No video

🛑 ወይ ንግስቲ ክኸውን እየ ወይ ሰበይቲ ንጉስ ክኸውን እየ።

  Рет қаралды 49,449

Lwa Tube

Lwa Tube

Күн бұрын

share...like..subscribe ብምግባር ቤተሰብ Lwa tube ይኹኑ መደባትና ይከታተሉ።

Пікірлер: 602
@thth1588
@thth1588 2 ай бұрын
ብህፃናስ ጥርሓ ዝባና ኣካዳድና እባ ኣእዙይላ ዋይ ፈጣሪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 2 ай бұрын
ብትክክል❤😢
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 2 ай бұрын
ብሓቂ ህፃውንቲ ብዝ/ዩ ነገራት ክባላሸዉ ፅቡቅ አይኮነን ሓሳባታ ፅቡቅ ከሎ አከዳድናአ ግን ካብ ሐዚ ዝጀመረት ክሳብ ማዓዝ እያ
@rsjv415
@rsjv415 2 ай бұрын
ብትክክል
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 2 ай бұрын
❤❤❤
@ALALEM7
@ALALEM7 2 ай бұрын
ኣቱም ኣሓተይ እቲ ጃኬት ኣይትሪእዎን ዘለኩም ማለት ድዩ
@temsgne7752
@temsgne7752 2 ай бұрын
ዕድማይ ጥዕናይ ይሃብኺ መቀረት ኣኻዳድና ግን ሓደራ ተስተካክል ጽቡቁ ነሩ😍
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት እዝኣስ ብህፃና ጥራሕ ዝባና ክቡራት ወለድና ናበይ መንገዲ እና አትሕዞምና ህፃዉንቲ ቆልዑ😢😢😢 መ/ር ልሎም እዉን እናኣረምካ ናብ መንገዲ የማን ንክምርሑ ምክሪን ምዓዳን ግበር እካ❤❤❤
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 ай бұрын
ብሓቂ ትክክል ኢለኪ ፈጣሪ ሆይ😢
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 2 ай бұрын
ህፃዉንቲ ፅቡቅ ክዳን ክክደኑ አለዎም
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 2 ай бұрын
Yes true
@89946
@89946 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርቲ ኣከዳድና ግን ብከዚኣ ጥርሓ ዝወፀትስ ምስዓበየት ታይ ትኮን ማለተይ ህፃን እያ እዚ ኣከዳድና ኣይ ናትናን ኣይ ባህልናይ ወለዲ እንተዝከታተሉ❤❤❤
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 2 ай бұрын
እዋይይይይ ዛቆልዓስ መጪጫ ሐዝስ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅብዕተይ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ፈጣሪ🙏❤❤❤ መ/ር ልእሎም በጃካ ኣብ ኣካዳድና ህጻያት ከምዚ ዓይነት ብጣዕሚ ኣጸዬፊ እዩ ካብ ሐዚ ከምዚ ዓይነት ክተቅርብ የብልካን ብኩሉ መዳዮም ባልሎም ቋንቆኦም ኣካዳድናኦም መንፈሳዊ ት/ቲ ዘመእከለ ክከውን ኣለዎ ከምዚ ዓይነት ኣካዳድና እሞ ካዓ ህጻን ዓገብ😢😢😢😢😢😢
@AmanualHumera
@AmanualHumera 2 ай бұрын
ታይ እዩ ኮይኑ ዘከዳድና እዚ ሕጂ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 2 ай бұрын
@@AmanualHumera ክቡር ሓወይ እዚኣ እኮ ገና ህጻን እያ ዘላ ካብዚ ዝከፈአ ዳኣ እንታይ ክትክደን ጥብ ዘየብላ ኮይና እምበር ኩሉ ደረታ እኮ እያ ጥርሓ ዘላ ኣሕዋተይ ከምዚ ርኢና ኩላትና ወሎዶና ብባህሉ ማዕሪጉ ክከይድ ከም ኣዴታትና ክንከውን ሓግዙና ክቡር ሓወይ❤
@user-si1ph1lc4w
@user-si1ph1lc4w 2 ай бұрын
Bitaemey eza melekti kisimae alewa beal show tikiret giberelue mehiferi eue !
@user-si1ph1lc4w
@user-si1ph1lc4w 2 ай бұрын
​@@AmanualHumeraezi nay kolea akedadina eue ? Wala niBeyti tsibuk ayikonen bahilina ayitebalashulina !!
@user-si1ph1lc4w
@user-si1ph1lc4w 2 ай бұрын
Ado bitaemey tegagiki tsenihiki keyrinasihi ❤
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 2 ай бұрын
ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኪ ዛሓፍተይ🙏❤
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 2 ай бұрын
ኣብ ተጋሩ ዛዕበዩ ዘለው ቆሉዒ እኮ ክነቁሑ ኣምላክ ብጥበበ ይዕቢኹም ዳኒኤል ተስፍይ ብጣዕሚ እና ንፈትወኻ ቀጽለሉ ❤
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 ай бұрын
ዋይ ናበይ መንገዲ የመረሒ አለዎ ማለት እየ አግዚአብሔር አምላክ መሰተወዐሊ ዓይኒ ልብና ይሃበና ፈጣሪ😢😢😢
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
ጀጋኑ አሕዋትና ብአንደበት ህፃናት እዩም ልኽበሩ መራሕቲ ትግራይ ከምቱ ዝሃብናዮም ኽብሪ ኾይኖም አይፀንሑይ ዛጓለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አብ ዓብይ ቦታ ክሪኤኪ ይምነ 🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛
@tube.Armagiedon
@tube.Armagiedon 2 ай бұрын
ኣዚያ ብልጽቲ ህጻን ናይ ብሓቂ በርቂ ዝኾነት ሕልማ ዝምጥና እዩ ቅዱስ ሕልሚ ❤❤❤
@user-vm8zd1ii7j
@user-vm8zd1ii7j 2 ай бұрын
ዋው smart እያ ስደተኛታት ዓድም ክመልሶም ትብል ኣላስ ማርያምን እንዲዒ ስደተና ኣሕፁሩ መሬት ዓድና ይመለስና ፈጣሪ😊 እንደርታና ዓዲ ሕምባሻ ❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 ай бұрын
ዳኒ ቋንቋ፤ ባህልን ክብርታት መንነትን አብ ምዕባይ ትግበሮ ተበግሶ ክብሪ አለኒ ቀፅሎ
@RawhaMohMmd
@RawhaMohMmd 2 ай бұрын
እመቤት ትባሃል ኣላ ጋል ሓወይ ኣቕርበለይ❤plis
@user-ke5kb9wl7j
@user-ke5kb9wl7j 2 ай бұрын
ፈውልሎም❤
@gualwejerattigray2754
@gualwejerattigray2754 2 ай бұрын
ልኣይውን ጏል ሓወይ ኣቅርበለይ😂😂
@RawhaMohMmd
@RawhaMohMmd 2 ай бұрын
@@gualwejerattigray2754 የቕርበልና🤣🤣
@AmanualHumera
@AmanualHumera 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ሓሪፍ መደብ እዩ ካብ ኩለይ ደስ ዝበለኒ ህፃውንቲ ብነፃነት ዝዛረብሉ መደብ ስለ ዝኾነ ቀፅለሉ !!
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 2 ай бұрын
ዋዉዉዉ መምህር ልሎም ብዘይ ቆቢዕ ካሊእ ሰብ መሲልኒ ነይ😂😂 እና ብጣዕሚ ደሰ ዝብል አካዳድናአ ግን አሰተካክሉላ ህፃን እያ ❤❤❤❤❤🥰❤❤🥰❤❤❤❤❤❤❤
@beriha8970
@beriha8970 2 ай бұрын
ዋላ ኣይረድአና ግን ኣጥቅዑላያ ክቡር ሓወይ መምህር ሉኡሎም የድንቀካ እየ ግን ንቶም ህፃናት ኣብ ጌገኦም ትጣቅዐሎም ከይኮነ ኣርሞም ትርጉም ዘይብሉ ጣቅዒት ጉድኣት እምበር ጥቅሚ የብሉን ንቲ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ እኳ የጠቀመን ዓቢይ ክነግስ ከሎ ዝተጣቐዐ ጣቅዒት ፀፊዑ ኣውዲቅና እምበር ኣይ ኣተሰአናንን
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 2 ай бұрын
ብሎሚኡ ጥረሓ ዝከደት ምስዓበየት ታይ እያ ክትኮን😢 አረ ወለዲ ኣታዓባብያ ኣፀብቁ ይቅር ይበለልና ኣምላኽ🙏😌
@AmanualHumera
@AmanualHumera 2 ай бұрын
ኣብቲ ወንበር ዘሎ ጃኬት ኣይርኣኽዮን ድኺ ኮይንኪ
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 ай бұрын
ይግረ እዩ ንድሕረ ግን ፃቡቅ ኣይኾነነይ ትግርኛከ ናበይ ከይዱ እዩ😢😢😢
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 2 ай бұрын
ዶርሆስ ይፅላእ አነስ ካብ ኩሉ ደርሆ እየ ዝፈቱ💝❤💝❤
@HappyBulldogPuppy-pk7um
@HappyBulldogPuppy-pk7um 2 ай бұрын
😂😂😂😂
@HappyBulldogPuppy-pk7um
@HappyBulldogPuppy-pk7um 2 ай бұрын
😂😂😂😂
@user-io1di2if4n
@user-io1di2if4n 2 ай бұрын
አብ ዓመት 2 ግዜ ናረከብናስ😂😂😂😂
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 2 ай бұрын
@@user-io1di2if4n አነስ ፅብፅባሕ እየ ዝረክቦ ዘለኩ ዓድና ምስተመለስና ዳአ እንድዒ እንበር
@salamsalam1464
@salamsalam1464 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አቦይ ናበይ እና ንከይድ ዘለና ከመይ ዝበለ ሓጥያት እዩ ብህፃና ከምዙይ ዝበለ አካዳድና 😢😢ቱ
@user-ze7bk2ze8q
@user-ze7bk2ze8q 2 ай бұрын
🙄🙄🙄🙄
@khalidhx275
@khalidhx275 2 ай бұрын
ልእሎም. ቃውዕ. ኣትግበር. ❤❤❤
@user-lh6pt7ts1i
@user-lh6pt7ts1i 2 ай бұрын
ፅቡቅ ራኢዩ ንግስቲ መድረክ❤
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 2 ай бұрын
አካዳድና እናማዓራረኩም አቅሩቡ ፁቡቅ መደብ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ እያ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ሕልምኺ የቃንዓልኪ።❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@arsuhabeshawit5083
@arsuhabeshawit5083 2 ай бұрын
ልሎም ቀዊዑ ረሲዕዎ መፂኡ🥺
@MmN-sl1uz
@MmN-sl1uz 2 ай бұрын
ፀጉሪ እኮ አትኪሉ ታይ ክገብሮ ካብ ድሕሪ ከዚ ቆቢዕ
@AhAh-wb7rl
@AhAh-wb7rl 2 ай бұрын
ልሎም ወዲ ትግራይ ለዉጥማ አሎ ይበል ሰላም ንትግራይና እሰይ ምቅሩትየ❤❤❤❤❤❤ እሰይ አረ ወደይ ኣቅርበለይ አብ ሰደት እየ ዘለኹዋ
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 2 ай бұрын
ኣይ ናይ ደርፍ ነገር ግን 😁ትግርኛ ንቅድማት❤
@user-yt4qu9yc1g
@user-yt4qu9yc1g 2 ай бұрын
ሉሎመይ እንካዕ ካብ ቃዊዕ ተጋገልካ❤❤❤
@aishaais8070
@aishaais8070 Ай бұрын
❤❤❤ ትገርም ህፃን ፈጣሪ ፅቡቕ ደረጃ የብጽሕኺ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 ай бұрын
ፈጣሪ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ማዓረይ❤ ዳኒ እውን እንኮዕ ናብዚ አብቀዐካ ካብ ቆቢዕ ተጋላጊልካ❤❤❤
@Agsgs-yt2xg
@Agsgs-yt2xg 2 ай бұрын
እንካዕ ደስ በለካ ሉሎም ብዘይ ቆቢዕ ሪኢናካ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 2 ай бұрын
አሰይ ዕድመን ጥዓናን ያሃብኪ ፈጣሪ ትምኒትኪ ይስመረልኪ ብትክክል ንቅሕቲ ቆላዓ 💞💞💞💖💖💖💖
@mmn7636
@mmn7636 2 ай бұрын
ሓሳብ ልብኪ የሰምረልኪ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪይ 🙏🥰🥰ምቅርተይ
@beriha8970
@beriha8970 2 ай бұрын
ናይ ስማ ትርጉም ናይ ኣምላኽ ዘማሪት እናበለትስ ደራፊት ክኾን ይደሊያ ብርሃንን ፀልማትን እሞ ዘይጋነይ ኣምልኾ እግዚአብሔርን ኣምልኾ ድያብሎስን ስለዘይራኸብ 😢😢😢 ብምቅፃል ናብዚ ተቅርቦም ተለኻ መልአኽቲ ዘሕልፉ ተዝኾን ምኽንያቱ ህፃውንት ዓበይትን ክካታተልዎ ስለዝኽእሉ ምስ ይቅረታ ኣብዚ ዝመፁ ህፃውንቲ ዝመፁ ቅድሚዚኣ ብጣዕሚ ጥዑማት ላዛ ነይሮም ዋላኳ ደረፍቲ ይኾኑ ኣብ መንጎ ዘሕልፍዎ መልአኽቲ ግን ልዙቡን ምቁርን እዩ ነይሩ ብሓቂ ተመሲጠ እየ ዝሰምዖም ነይረ ብፍላይ ከዓ ቶም ዘመርቲ ሎሚ ግን ፍርቂ ከይበፃሕኹ ቅጪ ኣምፂኣትለይ ኣይ ካብ ክዳና ኣይ ካብ ዘረብኣ ኹሉ ደባሪ ቆልዓ ዘይትመስል ብሐዚኣ ብትዕቢት ተወጢራ እሺ ከምቲ ትብሎ ንግስቲ ትኹን ንበል ከምዚ ኢለ ተናእቲታ ድያ ተገልግል ንጉስ ወይ ንግስቲ ማለት እኮ ልዕሊ ሰብ ማለት ከይኾነ ኣገልጋሊ ህዝቡ ፍቃር ምስ ቆልዓ ቆልዓ ምስ ዓብይ ዓብይ ዓብይ ዝኾን ማለት እዩ በጃኹም ካብ ስቅ ኢልኹም ተጣቅዑ መስመራ ኣትሕዝዋ ቆልዓ ብንእሱ ቆርበት ብርሕሱ ስለዝኾነ ወድሓንኹ😢 😢
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 2 ай бұрын
አረ ታደኣ ትገድድ ሰበይቲ መንግስትይ እየ ክኮን እየ ዝደልይ ትብለንይ ካብ ብቆልዓኣ በለት እሞ ሰደኛ ትስደደላ ንጌታቸው ረደ ኣጽለኣት ብገናኣ😢
@AXUM13
@AXUM13 2 ай бұрын
ቆልዓ ኮ ካብ ወላዲኡ እዩ ዝማሃር እታ ኣዲኣ ከተፅለአካ ፎኦ
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም መጩውት❤❤❤❤❤❤
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 2 ай бұрын
ጉልበት ካብ ፃፀ ብልሒ ካብ ሰበይቲ ❤❤💝❤❤❤❤❤❤❤
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 2 ай бұрын
ዋላ ዋላ ምንም ክርድኣኒ ኣይኻኣለን እንግሊዝ ❤❤❤
@user-jb1kt3fs8z
@user-jb1kt3fs8z 2 ай бұрын
ሉሎም ብዘይ ቆቢዕ ሎሚ ሪኦዮ😂😂😂
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 2 ай бұрын
ኸጥዕመሊ እባ ሐዝስ ዋይይይይ ፀላኢናከ ይሸፈንን ዛቆቢዕ ድሕሪ ሐዚ ከይትገብራ
@app9839
@app9839 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ነይሩ ቀፅልሉ
@FshatsionGebremikael-fv4nh
@FshatsionGebremikael-fv4nh 2 ай бұрын
ኣገላልፃኻ ፈትየዮ Bruh 🙏🙏🙏🙏
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 2 ай бұрын
She is very right about Mekele. I am from Mekele I love “Hambesha”
@melataskal9201
@melataskal9201 2 ай бұрын
ኣሰይ ፅቡቃት ❤❤❤
@SlamhhHapshi
@SlamhhHapshi 2 ай бұрын
መምህርሉሎም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-bv4po3rv4j
@user-bv4po3rv4j 2 ай бұрын
እድመን ጥእናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hierugaltigray3841
@hierugaltigray3841 2 ай бұрын
ሉሎም ካሊእ ሰብ መሲልካ ብዘይ ቆቢዕ 😂 ብዝኮነ እንቃዕ ደሓን መፃኩም❤🎉❤❤
@user-yx1ie5zh3i
@user-yx1ie5zh3i 2 ай бұрын
Thank you my dear 😘 queen 👸 humera
@user-fm6xd5ol2b
@user-fm6xd5ol2b 2 ай бұрын
የዕብኪ ፅብቅቲ❤❤❤
@alugaltgray8202
@alugaltgray8202 2 ай бұрын
ኦውው ሉሎም ኣወል ሲዒድ መሲልካ 😂😂
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 2 ай бұрын
😂👍
@halakriri253
@halakriri253 2 ай бұрын
ዋላ አነ😂omg😮
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 ай бұрын
😁😁😁
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 2 ай бұрын
😂😂😂😂
@dhqe5723
@dhqe5723 2 ай бұрын
ሞይተ😁😁😁
@zaharazahara502
@zaharazahara502 2 ай бұрын
የዕቢኺ ጅብዕተይይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 2 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ኣሰይ ሙጩውት❤❤
@Tesfaygmariam-cm5rx
@Tesfaygmariam-cm5rx 2 ай бұрын
ገራሚት❤❤❤
@user-im5ny7kf6o
@user-im5ny7kf6o 2 ай бұрын
መምህር ሉሎም ፀጉርኩም😂 ቆቢዕ የጥዕመልኩም😂ሶ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 2 ай бұрын
የዕብኪ ምቅርተይ 👑🌺♥️
@bxbbx7087
@bxbbx7087 2 ай бұрын
መምህርሉሎም ድሕሪ ሀዚ ቆቢዕ ከይትገብር ካምዚ እዩ ዘጥዕመልካ👌🥰🥰🥰🥰
@user-hk9lk7qt6i
@user-hk9lk7qt6i 2 ай бұрын
ዳሕናና ፀጉሪ ኣብቂልካ
@henokhuruy4856
@henokhuruy4856 2 ай бұрын
ብርሕስ ኣጥፍኻይ አቀዓ ሓጎሰካ ሓወይ ንግስ መድረክ
@trhasgide-pl9wi
@trhasgide-pl9wi 2 ай бұрын
እዋይ ብለሙኡ ጥራሕ ነብሳ እንታይ ጉድ እዩ ኣቤቱ ወላድት ኣምላክ ክንደይ ትሓዝን መስለኩም ኣገባብ ኣክዳድና ግበሩ ትውልድ ኣይትበርዙ
@user-ot2vb9im1h
@user-ot2vb9im1h 2 ай бұрын
ብትግርኛ ይተርጎመልና ዋይ ዓለም😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ብዝካነ የዕቢኪ ምቅርተይ❤❤❤😊
@user-pc3bk3jt6q
@user-pc3bk3jt6q Ай бұрын
ንቀደም ናይ ትግርኛ ክተማዕብል ኣለዋ ካብኡ ኣከዳድና ውን ፕሊስ 🙏🙏
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 2 ай бұрын
የዕቢኪ❤❤❤❤❤
@zxzx6334
@zxzx6334 2 ай бұрын
ደስ ባሃሊ እንዱዩ ትመደብኩም ይከታተል እየ ግን እዛ ቆልዓስ ናበይ እያ ገፃ ማለተይ ትዝደረፈቶ እንድሕር ዘይተረዲእኩም ስቅ ኢሉኩም ተንጨብጭብ አከዳድናአ ውንክተስተካክል ይግባአ ዋአ😢😢 ካብኡ ካአ ንግስቲ ናይ ምኮን ሕልማ የብቃዓያ ግን መጀመርያ ንአምላክ ክኮን አለዎ እምበር ኩሉ ናይዚ ዓለም በስማአም እዚአስ ብህፃናስ ናሃለዎትስ ከምዚ ኢላ ክትዛረብ ህፃን ቆልዓስ በስማአም ሕማቅ ስማዓ ክድብረካ ናይ ሎሚ ግዜ መፂፃ ዛቆልዓ ታብአ ካአስ ታዲአ😢😢
@berihuabay
@berihuabay 2 ай бұрын
ራኢኪ ፅቡቅ እዩ።በርትዒ
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t 2 ай бұрын
ዋው ዕድመ ይሃብኪ ❤️❤️❤️❤️
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 2 ай бұрын
She so smart MashAllha ❤
@Awet229
@Awet229 2 ай бұрын
Amazing ❤❤🎉
@Sgdyf
@Sgdyf 2 ай бұрын
ቆዊዕ ከይትገብር ካብ ሕጂ ዳንየይ ከጥዕመልካ❤
@HirHirhp
@HirHirhp 2 ай бұрын
ኣቱም ሰብ ኣካዳድና ኣካዳድና ትብሉ ዘለኩም ጃኬት ነይርዋ እዩ እኮ ሎሚ መቀለ ሙቆት ሰለ ዘሎ እዩ ኣውፂኣቶ ዘላ እምበር ኣሕዋተይ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 ай бұрын
መምህር. ልሎም. መን እዪ ኢለ ኔረ 😂😂❤❤❤ይመቸይካ ከዓ❤❤❤❤ ዛ ቆልዓ ግን ሰማ ኬሊእ ስራሓ ካሊእ. ባይ ዘዎይ ቆንቃኪ ከኣሊ❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 2 ай бұрын
የዕብኺ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ እንተ ወለዳ ግን ኩሉ መጀመሪታ ናይ ዓዳ ባህሊ ምግቢ ሃይማኖታ ክትፈልጥ እውን ግበሩዋ
@AlmazHadudh
@AlmazHadudh 2 ай бұрын
ደርፋ ፍሉይ ደስ ክብል❤❤❤❤❤
@user-lx7tk8ff3v
@user-lx7tk8ff3v 2 ай бұрын
ዋውውውው ሽኮሪና👍
@sdxc1806
@sdxc1806 2 ай бұрын
መምህር ሊሎም ቆዉዑ ረስዕዎ 😂😂❤️❤️❤️🥰
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 2 ай бұрын
ጨጉሪ ናይ ቱርኪ ኣጥዊቁ ኾይኑ እምበይ😂
@rigbegm
@rigbegm 2 ай бұрын
ትምኒትኪ ይስመረልኪ ምቅርቲ
@MonaJej
@MonaJej 2 ай бұрын
ፅቡቕ ዳኾንካ ዘለኻ ብጣዕሚ ደስ ልብልእዩ ግን ታናይ እሸቱ ግን ሙሉእ ንሙሉእ ትኩርጅለኻ ዚኣ ተትቅይራ
@user-qg5xe3rf2x
@user-qg5xe3rf2x 2 ай бұрын
ታይ ችግር እኑዩ ሰብ ዝመስሉይስርሕ
@BrhanKidanu
@BrhanKidanu 2 ай бұрын
Esey mkrtey❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@RawhaMohMmd
@RawhaMohMmd 2 ай бұрын
ኣሰይ ባሃንቀዉታ ናተፀበኹዋ ኣምሸየ❤❤❤❤👌
@muluftwi
@muluftwi 2 ай бұрын
Ane le
@muluftwi
@muluftwi 2 ай бұрын
Senay Mittal ykunelna ❤maarey
@user-ot4bc3bh4h
@user-ot4bc3bh4h 2 ай бұрын
የዕብኪ ፅብቅቲ💖💖
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 2 ай бұрын
የዕብየለይ ዛጓለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@swswots6782
@swswots6782 2 ай бұрын
ዋዉዉዉ❤❤
@lilyA22
@lilyA22 2 ай бұрын
ብቆቢዕ ኢና ለሚድናካ ሉኡሎም
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 2 ай бұрын
ጨጉሪ ኣትኪሉኮ ንምንታይ ክገብሮ ቆቢዕ ደኣ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 ай бұрын
ዋይ ዛ ደኣ. ምእንቲ ምንግስቲ ክትኮን ኢላስ. ተመርዐየኒ. ምባል. ኣብየት😢😢 እግዚኦ. ተስሃለነ😢😢😢😢
@AmanualHumera
@AmanualHumera 2 ай бұрын
ቆልዓ ሙዃና እኮ ረሲዕኽዮ
@Beudla-gebre9u12
@Beudla-gebre9u12 2 ай бұрын
Yebki fetari mearey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@almemu1214
@almemu1214 2 ай бұрын
ሉሎም ብዘይቆቢዕ አይፈልጦይ😂😂😂
@SmilingDominoes-sx1dh
@SmilingDominoes-sx1dh 2 ай бұрын
ፅቡቅ እዩ ዝመደብ.. ቀፅለሉ.. ንፈትወካ ኢና. ሕጉሳት ኢና በአካ... ግን ናይ አድኣ ንመንግስቲ እሞ ክንደቦጎይተናኣ ዝኾን ካብ ትምነየላ ዛቆላዓ ድማ ካብ ንጌታችዉ ካብ ኣቡኣ ዝዓቢ ካብ ትምነ.... ንግስቲ ትኾኒ ኢኺ ግን ብርትዕኪ ተምሃሪ ዘይትብላ 🤔ደሓር ለ ናይ ባህላ ደርፊ መዝሙር.. ድሕሬኡ ድማ ካልእ.. ክተፅንዕ እዩ ዘለዋ... ኣከዳድና ለ ጌጋ እዩ.. ንምንታይ ድዩ ደኣ ባህልና ቃንቃን ኽነዕቢ ዝግበኣና 🤔🤔🤔ዝገርም እዩ... እንተ ንቅሓታ ግን ብዘይከዉን መገዲ ኮይኑ እምበይ ዝድነቅ እዩ
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 ай бұрын
ዋይ ከብዚ እንታይ እዩ ከምሃረ ሰብ እግዚአብሔር አምላክ ልበና ሃበና አቶም ወልደና በጀካትኹም ህፃን ብራሕሱ ቀርበት በርሐሱ የበሉ ወለደና ኣይተከዳና ህፃን እንሃለይተስ ቅጭ ተመፀ ዋይ ኣነሰ እወነት በዘይ መገናን ጭረሸ የኮነይ መራሒሰ ሃፍትም በቅረሺ አይመነይ እወነት ሃፍትም ባብአታሓሰስባ እንበረ አብ ትግራይና እኾ መብዘሐትአም ብናይ ዓለም ትምህርት ዋይ ከዓ መዝቃ እንበረ ትምህርት ሰንበተስ ሰብ ኣይነቀሐን ዘሎ ጎይታ ማዓረይ ከብዚ ማሓረና ኣረ ኩሉሰ ጨብ ጨብ እንበለና ህፃውንቲ ኣይነበለሺ😢😢😢
@mengustuberhane4948
@mengustuberhane4948 2 ай бұрын
Respect❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 ай бұрын
ዳኒ ዘበና ቦቑሊ ፀጉሪ ድማ መሪቕና ኢና
@astermarta4031
@astermarta4031 2 ай бұрын
Very fantastic songs
@ggcf1371
@ggcf1371 2 ай бұрын
ምቅርተይ❤❤❤
@brnotesfaldet4954
@brnotesfaldet4954 2 ай бұрын
Zelekum naxnet akniuni
@user-tf5ko7nq8r
@user-tf5ko7nq8r 2 ай бұрын
እሰይ ምቅርተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@zinabuabreha7110
@zinabuabreha7110 2 ай бұрын
No words!
@Rockofliberty-lv1jw
@Rockofliberty-lv1jw 2 ай бұрын
ንግስቲ ማሪያና ርሕስትና ኩኒ... ኣብ ዓለም ካብ ዝነበራ ሓያላት ነገስታት ንግስነት ኣኽሱም ጥራይ እያ ዘይተንስአት ዘላ እሞ ንግስነት ኣኽሱም ትሕድሲ ይግበርኪ..ኣዳላዊ መደብ ነዛ ቆልዓ ምስ ጌታቸው ከም ትራኸብ ግበርዋ....
@SwSwi-vu7uq
@SwSwi-vu7uq 2 ай бұрын
መምህር ፀጎር ካበይ ኣምፅኡ
@Httrtt6
@Httrtt6 2 ай бұрын
ተሰሪሒዎ😊
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h 2 ай бұрын
Wawww zgaley yeebki❤❤❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 2 ай бұрын
መዝምር❤❤❤❤❤❤
@FhE-ed8pr
@FhE-ed8pr 2 ай бұрын
በጣዕሚ ደስ ባሃሊ ኢኪም ትሰርሑ ዘለኩም
@komaistekle4512
@komaistekle4512 2 ай бұрын
ከምዚ ዓይነታት ኣከዳድና ህፃናት ካብዚ እንታይ እዮም ክመሃሩ😢
@HelenMeles-nu5re
@HelenMeles-nu5re 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እተ ወለዳ ግን የናድዱ ቃዳማይ ምግባራዊ ሰነስርዓት አይምህርዋን ካልአይ ካብ ህዚአ ትዕቢት አካዳድንአ ባህሊ ዓዳ አይምህርዋን😢
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m 2 ай бұрын
።😔😢
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 2 ай бұрын
ምቅርት♥️ ልሎም መንእዩ እለ ኔሬ ማለተይ ብቆብዕ እየያ ዝፈልጠኻ😁😁
Prank vs Prank #shorts
00:28
Mr DegrEE
Рет қаралды 10 МЛН
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 9 МЛН
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 10 МЛН