ወርቅን ፡ ብሩርን ከም እምኒ ዝምብዝሑ ዝኣከቦ ጥበበኛ ንጉስ ሰለሞን።

  Рет қаралды 19,236

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

3 жыл бұрын

ንጉስ ሰሎሞን እቲ ብእሊ ንጉስ።
ወርቅን ፡ ብሩርን ከም እምኒ ዝምብዝሑ ዝኣከቦ ጥበበኛ ንጉስ ሰለሞን።
ኣቦ ጥበብ ፡ ንጉስ ሃብቲ ዝነበረ ንጉስ ሰሎሞን።
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት facebook page
/ dehaysport1
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Instagram
/ zarafltet
Eritrean Entertainment channel:
Emil Advertising & Business
zarafltet@gmail.com sweden
እዘን ዘቅርበን ቭድዮታት ድማ ኣብ መንገዲ ዓወትኩም ኽሕግዛኹምን ከዘናጋዓኩምን ይምነ።ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ድማ በዛ email ጻሓፉልና zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Пікірлер: 44
@user-ix1fg9cs4s
@user-ix1fg9cs4s 3 жыл бұрын
ኣታ ኣስሞሮም የለን ድዩ ድምጺ ኣስሞሮም ለምዱ እዚ እዝነይ ሲ ኣጨንክኒ እዚ ድምጽካ ፡ ኣስሞሮም ጸውዕለይ
@wolduwoldu8241
@wolduwoldu8241 3 жыл бұрын
Men kem fnan app
@lahtghgfhhh7230
@lahtghgfhhh7230 Жыл бұрын
😂😂😂
@teklihager5189
@teklihager5189 3 жыл бұрын
ይበል ድምጺ ጽቡቕ ኣገላልጻ ታንክዩ
@eri-qk6sg
@eri-qk6sg 3 жыл бұрын
Jigna sebay tarki zelwo 👌👍
@nahomjohn6779
@nahomjohn6779 3 жыл бұрын
asmerom yelen du
@heri2068
@heri2068 3 жыл бұрын
*እቲ ወርቂ ግን ብምንታይ የውጽእዎ ኔሮም ? ዶስ እዚ ሎሚ እንፈልጦ እምኒ ቀደም ወርቂ'ዩ ኔሩ ? ሎሚ ብ'ፖታሽን ማሽነሪታትን'ዮም ዘውጽእዎ። ቀደም'ከ ? ተስሕቕ ሕቶ ክትከውን ትኽእል'ያ ግን ብዙሕ ግዜ ንነብሰይ ሓቲተ መልሲ ዝሰኣንኩላ'ያ " መልስኹም ኣይፈለየኒ🙏♥*
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 3 жыл бұрын
ምምርማር ዝጽላእ ኣይኮነን። ጽቡቅ ሕቶ ኢኻ ሓቲትካ።
@dinabiniam6646
@dinabiniam6646 3 жыл бұрын
Ane equa haki ayblon eye xnxwayn etom kalot hagerat haylomn gzatomn kedeldlwo ztehanxe mela eu bkefil haki khlu ykel ekua ente kone kulu nsemo ab Tarik zelo gn bzhi hasot eu
@kiflayyakob7925
@kiflayyakob7925 3 жыл бұрын
Eti tekrebulna xebuk endeyu ezia anbabi gen kurub lesles kebel nelabo
@tsegaymirachzersenay9536
@tsegaymirachzersenay9536 3 жыл бұрын
በስመ ስላሴ።ክቡራት ናይ እዚ ምደብ ኣቅረብቲ ንተብግሶኩም ኣክብሮት ኣለኒ ቀጺለ እዛ ናይ ንጉስ ሰለሞን ታሪክ ክብሪ መጽሓፍ ቅዱስ ድገሃሰት ምስ ሃይማኖት ደይትቃዶ እያ ን ኣብነት 1፥ መጽሓፈ መሃሊ መሃሊ ናይ ፍቅሪ ከም ዝኮነ ከተረድኡና ኢኮም ፈቲንኩም እዚ ከኣ ብመሰረቱ ጌጋ እዩ እዚ መጽሓፍ እዚ ናይ ትንቢት መጽሓፍ ኮይኑ ብዛዕባ ድንግል ማርያምን እየሱስ ክርስቶስን ወይ ቤተክርስትያንን ድዛረብ ብሉጽ ናይ መዝሙር ናይ ትንቢትን መጽሓፍ እዩ፡ነዚ ንምርዳእ ካልእ መጽሓፍቲ ምውካስ ይከኣል እዩ። 2፡ታሪክ ስንግስቲ ሳባ ናይ ዓረብ ወይ የመን ጌርካ ምቅራብ ጌጋ እዩ ።ንግስቲ ሳባ ካብ ኣክሱም ምካና ቅዱሳን መጽሓፍቲ የረድእ እዩ ብናታ ጽልዋ እውን ምድረ ኣግኣዚት ዝተባህለ ኤርትራን ኢትዮፓያን ናይ ኦሪት ኣምልኮ ከም ዝነብረሮ ኣብ ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 8 ክንርዳእ ንክእል ።እዝን ካልእን ጉድለት ኣሪምኩም ክትቅጽሉ ይላቦ መልስኩም ይጽበ የቀንየለይ
@absienice5013
@absienice5013 3 жыл бұрын
emo ngsti Saba shormita welida malet diyu ? kem tarik ?
@ahvivzanava4042
@ahvivzanava4042 2 жыл бұрын
Beti hede yemenawiya tbel? Beti hede keb Ethiopia tbl ? Mermika aenexka aeqrbo keb yemenawiya weyis keb Ethiopiawiya aenexro
@samaraya8596
@samaraya8596 3 жыл бұрын
አታ ክንደይ ትልኽብጥ ታሪኽ ትጉዕጽጽ መቸም እዞም ገለገለ ሞስሊም ዓድና ሕማም ኣለኩም ።ቀዳማይ ነገር ኣብቲ ሽዑ ግዜ ዓለምና ብካርታ ዘይኮነት ብግዝኣት እያ ትኸይድ ኔራ ኣኩሱመዊ ከንግደም ከኣ ክሳብ የመን ይገዝእ ኔሩ ።ኣኽስማዊት ተተረፈካ ሲ ኢትዮጰያዊት ከ ዘየትብል።
@mediwukro6662
@mediwukro6662 3 жыл бұрын
እዞም ሓደ ሓደ ዘለው ሓሳዳት ኤርትራውያን ካብ ሕስድነኦም ዝተለዐለ ታሪክና ከበላሽዩ ዘይፍንቅልዎ እምኒ የለን ግን መሲልዎም እምበር ታሪክ ተጋሩ ኩሉ ታሪክና ሓቂ ስለዝኾነ ዝገብርዎ የብሎምን
@tplf1448
@tplf1448 3 жыл бұрын
ኣይትሓሱ እስከ ሳባ ትበሃል የመናዊት የላን ኣክሱም እያ ዓዳ ናይ ባዕላ ፊደል ናታ ወርቂ ጫማ ኩሉ ናታ መርትዖታት ኣብ ኣክሱም እዩ ዘሎ ትግራወይቲ ከይትብልስ ናብ የመን ክትከይድ ናትኩም ጽልኢት እኮ ፉሉይ እዩ
@simonluul7958
@simonluul7958 3 жыл бұрын
ታይ ገባራይ ኢዩ ኑጉስ ሰሎሙን ጠራቲ ዝኮነ ጻዕዳ መቸም ፍጥር ክብል ዕድለና ኢዩ ። ካብ ቢትወደድ ኣብርሃ ኣይበልጽን ኢዩ። ተረዋኢ ሰሎሙን እዚኣ ትእቶዎ። ናትና ኣቅሩቡልና ን ኣፍሪቃ ገጽኩም ቁሊሕ በሉ።
@yetmyimechegnal3981
@yetmyimechegnal3981 3 жыл бұрын
Mhret yewrdelka kburey🙏
@simonluul7958
@simonluul7958 3 жыл бұрын
@@yetmyimechegnal3981 ታይ ኮይነ ኢለካ ሒጂ ከማን እዚኣ ትእተዎ ነቲ ተረዋኢ ሰሎሙን
@simonluul7958
@simonluul7958 3 жыл бұрын
@@yetmyimechegnal3981 ሕቶ ተሊካ ሕተት ኣነ ግን ናይ ጸዓዱ ክብረት የብለይን
@user-tl2en9cy2p
@user-tl2en9cy2p 3 жыл бұрын
ሓወይ ብዘይ ጸርፍን ሕማቕ ዘረባን: ንዘለካ ሓሳብን ንቕፌታን እንተ ትቕርብ ጽቡቕ ነይሩ።
@simonluul7958
@simonluul7958 3 жыл бұрын
@@user-tl2en9cy2p ኣነውን ክጻረፍ ደስ ኣይብለንን ኢዩ የግዳስ ንጉስ ሰሎሙን ይኩን ካልኦት ጸዓዱ ነዓና ኣየገዱሱናን ኢዮም በሃላይ ኢየ። ታ ለይትን መዓልትን ኣብ ኡሱር በት ሂወቶም ዘሓለፉ ምእንቲ ህዝቦም እንዶ ኣየለዉን ንምንታይ በኣቶም ዘይዛርውቡ። ታይ ገባራይ ኢዩ ሰሎሙን? ሕጂ ከማን ተረዋኢ ኢዩ ሶሎምን ክብረት ዝበሃል ኣብ ጻዕዳ የብለይን።
@mikigesikon3560
@mikigesikon3560 3 жыл бұрын
Hasawi negsti Saba tigraweyti eyea lekbat gega tarik temhir mehayem Axum awit si yemenawit tebel
@binibini2407
@binibini2407 3 жыл бұрын
Ata seb mejmerta keyfeltka aytzareb ab Google wey dma ab history Saba Ethiopian Eritrean Jewish Yemen kemznebert enber kabey kemzmexet znegr yelen n hagera ketebya ilka nhagerna tahti mejmerta temhar Saba kabey kemzmexet nabey wn kemzkedet znegr mexhaf wey history yelen
@mikigesikon3560
@mikigesikon3560 3 жыл бұрын
@@binibini2407 kila asot hasot eu zebehal may bela asmera bementay kemzetebahle hitet beu Gera eya Aksum temelise kab Israel melelik 1st ab asmera kebabi peradizo harisato Ada kea adigrat eu gulomekeda yebehal negsti makda wey kea negsti azeb tebahila kea tefelet esu eu haki merteo sele zeleni eye zesehif kab zero aykonkun
@mikigesikon3560
@mikigesikon3560 3 жыл бұрын
@@binibini2407 kalia kibleka zedeli za channel baela ab kalia awseato ala temeliseka semiayo gual ala zekrebeto medeb kidmi ezia
@worldcomm9842
@worldcomm9842 3 жыл бұрын
ሓሶት እንታይ ይዓብስ፣ ንግስተ ሳባ ኣኽሱማዊት ትግራወይቲ ኢያ፣ እዚ ኤርትራ ዝበሃል ሓሳብ ክተኽሉ ዝፍትኑ ኣብ ልዕሊ ታሪኽ ተጋሩ ብዙሕ ሓሶትን ምዝባዕን ይርአ ንምንታይ ምዃኑኳ ርዱእ እንተኾነ እዞም ሳባት ግን ሕሱራትን ሓሰውትን ሰረቕትን ኢዩ።
@binibini2407
@binibini2407 3 жыл бұрын
Ata seb mejmerta keyfeltka aytzareb ab Google wey dma ab history Saba Ethiopian Eritrean Jewish Yemen kemznebert enber kabey kemzmexet znegr yelen n hagera ketebya ilka nhagerna tahti mejmerta temhar Saba kabey kemzmexet nabey wn kemzkedet znegr mexhaf wey history yelen
@simonluul7958
@simonluul7958 3 жыл бұрын
እስራኤል ተረዋእቲ ዓለታዊያን እዚኣ ትእቶዎም
@tuemzghibeyene5725
@tuemzghibeyene5725 3 жыл бұрын
Simon hawey entay dea kidzi xerfi ab israel dika tneber konka welas
@terimterim6905
@terimterim6905 3 жыл бұрын
ኣየነይቲ ማለትካ ኢዩ! ኣይንርእያን ኢና ዘለና እታ ተኣትዎም?
@simonluul7958
@simonluul7958 3 жыл бұрын
@@terimterim6905 ካራ ናይ የዕራብ ትእተዎም ነ ኣይሁድ። ደጋፊ ናይ ኣይሁድ ተኮንካ ውን ምስኦም ተጸንበር። ኣይሁድ ተረዋእቲ
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 16 МЛН
Дарю Самокат Скейтеру !
00:42
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 8 МЛН
ዘይነበርክዎ ሂወት። ስርቂ ትምኒትና
32:42
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 11 М.
ሙሉእ መጽሓፍ ጥበብ ሰሎሞን (ምዕራፍ  1 - 19) ''   Audio Bible Tigrigna
1:32:30
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 44 М.
ሃጸይ ሃይለ ስላሴ ስለምንታይ’ዩ ብራስታፋሪ ዝምለኽ HD
14:23
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН