ዜና ስለዝነበርኩ እየ ።
@tadessekidane720
@tadessekidane720 2 жыл бұрын
ሰላም ወዲ ሃይለ ከምኡ'ውን ኣንተንዮ። ንኣበርክቶኻን ዝኽርታትካን አድንቕ። ሓንቲ ኣብታ ጽአላኢ በታ ባስካ ወሪዱ ዝበልካያ ንእሽቶ፡ ኣብቲ ቦታ ስዉእ ኣየለ ትኩእ (ፊዳ) ሽዑ ምናልባት ኣዛዚ ቦጦሎኒ ወይ ሓይሊ ብጭቡጥ ኣየረጋገጽኩን፡ ልክዕ ኣብቲ ቦታ፡ ከባቢ ጽርግያ ከም ዝነበረን፡ ንሱን ኦፐረተሩን ክሳብ ብቡምባን ካላሽንን ተታዂሶም ንጸላኢ ንገለ እዋን ደው ከም ዘበልዎን ይስማዕ ኢዩ'ሞ ብዛዕባ ፊዳ ገለ እንተ ትብለ ቅድሚ ሕጂ'ውን ብዛዕባ ተኽለማርያም ኣርኣያ ተኽለ (ምናልባት ሳጉኡ ቀሺ መስለኒ) ዝረሳዕካያ እመስለኒ።
@johnkidane7164
@johnkidane7164 2 жыл бұрын
ብሃንቀውታ ዝጽበዮ ቃለ-መሕትት እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ተኸስተ።
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 2 жыл бұрын
መርሓባእ መሕደሪ 1000 ብርጌደር ጀነራል ወዲ ሃይለ። ኣደ ወሊዳ ትምከን። ኤርትራን ህዝባን ታሪኻን ንዘልኣለም ክነብሩ እዮም። እቶም ኣብዚ ሰፊሕ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተሳተፉ ጅጋኑ ናብ ዓዲ ኩልና ቅድሚ ምኻዱ ከምዚ ናትካ ክሰርሕ ንላበዎ።
@eyobtes5588
@eyobtes5588 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ጅግና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ! ክንዳኻስ ሽሕ ይኹኑ ! ተባዕ ፡ ማሃሪ፡ ሓቀኛ ፡ ብዓቢኡ ከኣ ተቀዲሑ ዘይዉዳእ ፈልፋሊ ከብሒ ታሪኽ ፡ መጽሓፍ ጅግንነት ኢኻ እሞ ሓበን ኢኻ ሓበን ይሰማዕካ !! ኣብ ኣሰርካን ጎድንኻን ኣለና ኣጆኻ በርትዕ !!! ደጊመ ሰላም ፡ ቅሳነት ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ !!!!!!! ።
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
Thank you to all logistics/ meguazia of hizbawi gmbar for taking care of by delivering bread and water to the fighters. Without you guys, the fighters would’ve been starving and thirsting. Thank you for bringing and providing food and water for them all.
@singersamimario6898
@singersamimario6898 2 жыл бұрын
ሰላም ብሩካት ኣያታት ጀጋኑን ሓርበኛታትን ጀ/ተከስተ ሃይልን & ጋዜጠኛ ኣንቶኖን ፣ ሓቂ ብሓቂ ኣዚዩ ብሉጽ ዝኮነ ውሑሉልን ስነዳዊ ዝኮነ ታርክ እኩም ትገድፉ ዘለኩም። ። ወዲ ሃይለ ብጣዕሚ ኣዚዩ ብሉጽ ብዝኮነ ታሪካዊ ሃገራዊ ቅርሲ ኢካ ትገድፍ ዘለካ እሞ ብልቢ ብስም ህዝቢ ኤርትራ ክብሪ ይብጻሕካ ፣ ኣምላክ ድማ ዕድመ ጥዕናን ያሃብካ ።ኣብታ መጻእት ኤርትራ ነዛ ከርተት ዝበልካላ ሃገር ደጊምካ እፎይ እልከ ትነበረሉ ግዜ ፈጣሪ ያሃብካ ። ኣንቶኖ ሓወይ ውን ኣዚየ ዘደንቅክዎ ኣጋባብ ኣታሓታትታካ ከይተረምኩ ኣይተረፍኩን ተደኒቀ ። ናይዚ ሃገረዊ ዝኮነ ታርኪ ሰናድን ሓታትን ብካንካ ደስ ይበልካ ። ኣብታ መጻኢት ኤርተራ ኣምላክ ነታ ዝከረተትካላ ሃገር ደጊምካ ብቅሳነት የንብርካ ።ብስም ህዝቢ ኤርትራ ክብሪ ያሃብካ ። ካብ መጀመርያ ክሳብ 37 ክፋል ናተደንቅኩ እየ ዝሰምዖ ዘለኩ። ሕቶ ግን ነይረሩኒ /////???????////// 1, ብዛዕባ ተክለ ዓድን ህላውነቱን ኣበይ ኣሎን? ? 2, ኣማኑኤል ሓድጉ ( ፖሊስ ) ኣብዚ ወረራት ናይ 1998/ 2000 ኣዛዚ ክ/ሰ 37 ዝነበረ ድሓር ኣብ 2006 ከባቢ ናብ ኣዛዚ ክ/ሰ 27 ዝመጸ ትፈልጦ ተኮንካ ገለ በለና ። ብዙሕ ሕጉስ ዘይምንባሩ ከም ሓላፍየይ ስለ ዝፈልጦ ኢየ ። ገለ በለና 3, በ/ጀ መብርህቱ ቫይናክ ውን ነዊሕ ደስኪሉን ደው ኢሉን ነይሩ መስለኒ ገለ በለና ናይዞም ጀጋኑ ፖሊስን ቫይናክን ። የቀንየለይ♥ ።
@yacobyohannes6113
@yacobyohannes6113 2 жыл бұрын
ንካልኣይ ግዜ ክምሕጸነካ! ብዛዕባ ወዲ ቃለይ ገለ በለና ኢለካ ኔረ። ምስኡ ኣጠቃሊልካ ብዛዕባ ዓቡዱ ረመጭ ውን ኣዘብትወልና ሓደራኻ የቀንየለይ።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 жыл бұрын
ሰላም ዝኸበርኩም B/G ተኸስተ ሃይለ ከምኡውን ጋዘጠኛ ኣንተንዮ ተስፋይ፡ ከም ተወሳኺ ኣብቲ ወዲ ሃይለ ዝገልጾ ዘሎ ተሳትፎ ተጋደልቲ ወያነ ትግራይ ምስ ህዝባዊ ግምባር ኣብ 6ይ ወራርን 7ይ ወራርን ጥራይ ኣይነበረን። ኣብ ዝሓለፈ ክፋላትኩም ጠቒሰዮ ከም ዝነበርኩ ሕጂ'ውን ደጊመ ክገልጾ'የ። ብርጌድ 58 ኣብ 1980 ዓ/ም ካብ ከባቢ ኣፍዓበት ማለት ከባቢ ሞጋዕ፡ ከባቢ ማዕሚደ፡ ከባቢ መፍገርገሪል__ ወዘተ ዓሪድናሉ ዝነበርና ዕርድታ ኣንሳሒብና ናብ ከባቢ ሕዳይ ማለት ኣብ ሰንሰለታዊ ገማግም ናሮ፡ መሸታይ፡ ጉድ፡ ኢትሓልበብ ብፍሉይ ድማ ሮረት ኣብ ዚብሃል ከባቢ ድፍዓት ንሃንጽ ኔርና። ኣብቲ እዋን 'ቲ ይዝከረኒ ብኣኼባታት መልክዕ ሓበሬታ ተጋደልቲ ወያነ ይመጹና ስለ ዘለዉ ኣብ ልዕሊኦም ዝኾነ ዪኹን ምቁንጻባት ማለት ኣብ ልዕሊ ትግራዋይ ከም *ዓጋመ* ዪኹን ካልእን ሕማቕ ቃላት ከይዝረብ ብኽብረት ክንቅበሎም ከም ዘሎናን ተሞክሮን ባህርያትን ተጋዳላይ ህዝባዊ ግምባር ኪቐስሙን ኪወርሱን ከም ዘለዎም ተገሊጹልና ኔሩ። ሽዑ ሽዑ መጺኦም ድማ ተመዲቦምና፡ ኣብ ነፍስ-ወከፍ ጋንታ ከኣ ከክልተ ተጋደልቲ ተወዚዖምና ጋንታና ጋንታ ማሽንጋን ስለ ዝነበረት እቶም ናባና ዝተመደቡ መንእሰያት ተጋደልቲ ብኣካላዊ ብቕዓቶምን ጉብዝናኦምን ኣዝዮም ብሉጻት ነበሩ። ኣብቲ ዝካየድ ዝነበረ ኩዕታ ከናለታትን ድፋዓትን ምቑራጽ ኣግራብን ማለት ኣጉናድ መስርሒ ድፋዕ ከምኡ'ውን ኣብ ሩባ ሕዳይ ወሪድካ ምትባዕ ማለት ነቲ ኣፍራዛታትን ቡንታን መለኪኖን ሓዊ ኣርሲንካ ብማሳ ቀጥቂጥካ ተትብዖ ማለት'ዩ፡ ስለዚ ካብ ሓንጎለይ ዝይርሳዕ ተሳትፎ ከም ዝነበሮም ክምስክር ዪደሊ! ካብዚ ብምቕጻል ድማ ድሕሪ ቁሩብ እዋን ማለት ኣብ 1980 ዓ/ም ኣሃዱና ቦጦሎኒ 2 ብርጌድ 58 መራሕቲ ቦጦሎኒና ድማ *ቋንቁ* ከምኡውን ኮሚሳር ድማ *እዝራ* (ወዲ ቐሺ)፡ መራሕቲ ሓይልታት ድማ ኣብ ተገይሎው ዝተሰውአ *ወዲ-ሃገር* ዝብሃልን ኮሚሳሩ ድማ ኣብ 1987 ዓ/ም ዝተሰውአ *መኮነን ኣልመደ* (ወደ-ልመደ)፡ *ሃብቱ ገረንድርያስ* (ወዲ-ገረንድርያስ)፡ ኮሚሳር *ነጋ* ዝብሃል፡ *ገብረንጉስ* (ኣፍሮ) ወዘተ ናብ ኲናት ሓድሕድ ነቒልና። ቦጦሎኒና ኣብ ሮራ-ሓባብ ባቕላ ዝብሃል ቦታ ውግእ ጀሚርና። እቶም ኣብ ሮራ-ሓባብ ዘጥቃዕናዮም ኣህዱታት ተጋድሎ ሓርነት ኤሪትራ ናይ ብርጌድ 44 ምንባሮም ዪንገር። ስለዚ እዞም ምሳና ተመዲቦም ዝነበሩ ተጋደልቲ ወያነ ብፍላይ ድማ እቶም ኣብ ጋንታና ዝነበሩ እቲ ሓደ ከም ሳልሳይ መድፍዓጂ ማሺንጋን ተመዲቡ ዝነበረ ሳጒኡ *ጉዒምቢር* ይብሃል ጉዒምቢር ብምኽኒያት ተወፋይነቱን መንፍዓቱን ብብጾትና *ክንዲ ዓሰርተ* ተባሂሉ ዪግለጽ ኔሩ። እቲ ካልኣይ ኣብ መስርዕ RPJ ዝነበረ ድማ *ገብረዋህድ* ይብሃል ኔሩ፡ ንኣስታት 6 ኣዋርሕ ዝካየድ ዝነበረ ግጥማት ድማ ብቕዓቶም ኣመስኪሮምን ቀጺሎምን ኢዮም። ድሕሪ ገለ ኣዋርሕ ኣብ መንጎ ህዝባዊ ግምባርን ተጋድሎ ሓርነትን ካብ ኮር-ባርካ ዶብ ብምፍላይ ካብ-ናብ ዝኽልክል ናይ ሰላም ስምምዕ ተገይሩ ስለ ዝነበረ ኣብ ተዛማዲ ዕረፍቲ ኔርና። ስለዚ እቶም ሓደስቲ ዚነበሩ ተጋደልቲ ወያነ ምሉእ ተሞክሮ ቀሲሞም ሓያላት ተጋደልቲ ኮይኖም ባህሪያት ተጋዳላይ ህዝባዊ ግምባር ወሪሶም እቲ ናይ መወዳታ ካልኣይ ክፋል 6 ወርሒ ናብ ሱዳን ማማን፡ ሓሽነይት፡ ኮሮኮን-ታህዳይ ዘብጽሐ ዛዛሚ ኲናት ከይተሳተፉ ናብ ውድቦም ወያነ ትግራይ ከይዶም። እምብኣር እዚ ታሪኽ እዚ ክቕበር የብሉን ምኽንያቱ ታሪኽ ኣይምሕርን'ዩ።! ብቑጽሪ ደኣ ውሑዳት ይኹኑ እምበር ናቶም ተሳትፎን ብጽሒትን ምስ ተፈለየና ንሕና ባዕልና እቲ ሃጓፍ ንፈልጦ ኢና፡ ደሓር ኣብ ኲናት ዕላማን መትከልን እምበር ብዙሕን ጥምዙሕን ኣይሰርሕን'ዩ!።
@Debsh7
@Debsh7 2 жыл бұрын
ጅግንነት ተጋሩ እንተገሊጹ ደኣ ዓጋመ ክባሃል :: ክሳብ ሕጂ ንጅግና ብርጋደል ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ብማዓርጉ ኣይጸውዖን ::
@efremghebresilasie7043
@efremghebresilasie7043 2 жыл бұрын
Thomas mogos : ሓቀኛ ምኴን ትብዓት ይሓትት'ዩ ክብረት ይሃብካ
@aberateklehaimanot9804
@aberateklehaimanot9804 2 жыл бұрын
welcome Tegadalay/General Tekeste Haile and Antonio.what most amazes me is how Tekeste Haile tells the story so visually as it happened yesterday.Thank you guys for sharing the history of the gallant EPLF fighters.
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
አንቃኦ ብሰላም መጻኹም ብሩኻት ደቃ ቀይሕ ሓሕሪ ድሃይኩም ኣይታሐባኤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@yemanegebremedhin1841
@yemanegebremedhin1841 2 жыл бұрын
ሰላም ኣንበሳ ብርጋዴል ጀረናል ወዲሃይለ
@tesfomesak1699
@tesfomesak1699 2 жыл бұрын
Jigna mestewali wed haile Amlak edmen tienan yhabka tarik keytefana dew belelna
@rasharentertaiment8151
@rasharentertaiment8151 2 жыл бұрын
Thanks for sharing Abona BG Tekeste Haile.
@wedimeret5671
@wedimeret5671 2 жыл бұрын
Nber kbur wedi hayle Mesegageri tarik Eritrawi kedamay weledo yekenyeley ezi bmsmaena kabaka ketslo ,
@finjalmedia6629
@finjalmedia6629 2 жыл бұрын
Eritrawi kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾jogninet Eritrea kulu gize kiniger alewo.zehibin silezikone.
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 жыл бұрын
ኣብ ክፍለሰራዊት 61ምስ ስእው ፍስሃየ ወ/ገብሪኤል ካልኣዪ መን እዪ ነይሩ ?! ንኩሉ ትስንዶ ዘለካ ታሪኽ ኣዚና ነመስግን ክቡር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ።
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 жыл бұрын
B/ g Abdu remech
@user-rt6ob7jr9q
@user-rt6ob7jr9q 2 жыл бұрын
ክ/ሰ 61 ካብ መጀመርያ ዝነበሩ ኣዘዝቲ ዓሊ ኢብርሂምን ዓብደላ ኣድምን ድሓር እዞም ዝስዕቡ ኮምሽነራት ክቀያየሩ ከለዉ ዓሊ ግን ከም ኣዛዚ ካብ ክ/61 ኣይተቐይረን፡ ኣብ 05/1986 ክኣ ፍስሃየ ወልደገብርኤል ድሓር ድሕሪ ጉባኤ ፍስሃየ ወ/ገብርኤል ናብ ክ/ሰ 96 ስለ ዝተቐየረ ቅያሩ ተጋ/ ኣድሓኖም ገ/ማርያም እዩ፡፡ ስለዚ ፍስሃየ ካብ 1987 ኣትሒዙ ምስ ቫይናክ ኣብ ክ/ሰ 96 ኣዛዚ ክ/ሰ እዩ ነይሩ።
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 2 жыл бұрын
ብርጋደር ጀነራል መብርሃቱ ተኽልኣብ ቫይናክ ኣብ ክፍለ ሰራዊት 96ብሓደ ኔረን
@tadesetewelde5113
@tadesetewelde5113 2 жыл бұрын
ኩቡራት የሕዋተይ ሓታትን ተሓታትን ኣቀዲመ ካብ ልቢ ከመስግነኩም ይፈቱ ነኹቡር ተኸስተ ሐንቲ ሕቶ ከሓተካ 1986 ኣመተምህረት እሰያስ ኣብ ኩሉ ግንባራት ኣኼባታት ይገብር ነይሩ ንሓለፊቲ ኢንታይን ብዛዕባ ምንታይን እዩ ነይሩ ኣስፊሒካ ክቲነግረና ከይሓባእካ ዝተቃዎሞ ወይ ዚተኻተዖ ሰብ ነይሩ ደ? ከም ጂግና ኣባኻ ዘለኒ ኣኽብሮት ክገልጸልካ ይፈቱ
@josephabraham7788
@josephabraham7788 2 жыл бұрын
የቐንየልና ሓርበኛ ኣቦና ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለን ኣዳለውቲ ዚመደብን ኩልኹም!
@rezenehabte5467
@rezenehabte5467 2 жыл бұрын
Question 1 , ab seseb amet dergi tanki kisekil nabty gobo Tsirgyia yexhir neyru , likie mis tewediea shibyia kunat gemiru . So bemexnaety diyu wala agatami eyu .?
@tadesetewelde5113
@tadesetewelde5113 2 жыл бұрын
ሓንቲ ግን ክስቶ ከምዚ ጠባዩ ከምዚ እንተትገዲፍዋ ምኽንያቱ ኣብዚ ዓለም ጉድለት ዘይብሉ የለን ተጋጊየ እንተኮይነ ሶሪ
@habenyohannes3682
@habenyohannes3682 2 жыл бұрын
ኣታ ጂግና ንስካ ትከብረላ ኤርትራ ክትሪ ኩሉ ሓሊፉ ክሬካ ዓቢ ተስፋ ኣለኒ
@enqrob2485
@enqrob2485 2 жыл бұрын
Selam enda belku btami ena nemesgnekum, Wedi My Giff elka emo wedi Korbariya do ykewn smu tzkro entekonka?
@EmmaHaile413
@EmmaHaile413 2 жыл бұрын
ሰላም ኣንቶንዮ ኣብ ምሕራር ፈንቅል ወደባዊት ባጽዕ ብመጽሓፍ ከይተረፈ ዝተጻሕፈ ሓሶት ኣሎ፤ እቲ መጽሓፍ ኣብ መጀመርያ ገጹ እንታይ ይብል፤ ከተማ ባጽዕ ንምሓዝ ባሕሪ ሓይሊ ሱዳን፤ ሊብያ፤ ግብጺን ኢራንን ብሓባር ከምዝተሳተፍዎ ይገልጽ፤ ሓቂ ድዩ? የቐንየለ
@bereketkeshimeasho7464
@bereketkeshimeasho7464 2 жыл бұрын
መንን መኣስን ዝተጻሕፈ እዩ፡በዞም ናይደርጊ ኮ/ላት እንተኾይኑ ክፍተሽ ይግቦኦ ዩ እሙን ኣይኮነን ምኽንያቱ ልብያ ንባዕላ ምስ ደርጊ እያ ነይራ ወዘተ
@mussiemehari9885
@mussiemehari9885 2 жыл бұрын
ኹቡር ብር/ጀኔራል ተኸስተ ሃይለ ምስታ ናይ ማይ ቦጥ ወዲ ሻምበል ክጥቀስ ዝግብኦን ኣብ ባኒን ኣጉናድ ንድፋዕ ምእታውን ውጉኣት ምምልላስን ዓቢ ተራ ዝነበሮ ምስ በዓል ወዲ ጎድሉ ዝነበረ ኣውቲስታ ጃቦ ዝብልዎ ውን ካብቶም ምስ ብርጌድና ዓመት ምሉእ ምብጻሕ ባኒን ሓለዋን ንጉኣትን ጽቡቅ ተራ ዝነቦሮም እዩ።
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣eway riesi adgi, riesi mrak what is next?? Riesi begie or riesi gebemel so funny thank you we need it. Aytsanu tegadelis.
@eseyastekeste9421
@eseyastekeste9421 2 жыл бұрын
በረኸት ወልደሚካኤል (ፈንጂ ) ዝበልካዮ ፣ በረኸት ኣብርሃ (ፈንጂ) ተባሂላ እንተትእረም
@samuelsaleh464
@samuelsaleh464 2 жыл бұрын
WILL COME BACK B- GERENAL TEKESTE HAILE AND TV SEND MEDIA
@habtesushabte6330
@habtesushabte6330 2 жыл бұрын
Thank,u TV sened and bg wedi haile
@nevergiveupasmara5818
@nevergiveupasmara5818 2 жыл бұрын
Welcome W.Hayele kubur eidmen teinane yehabeka 🙏🙏🙏
@user-rt6ob7jr9q
@user-rt6ob7jr9q 2 жыл бұрын
ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ብዛዕባ ናይ ደቡብ መጥቃዕቲ ብፍላይ ክኣ ናይ ሰንዓፈን ዓዲ ቐይሕን ልዕሊ እቲ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ መግለጺ የብለይን ነቲ ናትካ ሓሳባት ንምርጓድ ግን ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ንዝካየድ ንዝነበረ ጽዑቕ ወተሃደራዊ ጸቕጥታት ንምፍዃስ ዝዕላምኡ ኮይኑ ነዚ ንምትግባር ዝተመርጸ ሓይሊ ላዕለዋይ ኣዛዚ ስዉእ ሓርበኛ ሜ/ጀ ኣሕመድ ዑመር ካካይ ዝመርሖ ብሓርበኛ ኣድም ሻግራይን ኮሎ/ኣፈወርቂ የማነን ዝምራሕ ብርጌድ 20 ናይ ክ/ሰራዊት 70 ኮይኑ ካብ ኩበይ ጸጋማይ ግንባር ጊንዳዕ ተበጊሱ ብዓሊገደን ብጸንዓደግለን ማይሰራውን ንሃዘሞ ሰንጢቑ ንብዘት ትግራይ ዝኸደ ሓይሊ እዩ፡ እዚ ሓይሊ እዚ ካብ ብዘት ተበጊሱ ምስ ሜካናይዝድ ብርጌድ 73 ብምዃን ብዕለት 23-04-1990 ንኣብ ዶባት ኤርትራ ብፍላይ ክኣ ከባቢ መስሓል ወደከለን ስመጃናን ዝነበሩ ምልሻ ስርናይን ምዱብ ሰራዊት ጸላኢን ኣጥቂዑ ብዘይካ እዚ ካብ ጸሮና ዝተበገሰ ናይ በዓል ራያን ዘርኢትን ዘንቢልን ክልተ ቦጦሎኒ ናይ ኮማንዶ ክኣ ብከባቢ ክሽዓት ቆሪጹ ንመጠራ ብምቑራጽ ክልቲኡ ሓይሊ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ከባቢ ፋዱስ ሰንዓፈ ተቖጻጺሩ ኣብ ከስከሰ ብምሕዳርን ንጽባሒቱ ዕለት 24-04-1990 ንግሆ መጥቃዕቲ ብምግባር ከባቢ ሰዓት 3 ድ. ቀ ዓዲ ቐይሕ ዝተቖጻጸረ ሓይሊ ኣብ ከባቢ ዓዲ ወገራ ድሕሪ ምሕዳር ዕለት 25 ኣብ ዓዲ ወገራን ኣባ ሰላማን ዝነበረ ሓይሊ ምስ ሽዑ ካብ ኣስመራ ዝመጸ ስፓርታክያድ ዝብሃል ሓይሊ ደምሲሱ ንቕድሚት ብምስጓም ኣሃዱታት ክ/ሰ 88 ክኣ ንድግሳ ተቖጻጺሮማ ድሕሪ ምጽናሕ ንሰገነይቲ ክቕጽል እኳ እንተ ተፈተነ ጸላኢ ኣሎ ዝብሃል ሓይሊ ካብ ግንባራት ስሒቡ ኣብ ከባቢ ዓዲ ኣንገፎም ዘሎ ደናጉላን ዳዓሩን ፎርቶ ሰገነይትን ኣትኪሉ ስለ ዝተዋግአ ንግዚኡ ጠጠው ከብሎ ክኢሉ እዩ፡ ብሓፈሻ ግን ካብ መጀመርያ እቲ ስትራተጂ ክሕሰብ ከሎ ዋላ ዓዲ ቐይሕ ምስ ሓዝና ጸላኢ እንተ በርትዐና ከም ኣማራጺ ኣብ ዓዲ ካንታ ኣብ ጸቢብ ቦታ ብክልተ ቦጦሎኒ ድፋዕ ሒዝና ክንከላኸል እዩ እቲ መደብ ነይሩ።
@berhanejosef3613
@berhanejosef3613 2 жыл бұрын
Sheam on you. You must respect . He is one of our Eritrean (Arkant) hero. May be he will be adocter,if he had not joned to the liberation front. By the way who are you? You measherd his capacity. Sheam on you!
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 2 жыл бұрын
ሜዐ ማሓዛ ተዓወት ጅግና 👍🏻💎🌺
@yonasmichale4947
@yonasmichale4947 2 жыл бұрын
Selam wedi haile jgna btami ymezgneka tarikh jeganu abotatna ketslo. 1.hito slemtay ries adig eloma? 2. Opreter fsahatsen meni ybahali?
@abdellachelsawi2068
@abdellachelsawi2068 2 жыл бұрын
Nay ibrahim afa tarik Entay Mareg neruwo ab hezbawi genbar meas ke teswiyu xubk gerka ketngrna bekbri yehatka aleku kubur jernal Tekeste haile
@desasiwtsga5093
@desasiwtsga5093 2 жыл бұрын
ስለ ምንታይ ኣቲ ኣርእስቲ ብትግርኛ ዘየገበርኩም ኣንተንዮ ሓወይ ይቅረታ?
@anfura3124
@anfura3124 2 жыл бұрын
Selam kubur abona B/G Tekeste Haile Bitami ena nemesgneka. Kexile hanti hito alatni bzaba hzbawi ginbar bzuh temekro yebleyn malet b edme nishtoy eye Kbil ykil. kexile Dergi ente dea Massawa hizwa neru Hzbawi ginbar abey eyu nay bahri siltena geru ( hayli bahri)
@jesusking7000
@jesusking7000 2 жыл бұрын
Selam n B/G Tekestean n journalist bhaki yekenalna ntarikna zerzirkum sletnegruna temhrunan
@user-ig2xd9mp2b
@user-ig2xd9mp2b Жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ጅግና ምስ ኩሎም ብጾትካ
@mengsteklay8203
@mengsteklay8203 2 жыл бұрын
Birgadel wedi Haile mejemerya zikebere selamtay yekirbelka eta nishto harbegna toyota yzigeamin Gebressus kabten zifetwen meteabitey eya emo tarki nata kemey kemzineber kitgeltseley bithitna yhateka kubur General
@tesfaiyemane539
@tesfaiyemane539 2 жыл бұрын
Edmen Tenan yehabekum BGTH and JAT nay behaki sened u
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 2 жыл бұрын
Kibur harbegna Tegadalay Burgadier General Tekeste Haile you are a hero
@mulugetaembaye4259
@mulugetaembaye4259 2 жыл бұрын
Well come wedi Halie
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
መርሓባ ኩቡራት ኣሕዋት ኣንቋዕ ብደሓን መጻኹም። ሕጂ ድማ ከም ናይ ናጽነት ናይ ታሪኽና ሓርነትና ታሪኽና ከተዘንትውልና ክንጽበየኩም ኢና።
@Evibboyh2024
@Evibboyh2024 2 жыл бұрын
Tsibqti agelaltsa yeqenyelna B/G Tekeste Haile ezom hasewti ab nay nadow and fenql (batsie) nerna zblu shaebya egri atkilwom kebqe
@ptspts4506
@ptspts4506 2 жыл бұрын
Nay wdi felansa korixkaya soory
@kalMHe
@kalMHe 2 жыл бұрын
Kibret zigibiom, ab adom kesinom kinebru zgibiom Jeganu, ab sidet kinebru mis kulu nafikot hagerin sidrabetin nay bhaki yehzineka. Meneseyat tarik aydegemnan !
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 2 жыл бұрын
ስጡም ዝኽሪ "ሰመረ ገድሉ" መስታ እዝጊ ዩ ኔሩ !! ኣብይ ኮን ኣህሉ ፧?
@yonasmichale4947
@yonasmichale4947 2 жыл бұрын
Fshatsen grmay diyu zbahali?
@yonasgebreyohannes4522
@yonasgebreyohannes4522 2 жыл бұрын
ክብርት ይሃበልና ክቡር ኣቦና ዒዶመን ጥዕናን ይህብክ አምልኽ Thank u ❤️ for your time amazing
@mebryemebrye9282
@mebryemebrye9282 2 жыл бұрын
Enka bselam mexakum kbratna ybel agelalxa tarik zwale yngerka zsahate ymkerka eyu emo tiana yhabeley
@kebrontesfalem1373
@kebrontesfalem1373 2 жыл бұрын
Bzaeba korenel Gerezgehir tekletsion. ab transportation nay serawit zelo eba gele belelna
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 2 жыл бұрын
Marshall
@HabtitOklib
@HabtitOklib 2 жыл бұрын
Welcome Honourable Brigadier!
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
ናይ ባንስ ፍልቲ አያ ነራ ኣብ ድፋዖና ክይ በጸሐ ይኦሱ ነይሩ ምስቲ ዛኦዛኦታ ኮሚደረ ስለ ዝነበረ ግን ኩሎ ሐሊፉ ብዙሕ ኣዘክርካና (ብፍላይ አቲ ትብዓትካ )
@bisrat2023
@bisrat2023 2 жыл бұрын
Aboy nay wedi degiat yosef tarik nigeruna
@berhanedebessai6495
@berhanedebessai6495 2 жыл бұрын
ሰላማት ወዲ ሃይለን ኣንቶንዮን:: ወዲ ሃሽም እስማዒል ዘይኮነ ሓመኑር እዩ ሽሙ::(ሓመኑር ሃሽም)
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 жыл бұрын
Historic explanation that can not be explaned by pfdj who did nothing to liberate Eritrea.
@michaelhagos2567
@michaelhagos2567 2 жыл бұрын
Dihri Massawa mit haza Selamawi hizbi Bdebdab nefarit Ab Agip kemzmote Yifilet.Keytselmete inkelo lamba kiedel kemzteakebe yglets iyu. Slezi integelitskayo Dehan intezeygelitskayo gn Akal tarik slezkone miglatsu tsbuk ymesleni.
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
Welcome yes armdio konka eka tkeyd bhaki 🤣🤣🤣
@tesfayzewde9690
@tesfayzewde9690 2 жыл бұрын
እድመን ጥዕናን ይሃብካ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ቀጺለ ዝሓታ ሕቶ አዘን ከ/ሰራዊታት እንዳ 96/70/61/52 ክ/ ሰራዊት ድየን ወላስ በራጊድ መን ከ ኔሮም አዝተን
@amanuelabraham4006
@amanuelabraham4006 2 жыл бұрын
Hiji Tsibuk arimkaya alekha, Kubur Jigna Wedi Haile.
@samt7785
@samt7785 2 жыл бұрын
እታ ክብላ ዝደለኹ እኳ ሓደ ሓውና ሓቲትዋ ኣሎ: ንምድራዕ ዚኣክል ጥራይ: ብዛዕባ እቲ ቅጭንን ምቕሉልን: ተቐራቢ(approachable) ኮ/ል( ቡዙሓት ተጸቒጡ እምበር ልዑል ማዕርግ ይግብኦ ዚብልዎ) ደሳለ ቃለይ ተስፋዮናስ ገለ በለና ደኣ። ብዛዕባ ስውእ ሓርበኛ ብ/ጀ ዓብዱ ረሞጭ እውን ክንፈልጥ ምደለና ጽቡቕን ሕማቕን ናቱ ብዕላል ስለ ንሰምዕ: ንተምህርቲ ክኾነና ንገረና ደኣ: ክቡር ኣቦና ሓርበኛ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ። ቡዙሕ ነመስግን: እፎይ ትብለላ ኤርትራ :የርኢኻ።
@mebryemebrye9282
@mebryemebrye9282 2 жыл бұрын
Jegna werkawi admeka mlue nager awefikas admen tianan ymneylka
@samuelhagos8038
@samuelhagos8038 2 жыл бұрын
እንቁዕ ብደሓን ዝመጻእካ ክቡር ብርጋዴር ጀነራል፡ ኣዝዩ ዝነኣድ መግለጺ። እንተኾነ ኣብ ዝሓልፈ ዝሓተትናካ ኣይመለስካን እሞ ቅር ኢሉና።
@robrahk1432
@robrahk1432 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡር ጅግና ሓርበኛ ብርጌደር ጀ/ል ተኸስተ ሃይለ(ወዲ ሃይለ) ከምኡ ድማ ክቡር ጋዜጠኛ ኣንተንዮ ተስፋይ።ብእትገብርዎ ዘለኹም ምስናድ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ኣዚኹም ክብርን ኣድናቖትን ኣለኒ።ኣዝየ ድማ የመስግነኩም። እንበኣርከስ ገለ ገለ መእረምታን ሕቶታትን ኣለኒ። ኣነ ተቐማጢ ባጽዕ፡ኣብ ዕዳጋ ብዕራይ ከባቢ ሲናማ ኤድያ(ባንኪ)እየ ኣብ ትሕቲ ስድራይ ዝነብር ኔረ፡ ባጽዕ ክትተሓዝ እንከላ ገባር ኮይነ ኣብ ባጽዕ እየ ኔረ። እንበኣርከስ ገለ ገለ መኤረምታን ድማ ኣለኒ። 1ይ/"ብርገደር ጀነራል ተሾመ ተሰማ ነቲ ህዝቢ ንዉሽጢ ባጽዕ ባዕሉ እዩ ሒዝዎም ኣትዩ"ኢልካ ኔርካ።እቲ ጆሆ ክንተሓዝ ዝገበረና ኩነታት ጊን እቲ ልክዕ መልክዑ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። 1ይ/እቲ መጥቃዕቲ ህዝባዊ ግንባር እንዳተቓረበ ምስ ከደ ማለት ከቢድ ብረት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ከባቢ ኣማተረ ክሃርም ጀሚሩ።ተቐማጢ ኣማተረ፡ሓድሽ ዓዲ ድማ ንዉሽጢ ባጽዕ ክሃድም ጀሚሩ እቶም ተቐማጦ ዕዳጋን ኩትምያን ድማ ምስኦም ስዒብና።ኣብ ጥዋለትን ዉሽጢ ባጽዕ(ርእሲ ምድሪ)ድማ ተዓቚብና።ኣብቲ መጥቃዕቲ ዝጀመረሉ መዓልቲ ኣስተርእዮ ማርያም ጥዋለት ስለዝነበረ ካብ ኣስመራን ካልእን ብዙሕ ህዝቢ ክነግድ መጽዩ ስለዝነበረን መንገዲ እዉን ስለዝተዓጽወን ባጽዕ ብህዝቢ የዕለቕሊቓ እያ ኔራ። እንበኣርከስ ናብ ሓዉሲ ደሴት ጥዋለትን ባጽዕን ህዝቢ ምስ ተኣከብና፡ ዕዳጋን ግራርን ብሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ምስ ተታሕዘ እቲ ሰራዊት ደርጊ ድማ ኣብ ውሽጢ ጥዋለትን ውሽጢ ባዕን ተወሲኑ ተኸበበ፡እንበኣርከስ እቲ ሰራዊት ደርጊ ነቲ ህዝቢ ኣብ ክንዲ ዘውጽኦ ንህዝቢ ባጽዕ ጀሆ ሓዘና።ነኣብነት ኣብ ውሽጢ ባጽዕ ኣብ እንዳ ፈርኖ እንዳ ነብስሄር ያቆብ(ክብርቲ በዓልቲ ቤቱ መዓሾ) ቆልዑ ገዱፍካ ዓበይቲ ሰብኣይ ሰበይቲ ጥራይ እስታትት 75 ተዓቒብና ኔርና።እቲ ኩነታት ኣዝዩ ምስ ከበደን ጥምየት እዉን ከጥቀዓና ምስ ጀመረን ኣቦይ ኣስገዶም ተቐማጢ ኣባጆባዕ-ኩትምያ፣ኣቦይ ገብረሚካኤል መናፈሻ ዕዳጋ ክልቱኦም ናብ ብርጌደር ተሾመ ከይዶም " ህዝቢ ክንወጽእ ሕደጉና" ምስ በልዎ ሻንበል ኣስናቀ ትቕብል ኣቢሉ ጽባሕ ሰዓት 6፥00 ናይ ንጎሆ ናይ ግድን ምጹ እንተዘይመጺኹም ዝወስዶ ስጉምቲ ኣሎ ስለዚ ክንሰማማዕን ክትወጹን ኢኹም ሕጂ ጊን ኪዱ"ኢልዎም ።ዉጽእ ምስ በሉ ጊን ሓደ ዝፈልጦም ወተሃደር "ሻንበል ኣስናቀ ጽባሕ ንጎሆ ምጹ ኢልኩም ዘሎ ክቐትለኩም እዩ ከይትመጹ"ኢልዎም።ብድሕሪኦም ድማ ሻንበል ኣስናቀ ነቲ ጀነረል ቀቲልዎ።ስለዚ ሻንበል ኣስናቀ ብዙሓት ጀነራላትን ብዙሓት ራስገዥን ከምዝቐተለን ብመንግስቱ ሃይለማርያም ድማ ምሉእ ጀነራል ከም ዝተዋህቦን እዩ ዝዝረብ።ኣቦይ ኣስገዶምን ኣቦይ ገብረሚካኤልን ብጣዕሚ ፈሪሖም ሕማቕ ለይቲ ሓዲሮም ንጎሆ ጊን ተጋደልቲ ብባሕሪ ኣቲኹም ኣገላጊልኩምና። እንበኣርከስ መጀመርያ ህዝቢ ባዕሉ እዩ ንጥዋለትን ንዉሽጢ ባጽዕን ኣትዩ ክንወጽእ ጊን ሰራዊት ኢትዮጵያ ከልኪሎምና። እንበኣርከስ ባጽዕ ክትተሓዝ እንከላ ህዝቢ ባጽዕ መይቱ ዘይኮነስ ሃሉቑ እዩ።ዋላእኳ ዋጋ መስዋእቲ ከይከፈልካን ናጽነት ክርከብ ዝከኣል እንተዘይኮነ ታሪኽ ዓባቢጥካ ምኻድ ነቲ ዝጠፍኤ ህዝብን ነቲ ዋጋ ናጽነትን ምቅላልን ኣብ ዝተናዉሐ ድማ ናብ ጽንጽዋይ ምቕያርን ኮይኑ ይስመዓካ ብፍላይ ሎሚ ሎሚ ። እሞ እቲ ኣብ 1977 ኣብ ሰሊና ውጩ "ደሪብካ ህረመና"ኢሉ ዝበሃል፡ኣብ 1990 ህዝባዊ ግንባር ንህዝብን ሰራዊት ደርግን ብሓባር ኣተግቢርዎ እዩ።ዋላ እኳ ኣብ ገለ ገለ ብወተሃደራት ደርጊ ዝተቐትሉ እንተሃለወ 99% ብኸቢድ ብረት ህዝባዊ ግንባር እዩ ህዝቢ ሃሊቑ። ዓበይቲ ኣብነታት 1ይ/ህዝቢ መሊኣ ንዓሰብ ዝተበገሰት መርከብ ብኸቢድ ብረት ህዝባዊ ግንባር ተሃሪማ እታ መርከብ ጥሒላ እቲ ኣብኣ ዝነበረ ህዝቢ ድምብኸቢድ ብረት ህዝባዊ ግንባር ተሃሪማ እታ መርከብ ጥሒላ እቲ ኣብኣ ዝነበረ ህዝቢ ድማ ብምሉኡ ጥሒሉ መይቱ።ነኣብነት ከበዓል እንዳቦይ ሃለቃ ሆቴል ዘለዎም ኣብ ዕዳጋ ፍርቃ እታ ስድራ ቤት ጠፊኣ፡ክሳብ ኣቦን ኣደን ምስ 6 ደቆም ዝጠፍኡ ኣለዉ። ኣብ ዉሽጢ ባጽዕ ኣብ መባእታዊ ቤት ትምህርቲ ህዝቢ ተዓቒብሉ ዝነበረ ከቢድ ብረት 130 ኣብ ርእሲኦም ስለዝዓለበ ብምሉኦም ኣብኡ ዝነበሩ ተጸቒጦም ገለ ገለ ኣካላቶም በቲ ፍራስ ይረኤ ኔሩ።ኣብ ሆቴል ገደም ብኸቢድ ብረት ተሃሪሞም ዝመቱ መይቶም ዝተረፉ ድማ ተሃሪሞ ዘልዕሎም ሽኢኖም እይ-------ይብሉ ኔሮም። ኣብታ ኣነ ዝነበርክዋ ከቢድ ብረት ብጎኒ ሃርምና፡እቲ ገዛ ብናይ ባሕሪ ጭልፊት ስለዝተሰርሐ ነዓና ሓመድ ተሸሽ ኢልና ነቲ ብፊትና ዝነበረ ፈዛዉቲ ስክጆታት ብፍኒስትራን ማዕጾን ሰይሩ ነቲ ኣብኡ ዝነበሩ ህዝቢ ምዉታትን ቁስላትን ጌርዎም።ረሳታቶም ድማ ኣብ ደገ ተጓሒፉ ኔሩ።ዝሞተ ኣብ ደገ ትጉሕፎ ወይ ድማ ናብ ባሕሪ ትጉሕፎ እዩ ኔሩ ምናልባት ዕድል እንድሕር ረኺብካ ድማ ኣብ ጎኒ ገዛ ትቐብሮ።ከም ኣብነት ኣብ እንዳ ሞሎቲ ኣዝዩ ጎበዝ ዝነበረ ኣስካላ ገብረምካኤል(ወዲ ኣማተረ)ምስ ሞተ ናብ ባሕሪ ስለዝደርበይዎ፡ኣቦይ ገብረሚካኤል ንጽባሒቱ ብኣጋጣሚ ንሬሳ ወዶም ኣብ ባሕሪ ጸንበልል ክብል ርእየሞ።ኣብ ዉሽጢ ባጽዕ ከቢድ ብረት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ርእሱኦም ምስ ዓለበ እታ ኣደ ብኸቢድ ብረት ተሓማሽሻ እቲ ሓቒፋቶ ዝነበረት ወዳ ድማ በቲ ከቢድ ብረት ንላዕሊ ስለዝነጠረ እቲ ናይ ኤለክትሪክ ናይ ፓሎ ሒዝዎ ኣብኡ ጠልጠል ኢሉ ኔሩ።ኣብ ልህልቂት ህዝቢ ባጽዕ ኣዝዩ ከቢድ እዩ ኔሩ።እቲ ጎደናታት ጥዋላት ብቴንዳ ዝተኸድነ ሬሳታ ወተሃደራት ኢትዮጵያ መሊ ኡ ኔሩ።ግቢ ሻንበል ኣስናቀ ብዝረሸኖም ሬሳታት ራስገዥ መሊኡ ኔሩ። ውሽጢ ባጽዕ ደም ከም ዛራ ዛርዩ።እቲ ሬሳታት ብታንክታትን ስለዝተረግጸ እቲ ጽርግያ እቲ ናይ ሓንጎል ጻዕዳ ኣንጉዕ እዩ ብድምቀት ዝረኤ ዝነበረ። ባሕሪ ብዘይትን ብቀይሕ ደምን ተሸፊኑ ጸንበለል ብዝበለ ሬሳ የዕለቕሊቑ ኔሩ።ባሕሪ ስለዝተበከለን ዓሳትት ብሬሳታት ሰብ ስለዝሰብሑን፡ገማግም ባሕሪ ብሬሳታት ሰብን ዓሳን የዕለቕሊቑን ኔሩ። እንበኣርከስ እዚ ገለ ብኸፊል ንመዘኻኸሪ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ። --------------------ሕቶ------- ኣብ ምሕራር ባጽዕ 1977 ክንደይ ዝኸዉን ህዝቢ ብሰንኪ እቲ ኲናት መይቱ? ለ/ኣብ ምሕራር ባጽዕ 1990 ባጽዕ ክንደይ ዝኸዉን ህዝቢ መይቱ? ሐ/ነዚ ኣብ ኩነታት ምሕራር ባጽዕ 1990 ዝጠፍኤ ህዝቢ ኣብ ታሪኽ ክዝከርን ክስነድን ዘይድለየሉ ምኽንያት ብኸቢድ ብረት ህዝባዊ ግንባር ስለዝጠፍኤ ዶ ይኸዉን? መ/ሻንበል ኣስናቀ ብህዝባዊ ግንባር ተማሪኹ ኔሩ ናባይ ኣበለ? ሰ/ "ሳሕል"ብዝብል ሳጓ ዝፍለጥ መራሒ ቦጦሎኒ ኣብ ዉሽጢ ባጺ(ሳቮያ)ተሰዊኡ ኣብቲ ኩነታት ሰሚዐ ኔረ።ትፈልጦ ኣለካ ድዩ ብዛዕባ ሳሕል?። ታሪኽን ኩነታትን ኩሉ ግዜ ብተመሳሳሊ ይደጋገም እዩ።ስለዚ እቲ ህዝቢ ባጽዕ ብድሌቱ ኣብ ሓደ መጻወድያ ኣትዩ ድሓር ማዋጽኦ ዝሰኣነሉን ብሕጂ እዉን ከምኡ ተመሳሳሊ ምስዘጋጥም ዓቢ ትምህርቲ እዩ እሞ ነቲ ኣብ ህዝቢ ዝወረደ ኣስካሕካሒ ህልቂት ንኸይድገም ብግቡእ ንሰንዶን ነተሓላልፎን። ምስ ምሉእ ኣኽብሮትን ኣድናቖትን ሃይለ ኪዳነ -እርጋው-ስዊዝ
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g 2 жыл бұрын
ንፉዕ!እዛጌርካያ ዘለካ ንባዕላ ተነቢባ ዘይትውዳእ መጽሓፍ እያ።ስለዚ ብውልቁ ረኪብካ ኣዘራርቦ።ምክንያቱ ታሪክ ካብ ሓደ መጽሓፍ ጥራይ ኣይኮነን ዝርከብ ካብ ቡዙሓት እዩ ዝርከብ እሞ ፡ተሓጋጊዝኩም ጽሓፍዎ፡ንሕንስክኣ ክንማሃረሉን ክነስተማቅሮን ኢና።
@tecleabtewolde5766
@tecleabtewolde5766 2 жыл бұрын
ኮለኔልዶ ወላ ብርጋዴር ጀነራል ተሾመ ተስማ። ኮለኔል እዩ ኔሩ ይመስለኒ። ብርጋዴር ዝብል መዓርግ መንግስቱ ሃይለማርያም እዩ ኣብታ ኲናት ኢደይ ኣይህብን ስለዝበለ ናብ ብርጋዴር ጀነራል ኣሰጋጊረካ ኣለኹ ኢሉዎ።
@tecleabtewolde5766
@tecleabtewolde5766 2 жыл бұрын
መንግስቱ ሃይለማርያም እዩ ብርጋዴር ሂበካ ኢሉዎ ምእንቲ ኣትኪሉ ክዋጋእ
@mussiemehari9885
@mussiemehari9885 2 жыл бұрын
መኣረምታ። እታ ገባር ስታፍ ምልክት ኢልካያ ዘሎካ ወዲ ማጊፍ ስታፍ ተባሂሉ ክእረም ። ወይ ወዲ ማጊፍ ከም መራሕ ሓይሊ ተመዲቡ እንተነይሩ ካብ ምልክት ወጺኡ ሰለ ዘሎ ካብቶም ዝገለጽካዮም ናይ ወዲ ሃንስ ምልክት ወጺኡ ገባር ከም ስታፍ በታ ዝገለጽካያ ክትቅጽል።
@user-fn2px1zo9r
@user-fn2px1zo9r 2 жыл бұрын
Meerkat istaf wedimaagif neyru dahray gin merah Haylie gerom nab sserawit siletemedeb gear istaf military koynu temerity kali Ariana zbehal opener neyruwom ab dengolo should tesewiu ayzekeron kaboom qendi hayalat opreterat neyru
@kamilnasro3193
@kamilnasro3193 2 жыл бұрын
Btami zinead tarik eyu kem wedi haile gigna yelon. Kulu beankro ena nketatelo zeynetsif medargti albo gignnet eyu. Kem rioto gin wedi haile mis enda 70 ks bzuh zifato koinu aysmeann neti natom tarik shefef eluwo yihalf minalbat enda 70 beal general filipos eyom nerom mesleni slezi bzaebeom kea gele belena tarik ayatatna sle zikone
@ademsuleman4608
@ademsuleman4608 2 жыл бұрын
ካብ ርእሲ ምራክን ርእሲ ኣድጊ እንትይ ፍታሕ ክርከብ ሓቃ ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@shabay24
@shabay24 2 жыл бұрын
I’m sure you were a patriot, but now it appears you are sharing critical military information with the western empire. So I don’t know what that would makes you now.
@tesfug.m.1907
@tesfug.m.1907 2 жыл бұрын
Who are you to give/take his patriotism?? For many 🇪🇷n youth, this is history of our families& we are more than happy to learn from B. G wedi Hailes' honest &finest first hand testimonies. If you're not happy to learn our eritrean history, change your channel, it's that simple
@abelteame1450
@abelteame1450 2 жыл бұрын
Oh get a grip, xhaxhe wahid.
@OmarOmar-mk1yy
@OmarOmar-mk1yy 2 жыл бұрын
Hungugu ,warada he is our hero
@bisrat2023
@bisrat2023 2 жыл бұрын
Werdi degiat araya yosef tarik bejakum
@Abi-hero
@Abi-hero 2 жыл бұрын
Thanks WEDI HIZBI WE Are proud OF u🕌💒🇪🇷❤️
@mussiemehari9885
@mussiemehari9885 2 жыл бұрын
ክቡር ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኣብታ ናይ ክፍልታት ብርጌድ 22 ስታፍ ኤምዳድ ሰመረ ገብረክርስቶስ ምክትሉ ዝነበረ ስውእ ተስፉ ንጉሰ ( ወዲ ንጉሰ) ኣይጠቀስካዮን እሞ ንምዝኽኻር ዝኣክል ክጥቀስ ይግብኦ ምክንያቱ ኣብ ኤምዳድ ብርጌድና ኣብ ንእሽቱ ጽገናታትን ተስፊር ፈኮስቲ ብረታትን ውን ቀሊል ኣበርክቶ ስለ ዘይነበሮ ክጥቀስ ዝግብኦ ገዲም ተጋደላይ እዩ። ካብ ምልክት ውን ዘይተጠቅሱ ስዉእ መንግስ ዑቅባማርያም ። ሚከኤለ ፥ ካብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝተመደበና ስዩም፥ ገባር ንእሽቶ ዝኣመሰሉ ክጥቀይ ይግባእ። ይቀነየለይ ምስ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት።
@Rocky-life518
@Rocky-life518 2 жыл бұрын
The sad thing about Eritrea is that all the real Eritrean fighters are dead or in prison! The one that are working for iseyas are pro Amharas they want bigger stronger Ethiopia 🇪🇹.
@adhanetberhane9028
@adhanetberhane9028 2 жыл бұрын
Do you mean proEthiopia, Weyane is Eritrean and Ethiopian enemy, to destroy them is the best idea. Do not underestimate Eritrean Soldiers and Eritrean people as a whole. Eritreawi kubur menenet!
@tigrayadijeganu7208
@tigrayadijeganu7208 2 жыл бұрын
wedi haile ab fenkl weyane kemzneberu atebika tfelt aka gn nerom mbal shnfet koyni tesemiaka ab foro nerom ayom
@semereabteklay4042
@semereabteklay4042 2 жыл бұрын
Baelom nay Weyane tegadelti aytsatfnan elom eka.
@nevergiveupasmara5818
@nevergiveupasmara5818 2 жыл бұрын
Aye testefun baelom abotateka melisomo eyom
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 жыл бұрын
ኣቱም ምንጪ ሓሶት ! ካን ኣኺልኩም ዘይስ!አራሕኩሞ ታሪኽ ክትብህጉ ክትነብሩ ። እንታይ ዓይነት ሰረቕቲ ታሪኽ ኢኹም ግን ? ? ? ጉሓፍ እቲ ሓቂ ብ /ጀ ብርሃነ ነጋሽ ( ወዲ መድህን ) ተዛሪብዎ ኣሎ ። ካብኡ ተማሃር ባጽዕን ፎሮን ድማ ኣነጺርካ ፍለዮ ። እታ እንኮ ተሳቲፍና ኢልኩም መዋእልኩም ትዋጥዩላ 6ይ ወራር ዘሳተፍኩማ ሓንቲ ብርጊድ እያ ። ወያነ ዓቕማ ድሩት ምንባሩ ፡ሓገዝ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዓቢ ከምዝነበረን ድማ ዓለም ፡ህዝቢ ኢትዮጵያ ፡ መንግስቱ ሃ/ማርያም ፡ ጀነራላትካ ከም ብዓል ጻድቃን ፡ ፍስሃ ማንጁስ ፡ ሓየሎም ኣርኣያ ፡ ብርሃነ ነጋሽ ፡ የዉሃንስ ው/ገርግሽ መስኪሮሞ ኣለዉ ።
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
@@nevergiveupasmara5818 xibuk melsi wedi Erey. Eritrea First!
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
@@nevergiveupasmara5818 xibuk melsi wedi Erey. Eritrea First!
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Dekemhare Part 39                        November 26 - 2021
1:06:28
УГАДАЙ ГДЕ ПРАВИЛЬНЫЙ ЦВЕТ?😱
00:14
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,6 МЛН
Nastya and SeanDoesMagic
00:16
Nastya
Рет қаралды 15 МЛН
Now THIS is entertainment! 🤣
00:59
America's Got Talent
Рет қаралды 38 МЛН
Tv Sened Eritra   BG Tekeste Haile Interview Part 16 ,           May 7 2021
1:14:22
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 46 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 27   July 31 - 2021
1:11:50
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 47 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile 1973 - 1991 Final Interview Part 53                     June 18 2022
1:32:05
Tv Sened Eritra interview BG Tekeste Haile     6 November 2020   Part 8
1:17:30
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview Part 46        February 19 - 2022
1:31:45
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 37 М.
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview Part 45  February  12  2022
1:37:53
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 36 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 25     July 16-2021
1:14:46
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 65 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 24     July 10-2021
1:14:36
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 35 М.
Tv Sened Eritra B/G Tekeste Haile Interview Part 13
1:21:09
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 41 М.