🛑 እዋናዊ መግለፂ መቐለ ሃገረ ሰብከት ቤተ ክርስቲያን

  Рет қаралды 984

AMDI MEDIA - ዓምዲ ሚድያ

Ай бұрын

Пікірлер: 4
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 14 күн бұрын
Egziabher. mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. behake. Eyu. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. Ahwatey. ✝️☝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿
@ethiogeotech4695
@ethiogeotech4695 15 күн бұрын
ጉጅለ አጋንንት
@zeradawitGebrehiwet-e5l
@zeradawitGebrehiwet-e5l 6 күн бұрын
ሓሸውቲ እዝይ ድዩ ዓቅምኹ ቤተ ክርስትያንን ንስኹም አይትፋለጡን መደናገርቲ አብ ሃገረ ስብከት መቀለ ዘለኹም ነጋዶ አተጭብረብሩ ሓሸውቲ ለያው ናይ ቤተክርስትያን ሕጊ አይትፈልጥዎን እቲ መግለፂኹም እኻ ባዕሉ የዋርደክምሎ አብቲ ሃገረ ስብከት ዘለኹም ሰባት አነስ ዝገርመኒ ካብ ሓደ ጥንስስ ዲኹም ተሰባሲብኩም ሓደ መላሲ ማይ ዘይብልኹም ኩልኹም ብስም ቤተ ክርስትያን ነጋዶ አታ ሐዝውን ሕፈሩ ባኻትም ምኽንያት ክንደይ ውላድ ቤተ ክርስትያን ካብ ቤተ ክርስትያን ሪሒቁ ክንደይ አማናይ እምነቲ እናኻሓደ ናብ ዝ/ዩ እምነታት ይስድሎ አቱም ነውራማት ዓፈናታት እቲ ፈጣሪና ተኾነ ሰሪሕኻ ከም ዝብላዕ አምሂርና እዩ ንስኹምስ ፍልይ ዝበልኹም መታለልቲ ካብ ድሓ ሕብረተሰብ እናመጠጥኹ ሃፍትኹም መኸዕበቲ ብስም ቤተክርስትያን አታ ሕፍር በሉ ደሞ አብ ምድያ ወፂእኹም ሃተፍተፍ ትብለኹም ክሳብ መአዝ እዩ እናዳናገርኹም ትነብሩ መሕፈርቲ ሕገ ቤተክርስትያንማ ሕጊ አለዋ ወሪድክም አበይ ትፈልጥዎ ሕጊ ቤተክርስትያንማ ንባዕላ ተሪፋስ ንዓለም ዘበርከተት እያ ነገር ግን ሕጊ ቤተ ክርስትያን 0%አትሰርሑሉን መሕፈርቲ በባኻቱም ምኽንያት እምነትና ፀሊእና ድማ ግዕዝይናኹም ብውሽጢ ከትረዳደኡ ንደገ ምውፃእኹም ህዝቢ መተማ መቀለ ሓፊሩ ወራዳማት እቲ ዝተበልኽሞ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ እንበር ህብስ መሪርዎ እዩ ዘሎ ብሓቅዶ ንነጋገር አማናይ እማ ነአኹም ክርኢ ከሎ አንጎሎ እዩ ዘዓፅፍ ምኽንያቱ ውፂእትኹም እዩ ብላዕሊ ፃዕዳ ለቢስኹም ውሽጥኹም ድያብሎሳት በባኹም ስንኪ ናይ አብነት ተምሃሮ እናጠፈአ ይኸይድ አሎ ናይ አብነት መምህራን ይጠፍእለው ,ይስደድለው ምኽንያቱ ግቦኛታት ኢኹም ቤተ ክርስትያን እማ ባዕላ ኮትኺታ ዘዕበየቶ መገልገሊአ ባዕላ እያ ዝትሃንፅ እንተ ሀገረ ስብከት መቀለማ ይምሓረና እስኪ እዚአ መልሱለይ ካብ እቲ ሃገረ ስብከት ጀሚሩ ሕድሕድ ቤተ ክርስትያን ክንደይ ፓርትታት አለኹም እዚኣ ከሓተኩም ዘለዓዓለኒ ብጉጅለ (ብከባቢ).ብጥቅሚ ,ብስልጣን ስለ ዝመቀልክምዋ ህርፋት ህብኹም ብጥሜት እናተሓለበ ንስኹም ብስ ቤተክርስትያን አብቲ ዕፅዋን ክባን ሓንቲ መዓልቲ ንተፈናቃሊ ህብና ዝትብልዎ ይቅርታ ህዝብኹም ኻ አይኮነንዋ እትብልዎ ሓጊዝኩም አይትፈልጡን አትሓስብዎን ብስም ቤተ ክርስትያን አይትቀልዱ ኩሉ በፂሕና ዘሎ ችግር በባኻቱም ውፅኢት ምኻኑ አይትረስዑ!!!!!!!!!!!!..................................
@user-sb8ff5xy1u
@user-sb8ff5xy1u 19 күн бұрын
ሓሻዊ ፀሐፊ ሃገረ ስብከት
Хотите поиграть в такую?😄
00:16
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,4 МЛН
В НЕЕ ЧТО, МОЛНИЯ ПОПАЛА? 😂😂😂😂
0:56
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 9 МЛН