No video

Vodcast 01 | ደቂተብዓትዮን ደቀንስትዮን ማዕረ ዲና?

  Рет қаралды 69,905

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @hbri-vodcast

Пікірлер: 460
@efremwedimebrie2621
@efremwedimebrie2621 7 ай бұрын
እቲ ጽቡቅ ሸነኽ ናይዚ መደብ ኣብ ባይታ ወይ ውን ክውንነታዊ ዝኮነ ሰሓቢ ኮይኑ በርከስ ካብ ሃለውለው ወይ ወርጸጸጽ ዝረሓቀ ስለ ዝኮነ great job ❤
@user-lv.faithful
@user-lv.faithful 7 ай бұрын
ክንደይ ግዜ ብኣኩም ዘይሓሰብኩ ኣብ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ዝነበረ ፍቅርኩም ኣበይ ደረጃ በጺሑ ኣበይ ኣለው እንዳ በልኩ ሃንደበት ረኺበኩም,, ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጀኩም በርትዑ ኣብ ጎድንኹም ኣለና
@zerayeyobweldeab7614
@zerayeyobweldeab7614 7 ай бұрын
እዚ ሓስብ ጽቡቅ እንኮሎ። ግን ሓስብ ናይ ሓደ ምስማዕ ግን ጽቡቅ እዩ። እቲ ሓደ ክዛረብ ከሎ እቲ ሓደ ድማ ምስማዕ❤
@dercolemanuele
@dercolemanuele 9 күн бұрын
ቡሉጽ መደብ፣ ኑፉዓት፣ ቀጽልዎ.. ብዛዓባ ጥቕሚ ምንባብ መጽሓፍ ሓሳብ አንተትህቡ ክንደይ ምጠቐመ..የቐንየልና።
@sariyo6909
@sariyo6909 7 ай бұрын
እዛ ዩቱብ-ቻናልኩም ሕልፍ ክብል'የ ትማሊ ረኺብያ፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዛዕባታት ዘለዎ መደብ ኢኹም ተቕርቡ። ቀጽልዎ፡ ንኽትዓብዩ ክእለት ኣሎኩም። ካብ'ዚ ካልእ ሃጠውቆጦው ናይ ዩቱብ-ምርኣይ እኳ ተቃልሉሉ ንሰብ።
@user-ng6op4mb1h
@user-ng6op4mb1h 7 ай бұрын
ካብ ሕጊ ተፈጥሮ ክንወጽ ኣይንልእልን እና 1 Corinthians 11 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ 3: ግናኸ ርእሲ ሰብኣይ ዘበለ ክርስቶስ፡ ርእሲ ሰበይቲ ኸኣ ሰብኣይ፡ ርእሲ ክርስቶስውን ኣምላኽ ከም ዝዀነ፡ ክትፈልጡ እፈቱ ኣሎኹ።1 Corinthians 14 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ 34: ከምቲ ኣብ ኲላተን ማሕበራት ቅዱሳን ዚግበር ዘሎ፡ ኣንስቲ ኣብ ማሕበር ኪዛረባ ኣይተፈቕደለንን እዩ እሞ፡ ስቕ ይበላ። ከምቲ ሕጊ ዚብሎ ድማ ይገዝኣ። 35: ንሰበይቲ ኣብ ማሕበር ምዝራብ ነውሪ እዩ እሞ፡ ገለ ኺምሃራ እንተ ደለያ፡ ኣብ ቤት ንሰብኡተን ይሕተታ። Ephesians 5 ትግ - ኤፌሶን 22-23: ከምቲ ክርስቶስ ርእሲ ማሕበሩ ዝዀነ፡ ንሱ ምድሓን ስጋኡ ኸኣ እዩ፡ ሰብኣይ ከኣ ርእሲ ሰበይቱ እዩ እሞ፡ ኣትን ኣንስቲ፡ ከም ንጐይታ ጌርክን ንሰብኡትክን ተኣዘዛኦም። 24: ከምቲ እታ ማሕበር ንክርስቶስ እትእዘዞ፡ ከምኡ ድማ ኣንስቲ ንሰብኡተን ብዅሉ ይተኣዘዛኦም። 25-27: ከምቲ ክርስቶስ ንማሕበሩ ዘፍቀራ፡ ኣቱም ሰብኡት፡ ኣንስትኹም ኣፍቅሩ። ክርስቶስ ብቓሉ ገይሩ ብምሕጻብ ማይ ምስ ኣጽረያ ምእንቲ ኪቕድሳ፡ ርስሓት ወይስ ዕጣር ወይስ ገለ ነዚ ዚመስል ዜብላ፡ ብዘይ መንቅብ ቅድስትን ክብርትን ማሕበር ገይሩ ንእኡ ምእንቲ ኬቕውማ ኢሉ፡ ርእሱ በጃኣ ሃበ። 1 Corinthians 1 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ 20: ጥበበኛ ኣበይ ኣሎ፧ ምሁር ጽሑፋትሲ ኣበይ ኣሎ፧ መርማሪ እዛ ዓለም እዚኣኸ ኣበይ ኣሎ፧ ኣምላኽ ንጥበብ እዛ ዓለም እዚኣዶ ዕሽነት ኣይገበሮን እዩ፧
@user-ng6op4mb1h
@user-ng6op4mb1h 7 ай бұрын
Ephesians 5 ትግ - ኤፌሶን 22-23: ከምቲ ክርስቶስ ርእሲ ማሕበሩ ዝዀነ፡ ንሱ ምድሓን ስጋኡ ኸኣ እዩ፡ ሰብኣይ ከኣ ርእሲ ሰበይቱ እዩ እሞ፡ ኣትን ኣንስቲ፡ ከም ንጐይታ ጌርክን ንሰብኡትክን ተኣዘዛኦም። 24: ከምቲ እታ ማሕበር ንክርስቶስ እትእዘዞ፡ ከምኡ ድማ ኣንስቲ ንሰብኡተን ብዅሉ ይተኣዘዛኦም። 25-27: ከምቲ ክርስቶስ ንማሕበሩ ዘፍቀራ፡ ኣቱም ሰብኡት፡ ኣንስትኹም ኣፍቅሩ። ክርስቶስ ብቓሉ ገይሩ ብምሕጻብ ማይ ምስ ኣጽረያ ምእንቲ ኪቕድሳ፡ ርስሓት ወይስ ዕጣር ወይስ ገለ ነዚ ዚመስል ዜብላ፡ ብዘይ መንቅብ ቅድስትን ክብርትን ማሕበር ገይሩ ንእኡ ምእንቲ ኬቕውማ ኢሉ፡ ርእሱ በጃኣ ሃበ።
@haileberhe7263
@haileberhe7263 7 ай бұрын
I see in her eyes respect and love towards her husband
@solomonimesghen5959
@solomonimesghen5959 5 ай бұрын
ክብርቲ ፎርቱና ጾታዊ ዝምባለ ዝጸልወኪ ይመስለኒ :: ተፈጥርዊ ባህርያት አዋሲንካ አብ ማዕርነት ምትኳር ከምኡ'ዉን ብልዝብ አብ ክንዲ ምፍታሕ ምስ ብጻይካ ምት ህልላኽ ሳዕበኑ ጎዳኢ ኢዩ :: ኣብ ሓዳር ምክብባር ምጽዉዋር ምትሕ ልላይ ክህሉ ይግባእ :: አብዘይ ማዕ በላ ሀገራት ደቂአንስትዮ ጸቅጢ ከም ዝበዛሔን ርዱእ ኢዩ:: ኣብተን ሙዕቡ ላት ሀገራት ተራ ደቂ አንስቲዮ ክሳብ መራሕቲ ሀገር ኮይነን አካይደን ከካ ይዳ ኡየን :: ይኹን እምበሮ 50% 50% ክኸዉን አይክእልን ኢዩ ::
@zemenzemen67
@zemenzemen67 7 ай бұрын
ሰብ ሓደር ሓበሻ ክሻናድሑ ብጫማ ክሳናድዉ እና ንፈልጥ።ንስኹም ግን ብፉሉይ መጽኹምና ብዙሕ ውን ተማህርና ነመስግነኩም🥰🥰
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 7 ай бұрын
ነጥቢ መቐይሮ ኣብ ዘመናዊ መነባብሮን ኣተሓሳስባን ህይወት ዘምጽእ መሃርን ኣስተምሃርን ፖድሬድዮ፡ ቀጽልዎ ሃብሮማት
@yemanetsegay4807
@yemanetsegay4807 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ኣለኩም ደስ ዘብል እዮ ንፍዓት ንሕና ሰብኣዊ ባህሪ ኣለና
@Jhonfeta
@Jhonfeta 3 ай бұрын
ጽቡቃት ፍጥረት እንካዕ ኣብዚ ኣብጻሓኩም ።
@user-xf1zo4oo3n
@user-xf1zo4oo3n 7 ай бұрын
ሕጂ እዉን ክም ቀደም አይኮነን እንንበር ምክብባር ፍቅሪ አሎ ግን አብዚ እዋን ግን ሐደር ካብ ናብ ዓቢ ናብ መደብ ህጻናት ይቀርብ ክምዚ ናትኩም ካአ አብነት አለና ፉቁራት ደቅናን አሕዋት ዓድመን ጥዓናን እንበር ደቂ አንስትዮ አብ ሐንቲ ሁመት ቡዙሕ ነገር ክንሰርሕን ክንሰምዓን ንኽእል ኢና ብዛዓባ እዚ ፍልልያትና ነህና ብልጫን ድኸመትና አንቢብኩም አቅሩቡልና ንፈልጥ ካአ❤❤❤❤❤
@DrWisdomForUSPresident
@DrWisdomForUSPresident 7 ай бұрын
@Dr.Wisdom for President: 🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Llull3841
@Llull3841 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ❤ ኣብ ሞንጎ ግን ንፉርቱና ኣይትቑረጻ ኣወዳኣያ ሓሳባ፡ ቅልጥፍ ትብል ኮይንካ ስለ ተሰሚዒካኒ'የ። ምስ ድፍረት ኣይትቑጸሩለይ
@tesfumeasho6395
@tesfumeasho6395 7 ай бұрын
ዋውውው ከምዚ ዓይነ ቶቢክ ክፈቱ ማዓት እየ። ግን ቁሩብ ይኾልፈኪ ነሩ እዚ ጅግና ብዓል ቤትኪ፡ ሕቶ ኣነ እዚ መሰል ዝብል ንደቀንስትዮ ማራ እዩ ኣሻዲንዎን ብፍላይ ነተን ዕሙቕ ዝበለ ርዲኢት ዘይብለን፡ምኽንያቱ ሕብረተሰብና ይሽርሽርኦ ኣለዋ። ፍቕሪ ፍቕሪ ይብላኻ ኣብ ሓዳር ፍቕሪ ዘይኮነ ልቦና እየ እቲ ወሳኒ ነገር፡ ንኣብነት ኣዴታትና ምዘይ ፈልጥኦም ኣቦታትና ክንደይ ሽገር ስድራቤተን ሕብረተሰበንን እየን ጸረን ዝኸዳ ነረን ፡እዘን ናይ ሎሚ ግን ከምዚ ከርካ ዘይሳዓምካኒ ከምዚ ገርካ ዘየዕለልካኒ ግዜ ዶ ገለ እናበላ ሓዳር በቲነን ስድራቡአትን ሕብረተሰብን ፋሕ የብላ። ብዝኾነ ብጣሚ ደስ ዝበል መደብ ነሩ ካብ ኩሉ ምሱልይነት ዘይብሉ ግሉጽ ካቲዕ ነሩ።ቀጽልዎ ንፉዓት። ማዓርነት ማለት ግን ማዕረ ገንዘብ ስለ ዘለካ ኣይኮነን ብስለት ኣታሓሳስባ ርዲኢት ወዘተ እዪ ሞ ንሰብኣይኪ ኣኽብሪ ጽብውቲ ሓፍተይ ❤
@user-cu8zs4rr3e
@user-cu8zs4rr3e 7 ай бұрын
ኣንቱም ሰባት ከማኹም ሰባት ናፊቀ እምበር ቀጽልዎ ፕሊስ ሶ ❤
@isayasokbamichael2052
@isayasokbamichael2052 6 ай бұрын
Betami tsibuki mikibibari alkum amlki edimeni tienani yihabkumi with yours Kids
@BereketOqubagebriel
@BereketOqubagebriel Ай бұрын
❤❤❤ ቡሉጹ ኣተሃሳሰባ ዘልኩሙ ሰባት ኢኩሙ ሀብረተ ሰብ ክተቁሙ ትክሉ ሰባት አኩሙ ናይብሃቂ ጹቡቁ ሰርሃ ዩ ቀጽልዎ ሓዳርኩሙ ይባርክ ፈታሪ ❤
@George-pn3pi
@George-pn3pi 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕን ግዝያውን እዩ ቐጽልዎ። ከም ተወሳኺ ድማ ገለ ኣብዚ ጉዳይ (ኣብ ኣገዳሲ ኣርስታት) ኣፍልጦ ዘለዎም እንተ ተምጽኡ ጽቡቕ እዩ እብል። ካልእ ብተኻእለ መጠን ትግርኛ ተዛረቡ እቶም ቓላት ብትግርኛ ድለይሎም።
@FacheTube1221
@FacheTube1221 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ በሃልቲ ስድራ። ኣብዞም ስድራ ብዙሕ'ዩ ዘሎ፡ ፍልጠት ፍቕሪ ሞራል ወዘተ።
@sarahwelcome2560
@sarahwelcome2560 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ
@melodiez6392
@melodiez6392 7 ай бұрын
Loved the vodcast. I'm a big fan. Love to see a peaceful discussion among open-minded people. Bitami nifu'at 👏🏽 one thing i've noticed, Fortuna was making good points, but Awet was interrupting her so a couple of times. Let her finish first and then respond. Other than that, loved the vodcast and can't wait to watch more.
@Happiness2233
@Happiness2233 5 ай бұрын
Gual sandiyago hakey❤️ Anabis ikum beka abnetawyan seb hadar, show off yeblkum wow, ety ab kiwininet ab haki hiwet zelo ikum tinegru 👏🏽👏🏽👏🏽 seb hadar ikum mehazut👏🏽, emo endashaku bzuh kumneger zimihiru ikum, kab nebsey jemirka bzuh seb eyu zimehar kabakum, kexiliwo pls ❤
@sarahwelcome2560
@sarahwelcome2560 7 ай бұрын
ክንደይ ደስ ይብል ከዓ ሓድ ዲኹም ኣይመስለኒ ነይሩ ኣመና ከዓ ደስ እልኒ ፍቅርኹም ይስስን so thanks for everything
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 7 ай бұрын
Xbuk neru gin. PLEASE PLEASE aytikulefa
@user-rh5ns7ef8n
@user-rh5ns7ef8n 5 ай бұрын
Kkk wae neger wedi koynwo
@mypowerisfromgod5290
@mypowerisfromgod5290 7 ай бұрын
ማዕረ ኣይኮናን ካብ ኣፈጣጥራና ኣትሒዝካ፡ ስለዚ እታ ማዕረ ትገብረና ክልተና ሰብ ምኻና ትራይ ኢዩ፡ ከም ሰብ ድማ ምዕረ ክብሪ ይግባኣና፡ ሓደ ካብ ሓደ ኣይዓብን ኢዩ።
@forceforgood4669
@forceforgood4669 7 ай бұрын
Nice discussion. You asked her, a question, you should wait for her answer. Respect
@hagereyalemey
@hagereyalemey 7 ай бұрын
ብኹሉ ማች ትገብሩ ሰብ ሓዳር ኬፍ ኣለኩም ጽቡቕ መደብ ከኣ
@semeretesfaldet8915
@semeretesfaldet8915 7 ай бұрын
Xbuqn bluxn hasab eyu ❤❤❤ qexlwo, ጓል ናታ ተፍጥርኣዊ ብልሒ ኣለዋ ግና ብልሓ ንውድድር ምስ ሰቢኣይ ዘይኮነ ንክትድግፎን ንክትምልኣሉን ኢዩ ኣብኡ ኢዩ ከኣ ጽባቐኣ🎉
@gebreted2612
@gebreted2612 7 ай бұрын
መጀመርታ ኣቡኡ ምስኡ እንዳሀለወ መን እዩ ኣጆኻ ዝወደይ ኢሉ ዝድውል ንእትብል ሕቶ ብቐዳምነት ንፍዕቲ ኣዲኡ እትብል ሐሳብ መጺኣትኒ ግን ተፋቲሔ እየ ዝነብር ኣይገርመኩምን ዶ ብማዕርነት ዝኣምን ሐንጎል ከለንስ ማሕዘለይ ኣይሕዘልን ኢላ
@Xelyunselam92
@Xelyunselam92 7 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ብፍላይ ካብቲ ደስ ዝብለኻ ነገር ምስ ሓዳርኩም እናተኣሳሰርኩም እቲ ሰብ ክፈልጦ ኣለዎ ዝበልኩሞ ብናጻ ብምዝራብኩም : ንፉዓት ሰብ ሓዳር ኢኹም ትመስሉ ናይ ምርድዳእ ጽቡቅ መንፈስ ዘለኩም ትመስሉ : ኣምላኽ ክሳብ መወዳእታ ሓዳርኩም ይባርኽ ብደቅኹም ተሓጎሱ 🎉🎉🎉🎉🎉
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 7 ай бұрын
Gual sandit with Awita ❤
@gebreted2612
@gebreted2612 7 ай бұрын
ጎበዛይ ትግርኛኻ ዝተማዓራረየ ኣይኮነን ንወድን ጏልን ብሐደ ጾታዊ ኣጋላልጻ ትገልጽ ኣለኻ
@user-wx7lz6uv9d
@user-wx7lz6uv9d 28 күн бұрын
Smauni eziyom hwatei mobail dewelu ajuka zwedei dimthi ms semae nay sebeitin dimthi nay sebay dimthi selementai zeilali daharai nisebaiki amithkiyo ember aboau kali eyu ezi seb ezi zweledo kalie ziabeyo kali ♥ thanks
@adhanombairedebesay8688
@adhanombairedebesay8688 7 ай бұрын
Thanks ቁምነገረኛታት ኢኹም። ማዕዳኹምን ምኽርኩምን ኣብ ልቢ ኩሉ ሰብ ይስጠም። ቀጽልዋ ንፉዓት ኢኹም።
@rufaelberhe7279
@rufaelberhe7279 7 ай бұрын
ደስ ዝብል መደብ ናይ ብሓቂ ቀጽልሉ ነዚ መንእሰይ ካብዚ ናይ ድያስፖራ ዘይጠቅም ፖለቲካ ኣማራጺ ሃብዎ ነዛ ሓፍትና ካኣ ኣይትዓብልላ ክትዛረብ ዕድል ሃባ
@biniyam8228jd
@biniyam8228jd 7 ай бұрын
ኬፍ ኣለኩም። ሓዳርኩም ይባርክ ፈጣሪ ደስ ባሃልቲ። ከመይ ኢልኩም ተላሊኩም ኣምጹልና። ጋል ኣብ ምልላይ ዳ ጸገመና 😂
@kibromhabte5157
@kibromhabte5157 7 ай бұрын
ኣምላኽ ን ፍቕርኹም ይባርኽ ብሉጻት ❤ ደስ ዝብል መደብ ብ ኸምዚ ዘለዎ ክቕጽል ከኣ ንምሕጸን🙏
@dngleyadegoyta
@dngleyadegoyta 5 күн бұрын
ኣሰይ ኣነስ ፈትየኩም ክመውት ደልየ ኣብዛ ሰሙን እዚኣ አየ ክከታተለኩም ጀሚረ ፡ካብዞም ኣምሰሉታት ሰብ ሓዳር በሃልቲ prank ዶ ገለ ዶ ካ ነዕርፍ good job ቡሩካት❤❤❤
@semharabraham162
@semharabraham162 28 күн бұрын
Awita hawey hadarkum ybarek amlak ❤❤❤❤❤❤❤
@kibrabothere1556
@kibrabothere1556 7 ай бұрын
ሰላም ኩብራት ኣሕዋት ! ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ❤ :: ቀጽልዋ ኣገዳሲኣርእስቲ ኢዩ
@raheltesfai3018
@raheltesfai3018 7 ай бұрын
Bshm meteabiti aweta subscrib gere aleku btaemi nfuat kea bhaki kexluwo 🎉🎉
@user-jm6nt7tk3y
@user-jm6nt7tk3y 7 ай бұрын
Waww medbatkum btami xibuk in hanaxin eu, gina hade kizareb kelo keywede aytkulefwo, ab hade medeb zitehawawese hasabat aytekribu, miknyatu medebkum nixur metan kikewin.
@filitekle6565
@filitekle6565 7 ай бұрын
Amlak yhaguskum please abzelo gzye fqr kun yesesno ❤
@Zekarias-of6hf
@Zekarias-of6hf 3 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ሾኳኩር ደሲ ዝብል ዕላሊኩም ግና ሹሙኩም ኣላሉና እባ ከሙኡ ውን ኣበይ ዓድይ ትነብሩ ኣለኩም።
@bazigararm1189
@bazigararm1189 7 ай бұрын
ስባኣይን ሰበይተን ጃብ ሓደ ሩባ ይፍጠሩ ይብሃል ከማኩም ዩ 😊
@F-NG5
@F-NG5 7 ай бұрын
ኣገዳስን እዋናውን ኣርእስቲ ኣልዒልኩም, ቀጽልዎ ጽቡቕ ስራሕ
@abrahamblata8183
@abrahamblata8183 7 ай бұрын
Beautiful Couples, Birds the same feather fly together.
@user-ng6op4mb1h
@user-ng6op4mb1h 7 ай бұрын
Genesis 2 ትግ - ዘፍጥረት 18: እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ፡ ሰብኣይ በይኑ ኪኸውን ጽቡቕ ኣይኰነን፡ ንእኡ እትበቅዕ ደጋፊት ክገብረሉ እየ፡ በለ። 19: እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ንዅሉ ኣራዊት መሮርን ንዅለን ኣዕዋፍ ሰማይን ካብ ምድሪ ገበረ። እንታይ ከም ዚሰምየን ምእንቲ ኺርኢ ኸኣ ናብ ሰብ ኣምጽኤን። ነቲ ህያው ነፍሲ ዘለዎ ዅሉ፡ እቲ ሰብ ከም ዘውጽኣሉ፡ ስሙ ንሱ ዀነ። 20: ሰብ ድማ ንኹሉ እንስሳን ነዕዋፍ ሰማይን ንኣራዊት መሮርን ሰስሙ ሀቦ። ንሰብ ግና ንእኡ እትበቅዕ ደጋፊት ኣይተረኸበትን።Genesis 2 ትግ - ዘፍጥረት 21: እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ ነቲ ሰብኣይ ከቢድ ድቃስ ኣውደቐሉ፡ ደቀሰ ድማ። ካብ መሰንገሊኡ ኸኣ ሓንቲ ወሰደ፡ ኣብ ስፍራኣ ድማ ስጋ መልኣ። 22: እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ነታ ኻብ ሰብኣይ ዝወሰዳ መሰንገለ፡ ሰበይቲ ገይሩ፡ ሰርሓ እሞ ናብቲ ሰብኣይ ኣምጽኣ። 23: እቲ ሰብኣይ ከኣ፥ እዚኣ ዓጽሚ ኻብ ኣዕጽምተይ፡ ስጋ ኸኣ ካብ ስጋይ እያ፡ ካብ ሰብኣይ ተወሲዳ እያ እሞ፡ ሰበይቲ ትብሀል፡ በለ።
@harmonieharmonie7716
@harmonieharmonie7716 7 ай бұрын
Wow ናይ ብሓቂ ኣዚኩም ደስ ትብሉ ሰብ ሓዳር ኣዚና ኢና ንፈትወኩም🥰
@aronmulue3812
@aronmulue3812 7 ай бұрын
Aweta &furuti brukat des zibil medeb ❤
@meseretisaak9335
@meseretisaak9335 7 ай бұрын
Funny how your perceptions are different on both aisles, though you both have same directions. Love your topics.
@selamynges9184
@selamynges9184 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ ከም ርኢቶ. when he speak you should wait until he finsh and awet you too. Some time you jump from one topic to another topic so it disturbs the audience. Let you finsh one topic then continue to another one. God jobb keep it miss you guys ❤
@mansourkifle9914
@mansourkifle9914 7 ай бұрын
Nice program thanks
@salijaki5768
@salijaki5768 7 ай бұрын
Gual sandyago furti shikor ❤Ms beal betki kabaki bzuhhhh eye zxbe . Kexiliwo btaemi des zbl topic ❤❤❤❤
@raenabana1124
@raenabana1124 7 ай бұрын
Shikorinatat yehwatey amlak ybarkkum ane adiu ele hasibe neyre
@Tekle9237
@Tekle9237 7 ай бұрын
I am so proud of you Frtun❤. I know you're smart. I wish you all the best. I miss you .
@happyhappy-iv2lz
@happyhappy-iv2lz 7 ай бұрын
መጀምርታ ጋልኣንስተይትን ወዲተባዕታይን ሓደ ኣይኮናን እዚ ክኣ ተፈጥራውን ባህርያዊን ናይ ደቂ ሰባት ክኣ ሓደ እግዚኣብሄር ጥራይ ዩ ዝምልሶ፡ብጣዕሚ ሰፍሕ ዩ ንክትንትኖ ክኣ ከብድ ዩ ብቀጥታ ናብ ኣፍጣጥራ ዩ ዝወስደካ ንዝግኣብሄር ክኣ ብተፈጥሮን ብባህርን ክትንትን ማለት መልሲ ዘይርከቦ ሕቶ ዩ። ዶሞክራሲ ፡ክንግደም፡እንባራጦርያ፡ሾሻልዝም፡ ወዘተ,,,,እዚ ሓሳብ ናይ ደቂ ሰባት ዩ ኣብ ከምኡ ትኣምን ወይ ትክተል እንተ ኮንካ ዓወት ኣይትረክብን ሓጎስ የለን ቅሳነት የለን ኩሉ ግዜ ግዝእ ወይ ባርያ እዩ ዝገብረካ ።እቲ ዝዓበየ ውልቃዊነት ዩ ዝገብረካ ካልኣይ ባርያ ናይቲ ሓሳባይ ዩ ዝገብረካ። እቲ ዝበለጸን እቲ ሕጉስን ቅሳነትን ዝገብረካ ሓሳብ ፡ሓሳብ እግዝኣብሄር ዩ ፡ ንሱ ክኣ ሓዳር (ቤተሰብ) ምፍጣር ዮ ኣብ ሓዳር ውሃብን ተቀባልን እካ ክትህብ ከለካ ንውላድካ ንበተሰብካ ብፍቅሪ ፡ብሓሳብ፡ብኣገልግሎት (መግቢ፡ማይ) ክትህብ ከለካ ሕጉስ ይገብረካ፡ እቲ ዝሃብካዮ ብፍቅሪ፡ ብሓሳብ፡ብኣገልግሎት ክትቅበል ከለክ ክኣ ቅሳነት ይፈጥረልካ ።(ተቀባሊ ማለት ብቤተሰብ ብውላድ ክትናፈቅ ወይ ክትዝከር ከለካ ቅሳነት ዩ ዝፈጥረልካ ) ስለዚይ ሕጉስን ቅሱንን ክትከውን ነቲ ሓስብ ፍተዎ እቲ ሓሳብ ሓዳር ዩ፡ወይ ቤተሰብ ምህናጽ ዩ ነቲ ሓሳብ እንተፈቲካዮ ንዕኡ ክትብል ኩሉ ትስዕር እካ ሞ፡በጃኩም ሓዳርኩም ፍተው ፡ ነቲ ስነ ሓሳብ ሓዳር ዝፈቱ ንሰብኣያ ወይ ንሰበቱ ንደቁ ንበተሰቡ ብዓቢኡ ክኣ ንአግዝኣብሄር ዩ ዘፍቅር ። ድፍረት ኣይትሕሰብዎ ግን ኣብ መድያ እንተ ወጽካ ናይ ግድን ዩ መልሲ ሕቶ ዝጸንጃካሞ ከም ድፍረት ኣይትሰድዋ ሕብራውያን❤
@niyattekiea3932
@niyattekiea3932 7 ай бұрын
Wow aweta and furti bluxat sdra
@MRG87248
@MRG87248 7 ай бұрын
ኣዝዩ ደስ ዘብል መደብ ኢዩ ቀጽልዎ፡ክውስኻ ዝደሊ ሪኢቶ ኣብታ ኢሎን ማስክን ኪም ካርዳሽያን ዓወት ዝሓተተኪ ንምንታይ ሓፈሻዊ ሰሪሐን ዘይበጽሓ ወይ ብብልሒ ክትምልስያ ከለኪ ኣወዳት እሞ ከምኡ እንድዮም ዝደልዩ ኢልኪ ኣብዚ ኣይሓዘክን ዓወት እንበር ንምንታይ ነወዳት ክምስጣ ይደልያ ኣዋልድ ወዲ ንጓል ክምስጥ ኣይኮነን ዝህብትም ስለዚ ምናልባት እቲ ኣባታዊ ዝበልክሞ ዝበዝሐ ኣብ ኣፍሪቃ ኢዩ ዘሎ ኣብ ጸዓዱ ከኣ ምናልባት ቆልዑ ምስ ዝወልዳ ዝያዳ ንመገዲ ዓወት ልዕሊ ወዲ ክዕንቅፈን ይክእል ኢዩ ኣብዚ ግዜ ግና ዋላ እተን ውላድ ኣየድልየናን ኣብ ምባል ዝበጽሓ ምዕራባውያን እንታይ መሰናኽል ኣለወን ትብሊ ልዕሊ ወዲ?
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓው።ጋል ኣንስተይቲ ጥራይ ብሙኻና ውን ኣዝዪ ብዙሕ መሰናኽል እዩ ዘለዎ።stereotype ማለትዩ።እቲ ዝጸንሐ ኣተዓባብያ ይኹን ባህሊ ጋል ማዕረ ወዲ ክትሰርሕ ልሙድ ቅቡል ስለ ዘይኮነ ማለትዩ።ብደረጃ ዓለም ዋላ እንተሪናዮ እተን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሓ ኣዝየን ውሑዳት እየን።መሊሰናልካ ክንከውን ተስፋ ይገብር።የቀንየልና 🙏
@nigistibahata1696
@nigistibahata1696 7 ай бұрын
Thank you ፍርቱ ምስ ብዓል ቤትኪ ኣርደልና ድኣ more ክሓዩልና ኣለዎም ❤❤
@millionteklay3619
@millionteklay3619 5 күн бұрын
Societal influence is still the challenge ,they don't give equal chance for a girl and a boy to raise up into full human. In fact, God gave us the same intelligence.
@nigstianday7806
@nigstianday7806 7 ай бұрын
Amlak ybarkum xbuk meglexi kexlwo
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 7 ай бұрын
ብሉጽን መሃርን መደብ ኣቅሪብኩም ፉሉይ ኣንግል ሕዝኩም ምምጻእኩም ዋውውው ንፉዓት🎉❤
@abrahamtesfay8154
@abrahamtesfay8154 7 ай бұрын
❤❤❤ btami dez zbl qexlwo amlak bietkum ybark
@mezenaywelodoy2670
@mezenaywelodoy2670 7 ай бұрын
Nay wetru teketatalikum eye....Sandiago bkalie msli degimu temelisuna kem zelo eye ziamin....keep it up lovely couples
@goneythepoet579
@goneythepoet579 7 ай бұрын
ኩሉ ጽቡቕ እንከሎ ቁሩብ ክሳብ ትውድእ ተጸበያ
@yonas_MT
@yonas_MT 7 ай бұрын
ደስ ትብሉ ቀጽልዎ !👏 ዘስመርኩላ ክኣ ወዲ ተብዓታይ ኣብ ክብሩ እዩ ዝነብር ። ,ፍቕርኹም ይሰስን ወገናተይ ❤
@selamawikrstosselamkahabena
@selamawikrstosselamkahabena 7 ай бұрын
ከመይ ማለት? ደቂ ኣንስትዮ ከ
@emteemte3985
@emteemte3985 7 ай бұрын
​@@selamawikrstosselamkahabena nsu nay awedat eyu xhifu nay awalid kea baelkn xehafa gdn aykonen nsu knegrelkin fesewty kkkk
@npamen8090
@npamen8090 7 ай бұрын
​@@emteemte3985😂😂😂😂
@user-xn7dc8ux3u
@user-xn7dc8ux3u 7 ай бұрын
bhaki nfeti iki qexlyo xbuk melsi kulu negerki shkor❤
@mengiszegal-rd8fe
@mengiszegal-rd8fe 6 ай бұрын
ብዝዕባ ምንታይ ከም ስብ መጠን ኩላትና ማዕረ ኢና ግን ካኣ ዝፋልልየና ገለ ገለ ኣሎ ስለዚ በዝን በዝን ሓደ ዲና እንተትብሊ ርእይቶ ምሃብና ሕቶኹም ግን ቡሩህ ኣይኮነን
@Nataname555
@Nataname555 7 ай бұрын
Owow lovely couples Interesting vodcast Keep going furtii shkor ❤we love u
@Agios914
@Agios914 7 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ እዩ። ካልኣይ ድማ ዓቢ እዋናዊ ቴማ እዩ። ነዚ ሓሳብ ከተልዕሉ ብምኽኣልኩም ክትምስገኑ ይግበኣኩም። ናብ ሪኢቶ ክሓልፍ፡ ኣብ ሓደ እዋን ብዙሕ ኣርእስቲ ተንኪፍኩም ቀልጢፍኩም ትሓልፉ ኣለኹም ፡ብዛዕባ እቲ ዓቢ ምስጢር ሰብ ሓዳር ኢና ነልዕል ዘለና ፡ብልሳንኩም ሓሳብኩም ተበጊሱ ኣብዛ ሰዓት ዝተዛረብኩሞ ፡ክንደይ ፋሚሊ ዝጉዳእን ዝህነጽን ኣሎ። ስለዚ እቲ ንዛረቦ፡ ባህሊ፡እምነት፡ ሃይማኖት ፡መንፈሳውነት ጥርናፈ ዘለዎ እዩ። ስለዚ ነፍሲ ወከፎን ክትፈላልዮም ኣይትኽእልን ኢኻ፡ ስለዚ መታን ጥዕም ጥዕም ከይከውን እቲ ሰብ ውን ዘይተወደአ ሓሳብ ሒዙ ከይከይድ ፡the devil is in the deteil ከምዝበሃል። ንሓንቲ ኣርእስቲ ብ መወክውሲ ወይ ምንጪ ምዕጻው ከድልየኩም እዩ። ማለት ፡you need to choes a model in a marriage. ተዘይኮይኑ ሕውስዋስ ሞዛይክ ዝኾነ ሓሳብ መጺኡ፡ ዝደናገር እምበር ዝመሃር ኣይክህሉን እዩ። ኣዝየ የመስግን በርትዑ፡ሓይሉ። ንዝመጽእ ሕቶይ ግን ፡ኣብ ኩሉ ግምታት የእቲኩም ፡ኣብ መንጎ ምኽባርን ምፍቃርን ዘሎ ዕምቆትን ሕይወትን ኣብ መንጎ መጻምዲ እንታይ እዩ። ዝብል፡ተተኻኢሉ ድማ ስራሕኩም ክዓቢ online መድረኽ ወይ ቴሎፎን ክትገብሩ ይላቦ። ጽቡቃት ፡መን እዩ ክብሪ ዝደሊ መን እዩ ንክብሪ ዝተፈጥረ ፡መን እዩ ፍቅሪ ብብዝሒ ዝድውሊ መን ኢዩ ኸ ንፍቅሪ ዝተፈጥረ። ብ ኣብነት ናይ ሕይወትኩም ኣሰንይ ኣቢልኩም ኣሰንዩና። ሰላም ንዓኹም ፡
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ነመስገነካ ዝሃብካና ሃናጺ ርእይቶ እዩ፡ ክንጥቀመሉ ኢና።የቀንየልና
@meharitekle7863
@meharitekle7863 7 ай бұрын
xubukat and kibul hasab ❤❤❤❤
@rahwafseha-6952
@rahwafseha-6952 4 ай бұрын
ዋው እዚ መደብኩምን እዞም ርእይቶ ወሃብትን ደስ ክትብሉ
@EBOY-ok6li
@EBOY-ok6li 7 ай бұрын
ዋው ብጣሚ ብሉጽ መደብ ብሉጻት ሰብ ሓዳር ❤❤❤❤ ቀጽሎዎ
@segentesfamariam9403
@segentesfamariam9403 7 ай бұрын
Furtiye ms Beal Betki Gal Eti kbur Blux Weladiki Girmay (Sandiago)Edmen tiena yehabkum Gal Zurey mearey Btaemi Xbuk Medebat ekum tekrbulna thanks 🙏🏾
@estifteclu1601
@estifteclu1601 7 ай бұрын
Very nice massage God bless you
@user-zt3hi8vu2o
@user-zt3hi8vu2o 5 ай бұрын
ኣይተሃወኽ መራሒ
@tesfaesak6808
@tesfaesak6808 7 ай бұрын
ደስ ክትብሉ❤
@tkeriman1961
@tkeriman1961 7 ай бұрын
Proud of you my CASS mate Furti and Awet ❤
@netsanetdebessai268
@netsanetdebessai268 7 ай бұрын
Awita and furti ..u guys are a blessing to this generation…u hv been inspiration since day1..love seeing you flourish…keep it up and the best is yet to come 🎉❤🎉
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 ай бұрын
Naxa thank you 😊.... Your love and support means a lot🙏
@user-qf6zh3fk3r
@user-qf6zh3fk3r 7 ай бұрын
ብሉጽ ስራሕ ፡ መዘኻኸሪ...ፍሩት በጃኺ ኢንግሊሽ ቃላት ዘይርዳእ ተኸታታሊ ብዙሕ ኣሎ ፡ ስለዚ ድሕሪ ሓንቲ ቃል ምዝራብኪ ከትርጉምያ ኣለኪ❤
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 ай бұрын
እሺ ክንእረመሉ ኢና።
@nebiatmussie8798
@nebiatmussie8798 7 ай бұрын
Awe bhaqi ane nbaley English aykaln ye kemzia kxhf hasibe gn knaremela eina eilki aleki blxti habtey
@yossiefmer733
@yossiefmer733 7 ай бұрын
Btaemi xbuk medeb Hto aleni Wedi ngal nihadar kihata kolo Genzab srah mekina geza tmhrti zelewo kikewn alewo ybla ok ayxlaen u Deqi anstiyo ke ezi kulu khlawa gdeta aykonen malet du Thanks
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 ай бұрын
ጽቡቕ ሕቶ እዩ።ክንዛረበላ ኢና።የቀንየልና🙏
@yossiefmer733
@yossiefmer733 7 ай бұрын
@@Hbri-vodcast ok grm selamkum ybzah kburat yehwat ❤❤❤
@BbH-cr7dm
@BbH-cr7dm 7 ай бұрын
ሓዳር ማለት ኣብዚ ኣሎ ጋዜጤኛ እና ኣርትስት ትመስሉ ❤❤❤❤
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj Ай бұрын
ኬፍ ኣለኩም💙። እንግሊዝኛ ብዝተኻእለ መጠን ኣይተብዝሑ። መባልይቲ ይበልኩም🙏
@esugere8138
@esugere8138 7 ай бұрын
God Job guys habtey timesli kea furtna 🎉🎉🎉🎉
@meriyghebremichael1198
@meriyghebremichael1198 7 ай бұрын
Adiu ke
@elenmesfun1079
@elenmesfun1079 Ай бұрын
Shekorinatat zear yeblkumen kestelwo ekum berkat tebarku
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 7 ай бұрын
እዚ ናይ FEMINIST ዝበሃል ምንቅስቓስ፡ ፍቱሓት ንፍቱሓት ተኣኻኺበን፡ "ኣጆኺ ኣጆኺ፡ believe inyourself " እንዳበላ ንሓድሕደን ዝጻናንዓሉ መድረኽ እዩ። ካብ ባህሪያዊ ሓቅታት ወጺእኽን፡ ዘይተፈጥሮኣዊ ስኑዕ (fake) ነገር ኣይጠቕመክንን እዩ።
@akiyor3615
@akiyor3615 7 ай бұрын
Gobez ለባም መስተውዓሊ ኢካ❤
@EriTalkShow96
@EriTalkShow96 7 ай бұрын
I really love it. I wish we could have more positive impact channels for eritrean this year .Thank you ❤
@simplesoffitube7273
@simplesoffitube7273 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንፍዓት ኣሕዋት exactly ገሊጽክሞ ብታዕሚ ጽብቕ ብሮግራም
@merhawit758
@merhawit758 7 ай бұрын
First time watching you guys and I had to subscribe. Keep it up
@danayitewolde8224
@danayitewolde8224 7 ай бұрын
I haven't watched it yet and I can't wait for 34 minutes of excitement. I want in on thiiiisss tho😢
@bereketkidane7802
@bereketkidane7802 7 ай бұрын
Excellent! Amazing discussion. I appreciate you.
@LelaWeldemichael
@LelaWeldemichael 28 күн бұрын
Keslwo skorinatat ❤❤❤
@selamtsegay109
@selamtsegay109 7 ай бұрын
Oh, MG, you guys are so amazing that Vodkas is new to our community, so well done, Guy's ,afta deqi anstyo genzeb slezelewen wedi kab tqmi wexai yriyo alewa zbelkaya gn ane fly zbelet hasab emo kaa ms kulom qerebtey bagatami yelilna gn krdewa zeykalu beza natka hasab ydmdmwa .Ane gn iti tenki kabza hasab ezia eu zmexi eye zbl,wedi n gual b genzeb wey bgulbet slezhgza aykonen ab hiweta tara zelewo, intay daa abti genzeb zeygzai hagos abti bgenzeb wn ktgezo zeytkil fqrawi hiwet ,halyot smitka mrdai,beqa hiwetas kulu neger bgenzeb ketemxo aytkiln ika ,hagos hade kabti nhiwetna zgedsa bata eu genzeb sle zeleka wey gulbet slezelka gn ketemxo aytkiln ika ,slezi nhna ab hiwet iti wedi agedasi eu ita gual wn marieu agedasit tkewn ,ezi natna generation gn b genzebn gulbetn try slezreyo xegiba,niqatni,welida endya,hji,intay ilatni bzbl hasab kulu hiwetom kemzeyere girom yefrswo ,sorry naylbey slezrekebkumuni lomi ,this is my first time to write comments on KZfaq, riytokum kxbe eye ❤amlak hadarkumn wladkumn ybark ❤❤❤❤❤
@melakegerezgiher1563
@melakegerezgiher1563 7 ай бұрын
Thanks tsbuk tmhrti ktslwo❤❤
@gziegzie
@gziegzie 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳባት፡ደስ ከኣ ይብሉካ ቀጽልዎ።
@LoveYou-oe6qv
@LoveYou-oe6qv 7 ай бұрын
Des keteblu..bejakum kexilwo izi mahari tmhrtkum❤❤❤
@hanaesolomon
@hanaesolomon 7 ай бұрын
Beautiful program furti gn hidie beli aytikulofiyo tiebliliyo aleki
Vodcast 02 | ዘይምርድዳእን ፍትሕን | Part 1
35:02
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 38 М.
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН
እዞም ወሰንቲ 4 ሕቶታት ኣቕርብሉ
17:17
Sun_Tsoffcial
Рет қаралды 3,5 М.
ሓይሊ ሓሳባትና | The power of our thoughts!
14:33
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 28 М.
Vodcast 02 | ዘይምርድዳእን ፍትሕን | Part 2
36:39
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 19 М.
Vodcast 08 | Habesha and Culture
1:00:59
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 34 М.
Part 01 | Interview with Ghirmay Yohannes Sandiyago 2024
53:29
Ghirmay Sandiyago | ግርማይ ሳንዲያጎ
Рет қаралды 312 М.
Vodcast 11 | ዕድመ ኣብ ሓዳር የገድስ'ዶ?
53:50
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 54 М.
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН