No video

ወለላ ማዓር ~ Welela Maar~ABRAR OSMAN ~ኣብራር ዑስማን

  Рет қаралды 1,511,173

ABRAR OSMAN

ABRAR OSMAN

Күн бұрын

Subscribe / @abrarosmanart
FB Page: / abrarosman100

Пікірлер: 544
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
ወለላ መዓር ሽታ ጽጌ ረዳ ነዊሕ ጸጒራ ብርለ ክሳዳ ምዕርግቲ ቁመት ጽብቕቲ ካይዳ ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ ሰሊባቶ ልበይ ልበይ ወኒናቶ ዓቕለይ ካብ ኩለን ዝያዳ ❤ 15-12-20 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው
@berekettsegay1558
@berekettsegay1558 2 жыл бұрын
ዘይት ቅጽላ ዳኣ ክቡር ሓወይ ብዙሕ ኣይ ሰምዖን እየ እቲ ግጥሚ ኣብ ገለ ገለ ማለት እዩ ኩላ ብዝዓቅምካ እንተ ትጽሕፈለይ ጽቡቅ ኔሩ ከምዝ ከማይ ዘይ ስማዓካ እንተ ኮይኑ ግን ድሓን ሸለል በለኒ
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t 11 ай бұрын
ትፍልጥ ዲካ ከምዘ ፍትወካ❤
@anonymoushacker5643
@anonymoushacker5643 4 жыл бұрын
ደፍታትካ ሰሚዐ ኣይጸግቦምን ወዲ መቐለ እየ ኣድናቒኻ።
@jddbxx4445
@jddbxx4445 4 жыл бұрын
2013 💗💚💘💛💝💜💞💓
@therasogbamicael1661
@therasogbamicael1661 10 ай бұрын
​@@jddbxx4445Il p8i8i99p""ist ]wg) hgh~khj77=
@sunshineentertainment6576
@sunshineentertainment6576 3 жыл бұрын
ኣብራር ! መምህር ጥበብ መምህር ፍቅሪ መምህር ፍትሒ መምህር ሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏💜
@user-re4hs8mw4r
@user-re4hs8mw4r 2 күн бұрын
ሰሚዕካ ዘይምኖ ናይ አብራር መዓር ደረፊ!!
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 2 жыл бұрын
ኣሕ ደርፊ ናይ በዓል ኣብራር ሰሚዕካ ነዞም ናይሎሚ ዘለዉ ደረፍቲ ዝብሉዋ ንነብሶም ክትሰምዕ እኮ ተምላስ እዮም ዘምጹልካ ኣንቱም ሰባት በዞም ናይሎሚ ደረፍቲ ኮ ኣእዛና ጸሚሙ abrar the living legend long life 🌺🌺♥️🌺
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 жыл бұрын
ኩቡር " ጎቦ ባሓኒ" ሉዑል ፍቕርን እኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ። ንምብጻሕካ ፡ብልቢ አንዳኣመስግነኩ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ። ❤❤❤❤❤ ኣብራር
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 2 жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt ሰናይካ ይብዛሕ ኩቡር ኣያይ ለጀንድ ኣብራር 🌺♥️♥️♥️
@alexanderalexander7126
@alexanderalexander7126 5 ай бұрын
Baba abrar Btami eye zfetwokum❤ bkemey krekbekum ykl alek kab Nitherland 😊
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 7 күн бұрын
ኤእ ኣይተሕፍሾባ ሎሚውን ብሉጻት ደረፍቲ ይፈርዩ ኣለዉ እኮ፡ እንተኾነ ብዙሓት ካብ ሓደ መዓልቲ ዘይሓልፍ ደርፊ ዘፍርዩውን ኣለዉ። ጸጽብቑ ምርኣይ ክሓይሽ።
@AaSs-ll9bw
@AaSs-ll9bw 2 жыл бұрын
ሰሚኤ ዘይፀግቦ ተዘክሮታተይ ብዙህ አለኒ ንበረልና ካብ ትግራይ
@kasuberhe9219
@kasuberhe9219 Жыл бұрын
ትግራዋይ እየ ፍሉይ ቦታ ኣለኒ ወለላ መዓር Ak
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ዝኸበርካ ካሱ ፡ ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ንሰለ'ቲ ምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግነካ የቐኒየለይ ክብረት ያሃበለይ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@user-hl8tm5mm3u
@user-hl8tm5mm3u 2 ай бұрын
ደርፍታትካ መሀደሲ ዘመናት ዝሰግሩ ወትሩ ሓደሽቲ ልቦናካ ከፊቶም ዝኣትው።ንሕሊናካ ዝሃንፁ ወርቃውያን ዓሸራታት ህያብ ትግርኛ እዮም።እናሻዕ ደጋጊመ ሰሚዐ ኩሉ ግዜ መንፈሰይ ዘሀድሱኒ ውህብቶ ጥበባትካ እዮም።ፈጣረ እንተኢሉዎ ብዓይኒ ክርእየካ እምነ።ፀጋ ጥዕና ፈጣሪ ይሃብካ።ኣድናቂካ ካብ ትግራይ ሓውዜን ዓዲ ግራት
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡርን ፍቑርን ካሕሳይ ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ይኹን ። ኒዚ ዝለገስካለ ልዕለ-ስነ-ጥበብ መልእክትኻ ሓጎስን ፍሳሃን ዝህብ ጥራይ ዘይኮነ ንባዕሉ እኖ ጥበብ እዩ ። ንሰለ'ቲ ምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግነካ ወትሩ ኣብ ልበይ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@aborida5438
@aborida5438 5 жыл бұрын
Abrar nisika (nisikum)ikum welella Maer :-...... nisika,(nisikum ) ikum abo haqi Abo fithi Abo iman wo sabir Abo tebeb Abo hizbi Abo habo Abo hager Abo nay abowa Lubak Shum Labhat aba Haqi aba Qalbekee intit ifo ......... naika kigelix haqmi yaybilen Idmen tinan abrarey
@messikahsay3562
@messikahsay3562 2 ай бұрын
ኣብራር ባርያ ኣብርሃም ጥራይ በር ጥበብብ ይኣክልዎ አዮም ባባ ኣብራር ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ኣምላኽ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን መሲ ሽኰር ፡የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ኣይየሰኣእነና ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@ZemenwediCharles
@ZemenwediCharles 5 жыл бұрын
Abrar zeftu #Like eski aytetwhdu
@danabraham1589
@danabraham1589 3 жыл бұрын
Growing up in adi keih, my older brother used to play this song a lot. Unfortunately he passed away. Whenever I listen to this song I have tears remembering my brother.
@nativeabashawl6519
@nativeabashawl6519 3 жыл бұрын
Sorry for your loss your brother is looking down from heaven God bless
@danabraham1589
@danabraham1589 3 жыл бұрын
@@nativeabashawl6519 thank you brother. Much love.
@Men1109
@Men1109 2 жыл бұрын
I distribute my condolences 💐 to you be strong.
@ermiaspetros4338
@ermiaspetros4338 2 жыл бұрын
sorry to hear that
@zeromabraha3742
@zeromabraha3742 Жыл бұрын
Mein Beileid! es gibts ein Sprüche! Wir wollen oder nicht müssen wir auch die gleichen Weg folgen!!
@fikadutsehaye4764
@fikadutsehaye4764 5 жыл бұрын
ዓሚቅ ግጥሚ፡ዘይቅየር ስሑል ድምጺ፡መሳጢ ዜማ፡ውሁድ ሙዚቃ፡እናሻዕ ክትሰንዖ ዝዕድም፡ንወለዶታት ከይተመንወ ዝቅጽል ብቁዕ ስራሕ ዝሰርሐ፡ብዓቢኡ ከኣ ቅዋማዊት፡ደሞክራሳዊት መሰል ህዝባ ዝረጋገጸላ ኤርትራ ክርኢ ሃረር እናበለ ዝነብር ልዙብ ትሑት ስነ ጥበባዊ ኣብራር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ!!
@danieltsegay3114
@danieltsegay3114 4 жыл бұрын
Aberarrrr melat I love your song
@erilove1651
@erilove1651 Жыл бұрын
Abrar ንከባቢ 30 ዓመት ንድሕሪት መሊስካና ኣየ ግዜ😢😢😢
@HaileKahsay-nn5ry
@HaileKahsay-nn5ry 14 күн бұрын
ኩቡር ሓውና መ/ር ጥበብ ባህጊ ኣለኒ ኢልካ ዉን ነይርካ ኣነ ዉን ባህጊ ኣለኒ ኣብታ ተወሊድካ ዝዓበካላ ዓድኻ ኣብ መድረኽ ክትደርፋ ካብ ትግራይ ሽረ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 13 күн бұрын
@@HaileKahsay-nn5ry ክቡርን ፍቑርን ሃይለ፡ንሰለ'ቲ ሰናይ ባህግኻ ዘለኒ ምስጋና ወሰን የይብሉን ።የቐንየለይ ከብረት ይሃበለይ ሃይለ ናተይ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ። ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@zedzee4240
@zedzee4240 3 жыл бұрын
ኣቦ ፍቅሪ ኣቦና ኣቦ ስነጥበብን ኣብራር ዑስማን ናይ ኩሉ ደርፍታትካ ኣድናቂን ሰማዕን ኢየ ብፍላይ ከኣ እዚ'ኣ ደርፍካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኤርትራ ኣብ ዝኣተናሉ ግዜ ይዝክራ ቖልዓ ኢየ ነይረ ኣብ ገዛውትና ክደርፍዋ ከለዉ በቲ ሕጽረት ናይ ቃንቃ ትግርኛ ዝነበረኒ ብስሚዒት ጥራሕ የስተማቅራ ነይረ ብህጻንነተይ ንድሕሪት መሊስካኒ ዓበይቲ የሕዋተይን ደቂ ገዛውተይን ኣዘካኪርካኒ ሕጂ ከኣ ፈታፊተ ይሰምዖ ኣለኩ ብዓለይ & i was meeting you at las vegas 2015 we have a good time at Vegas Thank you bro !!
@amanataklti3012
@amanataklti3012 5 жыл бұрын
ኣብራር ስሑል ጎሮሮ ሰሚዕካ ዘይምኖ ደርፊ🎤🎤🎵🎶 ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ
@zerithadgu868
@zerithadgu868 5 жыл бұрын
Nay bhki brather✌❤👍
@missjabida1188
@missjabida1188 2 жыл бұрын
አብራር ሰሑል ጎሮሮ ሰሚዕካ ዘይሙኖ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ 💞💞💞💞
@edenasefaw7957
@edenasefaw7957 4 жыл бұрын
ንብዓት ዩ ዝመጸኒ ነዚ ኪስምዕ ከልኩ ንበርልና
@Fagi-24
@Fagi-24 3 жыл бұрын
ሓቀኛ ኤርትራዊ ተቃላሳይ ኣቦና ኣብራር መን ከማኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@birhanaabrahaley3673
@birhanaabrahaley3673 Жыл бұрын
Abeyn kab meas ksab meas kem ztekalesen bhafesha kalsin derejeun medrekatundo ketebrehaley zhawy (kem ertrawi!!! Entekonka???
@user-kz4rm7fh5x
@user-kz4rm7fh5x 9 ай бұрын
ንኩሉ ተጋሩ
@mary1475
@mary1475 7 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂መዓስ ኢዩ ተቃሊሱ???? ምስ በዓል ኪሮስ ድዩ ደርፉ ጥራሕ ኢዩ ጥዑም
@MedhaneTsegay-ws1je
@MedhaneTsegay-ws1je 6 ай бұрын
ሀ​@@user-kz4rm7fh5x
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 4 жыл бұрын
ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️ ፍቕርን ሕውነትን ይሰስን ......,............
@user-lu5qf7dz5r
@user-lu5qf7dz5r 4 жыл бұрын
ኣሜን 3 ኩቡር ሰነ ጥበባዊ ኣቦና ኣብራር ብጣዕሚ ኢና ነፍቅረካ
@ltgofficial500
@ltgofficial500 4 жыл бұрын
ክነሰኻ ወለላ፡ንካሊእ ወለላ እንዳበልካ ትደርፍ! ደርፍታትካ ንልዕሊ20 ዓመት እናሻዕ ይሰምዖ ኣሎኹ።ንስኻ ናብዛ ማኣዲ ጥበብ ምስዘይትመጽእ ናይ መን ስነጥበባዊ ኮን ይሰምዕ ምሃለኹ? ዘይተመለሠለይ ሕቶ!።
@abielashebr4963
@abielashebr4963 4 жыл бұрын
ባባ ኣብራር ከም ሙዚቃ ዘይኮነስ ከም መድሃኒት ኢየ ዝጥቀመሉ ሙኡዙዝ ብእዝኒ ዘይ ኮነ ብልቡ ዝሰምዖ ጡዑም ድምጺ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 2020
@messikahsay3562
@messikahsay3562 4 жыл бұрын
ባባ ኣብራር ኡስማን ኪብሩን ሀፍሪን ኮብሪ የግባካ አዮ መድህንት ኣርትስ አካ አድምን ተንንንንን የህብካ ኣምልክ ኣቦና
@fikadutsehaye6376
@fikadutsehaye6376 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣብራሪኖ
@GeneteySemere-iv4we
@GeneteySemere-iv4we 24 күн бұрын
ሕቶ ናብ ኩቡር ኣብራር ኦስማን ማዓስ ዓመተ ምህረት ደሪፍካያ ዛን ንጽል ደርፊ መልሲ ተሓባበረና ኩቡር ኣብራር ኦስማን❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 24 күн бұрын
@@GeneteySemere-iv4weብመጀመሪያ ሰላም ናዓኺ ይኹን ገነተይ ንዝሃብካኒ ክቡር ጊዜኺ ብልቢ እንዳኣመስገንኩ ፡ብ1992 ከም ዝወጸት ክገልጸልኪ ደስ ይብለኒ ። ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ ኣይየሰኣእነና ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@alemawberhe7354
@alemawberhe7354 Ай бұрын
Legend of legends .አብራር ፍሉይ ስነ ጥበበኛ።ፀጋን ጥዕናይ ንምነየልካ ክቡር አቦና።
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Ай бұрын
@@alemawberhe7354 የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ክቡር ኣለሙ ፡ንስለ'ቲ ኣኽብሮትካን ሰናይ ምንዮትካን ናዓኻ ዘለኒ ምስጋናናን ኣኽብሮትን ወሰን የይብሉን ።ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ። ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@kingmessithegreat1350
@kingmessithegreat1350 3 жыл бұрын
25 years later and you are still listening to this song 🎧 ,you are legend.
@georgemartin2529
@georgemartin2529 3 жыл бұрын
ኣንድጸንሐ ዝሕደስ ስራሕ። ጥበብካን ተውህቦኻን ዝተባረኸ እዩ። ልዑል ሃገራዊ ቅርሲ። ክብረት ይሃበልና!
@user-yn5sm5eq5l
@user-yn5sm5eq5l 4 жыл бұрын
ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኣብራር ዕሳማን ዒድመን ጥዒናን ይሃብኩም ፈጣረ
@isseyerione2738
@isseyerione2738 Жыл бұрын
This song reminds me Expo festival in Asmara. One of the most played song every year when I was a kid. Summer time rainy season getting wet while dressing up the best outfit you ever owen. Time flies extremely fast!
@gereharyat
@gereharyat Жыл бұрын
Yeah 1992 😢good days
@ketema92
@ketema92 Жыл бұрын
Exactly
@searetemesgen9286
@searetemesgen9286 10 ай бұрын
Exactly same childhood memories❤❤❤
@GeneteySemere-iv4we
@GeneteySemere-iv4we 21 күн бұрын
ምስ ሰናይ ይቅረታ ሑቶ ናብ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኣብራር ኦስማን ማዓስ ዓመተ ምህረት ደሪፍካያ መልሲ ታሓባበረና❤
@sna6611
@sna6611 4 күн бұрын
1992
@wedierey256
@wedierey256 3 жыл бұрын
ኣራር ሕመረት ስነ-ጥብ ♥️♥️🇪🇷✅
@hagoshabte7599
@hagoshabte7599 Күн бұрын
Very awesome legend 👏 🙌 ❤️ Eritrea 🇪🇷
@yoniEri92
@yoniEri92 4 жыл бұрын
ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን ! ናይ ብሓቂ ናብራ ኣይኮነን ዘለናዮ ። ባባ ኣብራር እዛ ደርፋካስ መዓልታዊ እያ ኣብ እዝነይ ክትመላለስ ትውዕል በቃ ፡ ኣምላክ ፡ ንመን ኢልዎ ሃደ መዓልቲ ብኣካል ይረኽበካ ይኽውን ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምንየልካ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ባባ ኣብራር ብዓል ስሑል ጎሮሮ I love u so much
@noneme-jj3rq
@noneme-jj3rq Жыл бұрын
ኣብራሪኖ ናዓኻ ዝኸዊን ቃላት የይበለዪን ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ 💞💞💞💞
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኣሜን ፡ናዓኻ ድማ አብ ኩሉ ማዳያት ሂወትካ ሰሰናዩ እምነየልካ. ❤️❤️❤️ ኣብራር
@amanzoaman5711
@amanzoaman5711 3 жыл бұрын
ፖሎትካ መትከል እዩ ዋጋ ድማ እዩ ዘክፍል ሓደ መዓልቲ ኣብቲ ትፈትዋ ሃገርካ ደንበ ገዛካ ዝትወላድካሉ ብደስታ ማጋርያ ክትስሕን መምህር ኣብራር ናይ ኩሉ ግዜ ዊንታይ እዩ
@user-rm7kt1zw7f
@user-rm7kt1zw7f 2 жыл бұрын
መን ኣሎ ፡ 1996- 1997 ኣብ ግዘ ቁልዕነቱ ምስ ዓበይቲ የሕዋቱ ተጸጊዑ ዝሰምዓን ዝኽርን ዘለዎ
@jonjon9469
@jonjon9469 2 ай бұрын
ኣረጊት ኢካ ማለት ኢዩ
@fisehasbhat9708
@fisehasbhat9708 3 жыл бұрын
#ስለ'ቲ ዘይምኖ ጣዕሙ ዝውስኽ ከም ዋይን #ደርፍታትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣቦናን, #መምህርናን ኣብራር ዑስማን
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 2 жыл бұрын
ወለላ ማዓር ኢኻ ! እምቢ ናጽነት ብምባልካ ።
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 8 ай бұрын
ባባ ኣብራር ዑስማን ኣቦ ጥበብ ኣቦ ሓቒ ኣቦ ፍጣሪ ኩሉ ነገር ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጥሪ ❤🎉
@test8551
@test8551 3 жыл бұрын
Never get old!!መዕቅን ኣልቦ ኣብራርስ ኡንካ ናትና ኩንካ
@user-tc9mv3kl4s
@user-tc9mv3kl4s 4 жыл бұрын
መምህር ዶክተር ሃገራዊ ስነጥበባዊ ኣቦ. ።ቡእነት ኢለ ፍሉይ'ዩ ትዕድልታ ጽሓይ ብራቕ ይመስል የዒንታ.Legend abrar osman
@GoytaDembiya
@GoytaDembiya 4 жыл бұрын
መን ኣሎ እስከ ነዛ ደርፊ ኣብ 2050 ዓመተ ምህረት ክሰምዓ ዝደሊ? ኣብራሪና ፈጣሪ ዕ ድመኻ ይባርኮ
@user-di3bt9kf4r
@user-di3bt9kf4r 5 жыл бұрын
ወለላ ማዓር ሽታ ጽገረዳ ኣብራር ኣቦ ፍትሕ
@abduali2
@abduali2 Жыл бұрын
ነናሻዕ ሰምዕካ ዘይ ምኖ ኣብራር ኣቦ ሓቂ ኣቦ ፍቅሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@abayweldeghergis7874
@abayweldeghergis7874 3 жыл бұрын
ናይ ኣብራር ደርፍታት ደቂ 3ተ ዓመት ይደጋግምዎ ካብ ኩሉ ፍልይቲ መራሕቲ ኣውተቡሳት ንግሆ ሰዓት 5፥00 ብኣብራር'ዮም ዘበራብሩኻ(ኤርትራ)
@HaregWagnew
@HaregWagnew 2 ай бұрын
Tieum gze niesnetey eya tezekreni ❤❤❤❤❤ kab kulen zyada....
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
ዝኸበርኪ ሓረግ ንስኺ'ውን ጥዕምቲ ኢኺ ፡ፍቕርን ልዑል ኣኽብሮተይን ናዓኺ ይኹን ። ኣካል' ዚ ጥዑም ሕሉፍኪ ክኸውን ሓጎሰይ ወሰን የይብሉን ፡ከምኡ ድማ ኣካል ጥዑም መጻኢኺ ክኸውን ተስፋ እገብር ። ሰናይ ዘመን ጠጥዕሙ ፡ክብርቲ ሓረግ ኣይየሰኣእነና ❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 5 жыл бұрын
ባባ ኣብራር ብሉጽን ክቡርን ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
@mulugetakide964
@mulugetakide964 4 жыл бұрын
Your works are food to the soul, Abrar. What a beautiful mind and voice you have!
@bereketgde20
@bereketgde20 2 жыл бұрын
ኣብራር ዑስማን፡ ሓደ ካብቶም ኣብ ቁልዕነተይን ንእስነተይን እናሰማዕክዎም ዝዓበኹ ብሉጻት ወለዶ ደረፍቲ! ኩሉ ደርፍታቱ ዝጉሓፍ ዜማን ግጥምን ዘይብሉ። ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገርና ብዝገበርካዮ ኣበርክቶ፡ ምስጋናይ ይብጻሕኻ በሃር ድምጻዊ ኣብራር ዑስማን።
@Ourvision971
@Ourvision971 7 ай бұрын
Abrare is one of Eritrean's stars 🌟 & and whenever i hear this song 🎵 it takes me my childhood memories visiting 🇪🇷 Asmara summer time expo festivals, so I wish Abrare 🤞 renewed his old songs again ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 7 ай бұрын
Thank you IBEX for your beautiful memory message. ❤️❤️❤️ ABRAR
@romodansalih2748
@romodansalih2748 Жыл бұрын
Ane buzuh seb reye kam abrar abi seb ab elamu xeneu kubur seb bahaqi❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ዝኸበርካ ሮሞዳን ንሰለ'ቲ ኣኹብሮትካን ምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግነካ ። ወትሩ ኣብ ልበይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@AaSs-ll9bw
@AaSs-ll9bw Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ክንደይ ተዘክሮታት ሀፍትካ ካብ ትግራይ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ክብርትን ፍቕርትን ሓፍቲ ፡ሰላም ሰናይን ናዓኺ ይኹን ።በዚ ኣጋጣሚ ብልቢ ኣንዳኣመስገንኩ ኣብ ሂወትኪ ኩሉ ሰናይ እምነየልኪ ። ሰናይ ጊዜ
@user-nd6bp7ys3x
@user-nd6bp7ys3x 5 жыл бұрын
ኣቦና ጅግና ተኣወት
@senytgh6900
@senytgh6900 4 жыл бұрын
Abrarey beal fluy dmxi, welela mear ika( ikum).. #like agrichwuley deki erey❣❣❣
@aloheyio6335
@aloheyio6335 3 жыл бұрын
This reminds me of my days in high school in my beloved KASSALA. How fast times lapse
@abrahamsemere861
@abrahamsemere861 Жыл бұрын
I remember this song back in the 90s. I used to listen to it through dimtsi hafash. It was a great childhood memory to me. Wish all the good times can clock back to feel it all over again. This song makes me enjoy it again my childhood friends and the people I used to hangout with. You're a living legend Abrar Osman. Always a great fun of you and hope one day I'll get a chance to enjoy this music live sang by yourself. Edmen and newih ms tiena zelewo khbeka ymneyelka. Much love and respect from your great fun 🙏
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኣሜን ኣብራሃመይ ፡ኣብ መሳጢ ተዘክሮኻ ተማልእካኒ ምስኻ ብዕምቈት ተጓዒዘ ደስ ኢሉኒ ፡ንወናም ንምስትምቓርካ እንዳ ኣድነቕኩ ፡ኣብ ሂወት ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ። ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ኣብራር ❤❤❤❤
@hassansaeed1621
@hassansaeed1621 Жыл бұрын
Me too..when I listen this song I remember dimxi hafash and shaabiya when they where nationalists and they were loving their people.
@abrahamseme6803
@abrahamseme6803 Жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt thank you ayanan abonan mlue edme yhabka.
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
@@abrahamseme6803 የቐኒየለይ ኣብራሃመይ ፡አየሰኣእነና ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@kalMHe
@kalMHe 5 жыл бұрын
2018 ! Who wouldn't listen to this GOLDEN SONG OF THE LIVING LEGEND !!
@ermias3850
@ermias3850 8 ай бұрын
The Greatest Eritrean singer 👑 God blessed you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 8 ай бұрын
ክቡርን ፍቁርን እርምያስ : ፍቕርን ሰላምን ናዓኻ ይኹን :የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካ ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@MengistuHagos
@MengistuHagos 2 ай бұрын
ናይ ኩሉ ጊዜ ብሉፅ ስነ ጥበባዊ 28 ዓመት ንድሕሪት ናብቲ ፅቡቕ ዘመን መሊሱኒ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Ай бұрын
ክቡርን ፍቁርን መንግስቱ ፡ሰለ'ቲ ዝሃብካኒ ብሱል ስነ-ጥበባዊ ቃላትካ ብልቢ አመሳግነካ ። ካብቲ ሰናይ ዘመን ተዘክሮ ናብ ዘበለ ጽቡቕ ከሰንየካን ከዛኒየካን ባዓል ሙሉእ ተስፋ እየ። የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@salihmahamed9326
@salihmahamed9326 4 жыл бұрын
ዝይምኖ ደርፊኢ ብኣባኣ ኣብራኣር ኢድምን ትኢናን ያኣህብኩም
@haderasami5401
@haderasami5401 5 жыл бұрын
Kubur eka Emo nizelalem kiber niber
@user-gq7hu1wf6l
@user-gq7hu1wf6l 5 жыл бұрын
ጹኑዕ መትከለኛ አብራር ኣያና
@atsbhah1971
@atsbhah1971 Ай бұрын
I always pray that I would meet you in person. The walking legend.
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Ай бұрын
Thank you so much, my Dear Atsbhaha, It is my happiness to meet you. ❤️❤️❤️ Abrar Osman
@teklomgebray336
@teklomgebray336 3 жыл бұрын
ኣቦናን መምህርናን ባሃር ኣርቲስት መምህር ኣብራር ዑስማን "ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን"
@am-pc5ks
@am-pc5ks 4 жыл бұрын
I don't know why Eritrean's singers are so perfect. salute you all Eritrean artists who makes our memories always brand new, thank you #Abrar the one and only.
@mohammeda5391
@mohammeda5391 5 жыл бұрын
I am sorry Abrar I don’t have enough words for you😍😍😍😘
@zebibtesfamaryam9542
@zebibtesfamaryam9542 5 жыл бұрын
Bereket mengisteab zeykone. Niska ika behaar..long live....
@Abrom-gg
@Abrom-gg 24 күн бұрын
ክቡር ስነ ጥበበኛ ህያው።
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 23 күн бұрын
@@Abrom-gg የቐንየለይ ኣብሮመይ ብልቢ አመሳግነካ ።ጊዜኻ ዘወፈኻለይ ድማ ብልቢ አመሳግነካ ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ኣይየሰኣእነና ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@Eraboy12
@Eraboy12 Жыл бұрын
ሰሚዑ ዘይመንዋ ደ ይህሉ እዛ ደርፊ guys
@trhasyowhanns1649
@trhasyowhanns1649 Жыл бұрын
ኣብራረይ ጥበብካ ልቢ ዘረስርስ እዩ ክጭነቅ እንኮለኩ እየ ከም መድሃኒት ዝወስዶ ከም መዝሙር ኮይኑ ካኣ የገልግለኒ 1000 ዓመት የንብርካ መታን ናዓና ክጥዕመና መምህር ጥበብ
@tesfuberaki2776
@tesfuberaki2776 2 ай бұрын
ኣብራርርርርር ማለት ዲያሞንድ ናይ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ 1993 ኣብ ዝኮነቦታ ሽንዳ ሻሂ እንዳስዋ እንዳ ባር እንዳ ኣውቶቡስ ኣብራርርርርርርርር ጠጥዕሙ ሓሊፉ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ፡ክብረት ይሃበለይ ክቡርን ፍቁርን ተስፉ፡ ዕድለኛ እየ ፡ፍቕርን ውርዝናን ሂያብካ ኣይይፈለየኒ ጥዑም ኢኻ'ሞ ተስፊተይ ጠጥዕሙ ሰሰናዩ እምነየልካ ። የቐንየለይ ኣይየሰኣእነና ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@rakirari4473
@rakirari4473 3 жыл бұрын
The one and the only 💓💓💓💓💓❤❤❤❤❤❤I can't stop listening nayzi zemen hanti
@hailshkelelw7288
@hailshkelelw7288 5 жыл бұрын
Abrar pliss come to tigray mkelle
@huruywedi4023
@huruywedi4023 4 жыл бұрын
ኣብ ትግራይ ደኣ እንታይ ውሕስነት ኣለዎ ከመይ ጌሩ ክመጽእ
@humanity5615
@humanity5615 4 жыл бұрын
Abrar is humble enough to do so. Abrar is always beyond politics. He is a humanitarian who always advocated for peace n love of humans. The legend abrar.
@user-rm7kt1zw7f
@user-rm7kt1zw7f 4 жыл бұрын
Tplf &Eplf ብሓደ ኮይኖም ዓዲ ከምዘርሕቅ ገርሞስ ሕጂ እንታይ ክደግም፡ ነዚ ታሪኽ ዘይ ትፈልጥ እንተ ኮንካ ተጋደልቲ ሕውሓት ሕተት።
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 3 жыл бұрын
@@user-rm7kt1zw7f well said brother Tarkiawi geben eyu kisab hji n hizbna zesakiyo zelo isaias ms ahwatu
@edenasefaw7957
@edenasefaw7957 4 жыл бұрын
ደምጽካ ኣይትሓባና ናይ ብሓቂ ኣነ ሕሉፍ አዩ ዘዘክረኒ
@bitewededjgnaertrawiye5348
@bitewededjgnaertrawiye5348 4 жыл бұрын
Baba abrar kalat ybleyn naka meglexi edmen tanan yhabka ms familka ❤
@HA-mv3ix
@HA-mv3ix 5 жыл бұрын
This is the best song ever all of your work is best of best and deserves millions of viewers but i guess you have a shortage of announcement. When ever you load your work please let it be seen on the top of new loads so as to reach faster to all of your funs. You are my favorite. I found these songs after searching one of your song suddenly i saw all of your old works. I felt so sorry when i saw the viewers its very less amount comparing your perfect and brilliant work. Much love and respect to you 🤗❤🤗
@ermiaspetros4338
@ermiaspetros4338 2 жыл бұрын
ya you right, most Eritrean become so racist,abrar was jebha that's why all hegedef supporters they don't want to listen his album
@wengelnegede684
@wengelnegede684 3 жыл бұрын
Abrarey als ich nach Deutschland eingereist bin und Kopfschmerzen hat, bin ich zu Apotheke gegangen und dort nach dein Song " Welela Maar" gefragt. Dieses Lied soll gegen Kopfschmerzen helfen !!!
@wdieri5785
@wdieri5785 3 жыл бұрын
Eway afena
@maekelekichin6702
@maekelekichin6702 3 жыл бұрын
ዘይምኖ ደርፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ ኣብራር
@kinfeabraha3711
@kinfeabraha3711 3 жыл бұрын
ፈጺሙ ዘይመውት ደርፊ መመሊሱ ጦብላሕታ ዝፈጥር ኣብራር ያሆ
@ftwihadish1883
@ftwihadish1883 2 жыл бұрын
Baba abrarr kulu derfka tumm eyou bezyada kani eza bneshteyey keleku btami eye zsema nere ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 2 жыл бұрын
1000 gzie semikayo zeymno derfi legend abrarino
@EfremEseyas
@EfremEseyas 5 жыл бұрын
Baba abrar edmen tenan yhabka
@Abdelwasie
@Abdelwasie 5 жыл бұрын
Old is gold abrar shekor beal metkel fetawi hezbu sel hezbu zehamem
@elimgebre250
@elimgebre250 3 жыл бұрын
i remember wenn i was fresch Juniour Student in Kessela UNESCO School UR Amazing Abrar my beloved Artist 1994
@mekonentekle
@mekonentekle 3 жыл бұрын
Long live our legend!
@yonasbrihane9331
@yonasbrihane9331 3 жыл бұрын
I remember my aunt back 93 and make me cry I miss my lovely asmera
@tesfayrafael7223
@tesfayrafael7223 4 жыл бұрын
abrar father of art you define love by golden and sweet words long live. you occupay my heart.
@user-lk2eq8qp4g
@user-lk2eq8qp4g 2 ай бұрын
YiraAyeni alo Hizbi tigrayin Eritran ab kereba kirihwelom Eyu..Abrar nab tigray mekele kitmetsie yikewin..Nayti hizbi fikri Riekas tigirem yikewin..Amlak nimen eliwo selamin rahiwan yigberelina..Kab Tigray...
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
ክቡር ፍቃዱ ፡ንመን ኢሉዎ ኩሉ ሰናይ ክኸውን ካብ ትማሊ እንተ ተማሂርና ኣብ ምክብባርን ምክእኣልን እንተ ኣሚናን ሰሪሕናን ፡ ሰላምን ራህዋን ርግጽ ክሰፍን'ዩ ።ዕቤትናን መጻኢናን ድማ ኣብኡ'ዩ ዝምርኰስ ።ምኡዝ መልእኽትኻ ኣብ ልበይ'ዩ የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ። ወትሩ ሰናይ እምነየልካ ። ❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@user-lk2eq8qp4g
@user-lk2eq8qp4g Ай бұрын
@@AbrarOsmanArt Birgits Ezuy kikewin Tekelo Alewo bikiltiu shenek Zelo hizbi BitibuE ziserhalu zelo guday EYUmo Ab Tesfa ninebir Ezuy nikeykewin zikilkil Hayli Aykihiluwun:kibur Abrar Osman mewaelka Yinwah Edimen Tienan Yihabka...NEZUY ENDELYO RIKIB KILITIU HIZBI BIZUH SIRAH YEDLU ABIZI DIMA NAY EJAMKA KITGEBIR YILABO...Tarik Ember seb nebari aykonen emo kem kedemka nihakin nifitih tewefe...
@mussiebereketeab3471
@mussiebereketeab3471 19 күн бұрын
ክርኢ ክሪኣ መንገዳ ክስሊ ተርባጽ ወሪርኒ ፍጹም ዘየሳሊ ክላአ አዋአ መግለጺ የብሉን ቃላቱ ክሕይል።
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 19 күн бұрын
@@mussiebereketeab3471 መርሓባ መሴ ኢኻ ንባዕልኻ ወለላ ኢኻ ፡ወለላ ማዓር ብምፍታውካ ልዑል ባህታን ሓጎስን ይስማዓኒ ። የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@bisratdesta9666
@bisratdesta9666 4 жыл бұрын
Best song ever, we love you!!!
@donedone5258
@donedone5258 3 жыл бұрын
Legend Baba Abrarey Allah Yedik Saha wo Afiya Inshalllah I Hop hanti Mealti be Akal Ke rekbeka.💯💯🥰🥰😍
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 2 жыл бұрын
አብርር ዑስማን ካብቶም ኣለዊና ንመክሓሎ እዪ *🇪🇷
@gergisandemariyam7039
@gergisandemariyam7039 3 жыл бұрын
Nzelalem zey hass derfi derifkalna kubur
@gergisandemariyam7039
@gergisandemariyam7039 3 жыл бұрын
Wetru ab lbna eka edmen tenan yhabka
@abelking4147
@abelking4147 3 жыл бұрын
ኣብራረይ ኣቦ ፍትሒ ንበር ክበር ዳይመድና👍👍👍👍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TtTt-hz1xf
@TtTt-hz1xf 3 ай бұрын
Derfka tuem! Politikal arayaka subuk! We love you 🇪🇷
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 3 ай бұрын
ክብርቲ ቲቲ ሰለ'ቲ ጥዑም መልእኽትኺ ፡ድማ ናተይ ናይ ልበይ ኮይንኪ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@hammush4729
@hammush4729 2 жыл бұрын
ብደርፊ :ብኽእለት: ብትሕትና: ብስነ ስርዓት: ብብልሒ: ብምስትውዓል :ብስቅታ : ብተስፋ መምዘኒ ዘይብልካ ጐዶሎ ኣልቦ ዝኾንካ ፉጡር::
@us-erskyblue8344
@us-erskyblue8344 Жыл бұрын
The one and only living legend Abrarey🥰🥰🥰🥰 much love 😍😍😍
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
USl-ER shiquer ! much Love to you toooo Abrar
@getugetu1488
@getugetu1488 4 жыл бұрын
Abrar ኑጉስ ዛምድሪ 🎓
@Yorda-bw9zm
@Yorda-bw9zm 4 жыл бұрын
Thank you for your beautiful songs Abrar Osman it’s reminds me my childhood memories and my friends, l am wishing you health happiness and success in your life,big respect ✊ and love ❤️😘😘😘😘😘
@samsonkidane7131
@samsonkidane7131 2 жыл бұрын
Eza derfi ab 1992/93 festival Eritrea eye semieya. Tuum gize kelo eyu. Abrar Osman niberelna :eidmen teinan yehabelna. Goyta tibeb eka
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 жыл бұрын
*Abrar zeymno ✌*
@Wegihu0753
@Wegihu0753 5 жыл бұрын
Baba abrar Osman 🤩❤🇪🇷 my Hero ❤
@user-yh9hq3iu9g
@user-yh9hq3iu9g 4 жыл бұрын
እዚ ደርፊ ሰሚዒካስ ከመይ ኢልካ እዩ ናይ ባዓል መን ኢኹም ትብልወን ክስማዓ ኣብራሪኖ ዘይ ምኖ ኩሉ ምሳኻ ኣላ ጥዕና ይሃበለይ
ሽኰር ፡ SHIQUER ኣብራር ዑስማን : ABRAR OSMAN
8:54
AYIWRED Abrar Osman   ኣይውረድ  ኣብራር ዑስማን
8:43
Doing This Instead Of Studying.. 😳
00:12
Jojo Sim
Рет қаралды 34 МЛН
Harley Quinn's revenge plan!!!#Harley Quinn #joker
00:59
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 20 МЛН
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 46 МЛН
Eritrean Old School Mix Music 2021 - DJ TEDDY
29:08
DJ Teddy
Рет қаралды 454 М.
Hot Guayla  Wedi Cheay ~ ወለላ ማዓር ~ABRAR OSMAN ~ኣብራር ዑስማን
13:10
Harmony - Russom G/giorgis Ta Abay Nefarit/ታ ዓባይ ነፋሪት Full Album Old Eritrean Music
1:01:07
Teddy Gere - Zengimussie #New #Tigrignasong #Thisweek ዘንጊሙሴ
14:35
Ab Ketema Mitsiwa - Osman Abdelrahim (Lyrics)
6:36
The Great Eritrea
Рет қаралды 552 М.
Chekinki - Engineer Asgedom W:Micheal
9:00
Samsom
Рет қаралды 427 М.
TSBAH Abrar Osman  ጽባሕ ኣብራር ዑስማን
6:57
ABRAR OSMAN
Рет қаралды 1,1 МЛН
Bahri
10:19
Tesfay Mehari Fihira - Topic
Рет қаралды 362 М.
MIETI KAB MIETI   Abrar Osman  ሚእቲ ካብ ሚእቲ
6:03
ABRAR OSMAN
Рет қаралды 946 М.
Abeba Haile - Mekur Helmi | Eritrean Music
6:30
Abeba Haile
Рет қаралды 3 МЛН
Doing This Instead Of Studying.. 😳
00:12
Jojo Sim
Рет қаралды 34 МЛН