ወፍሪ ኣንጻር መንግስቲ ኣሜሪካ

  Рет қаралды 22,291

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

Ай бұрын

ወፍሪ ኣንጻር መንግስቲ ኣሜሪካ
#eritrea #eridronawi #aanmedia #aanpodcast #ethiopia #egypt #uae #sudan #china #somalia #russia

Пікірлер: 24
@nomoret.2017
@nomoret.2017 Ай бұрын
ኣሜሪካ ንነዊሕ እዋን ዝተኸተለቶ ናይ ወጻኢ ዝምድናታት ስትራተጂ፡ ንዓለምና ናብ ዝኸፍኤ ደልሃመት ኢዩ ክመርሓ ጺኒሑ። ሕጂ ግን፡ ዓልምና ዝነቅሓትሉ ትመስል። ኣንጻር ዕብለላ ኣሜሪካ ዝሰርሑ ሓይልታት እናተበራከቱ ይኸዱ ኣሎው። ውጽኢቱ እውን መዓልታዊ ጋህዲ ይኸውን ኣሎ። ከደምቲ ኣሜሪካ እውን ካባ ሕፍረት እናተጎልበቡ፡ ካብ መድረኻት ዓለም ክሃሱ ንርእዮም ኣሎና። "ንኹሉ ግዜ ኣሎዎ" ከም ዝበሃል፡ ኣሜሪካ እውን ዘመና ዘብቅዔ ኢዩ ዝመስል ዘሎ። ውድቀት ንዓብለልትን ገበትን ኩርኩራቶምን!
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 Ай бұрын
ናይ ወጻኢ ወታሃደራዊ ሓይሊ ኣብ ሃገርካ ምዕዳም ማለት ፡ቀሊል ውሳነ ኣይኮነን። ኣምላኽ ይሓግዞም ኣፍሪካ።❤❤❤
@zerautewelde501
@zerautewelde501 Ай бұрын
ERi🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏 US failure policy decline Empire’s we will see soon ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ።
@abuahmed9307
@abuahmed9307 Ай бұрын
نجوس ♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹♥️🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 Ай бұрын
Eritrea GOBLEL QERNI AFRICA
@peacewins3281
@peacewins3281 Ай бұрын
ኣነስ ኣብ ክንዲ ጎብለል ኮይንና ዱኽዒ ዱኽዒ እናጨነና ካብ ሰኑይ ክሳዕ ሰምበት ዓድስ ክንዲ ንበልዕ,ከም መራሒ ርዋንዳ ክብረትና እንዳ ሓለና ምስ ምዕራባውያን እናተማሳሰልና,ከተማ ኣስመራ ካብ ኣእዱግ ዝሓርኡሉን ኣኽላባት ዝሸኑሉን ጽሬቱ ሓልዩ ንሕና ድማ እታ ወደባት ዘይብላ ርዋንዳ እኳ ክንድዚ ዝማዕበለት ንሕና እውን,ቻይና ምርሕና ራሻ ስርዕና ክንዲ ምባል እንዳ ኣፍረና ብወደባተና ንምዕራባውያንን ኣዕራብን እስራኤላውን እንዳ ሸጥና እንተ ንምዕብል እመርጽ !❤😢❤
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 Ай бұрын
@@peacewins3281 Eritrea mis western countries ayserhin eye ela diya????
@maywezeba1783
@maywezeba1783 Ай бұрын
First comment
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 Ай бұрын
you are either with us, or against us"
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e Ай бұрын
👍
@baqr4383
@baqr4383 Ай бұрын
❤❤❤
@danielissak1194
@danielissak1194 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍🇪🇷👍🇪🇷
@zemenselam5454
@zemenselam5454 Ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹
@berihunuguse3613
@berihunuguse3613 Ай бұрын
❤wedi ali❤
@bisratghoitom7155
@bisratghoitom7155 Ай бұрын
ካብ ምዕራብ ዓለም ዘይሓይሽ የለን ፡ እዚ ማለት ግን ገዛእቲ ኣባሪርካ ገዛእቲ ምቅባል ዘይኮነ ማዕርነታዊ ሽርክነት ክኸውን ኣለዎ። ኣብዚ ኣፍሪቃውያን ካብ ሕጂ ተዘይለቢምናሉ ን3ይ ግዜ ኣብ መጻወድያ ግዳይነት ምዕቡላት ወይ ሓያላት ክንወድቅ ንኽእል ኢና።
@nomoret.2017
@nomoret.2017 Ай бұрын
ትኽክል ትዕዝብትን ርእይቶን ኢዩ። ንዘሎና ዘመን ብዕምቆት ዝርድኡን ቀላሲ ስትራተጂ ዝውንኑ መራሕቲ ክህልውና ዘመንና ዝጠልቦ፡ ምርጫ ኣልቦ ኩነታት ዝበጻሕና ንመስል። መራሕትና፡ ንህዝቦምን ሃገራቶምን ቀዳምነት ብምሃብ ብንቅሓትን ልቦናን ክጎዓዙ ተስፋ ንገብር። ህዝብና እውን ጉጉይን የዕናውን ኣካይዳ ምስ ዝዕዘብ ብእዋኑ ዓገብ ክብልን ክገንሕን ኣሎዎ። ካብ ድሑር ኣተሓሳስባታት እውን ብቅልጡፍ ሓራ ኮይኑ፡ ንኹሉ ሓርነትን ዕብየትን ዘውሕስ መንገዲ ክመርጽ ኣሎዎ። እቶም መጋበሪ ድሕረት ዝኾኑ እውን ነብሶም እንተ ዝፍትሹ ነቲ ዝድለ ዘሎ ዓወታት መቀላጠፎ እሞ ህዝብታትና እፎይታ ረኺቡ፡ ኣብ ጎደና ዕብየት ሸናዕ ምበለ ነይሩ።
@X5avatar
@X5avatar Ай бұрын
We love our democracy the best place to live ❤
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 Ай бұрын
ኣብ ዓለም እተን ምስ አመሪካ ዝቀራረባ ሃገራት ድየን ወይ ከኣ ምስ ሩስያ ዝተኣሳሰራ ሃገራት ኣብ ዝሓሸ ኵነታት ዝርከባ፧ ኩሉ ጸገማትካ ጥቕልል ኣቢልካ ንሓያላን ከም፡ዕንቅፋት ምቕራብ ልክዕ ኣይኰነን። ኣፍሪቃውያን ብሕዱርን ድኽመትን ብልሽውናን ናይ ባዕላትና ኢና እንሳቐ።
@bettynegest8571
@bettynegest8571 Ай бұрын
Gorobetona Ethiopia kea tsbel burknafasso ylkeykum… kab America tsgtegnet ydhinkum
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we Ай бұрын
ካብ ኣፍ ግብሪ ይዛረብ። ንምንታይ ስሉስ ዓለም ናብ ምዕራባውያን ዝውሕዝ? ደቡብ ኣሜሪካ ብኣሻሓት ንማዓልቲ ብዶብ ሜክሲኮ ንኣሜሪካ ክኣትዉ ኣፍሪቕውያን ብኣሻሓት ኣሻሓት እንዳ ከፈሉ ነስገርቲ ናብ ምዕርራብ ኢሮፓ ዝስደዱ ዘለዉ ናብ ብዓል ራሻ ቻይና ዝስደድ ስሉስ ዓለም ግን ኣይረኣናን።
@TaherJemal
@TaherJemal Ай бұрын
አሜሪካ መሰል ደቂ ሰብ ተጣባቂት አብ ህዝቢ ፍልስጤም ትፍጽሞ ጆነሳይድ ቀዳመይቲ ተሓታቲት እያ. ወታደራት አሜሪካ አብቲ ጆነሳይድ አለዉዎ.
@TaherJemal
@TaherJemal Ай бұрын
ብዛዕባ ዲሞክራሲ መሰል ደቂ ሰብ ከረድአኒ ዝኽእል ተሎ. አሜሪካ አብ ዓዶም መሰል ደቂ ሰብ ትሕልው ድያ ! አብ ዝተፈላለየ ሃገራት ወታደራ የእትያ ሃብቲ ሃገራት ዝዘመተት ሃገር አሽሓት ደቅንስቶ ዝተጋሰሱ ብዙሕ ግፍዕታት ዝፈጸሙ እዮም.
@JamieYassin-ob5lc
@JamieYassin-ob5lc Ай бұрын
ብጣዕሚ እንዳመስገንና AAN media፡ እዚ ናይ ወዲዓልን እቲናይትማሊ ናይ ዘዋሪት ብርዕን ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ኣቲኻ ክትሪኦ ኮለኻ ተጻራሪ ኮይኑ ተሰሚዑኒ፡ ማለት እተን ኩለን ኣብዞባና ዘለዋ ሃገራት ምስኩሉ ሽግራተንን ቅልውላዋተንን ስምምዓት ክፈራረማን ኢኮኖሚያዊ ምንቅስቃሳት ክገብራን ይራኣያ፡ ዓምና ድማ ተዛዊሩን መዲሩን ካብምምላስ ንላዕሊ ሓንቲ ኽገብር ኣይራኣናዮን ኣብዚ ወዲዓሊ ዝገለጾ ርክብ ሩስያን ኤርትራን ወላሓንቲ የብሉን ብወገነይ ናብዝኾነ ጭቡጥ ምርድዳእ ክበጽሑ ከምዘይክእሉ ዝተረዶኦም ኮይኑ ይስማዓኒ ምኽንያቱ ምስ ኤርትራ ጹቡቅ ኣለዉ እንዳበልናዮም ናብ ሱዳን ከይዶም ስምምዓት ክፈራረሙ ክትሪኦም ከለኻ ብወገን ኤርትራ ዝኾነ ዓንቃፊ ነገር ክህሉለዎ ንኽትብል ይድርኸካ። ኣብ ወርሒ 6 ጉጅለ ኢጣልያውያን ካኣትዉዮም ተባሂሉ ኔሩ እንድሕር እዞም ሰባት ዘይመጹ እቲ ጥርጣሬታት ጭብጢ ረኺቡማለትዩ
آیا جمهوری اسلامی به سوی یک جنگ تمام‌عیار می‌رود؟
5:23
Iran International ايران اينترنشنال
Рет қаралды 4,6 М.
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
Finger Heart - Fancy Refill (Inside Out Animation)
00:30
FASH
Рет қаралды 28 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 6 МЛН
Workshop | AI: A Serious Look at Big Questions (360°)
2:34:24
Harvard Data Science Initiative
Рет қаралды 67 М.
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН