No video

Waka TM: New Eritrean Series film 2024

  Рет қаралды 278,550

Waka TM

Waka TM

Күн бұрын

Selam this is Waka TM: New Eritrean Series film 2024 #Tselim Mebxea #ጸሊም መብጽዓ #By Michael Eyasu Harmony Part 19, Aman Badsha, Shewit Sereqe, Sidon, Awet Abrha, Ruta Merhawi, Tedros, Daniel, and others enjoy it. Aiming and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: / waka.art.tm #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
#eritrea#asmara#artist#eritreanfilm#Xelim Mebxea# #eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama

Пікірлер: 606
@FhQs
@FhQs Ай бұрын
ኡፍፍ ሰዳይ ምስ ኣቦኣ ኣራኽብዋ ኣሕዝናትን እምበር😢😢😢 ሰዳይ ምስ ኣባኦ ትራኸብ ቱቡሉ 😢😢😢😢
@BereketAbraha-bc3kt
@BereketAbraha-bc3kt Ай бұрын
😂😂😂ፊሊም እኮ እዩ እዚ ከም ድላይካ መዓስ ኮይኑ ጽብቅ እንበር ቡኡ ጌራ ካልእ ሂወት ትጀምር
@user-ph2zm1xs8u
@user-ph2zm1xs8u Ай бұрын
😂😂😂😂😂ጨካን​@@BereketAbraha-bc3kt
@mashoaeln8997
@mashoaeln8997 Ай бұрын
😂😂😂​@@user-ph2zm1xs8u
@lemle.lemlem8528
@lemle.lemlem8528 Ай бұрын
😂😂😂😂​@@user-ph2zm1xs8u
@AmanAmanuielMulue
@AmanAmanuielMulue Ай бұрын
ሰዳይ ምስ ኣቦኣ ኣራኽብዋ ከተደንግጸካ 😢😢😢 ሰዳይ ምስ ኣቦኣ ትራከብ ትብሉ ላይክ Plsssss
@user-mj7vc3wh3w
@user-mj7vc3wh3w Ай бұрын
Ata bruke hawey derasay dea entay kserh eyu neska bzhasebkayo hasab entekeydu 🤨
@agdonanetwork4275
@agdonanetwork4275 Ай бұрын
​@@user-mj7vc3wh3wkkkk
@endiamo10
@endiamo10 Ай бұрын
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️ ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄 ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹 ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊 ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔 ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫 ክርትምትም ዋላ እንተበለ ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸 ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩‍❤️‍👨 ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏 ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን ኣምላኽ ክኣሊ ኩሉ 🙏
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምረኒ❤❤❤
@user-dy4bq2it8k
@user-dy4bq2it8k Ай бұрын
Wow thanks ❤
@user-eg6om7zx2y
@user-eg6om7zx2y Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsehayegebrehiwot6225
@tsehayegebrehiwot6225 Ай бұрын
Thank you 👍 keep the faith, Eritrea 🇪🇷 🙏
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 Ай бұрын
Wawww❤❤❤❤💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@futsumgoytom2161
@futsumgoytom2161 Ай бұрын
ፍቅሪ ኣቦ ዝርድኦ ሰላም ይበለኒ💚💚💚
@user-ne8kx8mf9c
@user-ne8kx8mf9c Ай бұрын
ኣቦዋይ ዓሞዲ ገዛና❤
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 Ай бұрын
ኣቦኮ ክሉ እዩ ❤🙏
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 Ай бұрын
ኣያውተይ ማዓረይ ዓምዲ ገዛና ንበርለይ ጎይታዋይ
@dkfkk2580
@dkfkk2580 Ай бұрын
ኣበይ እሞ ዓለም ጣላም ኮይና ኣቦይ ምስ ናፍቆተይ መጢላትኒ
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 Ай бұрын
@@dkfkk2580 ኣጀካ ወይ ኣጀኪ ማዓረይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ክብረተይ
@gual70enderta17
@gual70enderta17 Ай бұрын
ሰዳይ ካብቲ ገዛ ጠፊኣ ወፅያ ምስ ሻም ክትራኸብ ኣለዋ ምስ እዚ ኣረጊት ከይተመርዕዋ ደራሲ ሓደራ 😁😅😅❤❤
@BrktiMahari-hg5tv
@BrktiMahari-hg5tv Ай бұрын
😂😂
@yorusalemgebregzabhier2309
@yorusalemgebregzabhier2309 Ай бұрын
Ewe aregit tray aykonen seraqi eyu 😢😢
@user-cc4gz3cd5m
@user-cc4gz3cd5m Ай бұрын
ኣይትምርዐውን ኮ😢😊😊
@Elim898
@Elim898 Ай бұрын
😂😂😂😂
@user-ud7yw4of8e
@user-ud7yw4of8e Ай бұрын
Amen haleliya 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@esuyahooo4390
@esuyahooo4390 Ай бұрын
ቑርብ አባ ተመሓየሹ በጃኹም ክንደይ ግዜ ኢና ክንዛረብ ዝበዝሐ ነይዚ ፊልም ግዜ ኣብ ኣድቨርታይስ ጥራሕ አዩ ዝውዳአ ዘሎ ን ክብረት ዝዕዘበኩም ሰብ ክኣ ርአይቶ ሰሚዕኩም ከተመሓይሹ ፈትኑ ምሳይ ዝሰማማዕ ላይክ ይርገጽ 🎉
@abelkidane6968
@abelkidane6968 Ай бұрын
Sukkkk balll
@zaydmebrahtu
@zaydmebrahtu Ай бұрын
Sham dea aymelesen diyu teblu like
@user-dy4bq2it8k
@user-dy4bq2it8k Ай бұрын
Asmera alo mis seday asmera kirakebu yiom
@wedi.gere.ke.1
@wedi.gere.ke.1 Ай бұрын
@@user-dy4bq2it8kብሓቂ በል
@user-vk2pl6xu4j
@user-vk2pl6xu4j Ай бұрын
ናፊቅክዮ ዶ ክክ
@erifirst2599
@erifirst2599 Ай бұрын
Nsu wn tamixu ykewn 😂
@mihreteabsyum1780
@mihreteabsyum1780 Ай бұрын
ድግልኪ ዝወሰደልኪ ወዲ ድዩ ክድዚ ትናፍቕዮ ደኣ
@cbffhf1567
@cbffhf1567 Ай бұрын
ሻም እምበር ናፍቀዮ ጀምዓይ😢 ኣምጺኡለይ😥🤣❤❤❤
@RetaReta-gl9lc
@RetaReta-gl9lc Ай бұрын
😂😂😂
@kerenawiaslawimanchawi5276
@kerenawiaslawimanchawi5276 Ай бұрын
ኣባዛ ሓዳሽ ደርፊ ወጻ ዘላ ኣይትጋገ ትብእል ኣብኣ ከድካ ሸይፎ ዝኣርከይ😂
@user-yp8wp2rq1r
@user-yp8wp2rq1r Ай бұрын
ኣሕ ሰዳይ ተዓሚጻ እያ 😢 ኣቦ ሰዳይ ደም ነቢዑ ኡፍፍፍ 😢
@tesfaldetmahari5661
@tesfaldetmahari5661 Ай бұрын
ዕላሙኡ ግን ሃሪሙ አዩ ምዕማጻ ጥራይ ዘይኮነ መን ከምዝዓመጻ ፈሊጡ ኣሎ
@selamgebrehiwet
@selamgebrehiwet Ай бұрын
ኣነ ከማን ምስኡ ነቢዐ ወደይ😢
@user-zd3pw9dv8lmara
@user-zd3pw9dv8lmara Ай бұрын
ሰዳይ 🙄😥 ዘሕዘኖቶ👍
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. Ай бұрын
ዋዉ በጣም ደስ ይላል እባካችሁን ደቂቃን ይጨመርልን የምትሉ በኮማት አሳዉቁኝ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@afewerkitesfamichael3321
@afewerkitesfamichael3321 Ай бұрын
ቢንያም ጅግና ብሰላም ውድድሩ የፈፅሞ። ቢንያም ሓበን ኣህጉር ኣፍሪቓ። ኣምላኽ ምስኡ ይኹም ማርያምን ጽላላ ተንብረሉ፡ ብሰላም ናብ ሃገሩ, ምስ ስድርኡ የጋንዮ። ሓውኹም ካብ ትግራይ
@samsommichael6093
@samsommichael6093 Ай бұрын
Amen 💜🙏ያ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የወድኣዮ ናብታ ብሪኽቲ ሃገሩ ብሰላም ይምለሶ 🥰🥰ብጣዕሚ ጽፉፍ ጥዑምን ዘረባ ኣፌ ሓውና ደላይ ጽቡቕ ተሓበን ንዓኻ ውን ሓውኻ እዩ 🧡🧡🥰🥰🥰🙏
@abduselamsied352
@abduselamsied352 Ай бұрын
My favourite movie gn thaxreni ala 10 dekik metewi trah aytebelashwa
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤❤❤
@GentlemanGentleman-rk5cd
@GentlemanGentleman-rk5cd Ай бұрын
gerlka alku ane😂❤​@@user-pv8dd9nq3n
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Ай бұрын
ኡፍፍፍፍ ሰዳይ ንምንታይ😢 ተኣምጻ ክትእመጽ ኢለ ኣይሓሰብኩን 💔💔💔 እንደገና በጃኹም ተሕጽርዋ ኣለኩም ካብታ flims እቲ ኣድቨርተይዝ ይነውሕ ኣሎ
@HabenHabu-zc8mi
@HabenHabu-zc8mi Ай бұрын
ትሃስዩና ኣለኹ ኣብ ዝሓለፈ ክፉል እዳ ኣንዋሓኹም ፍርቂ ተብጽሕዋ ቁሩብ እባ ንተሓላሎ ደቂ ኤሬይ ሽኮር😂❤🎉
@user-lk4qi8kb4o
@user-lk4qi8kb4o Ай бұрын
😂
@medhanieasfaha
@medhanieasfaha Ай бұрын
ተሕጽርዋ ኣለኩም ተፍእኩም ፍርቒ ተብጽሕዋ መሊስኩም፡ካብ ፍርቒ ትቕበልዋ ኣነስ ምክትታል ኪገድፋ ዶ ይብል ኣለኩ ዋእ ሰብ ትጎዱ ኣለኩም ያ።
@medhanieasfaha
@medhanieasfaha Ай бұрын
ተሕችርዋ ኣለኩም።
@user-dy4bq2it8k
@user-dy4bq2it8k Ай бұрын
Ja right 👍
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Ай бұрын
ሕጂ ድኣ ኣብ welfi ኣቲና እንዲና ወላ 5 ደቂቅ እንተገይሮማ ከምዘይንገንድፋ ፈሊጦም እዮም
@mabrhitberhe7846
@mabrhitberhe7846 Ай бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃኹም ጎረቤታችን ደቂቃ ይሓፅር ኣሎ ቁሩብ ወስኹና ሰንበት ሰንበት እንተትለቁልና እውን ደስ ምበለና ኔሩ ስራሕ ግን ዝወፆ የብሉን
@user-ir6sv4ht8u
@user-ir6sv4ht8u Ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ጎረቤትና😍ኣቦ ስዳይ ኣሕዚኖምኒ😢ኣቦ ንጓሉ ኮ ፍሉይ እዩ😢😢ግን በጃኩም ደምፅና ይሰማዓ ይሓፀረና ሎ ደቂቃ😔
@tiebeanday1276
@tiebeanday1276 Ай бұрын
❤❤❤
@tblets-zu4qc
@tblets-zu4qc Ай бұрын
❤❤❤❤❤love my dad❤❤❤
@s.ks.k2777
@s.ks.k2777 Ай бұрын
ጽብቕቲ ፊልም ኣብዚ እዋን teblu Like habuni
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 Ай бұрын
ዋይ በስምኣም ብጣዕሚ መናደዲ😢😢 ሰዳይ እዙይ ኣይግባኣን ነይሩ እንቋዕ ፊልሚ ኮነ እዙይ ክእሰር ኣለዎ ሻም ክምርዐዋ ኣለዎ በጃኩም
@mussiewolday9585
@mussiewolday9585 Ай бұрын
ካላእ ሰብ ዝሓለፋ ?ከመይ ገይሩ ይምርዓዋ?ጥንሲ ዉን ከጋጥም ተክእሎ ኣሎ።
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 Ай бұрын
@@mussiewolday9585 ምናልባት ጥንሲ ከይጋጥማ እምበር ናዓኣ እምበር ንድንግልናኣ ኣይኮነን ኣፍቂሩ ዳሓር ካዓ ታዓሚፃ እምበር ፈትያ ኣይኮነትን ፅገም ዘለኦ ኣይኮነን ብሃሊት እየ ኣነ ፊልሚ ዳኣ ኮይኑ እምበር እዙ ጀልጋፍ ኩፉእ ትርኢት እሞ ክምርዐዋ የብሉን መዋእልካ ስቃይ እዩ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 9 күн бұрын
​@@mussiewolday9585 ምዕንጂሉ ተዓሚጻ እምበር ፈትያ ኣይኮነን ደሓር ከኣ ንልባ ዘፍቅር እዩ ክምርዓዋ ንድንግልናኣ ዘይኮነ
@mussiewolday9585
@mussiewolday9585 9 күн бұрын
@@HaraGhirmai ዓዋን ፈትያ እያ ተዓሚጻ ዝብል ዶ ጽሕፈ እየ።ነቲ ክምርዓዋ ዝበለ እየ መሊሰሉ።እንተ ተዓሚጽካ ምጥናስ ኣሎ።ሕማም አይድስ ኣሎ።ክምርዓዋ ዝበለ መሊሰሉ።ነዚ ኣብ ግምት ይእትካ እዩ ዝጻሓፍ።ድሕሪ ምዕማጽ ዘሎ ሳዕቤን ዝርዳኣኪ ኣይትመስሊን እኪ።
@FhQs
@FhQs Ай бұрын
ኣይ ሰደይ ምስ ሻም ኣራኽብዋ😢😢
@tamrat7
@tamrat7 Ай бұрын
ኣነስ ጥበብ ናይ ኣቦኣ መሲልኒ ዝተዓመጸት ዘይመሰለኒ😂
@user-hv9fo2tv3i
@user-hv9fo2tv3i Ай бұрын
& me
@user-jh1oj1if8r
@user-jh1oj1if8r Ай бұрын
Ane wela kemu mesloni neyru ketehznka
@eriafrotube58
@eriafrotube58 Ай бұрын
ወላ ኣነ ቡኡነት ከምኡ ጥራይ ዩ መሲሉኒ ኔሩ፣ ያሳዝናል!
@Wahsey21dngley
@Wahsey21dngley Ай бұрын
ኣነ ለ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 9 күн бұрын
ኣነ ውን ጥበብ ናይ ኣቦኣ እዩ መሲሉኒ ነይሩ😴😪😪
@samteygunners7239
@samteygunners7239 Ай бұрын
ናይዚ አዋን አታ ዝበለጸት ፊሊም አዚ ኣብ ሞንጎ ሬክላም ትእትዉዎ ዘለኹም pls ናይ ቢኒ ዓወት ተትእቱዉልና ደስ ምበለና 💚🇪🇷💚
@Mur_Channel
@Mur_Channel Ай бұрын
😂😂😂😂
@user-xb7hq6uq6j
@user-xb7hq6uq6j Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂❤
@SemharAbagoben
@SemharAbagoben Ай бұрын
Hakka
@abelkidane6968
@abelkidane6968 Ай бұрын
Ezeom,aykonun,zaetewewo,😂😂😂😂😂😂😂,durbush,kkkkkkkkkk
@selamSelu-im4je6jh1s
@selamSelu-im4je6jh1s Ай бұрын
በይዛኩም ንሰዳይ ካብዞም ዲያብለሳት ሰባት ኣውፅእዋ ፊልማ ምኮኑ ረሲዕናኮ ብጭንቀት ሜትና😢😢😢😢😂😂😂
@user-ud7yw4of8e
@user-ud7yw4of8e Ай бұрын
Ya😔😔
@fenanabi9716
@fenanabi9716 Ай бұрын
Hakcha Tarik eiu zey tengre ember zey tegbre yelen😭💔
@merkeb8120
@merkeb8120 Ай бұрын
Ewyyy ane dea zteamexet aymeselenin Neyru. Uffff asha zkone mehreq. 😢 xedaley
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ከምዚ ከማይ ላትፈረጀ ኮመንቲ ዳንብብ መን አሎ❤❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Ай бұрын
Mee tooi😂😂❤❤
@danielarsemadaniel6056
@danielarsemadaniel6056 Ай бұрын
አረ ወልፊ ኣለዎ ዝገርም
@user-gr4mu7df2p
@user-gr4mu7df2p Ай бұрын
ኣነ ኣለኩ😂😂😂😂😂
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
@@user-rs8bd8un8y ደምርኒ ዝያዳይ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
@@danielarsemadaniel6056 ብጣዕሚ ደአ ደምርኒ ዝያዳይ
@user-ek7iy1sy9h
@user-ek7iy1sy9h Ай бұрын
ዌልካም ክፅበ ፀንሐ❤ ብሰም ሻም ላይክ 😋❤
@user-me1su1id6v
@user-me1su1id6v Ай бұрын
እፍ ሰዳይ 😢😢😢ክትዕመፅ አይሓሰብክዎን ፀሊም ዝብኢ 😮ዝከነ ወዲ
@HyatHyat-kv4jz
@HyatHyat-kv4jz Ай бұрын
መን ዓሜፅዋ
@user-me1su1id6v
@user-me1su1id6v Ай бұрын
@@HyatHyat-kv4jz እዚ ፀሊም🙄🤔
@user-bw7vu4xd6p
@user-bw7vu4xd6p Ай бұрын
Wae bejakum ba gize aytenbbwon dikum comments 😢
@meazatsegai5400
@meazatsegai5400 Ай бұрын
Ehhhhhhh abo Knebel kolo ab af lbeka mexieu zwegaka hemam ysmeaka ane kabtom n Abom zfetwueye hemem gualu zhemo ❤🙏
@jaynjonas
@jaynjonas Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ነዛ ተዋስኦ ባድሻ ኣመቂርካያ። ኣላህ የዲክ ዓፍያ። Kudos to Badisha.
@Solomonrezene63
@Solomonrezene63 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ፊልሚ ደቂ ሪመይ ሽኮሪናታት 🎉🎉🎉🎉🎉❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምረኒ ዝያዳይ❤❤❤
@user-xp5ls1vz1w
@user-xp5ls1vz1w Ай бұрын
ጎርቤትና ሸኮራት እንካዕ ብሰላም መፃኹም ግን ይሓፂሩሎ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@selamasweet7680
@selamasweet7680 Ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ ዝፈትወኩም❤❤❤😢❤😊❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-sj4ys3mn8d
@user-sj4ys3mn8d Ай бұрын
ብግዜ ዝሓመቀት ናይ ኤርትራ ድራማ ሓቂ ትብሉ ላይክ ግበርለይ
@Dttgvv
@Dttgvv Ай бұрын
Well come yehwatey 🇪🇷 from💛❤
@samsommichael6093
@samsommichael6093 Ай бұрын
ደቒ ሪመይ ሓላላት ብጣዕሚ ጽቡቕ ፊልም እንታይ ኸውጾ ሰሰኑልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም 🧡💜🥰🥰🥰
@yerusalemhailezgi3486
@yerusalemhailezgi3486 Ай бұрын
There is no word to express how incredible this MOVIE is!!!🔥🔥 Well done writer, cameraman, editor, actors, director…. 👏👏👏
@user-gw8re6jq2s
@user-gw8re6jq2s Ай бұрын
ስረ ዝታዓጠቀ ኩሉ ሰባአይ አይኮነን😢
@AdinaaVictor
@AdinaaVictor Ай бұрын
ናይ ዓወት ኣብርሃ ብቕዓት ግን…ዋው ድንቒ እዩ!!!
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Ай бұрын
🙏🌹🌹🌹❤️🇪🇷🇪🇷🙏🌹❤️🌍🌹🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🌹👍🌿🌏☘️☘️አዝዩ ፅቡቅ ፈጠራን ክእለትን ደቂ ጀጋኑ
@FacheHagos
@FacheHagos Ай бұрын
I'm from biniam germay 🇪🇷 🤴 ✌️
@SamrawitSamrawit-u5n
@SamrawitSamrawit-u5n Ай бұрын
ብጣዕሚ ተናፋቂት ድራማ እያ መዓዝ መዓዝ ድዩ ሓዱሽ ዝመፀና
@dudulove-xt7bq
@dudulove-xt7bq Ай бұрын
Well came deki erey 🇪🇷xubqt😘
@nyatftwi8770
@nyatftwi8770 Ай бұрын
Welcome deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤
@RedwanJemal-fx2ny
@RedwanJemal-fx2ny Ай бұрын
Waka tv please eta derfi eba awredewa mesay tesamameu like gebero gays
@hakibrhan
@hakibrhan Ай бұрын
Tbeb malet👏👏👏👏👏,,,, Memeliskum sesnu deki Erey halalat 🙏!
@YonasFissehayePeter
@YonasFissehayePeter Ай бұрын
ስድራኣ ክሳብ ሕጂ፡ጓሎም ኣበይ ኣላ ክሓቱ ዘይምኽኣሎም ካብ ክውንነት ዝርሓቐ ኮይኑ።ናብ ስድርኣ ክትከይድ ይግብኣ።ካብ ንቡር ርሕቕ ኢሉ ናይዛ ካብ ሰብኣያ ተሓቢኣ ዘላ ጓል።
@user-qy6hm3xz2l
@user-qy6hm3xz2l Ай бұрын
ስድራ ድኣ ናብ ሓዳርንድዮም ሰዲዶምዋ ዘለው ናበይ ከይዳ ኢሎም ክእልሽዋ ምክንያቱ ኩሉ ብውሽጣ እያ ትቃለስ ዘላ ንሳ ፅቡቅ ኣላ ቃል ኪዳን እያ ትዕቅብ ዘላ ንከይትፋታሕ እያ ትፅዕር ዘላ😌
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti Ай бұрын
*_ጀጀን ጽሉል😅😮_*
@tsegaaregawi2888
@tsegaaregawi2888 Ай бұрын
አካይ ፅሉል ሜንታል እምበይ
@ksanetteame3692
@ksanetteame3692 Ай бұрын
Good job.gzye btami haxira
@user-xp5ls1vz1w
@user-xp5ls1vz1w Ай бұрын
ኣሕሕ ኣባኣ ንሰዳይ ደም ነብዑ😭❤❤❤❤❤
@SalemMaekele
@SalemMaekele Ай бұрын
Harmony ze real author..go ahead...n seday ur so grate when u acting like this keep shining...
@user-hb4gl4uu3v
@user-hb4gl4uu3v Ай бұрын
ስዳይ ምስ ኣቦኣ ኣራኽብዋ በጃኩም❤❤❤❤❤❤❤🎉
@NahomMeketa
@NahomMeketa Ай бұрын
I love this film
@mebratgebrihanshshe8506
@mebratgebrihanshshe8506 Ай бұрын
መናደዲ ሰዳይ ክትዕመፅ ኣይነበራን ዋ😢😢😢😢😢😢 ብጣዕሚ እየ ነቢዐ ድራማ ምኾኑ ረሲዐዮ መሕረቂቂቂቂቂቂቂ😢😢😢
@samsommichael6093
@samsommichael6093 Ай бұрын
መብራት ፊልም እኾዩ ኣይትንብዒ ባ ነባዒት 😂😂
@Haymanoteabew92
@Haymanoteabew92 Ай бұрын
ኣበው:ትጭነቅ ዘለካ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ክኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ❤❤❤❤
@user-kb8ew1zm7q
@user-kb8ew1zm7q Ай бұрын
ኣሜን እሽ
@user-dq3hb3zz1f
@user-dq3hb3zz1f Ай бұрын
Enka bdhan mexakum xbukat deki erey ❤❤❤❤❤😢😢😢
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤
@yosanbiniamjosi8055
@yosanbiniamjosi8055 Ай бұрын
ናይ ወዲ ነገደ ቁሩብ ተጋኒኑ ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤❤❤
@MillionOkubay
@MillionOkubay Ай бұрын
Silemintay gin nab sidrea zeytikeyid ❤❤❤
@ADE-GOYTA
@ADE-GOYTA Ай бұрын
ብሉጽ ስራሕ ጥበብኩም የብዝሓዮ ፈጣሪ🙏🏻
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u Ай бұрын
ሰዳይ ሰዳይ ብዙሕ ሐዚነ መዋእታኺ የጸብቆ❤❤❤😥😥😥😥😥
@user-wu4vy5xk1j
@user-wu4vy5xk1j Ай бұрын
ብሃንቀውታ ዝፅበያ ፊልሚ🙌💝
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ❤❤❤
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti Ай бұрын
ትማሊ😮😅
@user-ii4si7lw7t
@user-ii4si7lw7t Ай бұрын
ግዜ ብጣዕሚ ሓጺሩ
@AAAa-s9f
@AAAa-s9f Ай бұрын
ሻም ናፊቐዬ ዋኝኝኝኝ 😩😫ሰዳይ ለ ኣብክያትኒ😢😢
@user-ki7dd6yq4b
@user-ki7dd6yq4b Ай бұрын
Mara akfiekum,mara yehxirkuma tay u zi kemay zharq alo do
@semharghebre119
@semharghebre119 Ай бұрын
Mhraq tray qch keman kemxulna jemirom.
@yordanosgebrehiwot9222
@yordanosgebrehiwot9222 Ай бұрын
ሰዳይ ሰዳይ ሰዳይ ብዙሕ ሐዚነ መዋእታኺ የጸብቆ
@muzittadese8857
@muzittadese8857 Ай бұрын
Bejkum aythxrewa❤❤❤
@helendaniel6679
@helendaniel6679 Ай бұрын
Enqa bselam mexakum burukateyyy deki rimey edmen tenan yhabkum fetari❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Ай бұрын
ካብቲ ናይ ድራማ ደቂቃ እኮ ናይ ማስታወቅያ ደቂቃ በዚሑ
@user-sz7bp4kk9b
@user-sz7bp4kk9b Ай бұрын
ፍርቃ ናይ ዝሓለፈ ጌርኩማ
@user-jw3zs4yg3z
@user-jw3zs4yg3z Ай бұрын
Hamam trah elki hamema bialalu enber ezia dea
@aidahaile6735
@aidahaile6735 Ай бұрын
URSS pain me for sadyy 🥲🥲🥲🥲🥲🥲🥲 gal atrekboooooo btamiiiii yhznnnnn Nice Job 🙏🙏🙏
@user-vs7vx9bd9i
@user-vs7vx9bd9i Ай бұрын
Abza film's hugosat sebat alwu do germni ❤😢
@user-mn8kv6si7p
@user-mn8kv6si7p Ай бұрын
Aman my favorite actor all time ❤️💪
@BiniBibi-b9c
@BiniBibi-b9c Ай бұрын
C'est bien film ❤❤❤❤❤❤
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d Ай бұрын
ኣነ ኣለኩ ብጣዕሚ እያ ደሲ ትብለኒ ሰዳይ❤❤❤
@asmieabraha6692
@asmieabraha6692 Ай бұрын
N badsha like habuley
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 Ай бұрын
enka bselam mexakum,deki eri❤❤❤❤
@selambofta2695
@selambofta2695 Ай бұрын
Willkommen deqi erena shkorinatat ❤❤❤
@wediteages9391
@wediteages9391 Ай бұрын
ፊልሚ ድያ ኣድቨርታስይዝ ያ ጀምዓ መዝሚዞምና እኳዮም ዘይ እዚ ሓንቲ ፊልሚ ክከታተላ ጀሚረስ እዚ'ኣ ከኣ ኮሊፎም ወዲኦምና😢
@abelkidane6968
@abelkidane6968 Ай бұрын
SUK, BAL lemadooo ❤
@welcometekle1986
@welcometekle1986 Ай бұрын
My favorite movie ❤️🥰
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ውዴ❤❤❤
@user-ln1iv4qz9e
@user-ln1iv4qz9e Ай бұрын
❤👑🇪🇷👑ደቂ ኤረይ ናተይ❤️🇪🇷👑
@danidani-w8q
@danidani-w8q Ай бұрын
Dkika yhatsr alo mastawekya ynewuh alo are beyzakum lbna aytetentulna ❤❤❤
@user-tm9cm9xk9v
@user-tm9cm9xk9v Ай бұрын
ሰዳይ ሽኮር🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@MakdaTeame-je6uk
@MakdaTeame-je6uk Ай бұрын
ኡፍፍፍ አቦ ስዳይ 🥺🥺🥺🥺🥺💔
@Al-be8tk
@Al-be8tk Ай бұрын
Seday ferihela ety wedy amoea zbie u zmesel nb zkefea teray kysheta ezi wedy lbu tefiewo u zelo but love u all deki erey GBU all ❤❤❤❤❤❤ I can't waiting please aytdenguyuna love u so much ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nadiahabtom6276
@nadiahabtom6276 Ай бұрын
Awet perfect
@therry_henry14
@therry_henry14 Ай бұрын
እንቋዕ ብደሓን መጻኹም ደቂ ኤረይ ሓላላት ❤ ደቂ ጀጋኑ
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t Ай бұрын
@user-lh2pv5jp5k
@user-lh2pv5jp5k Ай бұрын
Enke bedhan mexkum 🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤
@Xehaytv24
@Xehaytv24 Ай бұрын
ደቂ ኤረይ ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጥዉቅ ኣቢልኩ ሳብስክራይ ግበሩለይ ሓደራ ሸለል ኣይትበሉኒ 🙏
@bryegaldiesae
@bryegaldiesae Ай бұрын
ኡፍ አቦ ሰዳይ 😢💔
@SlamSlam-xs6xf
@SlamSlam-xs6xf Ай бұрын
Welcome deqi Erey❤
@dyykejtkj
@dyykejtkj Ай бұрын
ድራማ ምኻኑ ናፈለጥኩስ ማራ ሓዚነ ሓሪቀ ኣሕሕ ሰዳይ 😢😢😢
@FreedomTemesgen
@FreedomTemesgen Ай бұрын
ጽብቅቲ ፊሊም ሌክራም ግን በዚሕዋ ❤
@user-vn4pl1dw3n
@user-vn4pl1dw3n Ай бұрын
Xbuqe srahe u gn aitehxrwo bejakum ❤❤❤
@user-yv3cg6xe7q
@user-yv3cg6xe7q Ай бұрын
ባእ ኮይኑዋ ድያ እዛ ፊልሚ ናይ ግዜን ምድግጋምን ለውጢ ዘይብላ😏
@abelyohannes7451
@abelyohannes7451 Ай бұрын
Bini eko teawitu 🎉🎉🎉❤
@Galadey
@Galadey Ай бұрын
Ewe❤❤❤❤❤❤
@user-hg8dn4ic7g
@user-hg8dn4ic7g Ай бұрын
ብሉጻት ተዋሳአቲ ምስ ብልጽቲ ፍልም ጽሩያት ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤❤
@suziteklu8490
@suziteklu8490 Ай бұрын
እውይ ተዓሚጻ ከም ወዲ ጨካን የለን 😢😢😢😢 እሞኸኣ ንሰዳይ
@BetiBeti-z8q
@BetiBeti-z8q Ай бұрын
Nfoloma 13 baley welcome ❤
@Isjd-e7t
@Isjd-e7t Ай бұрын
ገረቤትና ሓርፍ ስራሕ ❤
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 13 МЛН
The Joker kisses Harley Quinn underwater!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 13 МЛН
When you discover a family secret
00:59
im_siowei
Рет қаралды 15 МЛН
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 49 МЛН
FREDUNI( ፍረዱኒ ) NEW ERITREAN SERIES MOVIE 2024
1:00:45
YOEL ENTERTAINMENT
Рет қаралды 93 М.
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 13 МЛН