VOICE OF ASSENNA: ዝርርብ ምስ ኣቶ ብርሃነ ኪዳነ - ካብ ሽወደን - Wed, Dec 19, 2018

  Рет қаралды 24,442

ASSENNA

ASSENNA

5 жыл бұрын

Пікірлер: 39
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Viva nberti Sweden/ Stockholm akeb negrna regex elto ትንሳኤ ን ኤሩ ኤሩና 🤲🙏⚘
@kbribrhane8459
@kbribrhane8459 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ቃለ መሕተት ንኣቶ ብርሃነን ንጋዜጠኛ ኣኽበረትን ነመስግን
@woredeimam6966
@woredeimam6966 5 жыл бұрын
ኢቲ ጥዑም ድምጽ ናይ ኣሰና news ኣበይ ኣበለ. ሕጅ. ራብዓይ. ወርሒ. ሕዙ. ኣሎ. ስለ ዝ. ዝረኣየ. ዓይኑ. ትብራሀ
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
አየ ህግደፍ ርጎማት ከንደይ ጃጋኑ 🦁 ሓርበኛታት ናብ ስደተኛ ዝቐየሩ 😡😬
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
ብርሃን ገጾም እንካዕ ዳሓን መጻኩም ⚘🇪🇷
@taogland5813
@taogland5813 5 жыл бұрын
WELCOME DMTSY HIZBNA ASSENA
@user-jn6fs2nm9l
@user-jn6fs2nm9l 5 жыл бұрын
አነ ኪሕብረኪ ዚደሊ አባላት ሳግም ብመርገፀ አብ ጉባኤ ንከድምጽ አምሙ አክበረት እዚ ትብልዮ ዜለኪ ሕቶ ንሰውራዊ ባይቶእዩ ዚምልከት ንሕና መርገጽናን መትከልናን ንነጻነት ሰለ ዚነበረ እና አድምምጽና ወደሓንኪ
@fthi3585
@fthi3585 5 жыл бұрын
Imo sagim misakum ilkumuwom intay halefa geyremulkum inda higdef Nikulu wedi bat aydliyomun iyu abey alewu itom ziatewu bebhade hakikom
@habeshakeren2903
@habeshakeren2903 5 жыл бұрын
Welcome assena
@tesfaymarkos854
@tesfaymarkos854 5 жыл бұрын
ato birhan kidana ajokha nisikha niaertrawian tedlena ikha inkai nisikha jigna bael wieileta eritria kelekhasi tegarun oromon keman zegnet ertria wesidom riferendem admisom nezi zigebere dima ethiopiawi zikone esayas afewrki yu silemintay mesleka ertrawi kab midre ges ketfiom dilet silezinebero tirah yu ajokha hijiwin artrawi ikha hagerka abey keykedeka mo
@asterkidane9844
@asterkidane9844 5 жыл бұрын
Tanquel nay isayas kamze gayru gagnu tagdalty fahe abeleom
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Yegrem eyu
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 5 жыл бұрын
Wawwww Bteami des zebl meglexi asmiekana ato Brhane Kidane. Zegerm u kab adka kid nab ( adka)
@user-dq9uh1fw8q
@user-dq9uh1fw8q 5 жыл бұрын
radio assena btaemi xbuq medebat alekum qexlwo n harbena( Abed Tesfay ) ab holad znebr interview enteteqrbulna kea bzuh ms temaharna .
@habtomatey9182
@habtomatey9182 5 жыл бұрын
Well came assenna
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
ሰይጣን መልኣኽ ከም ዝራኣየ ዝብህርር ፡ ዲክታቶ ሙሁር እንተራኣየ ይብህርር እዩ ። ከይግልበጥ ቁልቁል ኣፉ ይፈርሕ እዩ ? እሞ ሓደራ ንማኣዲ ደምበ ፍትሒ ዝዕጠቑላ ከም ብርሃነ ኪዳነ ብሃንቀውታ ትጽበይ ኣላ
@tesfaymarkos854
@tesfaymarkos854 5 жыл бұрын
ጸዋር እዩ ዓቕለይ ቆማል ሽንቲ ገመል ሰራቂ ብርለ ዱሩዝ
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
@@tesfaymarkos854 ዋእ ኣታ ንስኻኸ ሙሁራት የጻሕጹሑኻ ድዮም በል ምስቶም ማሃይም ተጸጋዕ።ክክክ
@johnrasta1533
@johnrasta1533 5 жыл бұрын
ጀልጃል ዘይብልካ ወደይ ሃላይ ሓማሸናይ።
@kahsaytesaf8431
@kahsaytesaf8431 5 жыл бұрын
Assenna autfeleyuna
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
እንዳ ኣምበሳ ዕጽሚ ኣይሳኣኖን ፡ እንዳ ደምበ ፍትሒ ምኽሪ ኣይሳኣኖን ፡
@tesfaymarkos854
@tesfaymarkos854 5 жыл бұрын
ጸዋር እዩ ዓቕለይ ata orom abzikhone diyu tiatiw hamema resah gala
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
@@tesfaymarkos854😂ኦሮሞ ዳኣ ናዓኻ ይቐርቡኻ መራሕቲ ትግራይ ፡ ናዓይ ካኣ ጎረቤተይ ? ግና እዚ ቦታ ዓጋሙ ዘይኮነስ ቦታ ደቂ ኤሩ እዩ ?
@yakobberhe3243
@yakobberhe3243 5 жыл бұрын
kid adka, aye eziatom mhur zeyfetwu gudom do kexom koinu, bzkone mealtom keribu eyu adna nhanxelu gzie akilu eyu ajoka ato brhane .
@letinagrmasion4437
@letinagrmasion4437 5 жыл бұрын
Brhane 👍👍👍
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 5 жыл бұрын
Ab kaleay interviw bselam yerakbena kulukum tekatatelti nayzi medeb
@belaysasinos79
@belaysasinos79 5 жыл бұрын
Amlak awtskayehkikomka entezkonu ke
@tesfaymarkos854
@tesfaymarkos854 5 жыл бұрын
neti wed abat sufuf ertrawi nihageru kindey kiya zifeseme dew elu nitiyit ginbaru zihabe emo wana geza endahalewe riferendem keymeris kid nisikha ertrawi iykonkan ilu sogigkasi bial wedimedhin temben esayas ni ertria haleyti hager koynom referendem kedmisusi yigermyu kkkkkkk ata entay miat yu weridna
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 5 жыл бұрын
ናይዚ ናይ ገዲም ተጋዳላይ ብርሃነ ቃለ-ማሕተት ምስሰማዕኩ፡ ሰለስተ መሳቱ ናይ ጀብሃ ካድረታት ዝነበሩ ቤተሰብ (ነንሕድሕዶም ማለተይ'የ)፡ በየነ፡ ባይረ፡ ማእከለ ዝበሃሉ ኣዘካኪርኒ፡ ደቂ ገጠር ስለዝኮኑ ኣብ ከተማ ክላለዮም ተኩእሎታትኮ ጸቢብ እንተኮነ፡ ምናልባት ብዝያዳ ኣብ ሜዳ ግን ይዝክሮም ይከውን፡ ብዝኮነ ኣብቲ ዓዶም መቀርካ-ዓንሰባ ካብ 8ይ ክፍሊ ንላዕሊ ትምህርቲ ስለዘይነበረ ኣብ ልኡልመኮነን ካልእይ ደረጃ ጀሚሮም ኔሮም፡ በየነን ማእከለን ኣብ ዓስራይ ክፍሊ ኣቃሪጾሞ ንሜዳ ክስለፉ ከለው፡ ባርየ ግን ብተዋህቦ በርቂ ተመሃራይ ስለዝነበረ ክፍሊ እናነጠረ ኣዲስኣበባ ይንቨርስቲ ኣትዩ ኔሩ፡ ዝለዓለ ብማትሪክ ኣብ መላእ ሃገር ዘመዝገቡ ሓደ ካብቶም ሰለስተ ከምዝነበረ ተባሂሉውን ይዝረበሉ፡ ብዙሕ ከይጸንሐ ግን ንሱውን ኣቃሪጽዎ ኣርኪብዎም፡ እዚ ኣብ መወዳእታ ሰበዓታት ዕስራ ዕድሚኦም ውን ከይመልኡ ከለው'ዩ ዝከውን ዘሎ፡ ጀብሃ ተደፊኣ ሱዳን ምስኣተወት፡ ምናልባት ከምዚ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይ፡ ንሰውራ ኤርትራ ምድካም ተባሂሉ ዝጥርጠር ሽርሒ ምዕራባውያን ሃገራት፡ ንሰራዊት ጀብሃ ብጅምላ ኢየን ብፍላይ ፈለማ ሰማንያታት ዝወስድኦም ዝነበራ፡ ኣብዚ ኩነታት ማእከለ ነዚ ዕድል ተጠቂሙ ኣመሪካ ኮሎራዶ ዝበሃል ብምምጻእ፡ ሕጂ ነብሱን ደቁን ኣምሂሩ፡ ኣብ ልቡ ተመሊሱ ብዝተሓተ 2% ሃገራዊ ግቡኡ እናከፈለ፡ ኣብሓደ ካምፓኒ ክሰርሕ ይርከብ፡ በየነ ግን ካብሕጂ ጀብሃ ኣቅቢጻ ኢያ በጃካ ንዓ ነፋሪት ተሰቀላ ተለሚኑ፡ ጀብሃ ዓባይ ወይ ሞት ብምባል ኣቅቢጹ፡ ክሳብ ሕጂ ብብስጭትን ትባኮን ጋህሚሙ፡ ሓውሲ ጽሉል ኮይኑ ድማ ኣብ ኣንዳ ካቲካላን ሽሻን ተጸጢሉ ዛሄሩ ክጽውዖ ዝጽበዘሎ ይመስል፡ ብወዲ መልከ ዝፍለጥ ተዋዛያይ ብመደረ ፖለቲካውን ሓያል፡ ብናይ ኣዘራርባ ክእለቱ ተመሪጹ 'መሪሕ' ዝበሃሉ ማእከላይ ባህሊ ጀብሃ ከኣ ኣናውሰር ዝነበረ'ዩ፡ ሓደ ግዜ ምርኢት ኣብሓደ ዓዲ ከበሳ ከርእዩ ምስከዱ ይብል፡ ብኣጋጣሚ ነታ ናይ ሳሆ ክደርፍ ዝተመደበ ድምጻዊ ስለዝተጸልኦ፡ እናነጠረ ኣመሳሲሉ ባዕሉ ከምዝደረፋ፡ ትርጉማ ዘተረድኣ ህዝቢ ከኣ ብሓጎስ ከምዘጣቅዓሉ እናስሓቀ የዘንቱ፡ ንወዲትኩል ንእሽቶይ ከሎ ጠቂሱ ድማ፡ ኣብ ዓዱ ትኩል ኣብ ዝተንቀሳቀስሉ፡ በታ ዝሰናንዓ ክራሩ ብዛዕባ ሻዕቢያ ከይደርፍ ድሕሪ ኣጠንቂቆም ምስተሓለሎም፡ ክራሩ ሴሮም ከምዝቀጽዕዎ ብኣድናቆት ይዝክሮ፡ ኮታ ንሕውስ ወዲመልከ ኣብ ካርቱም ዳርጋ ዘይፈልጥን ዘይፈቱን ኣይነበረን፡ ባርየ ከኣ ሓንቲ ጋል ምብራቅ ጀርመን ብገለ ስራሕ ንሜዳ ቡጾታ መሪሓ ዑደት ዘካየደት ከዛውሮም ምስተመዘ፡ ድሕሪ ቁሩብ መዓልትታት ብጀርመን ደርቆስቆስ ኣናበለ ክረዳድኦም ዝተገረመት፡ ወጻኢ ኬድካ ብዝያዳ ሰልጢንካ ከተድሞዕ ስለትክእል ክንማልኣካ ኢላ ምስሓተተቶ፡ ድሕሪ ናጻ ኤርትራ ንራከብ በላ ይበሃል፡ ብኣጋጣሚ ሓመድ ድበ ደርጊ ከየርከበ ግን ኣብ ውግእ ሕድሕድ ከምተሰውኣ ይግመት፡ ብተሳኪ ንምብራህ ዝኣክል ባይረ ፉጡር፡ ሓው ሕሳስልደ ናይ ሃገረ ኤርትራ ቁጠባ ኣማካሪ ወልዳይ ፍቱር ኢዩ፡ ዝኮነኮይኑ ወላኮ ብመራሕቶም ተጠሊሞም ዕላምኦም እንተዘይቀንዓ፡ ኩሎም ጀጋኑ ሰብመትከል ግን ክዝከሩ ይግባእ።
@haregotzerom9373
@haregotzerom9373 6 ай бұрын
Tsegay Kifle Futur kitble dika Bayre Futur elka deleka? Tsegay Kifle Futur wedi haw n Dr. Welday Futur eyu
@fiorytaeme3914
@fiorytaeme3914 5 жыл бұрын
እንቋዕ ብዳሓን መጻእኩም ኣሰና 🤝🤝&💯 👏👏👏
@edengebrekidan5481
@edengebrekidan5481 5 жыл бұрын
Welcome dmtsi hizbi
@genettedla2493
@genettedla2493 5 жыл бұрын
You luck guy they didn't send you to version cheers
@MohammedAhmed-lu6ht
@MohammedAhmed-lu6ht 5 жыл бұрын
Zehezen fexame Eritrawi mukan eyu ezi kulu werdet bal chogar dega bejeka mehremtin mesarin kali entay yefelto ah ah azabi fo fo hezbawi gebar doqoro seb adqeruwo eh eh
@ogbaizerabruck5841
@ogbaizerabruck5841 5 жыл бұрын
hzbawi gnbar Tenbar nwegawi Hto hizbi meliSom ayfelTun eyom, zbelnakum gberu wey Tfu eyu baHati gebeti eyom mewedetu kea nsom eyom zHtetlu zedmexun zeydmexun elka nmfllayna gn teTeQimnalu eyu mewedetu gn kulu blash koynu nrEyom alena.
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 5 жыл бұрын
ኢስያስ አፍወርቂ አብርሃ ተምቤናይ ወዲ መድህን በራድ ተረዋኢ ሑሱር
@luhciatekle2142
@luhciatekle2142 5 жыл бұрын
What kind frrefom are you talking about?
@luhciatekle2142
@luhciatekle2142 5 жыл бұрын
Frrefom.
@hommibasmara931
@hommibasmara931 5 жыл бұрын
ብመጀመርያ ንድምጺ ዉጹዓት ድምጺ ኣሰና ንከም ባዓል ተጋ /ብርሃነ ኪዳነ (ጃለ) ዝኣመሰሉ ሙኩራት ናይ ቃልሲ ዕድል ሂብኩም ድምጾም ናብ ህዝቢ ክበጽሕ ትገብርዎ ዘለኹም ዘይሕለል ቃልሲ ብልቢ ከመስግነኩም ይፈቱ። ነቲ ዲክታተራዊ ስርዓት ካብ ስሩ ተማሕዩ ንኽለቅቅ ትገብርዎ ቃልሲ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነይልኩም። ተጋ /ጃለ ኣብቲ ንኡስ ዕድሚኡ ብዝነበሮ ህቡብነትን ክእለትን ናይ ካድርነት ኣምራርሓን ኣተኣላሊያን ንኣዚዬም ብዙሓት መንእሰያት ኤርትራውያን ብሕልፊ ኣብ ከሰላን ከባቢኣን ካርቱምን ዝነበሩ ኣብ ምንቅቃሖም ዓቢ ግደ ተጻዊቱ ሃገራዊ ፍቅሪ ሓዲርዎም ንሜዳ ክምዝስለፉ ዝገበረ ናይ ትማሊ ታሪኽ ዝምስክሮ ብዘይሃስስ ቀለም ተወቂጡ ኣብ ማህደር ጅግንነት ተጋድሎ ህዝብና ዘሎ ታሪኽ እዩ ። ጃለ ኣብ ምምስራት ማሕበር መንእሰያትን ጽባሕን ሓደ እቶም ልሉይ ስምብራት ዘለዎም ህርኩታት ናይ ሰብዓታት መንእስያት እዩ። ሎሚ ካብቶም ጃለ ዘጥረዮም ኣብ ሂወቶም እምነ-መሰረታዊ ኩርናዕ ቡዛዕባ ሃገረሙን ህዝቦሙን ዝሓልዩ መንእሰያት ብልጽግትን ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ክትህልወና ኣብ ደንበ ደለይቲ ፍትሒ ኮይኖም ዝቃልሱ ዘለዉ ሰባት ኣዚዮም ብዙሓት ኦዬም ። ሕጂ ደማ ገና ከይተሓለለ ነታ ብንእስነቱ ዝሓለመላን ዝተቃለሰላን ሃገርና ኤርትራ ብፍትሕን ሕግን ትዳነ ሃገር ክትህልወና ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ደጊመ ዓወት ይምነየልካ። ሃብታም ተመክሮ ንኣካውና ሕብረተ -ሰብ ህዝቢ ኤርትራን ፣ ፖሎቲካዊ መስርሕ ቃልሱን ቅኑዕ ዝኾነ ኣናብባ ታሪኽ ኣልካ ኢለ ሰለ ዝኣምን ነዞም ናይ ሎሚ መንእሰያትና ካብቲ ልቦናዊ ሓዘል ተመክሮኻ እናኣካፈልካ ኣብ ግዕዞ ፍትሓዊ ቃልሲ ክምርሹ ትግብሮ ዘለኻ ስራሓትካ ደጊመ ዓወት ይምነይልካ ። ሓውኻን ብጻይካን ኢድሪስ ኑሩ
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 18 МЛН
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 82 МЛН
Who has won ?? 😀 #shortvideo #lizzyisaeva
00:24
Lizzy Isaeva
Рет қаралды 65 МЛН
كيف تنجح العلاقات مع ياسر الحزيمي | بودكاست فنجان
3:03:09
English Conversation; Learn while you Sleep with 5000 words
3:01:48
Zen English
Рет қаралды 25 МЛН
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrigna Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 2,8 МЛН
AWS Certified Cloud Practitioner Training 2020 - Full Course
3:58:01
freeCodeCamp.org
Рет қаралды 5 МЛН
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 18 МЛН