ወግዒ ካብ ግምባር ምስ ስነጥበባዊ ውቅያኖስ ጉዕሽ፡ ኣብ ሒደት ኣዋርሕ ልዕሊ 60 ግጥምታት ገድሊ ንፍሉጣት ድምፃውያን ዝሃበ!!

  Рет қаралды 34,603

DHT - Dimtsi Hzbi Tigray

DHT - Dimtsi Hzbi Tigray

2 жыл бұрын

Пікірлер: 306
@user-yh8lu5cd7j
@user-yh8lu5cd7j 2 жыл бұрын
ፍተውቲ ውቅያኖስ ጉዕሽ አበይ አለኩም ሕፍሰ ዘቡል ሰላምታ አቡልይ
@negiweditgray5236
@negiweditgray5236 2 жыл бұрын
ኣብዚኣ ኣሎኩ
@awetteklab1211
@awetteklab1211 2 жыл бұрын
ዝድነቕ ስራሕ ውቅያኖስ ኣጆኻ በርትዕ ሓው ጋዘጠኛ በሪሁ ድማ ከም ውቅያኖስ ዝበሉ ከየንቲ ከተቕርቦም ይላበወካ
@tigraweytieye966
@tigraweytieye966 2 жыл бұрын
ትግራይ ዕድለኛ እያ ንዓኩም ምፍጣራ ውፍያት ደቂ ህዝቢ🥰❤🙏 ቀፅለሉ ክቡር ሓውና❤🙏
@gual70enderta17
@gual70enderta17 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ እምበር ውቅያኖስ ብርዕካ ይሰስን ምስቶም ሓሳዳት ኤርትራውያን ከይትሰርሕ ድሕሪ ሕዚ ትግራዋይ ምስ ትግራዋይ ጥራሕ ❤💛❤🙏🙏🙏
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ተጋላይ ውቅያኖስ ጉዑሽ ተባዕ ትግራዋይ ከሙኡ ውን ተባዕ ጋዜጠኛ በሪሁ ገዛእ
@sarasolomon5083
@sarasolomon5083 2 жыл бұрын
ሽም ይመርሕ ዶ በሉ ወለዲ፤ ናይ ብሃቂ ውቅያኖስ ፍልጠት ኢካ'ሞ ብርዕካ ይሰስን ፈጣሪ ይሓልካ ሓወይ ወዲ ህዝቢ💪💪💪
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 2 жыл бұрын
እንበር ውቅያኖስ እታ ጀግና ኩሉ ትክእሎ ፈጣሪ ብዓወት ይመለስኩም ጀጋኑና ❤💛🙏
@yonseabereha6555
@yonseabereha6555 2 жыл бұрын
ሰነጥበባዊ ሓውና ውቅያኖስ ጉዕሽ ናይብሓቂ ከምሸምካ ተቀዲሑ ዘይውዳእ ዘይነፅፍ ውሕሉል ሰነጥበባዊ ሓፍቲ ትግራይን ተጋሩን ኢኻእሞ እንኻዕ ናይና ኾንካ እንኻዕ ትግራዋይ ኮንካ ክበረት ይሃበልና እድመን ጥዕናን ንአኻ ተጋዳላይ ሰነጥበባዊ ውቅያኖስ ጉዕሽ አጆኻ ቀፅለሉ ንታሪኻዊ ቅያን ጅግንነትን መወዳድርቲ አልቦ ኒህን ሓቦን ፅንዓትን ሕዝቢ ትግራይን ተጋዳላይ ትግራይን ብቀፃላይ ዝገልፁ ገጥምታትን ዜማታትን ሰነጠቡብ ሕዝውን ከምእትፅለሉ ተሰፋ አለኒ አጆኻ አጆና ትግራይ ትሰዕር አላ
@kokobtube6385
@kokobtube6385 2 жыл бұрын
ይቅንየልና በሪሁ ሓወይ💛❤✊🏿✊🏿✊🏿
@mekideshabte5262
@mekideshabte5262 2 жыл бұрын
ብጣሚ ጎበዝ እዩ 🙏❤💛
@zewdu756
@zewdu756 2 жыл бұрын
ቢጣዒሚ ጀግና ትግራዋይ ወዲ ጀግና ሀዊናን ተጋደላይ በዓወት ተመለስ ትግራይ ትዕወት።
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 2 жыл бұрын
ዝገርም እዩ ከም ሽምካ ውቕያንኖስ ፍልፍል ፍልጠት ንበረልና ጅግና ዕድመንጥዕናን ይምነለየልካ ።
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ዝፈትዎ ሓወይ ማዓረይ 💛❤😍
@user-ff8zm1eq1j
@user-ff8zm1eq1j 2 жыл бұрын
ጅግና❤💛😍ካብ ድሕሪ ሕጂ ንኤርትራውያን ግጥሚ ዜማ ከይትህብ ሓደራ ንተጋሩ ጥራሕ ምስ ይቅርታ🙏
@mekideshabte5262
@mekideshabte5262 2 жыл бұрын
ሓቂኪ ከትህቦም ❤💛
@meserethadgu2286
@meserethadgu2286 2 жыл бұрын
Gega abehahla eya mas getamti sina ekoa da bulxat getamti alewuna Gen ezi zebelkyo hmaq zeraba nekulu hezbi ayti lekmi
@tdf861
@tdf861 2 жыл бұрын
ሓቅኺ ማዓረይ
@tdf861
@tdf861 2 жыл бұрын
@@asmieghirmay5212 ዋይ መን ሽምኻ ምሰሐቅስ ናትኻ ይኡ ወድይ ኣሻሓት እነሆዊና ክክክክ
@user-ff8zm1eq1j
@user-ff8zm1eq1j 2 жыл бұрын
@@asmieghirmay5212 ኣይይይ ውቅያኖስ ንብምሎኦም ዳርጋ 80%ንሱ እዩ ዝህቦኩም ካብ ድሕሪ ሕጂ ግን ተጋሩ ንተጋሩ ይምልከት💛❤✊
@messimessi7100
@messimessi7100 2 жыл бұрын
ይበል ጅግነት ❤💛❤✊✊✊
@hafteabraham2241
@hafteabraham2241 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተጋዳላይን ገጣማይን ዉቅያኖስ ጉዑሽ
@ggygyt3961
@ggygyt3961 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ኣሕዋትና የቐንየልና♥
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምቅራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@haftu4061
@haftu4061 2 жыл бұрын
ብዓዎት ተመለስ ውቅያኖሳ ወዲ ወይን❤❤
@mossesblessed113
@mossesblessed113 2 жыл бұрын
ከም ኤርትራዊ ብጣዕሚ እየ ብ ውቅያኖስ ዝኾርዕ💕ትግራይ ጎበዝ ገጣማይ ኣሎኩም ብዘይ ቀልዓለም።
@luckybrand107
@luckybrand107 2 жыл бұрын
እንብር ውቂያኖስ! ስምኻ ይገልፀካ እዩ:: እንካዕ ናትና ኾንካ✊️✊️✊️
@user-cd1nr8sx1x
@user-cd1nr8sx1x 2 жыл бұрын
ጉዑሽ ጅግና ! ግጥምታትካ መግቢ ኢዮም ንትግራዋይ ድማ ሓይሊ ኢዮም ንመጻኢ ወለዶ ታሪክ ኢዮም ዕድመ ንዓኻ ንትግራዎት ብሂወት ምጻዮም ድሕሪ ዓወት ካባኻ ብዙሕ ክድለዩ ኢዮም!
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 2 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ንፉዕ ስነጥበባዊ ኣምላክ ምሳኻ ይኩን። ጋዘጠኛ በሪሁ ክኣ እንቓዕ ዳሃይካ ስማዕና። ንድሕሪ ሕጂ ውን ከም ቅድሚ ሕጂ ይግበረልካ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን።
@weyniteferi8192
@weyniteferi8192 2 жыл бұрын
ዎው ዘገርም ኣእምሮ ዉቅያኖስ ሽም ይመርሕ ጡዋፍ የብርህ እግዛብሄር ምሳኹም ዩኩን ጀጋኑና ዓወት ሒዝኩም ተመለሱ 😍😍😍...
@fikyemussie2739
@fikyemussie2739 2 жыл бұрын
Am🇪🇷ውቅያኖስ btaimi jigna ዕድመን awetn yhabkum fetari
@tewahdohaymanote7072
@tewahdohaymanote7072 2 жыл бұрын
ስምስያ መልኣኽ የውፀኦ እንዱዩ ዝበሃል ብጭልፋ ዘይተቀደሐ ጥበብ እዩ ዘለካ ዋው 🥰🥰🥰👌ኣታ ትግራዋይ ሲ...
@user-tv3hp2dl7p
@user-tv3hp2dl7p 2 жыл бұрын
እዊ እቲ ዝፈትዎ ወዲ ሓወይ ማዓረይ ብዓወት ተመለስ ወዲቶም ጀጋኑ 😭💪
@rrxz8473
@rrxz8473 2 жыл бұрын
ውቅያኖስ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዓወት ተመለስ
@user-rt5hg6gg1h
@user-rt5hg6gg1h 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣጆካ በርትዕ ውቅያኖሰይ ወዲ ሪመይ
@user-ti2lf4kx8s
@user-ti2lf4kx8s 2 жыл бұрын
በሪሁ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ከምዚ ዝበለ በሊሕ ኣእምሮ ዘለዎ ውቅያኖስ ጉዑሽ ስለ ዘምፃኣኻና ካብ ልቢ ነመስግን ንዓኻ ስለ ዝራኣኹኻ ደማ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ ብጣሚ እየ ዘደንቕካ በሪሁ ሓወይ ውቅያኖስ ጅግና ናዓኻ ዝገልፅ ቃላት የብለይን
@asmarinowediasmera9759
@asmarinowediasmera9759 2 жыл бұрын
ኣዝየ ዝፈትዎን ዘደንቆን ገጣሚ ውቅያኖስ ጉዕሽ ፡ እንቃዕ ገጽካ ረኣኩ ካብ ሓውካ ኣድናቂካ ካብ ኤርትራ ።
@lisanutilahun4975
@lisanutilahun4975 7 күн бұрын
ዋይ ኣሕወተይ ደቅ ዓደይ ደቅ ቅድስቲ መሬት ነዚ ወርቃዊት ማህፀን ትግራይ ኣደዋይ ዝወለደቶ ብሉፅ ጥበብ ፈጣሪ ዝዓደሎ ቅዱስ ብላቴና ቃላት ስኢነ ንነብሰይ ወቒሰያስ እንታይ ትብሉኒ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ct3xc7rg1m
@user-ct3xc7rg1m 2 жыл бұрын
እንበር ውቅያኖስ ጅግና እኻ ዕድመን ጥዕና የሃብካ ብዓወት ተመለስ
@hdia1205
@hdia1205 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብርዕካ ይሰስን
@roza7068
@roza7068 2 жыл бұрын
እንካዕ ናይማትና ዘይኮንካ እንካዕ ናትና ኮንካ ውቅያኖስ ጅግና ሓውና ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ብርዕኻ ይሰስን ጎይታ ጥበብ ወዲ ትግራይ 🙏❤️✊❤️❤️❤️
@user-fi7nj5ko2l
@user-fi7nj5ko2l 2 жыл бұрын
ጅግና ትግራዋይ ክብር መንነቱ ✊❤💛❤💛💪💪💪🙏🙏🙏
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ውቅያኖስ ብዙሕ ክትሰርሕ ከኣ ንፅበየካ ኣጀዃ ቀፅለሉ።
@user-kh3yn5kv2c
@user-kh3yn5kv2c 2 жыл бұрын
ዉቅያኖስ ከም ሽምካ ዉቅያኖስ ትግራይና ኢካ ናዓኩም ሒዝና ኩሩዓት ኢና ብስላም ተመለስ ምስ ኩሎም ቡፀትካ ሰላምን ራህዋን ነቲዉፁዕ ህዝብና ዓወት ንሰራዊትና ትግራይ ሲዒራ ገና ክትስዕር እያ
@kjhgfdkjhgfd7586
@kjhgfdkjhgfd7586 2 жыл бұрын
ዕድምን ጥዕናን ይሃቦካ ፈጣሪ ውቅያኖሰ ሸካር
@kewanisium2643
@kewanisium2643 2 жыл бұрын
ዋውውው እዚ ወዲ ዕድመ ዪሃቦ ብጣዕሚ ከውርስ ዝኽእል መንእሰይ።
@asdxyz2345
@asdxyz2345 2 жыл бұрын
ዕደመን ጥዕናን ያሃቢኸሞ ፈጣር ደቂ ሓላል መሬት🙏🙏🙏🐆🐆🐆😍😍😍😍😍😍💊💊💊💊💊💪🏿💪🏿💊💊💊
@tsegagebre368
@tsegagebre368 2 жыл бұрын
Thank you so much keep up good work .well done wuqyanos Guosh good bless our people and Tigray
@tgezae485
@tgezae485 2 жыл бұрын
በሪሁ ገዛእ ነመስግነካ ንዝ ጅግና ዊቅያነስ ገፁ ክንሪኦ ዝገበርካ፡ካብ ዘረባኽ ግን እዞም ጀጋኑ አቦታትና ጠርጠራዊን እያሱን ብዙሕ ሰሪሖም ሓልፎም እላካን እሞ አቦና ጠርጠራው ደአ የለን ድዩ ? ተስፋ ይገበር አሎ ክትብለን።
@brhane_giday
@brhane_giday 2 жыл бұрын
23:20 ኣብ'ዛ መርየት ትግራይ! ******************* ንጉስ ኣይክሰስን፥ ዝብል ብሂል ኣሎ ህዝቢ ተሰከሞ፥ ጭቆና ዝውዕሎ ብፀላም ከዲኑ፥ ኣንፈት ተበዳሊ ንጉስንኡ ኣግዚፉ፥ ብናይ ብሂል ሓይሊ ንጉስ ይነብር'ዩ፥ ከም ፈጣሪ ኮይኑ ፈጡር 'ናቐተለ፥ ሕልና ቀቲሉ ኣዒንቲ ኣንቢዑ፥ ኣብ ገበን ገቢሉ ስለ ዘይኽሰስ፥ ይነብር ከምኡ ኢሉ ኣብ መሬት ትግራይ ግን! ስቡር'ዩ ዝብሂል፥ ምውት ዝመንመነ ንጉስ ይኽሰስ'ዩ፥ ብሕጊ ይዳነ ብምቑሕ ይቕየድ፥ ብይኑ ሰሚዑ ኣብ ባይቶ ናይ ትግራይ፥ ይዋሃብ ልክዑ መላኺ ይነብር'ዩ፥ ንሓፋሽ ጨቂኑ ቃላት ኣላዚቡ፥ ንፍትሒ ደዊኑ ሰፈር ሓቂ ኣዕንዩ፥ ብሓሶት ሃጢሩ ንርትዒ ደንዲኑ፥ ንስልጣን ዓቲሩ መላኺ ይነብር'ዩ፥ ባሕሪ ቁስሊ ኮይኑ ንኽፍኣት ኣሊሙ፥ ንሃገር ሃዲኑ ኣብ ዝባን ናይ ሓፋሽ፥ ኣብዚሑ በሰላ ህዝቢ ነንባዕሉ እናተማቐላ ኣብ መርየት ትግራይ ግን! መዓልቲ ኣይፅበየን፥ መዓልቱ ኣጥፊኡ ጠለሚ ኣይንበርን፥ ንሓፋሽ ከዲዑ ኣይስዕሰዐሉን'ዩ፥ ከበሮ ጨቋኖ ይሕርነሉ እምበር፥ ዓመፂ ይፅየኖ ኣይፅመሞን ቁስሊ፥ ምልኪ ኣይሕዘሎ ዘርኢ ተጋዳላይ፥ ገድሊ'ዩ ዝበቕሎ ህዝቢ ይነብር'ዩ፥ ንወፅዓ ኪኢሉ ምረት እናንበዖ፥ ርስቱ ተመንጢሉ ምድሓን ተሓሲሙ፥ ቃንዝኡ ከዚኑ ረሲኣን ዘይምኽባር፥ ከም ሓጥያት ኣሚኑ ህዝቢ ይነብር'ዩ፥ ምንባር ተኸሊኡ እናተቐንዘወ፥ ተሃኑ ሓቢኡ ካብ ቅኒት መላኺ፥ መርድእ 'ናሰመዐ እዝጎዮ እናበለ፥ ናብ እዝጊ እናጠርዐ ኣብ መርየት ትግራይ ግን! ኣይብሎን ወደቓ፥ ከም ዕጫ ሓሲቡ ሕውየት ኣይፅበያን፥ ንፈጣሪ ሂቡ ንብዓቱ ሓዊ'ዩ፥ መዋፅእ ዝፈጥር ወዲቑ ኣይተርፍን፥ ይትሰአሉ እምበር ካብ ዝነብር ሓፋሽ፥ ኣብ ቃንዛ በኺቱ ጥምየት ምስ ሓርነት፥ ይመርፅ ኣብ ርስቱ ወራሪ ይነብር'ዩ፥ ደም ንፁህ ኣፍሲሱ ገቢቱ ኣድኒኑ፥ ኣፍ ሓፋሽ ዓቢሱ ኣብ ዓዲ እንዳማቱ፥ ብኽትራን ገዊዱ ትንፋስ ዘይፀገበ፥ መንእሰይ ሓሪዱ ወራሪ ይነብር'ዩ፥ ህዝቢ ኣጋፊዑ መሰላት ረጊፁ፥ ኣብ ውፁዕ ተቢዑ ኣብ ስፍራ ንፁሃት፥ ይነብር ብሓይሉ ሳኣን ተጋዳላይ፥ ናዕቢ ኣብ ዘይብሉ ኣብ መርየት ትግራይ ግን! ወራሪ ኣይነብርን፥ ታሪኽ ኣይፈቅድን ሓይሊ ናይ መግዛእቲ፥ ስድሪ ኣይኸይድን ሓሞት ሒዙ፥ ኣለዎ ዝድስቕ ትበተኽ እናበለ፥ ንርስቱ ዝዋደቕ ባዕዲ ዘየታኽስ፥ ዝሃጅም ወራሪ ኣሎ ተጋዳላይ፥ ዝቃለስ ብነድሪ ፈራሕ ይነብር'ዩ፥ ሓሶት ተዃሒሉ ኣብ መዛግብ ምስሉይ፥ ጆግና ተባሂሉ ብሰበብ ናይ ስልጣን፥ ዝርሽን ሓራዲ እናተሰገደሉ፥ ብዝጥበር ከብዲ ፈራሕ እወ ይነብር፥ ንንግስንኡ ኢሉ ኣብ ሰፈር ፈራሓት፥ ተባዕ ተባሂሉ ጭቁን እናሸበረ፥ ዘሪኡ ስኽፍታ መዓንጣ ሚልዮናት፥ ኣስኢኑ ሓሞታ ኣብ መርየት ትግራይ ግን! መሰል'ዩ ንጉስ፥ ናይ ዘበናት ዝፋን ሓፋሽ ኣይዕሾን፥ ብህሩፍ ናይ ስልጣን ኣብ ደንበ ጅግንነት፥ ጉሒላ ኣይነብርን መራሒ እምበር፥ ንጉስ ኣይክበርን ህዝቢ ይነብር'ዩ፥ ሕማም ተዓደሉ ድስቒት መላኺ፥ ቃንዛ ተቐቢሉ ሳኣን ፅምም ኢልካ፥ ሳእን ዘይምቕባል መድሕንካ ኣናዲኻ፥ ሳእን ፍውስ ምባል እወ ኣሎ ህዝቢ፥ ሕማም ዝቕበሎ ንሞት ኣሜን ኢሉ፥ ባህጉ ዝቐትሎ ልቡ እናደመየ፥ ኣብ ስቓይ ዘዝንቢ ኣሎ ተቓሊሱ፥ ዘየሓዊ ህዝቢ ኣብ መርየት ትግራይ ግን! ሕማም ናይ ሓርነት፥ ጥፍኣት ዘይቅበላ መንገዲ ናይ ቃልሲ፥ ደልዩ ሃሰው ዝብላ ሓኪማ መሊኡ፥ ሓኪም ህልውና ገድሊ ዝፍውሶ፥ ኣለዋ ጥዕና። ብውቅያኖስ ጉዕሽ
@user-wb2no9dr2e
@user-wb2no9dr2e 2 жыл бұрын
❤💊💊💊✊✊✊
@user-uu3ju7fe1m
@user-uu3ju7fe1m 2 жыл бұрын
ንስኻ እዉን ተገዲስካ ግዜኻ ቀቲልካ ምንጪ ሓሳቡን ትርጉሙን ተረዲእካ ምፅሓፍካን ክተረድእ ምፍታንካን ክብሪ ይሃብካ ብሩኽ ሓወ💗♥️👍 ትግራዉነት ይዓንብብ🤲🤲🤲 ♥️♥️
@brhane_giday
@brhane_giday 2 жыл бұрын
@@user-uu3ju7fe1m የቕንየለይ ክቡር ሓው። ኩሉና ንትግራይ ብንኽእሎ ንሓግዝ
@user-uu3ju7fe1m
@user-uu3ju7fe1m 2 жыл бұрын
@@brhane_giday ኣብሽርኻ ዝዓርከይ ንትግራይ ዘይትኸዉን ሂወትን ፍልጠትን ኣይትሃሉ ሓቅን ዕላማን ትስዕር ::👍
@user-ok7rb1tj5d
@user-ok7rb1tj5d 2 жыл бұрын
💉💊💊💊💪💪💪✊👍👍👍👌
@meazzeynfqekumkoynesdray7469
@meazzeynfqekumkoynesdray7469 2 жыл бұрын
ብርዕካ ይሰስን ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ወዲ ሪመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❣️😍🙏
@tittit4121
@tittit4121 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጀግና ሓውና በረትዕ ቀፅለሉ ኩፉአ አይንካአካ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ 💊🇨🇳✊ትግራይ ትዕወት
@yordanos1368
@yordanos1368 2 жыл бұрын
🇨🇳🇨🇳🇨🇳😂😂😂🤣🤣🤣
@user-fl4ts6me1t
@user-fl4ts6me1t 2 жыл бұрын
በረሁ ጀግና ኣነስ ክፈትወካ ማዓት ባዓል ጥዑም ድምፂ🥰🥰🥰🥰🥰
@user-kf7ep9hs1o
@user-kf7ep9hs1o 2 жыл бұрын
ውቅያኖሰይ ናዓካ ዝከውን ቃላት የብለይን ሓወይ ናተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ንመላእ ህዝብና ፍቅሪ ዓወት ራህዋ ቅሳነት ንዓድና
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 2 жыл бұрын
ብሓቂ አንበሳ ወዲ ህዝቢ ብሰላም ብዓወት ተመለሰ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-du1qw8wu8f
@user-du1qw8wu8f 2 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላከይ እንኳዕ ድምጺ ውቃኖስ ዘስምዓካና
@egfwgre9270
@egfwgre9270 2 жыл бұрын
ወዲ ትግራይ ጀግና ባዓወተ ተመለስ ክብርተይ
@HdhdGegeg
@HdhdGegeg 2 жыл бұрын
እምበር ዊቃኖስ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ🙏 ♥️♥️♥️ትግራይ ትዕወት 💪💪💪
@asddsa9711
@asddsa9711 2 жыл бұрын
ውቅያኖስ ሓወይ ጅግና ኩቡሩ በሊሕ መስተውዓሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Rahiel47
@Rahiel47 2 жыл бұрын
እምበርከ ውቓኖስ ብሓቂ ! ቀዲሕካ ዘይውዳእ ብልቢ ! ኣጆኩም ቀሪብኩም ኢኩም !!!
@e.brhane
@e.brhane 2 жыл бұрын
ኪነት ፍርቂ ሓይሊዩ ኣብ ገድሊ። ውቅያኖስ ብጣዕሚ ብሉፅ ብቅዓት ኣለካ ቀፅለሉ....
@user-uy3nd5qb5r
@user-uy3nd5qb5r 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ቡሱል መንእሰይ ውቅያኖስ ሓወይ❤💊💛
@user-hq7ik9kh9l
@user-hq7ik9kh9l 2 жыл бұрын
በጃካ ገብሩ ፍኖ ዘመን ኣለም ሰገድ ገሬ ቹቹን ኣምፅአልና😍🙏
@user-zh8wb7fk8o
@user-zh8wb7fk8o 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ጎበዝ ቀፅሎ ሓወይ ማዕረይ❤❤❤💊💊💊💊👍👍👍
@gurjabaelu6106
@gurjabaelu6106 2 жыл бұрын
ጀጋኑ የሕዋተይ የቐኒየልና በሪሁ ሓወይ
@kahsaymehari9949
@kahsaymehari9949 2 жыл бұрын
በሪሁ ሓወይ እንኳዕ እቱ ጥዑም ድምፅካ ሰመዕና ፈጣሪ አምላክ ብሰላም ይምለሰካ
@user-me8gc2yl4e
@user-me8gc2yl4e 2 жыл бұрын
ከም ሽሙ ልቡ ውን ውቅያኖስ ፍልጠት እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ብዓወት ተመለስ👏👏👏❤❤❤
@seluloveazitey3095
@seluloveazitey3095 2 жыл бұрын
ብዓወት ይመለሱ ዘም ጀጋኑ❤💊💪🦁🦁🦁
@samrihiluf5694
@samrihiluf5694 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ነዓኩም ይኩን ጀጋኑና💪💪💪
@nataneynatey4525
@nataneynatey4525 2 жыл бұрын
ብርዕካ ይሰሰን ሓወይ ተጋዳላይ ውቅያኖስ ብዓወት ተመለሱ ጀጋኑና።
@mikimiki956
@mikimiki956 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዉቅያኖስ ከም ሽምካ::
@user-uu3ju7fe1m
@user-uu3ju7fe1m 2 жыл бұрын
መመሊስና ኢና ንሕበንን ንኮርዕን ብትግራዉነትና ብጀጋኑና ♥️👈💪 ዉቅያኖስ ከም ሽምካ ቀዲሕካ ዘይዉዳእ ፍልጠትን ብስለትን ብቅዓትን ዘለኻ ኢኻ እሞ ንዓኻ ዝገልፅ ቃላት ይሓፅረኒ እዩ :: መፃኢኻ ብሩህ ጥበብካ ዛራይ ብቅዓትኻን ስራሕትካን ደማቂ ነባሪ 👍ዕድሜካ ነዊሕ ይምነየልካ 🤲🤲🤲♥️
@gualzalembesa3984
@gualzalembesa3984 2 жыл бұрын
ዕድመ ያሃብካ ዝሓወይ በሊሕ ብሓቂ ጎበዝ
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 2 жыл бұрын
ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ብጀጋኑ ደቂ ትግራይና እዚ ኩሉ ፀበባ ፈንፅሓ ክትሰግሮ እያ።
@luckybrand107
@luckybrand107 2 жыл бұрын
ኽንደይ ውቕያኖስ ዝመስሉ ንኡሳት ኣሕዋትና ምስኣና እንትሓስብ 💔:: ሓይሊ ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ጀጋኑና::
@user-fj2xu7oz7w
@user-fj2xu7oz7w 2 жыл бұрын
ውቅያኖስና ሓውና እመ ብርሃን ጽላላ ተንብረልኩም ኩለኩም TDF ዞም ናተይ ጀጋኑና
@user-pb3wx4nz4b
@user-pb3wx4nz4b 2 жыл бұрын
ራኣይካ ይብራሃልካ ከም ሽሙ ውቅያኖስ
@fikrteassefa9913
@fikrteassefa9913 2 жыл бұрын
እድመን ጥህና የአብኩም አእዋተይ ብሰላም የራክበና
@tigisttadele1893
@tigisttadele1893 2 жыл бұрын
Good bless you long liv 🙏
@teklaywelensa5805
@teklaywelensa5805 2 жыл бұрын
የበል ኣሓዋተይ ♥♥♥💛♥
@Saratigray
@Saratigray 2 жыл бұрын
ለይተነገርልካ ጅግና ብዓውት ተመለስ
@user-nt3dv1pc7n
@user-nt3dv1pc7n 2 жыл бұрын
ጅግና 🙏❤❤❤❤❤✊✊💪💪💪💪💪
@binilove3333
@binilove3333 2 жыл бұрын
እንበር ውቅያኖስ ብረዕኻ ይሰሰን ውቅያኖስ ሓወይ
@hlfeytafere3532
@hlfeytafere3532 2 жыл бұрын
ኣየ ኣንደበት ኣገላልፃ ወሊደ ይበላ ዘን ኣደካ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ❤❤❤❤🙏🙏🙏
@user-is6eu1wj8p
@user-is6eu1wj8p 2 жыл бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ፡ ብርዕኻ ይሰስን፡፡
@fyg6487
@fyg6487 2 жыл бұрын
እሰይ ጀጊና ወያነ ንእሰይ ብሓቂ ተደንቀ ብፋልጠትካ
@galweyin9061
@galweyin9061 2 жыл бұрын
ጅግናየ ብዓወት ተመለሰና
@milihadesh3896
@milihadesh3896 2 жыл бұрын
ብዓወት ተመለስ ሓዊተይ💓👏👈
@TinaTina-ti2bl
@TinaTina-ti2bl 2 жыл бұрын
ብስላም ተመለሰ ማዓርይ🙏🙏🙏🙏🙏
@Dy-zd2xq
@Dy-zd2xq 2 жыл бұрын
ሽም ይመርሕ ይብሉ ወለድና😘😘😘😘😘😘
@mikitube5016
@mikitube5016 2 жыл бұрын
Tiwaf yebrh
@maashonegash3121
@maashonegash3121 2 жыл бұрын
Wikanos ,thank you and I am lucky to see you again and we came from the samt town . Thank you again for the past and present your patriotic work and your special affection towords Tigray , the sacrification for the sake of your people.You are also showed the democratic way how the people should struggle and how the patriotism goes hand in hand with democracy. Your hard work awake both military ,culturally and natinalism to defend the moral value of tigray and intergity. God bless you WIKANOSY, TIGRAY SHOULD PREVAIL ! THANK YOU AGAIN AND AGAIN FOR YOUR PATRIOTIC MUSICAL LYRICS AND SHARP WORLD CLASS MIND.
@kebedeabebe8956
@kebedeabebe8956 2 жыл бұрын
ክምክስ፣🌷🌷🌷💐
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 2 жыл бұрын
Dmtsi Tigray like share
@TheBerihu
@TheBerihu 2 жыл бұрын
ጅግና ሓዉና።
@user-ri1jp6fk2p
@user-ri1jp6fk2p 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ብሓቂ👍😍✊
@binitesfay9639
@binitesfay9639 2 жыл бұрын
ጅግና ከያኒ እያሱ ኢለካ ኣለኩ ወዲቶም ጀጋኑ
@agazina9293
@agazina9293 2 жыл бұрын
እምበር ውቅያኖስ ዝገርም ኣገላልፃ በርትዕ ቀፅለሉ ጀግና
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 2 жыл бұрын
ዕበ ኣፀቢካ ዕበ ዓብይ ተስፉ ኣለና ባህልናገሊፅኩሞ ኢኲም ሕጂ ውን በርትዑ ከየንቲ ።
@senaitearegawi3649
@senaitearegawi3649 2 жыл бұрын
እበርከ ውቅያኖስ ጀግና
@letebrhangebre1613
@letebrhangebre1613 2 жыл бұрын
ስነጥበባዉ ጉዕሽ ሓውና ሕዝድማ ጀግና ተጋዳላይ እግዚአብሔር ናውሕ ዕድመ ይሀብካ 🙏🙏🙏💕💕💕
@user-vf6io8ws5g
@user-vf6io8ws5g 2 жыл бұрын
አሰይይይ ይበል ትግራዋይነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኩም ጀጋና 💊💊💊💊👌👌👌
@WediNega
@WediNega 2 жыл бұрын
ውቅያኖስ ካብቶም ኣዝየ ዘድንቖ ስነጥበባውን ብዓል ትሑት ጠባይን እዩ እሞ እንቃዕ ነዚ ዝሓለፈ ኩነት ሓሊፍካ ክንርእየካ በቃዕና:: ጋዜጠኛ በሪሁ ገዛኢ ውን ብተደጋጋሚ ክርእየካ ብዙሕ ሃንቀው ኢለ ኣብዚ ዝሓለፈ ግዝያት ክርእየካ ብዘይ ምክኣለይ ዓቢ ስክፍታ ነይሩኒ:በዚ ኣጋጣሚ ግን እንቃዕ ሰላም ሃለካልና ሓውና በሪሁ:: ኣብ ደገ ወጽዩ ኣሎ ማለት ድዩ ግን እስከ ኣፍልጦ ዘለኩም ሃብሩና:
@wediyatu
@wediyatu 2 жыл бұрын
ደቂ ሪመይ💊💉💉በሪሁዋይ ናፊቀካ ነይረ እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ውቅያኖሰይ ለ በርትዕ ኣጆካ😘😍😍😍
@zeynebmahamed6893
@zeynebmahamed6893 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ።
@GGh-sp3cw
@GGh-sp3cw 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ዝሓወይ
@zenaanena1832
@zenaanena1832 Жыл бұрын
ኸርዐልኻ ወድነአይ የኔ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤
@TDF-kh7iw
@TDF-kh7iw 2 жыл бұрын
ጀግና ትግራይ 💊💊💊💪💪🥰🥰 ትግራይ ትዕወት 💊💊💪🥰💘💘💘
@rgbehaylu1511
@rgbehaylu1511 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ውቅያኖስ ካባካ ብዙሕ ኢና ንጽበ ጎበዝ ኢካ 💛❤️
ግጭት ደሴት ሓንሽ 1995-1997-DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
31:05
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 31 М.
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 56 МЛН
Does size matter? BEACH EDITION
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 20 МЛН
#Zarafelfalit# Erena afewerki (milenu) ኤረና ኣፈወርቂ part 1
41:04
Zara felfalit Entertainment
Рет қаралды 363 М.